No video

#Zaramedia

  Рет қаралды 47,261

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Ай бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/s...
gofund.me/6229...
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Пікірлер: 281
@Zaramedianet
@Zaramedianet Ай бұрын
Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@ibrahimahmed775
@ibrahimahmed775 25 күн бұрын
I don't have this app??
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Ай бұрын
አታ ንትግራይ ዴ ይሰርሑ አለውዶ ትብል እንታይ እዩ ወሪድዎ ህዝብና እግዚአብሔር የሓግዞ ህዝበይ !!!
@asenaashenafi7665
@asenaashenafi7665 Ай бұрын
ናይ ሸኸት /ዓፋር ተመዛበልቲ ትኩረት ሀብሉ ህዝቢ ብሽግርን ጥምዬት ሞይትና አብ ኩሓ ዘለና ኢና ስታልን ሓወይ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Ай бұрын
ናይ ሽኸት እማ ስሙ ኣልዒሎሞ ኣይፈልጡን ዋላ እቶም መራሕትን ፓለቲካ ፓርትትን 😢
@stm6284
@stm6284 Ай бұрын
@@asenaashenafi7665 ሽኸት ዝብሀል ዓዲ ዓፋርኸ አሎ ድዩ
@user-gg4zf9oj8k
@user-gg4zf9oj8k Ай бұрын
በጣም የሚያሳዝነው ይሄንን ሁሉ ህዝብ ና ወጣት አሰበልተው እነሱ ማጅራታቸውን አሳብጠው ትግራይን ያምሶቱል የትግራይ ደም በእጃቸው እንዳለ ይወቁ❤❤❤❤❤
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp Ай бұрын
ተመስግን ትግራይ ረኪባ ከይትቀስስን ናይ ውሽጢ ለያቡ ምእካብ ሰላም ናቦቱኡ ይመለስ ❤❤❤ ፈጣሪ ይሐግዘኩም
@alain2000-v1b
@alain2000-v1b Ай бұрын
"ካብ ጸባ ዝይተረኸበ፣ ካብ ማጨባ።" ኣብ ባይታ ዘየለ ኣብ ሚዲያ እዩ ነገሩ ስታሊን። ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣሰካፊ ኩነታት ብናይ ሚዲያን ሃለውለው ክቕየር ኣይክእልን እዩ።
@gggf5415
@gggf5415 Ай бұрын
ስታሊን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
@NegasiFsha
@NegasiFsha Ай бұрын
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay Ай бұрын
ጥዕና የብሎምን ድዮም እዞም ሰባት ናይ ሽዋ ህማምም ዶተመሃላሊፍዎም እስታሊን ጉዶም አውፃአዮም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@halofomeabay62
@halofomeabay62 Ай бұрын
You are right
@halofomeabay62
@halofomeabay62 Ай бұрын
@@zaebakulu8553 getachewe temarikal be pp
@DanielMinasie-zk7ji
@DanielMinasie-zk7ji Ай бұрын
After , humera , GETACHOW must go to his PP office in Adis,otherwise Tigray will be in new Derg.
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
Exactly (ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d Ай бұрын
​@@zaebakulu8553Dedeb 10+1 GETACHEW IS EXTRAORDINARY
@MomedMomed-uc6zw
@MomedMomed-uc6zw Ай бұрын
እዚ ተታሒም ወይ ድማ ክታሓዙ እዬም ኢልካ ምዝራብ ገበነኛታት ንኽሃድሙ ወይ ድማ ንኽጠፍኡ ደሕራይ ድማ ጠፊኦም ክባሃል ምእንታን ኢዩ
@halofomeabay62
@halofomeabay62 Ай бұрын
Principles is absolutely true .You are not known political analysis
@kidusgebremichael1754
@kidusgebremichael1754 Ай бұрын
ዘይሓልፈሉ ህዝቢ መደናገርቲ ጥራሕ ተሪፎም የደናግሩና አለው
@Gahdi-ig6hb
@Gahdi-ig6hb Ай бұрын
ክሳብ ሎማዓልቲ ሰዓት 12 ንጉሆ ዝተኣሰረ አይረኣይናን ኣይሰማዕናን
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j Ай бұрын
"ንሌባ ሌባ እንትሰርቆ ፤ንፈጣሪ ይደንቆ "ማለት አይመሰለተን ዶ? ምእሳር ጀሚርና! ንመን?
