"ዘይሓልፈላ ዑፍ መስከረም ትዓውር"ብሂል ኣቦታትና

  Рет қаралды 56,515

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 597
@selamawitbrhane3334
@selamawitbrhane3334 19 күн бұрын
መምህረይ ጅግና ወታደር ናይ ኦርተዶክስ ተዋህዶ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ❤
@hayliamlak2198
@hayliamlak2198 19 күн бұрын
ከምዚ ከማይ ክጽበዮ ዝጸንሐ like ንመምህርና
@BrhanHiwet-zh5qq
@BrhanHiwet-zh5qq 19 күн бұрын
ኣነ ኣለኹ ብሃረርታ ክጽበ ጸኒሐ
@IsseiasTekle
@IsseiasTekle 19 күн бұрын
Wala ane Elllllllllllllll.
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 19 күн бұрын
ስልጣን❤ሓዉና❤መዓር ኣፉ❤
@-se9hk
@-se9hk 19 күн бұрын
ብሓቂ ይጽበይ ነረ 🙏🏼
@merieyob8701
@merieyob8701 19 күн бұрын
Ane alekulka bharerta kexbeyo wiale
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 19 күн бұрын
"ወንጌል ብርሃን እዩ" ክንደይ ደስ ይብል እንቋዕ ደሓን መጻካ መምህርና❤
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 19 күн бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ወታደር ናይ ሃይማኖትና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣብታ ቅንዕትን ቅድስትን ሃይማኖትና የፅነዕና አሜን እቶም ንባዕሎም ጠፊኦም ንስባት ዘጥፍኡ ዘሎዉ ዓይነ ልቦና ይሃቦም 🎉♥️🎉♥️🎉♥️
@ፅጌጋልተዋህዶ
@ፅጌጋልተዋህዶ 19 күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ቀፅለሉ ድኣ ናይ ሓውና ውን ካብ ፍርሒ ዝተልዓለ እዩ 👏
@hermonteklu212
@hermonteklu212 19 күн бұрын
ስም እግዚኣብሄር ተመስገነ ይኩን ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ ❤❤❤
@اريامعبدالله-س3و
@اريامعبدالله-س3و 19 күн бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓወይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Hermonarayabaht2000
@Hermonarayabaht2000 18 күн бұрын
ናይ ምንታይ ቃል ተዛሪቡ ዲዩ ዶንቆሮ መጽሓፍ ቅዱስ ዘይተንብቢ ቆማል
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 19 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ ❤❤❤ ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤ አምላክ መስውዐልና ይዓድሎም😊
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 19 күн бұрын
*_Welcam መምህረይ🎉😍🥰እዝ ኣቤል ዝበሃል ብስሩ ገይሩ ዓቅልካ ዘወድእ በቃ ዓቅሊ ከዓ ዘይብሉ ልቦና ይሃቦ እንበ😰_*
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 19 күн бұрын
ዋይ ማጨሎት ዝወስዶ😢ምተረከበ
@rasmusern9974
@rasmusern9974 19 күн бұрын
Bnebsu rukus u tay kitmlslu akum mukan agedase u atom agug alom dikedu kem adgi yfletuwo ber ko defli yeblomn kab adgi hade se kifwes te delu ati qneana natu tiray u kifweso dikel
@DegiYouTube
@DegiYouTube 18 күн бұрын
ስም እግዝኣብሄር ኣምላክና ይኽበር ይመስገን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን እግዝኣብሄር ኣዕዚዙ ፀግኡ የብዝሐልካ🙏❤❤
@ብስራታለማርያምYouTube
@ብስራታለማርያምYouTube 16 күн бұрын
ስልጣነይ ክፅሕፈልካ ደልየስ ቃላት ስኢነልካ ፀጋ ኣምላክ የብዝሐልካ❤😊
@Samira-it6jh
@Samira-it6jh 19 күн бұрын
😅😅😅ብሓቂ ሰሒቁ አሰሒቁኒ የገረም እዩ ክብር መምህርና ስልጣንይ ቃል ሂወት የሰመዐልና ቀፀለሉ❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯😄
@NihnaNewegena
@NihnaNewegena 18 күн бұрын
ቃለ ህዉት ያሰመዐልና ክብር መምህርና ፀጋኡ ያብዘሐልኹም 🙏🙏😘😘 ሱቅ እልካ ብላዕ እዮስስ ፀሙይልኻ ዩኡ ያ 😅😅😅😅 ክብሩ መምህርና ንመህደም ዝጥቀሙሉ ቃላት ዩኡ ኣይትገደሶሎም እግዚአብሔር ልቦናኖኦም ያብሮሆሎም😢
@ZemkialBerhe
@ZemkialBerhe 15 күн бұрын
መምህረይ ኣነ ብጣዕሚ የ ዝከታተለኩም ኣብኤርትራ ኮለኹም ከማን ሕይወት ዝህብ ትምርቲ ኢኹም ትምህሩ ከየመስገንኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን ❤❤❤ንወዲ ሓጂ እቲ መጽሓፍ ቅዱስን ንክርስትያንን ክጸርፍ ዝውዕል ዘሎ እንተ ትምህሩልና ምበልኩ❤❤❤
@ZemkialBerhe
@ZemkialBerhe 15 күн бұрын
ኮለኹም ትብል ዘላ ኮለኹ ማለተይ ያ
@selamtesfay3521
@selamtesfay3521 18 күн бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ መምህረይ ❤
@HugF-mf5ed
@HugF-mf5ed 14 күн бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እ/ር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ
@DdDd-pn6mz
@DdDd-pn6mz 12 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመአልና ❤❤❤
@meadishow3855
@meadishow3855 15 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣምላኽ ዓስብኻ ይኽፈልካ ብልቢ ኢና ነመስግን ሱልጣን ሓውና
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 17 күн бұрын
ጽቡቕ ግብረ መልሲ ኩልግዜ እግሩ እግሩ እንዳኸድና መጽሓፍ ቁዱሳዊ መልሲ እንተሂብናዮ ብዙሓት ክድሕኑ ይኽእሉ እዮን መቸም እቶም ንዕኡ ከም ነብይ ዝቕበሉዎ ብጣዕሚ እንድዮም ዘደንጉጹዃ እግዛኣብሄር ናብ ልቦም ይምለሶም ። ንስኻ ግን እግዛብሄር ይባርኽካ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣጆዃ።
@DenyTeam-ii7su
@DenyTeam-ii7su 13 күн бұрын
ባሓቂ ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ ❤
@dahab8993
@dahab8993 17 күн бұрын
መጀመርያ ቃለ እግዚኣቢሄር የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ሰባኺ ሰልጣን ሓውና ኣብቲ ናቶም ሓሸውየ ከየእትውኻ ይምሕጸን ንኣብነት ይቱብር ዝብልን ፡ምዝላፍን ዘኣመሰለ ስለዚ ኣጆኻ ቃል ኣምላክ መጻሓፍ ቅዱስ ተጠቂምካ ጉስነትካ ቀጽል ሓደራኻ ኣብቲ ናቶም ናይ ሂወት ዘይብሉ ቃላትን ሸንኮለል ከተኣቱ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣሜን!❤❤❤
@SurprisedFishingRod-om9um
@SurprisedFishingRod-om9um 18 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ አምላክ
@ሰላምሃማርያም
@ሰላምሃማርያም 19 күн бұрын
ናተፀበኩ ፀኒሐ መምህርና መዓዝ እዩ ዝምልሰሉ ኢለ❤😂
@user-vh9jl9hc9b
@user-vh9jl9hc9b 15 күн бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ❤ አነሰ በጣዒሚ ኢየ ዝፈትወካ ሰልጣነይዋ ብትምህሪትኻ መምህረይ ሰልጣነይዋ ❤
@yoniesr
@yoniesr 11 күн бұрын
ብሓቂ ዝድነቕ ኣገላልጻ፣ ናይ ልብና ገላሊጽካሉ። እዝጊኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካን ኣዕዚዙ ይባርኽካን!!!
@filmontukue113
@filmontukue113 14 күн бұрын
መምህረይ እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ንዝመጸ መልሲ ዳሃብካ ኣፎም ኣትሒዝካዮም ኣለኻ ሓንሳብ ዩቲበር ሓንሳብ ካልእ ዳበሉ ከርሕቁኻ አንዲዮም ደልዮም ኩሉ ኢዩ ዝከታተለካ መልሲ ንምሃብ ኣይትረብርብ ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር መምህር ስልጣን ሓውና ኣገልግሎትካ ይባርኽ ኣምላኽ❤❤
@Tewhbo
@Tewhbo 19 күн бұрын
ሓቀኛ መምህርን ሓሳዊ መምህርን ይትረፍ ብትምህርቶም ብገፀም ለ ይፍለጡ እዮም ከይትሽወዱ ኦርቶዶክውያን መምህረይ ለ ቀፅለሉ ሓቂ ሒዝካ ንቂድሚት ❤❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 19 күн бұрын
ብሓቂ❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 18 күн бұрын
❤❤❤
@meggg292
@meggg292 19 күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዕልና መምህርና☦️🙏👏
@Hermonarayabaht2000
@Hermonarayabaht2000 18 күн бұрын
ናይ ምንታይ ቃል ሂወት ዶንቆሮ እንታይ ናይ ኣምላክ ነገር ስለ ዝተዛረበ ኢኪ
@ኤፍታህበለኝጌታየ
@ኤፍታህበለኝጌታየ 18 күн бұрын
​@@Hermonarayabaht2000ዋይ ፀርፊ ሰነ ሰርዓት የይይ😌
@سلامالعمري
@سلامالعمري 16 күн бұрын
​@@Hermonarayabaht2000እቲ ዝተናገሮ ናብ ሂወት ዝመርሕ እዩ ምክንያቱ ነብዪ እየ ናይ አምላክ ሰብየ እናበለ አምላክ ዘይፈትዎ ዝናገር ሰብ ልክዑ መልሲ ምሃብ ቃለ ሂወት እዩ ንዝተጠቀመሉ
@__-wj7zq
@__-wj7zq 18 күн бұрын
_አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ😍_
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 18 күн бұрын
ስልጣን ሓውና እግዛኣብሔር ኣምላክ ንውሕ ዕድመን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ቃል ሂወት የስመዕልና ❤ኣሜን (3)❤
@KbromMehari
@KbromMehari 7 күн бұрын
ባሓቂ ካብ ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና🙏💖
@meseretYesr
@meseretYesr 15 күн бұрын
መምህረ ስልታን ሓውና ጽቡቅ ገርካ ዳኣ ቀስቅሳም ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም
@DegiYouTube
@DegiYouTube 18 күн бұрын
ሰላምካ የብዝሓልና ክቡር መምህርና ስልጣን ተባዕ ወታደር ናይ ብሓቂ ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን ስልጣን ሓውናን መምህርናን🙏❤❤
@RShaN-kiki
@RShaN-kiki 18 күн бұрын
መምህርና ንኡስን ዓብይ ልቦናን ዝተዓደልኻ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልኻ ብቤቱ የፅንዕኻ 🙏🥰♥️🥀♥️♥️🥀🥀♥️♥️♥️🥰🥰♥️♥️🥀🥀♥️♥️♥️🥀♥️🥀🥀♥️♥️🥀🥀♥️♥️🥀♥️
@wintaalme7768
@wintaalme7768 18 күн бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@destagood1479
@destagood1479 16 күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና አብ እምነትና የፅነዐና ክብር መምህረይ❤❤
@BrhanHiwet-zh5qq
@BrhanHiwet-zh5qq 19 күн бұрын
መምህረይ ኣይትገደሰሉ ሂወትና ብኣኻ ተቐይሩ ኢዩ። ከም ቀደምካ ጥራይ ስቅ ኢልካ ቀጽል
@rutahaile1950
@rutahaile1950 18 күн бұрын
ኦርተዶኩስ ንዘልአለም ትንበር ካብዝም ቶኳሉ የድሕነና 🤲🏽🤲🏽🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@AbrehetGebrhwiot
@AbrehetGebrhwiot 12 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ሰልጠነ ሓወይ❤
@YonasHalka
@YonasHalka 14 күн бұрын
Amlak edmen tenan yhabka memhr sltena kale hiwet yesmelana❤❤❤❤
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 19 күн бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬይ ናብ ልብም ይምለሳም❤🙏እሽኒ መምህሬይ ብሰላም ምፀና❤
@mhretabyenane284
@mhretabyenane284 19 күн бұрын
ቃል ሂወት የስማዕልና ሓዉና ስልጣን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዘበን ኣጎልጉለትኻ ይባርከልኻ፥ እዚኦም እንዳ ራኣዩ ዚዓወሩ እንዳ ሰሙዑ ዝጸመሙ ዝበልዎ ዘይደግምዎ ሓሰዉቲ ነብያት ባሃልቲ ኢዮም፥ እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ኣብ ጐደናታት ደው ኢልኩም ተመልከቱ፡ እቲ ጥንታዊ መገድታት፡ እቲ ጽቡቕ ጐደና ኣየናይ ምዃኑ ሕተቱ እሞ ብእኡ ተመላለሱ፡ ሽዑ ንነፍስኹም ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም። ንሳቶም ግና፡ ኣይንመላለሰሉን ኢና፡ ኢሎም መለሱ። ኤርምያስ 6፥16
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 19 күн бұрын
ፈጣሪ❤ዓይነ😢ልቦናና የብርሀልና😢
@habtemariamadhanom7838
@habtemariamadhanom7838 14 күн бұрын
የቀንየልና ቃለ ሂወት የስማዓልና።
@ፅዮንማርያምኣደይሓድራኪ
@ፅዮንማርያምኣደይሓድራኪ 18 күн бұрын
ስልጣን ሓወይ ቃል ሂይወት የስመገልና ኣምላክ ይሓግዝካ እጆካ ብሓይሊ ኣምላክ ርእሶም ርእሶም ቦሎም❤
@ወለታማርያም
@ወለታማርያም 19 күн бұрын
ቃለሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና
@ArsemaAylu
@ArsemaAylu 14 күн бұрын
Qale hiwet yesmaalna memhrna 🙏🙏🙏💫🇪🇷💫🇪🇷💫🙏🙏🙏🇪🇷💫🇪🇷💫🙏🙏🙏💚💚💚💚💚💚
@shebab8090
@shebab8090 17 күн бұрын
ቃል ህይወት የስምዓና መምህር 💯❤❤❤
@MnbarBtesfa
@MnbarBtesfa 18 күн бұрын
ብቃል እግዚኣብሄር ገስጾ ምኽንያቱ ኩሓሊ መሲሉ መንቆሪ ስለዝኾነ። ስልጣን ሓውና ከኣ ጸግኡ የብዝሓልካ ።
@Merontesfom
@Merontesfom 16 күн бұрын
🎉🎉🎉ቃለ ሂወት የስመዓልና🎉🎉🎉
@zebibgebre6882
@zebibgebre6882 17 күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዐ ጸጉኡ የብዘሓልኩም ❤🙏❤🙏❤🙏(ካብ ፍርሒ ዝተበገሰ እዩ።ሐቂ ብእግራ እንተ ቀበርካያ ብርኤእሳ ትወጽእ ስለዚ እዩ
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 15 күн бұрын
እግዝኣብሄር ይሃበላን ነመስግነካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ምስትውዓሉ ይሃበልና ❤💚💛💙💜❤💚💛💙💜❤💚💛💛💙❤💚💛💙💜❤💚💛💙💜
@YohanaMebrahtom
@YohanaMebrahtom 17 күн бұрын
ኡግዛብሀር ጸጉኡ የብዝሃሉካ ሱሉታን ሃዉና
@galTawhdo
@galTawhdo 18 күн бұрын
ስሉጣን ሓወይ እግዚአብሔር ይመስገን ካብ ኹፉእ ዘበለ ይሓልውኻ ❤🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 18 күн бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ኣነ ዝገርመንሲ ካሊእ ካብ ኦርቶዶክስ ተውሃዶ ይምጻእ ዝብልሲ ካሊእ ከ ካሊእ ዱ ክምልሰሉ ኩሉ ኦርቶዶክስ ሓደ ዩ ዋላኳ ብፍልጠት እንተተፍላለና ኩልና ግና ፍርሓት እግዚኣብሄር ኣለና ንነብሱ ዘይፍርሓላ መቸም የለን ኣቤል ሓውና ግና ስዕረቱ ምቅባል ዓቀብ ኮይንዎ ኣሎ እንበር ካብ ኣፉ ኢካ ትፈልጦ ጌጋታቱ 😢😢😢❤❤❤🙏🙏🙏
@tititekle1375
@tititekle1375 7 күн бұрын
Qul hiwet yesmalna memhrnan hawenan Egzabher yhagzkum🙏🙏🙏💕💕💕
@Ostirch
@Ostirch 18 күн бұрын
እቲ ብሰብ ትሕት ዝብል ልዕል ክብል እዩ ኣጆካ ቀጽሎ መምህረይ ❤❤❤
@samiaha6007
@samiaha6007 16 күн бұрын
ብሐቅ ቃል ሕይወት ያስመዕልና ❤❤❤❤❤❤
@RahwaYemane-o6k
@RahwaYemane-o6k 4 күн бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓዉና
@Amazonmedia12
@Amazonmedia12 14 күн бұрын
ኣሜን (3) ቃል ሂወቱ የስማዓልና
@ኪዳናምህረትዜማይ
@ኪዳናምህረትዜማይ 16 күн бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ዑንቂ ናይ ተዋህዶ እካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ❤❤🎉
@ChekanieNzbedelen
@ChekanieNzbedelen 16 күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዕልና መምህርና
@DegiYouTube
@DegiYouTube 18 күн бұрын
እስኪ ከምዚ ኸማይ ብሃንቀውታ ናይ ስልጣን መልሲ ክፅበ ዝወዓለ👍ይሃበኒ😁😁ትማሊ ሰሚዐዮሲ ሰሓቅ ሞይተ😁😆😆 ስልጣን ከ ሰሚዑ ዶ መዓስዩ ኸ ዝምልሰሉ ናበልኩ ናብዛ youtib ውጡም ቅልቅል ክብል ውዒለ ምኽንያቱ ክሳድ ክሳድም ስለዝሓንቆም ማዕረ ክንደይ ከም ዘፍርሖም ከኣ የሐጉሰኒን የሐብነን ንበረልና ሓቀኛ መምህርና ስልጣን🙏
@YcXt-d3g
@YcXt-d3g 18 күн бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 18 күн бұрын
*_ደቂ ተዋህዶ እንዃዕ ንወርሓዊ በዓል ቅዱሥ ኣምላክና መድኃኔኣለም ክርስቶሥ ኣብጸሐኹም/ክን ምሕረትን ቸርነትን ምሥ ኹላትና ይኹን ኣሜን💙 ኣምላኸይ ዘሥተውዕል ልቦና ሃበና ኣምላኸይ ግን ትትዕግስቱ እዩ_* እናደነቀኒ ዝሓድር ዘሎ 😢
@KsanetXegu
@KsanetXegu 8 күн бұрын
Amen 🙏🙏🙏 Kal hiwet yesmalna egzaber ybarkelka
@AbielTesfay-p8g
@AbielTesfay-p8g 18 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ ጹቡቅ ጌርካ ጥራይ ኣስምዓዮም❤❤❤
@robaeetoo4137
@robaeetoo4137 17 күн бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤
@MbvGg-si6kx
@MbvGg-si6kx 18 күн бұрын
መምህርና ቃለ ህይወት የሰመዕልና🙏🙏🙏
@Selamnhzbey-t3d
@Selamnhzbey-t3d 15 күн бұрын
ኣጆኻ ሓዉ ስልጣን ፡ ብሉጽ መምህር ።
@Fanuelyonas-e2e
@Fanuelyonas-e2e 18 күн бұрын
Sim amlak ztemesgenenn ztebareken ykun ane catolic iye btaimi iye kia zketatelka anxar adena mariyam zgber blux melsi kthb kelka btaimi iye zemesgnka bmariyam nab yesus ina mariyam nwediki lemnlna ina kia nbl.so kubur haww ktqxilo ylabeweka adey igzitne mariyam thalike thalwena .l love you all Christina Orthodox and catolic love you❤❤❤
@FnanFitwi-w5f
@FnanFitwi-w5f 16 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓና ኩቡር ሓው 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@ABIPRODAUCTION
@ABIPRODAUCTION 16 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና❤
@DenuDenu-tr2sw
@DenuDenu-tr2sw 16 күн бұрын
Amen amen amen qali hiwet yesmalna hawey
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 19 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ማዓረይ❤ ብሓቂ ይገርም እዩ ሰይጣን ዝሰረሮ እዩ ዝሰብ ኣምላክ ልቦኑኡ ይብረሀሉ እምብር ንዓካ ዘይኮነ ግዜ ዘይብልስ ንቲ ታሓቶ ሕቶ ብቅዕ መልሲ ስለዘይብሉ እዩ መቸም መናፍቅን ዛናትካ ስም ብጣዕሚ እያ ተባህርሮም መስቀል ከምዝረአየ ሸይጣን እያ ተቀጥቅጦም ዋ በቃል ወንጌል ገይርካ ዳኣ ኣርዕዶም ዘም ካሕዳማት
@wedihazomotube
@wedihazomotube 16 күн бұрын
ይግዛቢሄት ይባርካ ኩቡር ሓው መ/ር ስልጣን።
@user-wt8yh6yc6c
@user-wt8yh6yc6c 16 күн бұрын
ናይባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ምህረይ❤❤❤
@utsr5458
@utsr5458 18 күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና 🙏🙏🙏🙏
@WediTigawu
@WediTigawu 16 күн бұрын
ቃለ ሂወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዚሐልኻ ክቡር ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ👏♥️
@zebibgebre6882
@zebibgebre6882 17 күн бұрын
memhrey xega yebzhalokim fetari 🙏❤🙏❤🙏🙏
@timnitghebreazgabiher1925
@timnitghebreazgabiher1925 11 күн бұрын
Ale hiwetu yisemalna 🙏🙏🙏 kubur memhrna egizabiher amlak nay agolguletka zemen yibarekelka
@SemeherYegien-il2ln
@SemeherYegien-il2ln 16 күн бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ❤❤❤❤❤❤❤
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 16 күн бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤❤❤
@ማርያመይኣደብርሃን
@ማርያመይኣደብርሃን 19 күн бұрын
Qedamyti baley selam naka memhrey welcome our teacher i`m witing to you all the day
@TsigeBerhie
@TsigeBerhie 19 күн бұрын
ብሰላም ተመለስና ጸባ አስተየና መምህርና ሥልጣን ምምላሱ አይተርፍን እዩ
@SamsonZerezgi
@SamsonZerezgi 18 күн бұрын
ኣምላኽ ጸጉኡ የብዚሓልካ ዘሓወይ ምስዚ ምርካብ ኣይድልየካን እዩ ❤❤❤❤
@wegahtatsehaye
@wegahtatsehaye 17 күн бұрын
Kale hiwet yesmalna xegaka yebzahaka fetari ❤❤❤❤❤
@alemmedhane8438
@alemmedhane8438 15 күн бұрын
Memhr hiwet Amlak tiena yehabka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FfyRfy
@FfyRfy 18 күн бұрын
ቃል ህይወት ያስመ ዐልና❤❤❤❤❤❤❤
@seha8422
@seha8422 18 күн бұрын
Kal hiwet yesmealna🙏🙏🙏.Hgis wela hamed ashno gnay
@TesfalemAmare-r5h
@TesfalemAmare-r5h 8 күн бұрын
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ❤❤❤
@lillynuguse4758
@lillynuguse4758 18 күн бұрын
Amen (3) Nay behaki Kal Hiwet Yesmalna Seltne hawey. I am proud of you. He doesn't has self confidence because you are going to challenge him. that's why he doesn't want to have any conversation about the Bible with you. God bless 🙌 🙏 🙌 you, dear bro Seltne.❤❤❤❤❤❤❤
@ALMAZETESFAZGI
@ALMAZETESFAZGI 18 күн бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓወይ ቃል ሂወት የስምዓልና
@TsigeBerhie
@TsigeBerhie 19 күн бұрын
አምላኽ ፀግኡ ሂቡካ እንድዪ ቀጽል ደአ መምህርና ነብሱ አይአመናን ወይዚ ፈራሕ
@natanmussie699
@natanmussie699 19 күн бұрын
Hzom tray amlak yhagzka sultan hawey🎉
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 18 күн бұрын
ቃል ህይወት የሰመዓልና ❤
@user-ff6yz6zq7r
@user-ff6yz6zq7r 17 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ❤
@user-sb2dl6ft6l
@user-sb2dl6ft6l 14 күн бұрын
መምህር ጅግና ወታድር ኦርተደክስ ተዋህዶ❤
@AaAa-l1g7n
@AaAa-l1g7n 18 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና❤
@user-yr6ik8zg7v
@user-yr6ik8zg7v 16 күн бұрын
መምህረይይ እንኳዕ ብሰላም መፀእካ ጀግና ወዲ ተዋህዶ አምላክ ይሓልወካ አብ ዘለካዮ
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 14 күн бұрын
Kale hiwet yesmalna hawna ❤Egziabher Amlak ab emnetna xenina knneber yhagzena
@hailomb4405
@hailomb4405 18 күн бұрын
እዛ ኣብ ስእሊ እዮም ዝኣምኑ ትብል ተተብርሃለድ ደስ ምበለኒ ምተማርኩ ከኣ። ካልይ ክፋል ኣብ ዝሃጸረ ግዜ እንተትገብረና ደስ ምበለኒ ፈጣሪ ጸጉኡ የብዝሓልካ ❤
ምሕላፍ የለን! 2ይ ክፋል
43:58
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 25 М.
Sep 21/2024 Breaking News ህጹጽ ሓቤረታ ይእሰሩ ኣለዉ
25:13
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 1,4 М.
Touching Act of Kindness Brings Hope to the Homeless #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 19 МЛН
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 200 МЛН
እነሆ መልሲ ንኹሉ ኦርቶዶክሳዊ! ብጽሞና ስምዕዎ
49:03
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 25 М.
🔴 በጎ ዘመን 2017 || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New sibket 2017
2:41:52
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 245 М.
ክስማዕ ዘለዎ! ተኣምር እግዚአብሔር
33:07
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 4,4 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrigna Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 2,9 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 797 М.