#Zaramedia

  Рет қаралды 32,433

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/s...
gofund.me/6229...
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Пікірлер: 199
@Zaramedianet
@Zaramedianet 3 ай бұрын
subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@kifletesema1888
@kifletesema1888 3 ай бұрын
እቶ ጌታቸው ረዳ ህዝቡን አማክረህ ነው ቤት የምታፈርስው ወይስ የአብይን ትዕዛዝ ተቀብለህ ነው ስው የሠራበትን ደመወዝ ያላስከፈልክ ይህ ቤት የምታፈርስው ወይስ እንደ አብይ ገንዘብ አሳተምክ
@samsamsun367
@samsamsun367 3 ай бұрын
ዘቅረብካዬ ሀውና ትክክል እዩ በጃካ ስታሊን ዲያስፎራ ውእል ፕሪቶሪያ ክፍፀም አለዎ ኢሎም ሰላማዊ ሰልፍ ክገብሩ ተዛረብ እንታይ እዩ 👉 ሶስትዬሽ 👈ዝርርብ እንታይ እዩ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 ай бұрын
በይዛኹም አብ ወፃኢ ዘሎ ትግራዋይ ኩሉ ናይ ፕሪቶርያ ስእል ይፈፀም ህዝብና ይሳቀ አሎ ኢልና ንቃወም ሱቅ ኢልና አይንርአ።
@hagoskidanemariam5642
@hagoskidanemariam5642 3 ай бұрын
ንኹሉ ግልጋሎትካ ልዑል ክብሪን ፍቅሪን ይግበአካ ስታሊን ሓወይ❤❤❤❤
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 ай бұрын
እሞኑኒ አብ ወፃኢ ዘሎ ህዝቢ ውእል ፕሪቶርያ በአግባቡ ክፍፀም አለው ኢልና ነሓግዞም በይዛኹም።
@abadihalfom6089
@abadihalfom6089 3 ай бұрын
ንገታቸዉ ረዳን ታደሰ ወረደ ን ከም ኣሻነጉልት ይፃወትሎም አለዉ መሕዘኒ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 3 ай бұрын
❤❤❤
@yibrahfisha9859
@yibrahfisha9859 3 ай бұрын
አገር ውስጥ እና ከሃገር ውጭ ያለው ህዝባችን ሠላማዊ ሰልፍ እንዲያደርግና መንግስት ሆነ ብሎ የፕሪቶሪያ ስምምነት ባለመተግበር የሚፈፅመው ሴራ አሁኑኑ እንዲያጋልጥ የሚያደርግ አካሄድ ብንከተል መልካም ነው :: የትግራይ ጊዚያዊ መንግስትም ሳይውል ሳይድር ትግራይ አሁንም አደጋ ላይ ናት ብሎ መግለጫ ሊያውጣ ይገባል ::
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 3 ай бұрын
ዲያስፖራ ትግራይ ተልዓል ህዝብኻ ኣድሕን ሓድነትና ነጠናኽር
@deressge451
@deressge451 3 ай бұрын
አደራዳሪዎች ባሰቸዃይ መጠራት አለባቸው ትእግስቱ ገደብ ይኑረው እጅግ ወጥተን እየወረድን ነው ይታሰብበት
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 3 ай бұрын
አገኘሁ ተሻገር ጆኖሳይድ ንክፍጸም ዝቅስቅስ ዝነበረ እዩ
@belaygebramlak4166
@belaygebramlak4166 3 ай бұрын
መራሕትና እዮም ደኺሞም ዘለዉ ነዞም ኣእዱግ በትሪ እዩ መድሓኒቶም
@chxmp1
@chxmp1 3 ай бұрын
ትግራይ ዓደይ ሓሙት ዘለዎ ስብኣይ ስኢና የሕዝን
@adamsolomon3080
@adamsolomon3080 3 ай бұрын
Agree with you. What a shame
@hydroticks
@hydroticks 3 ай бұрын
The only powerful back bone of Tigrai is the diasporas voice. And this is the right time to gather and mobilize to finalize the struggle once for all.
@TesfayeGebrselase
@TesfayeGebrselase 3 ай бұрын
አንታ ይተአለዩልና እንዶ ኻልኦት ይሾሙ
@teferigungul4620
@teferigungul4620 3 ай бұрын
ትግራይ ናይ ባዕላ መንግስቲ ንምምስራት ቃልሲ ክትገብር አለዋ።
@geriehawaz245
@geriehawaz245 3 ай бұрын
መራህቲ ክእለት ክምዘይብሎም ዘጋልጻ እዩ
@FkrnewMela
@FkrnewMela 3 ай бұрын
አብ ጎንኹም ኢና በርትዑ
@TsegabJo
@TsegabJo 3 ай бұрын
ረዳዒ ሀለፎም ተብዬዉ የኮሚኒኬሽን ቢሮ ሀላፊ ምነዉ አፉን ለጉሞ ቁጭ አለ ለምን ለእንደዚህ አይነት መልስ አይሰጥም ቀን ከሌት ህወሀትን ስለማፍረስ ከሚጨነቅ
@Kenerie
@Kenerie 3 ай бұрын
ተፈናቃዮችን ማጉላላትም ሆነ አጉል ዘረኝነት መጨረሻዉ ጉዳት ነው ፤ ምናለበት ህዝቡን ተወት ቢያደርጉት ። ማንም ካድሬ ለአማራም ሆነ ለትግራይ ህዝብ ያመጣው ጥቅም የለም። መሬቶቹ የአማራ ሆኑ የትግሬ ለሁሉም በቂ ነበሩ ወያኔ ግን አጉል የመገንጠል አጀንዳ ይዞ መከራ ዉስጥ አስገባን።
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 3 ай бұрын
ሰላም ሰላም ስታሊን ይባቤ ትኽክል ወሪዶም ተዋሪዶም ኣዋሪዶምና ዘሕዝን ናብ ቀበልየ ኣውርዶምዎ ገታቾው ረዳ ናይ ሕጊሙሁር ዋእ ኣነ ኣይርዳኣንን ሕጂ ኽጣራጠር ጀሚረ ምምብርካኽ ትግራይ ይስራሕ ኣሎ ታደሰ ወረደ ኣብ ሓደጋ ይኣቱ ኣሎ ርካሽ ስራሕ ኣይትስራሕ ጅግንነት TDF ናብ ስራሕ ቆልዓ ኣይተውርዶ ወዳሓንካ ሕጅውን ትግራይ ትስዕር
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 3 ай бұрын
Ezi Tenkuali Aby Hamed nezom merahtna gelle geiru afzizuwom eyu zello ezi nay tiena aykonen
@redaihagosgebru
@redaihagosgebru 3 ай бұрын
ናይ ግዝያዊ መነግስትና መራሕቲ ኣብዚ ቀልጢፍኩም መምፍትሒ ውሰዱ ህዝቢ ኣይተንገላትዑ
@mulugetaWeldemichael
@mulugetaWeldemichael 3 ай бұрын
እንግዲ አሁን በ 24 ሰዐት በፀለምቲ ግንባር ያሉ ና እኚህ ጀነራል ወደ ወህኒ ካልወረዱ በአብዩ ሌላ ስትራቴጂ መጀመር ነው፡፡
@redaihagosgebru
@redaihagosgebru 3 ай бұрын
እኛ ማደረግ ያለብን ጫና የፕሪቶርያ ስምምነት ተግባራዊ እንዲሆን የዓለም መንግስታትና ያቃቃማቸው ብድን በፍጥነት ስምምነቱ ተግባራዊ እንዲሆን መስራት ይገባል በላይ ሰዩም ዝበሃል ጀነራል በትግራይ ህዝብ ላይ ጆኖሳይድ ከፈፀሙ ሰዎች ኣንዱ ነው ኣሁነም መሪዎቻችን በጥንቃቄ እንዲሰራ አና ህዝባችን ከኣለው ችግር ኣውጡት ስሩ በህጉ መሰረት ብቻ ይተግበር እንጂ በሽምግልና ኣይከውንን ግደፉ ግደፉ ግደፉ፡፡
@TadesseKIdanemariam
@TadesseKIdanemariam 3 ай бұрын
ፅብቅ ሓሳብ እዩ ከዝውን አብ መንጎና ዘሎ ህማቅነት ብዙህ ዋጋ የክፍለናሎ ስለ ዝኮነ ፅባይ እንዳበልካ አብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ተሎ ይፈታህ ህዝብና አወርነስ ይገበር ተለይ ከነ ህዝብና ልምታይ ይበሳበስ ትግራይ ሰብ አለዋ
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 3 ай бұрын
ዛራ ሚድያ ዓይኒ ህዝቢ ትግራይ
@daniboy2293
@daniboy2293 3 ай бұрын
ፅቡቅ አጀንዳ እዩ ዘቕረብክምዎ ነመስግን
@Ismael-isa
@Ismael-isa 3 ай бұрын
ይሄ ሰውዬ ዝም ብሎ ይፎክራል።ገብተህ ለምን አትሰራም ከሩቅ እንደ ፈሪ ውሻ ትጮሀለህ 😄😄።
@coystemam4171
@coystemam4171 3 ай бұрын
The best interview of this month 🫶 መንዩ ኣዚምዎም ክርዳካ ኣይክልን.. ስታሊን ኣትሪርካ ተቃለሶም.
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 3 ай бұрын
ኣቱም ሰባት እስቲ ህዝቢ ትግራይ ይስጠም ሓገዝ ነወፍይ ሰላማዊ ሰልፍና ነጓሓህር ባዕልና ንባዕልና ንምራሕ መራሕትና ብርኮምን ሕሊንኦምን ዝደኸሙሉ ኣይፈለጥናዮንሞ ዝጎደለ ንምላዕ ታይ ድኣ ኮይነ ባዕለይ ዘይዛዝሞየ !!
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 3 ай бұрын
ብኒ ጌታቸውና በየነ ዝኽበር ለሉአላዊት ትግራይ የለን ስለዝህ አብደገ ዘለኹም ዲያስኮራታትና ተንቀሳቀሱ ነዓናውን አብትግራይ ንዘለና ቀስቅሱና
@AgzitAraya
@AgzitAraya 3 ай бұрын
ጌታቸው ልበተኖ ናይድያስፖራ ውደባ በይዛኹም እንደገና ወዲብኩም ልህዝብኹም ድምፂ ኩንዎ ጊዛዊ መንግስቲ ትግራይ ሸይጥዋ እዩ
@ayeleraberra4338
@ayeleraberra4338 3 ай бұрын
ካብ ቅድሚ ፕሪቶርያ ነበረት ትግራይ ትሐሽ። ላብ ለይንኽእሎ ጦርነት ላፈከርኹም መንእሰይ አራሲንኹም ኣሜሪካ ተኣማሚንኹም ጠቕላላ ትግራይ አጢፊእኹሟ ነይርኹም።
@TgTg-p8n
@TgTg-p8n 3 ай бұрын
ኣብ ገዛናን መሬትናን ከይንነብር ብሽርሒ መንግስት ብሽማግለ ዓዲ ባዕዳዊያን ምኽልካሉ ዓገብዩ?
@naseralhabshi3895
@naseralhabshi3895 3 ай бұрын
መራሕቲ ህወሓት ቡሱሩ ደዚዞም እዮም ዘለው. ሸሕ ግዜ እዳኻሓዶም እዳቀለደሎም ንሶም ካኣምንዎ ህዝቢ ብጣሚ. የወድዎን የሳቂዎን ኣለው.
@NardosHaileslase
@NardosHaileslase 3 ай бұрын
ዲተረንስ ምፍጣር እሞ ኽኣ TDF ሒዝካ ፐሬድ።ዓለምውን በተግባሩ እትፈልጦ TDF ዘለዋ ትግራይ ክትልምን?
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 3 ай бұрын
አቱም ጀጋኑና ጨነቀናኮ እታይ ይሀይሺ ተዋርዲና አብዘለና አይንላላልንታህቲ ኮይንና ዘይዉዳኢ ነገር ገጥምና እስክ ጠኪሩ ኒፈቲወኩምና አሲቲሊን ፊርቅትግወይ ኢካ ጂግናናናናናናናና❤❤❤❤❤❤
@teferigungul4620
@teferigungul4620 3 ай бұрын
እነዚህ የብልፅግና አሳማዎች መቼ ነው እምናጠፉቸው?
@habtomtewelde7644
@habtomtewelde7644 3 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ስለምታይ እዮም ካብቲ ዉዕሊ ፕሪቶሪያ ዝወፁ ዘለዉ በዞም ዘይጠቕሙሰባት ይታለሉ እዞም ሰባት ምምሕዳር ግመት ብጥዕኖኦም ዲዮም።
@dawitghebremeskel552
@dawitghebremeskel552 3 ай бұрын
መሻከን መደመርታ አሜሪካ ከደህነኩም ከየንብኩም ፈርሙምሰተባሀልኩም ከምዝፈረምኩም ፈለጡ ሚዛኩም ፈለጡ አብ ማአኮርኩም ሀዊ አብ አፈ ልብኩም ሀዊ አጉደከም ግደን ከትሰግዱ ኢኩም ንአብይ
@gktakele8208
@gktakele8208 3 ай бұрын
ናይ ዲያስፖራ ተጋሩ ምድቃስ እዙይ እዩ ውፅኢቱ። ኣብከቢድ ድቃስ ስለዝሃለኹም ሽግር ኩሉ ንቲ ብቸኛ መንግስቲ ትግራይ ደርቢኹምዎ።
@deressge451
@deressge451 3 ай бұрын
አለና ሚድያ ካብ ቶሮንቶ ዘመሓላልፎ ዝነበረ ተዝሰምኡ ነይሮም እዙጸገም እይመጋጠመን "አጽዋር አቀዳምኩም አይትሃቡ"ኢሉ ነይሩ ብዙሕ ተዛሪቡ ነይሩ እቱ ዝፈርሖ በጺሑ
@Gebremedhin-nl8pk
@Gebremedhin-nl8pk 3 ай бұрын
🐝 ንበርልና ጀጋኑና እንቢ ንባርነት መዋእልኩም ንህዝብኩም እን በዓል ውርደት ስንቆም እናፀረፍኩም ወይከ ፈተክ ሃብሮም ፍትሒ ወይ ሞት
@NardosHaileslase
@NardosHaileslase 3 ай бұрын
ስታሊን ብኣምሓርኛውን እንተትዝርግሕዎ ዝሓሸ እዩ።ፕሮፖጋንዳ ግምት እውን ክመሓየሽ ፃዕሪ እንተትገብር።ብሰላም'ምበር ብውግእ መሬትና ኣይነምልስን እንዳበልካ ምእዋጅ ድኹም መሲልካ ምቕራብ ይተኣረም።ንሓትትምበር ንልምን ከምዘየለና ንዓለምውን ግልፂ ዝገብር ፕሮፖጋንዳ ንጠቐም።
@redaihagosgebru
@redaihagosgebru 3 ай бұрын
በይዛኩም ኣብ ደገ ዘለኩም ኣበርቲዕኩም ስርሑ ዓለም ኣብዚ ክትሰርሕ ኣለዋ ፀቅጢ ክትገብር ኣለዋ
@Warsay4565
@Warsay4565 3 ай бұрын
ዋይ ቦሮቕሮቕ!! ተውጋሩ ኸኣ ሰብ ተቖጺርክን ሲ፡ እዚን እትን ክንገብር'ና ትብላ? ከምቲ ፕረሲደንት ኢሰያስ ዝበሎ፡ ካብ ጸወታ ወጺኺን ኢኺን ተውጋሩ።
@berekethailu2962
@berekethailu2962 3 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ብዘይካ ህወሓት ወይ ሞት ካበልካ ሰሓኖ እቲ ሓዊ... መራሕቲ ህወሓት ኮነ ግምት መጣልዒ ካብ ዝገብሩኻ ኣብ ውዕል ፕሪቶርያ እዩ ጀሚሩ እዩ... ፈለማ እቶም ኣብ ሕቑፍካ ገርካ ቦርጭኦም ከዕብዩ ፈቕድካሎም ዘለኻ ብልዓዮም... ድሕሪኡ ሓዲኡ ኣሎ... ብሕታዊት መፍትሒ ንድሕንነትካን እዚኣ ጥራሕ እያ... መራሕትኻ ጨንፈር አብይ እዮም::
@teferighebremariam3908
@teferighebremariam3908 3 ай бұрын
ኣታ በጀኻትኩም ትግርኛ ተዛረቡ.... ዓቕመ ደካማ... እና... ያውም... ዘሮዘሮ.. ወዘተ ትግርኛ ኣይኮኑን። እዚ ጸገም’ዚ ኣብ መላእ ህዝቢ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ዘይቅኑዕ ቛንቛታት ኢዮም፤ እዚ ሽግር’ዚ ብእዋኑ ክእረምን ክእለን ዘለዎ ጉዳይ እዩ ... ፓለቲከኛታት... ምሁራትን መራሕቲ ሃይማኖትን መንግስትን ኣብ ሚድያ ወጽዮም እዚ ዘይቁርዒይ ወይ ድማ ቛንቛታትካ ገዲፍካ ቛንቛታት ጸላእትካ ምጥቃም ናይ ውድቐት ምልክታት ኢዮም። .... ትግርኛ ክትዛረቡን ክትጽሕፊን ከም ዘይጸረየ ዝራብዕ ዕግርግር ይብለኩም ብኣሓርኛ እንተኾይኑ ግና ብዘይገለ ጸገም ለብለብ ትብሉ።
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 3 ай бұрын
Ok ድባቤ እንታይ ይገበር! ዳግም ንዋጋእ!ታይንግበር! ሪኢቶ ምሃብ ቀላል እዩ። ድሓር ሽምግልና ተሃዱጉስ ብፕሪቶሪያ ይካየድኣለ። ወዲእኩም ኣይትዛረቡ። እቲ ጉዳይብዙሕ ሽርሂ ካምዘለዎ መራህቲ ትግራይ ይጠፍኦም ዶ ኢልካ ምህሳብ ፅቡቅ ይከውን።
@Alemaz-vi7on
@Alemaz-vi7on 3 ай бұрын
እታ ንጆሀር ዘነኮኦ ነገርዶ ነዘም ናይ ትግራይ መራህቲ እንታይ እዩ ጉድ ስታሊን ጀግና ንገረልና አትዬጰያ በሐይሊ ንትግራይ አይተሸንፋን በዚ ከምዚ ይክእሉ እዬም.
@AdonayTeklay-o3h
@AdonayTeklay-o3h 3 ай бұрын
እቲ ናይ በላይ ዘረባ ንአና ጠቃሚ እዩ አነ ዝሰማዕመዐላ ዘረባ ተፈናቃሊና አብዘለዎ ኮይኑ መፅለሊ ንግበረለም አይንሸኩል ፅቡቅ ሐሳብ እዩ ወዲወረደ እንዳባጉና ምካዱ ካብ ተኩሲ ዲሒና ኢና ከማይ ዝበለ ሸኩል እንተጋጠመ አየዋፅእን
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 3 ай бұрын
አንታሐዉና ዘይመርየትኩም ወሲድኩም ከምዘይ ትድቅሱ ፍለጡ ።መርየት አምሐራ ብሐይሊ ክትወስድዎ ከለኹም ረፈረንዶም ገርኩም ወሲድኩሞ እንተትኾኑ መማጎቲ አለና ምበልኩም ወይነ ጠላማት ደናቁር ንመጻኢ ዘይሐስቡ ንህዝቢ ትግራይ አብዝኸፈአ ሐደጋ ዘእተዉ መራሕትኹም እዮም ተሐተቲ።
@negasiGebretensae
@negasiGebretensae 3 ай бұрын
እቶም ዛኣቶዉ በፍጥነት ክምለሱ አለዎም እቲ ዘይተበገሱ ዘይከውን ተስፋ ክዋሃቡ የብሎምን እዞም ናይ ትግራይ መራሕቲ ንናይ ኦሮሞ ብልፅግና እድ ምንሳእ ጠጦው አብሎም ክብሪ ትግራይ ከብ ዝግቦኦ ንታሕቲ ክወርድዎ አይግባእን።
@mahmodbabay1741
@mahmodbabay1741 3 ай бұрын
እዚኹሉ ወሪዱና ዘሎ መዓት ብስንፍና መራሕትና እዩ እመኑ ኣይትእመኑ ✔️ ህወሓትሲ ኩሉ ግዜ ድኹማት እዮም ዋላ ግብረ መልሲ ክህቡ ኣብ ወርሑ እዮም መግለፂ ዝህቡ ህዝቢ ብሓሶት ምስአመነ ብመሰረቱ ህወሓት ረቲዑ አይፈልጥን ኩሉ ግዜ ግሱስ ሸለልተኛ
@yaredobrhane5209
@yaredobrhane5209 3 ай бұрын
ስታሊን ኣሜርካ ኮይነካ ምትንታን ቀሊል እዩ፡፡ ቖፍጠን በሉ ታይ ማለት እዩ ጦርነት ንትግራይ ኣየድላያን ወዲ መን ዝተረፈ እዩ ክሞት ሐዚ ከ... ይባንቤን ስታሊልን ምስ ስድራኩም መፂኩም ቆፍጠን ብሉ፡፡ኣነ ምንባር እየ ዝደሊ ዕድለኛ ተኮይነ ዋላ ካማኩመ ጆ ባይደን የግዝኣኒ፡፡
@NegashTesfay
@NegashTesfay 3 ай бұрын
ብሰሩኸ እዞም ሰባት እዚኣቶ ኸፋቱህና እዮም ኢሉ ሰሓሰብ ትግራዎይ እኒሐ ድዩ ወይለከ !!ባኣና ከምዘይህርሱ ብቅርበት እንዳተወደቡ ነርኢለና ዘረበኦም ንሰምእለና::ከምቱትብልዎ ዘለኹም ኣብመራህትና ኾነ ኣብ ህዝብና ሰፈልፈል እንታሓሊው ተመሊሱ ነይጭቃ እሾኸ ከምዝኾኑ ኣይትጠራጠሩ::
@Winning.Mentality
@Winning.Mentality 3 ай бұрын
እስቲ ከሓተኩም ስታሊን እና ይባቤ እቲ ሕዪ ዝፍፀም ዘሎ ብወረርቲ ሓይልታተ‍እ ፀላእቲ ናይ ህዝቢ ትግራይ ቅድመ ክብል ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ፕሪቶርያ ሕ/ኣፍሪቃ ሕ/ኢሮፓ ሕ/ኣመሪካ ብዘለውዎ ዝተኸተመ ስምምዕ ከምዝነበረ ኣብ ዓለም ዝነብር ሰብ ፍጡር ኩሉ ይፈልጦ እዩ :: ከምዙይ እናሃለወ እቲ ስምምዕ እቲ ክፉእ ግብሪ ባእባእታ ጠልቃዕ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣብ ሀህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይድ ተሓታትነት ከይህሉ በዓለማቀፍ ህጊ ፍታሕ ንኸይርከብ እንታይ እዩ ኢሉና እቲ እቲ ክፉእ ግብሪ ጠልቃዕ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ድሕሪ ሕዪ 3ይ ወገን ኣየድልየናን በባዕልና ኢና ፀገምና ንፈትሖ ውድብ ህወሓትን መንግስቲ ፌደራልን ክብል ከሎ ደብረፅዮን እንታይ ማለትካ ኢኻ ኢልኩም ኣይሓተትክምዎን ኣነ ግን ንግዚኡ ግብረ መልሲ ሂበዮ ነይረ እየ ንደብረፅዮን ንምንታይ እዩ ደብረፅዮን ከምኡ ኢሉ እቲ ዝርርብ መንጎኛ 3ይ ወገን እንተሃልይዎ ብማእከላዊ ብምስጢር ስለ ዘይተሓዝ ብኣለማቀፍ ሚዲያታት ስለ ዝቃላሕ በዙይ ምክንያት እዩ 3ይ ወገን አየድልየናን ዝበለ ከምዙይ ክብል ከለኹ እቲ ፀላእቲ ኣብ ህዝብና ዘብፅሕዎ ዘለዉ ግፍዕታት ደጊፈዮ ማለት ኣይኮነን ናብዙ ዝዳረገና ኣካል እቲ ርጉም ጉጅለ ኔትዎርክ ስብሃት ነጋ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል እዩ ቀዳማይ ፀላኢ ናይ ህዘቢ ትግራይ ። :: ።
@emungeremedhin9718
@emungeremedhin9718 3 ай бұрын
ናይ ዛዲግ ኣብረሃ ደመቀ ዘውዱ ተመስገን ጥሩነህ ኣገኘው ተሻገር ዝበሉ ኩሎም ናይ ኦሆዴድ ፍቓድ እዮም ዝፍፅሙ ኦሆዴድ ኣብ ስልጣን ክብል ለማ መገርሳ ታየ ደንደኣ ታከለ ኡማ ጃዋር ሃጫሉ ሆንዴሳ ቤቴ ኦርጌሳ ዝመሳሰሉ ዝስውእ ዝበልዕ እናበልዐ እናጠሔሰ ስልጣኑ ዘቕፅል ሓሰማ መፍለስ እዩ ኣይኮኑን ንትግራይ ንህወሓት ንፈተውቱን ደገፍቱን ዝነበሩ መስዋእቲ እናገበረ ስልጣኑ ዘቐፀል ኣራዊት እዩ እቲ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ናብ ዓለማቀፍ ድርድር ክምለስ ይግባእ
@AdonayTeklay-o3h
@AdonayTeklay-o3h 3 ай бұрын
ሐውና አብ ዓድማትካ ተቀሚጥካ ደቅመን ክተቅትል ደሊካኢካ ሐዚ እው 21:56 ን ምርግጋ የድሊ እዩ በላይ ይዛረብ ካሊእ የዘንገዐና ደም ብዘይ ምፍሳስ መሬትና ክነምልስ ኢና እባቤ ተገዲዶም ዝአተውዎ ሰላም ምካኑ አይንረሰዕ እባ ሰሙዝሊ ክፍፅሙልና አይትፀበ እሰታሊን ባጫ ትብለካ ቀታሎምና እዮም ክንጠፍእ ይደልዩ እዮም እንተይልካ ራዕዲ አይንፈልጥን ናይሎማዓንቲ ሐሳብኩም አይመቸወኒን
@WeladayZerabruk
@WeladayZerabruk 3 ай бұрын
እዙ ኹሉ ጣጣ መፅዩና ንዮ ብህዉሓት ምክንያት ህዉሓት ዝባሃል ፓርቲ ካብቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዘወር እንተዘይሉ ኣብትግራይ ሽግር ክቅፅል ካምዝኽል ጩቡ ጥ ሓቂ እዩ ምክንያቱ ዋላ መረፃ እንተተ ገበረ ኣብፓርላማ ቃሪቦም እዉን ናይህዝቢትግራይ ዘኽብርድምፂ የብሎምን ኣብ ኢትዮጵያ ክነብር እንተኾይንና ተጨቁንና ክነብር ካምዝወሰንና ኣሚንና ንዑኡ ኢና ክንዳሎ ዘለና እንበር 38ወንበር ሒዝካ ዝመፅእ ለዉጢ የለን ቃልስና እዉን ኣንፈት የብሉን
@BsratFtwi-vd2rz
@BsratFtwi-vd2rz 3 ай бұрын
ብሓቂ እዞም መራሕቲ ብስሩ እንታይ እዮም ኮይኖም ቡስሩ ????😢😢😢😢😢😢
@brhaneembaye3732
@brhaneembaye3732 3 ай бұрын
ዓኽ ፡ ትግራይ ፡ ዓደይ ፡ መሰሐቒ ፡ ሸራፋት ፡ ገሮሙኺ ፡ ዳሓን ፡ ንኹሉ ፡ ግዜ ፡ አሎዎ።
@DanaytMhretaeb-uz8wo
@DanaytMhretaeb-uz8wo 3 ай бұрын
ክሕተቱ ዘለዎም ዘለዎም እቶም መቀለ ዘለው መራሕቲ እዬም ህዝብና ዘጥፍኡ ዘለው
@jackinoassefa3291
@jackinoassefa3291 3 ай бұрын
እዚ ጉዳይ ትግራይ እኮ ስቅ ኢልካ ምድንጋራት በዚሕዎ? እዚ ግዜዊ መንግስቲ ትግራይ ካብ ስልጣን ብሰላሙ ኽወርድ ጥራይ እዩ ዘሎ፣ ህዝቢ ትግራይ ድማ ንዚመረጾ ውድብ የማሓድር። ገሪሙና እኾ
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 3 ай бұрын
Thank you
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 3 ай бұрын
❤ስታሊን በርትዕ።
@L.Nuguse
@L.Nuguse 3 ай бұрын
Debretsyonn getashewn sele wenberom enber sele hzbi tigray gudayom aykonen kgahafu trah euzelewom ezom dkumat marahti kemzey abotatom mehferti foe
@AmanuAkalu-gs2xp
@AmanuAkalu-gs2xp 3 ай бұрын
በይዛኻትኹም መራሕትና ካብ ዝደቀስኽሞ ትልዓሉ በይዛኹም በይዛኹም 10⁰0000000000000000000000000000008
@samsamsun367
@samsamsun367 3 ай бұрын
ድህር ህጂ ርክክብ ክገብር የብሉን መንግስት ትግራይ ምስ ፌዴራል 😡
@amanuelgebreyohanes3896
@amanuelgebreyohanes3896 3 ай бұрын
Greetings and love from Seattle Washington 🇺🇸💚🌿🌿💚😊
@AffectionateGuitarAmp-mu2nh
@AffectionateGuitarAmp-mu2nh 3 ай бұрын
እቱ. ናይ ትግራይ. መንግስቲ. ብናይ አብይ. ምኽሪ. ዩ ዝስርሕ. ዘሎ.
@adamsolomon3080
@adamsolomon3080 3 ай бұрын
Tigrai leders U make us dawn, what Tdf is dowing??!!!!!! Holiday. What a shame, get this garbage Ethiopian federal army out from Tigrai, Ethiopia 2 hell.
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 3 ай бұрын
ኣይ ናይ ፌደራል ጀነራላት እንድዮም ኣዮኹም ዝብሉ ዘለዉ!
@AmanAman-v4w
@AmanAman-v4w 3 ай бұрын
It’s heart breaking to see weaknesses and failures of Tigray leadership . Genocidal regime Ethiopia 🇪🇹 government still continues TIgray genocide. This kind of actions and leadership disgrace for Tigray people. We need stand together to defeat genocidal regime Ethiopia government.
@fitsum5629
@fitsum5629 3 ай бұрын
ስታሊን ንምንታይ ጄነራል ታደሰ ዘይተቅርቦ
@tsegatsega1930
@tsegatsega1930 3 ай бұрын
Wow etom aletweyn argeuet eyum ney.tiegreay.mekiertbet zafreswei
@negasallemayehu4214
@negasallemayehu4214 3 ай бұрын
ንክልቴኹም ዝልዓለ ክብሪ አለኒ ምዓዝን ከመይን ከምተዋረድና ከይፈለጥናን ሓበራዊ አረዳድአ ከይሓዝናን ከመይ ካብ ውርደት ከምእንወፅእ ክንሓስብ አይንኽእልንሞ ናይ ውርደትና ደረጃ ብዝግባእ ንኽንርዳእ ትገብርዎ ዘለኹም ፃዕሪ ክብረት ይሃበልና
@negasallemayehu4214
@negasallemayehu4214 3 ай бұрын
ንሕና ንዝኾነ ህዝቢ አምሪርና አይንፀልእን ንውርደት ግን ልዕሊ ዓቐን ከምንፀልእ ብትውልድዳት እናረጋገፅና ዝመፃናን መተካእታ ዘየብላ ሂወትና ከፊልና ክብርናን መንተትናን ሓሊናን ባዕልና ኮይናን ዝመፃና ህዝቢ ኢና
@SmilingCalicoCat-rs9ro
@SmilingCalicoCat-rs9ro 3 ай бұрын
#ኣብ ኬንያ ምስ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተዛተየ/ዝተወዓዓለ/ ሌተናል ጀኔራል ታደስ ወረደ ሕዚ ናብ ጣብያ ወሪዱ ኣብ እንዳጉና/ዓዲ ገብሩ/ ምስ ብኣፃብዕቶም ቀለም ጠሚዖም ዝፍርሙ ናይ ፀለምቲ ሸፋቱ ተደፊኡ ክደራደር ይውዕል ኣሎ❌❌ #shame full⛔
@محمدعلي-ش7ب5ث
@محمدعلي-ش7ب5ث 3 ай бұрын
የሕዝን😢😢😢
@menaabYigzaw
@menaabYigzaw 3 ай бұрын
Nay halefitna chiger eyu nisatom baelom nibaelom silzeysimamu eyom
@hadasbrhane2238
@hadasbrhane2238 3 ай бұрын
ትግራይ ተበዲላ ገታቸው ወሊዳ
@amarehappy4392
@amarehappy4392 2 ай бұрын
Afer
@r-hgman3651
@r-hgman3651 3 ай бұрын
The mischief and lies of the regime has been exposed by the general. Regime has not been committed to the agreement it signed in Pretoria. The general has openly told his military staff and local reps not allowed the restrictions of Tigrayan people in their own homelands of South and west Tigray.
@mulugetaWeldemichael
@mulugetaWeldemichael 3 ай бұрын
ምን ዐይነት ተስካር የሆነ ጀነራል
@beletu7041
@beletu7041 3 ай бұрын
ውዕል ፕርቶርያ ሒዝካ ተቆፀ በለ ሰብአይ
@TsegaTsegaGerezihar
@TsegaTsegaGerezihar 3 ай бұрын
Egzabiher amlak tselaetna yetfeaelna amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yoseafberhereda8387
@yoseafberhereda8387 3 ай бұрын
ኣነ ዝመርሖ ውግእ የለን እንተተብሃለ ዘኣ ና ዝጀመር ወግእ ክህሉ የብሉን ንምባል ተደልዩ ይመስለኒ ባዕልቶም እንተ ጀሚሮ ምዎ ግን ክፍሊጥኻ ብጊዜ ንማሕረስብ ዓለም ክፍልጦ ምግባር የድሊ ንሕና ትሕት ኢልና እንተስራሕና ናብ ብራኸ ከምንወጽእ ንፀላእትና ክንግሮም ኣለና!!
@DanielWorku-bh6vq
@DanielWorku-bh6vq 3 ай бұрын
I don't think that will happen Yibabe, that's naive. It's an emotion.
@unknownUnknown-lv9gb
@unknownUnknown-lv9gb 3 ай бұрын
ወያነ እንተ ጠፊአ ህዝቢ ትግራይ ንምጥፍእ ቀሊል ኢዩ ማለቶም ኩልና ንወደብ መፍቶ ፀላእትና ከይንኸውን
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 3 ай бұрын
Yibabe Jegna eti ztezarebkayo kullu ab kulatna lbi zello eyu Stalin nska kulllu gize Jegna eka betom tekrbom muhurat btaemi nemesgen ❤❤❤
@tsegatsega1930
@tsegatsega1930 3 ай бұрын
Bebado mekifse menm aytkimnem
@geriehawaz245
@geriehawaz245 3 ай бұрын
መራህቲዝፈርህዎ ነገር ኣሎ
@L.Nuguse
@L.Nuguse 3 ай бұрын
Wduq merahi ms wdqat eu zzareb hzbi tigray zwedequ merahti eyom zelewwo
@L.Nuguse
@L.Nuguse 3 ай бұрын
Atum sebat bqat zbahal ewn yeblomn ezom merahti enblom sebat denaqur eyom bal getashew nabyi leba y amnwo eyom hzbna kabziom tesfa zbahal yeblun
@LeltiHaileLeilte
@LeltiHaileLeilte 3 ай бұрын
አንታ ሓተይ እንታይ እዩ መጨረሹኡ እዋይ
@mebrahtubrhane4390
@mebrahtubrhane4390 3 ай бұрын
የቅንየለይ ስታሊን
@Amangebereyesus
@Amangebereyesus 3 ай бұрын
ሸርሒ ከምዘሎ ማንም ትግረዋይ ይፈልጦ እዩ
@solomonh3074
@solomonh3074 3 ай бұрын
Game over agame. Remeber badima.
@L.Nuguse
@L.Nuguse 3 ай бұрын
Abyi abzi hezi ewan tedakimu aqmi zbahal yelen nzuy mezmizu ab tqmi zewel merahi siena ezi jigna hzbi tigray btami eu zehzn
@mohammedabdul-kader8771
@mohammedabdul-kader8771 3 ай бұрын
ምስ መን እዪ ዝዛረብ ዘሎ?
@user-hs5zn3ec6k
@user-hs5zn3ec6k 3 ай бұрын
Sintam merahi hizka dea teykkon
@samsontadesse9179
@samsontadesse9179 3 ай бұрын
Best question thank you Stalin
@Tesfa1975
@Tesfa1975 3 ай бұрын
I think reginal government of tigray knows what happened in tigray. tplf should pick the leader of tigray nothing but pure tigray. a bunch of bastard half tigray half amhara or half tigray half eritrea should not allowed to hold such position to lead tigray.
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Leisi Crazy
Рет қаралды 54 МЛН
Новый уровень твоей сосиски
00:33
Кушать Хочу
Рет қаралды 5 МЛН
How To Get Married:   #short
00:22
Jin and Hattie
Рет қаралды 24 МЛН
ДЕНЬ УЧИТЕЛЯ В ШКОЛЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 2,7 МЛН
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Leisi Crazy
Рет қаралды 54 МЛН