Zemen Alemseged ( ዘመን ኣለምሰገድ ) - በቲ ደመና (Beti demena) New Tigray Music 2022 (Official Video)

  Рет қаралды 1,698,016

Merkeb bonitua

Merkeb bonitua

Жыл бұрын

Zemen Alemseged ( ዘመን ኣለምሰገድ ) - በቲ ደመና ( Bdemenay ) New Tigray Music 2022 (Official Video)

Пікірлер: 1 700
@user-uu3tj1lu1l
@user-uu3tj1lu1l Жыл бұрын
እዚ ደርፊ ጥራይ ኣይኮነን! መጽሓፍ ሙሉኡ ዛንታ ውን'ዩ ዘመን ማለት ብሉጽ ሰብ እዩ፥ ንዓይ ከም 🇪🇷 ንዘመን ዘድንቅን ዝፈቱን 1k ላይክ ይሃበኒ
@merhawitguesh4980
@merhawitguesh4980 Жыл бұрын
💪💪💪💪❤❤❤💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Жыл бұрын
ላይክ ዝደጋገም እንተዝኸውን 1k ኣይኮነን 1m ምሃብኩኺ/ኻ ኔረ:: ዘመነይ ጅግና❤💛
@amlkiyhoymechrshaynasemrli79
@amlkiyhoymechrshaynasemrli79 Жыл бұрын
Thanks bro
@saxshsdt2039
@saxshsdt2039 Жыл бұрын
🙏♥️🥰
@KokobStudio1
@KokobStudio1 Жыл бұрын
ይበል ድምፃዊ ዘመን ሓዱሽ ደርፊ ኣብ መቀይሮ ነጥብን ሓዱሽ ዓመትን ንመላእ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ትርከቡ ተጋሩ እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት ኣብፀሐኩም❤💛
@yghfjgjhg3013
@yghfjgjhg3013 Жыл бұрын
ሳብስኩ ገይረልካ
@Kokob100
@Kokob100 Жыл бұрын
I’m from eritrea 🇪🇷 I love ❤️ zemen alemseged
@samitisamiti9716
@samitisamiti9716 Жыл бұрын
ኣነ ኤርትራዊ አየ ብ ኤርትራውነተይ ዝሕበን ከማን ። ግን ዘመን ኣለም ሰገድ ናይ ብሓቂ አየ ዝፈትዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ ሰላም ከኣ የውርደልና ፈጣሪ ካብዚ ዘለናዎ ሒማቅ ኩነታት
@munamoh8479
@munamoh8479 Жыл бұрын
ኤርትራዊ ብስርቅን ብቅትለትን ድዩ ትህበን መህፈሪ
@Burie22
@Burie22 4 ай бұрын
@@munamoh8479ኣቲ ቆማል ሽቓቕ ዓረብ ባርያ መቓብር ክንሰርሓልኪ ኢና ኣብ ኣኽሱም ዝሞተት ኣድጊ
@KifiMak
@KifiMak Жыл бұрын
ዝገርም ስራሕ እዩ ዘመነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ክብሪ ንዓኹም ይኹንን ጀግና ህዝብናን ሰራዊትናን ዲያስፖራን! ትግራይና ብጀጋኑ ደቃ ክትዕወት እያ🔥🔥🔥🔥
@aradomgide1472
@aradomgide1472 Жыл бұрын
ዘመን ጅግና ኣብ ጥብብ ኣዘየ ኣመና እኮ ድኣ እየ ዘድንቀካ፡ ግደፍ ካብ ተጋሩ ካብ ምሉእ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣርቲስት ልበይ ኢኻ ትረኽበኒ ውዱእ ኣርቲስት ኢኻ ብኹልንትናኻ ፡ዘመን ዘመንካ ይባርኽ ፡ ዘመን የንብርካ ፈጣሪ
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w Жыл бұрын
❤️❤️🙏
@user-tz7xj6tj5e
@user-tz7xj6tj5e Жыл бұрын
ኣብ ፖለቲካ እሞ እንታይ ደሊካ ንዓድን ንህዝቡን እዩ ዝሓልፈላ እንበር ጸግዒ ሒዙ ዝጥመተና ኣይኮነን ጀግና እዩ
@iloveyoujesus6986
@iloveyoujesus6986 Жыл бұрын
@@aradomgide1472 መዓረይ you don't have to waste your time explaining to negative thinker people. ብሱም ዘመን አመስጊነካየ ዝሐወይ🙏✌ አነለ ብጣዕሚ ለድንቖ ደራፋይ እዬ
@stahayyebeyo3451
@stahayyebeyo3451 Жыл бұрын
Yesss Zemen Brother God. Bless you my Brother iam from Eritrea Asmara 🇪🇷 🙏
@filimontesfamichael4352
@filimontesfamichael4352 Жыл бұрын
@@user-tz7xj6tj5e kela hesawtie endikuome fesme
@selamtesfeyselamtesfey5894
@selamtesfeyselamtesfey5894 Жыл бұрын
ኤርትራዊ የ እቲ ዘድንቆ ካብ ትግራይ ታሃልዩ ዘመን ኣለምሰገድ ጥራሕ ዩ ዘመንካ ይባረክ ወዲ ትግራይ
@michaelsabera4199
@michaelsabera4199 Жыл бұрын
one day it will be fine so ኣጀኩም ተጋሩ የሕዋትና ❤ኣምላክ Israel ምሳኩም ምሳና ይኩን ✌️🇪🇷.
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻእካ ዘመን ጅግና 😍😍😍ተጋሩ የሕዋተይ ርሕስ ሓድሽ ዓመት ይኩነልና ህዝብና ካብ ፀበባ ዝወፀሉ ይኩነልና ሰላም ናይ ትግራይና የሪኣና 2015 ዓ.ም መበላዕትና ትኮን
@user-mb6de6yc5c
@user-mb6de6yc5c Жыл бұрын
ቃደመይቲ ባዕለይ ዘመነይ ፅቡቅ ስራሕ ርሑስ ባዓል ሓዱሽ ዓመት የግበረልና ተጋሩዋይ ዓድና ስላም የገበረልና ፈጣሪ💊🙏
@ariamemun9576
@ariamemun9576 Жыл бұрын
ድምፃዊ ተ/ጋ ዘመን ኣለምሰገድ እንቋዕ ሓውና ናትና ኸንካ ❤️🇪🇷👌
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Жыл бұрын
❤❤❤
@samirawitberha6390
@samirawitberha6390 Жыл бұрын
😘😘
@dinavs687
@dinavs687 Жыл бұрын
Zebeneyyy fikryyyy eritrawyt eye gin tegaru yehwatey ajokum degafikum eye yehiwatey marey derifkum tum mekiberty bahil 🇪🇷🇪🇷tigray tiawet
@abebaheftay6324
@abebaheftay6324 Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ጥዑም ድምፁ እንካዕ ብሰላም መፃካ ሰላም እስከ የዉርደልና ደቂ ትግራይ ሓላል ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ❤️❤️🙏
@sisayalem6154
@sisayalem6154 Жыл бұрын
👍👍👍
@hayelomgidey248
@hayelomgidey248 Жыл бұрын
ዘመነ ጅግና ወዲ ህዝቢ ጥዑም ዲምፁ
@user-vy2nm1hn1u
@user-vy2nm1hn1u Жыл бұрын
🥰💛❤️💊
@gssgseu7696
@gssgseu7696 Жыл бұрын
💕💕💕💕💕💕💓💓💓💓💓💓💓💓💗💗💗
@gssgseu7696
@gssgseu7696 Жыл бұрын
🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🌷🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🌹
@user-lf6yn3ef9r
@user-lf6yn3ef9r Жыл бұрын
ዘመን ብሉጽ ስራሕ ካብቶም ኣለዉ ዝበሃሉ ናይ ትግርኛ ከየንቲ ሓደ ኢኻ ካብቲ ኩሉ ዝበለጽካ ክትበሃለሉ ዘኽእለካ ከኣ ኩሉ መሳርሒ ናይ ሙዚቃ ኢኻ ትጻወት እሞ ብጣዕሚ ክትድነቅ ዘለካ ስነጥበባዊ ኢኻ:: Respect
@girmalove7132
@girmalove7132 Жыл бұрын
ገለ ዓይነት ፍጥረት ዜማ 100% ግጥሚ 100% ኣቤት ጅግንነት ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ዘመነይ ::
@zeababrha6774
@zeababrha6774 Жыл бұрын
በቲ ደመና ።ስጦታ ሓድሽ ዓመት ነቶም ጀጋኑ ኣሕዋትና ደርፊ ቓልሲ በቲ ዉርይ ናይኩሉ መሳርሒ ኪኢላ ጎይታ ጥበብ በዓል ፅቡቅ ቃና ጎይታ ግጥምን ዜማን ጀግና ተጋላይ ዘመን ኣለም ሰገድ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናናን ይምነየልካ።
@user-vy4jn3gl9w
@user-vy4jn3gl9w Жыл бұрын
ዘመነይ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ሓዱሽ ዓመት ዘመነ ፍቅሪ ዘመነ ራህዋ ይግበረልና❤💛
@user-cv7sl5mg5x
@user-cv7sl5mg5x Жыл бұрын
ዘመነይ ጀግና😘😘😘
@user-gm8rq3xi8n
@user-gm8rq3xi8n Жыл бұрын
ዘመን ሽኮር ኣጆኹም ኣልና ኣብ ጎንኹም ተጋሩ ይሕዋትና ✊️🦁🦁🦁✊️✊️🦁🦁❤️
@user-hl4sf9pz2b
@user-hl4sf9pz2b Жыл бұрын
ዘመነይ ጀግና ወዲ ማህፀን ትግራይ ብሰላም ተመለስ ምስ ኹሎም ብፆትኻ TDfy🙏🙏🙏💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💪
@dhdh9993
@dhdh9993 Жыл бұрын
ዘመነይ❤️🎧 ኣቦ ጥበብ ዘመነይ ሕሩር ብህዝቡ እንካዕ ደሓን መፃከልና ዓለመይ🌍 ዚ ዘመን እዚ ዘመንና እዩ ሃገረ ትግራይና ናይ ግድን ዩ💛💪። ኣድነቅቲ ዘመን ኣለና ዶ👇👍
@hehhggd
@hehhggd Жыл бұрын
ዘመንና በዓል ጥዑም ድምጺ ፅቡቅ ስራሕ አንካአ ኣብፀሐና ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩዋኒ ዘመነ ሃገረ ትግራይ ይግበረልና 🙏🙏🙏
@rihurihurihu3385
@rihurihurihu3385 Жыл бұрын
Zemen jegane From Ertiear 🇪🇷 belxe serha kexlyou
@FhFh-xw5ik
@FhFh-xw5ik 29 күн бұрын
ተጋሩዋይ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ህዝብኩም ትፀኑዑ ብሉፃት ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ተጋሩዋይ 🙏♦️➝💊😍
@wedimiki5318
@wedimiki5318 Жыл бұрын
Welcome back ዘመን ብሉጽ!
@user-pc1eu1xp7n
@user-pc1eu1xp7n Жыл бұрын
💊💊👍👍👍🥰🥰🥰
@abdumehammed9670
@abdumehammed9670 Жыл бұрын
@@user-pc1eu1xp7n is q and q qqqw and qQQWWwwwwaaqw
@khh776
@khh776 Жыл бұрын
00999⁹0⁹@@user-pc1eu1xp7n 9
@samielweleslase1220
@samielweleslase1220 Жыл бұрын
​@@user-pc1eu1xp7n
@tegateame131
@tegateame131 Жыл бұрын
​@@samielweleslase1220 Pq
@indomi8594
@indomi8594 Жыл бұрын
መፃኢ ዘመን ናይ ሰላም ጥዕና ፍቕርን ሓድነትን ይገበረለና ዝሓመመ ዝድሕኖሉ ዝተኣሰረ ዝፍተሐሉ ኣብ ስደት ዘለና ምስ ስድራን ምሓዙትናን ንራኸበሉ ይገበርልና ኣሜን ።ኦ ኣምላኽ ንፉጥራትካ ምሕረት ልኣኸልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonasmisgna7170
@yonasmisgna7170 Жыл бұрын
ኣብ 2015ሓዳሽ ዓመት ሓደሽ ደርፍ ዛ-"ዘመን እዝኣ መባልዕትና ይግባራ ህዝብና ሰላም ዝረክበላ ዓመት ይግበረልና ተጋሩ ማዓረይ🙏. Zemen Hawna Enikae biselam mesekana Enikae Abiseheka ni hadushi Ameti 💛❤✊
@samaraharelm6979
@samaraharelm6979 Жыл бұрын
ሀገሬ ትግራይ ውድድ ውድድ የጀግኖች የቆንጆዎች የሙሁር ሀገር ትግራይ ውድድ ትግራይ ታሸንፍለች
@akberetgslassie6477
@akberetgslassie6477 Жыл бұрын
ዚ-ዘመን እዚ ዘመንና እዩ ሃገረ-ትግራይ ናይ ግድን እዩ ዘመንና ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ኩነልና። #ኣኽበረት ገ/ስላሴ🤞✊
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 Жыл бұрын
ተጋዳላይ ዘመነይ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ክብረተይ 💞😘🙏
@sabawit6383
@sabawit6383 Жыл бұрын
ዘመነይ እንኳዕ ብደሓን መጻእካ ጥዑም ድምጹ ተጋሩዋይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና
@user-ry7es8ny4u
@user-ry7es8ny4u Жыл бұрын
ዘመነይ ዕባይ ጉድ ባሕርና ዘመነይ ዕባይ ዉቅሮና ዘመነይ ጅግናና ዘመነይ ወዲ ሪመይ ደመይ ❤❤❤❤❤❤❤
@kifikifi6305
@kifikifi6305 Жыл бұрын
ዙዘመን ዙይ ዘመና እዩ። 2015 ህዝብናን ዓድናን ሰላምና ዝምልሶ ዘመን ይግበረልና ደቂ ሃገረ ትግራይ ትግራይ ትዕወት ትግራይ ሃገር እያ።
@wintatesfaslase4370
@wintatesfaslase4370 Жыл бұрын
Tigry kili ya
@adamsolomon3080
@adamsolomon3080 Жыл бұрын
Amen, God bless my country Tigrai.
@Tigraytube01
@Tigraytube01 Жыл бұрын
ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ዓመተ ራህዋ ዓመተ ሰላም ይግበረልካ ህዝበይ!❤️💛 ፅቡቕ ስራሕ ዘመን የቐንየልና!
@user-nj3fe5wc9o
@user-nj3fe5wc9o Жыл бұрын
ዘመነይ ሰላም ናአካ ትግራይ ባአኪ ኑኽሪዒ ዘመነይ ኹራዓት ሃገረ ትግራይ💘💘💘💘
@user-tl4kd3uq8w
@user-tl4kd3uq8w Жыл бұрын
ኣታ ቃይጦ ክንዴይ የምሕረልኩም ሰላማዊት ዩውሃንስ &,ዘሜን አለም ሰገድ ፍትውት ኣቱም ዴቅ ሓላል መሬት ሃገር ትግራይ✌✌✌✌✌😍😍😍😍✌✌✌
@user-yn5cw5ci1w
@user-yn5cw5ci1w Жыл бұрын
ዘመነይ ዘመን ተጋሩ ተስፋ ትግራይ ኣባኹም'ዩ ዘመናት ተጋሩ 🤩🧡
@sarar9370
@sarar9370 Жыл бұрын
እንኳዓ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ❤💚💙 እንኳዓ ክኣ ኣብጸሐኩም ናብ ሓዱሽ ዓመት ደቂ ሪመይ ዘመነ ፍቅሪ ዘመነ ስሓቅ ዘመነ ምትሕውዋስ ይግበረና እግዚኣብሔር ኣምላክ 👏❤ ንህዝብኒ ሰላም የውርደልና❤💚💚💙
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. Жыл бұрын
ሰላም ዘመነ ሓድሽ ዓመትን ኣውድኣመትን ይበሎ, እምበር ዘመን ዘመን ዋልታ ትግራይ🦁❤️🔥
@aliteyhafeshawit1688
@aliteyhafeshawit1688 Жыл бұрын
ኡፍፍፍ ዘመነይ ኣነስ ክፈትዋ ዋይ በጃኩም ባ ድምፂ ኩኑኒ ተጋርዋይ 😢❤
@user-te3vf5hl8q
@user-te3vf5hl8q Жыл бұрын
ዘመነይ ብሉፅ ትግራዋይ ተጋሩዋይ እንኳዕ ኣብፀሐና #2015 ኣብ ሽግርን ፀበባን ዝርከብ ህዝብና ሰላምን ራህዋን ዝዓሰሎ ዘመን ክኾነልና ተመነኹ ተጋሩዋይ🥺🤲💛❤️
@Mamiye_alemey_21
@Mamiye_alemey_21 Жыл бұрын
ዘመነይ ናይ ሕማመይ እንኻዕ ዳሓን መፃካ እስኪ ዘመንና ይግበሮ 2015🌻🌻❤️💛🙏
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p Жыл бұрын
😘😘😍😍✊✊ቀነኤልኩም ናይ ብሓቅ ዴቅ ትግራይ ዓዴይ እዝ ኩሉ ሃገራት ምውጋእኩም ካብኡ ከዓ ዓወት እቃሓምኩም አነ ከዓ ትግራወይት እንድየ ግን ሜሬት ወርዴ ኣይተዋጋኡኩን ስዴት ስለ ዘለኹ😍
@Mebrahti
@Mebrahti Жыл бұрын
2015 ዓ,ም አባያና ዘመን ንምነያ ሃገረ ትግራይ ዝጋደሉ ይግበሩና❤💛 ዘመን ናይዚ መርአያ ጅግና ብሉፅ ሓዉና እንኳዕ ዳሓን መፃእካ/ኹም 😘
@user-ww9eg6fg2e
@user-ww9eg6fg2e Жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪይ ይመለስ🙏🙏 ብዓድን ብበረካን ዘለኩም ኩሎኩም እንኳዕ ኣብፀሐኩም🙏🙏🙏🙏ዘመነ ሰላምን ፍቅርን ይግበሮ🙏🙏🙏🙏
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Жыл бұрын
Dear Zemn, thank you for your service without salary. May the Lord God bring us victory today. May the Lord God bless my sweet Tigrai people.
@kaltade5304
@kaltade5304 Жыл бұрын
ዘመን ይቀይር ለትግራ 2015 የሰላም ይሁን እናንተ ጀግኖች
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Жыл бұрын
@@kaltade5304 Thank you dear friend. Happy New Year to you too.
@selamtadesse4777
@selamtadesse4777 Жыл бұрын
Love you so much tigray people from 🇪🇷 may god grant us peace ❤🥰
@rahelhaileadwa6509
@rahelhaileadwa6509 Жыл бұрын
ኣሜን ናተይ❤ me too we love u more❤
@user-gt7cv4oc6t
@user-gt7cv4oc6t Жыл бұрын
Love you too haftni❤❤🤝
@zendozeray4267
@zendozeray4267 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@Tit567
@Tit567 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ዘመነይ ጅግና ፅቡቕ ስራሕ ትግራይ ትስዕር 💛❤️✊
@user-be6zm5ik8h
@user-be6zm5ik8h Жыл бұрын
ብጾሎት ኩላትና ንጠንክር አካክብ ክፈጥረልና ሩህሩህ ፈጣሪና 💚💚
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 Жыл бұрын
ኣብ ልቡ ዘሎ ፍቅሪ ህዝቡን ዓዱን ኣብ ገፁን ስምዒቱን ይንበብ ዘመን ኣለምሰገድ & መርከብ ብምንታይ ከም ዝገልፆም ቃላት እዩ ዝሓፅረኒ ኣብዛ ፀባብ እዋን ንህዝቦም ፍቅሮም ብግብሪ ኣርእዮም እሰይይይይ ጀጋኑና እግዚአብሔር ኣብ ዙርያኩም ይኩን ዞም ኣሕዋተይ 🥰❤❤❤❤
@user-jk2cw4nn8f
@user-jk2cw4nn8f 4 ай бұрын
ዘመን ብሉፅ ሰብኢኻ ናይ ባሓቂ ብሓደቨክልተ ሰባት ከምዚኮና ኣምላኽ ታይ ይሳኣኖ ይበርሀልና ይኸውን
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 Жыл бұрын
ተጋዳለይ ኣርቲስት፡ዘመን ወዲ ህዝቢ እንካዕ ብደሓን መጻካ❤
@user-nq8ij6qw5b
@user-nq8ij6qw5b Жыл бұрын
አተ ብደርፍን ብጅግንነትን በቃ ኽንካል አይካኣልንን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏 ተባረኹ ጀጋኑታትና
@girmayfissehagf4491
@girmayfissehagf4491 Жыл бұрын
Love ❤ it zemeney great job kemwetru ሰላምን ሩፍታን ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን የሪአና።
@mimomm9582
@mimomm9582 Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና እንኳዕ ብዳሓን መፃእካ ብልፅቲ ሙዚቃ👌💪💪💪💪💪❤💛💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤❤❤❤👌💪💪💪💪💪💪
@user-ti6en3od2m
@user-ti6en3od2m 4 ай бұрын
Zemeney skor kemey zfetwa alodo ❤from 🇪🇷🇪🇷welcome back 🙏 ♥
@rahwarahwa7436
@rahwarahwa7436 Жыл бұрын
ዋዉ ዘመነይ ጅግና እንካዕ ዳሓን መፃኻ 💙💙💙
@rishanalem7419
@rishanalem7419 Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኻ ዘመነይ💛 ተጋሩዋይ ኣሕዋተይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ኣጆና ዋላ ካብ ስድራና ንፈለ ሓደራ ናቖዘምና ከይነሕልፎ ዙ መዓልቲ💙
@kanari476
@kanari476 Жыл бұрын
I don't have any word for this great artist keep shunning ✊
@pogbaabrham9183
@pogbaabrham9183 3 ай бұрын
Zemen Alemseged you’re just unique much love from Eritrea 🇪🇷
@umnhm100
@umnhm100 Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ኩሉ ግዜ ብሉፅ ስራሕካ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ሓላል መሬት
@ayoubzeinu6088
@ayoubzeinu6088 Жыл бұрын
ምስ ሓድሸ ዓመት ዘመን ደበኽ ስለዚ እዚ ዘመን ዘመና እዩ እንሻኣላህ🙏💛❤💛❤👌
@user-vh2bc2sm7q
@user-vh2bc2sm7q Жыл бұрын
ዘመነይ ባዓል ስሑል ድምፂ እንኻዕ ብሰላም መፃውካልና ንመላእ ህዝቢ ።ትግራይ እንኻዕ ንብዓል ሓዱሽ ዓመት ብሰላም. ኣብፅሐካ ኣታ ፍቃር ህዝበይ ዘመነ ፍቅሪ ፣ራህዋ፣ቅሳነት ይግበረልካ 💚💚💚💚💚
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ንመላእ ህዝቢ ትግራይና አብ ውሽጥን ደገን ዘለና መሕጎሲና ዓመት ይግበረልና አሜን ትግራይ ትስዕር ❤️💛🌹🙏
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d Жыл бұрын
ዘመነይ ጀግና ወዲ ህዝቢ እንኳዕ ብስላም መፃኻ !! ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ማዓረይ አብ ኩሉ ዓለም ዘለኩም ሓዘና ተቀንጥጡ እንስቀሉ ዘመን ይግበረልና ፈጣሪ !!ክብሪ ንስራዊት ትግራይ ዓወት ንስራዊት ትግራይ ክብሪን ሞጎስን ንስውአትና💛❤🙏🌻🌻🌻🌻
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Жыл бұрын
ዘመነይ ዓይኒ ትግራይና ❤💛 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋኒ❤💛
@adu141
@adu141 Жыл бұрын
ዘመነይ ብሉጽ ብጣዓሚ ዝናኣድ ስራሕ ግድን እዩ ካኣ ካብ ቡሉጽ ሰብ ቡሉጽ ስራሕ ክስራሕ 🤴✊️ ጅግና ባዓወት ተመለስ ኢኻ ዳግም ክረኽበካ ተስፋ ኣለኒ ❤️🙏
@tigray6
@tigray6 Жыл бұрын
ኣሰይ ዓይኒ ፀላኢኹም ይደፈን ጀጋኑና 🙏🌼💊💊💊💪💪♥️
@genetgyohans3381
@genetgyohans3381 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻእካ ዘመነይ ጅግና ጥዑም ድምፁ ርሕስ ሓድሽ ዓመት ይኩነልና🙏🙏❤❤❤💛
@negasiism
@negasiism Жыл бұрын
Hero tigray . Thank you zemen hawey, can't wait to see you in Tigray Republic
@liyamogessara7282
@liyamogessara7282 Жыл бұрын
ዘመነይ መአረይ አነ ልናይ ትግራይ ሰነጥበባዉያን ቃላት የብለይነ በአወት ተመለሱ
@user-id6cq2sj8m
@user-id6cq2sj8m 2 ай бұрын
ዘመነይ ጀግና ናይ ሃገረ ከማካ መን ኣሎ ዘመነይ ኣጀካ ሓወይ ናተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@helulve1698
@helulve1698 Жыл бұрын
ዘመነይ እንኳዕ ደሓን መፃካ 💛❤️👌 ተጋርዋኒ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና❤️💛🙏 ትግራይ ትስዕር❤️💛💪።
@user-oq4cs5js4v
@user-oq4cs5js4v Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀካ ዘመነይ ጅግና💛❤️💛❤️💛
@user-tl3tn8fk3i
@user-tl3tn8fk3i Жыл бұрын
ዘመነይ ኣርሓ ትግራይ ❤️💛 ጀግና ዝፈትወካ
@rgatkiros5341
@rgatkiros5341 Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና እንኻዕ ብሰላም መፃእካ♥🔥 ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ሰላም ነቲ ዉፁዕ ህዝብና 💛🙏
@hghbghh9255
@hghbghh9255 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ ዘመነይ ትግራይ ትዕወት ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅለሉ 💘💘💘🏖🏖💊💊💊💘💘💘💘
@teddyshow21
@teddyshow21 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጡዑምን መሳጥን ሓቦ ዘስንቕ ስራሕ እዩ። የቐኔልና ድምፃዊ ዘመን ኣለም ሰገድ 🙏 "እዚ ዘመን ዘመና እዩ።
@abebaguesh4597
@abebaguesh4597 Жыл бұрын
ዘመንይ ጎይታ እንዃዕ ዳሕና መፃካ ወድሓላል መሬት ኹሩዕ ወድ ተጋሩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@titetite5659
@titetite5659 Жыл бұрын
ዘመና ድሙቕ ከይ ፃሓይ እንኳዕ አብፀሓካ ክብር ህዝበይ ትግራይ ዓድና ስቃይክን መከራክን ዘብቀዐሉ ሰላም ፍቅርን ልምዓትን ዝነግስሉ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና።
@beekaentertainment3147
@beekaentertainment3147 Жыл бұрын
እንኳን ለአዲሱ አመት በሰላም አደረሳችሁ አደረሰን ውድ ኢትዮጵያዊያን በሙሉ ፍቅርን ሰላምን ያብዛልን🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@kirostewelde848
@kirostewelde848 Жыл бұрын
Niy behki kulu hazbi tigriy zetameniu aeytrfin zamany j agani wedi tmi jagano tigriy tawet bedkia💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️💛❤️💛
@marthatezera
@marthatezera Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ 🥰🥰 ጥዑም ድምፂ እንኮዕ ድሓን መፀከልና💊💊💊
@Gg-qv9ix
@Gg-qv9ix Жыл бұрын
ዘመነይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዘመነ ራህዋ ዘመነ ቅሳነት ዘመነ ሰላም ይግበረና ተጋሩየይ🌿💊🙏
@merimeri824
@merimeri824 Жыл бұрын
Ztemenanayo meas kterf koynu zeman asli love you to from 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@devarandawit2031
@devarandawit2031 Жыл бұрын
ዘመነይ ደመይ ✊💪💪💪❤️❤️❤️💛💛💛🥰🥰 መገለፅኢ ስንለካ ጃግና ተጋዳላይ ዘባና ህዝብ ትግራይ ✊🥰🥰🥰
@user-np2tt6dx3g
@user-np2tt6dx3g Жыл бұрын
ዘመነይ😍😍😍🌻🌻🌻ወዲ ህዝቢ ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ዘመን ይግበረልና ህዝብና ጡዑም😍😍🙏
@VipVip-qh8er
@VipVip-qh8er Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ወድ ህዝበይ ፅብቅ ሰራሕ 💕❤️🙏
@serentatimes7261
@serentatimes7261 3 ай бұрын
Dear Zemen Alemseged and Selamawit Yohannes, We wanted to take a moment to express our heartfelt appreciation for your beautiful Tigrigna music. Your talent, passion, and dedication shine through in every note and lyric, touching the hearts of listeners near and far. Your songs have brought joy, inspiration, and a sense of cultural pride to countless fans worldwide. Your commitment to preserving and promoting Tigrigna music is truly admirable, and we are grateful for the beauty and richness you bring to our lives through your artistry. Thank you for sharing your incredible talent with the world and for uplifting our spirits with your melodies. Your music has the power to transcend boundaries and unite people from all walks of life. We look forward to many more soulful tunes and heartfelt melodies from both of you. With deepest gratitude and admiration, Got from Jimma
@youel..116
@youel..116 Жыл бұрын
ዘመነይ ወዲ ህዝቢ ብጣዓሚ ደስ ዘብል ስራሕ ብሕጂ ውን ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበ ኢና ኣጆኻ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@guho3958
@guho3958 Жыл бұрын
ዘመነይ እንኳዕ ብሰላም መፀካ ሓወይ ናተይ ክብረተይ ወዲ ሓላል መሬት😍😍😘💖💖💐🙏
@awegeny6875
@awegeny6875 Жыл бұрын
Here You Are Our Beloved Hero Brother Zemen Alemseged To Melt Our Heart's Again, Great Job As Usual.
@evanosramyek6445
@evanosramyek6445 Жыл бұрын
Tigray adey selamki ybzah kabzi kiban exwan Amilak bselam yewxkum tegaru yehwatina. Zemeney ka zemenka ybarek betami Blux sirah
@axumawitsyon756
@axumawitsyon756 Жыл бұрын
ዘመን ናይ ዘመና መጽሓፍ እንኳዕ አብጸሐና ደቂ ትግራይ
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
ሰላምን ዓወትን ንዓኩም ጀጋኑዋይ ፍረ ትግራይ ሃገረይ💛💛❤💛❤💛❤❤❤❤✊✊✊😘😘😘
@user-hj8fu4ef4e
@user-hj8fu4ef4e Жыл бұрын
ዘመነይ ጀግና ብሩክ ሓድሽ ዓመትይግበረልና ኣሕዋተይ ተጋሩ ሽግርና ዝቅንጠጠሉ ዘመን ይግበረልና❤❤
@mebrahtusamuel2107
@mebrahtusamuel2107 Жыл бұрын
ሰሚዕኻ ዘይምኖ ናይዘመና ብሉፅ ኢኻ ዘመን ብራኸ ትግራይና
@jollyzh16
@jollyzh16 Жыл бұрын
መግለጫ አጣሁልህ ስንት ግዜ ደጋግሜ እንደሰማሁት አትጠይቁኝ
@sara-fb5tx
@sara-fb5tx Жыл бұрын
አንኳዕ ሰላም መፀካ ወዲ ዓደይ ጀግና ሰናይ ዘመን ይግበረልና 😍❤💛 ትግራይ ትሰዕር 🔥✊💪
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 Жыл бұрын
Beautiful song. We love your beautiful song
@michaelbeyene4361
@michaelbeyene4361 7 ай бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ ዘመን አለምሰገድ ውደደደደደደደደደ ነው የማደርግክ ረጅም ዕድሜና ጤና ልዘመንዬዬዬዬዬ
Zemen Alemseged - Yakleka Hzbey ( ይኣኽለካ ህዝበይ) New Tigrigna Music 2020
8:32
Женская драка в Кызылорде
00:53
AIRAN
Рет қаралды 464 М.
Little girl's dream of a giant teddy bear is about to come true #shorts
00:32
DW TV Zemen Alemseged - ህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ(ህሰት)
5:45
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 544 М.
Zemen Alemseged - Hagere Tigray
5:40
Zemen Music Entertainment
Рет қаралды 645 М.
Женская драка в Кызылорде
00:53
AIRAN
Рет қаралды 464 М.