KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
🛑ሰልጠነ ኣብ ማይጨው ዘጋጠሞ/ተመስገን ስርዓት ግበር/ብኣሽሙር ንመን #eritreanmovie #eritrean #tigray #ethiopia
11:10
🔴 ሰብ ዶ ሰብ ይበልዕ እዩ ?......... ቡዳ
29:13
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
☝️☝️☝️МАЛЫШ-СИЛАЧ 14 лет притворился НОВИЧКОМ | Школьник сделал то, чего не смог качок
00:50
#ሓዉዜን
Рет қаралды 79,538
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 47 М.
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Күн бұрын
Пікірлер: 733
@gedamtube
7 ай бұрын
ሰላም ነዓኻትኩም ወገናተይ ኣብቲክቶክ ሽምና የፀልሙና ኣለው ሞ ካብ ሰብስ ክንደየናይ ካብ ፈጣሪ ደኣ በር።
@ጎልራያኩኩፉቶ
7 ай бұрын
ኣጀኻ እዝ ሓወይ ናይ ለም ወለዶ ንፅቡቁ ንሰርሕ ዕንቅፍት 😢😢😢😢 መልስ ሃበሉ እኻ ዋለ ኣብ ሓደ ይቱብ ረእየ ነይረ ግን ኹላ የሰመዐኹዋይ ❤❤❤ፈጣር ድኻምካ ይረአየልካ❤
@lidyaGg-z5s
7 ай бұрын
ሰብ ሎሚ ካፍኡ እዩ ዘሎ ካብ መድሃኒኣለም ዳኣ ርከብዎ እንበይ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼😢
@TgLave-si4wl
7 ай бұрын
ኣጀካ ኣይትገደሰሎም ቶም ዘይሰርሑ ንዝሰርሑ መዐንቀፊ እዮም ተን ዘተፀገማ ኣዴታት እንዶ ይሪኣካ ኣለዋን❤❤❤
@fishysmelindishy6547
7 ай бұрын
እቲ ዘጸልመካ ዘሎ ሰብ ክንዲ ናትካስ ይትረፍ ክንዲ ርብዒ ናትካ ይግበር ሞ ሽዑ ይዛረብ:ጽቡቅ ክትገብር ከለኻ ዕንቀፍቲ ኣሎ ግን ኣይትተዓንቀፍ🇪🇷
@Alemgodolo123
7 ай бұрын
ሄለን እያ ስለዚ ናብተን ሰበይቲ ከይድካ ሓቂነቱ ኣውፃኣዬ
@tsegazeabzemichael3784
7 ай бұрын
ኣጆኲ ድሃይኪ ክንገብር ኢና ብዝክኣለና መጠን ነዚ ኩፉእ ጊዜ ዘለና ክንካፈል ኢና።
@miraclemiracle3216
7 ай бұрын
Telfoon alka abu dewilka rikeba anı win kirekba eyi bztekialni meten
@senaitgebrehiwet2851
7 ай бұрын
Me too
@helenbaryagabr9964
7 ай бұрын
ተባረኹ ዞም ኣሕዋተይ ጥምየት ሓያልዩ ኢደይ ኢድካ ንበል ነዛ ሕማቅ ግዜ እወ ልቢ ዝትንክፍ ዘረባ
@Rahel-ir3vu
7 ай бұрын
ኣየ ናይ ሓበሻ ጸገም መፍትሒ ዘይብሉ ጎይታይ ባዕልካ ተዓረቀና💔😢
@Hannatg247
7 ай бұрын
አቱም ህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራ ጽልኢ ገዲፍና ሰላም ንግበር ስለ ዝሳቀዩ ህጻናት ይቅረ ንበሃሃል ንብዓት አዴታት ውሕጅ ኬይኑ ከይወስደና 😢😢😢😢😢
@Frutgalagame
7 ай бұрын
እንዳህግደፍ መንደፍ ሓፍትኩምያ ሓግዝዋ ትግራዋይ ለዋህዩ
@NMW-ed8vt
7 ай бұрын
Lewuhat dehan kab Eritreawi zlwuh ke Alo do hgdef yhazka.Tsegay hawuna gn kibri yhabka kab Amlak rkebo ab gonka alena ajoka nsenay aytitehalel
@tsigerdaberakey2381
7 ай бұрын
💜💚🩵🩷🙏
@rutasolomon4569
7 ай бұрын
@@Frutgalagamemeche yehon yemtemarut😊
@rutasolomon4569
7 ай бұрын
@@Frutgalagamedeka ke natkum? What about her children are they not part of your people? Grow up this kind of thinking got us only problems.
