#zaramedia

  Рет қаралды 36,341

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Пікірлер: 252
@Zaramedianet
@Zaramedianet Күн бұрын
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
@teklayYewhans-q2n
@teklayYewhans-q2n Күн бұрын
አስታሊን ጁግና ቀጸለ ሉ አጀኻ አጎንኽ አለና ኢና
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 Күн бұрын
ክብረት ይሓብካ ስታሊን ሓወይ ናብ ትግራይ ስድራ ተጋሩ ክዉዕል እዛ ንዕሽተይ ኣቅመይ ክገብር ደልየ Thanks!
@ZzJg-k9u
@ZzJg-k9u Күн бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ክንድግዛዕ ስልጣን ተሸኪሙስ ማንም ታራ ሰብ ዘይዛሮቦ ዘረባ ክዛረብ
@teklehaimanotgebreyohans
@teklehaimanotgebreyohans Күн бұрын
Zgerm eu eko !!!!
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe Күн бұрын
❤ስታሊን ሓውና በርትዕ❤
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s Күн бұрын
ህዝብ ትግራይ ምሕረት የውርደልኩም 🎉❤🎉❤🎉
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s Күн бұрын
እስታልን ጅግና 🙏🎉❤🎉❤🎉❤🎉🙏
@AstbhaYemane-n4p
@AstbhaYemane-n4p Күн бұрын
ሰላምን ጥዕናን ንህዝቢ ትግራይ !
@TeklayBeyene-u8e
@TeklayBeyene-u8e Күн бұрын
ኣጆካ ስታሊን ቀፅለሉ
@fthi3585
@fthi3585 Күн бұрын
ታደስ ወርደ ልኽዕ ኽም መስፍንን ሕጎስ ኽምቲ ንውድባት እርትራ አትዩ ብትንትን ዝበለን ናይ ታደስ ወርደ ልኽዕ ንህዝቢ ትግራይ ኽብትኖ ዝተዳለዉ ይመስል ብሐቂ ኾለል ኽብል ህዝቢ ብጥምየት ብቁሪ እንዳ ተገረፍ አይግድን ንህዝቢ ትግራይ ሽይጡወ እዩ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@amanuelweldemichael9595
@amanuelweldemichael9595 Күн бұрын
ኣበይ ዘሎ መንግስቲ'ዩ ዝብል ዘሎ ትግራይ መንግስቲ ክህልዋ ህዝቢ ትግራይ ንምርጫ ዉሰድዎ።
@TedrosTekletsion-d1e
@TedrosTekletsion-d1e Күн бұрын
ወዲ ወሪደ በለጸኛ ከዳዕ ልዕሊኩሉ ቀዳማይ ኣንጻር ህዋሃት ህዋሃት ከፍርስ ዝጓየይ ሰብ ኢዩ ግምባሩ በልዋ ካብ ጻድቃን አይፍለን
@hageretigray-m5c
@hageretigray-m5c Күн бұрын
አብ ጣብያን ወረዳን ዘለው መራሕቲ ይበልፁ ካብ ጉጅለ ገታቸው
@amanuelweldemichael9595
@amanuelweldemichael9595 Күн бұрын
ኣንታ እዚ ወድወረደ ዝብሃል ንሙዃኑ ኣባይታ ዘሎ ፖሎቲካ ይርድኦ ድዩ ፡ኣየ ትግራይ ምሕረት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ።
@tadesetafere9213
@tadesetafere9213 Күн бұрын
ጀነራል አድማጭ በርሰዎ አዝነዋል በጣም ያሳፍራል ለሕዝብ መስዋት የከፈለ እና አሁንም ለሕዝብ ሚታገል እደነዚ የመሰለ በደም ትግራይ እና ብሔራዊ ክብሪ ከመሰረታዊ ጠላቶቻችን የበለጠ ጠላትነት ነው በግልጺ መታወቅ አለበት።
@almaz.8056
@almaz.8056 Күн бұрын
Thank you 🙏 Stalin
@mikaelhadgu1830
@mikaelhadgu1830 Күн бұрын
Thank you zara media 🖐🖐🖐👍👍👍
@HTHT-p5f
@HTHT-p5f Күн бұрын
ሰታሊነ ንጌታቸው ደጋፊ እየ ነይረ ክዚ ግን ንተግራይ ዝሀሰበላ ክም ዘየለ ክዚ ግልፂ ንኩሉ አናኮነ እዮ ተሰፋና አብ እግዝያብሔርን አብ ።TDF እዮ እሳካ እንካን ንተጋሩ ካልኦት አምሀርኛ ሰማእትካ ተፈታዊ ኢካ በርትእ እዙይ እውን ክሀልፋ እዮ
@hageretigray-m5c
@hageretigray-m5c Күн бұрын
ታደሰ ወረደ ታደሰ ወራዳ ብህዝብን ሰራዊትን ይፃወት አሎ
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 Күн бұрын
Yhikeyeka zerebuu kitsemo 💛🙋🏽‍♀️♥️
@zameerhagos7972
@zameerhagos7972 Күн бұрын
ለዛዪ ዝኾነ ጀነራል
@geregere-tt6im
@geregere-tt6im Күн бұрын
ናይ ጭንቀት መግለፂ ይመስል።
@avmars5937
@avmars5937 Күн бұрын
ወዲ ወረደ ሙሽሙሽ እዩ። እዚ ከኣ ጀነራል ክበሃል። እዚ ሰብ እዚ ናይ ሚሊሻ ኣዛዚ ውን ኣይበቅዕን። it is shameful. SAD!!!!!
@AlemkaHSay-t9d
@AlemkaHSay-t9d Күн бұрын
ዋይ ወዲ ወረደ ካባኻ ብዙሕ ተስፋ እናተጸበና ሑቆና ሰይሩና ዋይ ውርደት ዋይ ውርደት ተጋሩ ተዋሪድና ህዝበይ ጉድ ሰደደልካ 😢😢😢😢
@MezemrTazebe
@MezemrTazebe Күн бұрын
ኣታ ዝሰባይ አዝዩ እንዶ ኣልግሱልና ብኸመይ አዩ ጀነራል ኮይኑ ግን
@gideygtsadkan3123
@gideygtsadkan3123 15 сағат бұрын
ጀነራል ተባዕ፣ቆራፅ፣ሓቀኛ ንሕጊ ዘቀድም ነይሩ ናይ ወዲ ወረደ ዕንክሊል ትግራይ ቀቲልዋ ሞራል ሰራዊትና ቀቲልዎ ዝገርም
@FikaduWeldeluel
@FikaduWeldeluel Күн бұрын
ካብ ሓደ ጀነራል ዘይትፅበዮ መግለፂ
@mizangere-d6z
@mizangere-d6z Күн бұрын
አዕሪካ በሎም ህዝቢ እናዳናገሩ ክነብሩ እዮም ዝደልዩ
@wasiehagos-1558
@wasiehagos-1558 Күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕፍር ገለፃ። ናብቲ ማይክሮቮን እንተዘይ ቀርብ መሐሾ። እዚ ንህዝቢ ትግራይ ዉርደት ኢዩ። አነ ኩሉ ዘረቡኡ ክሰምዖ አፅሊኢኒ። ሐፊረ ዉን።
@SamiyGr
@SamiyGr Күн бұрын
ወዲ ዎረደ ዱንዙዝ ዓዱ ህዝቡን የጥፍእ ኣሎ
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 Күн бұрын
WEdi wordi is a Banda he release 400 plus Abyi’s army free those who committed genocide, rape, ethic cleansing Tigray.
@AddisAlemFisseha
@AddisAlemFisseha Күн бұрын
ወዲ ወሪደ ብደም ህፆውንቲ ዝቅልድ ጀነራል እዩ ኸዳዕ
@temesgenberhane
@temesgenberhane Күн бұрын
ስታሊነይ አህ ሀሚምና 😢😢😢😢😢
@haileabay4021
@haileabay4021 Күн бұрын
ወዲ ወረደ ኣብ ኣጋ እርጋኑ ዝወረደ
@hageretigray-m5c
@hageretigray-m5c Күн бұрын
ታደሰ ወረደ ዓቅሚ ዘይብሉ ለማስ ሰብ ኢዩ
@awetahegngebreyesus899
@awetahegngebreyesus899 Күн бұрын
ወዲ ወረደ ታሓቢኡ ንማንም ዘይድግፍ እንዳመሰለ ውሳነታት ቲዲኤፍ እንዳዓፈነ ህዝቢ ትግራይ ስቓይ እንዳናወሐ ምስኒ ጌታቸው ረዳ ኢዩ ዝሰርሕ ዘሎ :: ህዝቢ ትግራይ እቲ ምምሕድዳር ይፍቀድ ኣይፍቀድ ሰልፊ ከምዝወፅእ ኣፍሊጡ ሆ ኢሉ ስምዒቱ ክገልፅ ኣለዎ:: ንወዲ ወረደ ድሕሪ ሒዚ ቅበፅዎ ::ናይ ቲዲኤፍ ውሳነ ዓፊኑ ዘይምልከቶ ትንታነ እንዳሃበ ነገራት የድብስብስ ኢዩ ዘሎ:: ናይቲ ኣብ ፀገም ዘሎ ህዝቢ ኣይተገደሸሉን:: ህዝቢ ትግራይ ባዕልኻ መዋፅኢኻ ሕሰብ::
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 Күн бұрын
Ita haqi kemta zelata aqmitkaya 👍🏽🙋🏽‍♀️☮️💛♥️GBU Tigrai
@mahimelimda2380
@mahimelimda2380 Күн бұрын
ወዲ ወረደ አ/አ ዘሎ እንፃ እዩ ዝራአዬ ዘሎ
@samsamsun367
@samsamsun367 Күн бұрын
ትግራይ እንተዘየላ መን አዲኡ ከቅምጦ አሻ ዝብኢ
@AmanAman-v4w
@AmanAman-v4w Күн бұрын
I am sick 🤢 with this General Tadese Werede!
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 Күн бұрын
Me too 😢
@AlemtshayFenta
@AlemtshayFenta 22 сағат бұрын
We all got sick! No solution ! 🙁
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 Күн бұрын
ኣታ ንሕዝቢ ዘይኮኑ መራሒቲ ወይይይይይ ወዲ ወረደ ንሕዝቢ ጸለምቲ የሕሊፉ ሂቡ እዩ ምስ ጌታቸው ካሓዲ
@MawuchaTesfay
@MawuchaTesfay Күн бұрын
ናይ ወዲ ወረደ መግለፂ ስማዕ ማለት ምስ ኤሊ ተጎዓዝ ከም ማለት እዩ ። ትግራይ ልክዕ ከምታ ዘረቡኡ እያ ትኸይድ ዘላ!!
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 Күн бұрын
Kemta zihasba ko aqmitkaya 👍🏽🙋🏽‍♀️☮️💛♥️
@zufangebresilassie3828
@zufangebresilassie3828 Күн бұрын
ብጣዕሚኢ እዩ ዘሕዝን ካአብዚኦም ምንም አይንፅበአን እናፈለጡኡ ትግራይ ናብዘይ ትወፀኦ ዓዘቕቲን ረግረግን እዬምዘከእትዉዋአ ዘአለአዉ ትግራይ እናፈለጡኡ እዬም ዘጥፊእዋአ አለዉኡ ናይ መሽረፈት እሰትራተጂኢ እዬም አብ ትግራይ ዘካይድዎኦ ዘአለዉ ትግራይ ብድሮን ዘይጠፈአት ብጌታቸዉን በአዚኢአረጊት ቑሪዲድ ፃረቓንን ፈአረሕ ወዲኢ ወረደአን እዬም ናይ አረት ኪሎ ጫማአ ፅረግቲን ኸብሮምን ጀአግንነቶምን ስብእነአሙን ዘአዋረድ
@lulaa1242
@lulaa1242 Күн бұрын
ወዲ ወረደ ንህዝቢ ትግራይ ብዙህ እዩ አታሊልዎ ብደቅኹም ተዓማመኑ እናበለ አብዙይ አብፂሁዎ
@ZeradawitSenayAraia
@ZeradawitSenayAraia Күн бұрын
ኩሉ በሓሶት ጠሰሚ ዝተላዕጠጠ መግለፂ ዩ ህዝቢ ትግራይ መን ይጠቅሞ መን ዘይጠቅሞ በሓዱሽ መንፊት ብነዊሕ አሚቱ ይነፍዮ አሎ ሓተላ መን ምኻኑ እናፈለጦ ዩ በሓቂ ግን ጀነራላ ትግራይ ግን ለማሳት ይኮኑ አለዉ ህዝባዊ መሠረት ሕዞም ንማንም ከይወገኑ ህዝብና ን መንነትና አብሓደጋ አይናእትውን እንዝብሉ ነይሩ ወደአዳም ኩሉ ከም አንጭዋ አብጊድጓድ ድልየታ ሓቢኣ ትርኢ ነይራ ሕጅው አይመሸየን .እንኳዕ አብፅሓካ ስታሊን ❤
@yemanehagos6745
@yemanehagos6745 Күн бұрын
ቀደሙ እውን ሐሳዊ እዩ !! ብደቅኹም ተአማመኑ ኢሉ ፍርቂ ትግራይ ሸይጡ አአአአአአ እንዳበለ ትግራይ የምክኻ አሎ .😢😢😢
@GebrehiwetTesfay
@GebrehiwetTesfay Күн бұрын
አረ እዙ ሰብእዚ ምስማዕ አፅለአና ዋይ ናይ ሰራዊት ቃለቀባይ ይገበር
@hailuLegese-zp8ku
@hailuLegese-zp8ku Күн бұрын
መን እዩ ምምሕዳር ይጥፋእ ኢሉ ወዲ ወረደ?
@MichaelMiki-s1h
@MichaelMiki-s1h Күн бұрын
ወንጃእ ተብታባ ጀነራል
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 Күн бұрын
ብአ ጀሚሩ ብአ ወዲእዋ ወዲ ወረዳ ንሕና ዝተፀበናዮ ካልእ እሱ ዝተዛረቦ ካልእ እዛ ዓድናስ ሓደ ለባምን መስተውዓልን ሲኢና የሕዝንንን😢😢😢
@TeklitAbraha-r2c
@TeklitAbraha-r2c Күн бұрын
ወዲ ወረደ ንትግራ ከጥፍእ ብሲስተም ብስትራተጂ እዩ ዝኸድ ዘሎ
@amanuelweldemichael9595
@amanuelweldemichael9595 Күн бұрын
ወዳበ ህዝቢ ትግራይ ንሓሙሳ ዓመት ዝጸዓረ ብዓጽምን ደምን ህዝቢ ትግራይ ዝተሰርሐ ህዝባዎይ ወያነ ሓርነት ትግራ'ዩ ንሃገራዊ ዉደባ ህዝቢ ትግራይ ከምዘሓይል ምግባር እንበረ ትግራይ ካልእ መንገዲ የብሉን።
@hageremiru2888
@hageremiru2888 Күн бұрын
ስታሊን ሓውና🎉🎉🎉
@meriedkulubrhan2707
@meriedkulubrhan2707 Күн бұрын
ታደሰስ ተፀዋዕነቱ ንብርሃኑ ጅላ እዩ:: ፈጠራ ይመስለኩም ይኸውን ግን ሓቂ እዩ:: ዝፈልጦ እየ ተዛሪበ ዋና ብልፅግና እዩ:: ዛኹላ ናይ ትግራይ ሽግር ብታደሰ ፍቓድ እያ ትካየድ::
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 Күн бұрын
Imo tefana seb Tigrai kaa abiiu ilu ykibro GBU Tigrai 💛🙋🏽‍♀️♥️
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin Күн бұрын
ማን ለማን ነው pressure የሚያደርገው ? በጣም አደገኛ ተንኮለኛ መልእክት 😢ትግራይ ፈጣሪ ተአምር ያምጣ
@hageretigray-m5c
@hageretigray-m5c Күн бұрын
ታደሰ ወረደ ንጎይትኡ ገታቸው ረዳ ፈሪሑ ንብልፅግና ከሐጉስ ዝተዛረቦ
@TeklitAbraha-r2c
@TeklitAbraha-r2c Күн бұрын
ዞም ሰባት ኢዚኦም ቅድሚ 2ተ ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሽልማት ክሽለሙ ሪኢናዮም ኢና ተን ሽላማት ንሰን ኣብይ ንትግራይ ንምጥፋእ ምስተሰማሙዑ እዩ ሸሊምዎም
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 Күн бұрын
Men imo kiridaka exactly 💛🙋🏽‍♀️♥️☮️GBU Tigrai
@samsamsun367
@samsamsun367 Күн бұрын
ትክክል ነህ እኔም ያ ቀን ነው ህዝብ እንደከዱ የገባኝ መሬት ትግራይ ተፈናቃይ ሳይመለስ አደራዳሪዎችን አታስስፈልጉንም ብለው የሸኙ ቀን
@yosefberhan4465
@yosefberhan4465 Күн бұрын
ጀግና ስታሊን
@AberhaGirmay
@AberhaGirmay Күн бұрын
እቶም መሪሕነት ዘለው ስቃይ ሕዝብና አብዕነከሊል እንደእተው መፍትሑ አልቦ ክልተ እንዳረገፁ የላግፅልና አለው እታ ዘላ መፍትሒ አባዕልኻ እያ ዘላ ዲክታተርነት የለማምዱና እዮም ዘለው ሕዝባዊ ማዕበል ንኽለዓል ይደፋፍእዎ አለው እዘኻ አይክተርፍን ስቃዩ ክናዋሕ ዝፈቅድ ማሕበረሰብ የለን ሰራዊት ትግራይ ቁዋምኩም ብምእኹል ንፅሩን አፍልጡና ካብ ዕንክልል አውፅኡና ብውሕዳት ትግራይ ትሐምም አላ ከምቲ ሕማም ፖለቲካ አብሰራውትግራዮ እውን ለበዳ ሕማም ከይተአታቶ ብግዜ የለን ወርቃዊ ግዜ የምልጠና አሎ።
@TekleTesfa-mf7gt
@TekleTesfa-mf7gt Күн бұрын
ሰብ ስአኖም ድዮም ነዚ መራሒ ሎም ኣቐሚጦሞ ዘለዉ ንሓንቲ ዘረባ ከውጸኣ ዓዕክብል ርብዒ ሰዓት ዝወስደሉ ብኸመዩ ከምኡ ተኾይኑ ኸኣ ነቲ ዝደለይዎ መልአኽቲ ብግቡእ ከሕልፍ ዝኽእል ሰብ ምስኡ ሕዙ ዘይምጽእ እምበር ዝደኣ ምሉእማዓልቲ ውዒሉውን ኣይርድዳካንዩ ዘረብኡ
@samsamsun367
@samsamsun367 Күн бұрын
ክቅይር አይክእልን ድዩ?
@Vip65-rm7is
@Vip65-rm7is Күн бұрын
ፈራዲ ከም ዝፍረደሉ አይፈልጥን
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 Күн бұрын
Thank you Stalin
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 Күн бұрын
ብቐደሙ እዚ ወዲ ወረደ ትብሎ ትሕቲ መርየት ወሪዱዩ ቐይሕ መስመር ሰጊሩዩ።TDF መሪሑ ምዕራብ ትግራይ ዘየውሓሰ፡ሓፋሽ ንኹሉ ዝውክል ግዝያዊ ምምሕዳር ነቕውም እንዳበለ ነዚ ረጉጹ መረትና ቀልጢፍና ከነምልስ ንምስለነ ናይ ገቹ ምምሕዳር ንቀበል ኢሉ ቃላት ዘካማስዕ ጀነራል!!!
@GegiGebru-ct5yz
@GegiGebru-ct5yz Күн бұрын
አዙይ እውን መንግስቲ እዩ ዝብለና ዘሎ ኣበይ እዮም ዝርከብ እቶም ጥንኽር ዝበሉ ትግራይ ክመርሑ / ሰራዊት ትግራይ ክመርሑ? ዝኽእሉ?ኩሎም ጽንተት ትግራዋይ ዘናውሑ እዮም
@Zenebe-f7o
@Zenebe-f7o Күн бұрын
ንፁር ቅዋም ሰራዊት እንታይ እዩ ይነገረና።ህዝቢ እንታይ እዩ ክገብር ብውዳብኡ ክዕምፅ ድዩ ዝድለ ዘሎ ።
@letishgebru1619
@letishgebru1619 Күн бұрын
❤❤❤
@kassahungidey9203
@kassahungidey9203 Күн бұрын
ታደሰ ወረደ እቲ ጊዜ ዝደልዮ መልሲ ተዛሪቡ ኣይፍርልጥን ዕብስብስ ኣቢሉ እዩ ዝሓልፎ ኣብ እቲ ጊዜ ኩናትውን ዋላ ሓደ ጊዜ ንፁር ዝኾነ ዘረባ ተዛሪቡ ኣይፈልጥን ዝኾነ ዓባስ እዩ እንተኾነ ሀዚ ምእርገፂኡ ኣፍሊጡ ኣሎ ነገር ሃፍታም ኸምኡ እዩ::
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ Күн бұрын
ስታሊን ኣቢይ ንቤቴ ኦርጌሳ ምሕረት ኣይገበረን ፡ጀነራላት ትግራይ ኣብ ናይ መጨረሻ ዕድሜኦም ንትግራይ ይሸጡዋ ኣለው ጽባሕ ካኣ ንጌታቸው ሓዊሱ ይብለካ ኣለኹ 2 ዓመት ኣብ ዘይመልእ ጌዜ ንኹሎም ብሚልዮናት ሓላፊ ገንዘብ ኢዶም ንዝሃቡ ጀነራላት ትግራይ ረሺኑ ክውድኦም ኢዩ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Күн бұрын
ሓንካስ ዝኾነ መግለፆ ወዲ ወረደ እንታይ ወሪድዎ እዩ እሞ እቲ ሕማምስ ከም ንፍዮ ይተሓላለፍ አል ይመስልሞ ህዝቢ ትግራይ ሓየ እርግፍ አፅንእ።
@gebremedhinbahlbi3671
@gebremedhinbahlbi3671 Күн бұрын
ቅድሚ ኹናት ዘፀአት ብዛዕባ ወዲ ወረደ ብዝርዝር ገሊፀዎ ነይሩ። ሸለመጥማጥይ ዘማውይ ምዃኑ፤ ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ብኸምኡ ዓይነት ሰባት ዝተበገሰ ምዃኑ።
@AligghAnbddhjj
@AligghAnbddhjj Күн бұрын
ሓቂ ❤❤❤❤❤❤
@hageretigray-m5c
@hageretigray-m5c Күн бұрын
ታደሰ ወረደ ሓንቲ ዓረፍተ ነገር እንግሊዝ ክፅሕ ዘይክእል ሙሁር ክመስል ቃላት ይዛረብ ለማስ ለኻት
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Күн бұрын
TPLF ንዘለአለም ትንበር ::
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 Күн бұрын
The one and only 💛🙋🏽‍♀️♥️☮️
@Ffg-c5s
@Ffg-c5s Күн бұрын
እስታሊን ወዲወረደለቁዛይ እዩ። ካብዙ ተስፋኣይንፅበን። አብ1993""ዓ/ምእውንንፋስ ናብዝነፈሶ ዝነፍስ ሰብእዩ።
@KahsayBeyene
@KahsayBeyene Күн бұрын
ወታሃደር ዶኸ ይመስል ሕራሮት። ትግራይ ሰብ የብላን
@woldemirach5669
@woldemirach5669 Күн бұрын
If TDF is not supported your corrupt and SERAQI Gujile you insult them. Poor minded BALAGER MEDEDE!
@FikaduWeldeluel
@FikaduWeldeluel Күн бұрын
ኣብ ግዚያዊ ም/ር ዝሰርሑ ኩሎም ብናይ ኣብዩ ካመራ እዮም ተለዊሶም
@Mika-l4h6s
@Mika-l4h6s 9 сағат бұрын
Wedi werede Or wedi werdet🤔😢😢😢wey tigray adey😢yehzin
@HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w
@HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w 13 сағат бұрын
ዝኾነ ርእሲ ኣለኒ ፣ ክመርሕ ይኽእል እየ ፣ ረብሓ ትግራይ እምበር ውድቀት ትግራይ ኣይደልን ዝብል ዝኾነ ሓይሊ ከስተውዕሎም ዘለዎ ነገራት ! 1ይ/ ኣብ ኣዳራሽ ኮፍ ኢሉ ፤ መድረኽ ፈጢሩ ነብሱ ዘሟሙቕ ዘሎ ሓይሊ ሰብ ንፅዋታ ኩዕሶ ኣይኮነን ! 2ይ/ ኣብ ፅርግያ ወፅዩ ነብሱ ዘሟሙቕ ዘሎ ሓይሊ ሰብ እውን ንጉያ ውድድር ወይ ንፅዋታ ኩዕሶ ኣይኮነን ! 3ይ/ ኩሉ ኣብ ሚድያን ሜዳን ወፅዩ ህወሓት ዝረግም ዘሎ ሓይሊ ንህዝቢ ትግራይ ፎትዩ ፤ ሰላም ተጋሩ ተመንዩ ፤ ገዛ ትግራዋይ ብትግራዋይ ከይቃፀል ሓልዩ ፤ መንእሰይ ትግራይ ብመንእሰይ ትግራይ ከይጠፍእ ሓሲቡ ፤ ስልጣን ፀሊኡ ፤ ምዕባለን ነዊሕ ሂወትን ሰፊሕ መድረኽ ልምዓትን ደልዩ ወይ ተመንዩ ኣይኮነን !! 4ይ/ ዝኾነ ውዳበ ትግራይ ንፅባሕን ሎምን ጠሚቱ ፤ ፈታውን ፀላእን ኣለልዩ ፤ ረብሕኡ ደርብዩ ረብሓ ህዝቢ ኣቐዲሙ ዘይምዃኑ ከስተውዕል ይግባእ !!! እንተዘይ ኮይኑ ግን ትግራዋይ ብትግራዋይ ክቕተል እዩ ! ገዛ ትግራዋይ ብትግራዋይ ክቃፀል እዩ ! ህፃውንቲ ትግራይ ብተረጋሩ ክጠፍኡ እዮም ! እቶም ጥፍኣት ዝዕድሙ ኣይጠፍኡን ! እቲ ከጥፍኣካ እየ ዝበሃሃል ዘሎ ትግራዋይ ግን ነንባዕሉ ክጣፋእ እዩ ! ስለዙይ ኩላህና ነስተውዕል ! ኩሎም ክልሂቃን ትግራይ እመኑኒ ህልኸኛታት ፣ ደለይቲ ስልጣን ፤ ደለይቲ እምባጓሮ ፤ ባዓቲ ልያቡ ፤ ዘይፀገቡን ዘይጥዓሙን ኣዛብእ እዮም !!! እዙይ እንተኾይኑ ድማ ትግራዋይ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎ ህጉሚ (ገደል) ዘሊሉ ክሓልፎ ዝኽእል ፤ መጀመርያ 2ተ ወይ 3ተ ሱጉሚ ንድሕሪት ተመሊሱ ፤ ኣፍቲ መጀመርያ ዝነበሮ ቦታ መበገሲ ገይሩ ንቕድሚት ጎዩ እንተነጢሩ ጥራሕ እዩ !! እዙይ ዘይገብር ትግራዋይ ግን ዘርኢ ኣይሓድግን ፤ ንባዕሉ እውን ኣይነብርን ኮታስ ፀረ ሰላም ሓይሊ እዩ !!! ክሳብ ሐዚ ፍፁም ዘይክሓደ ተጋዳላይ እዩ !እቲ ክብሪ ዘይረኸበ ድማ ንሱ ! በላዕትን ተዛረብትን ግን ፤ ኣብ ኩይናት ዘይውዓለ በሊሕ ! ነስተውዕል ! ንለብም መስሓቕ ገያፃት ፀላእቲ ከይንኾን !!!!
@yohannesworres3447
@yohannesworres3447 Күн бұрын
🎉🎉🎉🎉
@Admas-j8q
@Admas-j8q Күн бұрын
መጅላግ
@AsmeZ-yp2vz
@AsmeZ-yp2vz Күн бұрын
እንታይ እዩ ድሌቶም ህወሓት ንምፍራስ ድዩ ትግራይ ንምፍራስ
@reece_james8768
@reece_james8768 Күн бұрын
ናይ ወዲ ወረደ መግለፂ እኮ ኪሉ ግዜ ዝሓደረ ቆሎ እዩ
@samsamsun367
@samsamsun367 Күн бұрын
አነስ ፀሊኤዬ ክሞት አኡ አአ ከምታ እናበ አብ ሚዲያ እናበለ ጊዜ ወዲኡ ክከይድ ተልኮ ተዋሂብዎ ይመስለኒ
@esayastewodros8152
@esayastewodros8152 Күн бұрын
ከዚህ ባላ የትግራይ ህዝብ ያዎረዱ ያስደፈሩ ብሎም ህዝቡን ላማስጨረስ ሥራየ ብለው ቀጥለውበታል ጌታቸውና (አሽከራቸው) ፃድቃን ( ሠይጣኑ) እነዚህ ሁለት ወራዶች እና የነዚህ ጭፍራወች የትግራይ ህዝብ ኧክ ብሎ ሊተፋቸው ይገባል ህዝባችንን መሬታችንን ሽጠውታል ህዝብ ትግራይ ክሚባለው በላይ ታግሰናል አሁን ይህዝብን ጥያቄ አፍንነው ስላያዙት በአንድ ተነስታችሁ ከትግራይ ምድር አስወጧቸው በቃ ትግስት በቃ
@RahelZeru-m4d
@RahelZeru-m4d 22 сағат бұрын
ወታፋት ናይዚኦም ለዘይዘይ እዮ ዓዲ ድሕሪት አቅርይዋ
@SemereTesfay-g7p
@SemereTesfay-g7p 22 сағат бұрын
ዘረባ ተጋደላይ ንፁሩን ተሪርን ሓቂ ታኣማንነት ዛሓዘ እዩ እዙይ ግን ዓዘርቆዘር ትርጉም ዘይብሉ እዩ
@Natan-u3x
@Natan-u3x Күн бұрын
ብናይመን ኮታ እዩ ግምት ክጠናከር ዝገርም መግለፂ
@genetmelkam435
@genetmelkam435 Күн бұрын
Gen kesab meaz eyu kemezey enables💔💔💔😭😭😭
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 Күн бұрын
እዚ ወዲ ወረደ ሓሳዊ ከዳዕ እዩ። ሙሉእ ብሙሉእ ኣንጻር ሕዋሓት እዩ ኔሩ መግለጺኡ።
@hagosgidey7045
@hagosgidey7045 Күн бұрын
Tadese Werada lefdad
@abupease7875
@abupease7875 Күн бұрын
ሰራዊት ትግራይ ይፍረስ ዝብል ነገር ናይኹሎም አቆም እዩ ዝመስለኒ ምክንዪቱም ውእል ፕሪቶርያ ከፈፅሙ አይኸአሉን ስለዚ ሰራዊት ትግራይ ተፈሪሱ ብዛእባ ፕሪቶርያ ዝጥይቅ ሀደ ትግራዋይ ተሀልዩ አፉ ከትህዙዎ ልኽምቸወን እዩ
@elsagebredingle5315
@elsagebredingle5315 Күн бұрын
Egzio meharena anes tay eyu libilo miridae abiyuni
@seifenegash1231
@seifenegash1231 Күн бұрын
Great stalinnn
@jdidiselemon387
@jdidiselemon387 19 сағат бұрын
Tikikikl 100%
@ወዲትግራይ-ሐ2ጀ
@ወዲትግራይ-ሐ2ጀ Күн бұрын
ኣይ ስታሊን ወዲ ወረደ ዝብል ዘሎ ኣብት ወታደራዊ መሪሕነት ገለገለኡ ግምት ናጠናክር ዝብል ኣሎ ገለገለኡ ከዓ ህውሓት ነጠናክር ዝብሌ ሓሳባት ነይሮም እዮም እዩ ዝብል ዘሎ ኣየናይ መንግስት ዝብል ህቶ ግምት እዩ እምበይ ህውሓት ማ ፓርቲ እያ እኮ ስታሊን ፀላዕላዕ ዛብለካ ዘሎ ዝመስለን ወታደራዊ ኣዘዝት ንምንታይ ንህውሓት ደግፎም ንግምት ዘይቃወሚዎ ዝብል እዩ ዓወፅወፅ ዛብለካ ዘሎ TDF ከዓ ናዬ ህዝብ ትግራይ ሰራዊት እምበይ ናይ ህውሓት ሰራዊት ኣይኮነን ካማካን ካም ሃይለ ደደብትን ንህዝብ ውግንና ዘይብልኩም ንህውሓት ጥራሕ ውግንናኩም
@buckz8709
@buckz8709 23 сағат бұрын
All is ambiguous !!!!!!
@DestaKiros-l5l
@DestaKiros-l5l Күн бұрын
ሰብሓቲዝም ነገር ጠንኪራ እያ ንድሕሪት ዝምለስ ለዉጢ!
@MesfinAbay-u8t
@MesfinAbay-u8t Күн бұрын
Wedi werde. Is one of creeminal. So he difend. Him. Self. The same. Getachew
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Күн бұрын
ጌታቸው ረባ ባዕሉ ኾይኑ መፅዩ ወድወረደ 😂😂😂
@BazeneyDesta
@BazeneyDesta Күн бұрын
ካካይ
@teklehaymanotassefa4687
@teklehaymanotassefa4687 22 сағат бұрын
አበሳታት ናብ አጭዎ ተቀይሮም፣ሰለማዊ ቃልሲ ውን ክጠፍእ ክዳኸም ብሳላማዊ ግዛአታዊ ሓድነት፣ህዝቢ ናብ መረበቱ ይመለስ ድሕንነት ህዝቢ ይታሓሎ፣ሃፍቲ ትግራይ ማዓድን ደው ይበል ኢል ምቅላስ እንታይ ዘፍርሕ አለዎም ተሪርካ ምጥያቅ ንምታይ የሕፍሮም ብጣዕሚ የሕዝን አብ ሳራዊትና ዝነበረና እምነት ቀዝቃዛ ማይ ክፈሶ ገርዎ ወዲ ወረደ በረድ ጌርዎ
@WediShre
@WediShre 16 сағат бұрын
አታ እስታሊን ንባዕሎም ምስ ዝመረፅዎን ይጥቀሞም አይጥቀሞም ምስ ይጠቕመና ዝበልዎ ጮቓኒ ስርዓት እዮም በገዛእ ምርጭኦም ወጊኖም እዮም ወይለይኡ እቲ ፍትሓውን ሃርካት ህዝቢ ትግራይ እንዳጭበርበሩ አንፃር ህልውንኡን አሽሓት መስዋእቲ ዝኸፈለሉ ቃልሱ ንኽስለፍ ምስርሖም እዩ ከብዲ ዝነቃሓሎም ደጋፊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ዝበልዕ
@OkbayAbrha
@OkbayAbrha 13 сағат бұрын
ወድወረደ ከምሺሙ ዓድ ቁልቄል ሕዝዋ ወርዱ🤔
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 Күн бұрын
እዋዕ ነብሱ ዘጋራጩ አይንቓቕሖ አይጫቒት አጉል!! ወረደ ወረደ ተልመደን!!!
@maiykadera3445
@maiykadera3445 15 сағат бұрын
ዶ/ር ደብረፂዮን ጉጅለኡን ኣመንጎ ጀነራል ሳሞራን ጌታቸው ኣሰፋን ተፈጠረ ባእሲ እሱ ስኢቡ ኣብ ኣመራራሐ ህወሐት ተፈጠረ ዘይምስናይ ክሳብ ኢህወደግ መንግስቲ ምውዳቅን ትግራይ ከቢድ ዋጋ ዘኽፈለ ኩናት ክትሕልፍ ኮይኑ ሓሊፍ ሎ !!ነዚ ድማ በዋናነት ተሓታት ኣቦ ወንበር ህወሓት ዶ/ደብረፂዮን እዮ!! ቅድሚ ውግእ ዝነበረ ድኽመት ኣመራረሓ ህወሓት በዘይ ንሕስያ ክግምገም ኣለዎ !! እን ጉጅለ ደብረፂዮን እዚኣ ገምጋም ንዘይምግባር ዝግብርዎ ዘለው ውዲትን ሕልኽላኽን ኣብ ህዝቢ ትግራይ ካለኣይ በደል ይፍፅሙ ከምዘለው ክፈልጡ ኣለዎም !!
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
GERE EMUN PART 211 | ገሬ እሙን ክፋል 211
52:15
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 201 М.
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН