"ኣቱም መራሕትና ንሕና ዝፆርናኩም ምዃንና ትፈልጡ ዶ?...፣ እንተረብሪቡካ እኮ ፆውራኻ እውን እኮ ትድርብዮ ኢኻ ?" 11/01/2017 ዓ/ም

  Рет қаралды 11,530

woyen

woyen

Күн бұрын

Subscribe Woyen Newspaper
-------------
©Copyright: Woyen Newspaper
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
E-maiL: woyengazeta@gmail.com
www.Facebook.com/woyen

Пікірлер: 129
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 6 сағат бұрын
GOD bless Tigray people our loved mothers and fathers thank you. Amen 🙏
@PeterAbadi-v5l
@PeterAbadi-v5l Минут бұрын
ክቡራት አያታትና እኖታትና ብአኹም ንሕበን ንኾርዕ ❤💛💪💪💛❤
@GebremedhinArefayneh
@GebremedhinArefayneh Сағат бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ደስ ዝብል ዋዕላ እዩ
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael 2 сағат бұрын
ጽቡቀቓት ርኢቶታት ህዝቢ ዘገርም ናይ ብሓቂ ደስ ይብል ትግራይ ብኣማሓደርቲ እንዳ መሸታ ኣይትጠፍእን
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 сағат бұрын
አሜን ሓቂ ክስእር እዩ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 сағат бұрын
አሜን!!!
@wedimhreywedimhrey
@wedimhreywedimhrey 3 сағат бұрын
ጀግና ዋዕሮ
@letina_gualT
@letina_gualT 6 сағат бұрын
Woyen 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤ Thank you 💪💪💪
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 5 сағат бұрын
Welcome our mothers
@vvg5520
@vvg5520 6 сағат бұрын
ጀጋኑ ህዝቢ ትግራይ እንኻን አዴታትና አቦታትና ኩንኩም ማራ ኢና ንፈትወኩም ንኮረዐልኩም ምስ ሕዋሓት ንቅድሚት ብህዝቡን ዓዱን ዘይደራደር ድርጅትና ❤ እቲ ፅግዕተኛ ሓሊ ክእለ ጥራሕ እዩ ዘለዎ ህዝቢን መሬትናን ከይሸጠ ከሎ ቲም ገታቸው ተም ፃድቃን አብደሳን አብይ አሕመድን አለዩልና በጃኹም እዚ እናከደ አብ አአ ሸረቶን ህቴል እናሰከረ ዝሓድር
@weini8015
@weini8015 4 сағат бұрын
ሓቃ Gsts ኣንጻር ጥቅሚ ትግራይ ዝቃለስ አዩ
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 Сағат бұрын
ሸር ላይክ ሱብስክራይብ ኣድ ንምድሓን።
@tsedalegher4705
@tsedalegher4705 3 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@temtugesese8620
@temtugesese8620 4 сағат бұрын
You are left but young generation diy because of you guys
@HadasTakely
@HadasTakely 7 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@haileslaseasefa7945
@haileslaseasefa7945 7 сағат бұрын
ጅግና ኢኻ ኩቡላዲ ናይዞም ሌያቡ ካብ ክንደያ ክሳብ ሽሻይመሳ ኩሉ ናይዞጉጅለ እዚኦም አብስርቂ ዝተሳተፉ ብሕጊ አቁፅፅር ክውዕሉ አለዎም
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 7 сағат бұрын
እንዚአን እናረአና ተስፋ ንገብር ። እዞም መራሕቲ ዘይፈልጥዎ ህዝቢ እዮም ዘማሓድሩ ዘለዉ
@adonay7097
@adonay7097 6 сағат бұрын
ዓበር ዘይብሉ ተጋዳላይ ደፂ
@MillionHelefom
@MillionHelefom 7 сағат бұрын
👏👏👏
@mekonnentdl
@mekonnentdl 2 сағат бұрын
እንኳዕ ካባኹም ተወለድኩ። እቶም ኡሱባት ደቅኹም አይኮኑን። ትግራይና ናአኹም ሂዛ እንታይ ከይትኾን።
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 7 сағат бұрын
ድምፁ ትሑት እዩ አዩ
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 4 сағат бұрын
❤❤❤ህውሓት ማለት አምበሳን ነብሪንቀቲሉ ንትግራይ ዝተመርዓወ ውድብ እዩ❤❤❤ትኽክል ንሳቶም ፋስን መጋዝን ሒዞም ንህውሓት ከፍርሱ ብግዜ የለን መንፈስ እናተግሁስ ትማሊ ህውሓት አይሕመዩኒ ክብል ሰሚዕናስ ብዙሕ ስሒናሉ!!ከጥፍአካ ንዝመጸ ምሳሑ ክገብረካ ንዝወሰነ ቁርስኻ ምግባር እዩ እቲ ናይ ፖለቲካ መንገዲ!!❤❤❤ህዝቢ ትግራይን ህውሓትን ብዘዕበዮም አክላባት ክንከስ ክሳዕ መዓስዩ ዓቅሊ ክግበር??❤❤❤
@TeameAbera
@TeameAbera 2 сағат бұрын
ኣርሕቁ ምርኣይ ዝተስኣኖ ውድብ ንህዝቡ ካብ ሓደጋ ጦርነት ዘየድሓነ መሪሕነት ጀኖሳይድ ኣብ ልዕለና ክፍፀመልና ዝገበረ ምዃኑ ዝተረሰዐ ይመስል።
@ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ
@ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ 6 сағат бұрын
ናይ ትእምት ቅርሺ ሰሪሑ ንረክባጣት
@Galaxy-jt4xe
@Galaxy-jt4xe Минут бұрын
Tsadkan is the one who is orchestrating behind the scenes. He is the most dangerous individual. Tigrai will survive this.
@thomasFishale-z9e
@thomasFishale-z9e 5 сағат бұрын
ዋይ ህዝቢ ትግራይ 🤔 ካብቶም መራሕትስ እቲ ህዝቢ ነቲ ፖለቲካ ይትንትን መስደመም
@TeamuSe
@TeamuSe 3 сағат бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@kudusaron3642
@kudusaron3642 3 сағат бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@momonatube5905
@momonatube5905 Сағат бұрын
ጉጅለ ደናቁርን ድሑራትን ጉጅለ ኣደመ
@wedimhreywedimhrey
@wedimhreywedimhrey 3 сағат бұрын
ሓቂ እዩ ብሰሩ
@TemesgenFesseha
@TemesgenFesseha 5 сағат бұрын
ደደቢት መዲያ ደደኧዩ
@Zez295
@Zez295 4 сағат бұрын
ባዐል ንሰኩም ንድሕሪት ተሪፍኩም መናእሰይ ንቆድሚት ሰዲድኩም ሰንኩላትን ሰዉአትን ገሪክሞም
@Mohamedkiar-dn7rf
@Mohamedkiar-dn7rf 3 сағат бұрын
አብ ምንጭሩ
@Hada5lf
@Hada5lf 6 сағат бұрын
ጀግና የዒሰሰሰሰሰሰሰ
@haileslaseasefa7945
@haileslaseasefa7945 7 сағат бұрын
ጠንኩሩ ነበሰርቲ ከተማ መቀለ እቲ ጉጅለ16 አብ መቀለ ተወሺው ዘሎ ማለት ሌባን ፅግዕተኛን ካብመቀለ ስጎጉዎም
@BINYAMTariku-s4j
@BINYAMTariku-s4j 6 сағат бұрын
Kormad guhaf
@belultauruskinda2476
@belultauruskinda2476 5 сағат бұрын
ካድረምበር ነባሪ መቐለ ኣይተሳተፈን
@kinfeteklewold6975
@kinfeteklewold6975 7 сағат бұрын
እንዃዕ አዙይ አርአያና በርትዑ......
@fsdsdgwsf971
@fsdsdgwsf971 5 сағат бұрын
❤❤🙏🙏👏👏🤲🤲💪🙏💝
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb Сағат бұрын
ካድረ ጥራሕ
@SIMONBSBN
@SIMONBSBN 7 сағат бұрын
እና ማሃይም ኣይኾንክን?
@welday232
@welday232 6 сағат бұрын
ሕወሓት ንህዝቢ ትግራይ ጠሩነት ኩናት እምበር ልምዓት ኣየምፅአልናን
@adonay7097
@adonay7097 6 сағат бұрын
ፀቢብ ብዕራይ
@johnhaile4682
@johnhaile4682 Сағат бұрын
One thing Tigrayans have to notice very well is that TPLF never made these kind of victories in its history. Why people praise a false narrative? To heal you have to accept the truth!!!!
@AbayMichael-n8r
@AbayMichael-n8r 7 сағат бұрын
We difficult to hearing
@hagosmichaele6933
@hagosmichaele6933 2 сағат бұрын
ኣብዚ ሃደ ወዲ መቀለ የለን ኣይትሃስው ደቂ መቀለ እውን ክትኮኑ ኣይትክሉን
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 49 минут бұрын
Entay maletka eyu drbay kefafali btigrawaynetka zytamn/tigraway aykonkan
@hagosmichaele6933
@hagosmichaele6933 43 минут бұрын
@@genetbrhane7433 ትግራዋት እየን ግን ደቂ መቀለ ኣየኮናን ነበርቲ መቀለ ስለ ዝብል እቲ ናይ ጉጅለ ኣኸባ
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 33 минут бұрын
@@hagosmichaele6933 emo kab zmetseo keble endatezaru/ra neyrom
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 48 минут бұрын
ንሓበረታ ክኾነኩም እዛ ዋዕሮ ሓፍትና ብዛዕባ ደደቢት ጽቡቅ ኣላ ንሓፋሻዊ ፍልጠት ኣብ ጎድኒ ትግራኮይነን ዝቃለሳ ዘለዋ ሚድያታት መዓልታዊ ሸፈነ ዝህባ ዘለዋ ደደቢት ዛራ ሚድያ ትግራይ ኦንላይን ትግራይ ፕረስ ከምዘለዋ ምፍላጥ ኣድላይ እዩ ናይ Tmh ሞንጎ ሞንጎ ክዕረም ይግብዖ።
@mohammedsaid8002
@mohammedsaid8002 3 сағат бұрын
Askayameakeba
@AbayMichael-n8r
@AbayMichael-n8r 6 сағат бұрын
What type instrument have you use not hear
@teklutesfay3073
@teklutesfay3073 6 сағат бұрын
የዒስ
@user-pf8mi8ke4q
@user-pf8mi8ke4q 6 сағат бұрын
ንመንዩ የዕስ
@vvg5520
@vvg5520 6 сағат бұрын
ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ሕዋሓት❤😊​@@user-pf8mi8ke4q
@tabay6305
@tabay6305 2 сағат бұрын
ብስሕተት ሐደ ስብ ተዓረቑ ተፋቕሩ ብሐደ ዘቱዮ ልብል አልቦ ?
@merahegebremiskel9435
@merahegebremiskel9435 Сағат бұрын
ዘይዓቅምካ ናይ ወሰለቲ አኬባ
@woldemirach5669
@woldemirach5669 6 сағат бұрын
Voice of destruction!
@mohammedsaid8002
@mohammedsaid8002 3 сағат бұрын
Ayksammazaenadanagerkatenaber
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 6 сағат бұрын
ጉጅለታት ኣበይ ከምዝሓድሩ እንድዒ ። ህዝቢ ትግራይ ብሕራነ ዝተልዓለ እዩ ዝመስል ። በሉ መን መን ምዃንኩም ፍለዩ ። ህዝቢ ትግራይ በዚሑዎ ንዕቐትኩም ካብ መጠን ምሕላፉ ህዝቢ ተረዲእዎ ጅ እዩ ። ዝሃድም ይህደም
@maydabilet
@maydabilet 6 сағат бұрын
መሬት ወሪሮም ወሪሮም መእኸል እንደርታ መቐለ ዓድዋይ እንጥጮይ ኣክሱምይ ገሬምዋ ደቅዛ ዘረፍቲ። እዚ ኣኼባ እዚ ኣብ እንደርታ መቐለ ድዩ ልካየድ ለሎ መሕዘኒ። እንደርታ መሬትካ ኣውሪርካ ተበሊዕካ መቐለ ላብ ዓድዋ ቐይሮምዋ። እንደርታ ስረና ትገልበጥ እንድሕር ዝወራሪ ካድረ ለይተወገደ።
@AhmedAhmed-v7p
@AhmedAhmed-v7p 4 сағат бұрын
ኩሉኩም ናይ ምዕራብ
@user-pf8mi8ke4q
@user-pf8mi8ke4q 6 сағат бұрын
ሓልፍኪ አውርድዩ ቃላል
@birhanemebrahten786
@birhanemebrahten786 5 сағат бұрын
ሰብ ብቀሊሉ ክረኽቦ ኣብ ፌስቡክ ገፅኩም እውን ለጥፍዎ ኩሉ ቪድዮ ይለጠፍ
@mikaelabreha3494
@mikaelabreha3494 3 сағат бұрын
እዚ ዐይነት አታሐሳስባ ዐዲ የጥፍእ አሎ;; እዚ ግዜ እዚ ናይ ፊደል ዝቆፀሩ መናእሰይ ግዜ እዩ :: ይአክል ደንቆርቆር ::
@belultauruskinda2476
@belultauruskinda2476 5 сағат бұрын
ዋላ ሓደ ነባሪ መቐለ ዘይብሉ ብኣዉራጃ ተጎጅሎም ዘካየድዎ ኣኸባ መሕዘኒ!!
@welday232
@welday232 6 сағат бұрын
ብፀሞቕቲ ስዋ እትመሓደር ትግራይ ተፈጢራ
@Hada5lf
@Hada5lf 6 сағат бұрын
ስዲ
@adonay7097
@adonay7097 5 сағат бұрын
አዴካ ትፀርፍ አዴካ ትኮን እንበር ፡ አዴታትናስ ዋዕሮ እየን፡
@እርገጤሞላተሰመ
@እርገጤሞላተሰመ 5 сағат бұрын
ነውሪ።ምፅሟቅ ስዋ ክብሪ እዩ።
@desumeku6967
@desumeku6967 4 сағат бұрын
ብጉጅለ ሰተይቲ ኣረቂን ሓተላን እባ
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 38 минут бұрын
Ewe wehalalu eyen gize wesiden metinen kiyanti zkone swa tsemuke ane eye zble sebeay ab Ed kutsitsern yewulom
@TsegayBerhe-abigail
@TsegayBerhe-abigail 5 сағат бұрын
ታይ እዩኸ መንእሰይ ዘይብሉ
@murutsgebreanenia
@murutsgebreanenia 3 сағат бұрын
መንእሰይ ደኣ ጌታቸው ንስደት ሰዲድዎ ። እቶም ዝተረፉ ከዓ ጎደና ሓደር እዮም ብዘይ ገንዘብ ኣይሳተፉን
@ThomasKahsay-k4h
@ThomasKahsay-k4h 7 сағат бұрын
መን እዮ ናብዚ መከራ ኣእትዮና ኸ መንግስቲ ምስ ህዝቡ ኢሂን ሚሂን ተይሉ እንታይ የሕመኩም ኣባላትና እዮ ዝባሃል እንበር ህዝቢ ኣይባሃልን
@tabay6305
@tabay6305 3 сағат бұрын
አታ ኹስትር በሉ ተዓረቑ ህንዲባልስ ።ልተገርሙ ህዝቢ ኢኹ። በይዛኹም ዕርቂ ይሐሽ 😂😂
@user-ow4cr2wv3t
@user-ow4cr2wv3t 5 сағат бұрын
አንቱም ሰባት ማአስ ከ ይኸውን እትስልጥኑ። ህወሕት ኪሳራ እዩ።
@gezuseyoum9115
@gezuseyoum9115 5 сағат бұрын
ሰጊሮም ባ። ተመሊሶም እካ ከንቲባታት ኮይንኖም። ኣበይ ዲካ ዘለካ ምሳካ የለውን ድዮም?
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 5 сағат бұрын
እዙይ ስርዓት ኣልቦነት ዕስለነት ዝበዝሖን ድንቁርና ዝተርኣየሉን ኣኼባ እዩ ነይሩ በተለይ መጨረሻ ኣካባቢ ሓሳብ ዝሃበት ሰሰን ገ/መድሂን እትበሃል ዕብዲት ናይ ኣእምሮ ጥዒና ዘለዋ እያ ትመስል በተለይ ትግራይ ናይ ደብረጽዮን ንብረት ጥራሕ ከምዝኾነት ገይራ ዝገለፀቶን ዘይምልካታ ነገር እውን ተቀየምቲ ምናምን ኢላ ዘይንካእ ነኺኣ እዚኣ ስርዓት ዘይብላ ንቡር ዘይትፈልጥን ሰብኣይ ዘይብላን ሻርሙጣ ካብ ሃተፍተፍ ወፃኢ ምንም ትፈልጦ ዘይብላ ርእሲ ደርሆ እያ
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 42 минут бұрын
Nkndey seb ekum humum ktblwo😂😂😂😂
@madenaabdulkader4026
@madenaabdulkader4026 6 сағат бұрын
አቱም ተኸፈልቲን ህግደፍን ሰሪህኹም ብልዑ ውፁ ካብዚ ሜዳ ናይ ተጋሩ እዩ
@belultauruskinda2476
@belultauruskinda2476 5 сағат бұрын
እዩዋ ጊን ናይ ሓንቲ ኣዉራጃ ኣባላት ዝተሳተፉላ መድረኽያ ላሃጆኦም ሰሚዕኻ ዋላ ሓደ. ሰብ ካብ ራያ ተምቤን እንደርታ መቐለ ዓጋመ ኣይተሳተፈን ደብረፅዮን ትግራይ ብኣዉራጃ ይኸፋፍላሎ ሓደገኛ ኣካይዳ!!
@Vcgy-r4f
@Vcgy-r4f 6 сағат бұрын
ተጋ.ኣማኒኤል?????
@Zez295
@Zez295 4 сағат бұрын
አሰፋ
@binniesisay
@binniesisay 6 сағат бұрын
The only way I 😅😅😊😊😊😅😊😊😊😊t tee test trt😊
@tsegaga4353
@tsegaga4353 4 сағат бұрын
እዛ ሱቅ ኢልኻ ምንጭብጫብ ትሓድግዋ ኸመይ ፁቡቅ ነይሩ። ሓሳብ ብሓሳብ ተዝኸውን ዪ ዝሓይሽ።
@SAWA-s4s
@SAWA-s4s 6 сағат бұрын
Dekeki dirar arawit kuynom
@gadogado-o4d
@gadogado-o4d 5 сағат бұрын
ዕዳ ኣለካ እዩ ተፀበ፤ ብዓሰርተ ዕፅፊ ክትከፍላ ኢኻ!!! ከምቶም ቀዳሞት ሳሕል ትኹን ቃሩራ ኣየድሕናኻን!!!
@SAWA-s4s
@SAWA-s4s 5 сағат бұрын
@@gadogado-o4d waza ketfetwi intay kengbir emo jobaiden jenoside kenbil ina malet eu 😜😜😜
@USER70wi
@USER70wi 3 сағат бұрын
Dedebit median nskin dedebat😅
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 3 сағат бұрын
ለቅማፅ ነውራም ብምንታይ እዩ ተቀይሙ እንተተባሂላስ ብምንታይ እያ ክትብል? ርእሲ ደርሆ ምንም ትፈልጦ ዘይብላ እዚ ኹሉ ሃተፍተፍ ዕብዲት። ውልቀ ሰባት ንስልጣኖም ክብሉ ንህዝቢ ዘይበሃልን ሓሶትን ዝመልእዎ ናይ ፈጠራ ፅውፅዋያት ተቀቢልካ ከየፃረኻ ክብሪ ሰብ ክብሪ ጅግና ምንካእን ምውራድን ወንጀል እዩ ህዝቢ እውን ጣቅዒት ገዲፉ ዓገብ ክብሎ ይግባእ ናብ ሕጊ እውን ክትቀርብ ኣለዋ።
@1birryoutube
@1birryoutube 6 сағат бұрын
ዕለት 11,01,2017 ሕዚ ብህወሓት ዘጋጠመና መሕፈሪ ስራሕ መፍትሒኡ 1ይ እቶም ስልጣን ነዓይ ነዓይ ዝብሉ ዘለው ካብ ክልቲኦም ጉጅሉ ዝርከቡ ናይ ህወሓት ፖሊት ቢሮ ዝነበሩን ከምኡውን 60 ዓመት ዝመልኦም ኩሎም ማ/ኮሚቴ ብዘይ ምንም ዋዓል ሕደር ስልጣን ይልቑ 2ይ ህወሓት ክትድሕን እንተኾይና እቱ ሓዱሽ መንእሰይ ወለዶ ሓዱሽ ውሳኔ ክኾን ዘለዎ እቱ ዝተኻየደ ጉባኤ ንህዝቢ ትግራይን ንማእከላዊ መንግስትን ይቅርታ ሓቲቶም ከምዝሰረዝዎ ብሚዲያ ከዛረቡን መግለፂ ክህቡን ይግባእ 3ይ ቀጠታ ብድሕሪ ይቅርታ መግለፂ ከም ሓዱሽ ንመረፃ ቦርድ ናይ ህወሓት አፍልጦ ከም ሓዱሽ ዘይኮነስ ካብቱ ዝነበሮ ክምለሰሉ ካልኦት መመዘኒ ማለት አብትሕቲ ክትተል ኩኑ እንተበሉ እሺ ምባል : ካልአይ ናብ አሸባሪነት ስራሕ አይነአቱን ኢልኩም ፈርሙ እንተበሉ እሺ ኢልኩም መዓዝ ጉባኤ ከም እተካይዱ እናተፀበኹም ንትግራዋይ ዝጠቕሙ ስራሕቲ ምስራሕ ። በቀጠታ ተደናጉዮም ዝተብሃሉ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ለይትን ቀትርን ብምስራሕ ምክሕሓስ 4ይ ጉባኤ አካይዱ ተባሂሉ ምስተፈቑደ ቀጠታ ናብ ጉባኤ ምእታው አብላዕሊ ብዝገለፅክዎ መሠረት ፖሊት ቢሮ 100% ስልጣን ባዕሎም ምውራድ ካልእ ማ/ኮማቴ 75% ብምዝርራብ ክለቅቅ ብምግባር ትኽክለኛ ምትኽኻእ ጌርካ ናይ ትግራዋይ ፍርሕን ጭንቀተን ምድባስ ። ናይ ዝተጎድአን ዝነብዐን ህዝቢ ምኽሓስ ናይፀላእቲ መልሓዝ ከነኽስዎ ምግባር ትግራዋይ ምብትታን አይከአልን ኢሎም ቁርፆም ፈሊጦም ከምታቀደሞም ምስትግራዋይ ተስማዕሚዕኻ ምንባር እምበር ብሓይሊ ከምዘየሽንፍዎ ብተግባር አምሂርና ክንዕወት ይግባእ። በጃኹም መልሲ ፀሓፋለይ ዋላ ደውልለይ።
@gadogado-o4d
@gadogado-o4d 5 сағат бұрын
ጉጅለ ባንኮኒ በዚ ዶ ካዓ መፂኹም? ዓሻኹም ድለዩ!!! በሉ ግዘ ይመሽየኩም ኣሎ ምስ መወልትኹም ተጠቓለሉ!!!
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 4 сағат бұрын
ክዱ ናብ መሬትክም ናብ ዓድዋን ሽረክም መቀለ መሬትና መሬት እንደርታ እዩ ውፁ እንታይ አለክም አብ መቀለ ዓድክም ከይድክም ዘይትእከብ ላሓቲ ደም መናእሰይ አትን እንእስቲ ኮ ወሻሽም ህውሓት እክን
@yonasakal9909
@yonasakal9909 5 сағат бұрын
Selbeta! Wai hasot, selbeta. It's depressing
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 59 минут бұрын
ሓሻዊ ባዕልኻ ድርቡይ።
@fishktaameley7842
@fishktaameley7842 4 сағат бұрын
😂ADM
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 2 сағат бұрын
Amanuel is not tegadalay. He was hiding under his mother's skirt (ቀሚስ )
@user-pf8mi8ke4q
@user-pf8mi8ke4q 6 сағат бұрын
ናይ መጨረሻ ሞት ህወሓት ተፈፅሙስ ንምቅባር ኢና ንዘጋጆ ዘለና
@gadogado-o4d
@gadogado-o4d 5 сағат бұрын
ሃህ በል ሃላይ!!!
@belultauruskinda2476
@belultauruskinda2476 5 сағат бұрын
ደብረፅዮን ወርዒ ምሽጋር ዘይኽእል ኣዉራጃዊ ምዂኑ ዘርኣየሉ ዋዕላ!!
@getchkiros
@getchkiros 6 сағат бұрын
ገብሩ ኣስራትማ ብስምኪ ኣይፅዋዕን ኣንቲ ጠሓኒት (መፅረፊት እንደርታ)
@Muezhailu-l3p
@Muezhailu-l3p 6 сағат бұрын
Anta shabya sek bel
@sgebrese
@sgebrese 4 сағат бұрын
Garbage meeting! Nothing i heard about ideas and visions. It's only about blaming and shaming.
@AhmedAhmed-v7p
@AhmedAhmed-v7p 4 сағат бұрын
መምሶሎ ኢኩም
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 4 сағат бұрын
አይይ ሽረ ዓድዋ አኪብካ ብገንዘብ አዲካ አኪብካ ህዝቢ መቀለ ምባል ህዝቢ መቀለ አይኮነን እዙ አኬባ ናይ ሽረን ዓድዋን እዩ እዚ 😂😂😂😂 ወሻሻም ደብረ ፅንተት እክን 😂😂😂ህዝቢ እንደርታ አብ ጎድኒ ጌች ኢና
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb Сағат бұрын
ኣብ ጥዕና ጉዳይ ሐዚ ዶ በሪህልኻ?ናይዚ ካድረ ዘረባ ብሕጊ ጠይቅዎ ተመሊኡ እዪ ዘዕዘፍዝፍ ዘሎ?? ኹሎም ዝበልኻዮም ምስ ደብረ ዕንክሊል እዮም ዘለው? ጌታቸው እንገማገም እዪ ዝብል ዘሎ?ዝኣበየ መን ምኻኑ ይፍለጥ እዪ።ኣንታ ሓሳዊ ካድረ ዝሽወድ ሰብ የለን።
@fsdsdgwsf971
@fsdsdgwsf971 5 сағат бұрын
😍😍😍😍💝💝💝👏👏👏🙏🙏🙏💝💝💝💝
@belultauruskinda2476
@belultauruskinda2476 5 сағат бұрын
ካብ ላሃጃ ተሳተፍቲ ደብሪፅ ዝኣከቦም ሰባት ካብ ዉሱን ከባቢ ምኾኖም ዉድብና ሕይዉን ካብ ሕማም ኸባብያዉነት ከምዘይተፈወሰት ግልፂ እዩ!!
@MichaelJon-b3d
@MichaelJon-b3d 4 сағат бұрын
ብዛዕባ ሃገርካ ኤርትራ ግበር. ናይ ትግራይ ኣየእትወካን እዩ
@Zez295
@Zez295 4 сағат бұрын
ሐቂ
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 4 сағат бұрын
ደብረ ዓለታዊ እዩ ዝአኬባ ናይ ዓድዋን ሸረን እዩ ናይ ካሊእ የለን
@እርገጤሞላተሰመ
@እርገጤሞላተሰመ 5 сағат бұрын
ፖለቲከኞቹና የጦር አዛዦቹ ገዳይቹን የለቁቀት ምክንያት ሙስና ይኖሮው ይሆን እንዴ ?ካልሆነ የአንድ ፈረስ ኪራይ 50,000የኢት.ብር የባጃጅ 15,000 ኪራይ ከየት መጣ? በቀን ሁለት ጊዜ መብላት ያልቻለበት ህፃን በድንኳን ውስጥ ባለበት ክልል የገንዘቡ ምንጭ ቢታወቅስ?
@desumeku6967
@desumeku6967 4 сағат бұрын
ኦሮሞ ታንክ ተቀብለን ፈረስ ሰጠናቸው አሉ እኮ በኦሮሞ ፈረስ ነው አቀባበል እየተደረገ ያለው
@getchkiros
@getchkiros 6 сағат бұрын
ጨነውቲ ናይ ደብረዕንክሊል ሓሻኽር!!!!!
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 6 сағат бұрын
እንታይ ማለት እዩ ደቂ 60 ደቂ 70 መስዋእቲ ክንከፍል ኢና ምለት እስካትኩም ብዘጥፋእክምዎ እኮ እዩ ገና ጎዮም ዘይ ፀገቡ አሕዋትና አወዲእክምዎም ዘለኩም ስለዚ ተስማዕሚዕኩም ትሰርሑ ተኮንኩም ስርሑ ተዘይኮይኑ ግን ግዝያዊ መንግስቲ ይኩን እስካትኩም ካብ ስልጣንኩም ንወጣታት አረክብዎ።
@getchkiros
@getchkiros 6 сағат бұрын
ተ.ሓ.ህ.ት ግብኣተ መሬታ ይፍፀም ኣሎ!!!!
@vvg5520
@vvg5520 6 сағат бұрын
ጉረኛ ብልፅግና ባዳ
@gadogado-o4d
@gadogado-o4d 5 сағат бұрын
በይዛ!!! ኣንታ ብዘበን ተሓህት ዝፀመመ ደርጊ ድዩ ወዲ ደርጊ! እሞ ካዓስ ኣለኹ ኢሉ ኣፉ ምኽፋቱ ዘይሓፍር!!!
@niguseabraha5949
@niguseabraha5949 5 сағат бұрын
ባንዳ ፣ሰረቅቲ፣ሓሰውቲ
@HiwotHiwina
@HiwotHiwina 6 сағат бұрын
መንእስይ ዘይብሉ አኼባ ጉጅለ አደመ ደብረ ፅንተት ዝመርሓ አበድን ካብ ደጊም ንስኹም ክትመርሑ አይትክእሉን 3 ትውልድ በሊዕኩም ህዝብ ኣጥፊኩም ናብ ሕጊ ጥራሕ ኢኩም ትቐርብ ብል ምርት ጉጅለ ዝምራሕ ህዝብ የለይ game over
@desumeku6967
@desumeku6967 4 сағат бұрын
ከም ናይ ሽረ ዝነበረ ናይ ኦሮሞ መንእሰ ቄሮ ብዓብይ ዝተልኣከሉን ካብ እንዳ መስተን ከምፅኡ ኔርዎም እወ??
@ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ
@ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ 6 сағат бұрын
ናይ ትእምት ቅርሺ ሰሪሑ ንረክባጣት
@Biniamgebrehiwot
@Biniamgebrehiwot 7 сағат бұрын
❤❤❤❤
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 8 МЛН