@rahel7771
7 ай бұрын
እዘን ደቃ ደስ ኽብላ ወዛማት ኣብ ጸገም ዘለዋ ዘይመስላ ይገርም እግዚአብሔር የዕብየን በረኸትን ሰላምን ይስደደለን ንብዓተን ይሓብስ ✝️❤ እግዚአብሔር እናዘመራ ኣብ ገዝኡ የንብረን ጸግኡ የብዘሐለን ኣሓተይ አብ ሓውዜን ኤርትራውያን ኣለዉ ማለት ድዩ ደስ ኽብል ተመስገን 😊❤
@tsigerdaberakey2381
7 ай бұрын
💚🩵🩷🙏
@almazabrham879
7 ай бұрын
Sebaya wedey hawezien eiu
@SaraKebedom
7 ай бұрын
ሳራ አብ ጀርመን ዝቅመጥ እየ እሞ ነዛ ቤት ክሕግዛ እየ ናይ አሕዋታ ዕድሚኦም ትፈልጥ እንተኾና ክረኽቦም ይኽእል እየ ♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
@brhaneye
7 ай бұрын
በቲ ስልኪ ርኸብዮ 🙏😓
@ድንግል3ልማራያ
7 ай бұрын
ደዊልኪ ርኽብዮ ብጃኺ ሳራ ❤❤❤
@slama-sl8yl
7 ай бұрын
ሳራ ሓፍትና በቲ ስልኪ ረከቢያ ወለላይ🙏
@teshomegebremeskel4492
7 ай бұрын
ተባረኩ
@TeklebrhanHaileslassie-zz6zb
7 ай бұрын
እግዚአብሔር ይባርኩም ነዛ ስድራ ዝሓገዝኩም🙏
@moolonn4385
7 ай бұрын
የቀንየልና ኩብር ሓወይ ለምለም ሓፍተይ ክኣ ኣጆኪ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ametezghiteklsenbet3274
7 ай бұрын
ብሩኽ ዝኾነ ወዲ እዝጋቢሀር ኣምላኽ ጸጊኡ የብዝሓልካ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tigraimida2037
7 ай бұрын
እዛ ሓፍትና በጃኩም ዝከኣለኩም ግበሩ ኣሕዋተይ።ፈጣሪ ናሰሓቀት ከርእየኒ ዳግማይ ክልምኖ እየ።ማርያም ኣደይ እምንቶይ ኣዉግሕላ🙏
@luchiawelde3795
7 ай бұрын
Ajoki haftey mareyyyy,Hawey buruk Goyta abzihu yebarka🇪🇷🇪🇷😊
@emebrhan3
7 ай бұрын
😢😢"ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዘይሓልፍ የለን ተመስገን ጥራሕ"😢😢
@redseakings3344
7 ай бұрын
This is heartbreaking 💔 ኣጆኪ ለምለም ነዚ ዘቅረብካ ሓው ድማ ክብረት ይሃብካ
@neweritrea5723
7 ай бұрын
የቀንየልና ጸጋይ ሐወይ god please you 🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@ZafuTesfay-tm6op
7 ай бұрын
😢😢😢😢😢እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰላም ኣውርደልና 💔💔መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mosmos4020
7 ай бұрын
ተጋሩ ጎይታ ኢታ ለውሃትኩም ይርኤ ❤
@abibereket6848
7 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ነዚ መልኣኽ ዝኾነ ሰብ ኢዚ መሩቁዎ ኣምላኽ ይባርክካ ለዋህ ፍጥረት ❤❤❤❤❤ ኩላትና ከማኻ ኢንተንኸውን ❤❤❤❤❤❤
@Maryam1234-c3y
7 ай бұрын
ተጋሩ ሃየ ዛ Media ኣዕብዩሉ ዘሕጉስ ስራሕ እዩ ዝሰርሕ ዞሎ 💙💙💙💙💙💙💙💙
@knowyourself.4103
7 ай бұрын
ሰብ ንምሕጋዝ ሰብ ሙዃን እኹል እዩ።እቲ ጥርዓን ድኻ ከይሰምዕ እዝኑ ዝዓጹ፡ንሱ ኽኣ ይጠርዕ ሞ ምላሽ ኣይረክብን።ምላሽ ክንረክብ ሃየ በሉ ወላ ሓሓንቲ ቅርሺ ናብ ብዙሓት ተዋህሊላ ብዙሕ እያ ትጠውር እሞ ኢደይ ኢድካ ንበል ብሩኻት እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ይሃበና❤።
@MK-rg1og
7 ай бұрын
ስለውጹዕ ምሕዛን ፡ምሕጋዝ ቃል ወንጌል ኢዩ አምላክ ከምኡ ዝፈቱ😢😢😢 እቶም ጸጊቦም ንሓደ ህዝቢ ንኽጥዕሞም ዝፈላልዩ ዘለዉ ሓንቲ መዓልቲ እዛ ሽግር እዚኣ ከይበጽሖቶም ኣይፍልጥዋን።
@sahleyonas7844
7 ай бұрын
ኣቤት ትሕትና ኣምላክ ሓሳብካ የስምረልካ ዝሓወይ
@abjtabjt3859
3 ай бұрын
ዝማሬ መላአክት የስመዐልና አንቢዐናኒ በስምአብ😢😢
@swswots6782
7 ай бұрын
መዓረይ ፀገም ልተፀገመ እዩ ልፈልጦ😢ልኸማይ ልተፀገመ ኣኻፍሎ 😢😢😢😢
@abibereket6848
7 ай бұрын
ከመይ ዝበለ ሰብ ኢዩ ንዓኻ ኒ ቡሩኽ ስምካ ዘኽፋኣካ ኣንታ ቡሩኽ ሓውና ኣምላኽ ዝባሮኾ ጸጉኡ የብዛሓልካ አዚ ሓወይ መግለጺ የብሉን ናትካ ነገር ኣቦ ድኻ ❤❤❤❤❤❤❤
@titinotitino2910
7 ай бұрын
አምላክ አብዚሑ ይሃብኩም መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰላሙ የውርደልና እግዚአብሔር አምላክ ሚጣ ዝዘመረትልና ውን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብጥበቡ የዕቢኪ 🥰😘
@MahderMahder-j6g
4 ай бұрын
ውይይይይይ ሓመድ ትብዐኒ ደቂነይ😢😢ብዛ መዝሙር ተተንኪፈን ኣይይ😢😢ኣጆክን ክሓልፍ እዩ ዘን ደቅክን ከዓ ኩሉ ጊዘ ይመሃራ ፆሎት ይግበራ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ሰማዒ እዩ ❤ መምህረይ ብኣምላክ ርከብዎ🤲🤲🤲😘😘😘
@lealemalemamen9029
7 ай бұрын
ክቡር ሓው ቃልካ ሰራኻ ኩሉ ፈውሲ እዮ፣ እዘን ዕሸላት ልበን ብተስፋ መሊእኻ ጽባሕ ብርሃን ኪሪአ ተስፋ ሂባከየን፣ ዓብየን ከአ ከምቲ ንስኻ እትገብሮ ንህዝቢ ክኾና አብ ልበን ዓብይ ምክሪ የሕዲርካለን፣ ናእኻ ብቃል ከይኮነ ብሓገዝ ምምስጋን እዩ ዘድሊ ክብረት ይሃብካ። ንሰላም ብክራርርካ ዓጂብካ ክትዝምር ተትገብር ጸቡቅ ይመስለኒ፣
@gedamtube
7 ай бұрын
እሺኒ ክሙኩራ እየ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
7 ай бұрын
ሸር ምግባር ኣይንሕመቅ ኣምላክ ይዝብኻ ኣድሕን🙏
@danieltela-kd4ob
7 ай бұрын
ኣጆኪ ጓል ቀሺ ሕጂየ ፈሊጠ እተን ደቅኪ ድማ ምጭዋት ሞርል ግበሪ ኩሉ እግዛቢሄር ይሓግዘና ክሓልፍዩ ዳኒኤል ገረዝጊሄር ተላ (ወተላ) ንኩሉ ግዱስ ዓዲ ገብራይ ክንሕብሮም ኢና
@Mussie-yc7wi
Ай бұрын
ሰላም ዳኒኤል ድሒርና ንርእዮ ስለዘለና ኩነታት ለምለም ሕጂ ከመይ ኣሎ? በዚ ተጻሒፉ ዘሎ ቁጽሪ ናይ ባንክ ሕሳብ እንተለኣኽናላ ኣብ ኢዳ ይበጽሕ'ዶ?
@Abeba-j7j
7 ай бұрын
አየመከራ 😢መ/ር ፀጋይ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰላምን ምሕረትን ጠልን ኣዝመራን ይግበረልና🤲🤲🤲
@letischsamuel7908
7 ай бұрын
እግዝኣቢሔር ምሕረት የዉርደልና አምላክ ምሳኪ ይኩን
@nigistiberhane9150
7 ай бұрын
ብሩክ ተባረክ አምላክ ፍቅርን ሰላምን የዉርደልና በጃኩም ሰላም ንግበር❤🎉❤🎉
@Alsehday
7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢እግዚአብሔር ዝባረከካ ዝሓወይ ለባም ከማካ ዝበለ የብዝሓዮ
@akileakile3263
7 ай бұрын
ኩልኻ ኤርትራዊ ኣብዚኣ ጉሩብ ፈጢርና ካብቲ ዘላቶ ናብ ኣዲስ ኣውጺና ባዕልና ክንኣልያ ሃየ ወስ በሉ።
@mazzawoldemicael6104
7 ай бұрын
Nab Addis sedidkum ketektlwa?
@mazzawoldemicael6104
7 ай бұрын
Mlman nay agameyu nab Ertra tmeles
@meryaabidela2053
7 ай бұрын
የጣልያን ዲቃላዎች ምንም ቢደረግላቹህ የማታመሰግኑ አውሬዎች አለም እንድትዞሩ ያደረጋቸሁ የትግራይ ህዝብ ነው ትግራይ ወስጥ ስለተገኘች ተዋረዴቹህ?ጥላቻ ሚሞሪያቹሁ ዘግቶታል አዲስ አበባ ትሂድ ጓኻፋት
@Melat____
7 ай бұрын
@@mazzawoldemicael6104 kidi resah kemakum resah yeimro iko yelen lemanit nski iki kelbi teref talyan
@hi-xg2xu
7 ай бұрын
መምህር ጸጋይ ኩሉ እትገብሮ ሓገዛት ለውሃትካ ንብዓትካ እዳ ነጸግካ አዝዩ ዕዙዝ እዩ እሞ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ድማ ሓንቲ ማዓልቲ ብርሃን ጌሩ ይጸናብሮም አምለክ
@MezgebeAmaha
7 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሰላምካ የብዛሐዮ ፈጣሪ
@kidanhayleslase1885
7 ай бұрын
የቀንየልና ተጋሩ አሕዋትና ጡዑማት ላዘ 🎉❤❤
@ዓዊ
7 ай бұрын
ኣጆኪ 😢😢😢😢😢እፍፍፍፍ ኣሕዋት ኤርትራውያን ዳሃይ ኣሕዋታ ኣታኣልሹላ በጃኩም ብማርያም😢
@hanayemaryam12
7 ай бұрын
ብሂወት ምቅናይ ጥራሕ ከምቱ ዝፀልመተ ክወግሕ እዩ አጆኺ ዛሓፍተይ ፀባሕ ፀሓይኺ ክትበርቕ እያ 💞💞💞💞💔💔💔
@shewitmengstab8727
7 ай бұрын
ብሩኽ ሓዊ ብኣፍካ ዝወጸ ኩሉ ተዘሪኡ ኢዩ እሞ ሰናይ ምዕጻድ ክኸውን ኢዩ እግዚኣብሄር ይባርኽካ ❤❤❤
@bettyboo7783
7 ай бұрын
ሀባሲ ንብኣት ፀግሽ እድመን ጢኢንናን ይሀብካ ኣብዝከድካዩ ኣምላክ ይሀግዝካ
@tsigealemayoh786
7 ай бұрын
መምሕረይ ፈታሺ ፅጉም የዋሕ ኸሐልፍ እዮ ምስ ፈጣሪ
@ዕባይ-ዓጋመ
7 ай бұрын
ውይ ኣደዋይ ማዓረይ ሓመድ ትብለዐኒ በዛ መዝሙር ልበን ተተንኪፈን😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@SenaitTekle-wx9bc
7 ай бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይርዳእኺ ሓብተይ ድንግል ማርያም ንብዓትኪ ሓቢሳ ናብ ሳሓቅ ትቐይረል🙏🙏🙏
@meharifrewoyni9402
7 ай бұрын
ክቡር ሓወይ የቐንየልና : ኣጆኺ ኣብ ዓዲ ለባማት እኺ ዘለኺ ::
@زايد-د8ع
7 ай бұрын
ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ ኣጀኪ ኣደዋይ ፈጣሪ ይርዳእኪ 😢😢😢😢😢😢
@rahel7771
7 ай бұрын
ወሀብቲ እግዚአብሔር የሀብካቱም እግዚአብሔር ንሓድሕድና ካብ ምብልላዕ አውጺኡ ንሓድሕድና ክንፋቐር ክንተሓጋገዝ ይርደአና ዝተገሰመ ልብና ይኽፈተልና የብረሀልና አሜን
@golsemere5205
7 ай бұрын
bejikum Ertirwiyan yekunu Wala Tegrawte nehagzom ezi kamzi eka kamzi gerkani gedifina kulu eden edika nebil bejikuem 🙏🏻♥️😭
@SabaOkubamicael
3 ай бұрын
ናብሐቅ ዝሐወይ ስላም ይግብረልና ብጣዒሚ እየ ዝመስግንካ ኩሉ ዝረባካ ጥዑም እዩ ብርከይ
@ametezghiteklsenbet3274
7 ай бұрын
ኣጆኺ ሓፍተይ ሓላለይ ጸገም ሓላፋይ እዩ በዓቢኡ የሕዋትኪ ይረዱኺ🎉🎉🎉🎉ኣጆኺ
@Temesgenamlakey22
7 ай бұрын
ብኩሉ መልክዑ ክትሪኦ ከለካ እተን ደቃ ኣብ ሽግር ዘለዋ ዘይመስላ ብጣዕሚ ብሩህ ተስፋ ኣለወን ኣጆኪ ሓፍትና ተስፋ ኣይትቁረጺ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ 8 ህጻውንቲ ሕዝኪ ሎሚ ጊዜ ነዛ ውልቅካ ዉን ከባድ ኢያ❤ ኣዝየን ምጭዋት ደቂ ኣለዋኪ ኣለና ኣብ ጎንኩ ❤❤❤
@tsigerdaberakey2381
7 ай бұрын
🩷🩵💚💜🙏
@NgstiBerhe-rm8ro
7 ай бұрын
ነዛ ወላዲት ዝሓገዝኩምንብዓታ ዝሓበስኩም እግዚአብሔር ምሉእ ፀጋ ጥዕና ይሃብኩም ❤
@Meri-rg7hp
7 ай бұрын
መምህረይ ብዝከድካዮ ፅየነይቲ ትከተልካ ትዕድልቲ እዩ እቲ ትገብሮ ዘላካ😍🙏 እንተ ንሕና ግን ሚድይኡ ውን ከምቲ ስርሑ ኣይኮነን ክንዲ ርብዒ ውን ኣይዕበናዮን ሕደጉ ባ ሚድያና ነዕቢ🙄
@TIRHASZere
7 ай бұрын
😢አዋይ ብሓቂ መከራን ይወዳልና ፈጣሪ ኣጆኪ ለምለም ሓፍትና ኣምላኽ ምሕረቱን ረዲአቱን የንብረልኪ ሓዉና ክብረት ይሃብካ
@knfeabraha8196
2 ай бұрын
ዋውውውውው እግዚአብሔር ኣምላኽ ይባርኻ ብሩኸይ ❤❤❤❤❤❤❤❤✝️✝️✝️✝️✝️❤❤❤
@SalamHani-u5y
7 ай бұрын
እውይ ደስ ክብል እቲ ኣዛራርብኡ ተባርኽ ዝሓወይ ማዓረይ ❤❤❤❤
@deradubai1754
7 ай бұрын
ኣይይይ ምቅርተይ ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ጥዕቲ ልሳን ✝️✝️✝️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲 ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
@furtunaghirmy8829
7 ай бұрын
ብታእሚ ልቤ ሰባሪ እዩ አምላክ እድመን ትእናን ይሀብካ
@elsatawolde1249
7 ай бұрын
ኣጆኪ ሓፍተይ ጠንካራ ኩሉ ፀገም ክሓልፍ እዪ ምስ ደቅኪ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ባዕሉ ይሓግዝኪ 😢❤🙏
@MULEY12
7 ай бұрын
ናይ ሰብ ፀለም ንእንጀራ እዩ ፀግሽ ሓወይ
@meharikahsay5916
7 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ጸጋይ ።
@knfeabraha8196
2 ай бұрын
በጃኹም ኩልና ንተሓገገዝ pls❤❤❤
@hunnyfilihunnyfili8080
7 ай бұрын
ኩቡር ሓዊ ኣምላኽ ዘይውዳእ ጸጋን በረኸትን ይሃብካ 🙏💝ብምቅጻል ኩሉና እስኪ ሰብ ሕልና ዋላ 5..10 ዋላ ትኹን ዓቅምና ንሓግዝ 🙏ነዚ ሓውና ውን ዮቱብ ቻነልሉ ነዕብየሉ ሳብሰክራይብ ሼር ላይክ እዳበልና ነተባብዓዮዮ በጃኹም ንተሓጋገዝ🙏💝
@simretkebrabe9233
7 ай бұрын
መም ጸጋይ እግዝአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤ ኩላትና ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ጽልኢ ገዲፍኘና ሰለምን ፍቅርን ምርድዳእን ምትሕግጋዝን ንስበክ በአለምአቀፍ
@ስብዩመክስብ
7 ай бұрын
አተ ንስካ ኣምላክ ይባርካ አድመ ይሓብካ❤💔😊
@shewitmengstab8727
7 ай бұрын
ኣጆኺ ዝሓፍተይ ናይ ካሕሳ ዘመን ይኹነልኪ ብኽያትኪ ናብ ሰሓቅ ይለውጥ ❤❤❤
@sdrabiettv3908
7 ай бұрын
መምህር ብትገብሮ ዘለኻ ሰናይ ተግባር ኣድናቆተይ መግለጺ የብሉን!! ፈጣሪ ዓስብኻ ይሃብካ ዝሓወይ። ኣብዚ ፐች ናትካ ተለፎን እንተትልጥፎ ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ።
@selammeles2061
7 ай бұрын
አጆና አምላክ ሽግርን መከራን የርሕቀልና ራህዋ የምፅልና 🙏❤️
@wezefGalTewahdo
7 ай бұрын
መ/ር ፀጋይ ኣብ ፅጉማት ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ምሕረቱን ሰላምን ይልኣከልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ሰላም ዝሓዘለ ክራማት የምፀአልና
@ዕባይ-ዓጋመ
7 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ ኣብ ዘለካ ሃሊካ ኮፊእካ ኣየ ፀገም እግዚአብሔር ኣቦይ ርድአና ኣጆኪ ኣደዋይ😭💔💔😭😭😭😭😭😭
@amelworkdesta4601
7 ай бұрын
አዶ አይትብከይ🎉 አጆኺ ኤርትራውያን ልባማት ዝግበር ግበራ
@ShewitTesfay-y6o
7 ай бұрын
Ajoki kbrti haftey kubur hawey yekenyelna ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@SaraSara-zu2vl
7 ай бұрын
😢😢😢እህ ህዝቢ ኣብ መከራ ወዲቁ ፈጣሪ ቆላሕባ በለና
@deradubai1754
7 ай бұрын
ኣጆኪ ማማየ ማዓረይ ጸላኢኪ ይንባዕ ዋይ ህዝበይ
@AfrikaEritrea
7 ай бұрын
አጀኺ እዛ ጋለይ ክሐልፍ እዩ ብደቅኺ ክሐልፈልኪ እዩ ጸገም ሐላፋይ እዩ ሞት እያ ዘይትሐልፍ 🙏
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
6 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትግራይ ኤረትራዊያን አሕዋትና ንሰላም ፍቅረን ንዝምር ኣደና አጀኪ ኩሉ ትግራዋይ ኩሉ ኤርትራዋይ አለናልኪ ጎይታተይ
@machu8856
7 ай бұрын
ኩቡር ሓዉ ንስኻ ንብዓልኻ ብርሃን ኢኻ ሞ ብርሃን ርኸብ ❤
@berhehagos864
7 ай бұрын
ዝኾነ ክብል ኢለ እሞ ግን ድማ ኣይከኣልኩን ናይዚ ሓውና ምቑልልነት ትሕትና ልቦና ለውሃት ሕልና ግን 😢😢
@Adisasgedew
Ай бұрын
ዕድመን ጥዒናን የሃብካ ዘሓወይ
@lovelysfamily-p4q
7 ай бұрын
መድሃኒ ኣለም ንብዓትኪ ይሓብስ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ምስ ደቅኺ ምስ ሰባይኪ ይሃብኪ ዝሓፍተይ ቤትኪ ቤት ሓጎስ ደስታ ኣበባ ደቅኺ ቤት ስሓቅ ፍስሃ ሓጎስ ይግበረልኪ ዝሓፍተይይ። ዝሓፍተይ ናይሎሚ ንብዓት ንናይ ጽባሕ ሓጎስ ይግበረልኪ ዝይዳይይይይይ❤❤❤❤❤
@medhneyalemey
3 ай бұрын
Temesgen Temesgen Temesgen tiray teages tesemem amlak xegeu yebzehalka 🙏❤️ ajoki haftey amlak alo ni kulu zikeyr ❤
@medid.454
7 ай бұрын
I hope eritrean and tegaru u will save this mom and her kids.
@sere6279
7 ай бұрын
እዋይ ሓፉተይ ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን ኣጆኺ ክወግሕ እዩ ኣይትንብዒ ሓፉተይ ናተይ ❤❤
@Fortnitetips879
7 ай бұрын
አጆኪ ሐፈተይ ኩላትና አሕዋት ኢና ሼር ክንገበረልኪ ኢና እና ንአከትኩም አወን ይበርትእኩም መ/ምር ፀጋይ ሐወይ ካአ አምላክ ይክበርካ
@weredesolomon8956
7 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራ ከም የሐዋት እንተ ተዘይተፍቂርና ብሓደ ክንጠፍእ ኢና ከም ህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራ ዝድንቁር ህዝቢ የለን? ግን መጀመርታ ፍርሃት እግዚኣብሔር ኢዪ ንፍቀር ይቅረ ንብሃሃል ? እዚ ሓውና ከኣ ዕድመ ማትስላ ይሃብካ ❤❤❤ሓጎስይ ወሰን የብሉን? እቶም ሕማቅ ትሕስቡ ከኣ እህዚኣብሄር ይቅረ ይበለልና ኤርትራዊ ሓውካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsigerdaberakey2381
7 ай бұрын
💚🩵💜🙏👈
@شمسشمس-و4ز
7 ай бұрын
Nisukume emo maze tefalitewo danku
@ngsitweldebrhan7845
6 ай бұрын
አጀካ ዝሓወይ ሰብ በዙሕ ይዛረብ ንሰካ ግን እቲ ፅብቅ ግብርካ እግዚአብሔር አምላክ ዓሰቢ ይሃብካ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏ከማካ ዝበሉ የብዘሐና ❤❤❤ ዓድና እውን ሙሉእ ሰላም ይግበረልና እግዚአብሔር አምላክ እመብርሃን ወላዲተ አምላክ ናብ ፍቁር ወዳ ተማልደና ❤❤❤
@ሰላም-ፈ5ጠ
7 ай бұрын
ናታባበዐዮ ንዝ ክቡር ሓውና
@FevenEyob-hw1hz
7 ай бұрын
Eze eyuo Tigrwenate eritrewiean yehwataye
@wedigermen2776
7 ай бұрын
ክብረት ሃብካ ሐወና ጋዘጠኛ ❤
@ዕድልቲ
7 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ሓጎስ ይምላእኩም😢❤
@almazabraha3443
7 ай бұрын
Buruk zhawey Egezabher edmen tenan yhabka ❤❤❤❤❤
@robelzerabruk267
7 ай бұрын
እግዚኣብሔር ዓስብኹም ይሃብኩም ብሩኻተይ🥹
@NegishaTesfay-q3o
7 ай бұрын
ኣታ በጃኹም ኣሕዋት ኩሉ ኒገብሮን ንሓስቦን ናይ ገዛአ ረስና ሓላፊነት ወሲድና ጺቡቕ ንሕሰብን ንግበርን አሞ ኣምላኽ ምሕረት ከውሪደልና ኒብዓት ኣህዛብ በዚሑ
@tsigerdaberakey2381
7 ай бұрын
💚🩵🙏
@elsaberhe4087
7 ай бұрын
ከማይ ዝፀገመን ስለዘለዋ ዝተደፈና ስለዘለዋስ ኣካፍለለይ ኣጆኺ 💔💔😭
@احمدحسين-ت1ط1ت
6 ай бұрын
ኣጆኪ ዛሓፊተይ ኣንብዕኪ ናዓለ 💔💔💔💔💔💔
@bekiambesa9200
7 ай бұрын
Amlak selam fekren yewrdelna ajokik zehabtey ❤❤❤❤
@selamyamenemh1100
7 ай бұрын
ለምለምይ ፅቡቅተይ በዓልቲ ሙሉእቲ ሕለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምሰ ደቂኪ እክፍለለይ እንድ በለኪ ንበዓለኪ ሙሉእ ችግረ ሒዚኪ😢😢😢
@YohanesAsmerom
7 ай бұрын
Eway zi amlak kemzi ke alo diu 😭😭ajoki weladitna brhan u qdmeki enqae nab masmedia mexaki tray🙏🙏
@BerhaneAdha
3 ай бұрын
ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ምምህር ጸጋይ ኣምላኽ ይሓግዝካ ኩሉ ንጹጉማትን ንዓበይቲ ዘልዕሎም ዘይ ብሎም እትግብሮም ሓገዝ ብኣምላኽ ርኸቦ።
@TeklayHagosa
7 ай бұрын
Buruk hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 asbika bamlak rkebo
@alganesh-xe4yb
6 ай бұрын
Dkamka yirayelka zhawey mearey Ajoki zhaftey egziabher nbatki yhabselki🙏
11:10
🛑ሰልጠነ ኣብ ማይጨው ዘጋጠሞ/ተመስገን ስርዓት ግበር/ብኣሽሙር ንመን #eritreanmovie #eritrean #tigray #ethiopia
Kulu Mulu ኩሉ ሙሉ Reacts
Рет қаралды 871
29:13
🔴 ሰብ ዶ ሰብ ይበልዕ እዩ ?......... ቡዳ
Unique Show
Рет қаралды 63 М.
00:38
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
00:11
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН
00:39
The evil clown plays a prank on the angel
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
00:50
☝️☝️☝️МАЛЫШ-СИЛАЧ 14 лет притворился НОВИЧКОМ | Школьник сделал то, чего не смог качок
Nikita Zdradovskiy
Рет қаралды 7 МЛН
2:00:19
“ለመሞት 15 ቀናት ብቻ ቀርተውሻል”! የጠንካራዋ እናት የህይወት ጉዞ! Eyoha Media |Ethiopia | Habesha
Eyoha Media
Рет қаралды 729 М.
15:22
ወለድና ብሒወት የለዉን በይንና ንነብር ዝብኢ እንትንቁይ ከይበልዕና ንፈርሕ
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 13 М.
28:11
//የቤተሰብ መገናኘት// "ጨርቅሽን ይዤ ይዘሽኝ ሂጂ ብዬ ለምኜሽ ነበር እናቴ ..." እናት እና ልጅን ያገናኘ ልብ አንጠልጣይ ታሪክ //በቅዳሜን ከሰአት//
ebstv worldwide
Рет қаралды 299 М.
18:30
የፍቅረኪ እየ ኢሉ ብዶንጎላ ወቒዑኒ ፡ ተፈታዊት መቕረቢት ደብዳቤ ፍቕሪ ጋዜጠኛ #ዓወት ዘርኣብሩኽ #lovestory #awetzeraabruk
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 57 М.
4:47
ሕማቅ ሰማዕ ሞት ሰነ ጥበባዊት ብርዛፍ ፡ ዓለም ኮንቶ ኣደ ሰሓቅ ጠሊማትና
Henok General information
Рет қаралды 29 М.
18:51
ቶም ደቀይስ ዘይፈትዉኒ ደቀይ ወሊድ ኣዕብየ ሕዚ መን ይጠዉረኒ ሓዲገሙኒ
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 20 М.
50:54
"ኣደ ስውእቲ ኮይነ ቃል ስውኣት ከይተልዕሊ ተባሂለ!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 23 М.
31:19
ስብ ዝፈንፈነና ሰባት ኢና ከይትቐርቡና ዞም ደቀይ ጋለይ መርዓት እያ ነይራ 6ተ ዓመት እይ ሓዚለያ
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 94 М.
21:54
🔴 ዓፅሚ ዘይብሉ ህፃን ተረኺቡ ?
Unique Show
Рет қаралды 20 М.
13:47
#ናብራና #ባእሲ እዩ ተሂባትኒ በሊዐ ይሓድር ተከሊኣትኒ ድማ ንብዕ ይሓድር ኣየ ዝረኪብካ ናብራ ኽጥዕም ዝነበረ
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 34 М.
00:38
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН