እዋናዊ፡ መልሲ ጀነራል ፃድቃንን ፕረዝደንት ጌታቸውን ንሕቶ ህዝቢ ተምቤን 30/08/2024

  Рет қаралды 39,406

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

Күн бұрын

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
እዋናዊ፡ መልሲ ጀነራል ፃድቃንን ፕረዝደንት ጌታቸውንንሕቶ ህዝቢ ተምቤን 30/08/2024
• እዋናዊ፡ መልሲ ጀነራል ፃድቃንን ፕ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion
#ashenda

Пікірлер: 119
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 18 күн бұрын
ጌቾ ምስ ኩሉ ገዲለታትካ ትባዕትካን ግሊፂነታካን እዩ ክፈታወካ ዘገዲደኒ ዘሎ ፈጣሪ ያሓግዚካ❤🙏
@Gantana844
@Gantana844 18 күн бұрын
He is idiot like all TPLF cockroaches
@abebaviard60
@abebaviard60 18 күн бұрын
እግዚአብሔር የሓግዝኩም 🙏🙏🙏🙏
@SelamKonjo-we2yc
@SelamKonjo-we2yc 18 күн бұрын
ህዝቢ ተምቤን ዓደና ጅግንነቱ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 18 күн бұрын
We need unity in tigray ❤❤❤
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 15 күн бұрын
I don’t have the confidence to critic, general Tsadkan. I do not have the confidence to criticize the general, who withdrew his personal life and sacrfice his precious life for the sack of peaple of tigray. General Tsadkan is one of the few peaple we have in tigray. l wish him long life,so he can serve his beloved tigray. l have the at most respect for General Tsadkan .❤❤❤❤❤😊
@GideyBerhanu
@GideyBerhanu 18 күн бұрын
ንህዝቢ ትግራይ ከሓስዎ!
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 18 күн бұрын
General tsadikan my hero tigraway. ❤
@TsegayReda-w5n
@TsegayReda-w5n 18 күн бұрын
Thank u TPM
@TsigabGTeklehaimanot-qu3gx
@TsigabGTeklehaimanot-qu3gx 18 күн бұрын
ይበል ኣንደበት❤
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 18 күн бұрын
General tsadikan lebam tigraway ❤❤
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 18 күн бұрын
ንህዝቢ ትሓስቡ ተኮይንኩም ሰላም ሃቡና 💔💔
@Barry-m3w
@Barry-m3w 18 күн бұрын
ኣይይይይይ!!!. መልሓስ ጥራይ::
@semenmedianetwork__
@semenmedianetwork__ 18 күн бұрын
ቺድ ጨርባዕ
@danielhailemariam5971
@danielhailemariam5971 18 күн бұрын
ጌቾ ኣብዚኣ ጽቡቅ ዘረባታት ኢካ ኣስሚዕካ። ከምኡ ገይርካ ንግድፈታትን ዝተሰሓሓቱ ዘረባታት እውን እርም እናበልካ ግርም ገይርካ❤
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 15 күн бұрын
ጌታቸው ጊዜ እንድህር ተዋሒብዎ ትግራይ ናይ ስር ነቀል ዝኾነ ኢኮኖማዊ ማሕበራዊ ፖለቲካዊ ለውጢ፣ከምፅእ፣ከሞዝክእል ይአሞን። ብተወሳኺ፣ጌታቸው ምስቶሞ ፀላእቲ፣ተጋሩ፣ አሞሐርኛ ተዛረብቲ፣ሰለ ዝፈልጦሞ፣ክታልልዎ፣አይክእሉን፣ብዚ ወገን እዚይ ሕልፊ ዘለዎ ይመስለኒ። ጌታቸው፣እድመን፣ጥእናን፣ይሐቦ። ትግራይ፣ነጌታቸው፣ጊዜ፣ሐብዮ፣ይብል። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AdhanomAdhanom-qc5ty
@AdhanomAdhanom-qc5ty 18 күн бұрын
ጀነራል ጻድቃን ፡ትግራይ ተጸግማ ሰብ አብዝጠለማ ግዜ ፡አለኹልኪ ትግራይ እሉ ጡዑም ናብራኡ ጠንጥኑ ናብ ማእኸል ትግራይ ዝተነነ ናይ ጀጋኑና ጀግና ፡ፍሉይ ሃብቲ ትግራይ ዩ።
@bahgiTegaruHagereAksum
@bahgiTegaruHagereAksum 18 күн бұрын
ጻድቃን፡ካህዲ፡ ወራዳ፡ ይሁዳ፤ ጻድቃንን ጊታችው ዘመሳስል ሀደ ነገር አለዎም። ክልቲ ኦም መስተ ይፈጥው። ክልቲኦም ገጊፍህ አፍ አለዎም። ጻድቃን ትካል ቢራ ዘለዎ ናይ ሰካራማት ትካል። ትካል ሰካራም ምስ ሰካራም። ጻድቃን ተካል አረጊት ባንዳ።
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 18 күн бұрын
Ata hadami seq bel teritas tetihfrely deo belu eti kubur G/R Xadeqan eti alem zefeleto jegna afks kefitka tixaref husur seb jegna kixerif yiwel ​@@bahgiTegaruHagereAksum
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 16 күн бұрын
ትክክል ጅግና አበና ሰረቅቲ ጫው ጫው ይብሉ 😂😂😂😂😂
@DailySport_ዕለታዊስፓርት
@DailySport_ዕለታዊስፓርት 17 күн бұрын
TPM ብሉጽ ሚድያ ትግራይ !
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 18 күн бұрын
❤ምስ ብልፅግና ፅገም ምፍታሕ አይካአልን 100%❤
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 15 күн бұрын
Getachew posses the capacity to lead tigray. let us give Getachew time. let us not be quik to judge Getachew. he is at his prime stage of his administration. l wish Getachew long life. May God bless you Getachew .❤❤❤❤
@aregawigebremichael307
@aregawigebremichael307 17 күн бұрын
B B T. NOW.
@HaileAregawi-l6g
@HaileAregawi-l6g 18 күн бұрын
ጌታቸው ንህዝቢ ትግራይ ሓዱሽ ድዩ?
@goitommaru1990
@goitommaru1990 18 күн бұрын
ትግራይ ተዋሪዳ ክንደይ ኣርካናት ሓልፎምላስ ሃደምቲ ብዓል ጌታቸው
@NegasiNegasi-zh3if
@NegasiNegasi-zh3if 18 күн бұрын
👇👇👇👇👇😭😭😭😭😭😭
@ibrahimtahir3723
@ibrahimtahir3723 18 күн бұрын
አብ ተንቤን ዝተሰምዐ አብ ካልኦት ከባቢ ህዝቢ ከልእሎ አለዎ ካብ ተንቤን ዓብይ ትምህርቲ ንውሰድ
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 16 күн бұрын
ጌች እዞም ሰረቅትን ግቦ ዝለመድን ነብ ሕጊ አቅርቦም ክእሰሩ አለወም❤❤❤❤
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 17 күн бұрын
ተንቤን ጀጋኑ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን 🙏 ን ኤሰያስ ኣፎርቂ ባ ውሰዱልና በጃኹም ንኹልና ክሕሸና ::
@nigistihagos3882
@nigistihagos3882 16 күн бұрын
እግዝኣብሄር ይሓግዝዂም ሰላም ልዓድና ልዙ ለባም ህዝብና🙏🙏🙏🙏
@aregawigebremichael307
@aregawigebremichael307 17 күн бұрын
መራሕቲ ንህዝቢ ይፍርሑ። መራሕቲ ንህዝቢ ይፍርሑ። መራሕቲ ንህዝቢ ይፍርሑ።
@mahamamdmahamam5576
@mahamamdmahamam5576 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@mulugetasiyoum6671
@mulugetasiyoum6671 18 күн бұрын
ብዝቀረቡ ሕቶታትን ብዝተወሃበ መልስን ብጣዕሚ ረኺዐ ህዝቢ ተምቤን እንኳዕ ደስ በለኩም ጀጋኑ ኢኹም ብሓቂ! ካልኦት ከባቢታት ትግራይ እውን ናትኩም ዕድል ክገጥሞ ካብልቢ ይምነ🙏 TPM ዛቅረብክሙልና ዘገባ ሙልእ ስለዛቅረብክሙና ያቀንየልና ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ❤🙏❤
@haileseged1124
@haileseged1124 18 күн бұрын
ገቾ ናይ ብሐቂ ገቾ እዩ ክድገፍ ይግበኦ
@KebedeGenre-th4gr
@KebedeGenre-th4gr 18 күн бұрын
እዋይ ቁሩብ ደምበር ይሓፍሩ እዮም ምስክን ህዝብ ሕጅ ድማ ክላገጽሉ ጌታቸውን ጻድቃኒኢ ዝገብሩ ዘለው።
@AwetGebregewergs
@AwetGebregewergs 18 күн бұрын
ይመችኻ ሳንታይዘር ጅግና❤❤❤❤
@hilufgirmay5315
@hilufgirmay5315 18 күн бұрын
ግርም
@marrymarry825
@marrymarry825 18 күн бұрын
መጀመርያ ነንባእልኩም ስኒትን ሰላምን ገበሩ
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 15 күн бұрын
ፃድቃን ክትቹ ዝክኧል አቅሚ የብለይን አነ አሜሪካ ኾይነ አብ ዝሙቺ ቦታ ተቀሚጠ ሐምበርገር እንዳበላኹ ውስኪ እንዳሰተኹ ናይ ውልቂ ሒወቱ ደርብዩ ሒወቱ እንተስ ሞት እንተስ ሕውየት ዘፈወየ ሰብ ክብሪ እንብር ፃድቃን ዝትቹ ድፍረት የብለይን። እድመን ጥኧናን ፃድቃን ይሐብካ ፣ከሞ ፃድቃን ዝበሉ ውሑዳት ሞኻኖሞ ንገንዘብ ይብል። ❤❤
@Kasahunfantohun
@Kasahunfantohun 18 күн бұрын
ክብር ናዓኹም🎉❤❤❤❤
@KirosHadish
@KirosHadish 18 күн бұрын
ጌታቸው ተጠንቀቅ አብይ ብዝገበሮ ሸርሒ ካብወንበርካ ከልዕለካ ይደሊ አሎ ኮይኑ ግና ሐሳብኩም ግለፁ ከየፈራሕካ አጠይቆ ካልእ ኽሾም አይክእልን ሐደራ ሐድሽ ሸይመ ይብል አሎ አብይ ከይትወርደሉ አግዚአብሔር ብደሙ ይሽፍንካ ተባረክ አጆኻ
@aregawigebremichael307
@aregawigebremichael307 17 күн бұрын
Tigray people does not deserve this dire situation. No more For the sake of this people whatever action not should be but must be undertaken.
@تتىغغغعب
@تتىغغغعب 15 күн бұрын
ብልፅግና ኣለዉኩም ኣብ እዋን ኳናት ህዝቢ ዝወድኡ ንሳቶም ክቅተሉ ኣለዎም ምክንያት ንህዝቢዝጠለሙ ስለዝኮኑ ሕጅዉን ክጠልሙ እዮም
@TsehayeTewolde
@TsehayeTewolde 18 күн бұрын
ውይ ትግራይ መይቲ ከሎ ሞት የፍርሕ ትም ትም ትም ሞት ዩ
@abrahamzekios5252
@abrahamzekios5252 12 күн бұрын
Edu said ok lets work united 90 percent of diaspora tigrayns are edu Ethiopia democracy union we support the president of tigrray geche and vjce president general sadeken. Lets work tigray democracy and lawful and education and knowledge and freedom and unity. Tigrray is Ethiopia. Our enemies are Eritrea shiapia government. Ethiopia have international ports ASAP port and red sea port belong to Ethiopia. Amaharic is official language of Ethiopia. Do Ethiopia government what ever they nice Thank from tigrayns USA Ethiopia tikidem Ethiopia y❤😂
@FreWassie
@FreWassie 18 күн бұрын
Am noz Tigraway, i think getschew don need war again, stand eith him guys
@Barry-m3w
@Barry-m3w 18 күн бұрын
ተምቤን: ትደጋጋም ኣላ:: ናይ ጥዕና ዱዩ???
@mass-media6445
@mass-media6445 18 күн бұрын
ውይውይ " ዓዲ ኢሰያስ አፈወርቂ ሰለዝኾነት እያ
@Sakit-inte
@Sakit-inte 18 күн бұрын
Adi isaias afwerki abrha
@goitommaru1990
@goitommaru1990 18 күн бұрын
ተጠንቐቑ ተጋሩ ጌታቸው ዓብይ ኣሕመድ ይቕየር ኣሎ
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 16 күн бұрын
ጌች ወዲ ረዳ ንቅድሚት አብ ጎድንካ አለና ህዝቢ እንደርታን ተቤንን መቀልን ራያን ምዕራብን ምስካ አለና ❤❤❤❤❤ዓድዋ ጨኒቅወም ጫው ጫው ይብሉ ትግራይ ንበይኖም ገይረማ ሀላያት ስርቅን ግቦን ወረራን 30 ዓመት ዝዓመፅወ ዘብከይወ ህዝቢ ና ይአክሎም ገዲም አይንዕሸን እነ ደብረ ፅንተት ደብረ ዕክሊል ደብረ ሰይጣን ጫው ጫው ይብሉ ወንበረ ቢሂገም እዞም መጠጥቲ ደም ትግራይ ደው አብሎም 😢😢😢😢😢
@mitikuamanumesele3975
@mitikuamanumesele3975 16 күн бұрын
እቶም ውሑዳት ግለሰባት ንሙሉእ ዓድዋ ኣይውክሉይ!!!ኣያም ንበል
@Aserkalayu
@Aserkalayu 17 күн бұрын
ፃድቃን ርኩስ መሓዛ ሰረቅቲ
@Hoyatube12
@Hoyatube12 17 күн бұрын
ሕቶ ህዝቢ ተምቤን ዝብል ይቅሬታ ይገበረለይ አነ ህዝቢ ቴምቤት ፍቅሪ ዝኮነ ህዝቢ ምኳኑ ብአካል ዝፈልጠን ዝምስክሮን ዝሓቶ ኩሉ ክምለሰሉ ይግባእ ዝብል እምነት አለኒ ይኩን እምበር እዚ ሚድያ ብሙሁራትንልምዲ ቾመሙኒኬሽን አለዎም ብዝብሃሉ ሰባት ዝተጠያሸ ኢልና ንአምን እኳ እንተነበርና እቲ ፍሬም አገባብራ ግን ናይ ዕሸል ጋዜጤኛነት አይተምስልዎ ምክንያቱ ሕቶ ህዝቢ ቴምቤን ካብ ዝበሃል ሕቶ ህዝቢ እንተዝብሃል አብ ዝኮነ ይኩን ይሃሉ ሕቶ ህዝቢ ብዝምከቶ ክምለስ ስለ ዝግባእ ገማማዓይን ንዘይጠቅም ፍሉይነት ዝሕብርን አገላልጻ አብ ዝኮነ ኩነታት እንተተወግዱ ዝበለፀ አስተዋፅኦ ክህልዎኩም ይክእል እዩ ዝብለ ሓሳብ አለኒ
@AAA-kc7jj
@AAA-kc7jj 18 күн бұрын
ኣብ ማእለኸል ገባር ኮንካ መደረ እንግሊዝ እዳሓወስካ ምዝራብ ድሑር መሪሕነት ምልክት እዩ:
@AliAhmedfentaw
@AliAhmedfentaw 17 күн бұрын
Hasewte
@menghis1481
@menghis1481 18 күн бұрын
Lahlahi
@kasugermay6106
@kasugermay6106 18 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@goitommaru1990
@goitommaru1990 18 күн бұрын
እዋይ ቦጣጣዕ ሰኺሩ ዱዩ
@lemlema2976
@lemlema2976 18 күн бұрын
ሰላም ሀቡዎ ነቲ ህዝቢ.
@Vip65-rm7is
@Vip65-rm7is 18 күн бұрын
አጉል ምጥርጣር አሎ ዝበልካዮ መሰጊድ ነጀሸ project ትዝ ኢሉኒ
@aregawigebremichael307
@aregawigebremichael307 17 күн бұрын
አሰየ ዓሊተና ወሪደን ከፍተየ እንብለሉ ሑመራ ፉል ሓጃ እንበልዐሉ እዋን ፣ ዋላ መስዋእትነት ህይወት ከፊልኩም ከምታ ጌች ሓደ እዋን " ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ከቕንዕ ርእሰይ ከድንን እየ " ዝበልካያ PLEASE DO Urgently IMPLEMENT IT. OUR PATIENCE BECOMES ZERO. FROM NOW ON NO TOLERANCE FOR POOR PERFORMANCE OF YOU. " እቲ ዝጋደለሉ ዘለኹ ህዝቢ ብጥሜት ይፀንት አሎ ደጊም ዝቃለሰሉ ምኽንያት የብለይን።" HIS EXCELLENCY LATE PRIME MINISTER MELES ZENAWI.
@user-hu4kn2nl6w
@user-hu4kn2nl6w 18 күн бұрын
ክልተኹም ጀጋኑ እኹም በርትዑ
@medhaniekindeya4434
@medhaniekindeya4434 18 күн бұрын
ዝበሰለ ሓሳብ ይበል ዘብል እዩ ግን ንግዝያዊ መንግስቲ ክብሎ ዝግበአኒ ድማ ኣሎ። ግምት ክቋቆም ከሎ ኣብ ክልል ጥራሕ ድዩ ክድረት ዝግበኦ ንምንታይ ክሳብ ታሕቲ ጣብያን ቁሸትን ግምት ዝውክል አመሓዳሪ ዘይምተጣየሸ ? ንዚ ሐዚ ዝኹሉ ምንግልታዕን ስራሕትና ዘይምፅፋፍን ዋና ችግር ኮይኑ ዘሎ ኣብ ላዕሊ ግምት ካብ ዞባ ንታሕቲ ህውሓት ዝኾነ ክልተ ዘይቋደዉ ኣመራርሓ ስለዝነበሩ እዩ ሀዚ እውን ዋናን ቁፅሪ ሓደን ስራሕና እዚ ምፅፋፍ ክኸውን ኣለዎ።
@abebaviard60
@abebaviard60 18 күн бұрын
አቱም ደበረፂዮን ጌጋታቼው እናበልኩም ትፃረፉ ሩጉማት ሻአቢያ ኢኹም እምበር ደቂ ትግራይ አይመሰለንን ወራይኩም ገበሩ ናይ ትግራይ ጉዳይ ንተጋሩ ግደፉሎም መራሕትና ኩሎም ጄጋኒ እዮም ንተደፋ ተደፋ ዘአለሙ ንትግራይ ነብዙይ ዘብፁሑ ነፀላእቲ ሐምሺሽም ናበሰላም ዘምፀኡ ጀጋኑ እዮም ንሳቶም እንዘይ ነይሮም ሕዚ አምሓሩ ኮይና ኽነብር ነይርና ኢና ጌታቸው ደብረፂዮን ኩሎም ብላም ኽሰርሑ በሓድነት ደው ንበል❤❤❤❤❤❤❤
@abadifetaw3201
@abadifetaw3201 18 күн бұрын
ወንጀለኛ ክቅፅዑ ይግባእ ን ህዝብና ክመሃረሉን እንታይ ማለት እዩ ::
@ነፃነት-ቈ7ነ
@ነፃነት-ቈ7ነ 18 күн бұрын
😢😢😢😢 Disappoited
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 18 күн бұрын
ልባም ህዝቢ ተምቤን ኣብ ምሕደራዊ ፀገማት ኣመልኪቱ መረርኡ ዝገለፀሉ ኣንደበት ዝገርም እዩ:: ኣብ ትግራይ መሳልል ተጠቒሙ ናብ ላዕሊ ዝደየበ ሰብ ተመሊሱ በታ መሳልል ዘይወርደሉ ዕድል እዩ ህዝቢ ትግራይ ኣጋጢምዎ ዘሎ ኢሎም ኣለው::
@goitommaru1990
@goitommaru1990 18 күн бұрын
ሓዱሽ ብልጽግና ትግራይ ወይ ጌታቸው ትገብር
@Maykomola
@Maykomola 18 күн бұрын
ጌቶ ህዝቢ ተንቤን ኣቤጎድንኻዩ እዚ ህዝቢ ንሕውሓት ኣምሪሩ ኢዩ ዝፀልአም ሓደራ ከይትጠልምዎ ጄ/ል ፂድቃን ገ/ብረትንሳኤ ናይቀደም ዘክር ብዓል ስብሓት ነጋ ባዓል መለስ ዘጣጢ ታይ ከምዝገበርዎ ትፈልጥ ኢኻ ሓደራኹም
@kideasefa
@kideasefa 18 күн бұрын
ናይ ህዝቢ ሕቶ እናፈለጥኩምዎ እንታይ ክተጨናጭኑ ደጊምኩም እንደገና መፂኹም? ንዓይ ደግፍ ንዓይ ደግፍ ድዩ? ካብ ክልቴኹም ህወሓት ዘረባ እምበር ለውጢ ኣይረኣናን?
@goitommaru1990
@goitommaru1990 18 күн бұрын
ምብራቕን ምዕራብን ትግራይን ሓዊ ንምምላስ እዩ ዘንጽፍ ዘሎ
@menghis1481
@menghis1481 18 күн бұрын
Ferenji. Do belka😂😂😂😂😂😂
@weldaytsegay5215
@weldaytsegay5215 18 күн бұрын
ንኺድ ጥራሕ ኣጀኻ ጌቾ !
@hagosmokonnen9799
@hagosmokonnen9799 18 күн бұрын
ሎሚ ተጋሂዱለይ ፃድቃን መገልገሊ ናይ CIA ኣመሪካ ከምዝነበረ ይግምት ነይሩኒ ብቲ ዝፈተሽኩዎ ጌታቸው ዓሚ ብኣመሪካ ትዓዲሙ ምስ ኣብዪ ንኽሰርሕ ተገይሩዶ እወ እሞኸ?? ክድዓትኩም ተኻኢቡ ንህዝቢ ኣማእኽሉ ሸፈጥን ሓሶት ይቀነስ ኣይተፃድቃን ዓሪ ኣመል ወየንቲ የብቅዕ ናይ ራእሲ ኣሉላን ራእሲ ሓጎስን ምቅታል ደገዝማቲ ገብረስላሰን ራእሲ ስብሓትን ብተንኮል ምዕራባውያን ንፈትሾ ኣቱም ቀተልትና ኣቱም ገዛእትና ኣቱም ሸቃጦ ኩሉኹም ብዝባን ሕጊ
@MizanWeldemichael
@MizanWeldemichael 18 күн бұрын
ኣብህዝቢተምብየንዝተረከበፍትሂኣብኩሉከስፍን፡ኣልዎ
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 18 күн бұрын
Mertash yemelese
@anwartuem-bf4hu
@anwartuem-bf4hu 18 күн бұрын
DT ሰሚዑዶ ንግግርኻ ግን ልማሃይም አይርዶኦምይ በተለይ ደገፍቲ ኣደመ
@adonay7097
@adonay7097 18 күн бұрын
populists
@mymamking8293
@mymamking8293 16 күн бұрын
ነዚ ህዝቢ ዘይትገድፊዎ ሐሰውቲ ሙውታትን ስንኩላትን ገዲፍኩም እንዲኩም ኣዲስ ኣበባ ቢራ ትጨርሙ ትውዕሉ ዘለኩም ህዝብኩም ኣየሕዝነኩሙን ዲዩ ክንደይ መንእሰያት ኣጥፊኣኣካ ትሕጪጭ ኣለኩ ብዶሞም
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 18 күн бұрын
ዝብሎ ነገር የብለይን እንተልካ ማይክ ንምጭባጥ እንታይ ኣምፀኦ።
@abategetahun4005
@abategetahun4005 18 күн бұрын
የውሸት ታሪክ በመናገር እውነት ማድረግ አይቻልም!
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 18 күн бұрын
1"5 መናሰይ ኣጥፍእምስ ዘይሐፍሩ 😂😂😂
@MizanWeldemichael
@MizanWeldemichael 18 күн бұрын
ኣብወረዳታትዘሎናይመሪትውራግዝያዊምምህዳርክፍትሳልዎ
@menghis1481
@menghis1481 18 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂.
@Tigray473
@Tigray473 18 күн бұрын
The foundation of unity is patriotism, Tsadkan's commitment is to America's cause and interest, and Getachew's is obviously Vodka and becoming Tigray's Abiy Ahmed! The only hope we have is the opposition parties! Our people should focus on strengthening the emerging parties!
@tekletedros4764
@tekletedros4764 18 күн бұрын
1.5 ሚልዮን መንእሰይ አኮስቲርካስ ዘገርም እዩ
@Barry-m3w
@Barry-m3w 18 күн бұрын
ጀግንነትካ ቀጽሎ!!!.
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 18 күн бұрын
ኣብ ማእክል ህዝቢ ቂምካ ኣይትንፋሕ
@tigraycom21
@tigraycom21 18 күн бұрын
አብ ውሽጥኻ ፅልኢት ስለለካ እዩ።ደብረ ፅንተት ካብ ዝመርሕ ትግራይ ተዘይትህሉ ንመርፅ ርሱሓት ስብሓታውያን ቻው
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 18 күн бұрын
​@ኣታ ኣብዙይ እኒሀ ፉሉሽ tigraycom21
@serkalemabate4691
@serkalemabate4691 18 күн бұрын
ባንዳዳት ዕረፉ ንህዝብና አይተታልሉ ምስ ህውሐት ብሐባር ስርሑ አብይ አየዋፅአኩምን እዩ
@goitommaru1990
@goitommaru1990 18 күн бұрын
ምስጢር ዝባሃል ይብሉን መራሒ ክኽውን ብቕዓት ይብሉን
@AdwaSoloda
@AdwaSoloda 18 күн бұрын
ጌታቸው አይፋልካን እትሰርሖ ዘለኻ ስራሕ መወዳእትኡ ክተሪኦ ኢኻ።
@Barry-m3w
@Barry-m3w 18 күн бұрын
ዓሻ!!!!:/እዚ ሰብ ጽበሕ ክበልዓካ እዩ: ሕጂ ግን ከም አመልካ ተጨብጭበ ኣለኻ:: ግን ግዜ ክፈርድ እዪ:: ተጸበ ጥራይ!!!.
@user-qe2gx2gy9v
@user-qe2gx2gy9v 18 күн бұрын
ጌች ጀግና😍😍😍
@MeareguHadish
@MeareguHadish 18 күн бұрын
1000 አመት ንገስ ጀግናች አንደበተማር
@getayferdal8827
@getayferdal8827 18 күн бұрын
Endezih yale mugesa new ager yemiatefaw
@goitommaru1990
@goitommaru1990 18 күн бұрын
ጀጋኑ ዝወደቑሉ ንሳኻ ክትፍክር ንምኻኑ ሓንቲ ጥይት ተኩስካ
@goitommaru1990
@goitommaru1990 18 күн бұрын
ብኣኻ ዝማሓደር ህዝቢ የለን ጌታቸው ምናልባሽ ተምቤን ጥራሕ
@hagereyslmatey5186
@hagereyslmatey5186 18 күн бұрын
ፖሎቲካ ሰቢኮም ከማን ኣይክእልዎን እዮም። ምስ ሸገሮም ናብ ወገነይ ዝብልዎ ሕብረተሰብ መጽዮም ኣድሑኑና ይብሉ ኣለዉ። ጻድቃን ዕድሚኡ ምሉእ ላዕለዋይ ብዓል ስልጣን እዩ ኔሩ,,, ሕጂ ከ እንታይ ስልጣን እዩ ደልዩ? በዚ ስብከት ዝደናገር ህዝቢ እንተሎ,,,, እንድዒ? ኣበይ ኣላ ሃገረ ትግራይ ኢሉ ዝሓትት ተሳኢኑ። ሃገር ክንከውን ኢሎም 1,5 ሚልዮን ህዝቢ ዘህለቁ ሕጂ ከ እንታይ እዮም ክገብሩ? ህዝቢ እንተ ዘይ ለቢሙ መጻወቲ ንግስና ኣቢ ክገብሩዎ ሙካኖም ፉሉጥ እዩ።
@bahgiTegaruHagereAksum
@bahgiTegaruHagereAksum 18 күн бұрын
ጊታችው ሰካራም፤ ከህዲ፤ ባንዳ፤ይሁዳ ነዓኻ ክፍ ኢሉ ዝሰምዕ ብይ ቁሙ ዝመተ ኢዩ።
@goitommaru1990
@goitommaru1990 18 күн бұрын
ብገንዘብ ክትሸጣ ንትግራይ እንጠቕንኻ ድኣ
@kidaneberhe7911
@kidaneberhe7911 18 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ=አረጋዊ በርሄ። ጠላማት ነዚ ኪሉ ሰሰብ አጥፊእኩም ሕጂ አፈኛ ናይ አብይ አሕመድ ኮይንኩም። Abyi Ahmed is good in corupting people like you
@Barry-m3w
@Barry-m3w 18 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ዝረኸቦን ዝረኽቦ ዘሎን መከራ????.
@goitommaru1990
@goitommaru1990 18 күн бұрын
ክንደይ ገንዘብ ሕቦምኻ ሞ
@goitommaru1990
@goitommaru1990 18 күн бұрын
ትግርኛ ዘይፈለጥካስ
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 15 күн бұрын
ፃድቃን ክትቹ ዝክኧል አቅሚ የብለይን አነ አሜሪካ ኾይነ አብ ዝሙቺ ቦታ ተቀሚጠ ሐምበርገር እንዳበላኹ ውስኪ እንዳሰተኹ ናይ ውልቂ ሒወቱ ደርብዩ ሒወቱ እንተስ ሞት እንተስ ሕውየት ዘፈወየ ሰብ ክብሪ እንብር ፃድቃን ዝትቹ ድፍረት የብለይን። እድመን ጥኧናን ፃድቃን ይሐብካ ፣ከሞ ፃድቃን ዝበሉ ውሑዳት ሞኻኖሞ ንገንዘብ ይብል። ❤❤
@MhamedAhmed-ni5jg
@MhamedAhmed-ni5jg 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@nigusdebash8
@nigusdebash8 18 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 1 МЛН
Фейковый воришка 😂
00:51
КАРЕНА МАКАРЕНА
Рет қаралды 7 МЛН
МАИНКРАФТ В РЕАЛЬНОЙ ЖИЗНИ!🌍 @Mikecrab
00:31
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 37 МЛН
escape in roblox in real life
00:13
Kan Andrey
Рет қаралды 69 МЛН
እዋናዊ፡መልሲ ግዝያዊ ምምሕዳር ንዞባ ደቡብ  06/09/2024
1:22:27
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 12 М.
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 1 МЛН