ዘይተነግረ'ምበር ዘይተገብረ የለን ቅንኢ ሓያል'ዩ ሰበይተይ ሰሪቑኒ ኢላ የእሲራትኒ

  Рет қаралды 46,964

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

Пікірлер: 50
@ni4902
@ni4902 3 жыл бұрын
ብዘይ ቀልዓለም መሳጥን መሃርን ዛንታ... good job keep it !!!
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 Жыл бұрын
ርግምቲ ሰበይቲ፡ኣብ ክንዲ ምስ በዓል ቤታ ምስ ኣሕዋታ ያ ትመክር
@simonsemere5502
@simonsemere5502 3 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ ኣብዚ ተንኮለኛታት ዝመልእዎ ዓለም ኣይትገራህ።
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 3 жыл бұрын
ዘገርም እዩ፡፡ወላ ኮ እቲ ዘጋጠመካ ጉዳይ ከቢድ እንተ ኾነ፡፡ ሕጂ ግና ንኹሉ ረሲዕካ ንብዓቲ ቤትካ ከኣ ይቅረ ኢልካ፡ናብ ቀደምኩም ተመለሱ።እግዚኣብሔር ብሕይወት ከለኹም ደቅኹም ከይዝኽትሙ እዩ ጎረባብቲ ጌርኩም። ስለዚ ከምቲ እግዚኣብሔር ንሓጢኣትና ይቅረ ዝበለልና ይቅረ ኢልካ ናብ ሓዳርካ ተመለስ። እግዚኣብሔር ይተሓወሶ።
@sarbean4827
@sarbean4827 3 жыл бұрын
ኣምላክ ግርህነትካ ርኡ ሓቅነትካኣ ርኢሉካ ከሎስ ሕድገት ግበረላ
@Melatlove-wg3ef
@Melatlove-wg3ef Жыл бұрын
እዋይ ሓወይ ሕማቅ ረኪብካ ኣጆካ በትሪ ሓቂ ትምንምን እምበር ኣይትብተክን ድዮም ዝብሉ ኣምላክ እንኳዕ ሓቅነትካ ኣውፀኦ ሂወት ፈተነእያ ጌጋኣተረዲኣ ይቅረተሓቲታትካ ግን ይቅረ ግበረላ ንስለውላድኩም ክትብል ከምቲ ሕደጉ ክሕደገልኩም እዩ ዝበለና ኣምላክና ዝሓወይ 🙏
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 3 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ ጸላኦቲ ሰናይ ንዕልቲ ክኣ ሓዳር ሓዋ ትዘርግ እንበሪ ኣጆኻ ዳዊት ሓውና ንደቅኻ ግን ናይ ኣቦነት ፍቕሪ ከይተጉድለሎም ተጎዲእካ ኢኻ ረኡይ ። ሂወትካ ኣጸልሚተንኦ መታለሊ ኣብዝኸዶ ኣመሉ ኣይሓድግን ኢዩ።
@shamtesfaymekonen2156
@shamtesfaymekonen2156 3 жыл бұрын
ስራሕ እግዚኣቢሄር ንርአ ምስ ሓጢያታ ማሪኣም ዳዕሪት ክት ከይድ ምፍታና ሲ ኣብ ምንቲ ምንታይ እዩ ኩላትና ኮ ሓጢኣት ኣለና እንዲኡ ከምዚ ዓይነት ከቢድ ዝኾነ እዋ
@meinefamilie9263
@meinefamilie9263 3 жыл бұрын
ክቡሪ ሓወይ ንሰባኣያ ኪትከስስ ኣይነበራን ግን አቲ ጸገም ናይ ሓብታን ማሓዛ ሓብታን ኢዩ ነዩሩ በዚ ተማህርኩም ሓዳርኩም ደግሙ ንፋስ ከይኣትዎ ክትጽዕሩ ነይሩኩም ሚንቲ ደቅኩም ሕጂ ከማን ደግምኩሚ ብይቅረታ ሓብሩክም ክትነብሩ ተስፋ ይገብሪ ምኢንቲ ደቅኩም መስዋኣቲ ክፈሉ ፍቅሪ ወለዲ ኣሪኢይዎም
@djkalid7820
@djkalid7820 3 жыл бұрын
Neta gali hawa dika
@eriman-c4o
@eriman-c4o 3 жыл бұрын
@@djkalid7820 ቅቅቅቅ 😆😆
@sabakiflemengistu6932
@sabakiflemengistu6932 3 жыл бұрын
ኣይተጋገየን ንሳ ከኣ ዘጋግያ ረኺባ ንገጋ መዓልቲ የለኹን በላ አካ ዝብሉ ኣቦታትና( አቲ ጌ ጋ ስለዝፈልጥናዮ ከምዝን ከምትን ንብል ኣለና መን አዩ ጌገኛ አንተዘይንፈልጥ ከ አንታይ ምበልና
@habensielay
@habensielay 3 жыл бұрын
Betami tsbuk zara kemsemku zareyulna eski
@awateasli9668
@awateasli9668 3 жыл бұрын
Hawey natey thanks sele kulu negre. Ane abizi seat hemak aleku tesfa korixe hiwet axelieoni bejaka addresska habeni please
@medhanieberhe1076
@medhanieberhe1076 2 жыл бұрын
YQRE MBAL NAY LEMAMAT EYU
@zeinakahsainaibhakitumderf7925
@zeinakahsainaibhakitumderf7925 3 жыл бұрын
Betri haki tsber imber aitketnn👍
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 3 жыл бұрын
Kupur hwye kmye Selme nseka ykere blela ndekeka re hdera hderkum sedte ena zelena Agoka kemte fetari ykere zelena 💒💒💒💒🙏🏾
@yorsiweldu5578
@yorsiweldu5578 3 жыл бұрын
Wey gud
@ereyerey7133
@ereyerey7133 3 жыл бұрын
eti haki bmwxeu Des ybleka gn kea kltiekum tefelalikum kebid iyu menti wladkum ktblu gn nab hadarkum temelesu 🙏🙏🙏
@simonshinin183
@simonshinin183 3 жыл бұрын
ሽግር ኣስመራ ኣይውዳኣን ድዩ
@merharik767
@merharik767 3 жыл бұрын
ኣድጊ ዝገበረካስ ጠይቂ ግበሮ ዝብሃል ምስላስ ከምዚ ኢዩ።ስለዚ ከምዛ ዘለካያ ትሕሸካ ዝሓወይ።
@elsaberhe4987
@elsaberhe4987 3 жыл бұрын
አሞ ቃልኪዳኑን ደቁን ከ አንታይ ይኹን
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
ቃል ክዳን ከይ በልት ኢንድያ ኣእስራቶ ዋላ ተመልስዋ ከምቲ ቆደሞም ክኮኑቫይክእሉን
@gerebrhane3293
@gerebrhane3293 3 жыл бұрын
Weygud
@yardanosbereket1788
@yardanosbereket1788 3 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ፡ፈተነ፡ኣብ፡ኣለም፡ግደን፡አዩ ኩሉ ገዲፈካ ገና ፡ይቕሬታ፡ተከቢልካ፡ናይ በዓልቲ ቤትካ ተዓረቁ።ምክንያቱ፡ኣቦታትና፡ክምስሉ ካብ ክልተ ዉለድ ከምዘትሕጎስ አሎም።ዳዊት ሓዉና፡ንደቅኩም ክትቡሉ፡ተዓረቑ።
@tedrosfisehaye849
@tedrosfisehaye849 3 жыл бұрын
Eway seb abey khalfelna kemzi da geberena yeak
@samielefrem1447
@samielefrem1447 3 жыл бұрын
Keep zara
@samueleritrean6588
@samueleritrean6588 3 жыл бұрын
Anabibaka mara kef zeleka
@Mo-Mo-Na
@Mo-Mo-Na 3 жыл бұрын
Kida. Nata xegem ahkonen
@paulmccarthy8607
@paulmccarthy8607 2 жыл бұрын
Wow eqae hakegna mqanka dekka felotu and sebeytka tegagya n bal hadara abo deka tkesis kemty zgedefkala egzabher egdefela nta hiwot hafta n hadaran zbetenet hafta ka egzaabher mhret egberela
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 3 жыл бұрын
👍👍👍👍
@merihhabte9006
@merihhabte9006 3 жыл бұрын
ሰብ ሰባብ ክበሃል'ሲ ሓቂ እዩ ፡
@merrybrhane7146
@merrybrhane7146 Жыл бұрын
ኣምላክ ንሓቅነትካ ሪእዩ ካብ ኩሉ ኣገላጊልካ እዩ። ግን እቲ ክፋእ ሰበይትካ ኣይኮነትን ሓሲባቶ ሰብ ስለ ዝኾነት ክኣ ክትጥርጥር ግድን እዩ ስለዚ ኣይትቀየመላ። ንደቅካ ክኣ ብዘይ ኣቦ ክዓብዩ ኣይትፍረዶም ስለዚ ኩሉ ከምዘይ ነበረ ቆጺርካ ሓዳርኩም ናብ ዝነበሮ ምለሶ። ሰይጣን ንሱ እንዲዩ ኔሩ ድሌቱ ስለዚ ሞፍቶ ሰይጣን ኣይትኩን 🙏።
@kaleabfitwi4573
@kaleabfitwi4573 3 жыл бұрын
Nisemae memhari gerika niaka dima temeles nab dekika
@mengistdsg3910
@mengistdsg3910 3 жыл бұрын
Keyti. Qerba. Zembal
@esubahta1862
@esubahta1862 2 жыл бұрын
ኣባውነት ደቅኻ ከይትግራህ፡ እንተ ንዕርቂ ግን ሕጂ ውን ባዓል ኣመል ኣመሉ ኣይገድፍን ኢዩ፡ምስ እዚ ንሪኦን ንሰምዖን ዘለና ግዜ ናዓኻ ትመስል ለባም ዳኣ ድለ፡ሕጂ ውን ካላኣይ ውዲት ከይፍጠረካ ዳዊት ሓውና
@meleymeley9112
@meleymeley9112 3 жыл бұрын
Beja temlesa 🙏❤️
@ericaflower7
@ericaflower7 3 жыл бұрын
Forgiveness is the key!! For the sake of the your children ..and marriage is for ever !! Not by choice after you thigh the bow!!! Go back to your wife and your family!!
@snksarwengiel6275
@snksarwengiel6275 3 жыл бұрын
Neb sebaytka temas kebur hawey
@nervegiveup
@nervegiveup 3 жыл бұрын
Bkamay krkbkum ykel eba thbbrune
@kebrabbokretsion7035
@kebrabbokretsion7035 3 жыл бұрын
Kubur haw nedkika fikre abom aytgdlelom Nete hki wen welom hadrom kifltwo sile zekonu Ente neska gen kitmlsa yblkan kisab neaka Temsel zeyrkbka hante tsada haz
@fihawileake6531
@fihawileake6531 3 жыл бұрын
Sbeytka knsa komau tegera Mls eilka keman keyttmta Arbtu eileya aleku b wegeney🙄
@nameit2690
@nameit2690 3 жыл бұрын
Nab sebeytka temeles nata xegem aykonenen nieru
@diaconteklabmebrahtu8837
@diaconteklabmebrahtu8837 3 жыл бұрын
ክቡር ሓው እቲ ቀዳማይ ነገር ክትጻዋወሩ ነይርኩም ።ካብ ተፋታሕኩም ድማ ብዝተኻእለ መጠን ብዓይንኻ ኮነ ብኣካል ብምድውዋል ኮነ ብሜሰጅ ብፍጹም ክትረኽባ የብልካን ።ንዓኣ እንተድኣ ትረኽባ ኮይንካ ። በምንም ተኣምር ሓድሽ ሂወት ኮነ ሓዳር ክትገብር ኣይትኽእልን ኢኻ ።መኽንያቱ ንዓኣ ብዝረኸብካያ ቁጽሪ ናፍቖታን ዝኽራን ይሕደሰካ፣ሎ ። ስለዚ ወይ ወሲንኩም ተዓረቑ ወይ ክትርስዓ ምእንቲ ስእላ ኮነ ድምጻ ወይ ገጻ ምርኣይ ኣቋርጽ ።
@kidaneamaha3901
@kidaneamaha3901 3 жыл бұрын
Aziyu zegerim zanta selfish koyna enber nebo deka yeesira. Yefkiraye kea kitbil gin dekika keytikosrom hadera. Misia gin tsotawi rikib aytihsebo shame on her.
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
Gaga kfatah aynberon pls back to your wife I beg you by name of biteweded mussie Tesfamicale okbagber kidane kfulu tekue yehedego
@djkalid7820
@djkalid7820 3 жыл бұрын
Ktimlesa ente hasibka gemedi ab kisadika kem zeteka eyu Enberike Dhri selefa entay terefa zbli msila alo Guday haftika ka kem zemaka keykowini tetenqeqi
@logo967
@logo967 3 ай бұрын
ክዕረቁ ኣሎዎም ኣደ ደቁ ስለ ዝኮነት እቅረ ክብለላ ኣለዎ
@ruttabahta1146
@ruttabahta1146 2 жыл бұрын
አቅረ ብለላ አንተ ትተምለሱ ምአንቲ ደኩኩም
ሃዳኒት - ምሉእ ትረኻ / Hadanit Full Story
1:21:38
Eri Meskerem
Рет қаралды 11 М.
ጣዕሳይ ሓቀኛ ዛንታሞት ኣበይ ክረክቦ
26:43
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 59 М.
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 13 МЛН
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
00:32
MasomkaMagic
Рет қаралды 14 МЛН
እቲ እንዳተሰርሐ ዝጽሓፍ ኣሰቃቒ ዛንታ
9:13
Grdet Tube / ግርደት
Рет қаралды 3,9 М.
ሃብትን ዝናን ዶ ፍቕሪ ይበልጽ፧ ? ሓጻር ፍቅራዊት ዛንታ!
26:14
ኣዲኡን ክልተ የሕዋትን ብሂወት ኣለዉ
16:30
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 221 М.
ካብ ወልፊ ከመይ ንገላገል፧(1ይ ክፋል)
16:35
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 13 МЛН