ጉባኤ ዝፅየፍ መድሕን ህዝቢ ትግራይ ክኸውን ኣይኽእልን!

  Рет қаралды 33,074

woyen

woyen

Күн бұрын

Пікірлер: 595
@chxmp1
@chxmp1 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ብትግራዋይነትካ ዘሐብን ኣታ እዛ ትግራይ እባ ስብ ኣለዋ ዘብል ዘተ እዩ ነይሩ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኔ ወይን ካዓ ከምሱማ ወይን ኮይና እየረኺበያ የቐኒየልና ወይን ሙሉጌታ ካብ ካናዳ ምስ ህዝብና ጠጠው ንበል ትግራይ ትስዕር That’s woyen
@zanaizanaii4821
@zanaizanaii4821 2 ай бұрын
ጅጋኑና ህዝቢ ትግራይ አብ ጎንኩም አሎ ቀፅልሉ 💛❤💛❤💛❤😍😍😍😍💊
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 2 ай бұрын
ዕሱብ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
You are a good speakers. I am glad that TPLF has people like you. May the Lord God brings the TPLF people in Highest place, in Jesus' precious name I pray. May the Lord Jesus Christ brings distraction to the enemies of the TPLF people right now.
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
Good speakers are bad practitioners
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 2 ай бұрын
የቀንየልና ኽቡራት ኣህዋተይ ጽኑዕ የርግጽኩም ።
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 ай бұрын
Thank you Woyen for your supportive information keep up your amazing work ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 2 ай бұрын
ኣጆኹም ኣለና ምሳኻትኩም ኢና ጉባኤ ብቕልጡፍ ክግበር ኣለዋ ቶም ኣመራርሐታት ገቢሎም እዮም ስርዓት ክነትሕዞም ኢና ናይግድን
@SeyoumBerhe-q5l
@SeyoumBerhe-q5l 2 ай бұрын
አናብስ አመራርሓ አሐኹሙና ጉባኤ ይፅናሕ ዝብል ሓይሊ ባንዳ ምኳኑ ተገንዚብናዮ አለና
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
Ata nay mintay banda eyu? Amerariha TDF ziwesenuwo simae. Emo deqi Raya deqi Enderta gubae aynifelit TPLF aynifelit. mot neakum.
@saliem88
@saliem88 2 ай бұрын
Woyen KZbin ፅቡቕ ግልፅልፅ 🎉ዝበለ ሓሳብ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ጀጋኑ ናብ መድረክ እንዳምፃእኩም ንቲ ደምበርበር ዝብልዘሎ ፀማም ናይ ሚድያ ኣፍልጥዎን ኣንቅሕዎን ። ግልፂ መብርሂ Thansk 🙏🙏
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
I agree with your comments
@saliem88
@saliem88 2 ай бұрын
@@arielasgedom3242😍😍😍
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 2 ай бұрын
WOW 👌👌👌 ገለ ዓይነት ሓሳብ ተስፋና ክልምልም ብከማካትኩም ዝበለ ጀጋኑ እዩ!!
@tigray447
@tigray447 2 ай бұрын
Thank you, Woyen keep it up the good work 👍👍
@MTHA-ee1ym
@MTHA-ee1ym 2 ай бұрын
ትኽክል አገላልጻ ሓያልነት ትንካረ ውድብ ዘመሥከረ ሥራሕ
@mashogher
@mashogher 2 ай бұрын
ህወሓት ትጥፋእ ዝብል ማንም ጉጅለ ባዕሉ ይጥፋእ !!
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Amen Amen Amen
@KflomGs
@KflomGs 2 ай бұрын
ሓቂ ኣባኹም ኣላ በእንተ ህዝቢ ክሳብ መስዋእትነት ቀፅሉ ኣጆኹም ።
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
ጀጋኑ ከማካቱኩም መቢሪሂ ምሪካብ ጹቡቅ እዩ መጀመሪያም አጀውጅው እናተብሐለ ተፈሊጡ እዩ❤❤❤❤
@KIDANEMARIAMGard
@KIDANEMARIAMGard 2 ай бұрын
ጉባኤ ክግበር አለዎ ህገ ደንቡ ክክበር ይግባእ እቲ ዝርአ ዘሎ ንአና ሀዱሽ ኮንና ምበር አብቲ ማ/ኮሚቴ ዝፀንሀ እዩ መሪህነት ህወሀት ንህዝቡ አየገልግል ህዝቡ አየድህን ታሪክ እናበልአ ዝነብር ንባእሉ ገዛኢ እዩ ትምክህተኛ አቅሚ ዘይብሉ ረጣጥ ትግራይ የዋእ ለባም ህዝቢ ምበር መራሂ የለን::
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
ጉዙአት እንድየም ዉዱብ ከፉሩሱ ዚሙኩሩ አብ ጎኑኩም አለና❤❤❤❤❤
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
Esubti
@onlneroutubyEer-by4rj
@onlneroutubyEer-by4rj 2 ай бұрын
ኣጀኩም ቀፅልሉ ኣብ ጎንኩም ኢና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 2 ай бұрын
ዕሱብ
@saraabraham2202
@saraabraham2202 2 ай бұрын
ወይን :ብጣዕሚ ኢና ንኾርዐልኩም!! ቀፅሉሉ ::እምበር እኒ ድምፂ በየነ ትግራይማ 😅ንሪኦም ኣለና
@MTHA-ee1ym
@MTHA-ee1ym 2 ай бұрын
አሕሕሕሕሕሕ አታ አበይ ተሓቢኦም ነይሮም ትግራይ ነዚኦም ሒዛሥ አብዪዝም ሥርዓት ክትከል አየኹም አብ ጎንኹም አለና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
You speak my mind.
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 ай бұрын
የቐንየልና ወይን ❤️🙏
@yohanneskidanemariam4452
@yohanneskidanemariam4452 2 ай бұрын
I don't have any hesitation TPLF will be strong enough and quite sure Tigray will prevail💯💪
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Amen Amen Amen
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 2 ай бұрын
ጀጋኑ በርትዑ ተስፋ ህዝብኩም ኣለምልሙ 🙏🥰❤✊✊
@gmichaelgmeskel6687
@gmichaelgmeskel6687 2 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ግልፂ ኮይኑሉ ኣሎ። ህዝብን ውድብን ከምዝድሕን ምንም ጥርጥር የብለይን።
@ShewaTewelde
@ShewaTewelde 2 ай бұрын
በርቱዑ ኣቱም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ !!!!!
@DaniGera-h8e
@DaniGera-h8e 2 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ መንእስያት
@Bandam723
@Bandam723 2 ай бұрын
ሓቂ ክትስዕር እያ ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና❤❤❤❤
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
Ata nay mintay haqi eyu....eni Alem dyu haqi halyuwom
@queenqueen6112
@queenqueen6112 2 ай бұрын
ትግራይ ሰብ አለዎ ክበሃል ብተግባር :: አጆኹም ጀጋኑ::💪❤️💪
@ghideyb7269
@ghideyb7269 2 ай бұрын
Amazing analysis informative educational keep educate and creat clarity to the population of tigray so our people can have a factual and good judgment. Thanks woyen for all the great work you do kepp it up and thanks agi for your program.
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌👊👊👊ቀፁሉሉ ጀጋኑ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
በርቱኡ ጀጋኑ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
ይበል ይበል እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን!!!
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Amen Amen Amen
@brhanhailu1143
@brhanhailu1143 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ገለፃ
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 2 ай бұрын
Weyn Tv👍👍👍👍👍💛❤️💛❤️💛
@alemsegedteamrat
@alemsegedteamrat 2 ай бұрын
ከምዚኦም ዝመሰሉ ጀጋኑ አበይ ተሐቢኦም ነይሮም ተስፋአለና ማለት እዩ ተመስገን
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ኣድኒቀዮም
@GetanehMekuria-t9f
@GetanehMekuria-t9f 2 ай бұрын
ምዝራብ ፖለትካ ምፍላጥ አይኮነን
@kenyanlove5615
@kenyanlove5615 2 ай бұрын
ሓቂ​@@GetanehMekuria-t9f
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
You speak my mind
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
​@@GetanehMekuria-t9f I disagree with your comment
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay 2 ай бұрын
ሕጂ ውን ጉባኤ ተሎ ይካየድ። ዘንጊዑ አሎ።
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
Nimintay.....Alem ab siltan kteketsil dyu deletka?
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
ኩናት ዝባሃል የለን ባእሎም ቶም ባንዳታት እዮም ጦርነት ዝብሉ ዘለው ግን ጉባኤ ሳሰ ዝተኻየደ ጦርነት የለን ።
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕን ብሱልን መብርሂ እዩ: ናይ ቁፅፅር ኮምሽን ኣብ ተፈላለዩ ሚድያታት እንዳቐረበ ክገልፅከ ከሎ ንምንታይ ብእዋኑ ሓቂ ዘይብሉ መልእኽቲ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ዝብል መግለፂ ዘይተዋሃበሉ ? ዘደናግሩ መልእኽትታት ክመሓለፍ ከሎ እዋናዊ ግቡእ መልሲ ክውሃብ ይግባእ::
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
ጀጋኑ በሪቱኡ መን ንመን እዩ ናይ ትግራይ ዉዱብ ዘፊርስ አገብ
@OkbayAbrha
@OkbayAbrha 2 ай бұрын
ዞም ካሕዳማት ከምልጡ ዘይገብርዎ የለን ኣበዝገያ ተጸሉኡስ ካብረስኦም ኣይሓልፏ ከይትለቁዎም በርትዑ ኣጀኩም💪💪💪🐅
@getachewworku6450
@getachewworku6450 2 ай бұрын
ቀፅሉ ኣጀኹም ኣብጎኑኩም እና በርቱዑ
@MajorityRespectul-j6l
@MajorityRespectul-j6l 2 ай бұрын
ኣጆኹም ጀጋኑ፣ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎንኹም ኣሎ።
@BrhanuKiros-b7x
@BrhanuKiros-b7x 2 ай бұрын
Ayenay hizbi
@madenaabdulkader4026
@madenaabdulkader4026 2 ай бұрын
ጀጋኑ ኢለኩም አለኹ ቀፅልሉ ከይረበረብኩም ተቓለሱ 👍👍👍💪💪💪
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl 2 ай бұрын
Anta Gohaf I know who you are
@vvg5520
@vvg5520 2 ай бұрын
ጥብ ብዕራይ😂😂😂​@@yonatanakalu-tk2xl
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 ай бұрын
@@yonatanakalu-tk2xlጎሐፍ ንስኻ ዕሱብ እብይ ኽብዴ ሐቅ ይስዕር
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
​@@yonatanakalu-tk2xl Get lost banda
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ በርትዑ ቐፅሉ ሕድሪ ስውኣትኹም ኣጥቢቕኹም ሓዙ ናኒ ፃድቃን ኣጀንዳ ኣፈሽልዎ ኢኹም
@IsacAbera
@IsacAbera 2 ай бұрын
ማዓልቲ እምበር ሓቂ ከሞምዘይትቅበር እዩ ዘሪኤና።
@abebekesete
@abebekesete 2 ай бұрын
ሰማይ ትሕት መሬት ልዕል እንተዝብል ጉባኤ ህወሓት ጠጠው ከብል ዝኽእል ምድራዊ ሓይሊ የለን ምኽንያቱ በዓል ዋና ናይቲ ክካየድ ዝድለ ዘሎ ጉባኤ መላእ ኣባል ካድረ ብዓብይኡ ድማ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ዘሎ ህዝቢ ትግራይ እዩ ትግራይ ኣብ እንዳ መሸታ ዉዒሎም ናይ ዝሓድሩ ድኹማትን ከዳዓትን መናሃርያ ኣይኮነትን
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
እዎ ጉባኤ እቲ አባል ህዝቢ ማለት እዩ ናይ ባእሉ ትካል ንከስተካክልስ ጦርነት ክመፀካ እዩ ኢሎም የፈራርኽዎ ጦርነት የለ ገለ የለ ሓቂ ሓቂ እዩ እግዚአብሔር ዝፈትዎ።
@eyerusalemGereziher-m6b
@eyerusalemGereziher-m6b 2 ай бұрын
በሳል ሓሳብ ተስፋ ዘለዎም መናእሰይ👌👌
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf 2 ай бұрын
ህወሓት ጉባኤ ከካይድ ግድን እዪ
@ShushayGebrekidan
@ShushayGebrekidan 2 ай бұрын
እናምሰልኩም ደም ህዝቢ ትግራይ ዝመጠጥኩሞ ያኣኽለኩም, ፅንዓት ነቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ዓዲ ዘለዎ ተጋዳላይ!! ብድኽመት ኣመራረሓኹም ዝበፅሐና ዕንወት ያኣክል። ሓመድ ድበ ንዓኹም ዓወት ንህዝቢ ትግራይን ንግዝያዊ መንግስትን!!
@Friwe
@Friwe 2 ай бұрын
very good idea.
@aasaas7284
@aasaas7284 2 ай бұрын
ዋው ከምዚኦም ዝበሉ ኩሉ ግዜ ኣምፅእዎም እዚ እዩ እቲ ሓቂ በላሕቲ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ኣጀኩም ኣለና ኣብጎንኩም ተክለብርሃንን ጌታቸውን ረዳኢን ልኡኽ ናይ ኣብዪ ለያቡ እዮም መጭበርበርቲ ከባቢያውያን ፅረ ህዝቢ ራያ ዓድዋ ዓጋመ እንዳበሉ ህዝቢ ናፈላለዩ ዝውዕሉ ውሽጣውሽጢ ሓሰውቲ እዮም
@mth127
@mth127 2 ай бұрын
ስለምንታይ እዩ ግን በቲ መላእ ህዝቢ ትግራይ ዝሰምዓሉን ዝከታተሎን ቴሌቪዥን ዘይቀርብ?
@msraq
@msraq 2 ай бұрын
እዚኦም ግብረ ሽበራውያን እዮም። ስለዚ ዝብሉዎ ዘለዉ ግብረ ሽበራ፡ በቲ መላእ ህዝቢ ትግራይ ዝሰምዓሉን ዝከታተሎን ቴሌቪዥን ክሓልፍ ኣይፍቀድን
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 2 ай бұрын
ዓፈንቲ ከሊኦሞም
@teklutesfay3073
@teklutesfay3073 2 ай бұрын
ቀፅልሉ ጀጋኑ ኣብ ጎድንኹም ኣለና።
@MerhawitEndrias
@MerhawitEndrias 2 ай бұрын
1😂
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor 2 ай бұрын
​@@MerhawitEndrias ኣፍኻ ኸፊትኻ ቅረ ረሳሕ
@user-zz7bc4su7i
@user-zz7bc4su7i 2 ай бұрын
Great job Woyen this is what Tigray needs. Tigrai TV and Dimtsi Weyane have been compromised like Walta and fana. Only Woyen, Dedebit Media, and Tigrai Online is the media we trust.
@teweldegirum4035
@teweldegirum4035 2 ай бұрын
ንድሒሪት ከይትብሉ ጉባኤ አብ ሓፂር እዋት ክካድ አለዎ
@ata4737
@ata4737 2 ай бұрын
ብሓቂ ብሓቂ ጀጋኑ ኣጆኩም ቀሪብኹም ኢኹም።
@gideyhailu9330
@gideyhailu9330 2 ай бұрын
ብስሩኮ መሪሕነትና ህዝቢ ክተድሕን ኣይከኣልካን እዩ እቲ ገምጋም ስለዘር ኾነ ህዝቢ ዘድሕን መሪሕነት ንቕድሚት ይምፃእ እዩ ዝበሃል ዘሎ።
@yemanetse4602
@yemanetse4602 2 ай бұрын
ክንደይ ዘተሓሳስብ ፀገም ትግራይ እናሃለው ንጉባኤ ክንድዚ ምጭናቅ ብሐቂ ዝቅጠት እዩ
@abebekesete
@abebekesete 2 ай бұрын
ንሳያ ዓቕምኻ
@yemanetse4602
@yemanetse4602 2 ай бұрын
@@abebekeseteንስልጣን ክትብሉ ህዝቢ ትግራይ አወዲኩምዎ ሎምውን እቱ ፖለቲካ አይትረደአኩምን ሱባኤ እንተይኣተኩም ጉባኤ ትብሉ መሕፈርቲ
@abebekesete
@abebekesete 2 ай бұрын
@@yemanetse4602 ደነዝ መዓዝ እሞ ክርደአካ ኢሉ ንስኻን እምንን እኮ ዳርጋ ሓደ ኢኹም
@yemanetse4602
@yemanetse4602 2 ай бұрын
@@abebekesete ካብዳም ካድሬ
@halofomeabay62
@halofomeabay62 2 ай бұрын
You And Like you Poor Idea
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 2 ай бұрын
ብጣሙሚ ተስፋ ኣለና በጃኹም ከምዚኦም ዝበሉ ጀጋኑ ኣቅርቡልና
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
ብጣእሚ ደስ ባኸልቲ ምንም ሕርኽራኽ ዘይብልኩም ከም ፅሩይ ማይ ቀፅሉ!!!
@teweldegirum4035
@teweldegirum4035 2 ай бұрын
በትክክል እዚኣቶም እዮም ትግራይ ክመርሑ ዝኽእሉ ጀጋኑ ቀፅሉ በርትዑ እቶም ሰርቅቲ በተሰውአት ዝቅልዱ እዮም
@besobela7237
@besobela7237 2 ай бұрын
ስማዕ ትግራዋይ በዘይ ውድብኻ ሀለዋ የብልኻን ስለዚ ድማ ጉባኤ መረጋገፂ ህልውና ውድብና እዩሞ ህዝቢ ትግራይ ስመር ።
@alemsegedteamrat
@alemsegedteamrat 2 ай бұрын
እስይ መድሐኒት ዝኮነ በሳል ወዲ የዒስ
@surafielnegash6380
@surafielnegash6380 2 ай бұрын
ፀማም ካድረ ህዝቢ እናባላዕኹም ክትቅፅሉ ኣይትኽእሉን ነውራማይ ት ደደባይ!
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 ай бұрын
ህዝብ ዝበልዕ ዘሉን ንህዝብ ትግራይ እብ ዐዛቅት ዛእቶ ዘሉ ህዝብ ትግራይ እፀቤቁ እይ ዝፍልጥ ሌባ መደናገሪ ኽማኻ ዝበለ ዕሱብ ናይ ሻዕብያ ሉኡኽ
@MichaelKidane-b5t
@MichaelKidane-b5t 2 ай бұрын
ዝገርም ሓቂ ዝሓዘ መብርሂ ! ኩርዓት ተሰሚዑኒ ሓቂ ትቐጥን እንበር አይትብጠስን በርትዑ ጀጋኑ ኢኹም ህወሓት ክትድሕን አለዋ ጥራሕ ዘይኮነስ እምኒ ዓረ ኮይና ክትወፅእ አለዋ::ዓንቀፍቲ ክውገዱ አለዎም::ጌታቸውን ሳዓብቱን ክእረሙን ናብ ልቦም ክምለሱን አለዎም::በርትዑ ! ዓወትን ድምቀትን ንመበል 14 ተ ጉባኤ ህወሓት !!. ትግራይ ትስዕር ::
@bisratteka4101
@bisratteka4101 2 ай бұрын
አየኩም ጀጋኑ
@Teklemedhin
@Teklemedhin 2 ай бұрын
ጀጋኑ ኢኹም ኣጀኹም ነኺስኩም ደኣ ሓዙ
@Mulu_alene
@Mulu_alene 2 ай бұрын
Good discussion!!
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
Which part of it is great? Can you mention some? It's full of lies. They're talking the reverse.
@TTG-t3k
@TTG-t3k 2 ай бұрын
Great job 👏 keep it up no matter what TPLF will always win proud of you
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 2 ай бұрын
ዕሱብ
@HayleslaseNiguse
@HayleslaseNiguse 2 ай бұрын
ለያቡ ጉባኤ ከይካየድ ይሰርሑ አለዉ ሓደራኹም አንቱም ደቂ ህዝብ እዛ ጉባኤ ክትካየድ አለዋ።
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay 2 ай бұрын
ህዝቢ ዝድሕን ቡቁዕ አማራርሐ ክህልው አሎዎ ቡቁዕ መራሒ ዘይብሉ ህዝቢ ገደል ይአቱ መፃውቲ ፀላእቲ ይኾውን ሰለዚ እዚ ዝበስበሰ መሪሕነት ወሪዱ ቡቁዕ ህዝባዊ ዕላማ ዝተሐንገጡ መራሕቲ ክምረፁ አሎዎም። ብአሰቸኳይ ጉባኤ ይካየድ።
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 ай бұрын
ደምፄ ህዝብ ሐቅን ይስዕር ትግራይ ትስዕር እግዚአብሔር እምላክ ናይ እዴታትና ንብዕት ናይ መናእሳያና ደም ንዛም ባንዳታት ፉሉሕ ማይ ኻይኖ እብልዕሌኣም ይውረደ እግዚአብሔር ምስ ባዐል ሐቅ ይኻን ትግራይ ትስዕር
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
ብጣእሚ ዘኽዝን እዩ እግዚአብሔር ጣልቃ ይእቶ በርቱኡ አሕዋተይ።
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Amen Amen Amen
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 2 ай бұрын
ኣጀኹም ጉባኤ ናይግድን ኢዩ ጎሓላሉ ነብሶም ስለዝፈልጡ ጥፍኣቶም ኸይቃላዕ እዮም
@TemesgenGebreslassie
@TemesgenGebreslassie 2 ай бұрын
ፀገም ትግራይ ዝፈትሕ ካድረ ይኩን ማእከላይ ኩሙቴ ህዋሃት የለን ንሰካትኩም ከዓ ልያቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ሕዋሃት ዝተልኣኩም ሓሻክር ኣለም ገብረዋህድ ኢኩም ንምንታይ ዳኣ ብናይ መንግሰቲ ምድያ ዘይቀረብኩም? ንሰካትኩም ሰለ ኣበል እና ሰልጣንኩም እምበር ፀገም ህዝቢ ትፈትሑ ኣይኮንኩም።
@anbessa6836
@anbessa6836 2 ай бұрын
AJOKUM TEGARU, DO NOT GIVE UP YOUR RIGHTS FOR ABIY AHMED AND GETACHEW REDA .
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 2 ай бұрын
ናይ ሓቂ ያ ማዕተብሲ ክትምንምን እበር ኣይት ብጠስን ደም ጀጋኑ ቕዳማይን ዳሓረዎትን ጀጋኑና ኮንቶ ኣዪተርፍን ሕዚ ዉን ሕድሪ ዘይጠልሙ ጀጋኑ ኣለዉና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኹም ፈጣሪ ይሓግዝኹም ኣሜን
@tamutafu528
@tamutafu528 2 ай бұрын
Ajokume. Bereteuo. Jeganu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
ጀጋኑ እቱ አነጋግራኩም ቡቁአት ኢኩም ቀፁሉሉ❤❤❤
@kenyanlove5615
@kenyanlove5615 2 ай бұрын
ቁፅፅረ ካሚቴ ጀጋኑ በጣዓሚ ኮርዕና
@KflomGs
@KflomGs 2 ай бұрын
ቁፅፅር ኮምቴ ኣይኮኑን እዚኦም ወገነይ ማኣኸላይ ኮሚቴ❤
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 2 ай бұрын
ታይ ድኣ ብዘይመእተዊ ጥር ኢልኩም ብርእሳ ጀሚርኩምዋ ....ብውሑዱ ህልው ኩነታት ትግራይ፣ ዘለውና ፀገማት፣ አንፈት ገለታት ኣዕሊልኩም "ጉባኤ" ዘይትብሉ
@KflomGs
@KflomGs 2 ай бұрын
መእተዊ ኣብ እዲት ትካሜራማን ይቆርፆ ዶ ?
@Peaceonearthforall
@Peaceonearthforall 2 ай бұрын
Brothers! You deserve more media to spread your amazing and very crucial analysis to the people of Tigray 👌💖✅️
@kahsuberhanugebreslasie7299
@kahsuberhanugebreslasie7299 2 ай бұрын
መሳፍንቲ ኮ እዮም ኾይኖም ከም ቁርዲድ ክነብሩ ጉጅለ
@kadromohamedbeshir9807
@kadromohamedbeshir9807 2 ай бұрын
Geganu ajokhum
@gebmeb1193
@gebmeb1193 2 ай бұрын
Viva TPLF KING of King ❤❤❤❤❤
@haqitisier8947
@haqitisier8947 2 ай бұрын
ነቶም ወሰን ወሰን ዝብሉ ዘለው "1" እቲ ንውድብ ከፍርስ ከይደቀሰ ዝሓድር ዘሎ ጉጅለ ክቕላዕ ዩ ዘለዎ ግን ብኣግባብ ወድብ እናፍረሱ ብዛዕባ ስርቂ ሓፅን መፅን እናበለ ዝለዋወስ ዘሎ ብተረፍ መረፍ 93 እናተመለኸ ቁልዕጽ ዕፅ ዝብል ህዝቢ እውን ክንገሮ ኣለዎ ።ፖለቲካዊ በለጽ ጎሊሑ ክወጽእ ግበሩ ንህዝቢ ኣንቅሑ በለጸኛን ሓቀኛን ኣፍስዎ ።
@cantedu
@cantedu 2 ай бұрын
ኣብ ህንዲ ኣሂንሚሂን ናተበብኻ ረብሓ ህዝቢ ምውሓስ ምምላስ ርስቲ ካብ ምምላስ ምዕራብ ትግራይ ለብልጽ በለጸኛ ጉጅለ ትግራይ ላብ ዕንይኒ አእትዮዋ!
@kenyanlove5615
@kenyanlove5615 2 ай бұрын
ንዚ ግዜ ዝመጥን ሰብ አምፅኡልና
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 2 ай бұрын
Excellent views, thank you all. I really appreciate you, BE strong to fight the diehards.
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤ትግራይ ሰብ ኣለዋ ተስፋ ኣለና ምስ ፈጣሪ ኣምላእክ ይሓግዝኹም ኣሜን🎉🎉
@gebregiorgiskahssay2657
@gebregiorgiskahssay2657 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ትሕስዉ አለኹም፡ ትፃረፉ አለኹም ስለዚ ንስኹም ከምዘይተድልዩ ባዕልኹም መስኪርኩም። አብ ዘረባኹም ብዛዕባ ዓርሰ ምድሓን እምበር ብዛዕባ ኩነታት ተመዛበልቲ ሓንቲ ቃል አኳ አይተዛረብኩምን።
@ZerayHailay-yx2td
@ZerayHailay-yx2td 2 ай бұрын
ተመዛበልቲ መን ኣብ ጎንና ኣሎ ኣፀቢቅና ንፈለጥ ኢና ማንም ደነቆሮ ብስምና ኣትዕንቅፍን ማሃይማት
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
ህውሃ እኮ እዩ ናይ ፕርቶርያ ውእሊ ዝተፈራረመ ህውሃት እይ ሳሰ ህዝቡ ዘእትዎ ህዝቡ ወዲቡ ዝተቃለሰ ጀግና ውድብ እዪ ህዝቢ ትግራይ ስድብ ህውሃት እንተ ብዙ እዩ ለውጢ ዝመፅእ ኩሉ ምስ ህውሃት ከአስል አሉዎ ኬልአት ናይ ፖለቲካ ተቓማት እውን እላመአን ንህዝቢ ትግራይ እንፋለጣ ይቀፅላ እዙይ እዩ ዘድልይ።
2 ай бұрын
Where there’s multiple corrupted groups,it’s too difficult to understand. Long live #TDF 🫡
@tirhaswelu
@tirhaswelu 2 ай бұрын
Hwehat nkdmet ❤️‍🔥💛❤️‍🔥💛❤️‍🔥👌👍
@User15809
@User15809 2 ай бұрын
እቲ ሓቂ እዚ እንዳሃለወ ንምንታይ ብቕልጡፍ ህዝቢ ክፈልጦ ዘይተገብረ? ሕጂ'ውን ብህፁፅ ተኻይዱ መዕረፊ ክረክብ ኣለዎ:: ብወገነይ ዝነበረኒ ደንገርገር በሪሁለይ ኣሎ::
@medhenymeda-hd5im
@medhenymeda-hd5im 2 ай бұрын
ቀልደኛታት ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ዘጥፍእ ውድብ ኸ ህዝብና ይድሕን ድዩ። ብስሩ ኸ ብዘይ ጦርነት መስዋእቲ ክንንብር ኣይተፈቀደልናን ድዩ። ኣብ ኩሉ ዘረባታት መስዋእቲ ንኸፈል ትብሉ። ብስርቅን ተንኮልን ሙስናን ዝተጫማለቐ ውድብስ ዘይትሓፍሩ ገፅኩም ትርሓቅ
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 ай бұрын
ጉባኤ ህወሓት ክካየድን ዓቕሚ ዘለዎም ናብ መሪሕነት መፂኦም ትግራይ ናብ ተማለአ ሰላምን ፍትሕን ከረጋግፅ ኣለዎ:: ዝተኻየደ ዘርኢ ምፅናት ዝተማለአ ፍትሒ ክርከብ ክገብር ኣለዎ::
@tigray447
@tigray447 2 ай бұрын
Viva Tigrai and TPLF 💛 ❤
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 2 ай бұрын
ኣቱም!!መናእሰይ!ሓድራ፡ሓደራ፡ህዝቢትግራይ፡ናብ፡ባሪነት፡ከይንምልስ፡ጠንኩሩ፡ተቃለሱ፡መስመረ፡ዉድብኩም፡ከይተዕብሩ፡?ዓወት፡ዘይቀሪዩ፡መሰናኽል፡ሐሊፍና..............❤❤❤
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor 2 ай бұрын
እቶም ንህዝቢ ትግራይ ብኹናት ዘፈራርሑ ዘለው ጉጄለ እቲ ኣጀንዳ ዝተቐበልዎ ካብቶም ፀላእቲ ህዝብና ዝተቐበሉ እዮም ብቐጥታ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ እዮም
@سلاماثيوبي
@سلاماثيوبي 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@zenebuzenebu1918
@zenebuzenebu1918 2 ай бұрын
ከምዚኦም ዝመሰሉ ተስፋ ዘለዎም መናኣሰይ ኣቕሩብልና።
@negagetachew974
@negagetachew974 2 ай бұрын
ሕወሓት ምስ ኢትዮጵያ መንግስቲ ናብ ኩናት ዘዕተዎ ሐደ ምርጫ ክገብርዬ፣አይትገብርን እዩ፣ ሕጂ ከኣ ደብረጽዮንን ጌታቸው ጉባኤ ክገብርዬ አይትገብርን እንታ እዩ እዚ ነገር ተደጋጊሙ ተመሳሳሊ ጌጋ ሕወሓት ይፍጽም አሎ፣ ትግራይ ሒዝዋ ከይጠፍዕ የሰግዕ እዩ።
Synyptas 4 | Арамызда бір сатқын бар ! | 4 Bolim
17:24
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 15 МЛН
መራሕቲ ትግራይ ከምቲ ዝተቐበልናኩም ተቐበሉና
8:16
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
"ንልያ ካሳ ካብ ሓዊ ወርቀዲኖ ሓዚልና ኣውፂናያ!"
48:02
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 50 М.
ክስማዕ ዝግበኦ ሓዱሽ ግጥሚ ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ
13:41
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 205 М.
🔴 ከሁሉ ታንሳለች ከሁሉ ትበልጣች || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New
2:43:22
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 651 М.