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j Ай бұрын
​@@zaebakulu8553 ብናይ አሜሪካ ፖሊስ ምዕጃብ ማለት እንታይ ድዩ ውፅኢቱ ?ዕድመ ን ሲአ ኤ(CIA)
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j Ай бұрын
​@@zaebakulu8553ሕሶት አራት ኪሎ ንመቐለ ዘምረሀት መሲላ !አምኪና ።አውዲምና።ቀቲልና።አሲርና።አማኺርናን ተለሚናን ።ሓተላ ታሪኽ ወግዕታት።
@semeregebre2835
@semeregebre2835 Ай бұрын
sensitive analysis or evaluation ብጣዕሚ ፅቡቅ ወሳኒ ኣጀንዳ እያ ስታሊን የቅንየልና። ብዝኾነ ብዛዕባ ኣይተ ጌታቸው ረዳ እንተኾይኑ # ሆድ ይፍጀው ዝበሃል ዘረባ ኣሎ። ከምኣ ኢያ ዘላ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 Ай бұрын
እስታሊን.ሓወይ.ቃልስኻ.ፅቡቅ.ነይሩ.አመራረሓ.ተጋሩ.ክዕረዩ.ኣይካሉን። ቀፅለሉ.ብሓቂ.ቁኑዕ.ተቃላሳይ.መረኣያ.ናይቶም.ንትግራይ.ንፈትሕን..ንሰላምን..መስዋኣትዝኾኑ.መረኣያ.ዝኾነጅግና።❤❤❤
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Ай бұрын
ጅግና ህዝበይ በዞም ረሳሓት ዕስባት ኣርባዕተ ኪሎ ተዋረደ ከብዶም ኣዚፊፎ ከም ሓሰማ ኣየ ዓደይ ኣምላክ ይርዳእኪ አረ አብ መሬት ዘሎ ሓቂ እንተንጥይቅ ብጣዕሚ እዩ ዘደንግፅ ኣሕዋተይ ናይ ትግራይ ነገር እግዚኦ ንበል ፍትሒ ካብ ሰማይ ክወርደና እምበር ካብ ምድሪ ፍትሒ ምፅባይስ መጥፊእና እዩ
@user-zf7cz6sp5q
@user-zf7cz6sp5q Ай бұрын
አቱም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ነዞም ካብ ዓሰርተ ዚመፁ ጸላእቲ ምስ አጽዋሮም ሐምሽሽኩምሲ ብተላአአኽቲ ብልጽግና ባንዳታት ትግራይ ዓወትኩም ክምንጥልኹም ሕሰቡ ዓዲኻ ክዝመት ዶ ዓይኒኻ ይዕመት ተላዓሉ መንእሰያት ትግራይ ደም ህዝብ ትግራይ ዚሰትዩ ዘለዉ ዓለቅቲ ብማዕበል ካብ ስልጣን አውሪድዎም ሰራዊት ትግራይ ተላዓል መስዋእትኻን ስንክሊናኻን ንስኻ ብጡሙይ ከብድኻ ዳግም ብባንዳታት ትምንጠል አሎኻ ተላዓል ንመሰልካ ንጊዚያዊ መንግሥት ክሳዱ ሐንቅኩም መሰልኩም ጠይቁ ፌደራል ገንዘብ ይሰድድ አሎ መሰልና በሉ እቲ ዚገሪም ሰረቀቲ ክሕዘኩም እየሞ ህደሙ ኦዲት ከይገብሩና ጥፍአትና ከይፍለጥ እሉ ብልጽግና ትግራይ አውጁ ዚገሪም ኢዩ ፈስ ያለው ዚላይ አይችልም አሉ
@freybare5825
@freybare5825 Ай бұрын
l said before and I will say it again I am very fed up with the new leadership skills too much drama
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 Ай бұрын
መትከል አይቅየርን እዩ እስታሊን እንተኮነ ግን Tactical and Strategic ኢልካ ደአ ትፈላልዬ መስለኒ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው ልክዕ ካምታ በዓል ኣሉላን ራስ ሓጎስ ን ተባኢሶም ትግራይ ን ምኢቲ ዓመት ኣብደልሃመት ዘእተውዋ ሐዚውን ብጌታቸው ንሳ እያ ትቕፅል ዘላ ጌታቸው ብቕልጡፍ ክእለ ኣለዎ
@Alemaz-vi7on
@Alemaz-vi7on Ай бұрын
ዝወደይ አይትሕረቅ ትዐርግ አለካ ተጋዳላይ እስታሊን.
@TsegaTsegaGerezihar
@TsegaTsegaGerezihar Ай бұрын
Egzabiher amlak ms wutsuat hzbi tigray ykun amen tselaetna yetfeaelna
@user-ld8jy6rf5u
@user-ld8jy6rf5u Ай бұрын
ዲልየት ዜና ንበሎ ግን ግምት ኣብ ትዕዝብቲ ወዲቁ ኣረ ሕደጉ ብጀጋኑ ስዋኣት ኣትቀሊዱ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@mebrahtukalayu1869
@mebrahtukalayu1869 Ай бұрын
አለዉ እዮም ዝተደሓዙ
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be Ай бұрын
አንቱመ ሰባት በጃኹም ትግራይ አድሑኑልና
@Gezahagn-p5v
@Gezahagn-p5v Ай бұрын
ግዴታ ክሕነቑ ኣለዎም አደም ህዝቢ ትግራይ ቀልዲ ይቑረ
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe Ай бұрын
ብስሩ ኸ ገበኛ ምሓዝ ብማሕበራዊ ሚድያ ድዩ።ሚሽጥር ኣይኾነን ድዩ ዝትሓዝ።ናይ ሓሶት ሓሶት ንህዝቢ መደናገሪ እዩ ።ጉባኤ ብግድን ክግበር ክንፅር ኣለና እየ ዝብል ስታሊን እንተዘይ ኾይኑ ኣደዳ ኣብይ ኣሕመድ ንኸውን ኣለና።
@AtakltiBelay-hu9xe
@AtakltiBelay-hu9xe Ай бұрын
ዛራ ሚድያ ሕዚውን ከም ቀደምኩም ኣብ ሓቀኛ ፍልፍል ሓበሬታ ምሃብ ተወዳዳሪ ከምዘይብልኩም ህዝብኹም ልዕሊ 100% ይኣምነኩም ኣሎ። እዛ ሪኢቶ እዚኣ ካብ ተኸተልትኹም ዝሰማዕኹዋ እያ።
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 Ай бұрын
ኣቱም ሰባት ቅልጡፍ ስጉምቲ ይወሰድ ። ካብ ጽንተት ዝወጸ ህዝቢ ናብ ካልኣይ ጽንተት ከየእትዉዎ ብእዋኑ ስጉምቲ ይወሰድ ። እዞም ሰባት ከሓድቲ እዮም ። በስቢስና እና ኢሎሙና እዮም ። ስለዚህ እንታይ ይጽበሎ ህዝቢ ትግራይ?
@vvg5520
@vvg5520 Ай бұрын
ብዓርሡ ይጀምር ንቀደም ግምት
@danigsahle
@danigsahle Ай бұрын
እዚ ኣብ ማሕበረሰብ ራያ ዝግበር ዘሎን ዝጸንሐን ናይ ምንእኣስን ሽም ናይ ምሃብን ጉዳይ ግን ትኹረት ክግበረሉን ብህጹጽ ክዕረን ዝምልከቶ ኣካልን እቲ ህዝቢ ባዕሉን ተገዲሱ መስመር ከእትዎ ኣለዎ። ንህዝቢ ራያ ሓዊሱ ንካልኦት ክፋላት ማሕበረሰብ እውን ንአብነት ከም ጸለምቲ፤ኢሮብ፤ ኩናማ፤ወልቀታይ ወዘተ እናበልኻ እናድፋእኻን ሽማሽም እናሃብካን ናይ ትግራዋይነት ደረጃ እናመደብካን፤ እሙንን ዘይእሙንን እናበልና ጠርዚ ድንቁርናና ዝኾነ ኣካይዳ ብህጹጽ ክንእርምን ህዝቢ ባዕሉ ከረባረበሉ ዘለዎን ጉዳይ እዩ። መበታተኒናን መጥፊእናን ክኸውን እምበር አይጠቅመናን። ኩሉ ህዝቢ ትኹረት ይግበረሉ፤ካብቶም መራታት መራሕትና እኳ ምንም ተስፋ የብልናን።
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be Ай бұрын
ትግራይ አድሑኑልና ሓደራ በቶም አሸላት ይኹንኩም
@FesehaZemikal
@FesehaZemikal Ай бұрын
እታሊን ሓወይ ሓቅካ እንዲካ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ውድባት ሽሞም ዘይላዓል እኮ ደካማታት ሰለ ዝኮኑ እዮም።
@frehiwotthaimanot7894
@frehiwotthaimanot7894 Ай бұрын
Really you are hero.
@haftaymehari9028
@haftaymehari9028 Ай бұрын
ሓጺን ማይ ቡንባ እኮ ጎሮሮ ሰብ እዩ።
@user-zk8jw2ft2l
@user-zk8jw2ft2l Ай бұрын
ኣብ ሓሚዳይ ዘሎ መኻዚኖታት ግና ትማሊ ብዙሕ ይዕሽግዎ ነይሮም ተባሂሉ ። ቱሓፃዊን እንዮ እዩ ማለት እዩ ኢለ ባዕለይ ንባዕለይ ተፅናዕኒዐ ።
@ethiopiawitabraha330
@ethiopiawitabraha330 Ай бұрын
ካብ ንማአዝ ፍትሂ አብ ትግራይ ነይሩ ይፈልጥ ፍትሂ አብ ትግራይ የለን እቶም ጀጋኑ ንምንታይ ከምዝተሰውኡ አይፈለጥናን ብከንቱ ደሞም ፈሲሱ ቀርዩ😢😢😢
@vvg5520
@vvg5520 Ай бұрын
ጨናዊ ሓማስየን
@mouzkebebew7842
@mouzkebebew7842 Ай бұрын
ፍንጫሕ መሰገልና ታህዲድ / አረብኛ / አጠቃቅማ ትርጉም
@ibrahimahmed775
@ibrahimahmed775 25 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 I am proud of you
@Tom-lg1uf
@Tom-lg1uf Ай бұрын
እቱ ተሓቢኡ ዝገበለ ተመን ልኡኹ -ልኡኽ ምፍራስን ምፍንጫልን ብኢፋ ጀሚሩ። ዘይተዓደለ ህዝቢ!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc Ай бұрын
Blaming PP is not hold water. But it will be morally wrong to work for PP
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 Ай бұрын
ንዓይ ዝመስለኒ ህደሙ እዮ አሕሊፍኩም ከይትህብና አምልጡ እያ ትመስል ።
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be Ай бұрын
ትግራይ አድሑኑልናባ
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Ай бұрын
Eske seq belu lekbatat Adetat Tigray eshelat deqen senen keyakilen hezi nieshtoy selam rekiben deqas deo senkum haqey Gecho, Debrx kitblu meret zearebkum dehulat felalyti zerekum yitfae
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 Ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ሓሶትን ህዝቢ ምጭብርባርን እንታይ ይበሃል ። አረ እዚኦም ሐሸዉትን መጭበርበርትን ህዝቢ ሆ ኢሉ ክጉሕፎም አለዎ
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j Ай бұрын
ሥርዓት ህጊን ዘይገዝኦ ፖለቲከኛን ሌባን ናይ ህዝቢ ዱላ ክገዝኦ ይግባእ፤ህጊ አብዘይኽበረሉ ዓዲ ህዝቢ ባዕሉ ህጊ ከኽብር መሱሉ እዩ።
@user-wb9dk4cr9l
@user-wb9dk4cr9l Ай бұрын
ሰላም ሓውና! እሞ ሰላም ኣብ ኩሉ ኸባቢናዮ ዘድልየና። ነቲ ዝጠቀስካዮ ኸባቢ ዝቀርብ ኤርትራ እንትኾን በቲ ኻልእ ድማ ዓፋርን ካልእን ድማ ከምኡ። ስለዝኾነ እቶም ኣሕዋትና እንብሎም ኤርትራውያን ሰላም ክኾኑ ንምነ። ይግበሮ። ግን ፅግዕተኛ ሓደርቲ ሻዕብያ ንምኾን ኣይፋል። ወግድ!!!
@hadish9672
@hadish9672 Ай бұрын
TPLF is not innocent as you said.Who bring this alle of Tigray People's sufferd? They didnt doen nothing for 27 years. The Tigray People's they sufferd because of lack of water. Did you ask yourself this qoition why do you think didnt happend and they didnt doen the "Socalled TPLF leaders what important for the Tigray People's?
@DanielMinasie-zk7ji
@DanielMinasie-zk7ji Ай бұрын
Aby Ahmed , action is starting in Tigray by his representative Getachow Reda, PP is doing every anything to control Tigray.
@AsfawTareke-qd3ww
@AsfawTareke-qd3ww Ай бұрын
ቀፅለሉ ኣንታ ጅግና
@user-kh8ke3fm5p
@user-kh8ke3fm5p Ай бұрын
ክካብ ወረዳኡ ዝኸደ ካድረ ጌታቸው ሓሚመ ኢሉ እቲ ተኣካባይ ኣብ ፈቆዶ እንዳ ሻሂ ዕንክሊል ክብል ውዒሉ።ጉጅለ ዕንክሊል ዕንክሊል ክብል ኣብ ሓደጋ ከየውድቀና ስግኣትና እዩ።ግዝየዊ መንግስቲ ክሳብ ሕጂ ኣብ ባይታ ኣይረገፀን።ቅንዕናን ግልፅነትን የለን ።ኣብ ዝበሎ ኣይርከብ ትማሊ ዝተዛረቦ ሎሚ ኣይደግሞ።መሕዘንቲ።
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j Ай бұрын
ዎው!ህማም ጎረቤት ተመሓላፊ!ተለቪዥን ትግራይ ከም ETV,EBC,FANA,NEW WALTAን OMNንን ተፃሒፊ ዝተዋህቦ ምንባብ ጀሚሩ።ናይ ጋዘጥኘት ውርደት 'ዶ ሕሶት? ካብ ዕሱባት ብልፅግና ፈጣሪ ይሰውረና ።ካብ ፖሊተከኛታት'ማ ከሲርና !
@hiwotegebrekirose3316
@hiwotegebrekirose3316 Ай бұрын
ሰታልኒ ነዞሙ ጋሓፋት ፅብቁ ገበሪካዬ
@haftommichael
@haftommichael 22 күн бұрын
ጂግና ትግራዋይ እካ ባሓቅ❤❤❤❤
@user-iz5ws3tz3t
@user-iz5ws3tz3t Ай бұрын
መራሕቲ ህዋሓት ብደም ህዝብን ፣ መነአሰይን ትግራይ ዝቅልዱ ፣ ዝጫወቱ እዬም
@vvg5520
@vvg5520 Ай бұрын
😂😂😂ዳግምት ተቃፀላ አውዕር😅
@GebreGebremedhin-kg4mw
@GebreGebremedhin-kg4mw Ай бұрын
CorrectI respect Stalin more than anything because of real media not only for tigray but for all Ethiopian
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir Ай бұрын
ኣይተ ግርማይ በርሀ ዘይብላ ውድብ ውድብ ኣይኮነትን ነይራ ውድብ--------------!
@ibrahimahmed775
@ibrahimahmed775 25 күн бұрын
You are so wenderfull Guy 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው በቃ ትግራይ ከፍርሳ እዩ ላሕ ዝብል ዘሎ ብጣዕሚ ብሓያሎ ካብ ብልፅግና ብዝኸፍእ ኾይኑ ኣሎ እዚ ጌታቸው ዝበሃል ገለ ተዘይተገይሩ እመኑኒ ትግራይ ምፍራሳ እዩ
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir Ай бұрын
ትክክል ኢኻ ስታሊን ! መንግስቲ ሊያቡ ክትሕዝ እዩ እንትብል ሕዝቢ ዓብዪ ተስፋ ነይሩዎ ግን ወይከ ኣሽንባይ ክትህዝዎ ኣብዝባኑ ዝረአ ፃፀ እውን ኡሽ ኣይበሉሉን መረሳስዒ እዩ
@yemanegebreselassie8780
@yemanegebreselassie8780 Ай бұрын
እዞም ካድረ ከሐድደና ወይ ከፈራርሐና ደልዩ እዪ ልብሉ ብስርቂ ይጥርጠሩ ድዮም ኾይኖም?
@vvg5520
@vvg5520 Ай бұрын
ንዓርሡ ለባ እድዩ ግምት ብአብዪ አሓመድ ዝጉተት ብዕራይ
@MebrahtomAbraha-rl9tm
@MebrahtomAbraha-rl9tm Ай бұрын
ንድሕንነት ህዝቢ ትግራይ ዝግደስ ሰብ ንምንታይ ምስ ኤርትራ ተራከቡ ኢልካ ምዝራብ ንመን ክንጠቅም ኢና ንዛረብ ዘለና? ብዘይምዝርራብና ዝተፈጠረ ሽግር እንዳፈለጥናስ፡ እኳ ድ ኣስ ፀገምና ንምፍታሕ ምዝርራብ የድሊ ዘንጊዕና ኢና።ኣብ ሓድነት ክልቲኡ ህዝቢ ክስራሕ ኣለዎ።ፀጊሙና ዘሎ እቶም ምራሕትና ዝበሃሉ እዚ ኩሉ ፀገም እንዳሃለወ ንከይረዳዳኡ ተርዳዲኦም።
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 Ай бұрын
Great media of tigray
@user-tu5zd4hq1o
@user-tu5zd4hq1o Ай бұрын
ካብ እቶም ግዝያዊ መንግሰቲ ትግራይ አቅሪብካ ሕተተልና ገታቸዊ ትግራይ ይሕምሰ አሎ
@negasallemayehu4214
@negasallemayehu4214 Ай бұрын
ይበል ሎሟዓንቲ ረኺብካዮም እቶም ኮራኹር, ስብእናን ቅንዕናን ህዝባዊ ውግንናን ብጥቕኦም ዘይሓልፍ ንኸብዶም ዝሓደሩ ሱሱዓት እዮም። ን3ይ ወያነ ድማ በርትዑ ፅቡቕ አለኹም ዝብል መልእኽቲ ምሕላፍካ ብጣዕሚጠ ትኽክል እዩ
@user-td4xn8ex9c
@user-td4xn8ex9c Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@berhanabay7338
@berhanabay7338 Ай бұрын
ሰታንሊን ፣ንደበረ ፅዮን ሐግዙዎ ትግሪይ እለድና እጥቆም አይፈትህን ከም ዘለውዎ ፀላኢ ይህልው እምበር ፍታሀ ዙብሎም never እቲ አበይቲ ዘረከቡዎ የናሰህ !!!
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Ай бұрын
አንበሳ ውሃ እስታሊንግ ሓወይ ሓቂ ውሃ ትዛረብ ሓቂ ከአ አሸናፊ እዩ ብርትእ !!!!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@ffff8192
@ffff8192 Ай бұрын
❤❤❤❤❤እስታል ወዲ ህዝቢ ትግራ
@SbagadisGuangul
@SbagadisGuangul 10 күн бұрын
ዝገርም እዩ እኒ በዓል ጨንገር ነዳዲ ሸይጦም ወፃኢ ኸይዶም ይበሓሉ ኣለው ስውኣትን ውቅዓትን ካብ ሓይቂ ሒዝና ከይድና ኣብመኾኒ ነዳዲ መምለሲ ክመልኣልና ክንሓትት ኸይድና ኣጃቢ ኣትኣትውን ኢሉና ንሶም ብሓምሳ ሽሕ ቁማር ክጫወቱ ፍንጃል ኣይመልኣልኩምምን ኺዱ ኢሉና ኸዚ ኣብ ዓዲ የለን ይብሉዎ ኣለው
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Ай бұрын
Thank you Stalin ❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 Ай бұрын
ነዚ ጅግና ህዝቢ ምኽሐድ ማለት ብእግዚአብሔር እውን ፍርዲ ክህወሉእዩ አይታምልጡን አቱም በንዳታት
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@KburomMeresa-j8x
@KburomMeresa-j8x Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j Ай бұрын
ዝተሓዝ ወንጀለኛ ምህላው አቐዲሙ ዝገልፅ መንግሥቲ (ምሕደራ) 1.ወይ ባዕሉ ተሓባባሪ እዩ 2. ወይከዓ ወንጀለኛታት ተሓብኡ እናበለ እዩ። ዝገብር ንሰበይቱውን አይነግር። ዶ በሉ ለባማት ዓድና!
@abme2528
@abme2528 Ай бұрын
ብጥአሚ ሃዚና ይገርም እንታይ ማአት መጺዮና ጉድ😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-xq1ou9op4v
@user-xq1ou9op4v Ай бұрын
አነዝገረመኒ ልምንታይእዩ መግለፂ ኣድልዩ ? ኮነተባሂሉ ህዝቢ ንምድንጋር ዩ
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m Ай бұрын
እኮ ኣምልጡያ እዩ ልመስል😂
@halofomeabay62
@halofomeabay62 Ай бұрын
Getachawe temarical be pp
@GIDEY-tk1qw
@GIDEY-tk1qw Ай бұрын
እስታሊን ብሓቂ ኣብ ዝተፈላለዩ ሊብነት ዝተዋፈሩ ክታሓዙ እንተተደልዩ ካብ መቀለ ቀፂሉ ናይ ማአድን ሐዊሱ ዝዓበየ ሊብነት ዘለዎ ከተማ ሽረ እዩ ሕዚ በሰንኪ መቀለ ምጅማሩ ሊያቡ ይስውሩን ይስወሩን ኣለው ብተወሳኺ ማኣድና ናዓና እንዳጥፍአ ካብ ዝጠፍእ ሕጋዊ ተቀባሊ ናይ መንግስቲ ባንኪ ክህሉ ንመርፅ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
ስታሊን ናፍቂ አምሐርኛ እንቋእ ናብ ኣባሕጎታትካ ትግርኛ መጻእካ አምሐራ ገዲፍካ ትግርኛ ቀጽለሉ ኣምሐራ ኮልተፍተፍ ተበልካ ክሳራ ጥራሕ እዩ
@Solraya-ir6fu
@Solraya-ir6fu Ай бұрын
ስታሊን ናይ አለም ገብረ ዋህድ ን ናይ አቦይ ስብሃት ናይ ስልክ ንግግር ሰምዕኻዮ ዶ
@yemanegebreselassie8780
@yemanegebreselassie8780 Ай бұрын
እሞ እቶም ልተጠርጠሩ ደዊለ አይተኣሰሩይ ትብልለኻ። ኸዚ ኣምልጡ ድዩ ቱ መልእኽትኻ?
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
Ай бұрын
ኤህ ደኣ ኣብይ ኣሕመድ እዛ ረሳሕ ፖሎቲካ ኢትዮጵያስ ናብ ትግራይ ኣታኣቲኻያ #TDF🫡🫡
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu Ай бұрын
ጊታችው ረዳ ንብዕሉ ህጋዊ አይኮነን። ህጋዊ መንግስቲ አብ ፕሮቶርያ ሽይቱ ባዕሉ ናብ ስልጣ ክጤጥ ዝበለ ካብ አቢይ አህመድ ዘበሰ ኢዩ። ስለዝኮነ ዝይ ህጋዊ መራሂ ህግ አይፌጥን። ንትህጊ እውን ባዕሉ አፍሪስዎ አብ ፕሪቶራይ። ህዚ አብ ትግራይ፤ 1። ሃጋዊ መራሂ የለን 2።ህጋዊ መንግስቲ የለን 3። ህጊ የለን እቲ ሃቂ እዝይ ኢዩ። ዋላ ጊታችው ረዳ 100 000 ሽሕ ተጋሩ እንተ አሰረ እቲ ሃቂ አይልወጥን ምክንያቱም ህጊ የለን። ሰብ ብምእሳር ስለም አይረጋግጽ። ብስሩዕ ሕጊ ስራህ ምስራህ፤ፍትሂ ጥራይ ይሰፍን። ዝኮነ ሰካራም ሰብ ሰለ ዝኣሰረ ሰላም አይመጽን። እሞ ግይታችው ይወገድ እቲ ዝፈረስ ህጋዊ መንግስቲ ናብ ስርሁ ይመለስ ምስ ሃይሊ ትግራይ ህስራህ። ጊታችው ረዳ ምስ ኢ ሕጋዊ ጊዝያዊ መንግስቱ ይወገድ ብዙህ ጸግም እንተ ወሰከ አብርእሲ ጽገም ተጋሩ። ተጋሩ መስልኩም ፍልጡ ህጋዊ መንስቲ ነብ ዝነብሮ የመልሰ ምስ ሃይሊ ትግራይ ናይ ትግራይ ህላዎ ይሃሉ ጽሩይ መንግስቲ እስካብ እንሓንጽ።
@berhanumebratu3671
@berhanumebratu3671 Ай бұрын
ገለልተኞ ዘይትኾው ዘይና ድዩ እናሳኣንካ (ኣይተረደእካን እስታሊን።
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m Ай бұрын
ማለት
@abrhahaftu8182
@abrhahaftu8182 Ай бұрын
እስታልን እቶ ሰረቅቲ እኮ አብዝሓኡ ካብ ካድረ ህውሓት ክኸውን ከምዝኽእል አየጠራጥርን።
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi Ай бұрын
ጅግና ስታሊን ሓወይ
@TeklemichaelKidane
@TeklemichaelKidane 18 күн бұрын
ስታሊን ኣብታ ምፍላጥ ከም ወትሮ እናበለ ኣግኣዚ የቕርብ ኣሎሞ ከም ወተሮ ድያ ወይ ከም ወትሩ?
@user-ow4cr2wv3t
@user-ow4cr2wv3t Ай бұрын
ስታሊን እዚ ካንሰር ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ስብሓት ረኺቡካ አሎ ማለት እዩ። TPLF MUST GO there is nothing left my friend.
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@kidanutadele921
@kidanutadele921 Ай бұрын
መን እዩ ዝእሰር እቶም ናብ ስልጣን ዝናሓነሑ ዘለው ዶ ኣይኮኑን እቶም ሰረቕቲ መን ክሓቶም ንዚኦም ሰማይ ኣይሕረስ ሰማይ ኣይክሰስ
@areaareaarea4587
@areaareaarea4587 Ай бұрын
ኣታ ሓወይ ኣመራርሓ ትግራይ እቲ ሕማም ዘለዎ ምዃኑ ዝፈለጥናሉ ግዜ ጌታቸው ረዳ ናብ ኣማሪካ ከይዱ ናብ መቃለስቱን ኣሕዋቱን ዲያዝቦራ ትግራይ ብኣማሪካ ፖሊስ ተዓጂቡ ምስ መፀ እዩ ኣማሪካ ኣባሎም ብስደተኛታት ተጋሩ ከይጥቀዖም ክብሉ እዮም ዓጂቦሞ መፂኦም ብጣዕሚ መሕፈሪ ዩ።
@Alemaz-vi7on
@Alemaz-vi7on Ай бұрын
ስታሊን ወደይ እድመን ጥእናን የሐብካ ህዋህት ነዛ ከሐዲት ኢትዮጰያ ከሰልጥኑ ንትግራይ አጥፊኦምዋ ::
@amanuelzerue8001
@amanuelzerue8001 Ай бұрын
ከም ቐደምካ እንተትኾን መሐሸካ።ሰብ ሎሚ ድምጽኹም ከይኮነስ ኣእምሮኹም እዩ ለንብብ ለሎ። ሚዛናውነትካ ይዛባዕ ከምለሎ ብዙሕ ትግራዋይ ይዕዘበካ ኣሎ። ኹሉ ሓላፊ ንዝኾነ ነገር እታ ናይ ቀደም ክብርኻ ትሕሸካ።ፅሩያት ዘይወገናውያን ሜድያታት ክበዝሓልናን ክጥንክራልናን ካብ ዝምነዩታ ሓደ ስለልኾንኩ ናይ ሓው ርእይቶ እያ። ገምግማ።
@yemanetesfaye2108
@yemanetesfaye2108 Ай бұрын
እስታልን እንኳዕ ንመበል 2 ዓመት ዛራ ሚድያና አብጻሓና አከባቢያዊ ጉጅለ ንተጋሩ እይጠቅመናን እኳድአስ ጎድኡና ብዙይ እዮም እንደመቀዘዉዱ በአፋና ዝምፃእናዮ ፀለእት እበር ተጋሩእዮም በአካባቢ እንተኮኑ ህዝብ አድዋ እና ራያ ጭዋ ህዝብ እዩ።ንትግራይህዝብ ምስ ፀላኢ ኮይኖም ዝጨፍጨፍው ግን ባንዳታ ሐረገወይን ምስ ጓላ ዮሐንስ ሸሪፎ እረጋዊበርሄ። ሙሉነጋ። እዝኦም። እኮ ደቅ ራያ አይኾኑን ዝብእስያ አብዘይፈልጦ እድ። ኽይዱ። ቅርበት እንጽፉለይ። በለ።እንካብ ጌታቸው ንላዕል ትግራዋ። ብተግባርእይረእናን።
@user-tt5fu6mn5b
@user-tt5fu6mn5b Ай бұрын
ስታሊን እታ ናይ ነፋሪት ጉዳይ ወድዓዊ ናይ ደመና ፀገም ስለዝነበረዩ እቶም ሓበሬታ ዝሃቡካ ሰባት ተጋግዮም የጋግይካ ኣለው እታ ሕማም ሓኪም እዩ ዝፈልጣ
@user-nd8hf7lw5p
@user-nd8hf7lw5p Ай бұрын
❤❤❤
@DesalegnZenebe
@DesalegnZenebe Ай бұрын
እስታሊን .ናይ ፓሊስ.ስራህ.እዮ
@beletu7041
@beletu7041 Ай бұрын
መን ንመን ክሕዞ ኩሎም ንባዕሎም ኩሎም አብኡን ክንድኡን ዝተጨማለቁ ድረዘኒ ክደርዘካ ሕኸ ኸኒ ከሐከ ካ ህዝቢእናሕዘንካ እናጎሀኻን ግዜ ምጉታትዩ እዞምሰባት ክመርሑ አቢወምን አቢወምን ዩ ዓዲን ህዝብን አያሐምሱ ዋ
@beltuamare6421
@beltuamare6421 Ай бұрын
Tsarefuba. Kabiom taititsibei
@user-sq9oq2dp1b
@user-sq9oq2dp1b Ай бұрын
ግእዝ እዩ
@MelesBedada
@MelesBedada Ай бұрын
ዛራ ሚድያ እረባክህ የታሰረ ሁሉ ላንተ ሪፖርት መደረግ አለበት ማለት ነው ወይስ ማዘዣ መውጣቱ አናዶህ ነው እየተበላሸህ ነው አግዙ ያለው ለማምለጥ ለመደበቅ ስለሚሞክር ነው ረጋ በል ሲደርስህ ታወራለህ አሁንም አምልጥ እያልክ ደውልላቸው ከትግራይ ህዝብ ግን የሚያመልጥ የለም
@AbrhamBrhane-ez7jx
@AbrhamBrhane-ez7jx Ай бұрын
ስታሊን ጌታቸዉ ረዳ ዝቃወሙዎ ለለዉ ወዲ ራያ ሰለዝክነ እዩ ትማሊ ል ደመቀ ዘዉዱ ደፊኦም አምሓራይ ገይሮምዎ መሬትና ሒዙ ከይዱ ናብ አምሓራ ጌታቸዉ ረዳለ ትግራዎነትና ክፀልእ ይገበር አሎ። መን ወዲ ወሰን መን ወዲ ማእከል
@getachewatsbehakidanu9771
@getachewatsbehakidanu9771 Ай бұрын
@@AbrhamBrhane-ez7jx ዋእ እሞ ምቅላስ ዶ ኣይሓይሽን ካብ ባንዳ ክኾን እየ ኢልካ ምፍካር ናይ ወልቃይትን ፀለምትን ጉዳይ ኻዓ ይምለስ እኮሎ ፀለምቲ ተወዲኡ ኣሎ ናይ ሑሞራ ተፀበ ኣብ ቀረባ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 Ай бұрын
Kila hashawi bilemena limetse tigraywayinet yeley .
@getachewatsbehakidanu9771
@getachewatsbehakidanu9771 Ай бұрын
@@samiyitbarek6205 አሞ ኪድ ዕዝር በል ጉሓፍ !! ቀደሙስ ምስዘይመፃምድኻ መን ኪድ በለካ ንሕና ናብ ዋጋ ዕዳጋ ዝቐርብ መንነት የብልናን ምስ መኻይድኻ ኺድ ዕዝር በል ክንደይሞ ዘይከዱ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 Ай бұрын
@@getachewatsbehakidanu9771 Tay eyu koinka tigrawayinet kubur Maninet eyu manim sle zikoreye zigedifo ayikonen nimibal eyu .you should understand before u write
@AbrhamBrhane-ez7jx
@AbrhamBrhane-ez7jx Ай бұрын
@@getachewatsbehakidanu9771 ደቂ ሐደ ከባቢ ናሃለዉ ከመይ ይቃለስ
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc Ай бұрын
Tigray politics will not be different from the rest of Ethiopia. In general Ethiopians politics is poor minded individual politics. Poor person is deeply involved in politics to solve his/her economic problems. Talking about people is a pretext. Poverty is not a crime but it will be crime when in the name of people grabbed state power to satisfy their egoistic agenda.
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 28 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 39 МЛН
The Joker saves Harley Quinn from drowning!#joker  #shorts
00:34
Untitled Joker
Рет қаралды 59 МЛН
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 12 МЛН
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 28 МЛН