እዋናዊ ጉዳይ ትግራይን መልእኽቲን?

  Рет қаралды 19,410

Tigrai Press

Tigrai Press

Күн бұрын

Пікірлер: 102
@terhaskahsay8762
@terhaskahsay8762 17 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን 😢
@aronyonas7563
@aronyonas7563 18 күн бұрын
መንእስይ ትግራይ ታሪክ ክንስርህ ኢና ናይ ጌታቸውን ፃድቃንን አገርገር ክብርአን እዩ ትግራይ ናይ ፁሩያት ተጋሩ መሬት ትግራይ እያ❤❤❤
@Awetateklea
@Awetateklea 18 күн бұрын
ፅብቅ ይስማዕ ኣሎ ።
@zenabazemo7142
@zenabazemo7142 17 күн бұрын
ብጣእሚ እዩ ዘሕዝን እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልና
@asterkifle9877
@asterkifle9877 18 күн бұрын
You are the voice for Tigray Bisrat!!! Keep it up & Thank you!!
@FisehaAbadi-jg5fk
@FisehaAbadi-jg5fk 17 күн бұрын
ቃልሲ ከምዚ መስመርካ ነፅርካ ምስ ፀላእቲ /ብልፅግና /ትግራይ ምግጣም።
@TesefaMareyam
@TesefaMareyam 18 күн бұрын
እወ አዚኣ እያ አታ ሓቂ ብሬ❤❤❤❤
@GerezgiherBeyene
@GerezgiherBeyene 18 күн бұрын
ብጣዕም የዘድንቀካ ብሬ ዓሪከይ ዓወትካ የሪኤን
@tamutafu528
@tamutafu528 18 күн бұрын
BERHANE. I AM. PROUDE OF ❤️ ❤️ ❤️ YUO, YOU. TELLING THE TURUTH. GOD. BLESSING 🙌 YOU.
@bibatigray4002
@bibatigray4002 18 күн бұрын
Selam Bisirat ❤❤❤❤
@habtuhaile1104
@habtuhaile1104 18 күн бұрын
ቅድሚ ኲናት ፃድቃን " ኣብዪ ኣራሪቡኒ ነይሩ ........... ከምዙ እማ ፅቡቅ ኣይኮነን ......... ኢለዮ ነይረ" ዝበለሉ ዘረባ ዘክሩ እሞ : ኣዛ ካብ ወፃእ መምፂኡን ዝተዘራረቡላ እዋን ኣነ ዘጠራጥረኒ " ፃድቃን ፀላኢ ህዋሕት ምዃኑ ኣብዪ ኣፀቢቁ ስለዝፈልጥ በረኻ እንተወፁ እውን ስዒቡ ሓቢሩ ክጋደል እንተተ ማረኸውን ምንም ከምዘይኸውን ዝተስማምዑ ከምዝኾኑ ብሓያል ሕዚ ኮይነ ክጠራጠር ገይሩኒ ኣሎ:: ዘረብኡ ኹሉ ብድሕሪት ኣይዞኻ በሃላይ ከምዘለዎ የመላኽት:: እዋን ኵናት ወረርቲ በዓል ስልጣን እንተማሪኾም ከይቀትሉን ብኽንክን ክመሕዝዎ ከምዝነበሮም ንዝክር;:
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 18 күн бұрын
Thank you for standing for Tigray
@NigistTesfahungne-n4c
@NigistTesfahungne-n4c 18 күн бұрын
አንቱም አሕዋተይ ጌታቸውን ፃድቃንንስ ቤተሰብ ወይም ፈታዊ መሐዛ የብሎምን ድዮም ዝመኽረልና? አረ አገብ በሉልና ምኸሩልና በጃኻትኩም ?
@YaredTesfay-t2t
@YaredTesfay-t2t 18 күн бұрын
በዓል ቮድካቸው ናይ ብልጽግና መተግበርቲዮም መጨረሾኦም ልክዕ ከም ብኣዴን ካብ ህዝቢ ክውገዙዮም ንግዚኡ ግን ሰብ ከዳናግሩ እዮም ልቢበል ህዝቢ ትግራይ
@Tesfay-p2t
@Tesfay-p2t 18 күн бұрын
አጀኻ አታ ወዲ ጅግና አብ ጎንኻ አለና ።
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 18 күн бұрын
ሓቁ ብልጽግና አዮም ጌታቸው & ጻድቃን ።
@SelamZigta
@SelamZigta 18 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ንፈትወካ❤❤❤❤
@nifthiharneteritrea3989
@nifthiharneteritrea3989 18 күн бұрын
ኩቡር ሐዉ ብስራት እዚ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ከዳዓ ሕልና ዘዮብሉ እዩ ሳላ እቲ ግምባሩ ሂቡ ዘድሐኖም መንኡሰይ ሑጂ ቢሂወት ተረፎም ወለዲ ስውአት ከዲዕም :: ብድሕረይ ሳዕሪ አይብቆል በለት አድጊ ኢሎም ትግራይ ክበታትኑ ይጽዕሩ አለው:: ህዝቢ ክቁዋሞወ አለዎ::
@mami-bg9tl
@mami-bg9tl 18 күн бұрын
በጃካትኩም ልብ ንግበር ተጋሩ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 18 күн бұрын
መን ድዩ ጀሚርዎ
@DanielAssefa-b7e
@DanielAssefa-b7e 17 күн бұрын
ተጋሩ ኣሕዋተይ ተጋዳላይ ብርሃነ ሓውና ዳቅረባ ሓሳብ ሃቂ እያ ብደንቢ ክንሰሞኦ ኣለና መንዕሰይ ትግራይ ሓውኩም ስምዑዎ 10q ትግራይ ፕሬስ
@tamutafu528
@tamutafu528 18 күн бұрын
THANKU. SO. MUCH. TIGERAY PRESS.
@terhaskahsay8762
@terhaskahsay8762 17 күн бұрын
Thank you ልፍዓተይ! ጥንቕቅ በል ዝሐወይ።
@tekleweynigebremeskel-wg2uq
@tekleweynigebremeskel-wg2uq 18 күн бұрын
እወ ትኽክል ኢኻ ተጋዳላይ ብርሃነ
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 18 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mebratuabadi7957
@mebratuabadi7957 18 күн бұрын
አነ ብጣዕሚ ዝገርመኒ መሓበራዊ ምድያ መማኻኸሪ መዛተይ ብሓሳብ ዘይሰማዕመዐካ ድማ ብሓሳብ ክትነፅጎ እምበር ንምንታይ እዮም ፀርፊ ዝፅሕፋ ካብ ፀርፊ ኸ እንታይ መፍትሒ እዪ ዘምፅእ ኢሎም ዝሓስቡ ዘለው
@AbrehetTeka
@AbrehetTeka 18 күн бұрын
ኩሉ ሓደ አይኹን ንዓኹም ሒዝና ክንድሕን ተስፋ ንንገብር ብስራተይ ዕድመ ይሃብካ። 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 18 күн бұрын
Tigray Press dmtsi Hzbi Tigray 👍👍👍💛❤️💛❤️
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 18 күн бұрын
ነዞም ተጋሩ ተመሲሎም ኣንፃር ተጋሩ ኮራኽር ብልፅግና ኣቃላዓዮም እቶም ናብ ዋይት ሃውስ ወረቐት ዘእተው ተጋሩ ኣይመስለንን ማሕበር ጉፉኣን ዝበሃሉ ዝተመወለ ገለተጋሩ ባንዳታት ዘለውዎም ምኻኖም ይዝረብ ኣሎ ብወገንካ ዘፃረኻዮ ተሎ ኣጋልፆም
@almaz.8056
@almaz.8056 18 күн бұрын
Brhane proud of you 👏
@hageremiru2888
@hageremiru2888 18 күн бұрын
ጀግና ተጋዳላይ 🎉🎉🎉
@YaredTesfay-t2t
@YaredTesfay-t2t 18 күн бұрын
ጆሃር ዘተረኣዮ ሓደ ነገር ኣሎ ኩሉ ሰብ ክግንዘቦ ዘለዎ እቲ ናይ ሰሜን ሓይሊ ኣልያንስ እንተጌሩ ኣቢ ሓመድ ንሓደ ሰሙን ዕድመ ከምዘይህልዎ ዝተረደአ ይመስለኒ ስለዚ ብኣግኡ ታስልጣን ካብ ሊሂቃን ኦሮሞ ከይትወጽእ ጥራይ ዘይኮነ ብሽም ኦሮሞ ስለዝሽቅጡ ኣብ ህዝቢ ኦሮሞውን ጆኖሳይድ ክፍጸም እዩ ኢሎም ስለዝሓስቡን ናይ ሓደ ሰብ ለውጢ ጌሮም እታ ስልጣን ዝብልዋ ካብ ኢዶም ንኸይትወጽእያ ውሕጅ ከይመጸ መንገዲ ውሕጅ ፅረግ ከምዝበሃልንሕና ተጋሩ ድማ ንኸብድና ጥራይ ስለንሓስብ ኣብ ሓንቲ ነገር ዕንክሊል ንብል ኣለና
@Gemechis-m2u
@Gemechis-m2u 18 күн бұрын
ተጋደላይ ብርሀነ የቐንየልና ለባም ምኽሪ 🎉🎉🎉🎉🎉
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor 18 күн бұрын
ጌታቸውን ፃድቃን 100% ብልፅግና እዮም
@yemanekidane9147
@yemanekidane9147 18 күн бұрын
ሰለመ ሰለመ ሰለመ❤
@CalebAbera-b1o
@CalebAbera-b1o 18 күн бұрын
ወዲ ወረደ እቲ ሰላሕታ ትዲፈ ዝብተን ዘሎ እዩ ።
@WelderufaelBelay
@WelderufaelBelay 18 күн бұрын
Welcome Bsrat and T.Brhane
@maeregkebede3840
@maeregkebede3840 4 күн бұрын
AJEW JEW !!
@GebremeskelHadish
@GebremeskelHadish 18 күн бұрын
100%100%
@nebiyugebremedhin7118
@nebiyugebremedhin7118 18 күн бұрын
ክላእ! ኣበይ ዘሎ ሠራዊት እዩ? እስካብ ዝውሕጡኻ, እስካብ ኢድካን እግርኻን ኣሲሮም ዝወስዱኻ ሱቅ ኢልካ ኣብ ካምፕ ዘይትረብሕ ራሽን እናተተኾብካ ምንባር,ብስም DDR ኢድካ ንላዕሊ ተባሂልካ ዕጥቅኻ ምፍታሕ እንተኾይኑ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዘይወፆ ጉድጓድ ይስድር ኣሎ ማለት እዩ።
@zabebatoaom4690
@zabebatoaom4690 18 күн бұрын
👌👍💞💞🌺🌺🙏🙏💪💪💪
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 18 күн бұрын
አዛ መአትዊ ደስ አብል
@MrsKkk-q3u
@MrsKkk-q3u 18 күн бұрын
❤❤❤❤
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 18 күн бұрын
ብትኽክል ገሊጽዋ ነዙይ ዘይተረደአ ትግራዋይ ትግራዋይ ኣይኮነን ብጣዕሚ ያሕዝን ።
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 18 күн бұрын
ናይ ፃድቃል ተንኮል ንጀነራላት ንአዲስ አበባ ፀዋአዮም እሉ ንአብይ አህመድ ድህርኡ ተከፋፍሎም እኮ እዮም እቱ ፕላን ከሙኡ እዩ ነሩ ፍርቆም ናይ አብይ አህመድ ክንን ውህጦም ብልፅግና ኮይኖም
@AbrehetTeka
@AbrehetTeka 18 күн бұрын
አብ ትግራይ ክንዲ ህወሓት ዝኸዉን ቡቁዕ ዉድብ የለን ።ለዉጢ ዝድለ ንዘሐሸ እዩ ። 🎉🎉🎉🎉🎉
@tamutafu528
@tamutafu528 18 күн бұрын
Thanku. Hawena. Wedena. Jegena. TEGADALAYE. BEREHANE. Emo. Ezoeme. DEKUSATE. ENETAYE. EYU. SHEGEROME. NEMENETAYE. ZEYEWESENU. NEMENTAYE. YEFAZEZU. ALEWO. ENETE. ZEYEKLOME. ZEYEALEYU. NEMENTAYE. YEHEMUSUNA. ALEWO.
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 18 күн бұрын
ወንድሜ ተጋዳላይ ብርሐነ ሕውሓት እንቅልፍም ናት ቢቻል እንደ አንተ ወጣቶች የትግራይ መሪዋች እና የአብይ አህመድ ተንኳል ተሎ የሚረዳ ቤቀላቀል ጥሩ ነበር ሕውሓት የትግራይ ህዝብ አያድንም ምክንያቱም እዛ ሲያንቀላፍ ሕዝብ ያልቃል ውድ የትግራይ ሕዝብ በፀሎት በርታ እግዚአብሔር ሁሉ ይችላል መፍትሄ አለው ጌታቸው ረዳ ፃድቃን የአብይ አህመድ ተላላኪ ሁነዋል መጨረሻ የሳእረ እድል ነው የሚያጋጥማቸው ስለዚህ እነዝህም እንዳይጠፍ መፍትሄ መፈለግ ያስፈልጋል የትግራይ አንድ ሰው መሞት ማለት አንድ ሺ እንደሞተ ነው መታሰብ ያለበት
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 18 күн бұрын
No more Ethiopia for tigrai people,our tigrai is enough for us.
@TigrayTigraway-p3x
@TigrayTigraway-p3x 18 күн бұрын
ብሬ ጀግና ኢካ ከም ሱዳን አብክተ ፈሊዮም ከምደስ ዝበሎም ከዓ ይጫወቱና አለዉ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 18 күн бұрын
The king of TIGGER TIGERIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGERIYANS TDF❤ Absolutely regardless Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNEILS long live state TIGGER TIGERIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
@selam5239
@selam5239 18 күн бұрын
ሰላም ብስራት ሐውና እንብዓል ጆአር ዝግጅት ክገብሩ እንከለው ናህና ወኪል ድማ ካብ ብኸዚኡ ምስአቶም ክዘራረቡን ክአትውን ምግባር ግዴታ አድላይ እዩ ክሳብ ዓርሰውሳነ ዝግብ
@SelamZigta
@SelamZigta 18 күн бұрын
ካብዚ ዝበለ እንታይ ክትጲበ ።
@lemlemtigray8788
@lemlemtigray8788 18 күн бұрын
Common sense America had promised ጀነራል ፃዲቃን he’s going to be the premier minister of Ethiopia if he help TDF not to advance to Addis Ababa now we see all iswide-open if አቢይ ሓመዲ fail In his journey so that is what is happening with ጃሀር coming into the picture and ጀነራል ፃዲቃን is doing what he’s doing always wants to be the prime minister of Ethiopia I think that is what is happening
@EsayasGebreslase
@EsayasGebreslase 18 күн бұрын
እወሓቂካኢካ ህወሓት እኮ ብአወሁን ሰዓት ቢኢፎንጅንና በኦሰኩሰጅን እዩዝነብር ዘሎ እሰትንፋሱ ምሕላፍ አብያ ይገዓርእዩ ዘሎ
@Gtsadik-r8c
@Gtsadik-r8c 18 күн бұрын
ኣየ ብስራት ተኸኽ ኣይተብለና ምድላዉካ ፅቡቅ እናሃለዉ ዕለት ፀሓፍ ወይ ተናገር ንኣብነት እዚ ምድላዉ እዚ ናይ መዓዝ እዩ ?
@aatsedemekebeb2494
@aatsedemekebeb2494 17 күн бұрын
Berhane Stop it is stomach Pleas
@ethiopiagobezay2417
@ethiopiagobezay2417 18 күн бұрын
100% ትኽክል : ህዝቢ ትግራይ ልብ ግበር ብናይ ውሽጢ ዕሱባት አዛብእ ከይትብላዕ : ሕዚ ዓይኖም ብጨው ሓፂቦም ብግልፂ ስለዝመፁ ብግልፂ ምምካት ናይ ሕድሕድ ትግራዋይ ሓላፍነት እዩ ::
@awetnoor9817
@awetnoor9817 18 күн бұрын
💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍
@yemanehaile6892
@yemanehaile6892 18 күн бұрын
👍👍💪💪❤️❤️
@Mulu_alene
@Mulu_alene 18 күн бұрын
TPLF is not in power. How can the youth ask such question?
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 18 күн бұрын
ተጋዳላይ ብርሃነ ሐንቲ ክልል ትግራይ ኣብ ውሽጢን ኣብ ትሕቲ ኢትዮጳያን ምህላዋ ዝርድኦ ኣይመስልን ቅድሚ 5 ዓመት ብደረጃ ክልል election መረጻ ስለ ዝገበሩ ሕግን ሕጋውነትን ጆኖሳድ ሐደ ሚልዮ ህዝቢ ትግራይ መይቶም ተጋሩ ናይ ልፍንቲ ሐይልታት ንግስነታዊ መንግስቲ ክገብሩ ሃንዳስቲ ናይቲ ኩሉ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብይ ኣሕመድ ድማ እዮም ጀነራል ጻድቃን ህዝባዊ ሐሳብ ንህዝቢ ትግራይ ኣሜሪካን ኤውሮጳን ሕግን ሕጋውነትን ክህልዎ ከሎ ዶር ደብረጼን ድማ ውድባዊ ሐሳብ ካብ ወያኒ 50 ዝገበረ ድማ ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ እምነትኩም ኣብ ሰብ ዘይኮነስ ኣብ ሕግን ሕጋውነት
@tamutafu528
@tamutafu528 18 күн бұрын
PS. PS. PS. ENEDA. HIWEHATE. BEZAEBA. HIZEBEKUME. HISEBU. BE. AKEBA. GEZEKUME. AYETETFEUO. WEYE. DEMA. PS ZORE. BELU. PS. JUSTICE FOR TIGERAY JUSTICE FOR TIGERAY !!!!!!!!
@HaftomAtsebaha
@HaftomAtsebaha 17 күн бұрын
ቀዳማይ ፀላኢና ሻዕብያን ሻዕብያን እዩ ኣነ ዝተጋደልኩን ዝቃለስ ዘለኩን ሻዕብያ ቀዳማይ ፀላእየይ እዩ ብልፅግና ኮነ ሽፍታ ኣምሓራይ እውን ፀላኢና እዩ ሰለዚ ብፍፁም ንዘፅነተና ሻዕብያ ምጥባቅ ናይ ክሕደት ክሕደት እዩ
@AsfawTESFAY
@AsfawTESFAY 18 күн бұрын
ማኦ ኣብ ግንቦት 1966 ብሓገዝ ጉጅለ ባህላዊ ሰውራ ኣበጊሱ ርእሰማላውነት ንምምላስ ዝዓለመ ናይ ምዕራባውን ባእታታት ኣብ መንግስትን ሕብረተሰብን ሰርስሩ ኣትዩ ኣሎ። ንዙይ ምምፍሻል መንእሰያት ነቲ ዋና ቤት ጽሕፈት ቦምባ ክድርብዩ ጸዊዑን ክዕምፁምፁ ኣዊጁ። እቲ ዝተለሞ cultural revolutions ስትራቴጂ ሓላፍነት ዘሸከሞም እቶም red guards ዝባሓሉ መንእሰያት ዝኣዘዞም ኩሉ ናይ ቀደም ልምድታት፣ ናይ ቀደም ባህሊ፣ ናይ ቀደም ክብርታት ፣ናይ ቀደም ሓሳባትን ኣረጊት ሰብ ንከውደሙ ትእዛዝ ሂብዎም ንክልተ ዓመት ቻና ዑና ገይሮማ ውኢቱ እዞም መንኣሰያት ዝገብርዎ ናእቢ እንወት ካብ ቁፅር ማኦ ወፅኡ ድሕሪኡ ነቂሑ ንገፀር ብክማሓሩ ገይሩዎም ንምንታይ ስልጣኑ ንምሕላዉ ዝገበሮ ነይሩ፡፡ እዙይ ኣብ ትግራይ ብውሕዳት ውልቀ ሰባት ስልጣን ውልቀ ክቱር ፅልኢን ንምርዋይ መንኣሰያት የላእሉ ኣለዉ ኮኑ ግን ከምቲ ማኦ ዝገበሮ ዕድል ኣብ ትግራይ የለን ንምንታይ ፈላመይ ዓይኑ ዝዐወረ ፅልኢትን ግዚየዊ ውልቃዊ ረብሓ ተሸፊሞም ነንባእሎም መንደር ፈልዮም ብቃላላት ጦርነት ናብ ናዕቢ ተተኣትዩ መውደእቱኡ ምጥፍፋእ ጥራይ ክኸውን እዩ፡፡ እቶም ውሕዳት ውልቀሰባት ንዙይ ሓዊ ክባራዕ ብናሕሪ ዝሰጉሙ ዘለዉ ንቲ ባርዕ ጠጠው ከብልዎ ኣይክሉን፡፡ እሞ ኩሉ ክረባረብ ኣለዎ ብፍላይ ሰራዊት ትግራይ ስጉምቲ ግድን ክወስዱ ኣለዎም፡፡
@Eritrea7777
@Eritrea7777 18 күн бұрын
Tgadalay brhane lebam, etom akshti ke zeygztwom
@maeregkebede3840
@maeregkebede3840 4 күн бұрын
Hatew ketew !!
@woldebruknegussie2713
@woldebruknegussie2713 18 күн бұрын
🎉❤❤🎉❤🎉❤❤🎉
@Awet1975
@Awet1975 18 күн бұрын
ዋይዋይ እንታይ ጎቦ ጎቦ መሰል ብለመና አይመጽእን ምስ ጭቁን ሕዝቢ እትዮጵያ ሐቢርካ ናብ አራት ኪሎ ተበገስ ብኸበባ ሕዝቢ ብጥምየት አይተህልቑ እንኮ ፍታሕ እሳ እያ ዋእ
@rttr3992
@rttr3992 18 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@mami-bg9tl
@mami-bg9tl 18 күн бұрын
አብታሪካ ዘይረአየቶ ጉድ ከይንር
@KirosMekonnen
@KirosMekonnen 18 күн бұрын
ንስኹምውን ሻዓብያ ኢኹም ማለት ድዩ?
@Hadis7486
@Hadis7486 17 күн бұрын
Watch out this guy as seems double agent.
@tesfaywoldemichael2843
@tesfaywoldemichael2843 18 күн бұрын
ጉጅለ ኣደመስ መሓውር ስለያ ሻዕቢያ ደቂ ዋዕሮ ኢኻ! ህዝቢ ትግራይ = ሓረስታይ፡ ሙሁር፡ መንእሰይን ደቂ ስንስቲዮ ተረዲኡዎም ኣሎ። ፈሊጥናኩም ኣቱም እሪራይ ወፍዘራሽ መዓልትኹም ተፀበዩታ ኣቱም መውረሮ ።
@tesfaywoldemichael2843
@tesfaywoldemichael2843 18 күн бұрын
ዓንዛር! ይመስለካ ይኸውን። ሃጥ ተበለ ሰራዊት ኤርትራ ፅዊዕካ ሕስገዝ ትግራይ ክተጭፍጭፍ ኣይተሓፍርን ብርሃን።
@Slomon9096
@Slomon9096 18 күн бұрын
አነ ዝገረመኒ በዓል ዋና እዙ ሚድያ ነዚ ካብ አፍልጦ ነፃ ዝኮነ ሰብ ዘቅረበሉ ምክንያት እንታይ እዩ ወይስ
@eyobgebre695
@eyobgebre695 18 күн бұрын
ርስሓት ኢኻንስኻ ሓሳድ ካብ ብሕርቃን ትብሙት እታ ናሃትካ ቦተሊካ ክንሪኣስ እስኪ ኣርእየና።
@WelderufaelBelay
@WelderufaelBelay 18 күн бұрын
Nsu Tigraway eyu.... Nska k ????entay Amharay
@YaredTesfay-t2t
@YaredTesfay-t2t 18 күн бұрын
ርእሲ ደርሆ ስለዝኾንካ ኮኢኻ ዘይትርድኦ ዘለኻምበር ንሱሞ ኣብ ባይታ ዘላ ይነግረካሎ ግን ንስኻ ካብቶም ምስፀደፉ ዝርዶኦም ሰባት ሓደ ኢኻ​@@WelderufaelBelay
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 18 күн бұрын
ዋይ ተዋይ እኺ ንስኻኸ አፍልጦ ዘይብልካ ንስኻ ዝግ በር ዘሎ ሽርህን ተንኮልን ንህዝቢ ትግራይ እዙይ እኮ ኩሉ ፈሊጥዎ እዩ ክድ እንዶ ናይ አወት ወዳጄ መነባነብ ስምአዮ
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 18 күн бұрын
@KomuhendoSywia
@KomuhendoSywia 18 күн бұрын
ኩሉ ግዜ ብተቅርቦም ሓሳባት ትክክል ስለዝኾ ይካታተለካ እየ ግን ንሕና ተጋሩ በተለይ ኣብ ኣብ መርሕነት ዝቅመጥ ኣካል ዘይበፃናዩ ነገር ኣሎዶ ይብል ሓደ ሓደ ግዜ ኣነ ኣብዚ 20,30 ዓመታት ፀረ ትግራይን መሪሕ ውድብ ብሓሶትፈጠራ ፀለመን ወንጀል እናተፈፀመ ብባዕሎም እማን ግዶፎ ኣረ ከምዚይ ይበር ኣሎ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ዝነበረ ኩነታት እንትርብ ኣይቅቦሎን ተመልሶም ምስኦም ኮይኖም የጥቅዑኻ ኣሕልፎም ይህቡኻ ሕዝኸዓ ኣብ ፀፅታን ኣብ ፖሎትካ ዞሎው መራሕቲ ንምታይ ከም ዘይሓቡሩን ንሓደጋ ዝፈጥሩ ወሳነ ዘይህቡ ድሕንነት ህዝብ ኣብ ሓደጋን እንዳወደቀ ይሕዝን ንዓኻ ግን የመሰግነካ
@yemanehaile6892
@yemanehaile6892 18 күн бұрын
ጃዋር ወይም ከም ጃዋር ዝበለ ንዲያቦሎስ ዓብይ ዝተክእ እንተተፋጢሩ ኢትዮጵያውያን እትዮጵያን ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ትሕቲ ዓረባውያን ትወድቅ ኣላ መዘዙ ንሙሉእ ኣፍሪካ ፅቡቅ ኣይኮነን!!!
@GMariamGAneniaBarie
@GMariamGAneniaBarie 18 күн бұрын
ክላእ ኣነስ ቁምነገር ትሰርሕ መሲሉኒ ነይሩ
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 18 күн бұрын
ኣይተ ብስራት ከበደ ጾርካ ይክበድ ትግራዋይ እንተጠፍኤ እሰየየየ እልልልልልልልልልል ትግራዋይ እዚ ሓሳድ ትግራዋይ መታለሊ ትግራዋይ ቶንኮሎኛ ትግራዋይ ዘራፊ ትግራዋይ ኣጭበርባሪ ትግራዋይ ምንቐኛ ትግራዋይ ዘይ ገንዘቡ ትግራዋይ ዘይ ንብረቱ ትግራዋይ ዘይመረቱ ትግራዋይ ዘይባሕሩ ዝምነ ዝሰረቕ ዝሕስድ ዝጥርር እንተ ጠፍኤ ደኣ ኣይ ዳብል በዓል ንገብር ንሑጎስ ነብዕል ቮድካ እላ ሸረብና ደርፊ ናይ ኪሮስ ኣለማየሆ ተኳሓሊ ተቖነኒ ናባይ ቕረቢ እትብልል ደርፊ ወሊዕና ሹሽ እንተበልና ኣይ ብዙሕ ደስ ዘብል ዶ ኣይኮነ ስለዚ በይዛኻ ኣይተ ብስራት ብጸሎት ብምህለላ ብዶዓ ብቑርባን ብስግዳን ንኣምላኽና ለሚና እንተዸኣ ተዓወትና ድንቒ እምበይ !!!!!!
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 18 күн бұрын
ተረፍ መረፍ ደርጊ👎👎👎👎
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 18 күн бұрын
@mizaanberhane4002 ኣታዮ ሃሳስ ዓጋመ ኢኒኤኻ ቐሪብካ ካብ ገጽ መረት ንክትጠፊእ ይበሎ !!!!!"
@ትፅቢተይኣብፈጣሪ
@ትፅቢተይኣብፈጣሪ 13 күн бұрын
ትግራዋይ እንተጠፊኡ እኮ ባዕልኻ እዉን ትጠፍእ ኣለኻ።ም/ቱ ፅሑፍካ ትግርኛ ስለዝኾነ እምበር ጭቃ ኢኻ ዋ
@tamutafu528
@tamutafu528 18 күн бұрын
BERHANE. I AM. PROUDE OF ❤️ ❤️ ❤️ YUO, YOU. TELLING THE TURUTH. GOD. BLESSING 🙌 YOU.
@RrUu-zh5mc
@RrUu-zh5mc 18 күн бұрын
❤❤❤❤
@HabenomYebiyo-x1o
@HabenomYebiyo-x1o 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН