እዚ ናተይ ሚኒስትሪ እዩ ብዝብል ቅጥፈት / ዘረፋ ገንዘብ ደው ይበል!!

  Рет қаралды 2,014

ሶሎ ሜድያ ንሓቂ !! Solo Media For Truth !!

ሶሎ ሜድያ ንሓቂ !! Solo Media For Truth !!

Күн бұрын

እዚ ናተይ ሚኒስትሪዩ ብምባል ቤኒሂን 60 ሚልዮን ዶላር ዘሪፉ ፡ ኬንት ኮፕላን 750 ዶላር ፡ ቲቢ ጆሽዋ 10 ሚልዮን ዶላር ፡ ፕሮፌት ቡሽሪ 150 ሚልዮን ዶላር ፡ በትሪ አሮን ሙዚቃ ኢንተርናሽናል ሚኒስትሪ ናይ ዮናታን ሶስና ፡ ኬብሮን ኢንተርናሽናል ሃዋርያዊ ሚኒስትሪ ናይ ሕነሽም ፡ CJFAN ሚኒስትሪ ናይ የማነ ወ/ትንሳኤ እዚኦም ካብቶም ብዙሓት አብዚ ቅጥፈት ዘለው ሒደት እዮም

Пікірлер: 55
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 6 күн бұрын
እዚ ናተይ ሚኒስትሪዩ ብዝብል ቅጥፈት / ዘረፋ ገንዘብ ደው ይበል!! ቡሽሪ ብሽም ሚኒስትሪ 150 ሚልዮን ዶላር ፡ ዮናታን ሶስና ብሽም በትሪ አሮን ሙዚቃ ኢንተርናሽናል ሚኒስተሪ ፡ ኬኔት ኮፕላን ናይ ፈውሲ ሚኒስትሪ 750 ሚልዮን ዶላር ፡ ሕነሽም ኢትዮጲያ ብሽም ኬብሮን ኢንተርናሽናል ሃዋርያዊ ሚኒስትሪ ፡ ቤንሂን ናይ ፈውሲ ሚኒስትሪ 60 ሚልዮን ዶላር ፡ CJFAN ሚኒስትሪ ናይ የማነ ወ/ትንሳኤ ካብዚብ ብዙሓት ብሽም ሚኒስትሪ ገንዘብ ህዝቢ ዝሃብተሙ ሚኒስተራት / አገልገልቲ እዮም!! ዓገብ!! እዚ ቅጥፈትዩ ደው ይበል!! አገ ሰለሙን ደበሳይ Like, comment, share and Subscribe ምግባር አይትረስዑ!! አምላኽ ዘመንኩም ይባርኽ🙏🙏
@GodBlessEritrea-d7c
@GodBlessEritrea-d7c 5 күн бұрын
Nabelka nska mejemerta teadeb
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 5 күн бұрын
@ ወገን ሓቂ ኹኒ!! ወገን መደናገርቲ አይትኹኒ። ሓጥያትን ነውርንዩ!! አብዛ ስብከት እንታይ ሓሶት አሎ?
@selamawitogubai2157
@selamawitogubai2157 6 күн бұрын
ተባረክ አገልጋሊ ንህዝብና መብርህን ሐበሪታ ሰለ ትህበና እምነት ብዝይ ፍልጠት እውን አይ ትጠቅምን እያ🙏🙏
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 6 күн бұрын
አምላኽ ዘመንኩም ይባርኽ ብሩኻት🙏
@Abgilya
@Abgilya 6 күн бұрын
አምላክ አብዝሕአቢሉ ይባርካ ትክክል ኤዩ ትብሎዘለካ በታምላክ ግና ከምሐንት ናይግሊ ዘይት ፋውሪካ ሐደ ዝውንና ይገብርዋ አለዉ አምላክ ግና ፍርዲ አለዎ ቤት አምላክ ናይሕብረት ክርስቶስ ድአምበር ናይግለሰባት አይበላን ኤዝይግና መርገም ኤዩ ብነፃ ትዋሀቦ ፀጋ ብነፃ ድማ ትህብ ቤት አምላክ ነገልገልታ ብሰኤነት ኤቶት አይትድርብዮምን አያ ብርግፀ
@ብሩኽዘርኢ
@ብሩኽዘርኢ 6 күн бұрын
ብዙሕ ስርቅን ቅጥፈታትን ኣሎ ኣብዚ ዘመን እዚ። ኩሎም ናይ ርእሶም እዮም ዝሓስቡ እምበር፡ ናይ ክርስቶስ ኣይኮነን ።
@zakz1724
@zakz1724 6 күн бұрын
ኽቡር ሶሎ ሜድያ ንሓቂ አምላኽ ይባርኽካ ጽቡቅ ስራሕ እቲ ዝተዛረብካዮ ምሳኻ. ብዘይ ቀልዓለም አማን ብአማን እሰማማዕ ምሳኻ.......በርትዕ
@Ber19Ber
@Ber19Ber 6 күн бұрын
Haki bhaki !! God bless solo hawna.
@hamassien323
@hamassien323 5 күн бұрын
God bless you pastor.100% true
@ZewdiBahta
@ZewdiBahta 5 күн бұрын
Goyta ybarka sle hakinetka btami haki eu tblo zeloka amlak xega ybzahalka kemzi ziblu eu tesaenu zelo bhaki amlak ybarka
@selamawitogubai2157
@selamawitogubai2157 6 күн бұрын
ተባርክ አጋልጋሊ ንብዝሐት ንበረከት ሰለዝኮንካ 🙏🙏
@mellu2751
@mellu2751 4 күн бұрын
Wow solo hawey memelisu yweskelka
@LolDutchtuber
@LolDutchtuber 6 күн бұрын
Selye hawna abo haqi God bless You more and more ❤
@meseretbetna2599
@meseretbetna2599 6 күн бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ሰሌ ሓወይ ብሩኽ፡👋 #ብዛዕባ ሕንቑቓት ኣገልገልቲ* "ኣምላኾም ከብዶም" እዚ ጉዳይ ገንዘብ ሳዕሪሩ እዩ !!!!! እቶም ናትናዃ ጎይቲቶም እዮም ‼ ዝደፍሮም ተሳኢኑ ኩሉ እንዳ ፈለጠን እንዳራኣየን ጌጋ ኣብ ርእሲ ጌጋ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ። ጨረታ ፥ሚንስትሪ፥ ድራር፥ ኮንፈረንስ፥ ኮታ ከም'ኡታት ኣጋጣሚ ተጠቂሞም ሰብ የስሕቱን የታልሉን ኣለው ። እዞም ሕንቑቓት ኣገልገልቲ ግድፎም ዓስቦም ምድራዊ እዩ ። ዋጋ ድማ ከኽፍሎም እዪ !! ገሊኣቶም ድሮዃ ይኸፍሉ ኣለዉ ። #መዝሙር 73 ዘክር ኣሳፍ ሓሲቡዎ ዝነበረ ንኣምላኽ ፈሪሑ ድማ ተመሊሱ ። እሞ እንተ ተመለሱ ነብሶም ድሒና ትተርፍ !!! እንተ ንስኻሞ ትብዓትካ ይገርመኒ ኣሎ ። ኣምላኽ ሓይሊኻን ይኹን ።🙌 ኣዚኻ ተባረኽ ። 🙌
@ከሰተኣስፋሃ
@ከሰተኣስፋሃ 5 күн бұрын
God bless you brother some times I see your speaking or idea and I appreciate your jealousness the house of God
@FreedomSeeker1234
@FreedomSeeker1234 6 күн бұрын
God bless you
@adhanetmelake3256
@adhanetmelake3256 2 күн бұрын
Tebarek❤❤
@Yonan.blessup
@Yonan.blessup 6 күн бұрын
Solo buruk nay amlak seb..keep exposing those wolves.
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 6 күн бұрын
Ok 👍
@hiwotgebremichael1803
@hiwotgebremichael1803 6 күн бұрын
100% Hakekka.
@akebomgebremeskel4902
@akebomgebremeskel4902 2 күн бұрын
ቤተክርስትያን ናይ ኢየሱስ ኢያ ሶል ሓወይ ብሩኽ
@terrykid7869
@terrykid7869 6 күн бұрын
Bhaki❤
@AbrahamAbraham-el1ju
@AbrahamAbraham-el1ju 6 күн бұрын
God bless you brother.
@ከሰተኣስፋሃ
@ከሰተኣስፋሃ 5 күн бұрын
👍👍👍
@negassiaraiaghebremariam8921
@negassiaraiaghebremariam8921 6 күн бұрын
ቤተክርሰትያ ናይ ክርሰቶሰ እያ ተበረኽ ንሐቂ ክትፈልጥዋ ሐቂ ሐራ ከተዉጸአኩም እያ ተበረኽ
@bmmehari4577
@bmmehari4577 6 күн бұрын
Nice work good job 👍
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 6 күн бұрын
Many many thanks
@halublessed
@halublessed 6 күн бұрын
ስእሊ ምጥቃዕ ኣየድልን እዩ፡ እቲ ሓቂ ትብሎ ምሃር።
@wedimat7293
@wedimat7293 6 күн бұрын
Don't tell people what they post on their content.
@halublessed
@halublessed 6 күн бұрын
@wedimat7293 ንትምህርቲ ሓሶት ብትምህርቲ ሓቂ ኢኻ ትስዕሮ። ናይ ሓደ ኣገልጋሊ ሓንቲ ጌጋ ኢሪኻ ጽብቅ ገዲፍካ፡ ሕማቁ ምውራይ ፡ቅሉዕ ሕሜት እዩ፡ ሰብ ዘድልዮ ሓቀኛ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ከመልእ ዘሎዎ ፡ ኣብ ኣእምሮ ደቂ ስባት በዓል ፓስተር ፡ነብዩ፡ ሃዋርያ እከለ ከምዚ ይገብሩ እናበልካ ጽልኢ ምምላእ ግና ሕመቅ እዩ፡
@marcusweldemichael1087
@marcusweldemichael1087 6 күн бұрын
GBU❤❤❤
@trhaskafel6109
@trhaskafel6109 6 күн бұрын
BRK BEL , twuldy DBEZBZU ZEYENAHSYUN eyom ezyom Btamy SBUK gerka BZUHAT kemltu yom !!!!!!
@trhaskafel6109
@trhaskafel6109 6 күн бұрын
YES ENTEKENIES BBEAL PAWULOS, PETROS, ezom ZEREFTYN SERE KALU znebru EMO yebkyuka not yeknuka
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 6 күн бұрын
Selma 🤝🏿💙🌿🌿💙🌿🌿⚖️🕊️⚖️✔️
@ssd2867
@ssd2867 6 күн бұрын
Ok selomon hji krdani jemirulo Gn reto aloni ok malet tetekaelu neti medeb tekrbo zeloka ashmat nay sebat tezeytxwe Ezi mebelyey dma ewe knat bet amlak endu zezarbeka zelo teredaka aleku gn Mnalbat eza asmat mtkas gn ngeliom ylkemu keyhlu bezi wn egzyabher keykutae bmfrah eye Ezi natey reyto eu ok ember kulu haki eu mknyatu egzyabher nay lelan gulelan amlak aykonen.eti zgermeni ane dma Hxanat ab godenatat tederbiom kbeku yhadru pasterat dma ab banktatom genzeb kezinom khgosu yhadru hmmm... Selemun hawey kab blbi yktera gbereley okej Mknyatu kdmi hji knat eu zezarbeka zelo ele xhifelka slezneberku.
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 5 күн бұрын
አመረላኽ ይባርኽኪ/ ይባርኽካ። አስማት ዝፅሕፈሉ ምኽንያት መፅሓፍ ቅዱስ ንኹሎም አስማቶም እንዳፀሓፈ ፅቡቕ ዝገበርዎ ዝተጋገይዎ ስለ ዝዝፅሕፍ እዩ። እዞም ሰባት እንተ ተመሊሶም ድማ ቤተሰብና የሕዋትና እዮም።
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 4 күн бұрын
በልማማ ዓገብ ዘይኩነስ ነቲ ዝሰርቅ ዘሎ ስርቂ ሐጥያት እዩ፡ ነቲ ሐሳዊ ነቢ ሐሱት ሐጥያት እዩ ክብሀል አለዎ። ሰለሙን ብውልቂ ንዩናታን ድዩ ዋላ ንኻልኡት ከምተዛረቡም ይነግረና አሎ። ንሳቶም ካብ ዘይሰምዑ ነቲ ዘታልልዎ ዘለዎ ምሽክናይ ስደተኛ ኤርትራዊ እዚ አቶም ሐሰውቲ ነብያትን ተገልገልቲ ገንዘብ ድአምበር ናይ አምላኽ አይኩኑን ገንዘብኩምን እግርኹምን አክቡ ከይትዝመቱ ክብሀሉ አለዎም።
@semhartesfamichael6281
@semhartesfamichael6281 4 күн бұрын
What are doing brother are you born again Christian
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 4 күн бұрын
Why do you say that? What about you? Are you? Do you want me to support corrupted church leaders like you do? They should stop it!!
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 4 күн бұрын
Semhar telling the truth about is being born Christian again. These men who started Ministry, especially Eritrean majority of them does not even say anything about the suffering of Eritrean refugees all over the world. Do you think it is appropriate to take money from Eritrean refugees who live in Addis Abeba and Uganda? They take advantage of women who suffer with fertility by telling them a lie prophesy. Born aging Christian must use his gift from good not to deceive vulnerable believers.
@mebrakh7887
@mebrakh7887 6 күн бұрын
ሰላም ፥ ገና ክንህብ ኢና ፡ ንቤት ኣምላክ ንወንገል እዩ ፡ ሰብ ይድሕን ኣሎ ፡ ፓ. ዮኒ ኣብ ዚከዶ ፥ኣብ ዝተዛረቦ ፥ ሰብ ናብ ጎይታ ይመጽእ ፥ ስለዚ መንፈስ ኣምላክ ዘለዎ ሰብኣይ ❤ ፥ ቅቡእ እዩ ፡ ኢድካ ምልዓል ይሕሸካ ዝሓወይ፥ ረቡዕ ናብ ዙም እቶ ተካፈል ምሳና ፡ ክንደይ ኣጋንንቲ ከም ዝወጹ ርኣይ ፥ ሽዑ part 3 ትዛረብ፥ ብ ኣምላክ ተመዲቡ ተወዲኡ እዩ ተዛሪብካ ተምጽ ኦ የብልካን
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 5 күн бұрын
@@mebrakh7887 ገንዘብ ምሃብ መሰልኪዩ። ትንቢቱ ሓሶት ዝኾነ ናይ ገንዘብ ሰብዩ። አነ ነቶም ሓቂ ክፈልጡ ዝደልዩ ክነግሮምየ ስጋብ መወዳእታ። ብርሃን ንፀልማት የብርሆ አየንበብክን ዲኺ። ንስኽን ንሱን ክትበርሁ ኢኹም!!
@mebrakh7887
@mebrakh7887 5 күн бұрын
@solomondebesay5542 ተዛሪብካ ተምጽኦ ለውጢ የለን ፥ ካብ ምእስነቱ ኣምላክ ንብዙሓት ንበረከት ጸዊዕዎ እዩ።
@mebrakh7887
@mebrakh7887 5 күн бұрын
ናብ ኣምላክ ቅረብ ጾርካ ሃቦ ሽዑ ተዕርፍ
@mebrakh7887
@mebrakh7887 5 күн бұрын
ንስካ ክትሰብክ ከለካ ምድሓን ዶ ይከውን ኣሎ፥ ንብስካ ገምግማ፥ ብፍረ ኩሉ ይፍለጥ እዩ፥ ንቶም ንምድሓን ምክንያት ዝከኑ ግደፎም ይስርሑ ፡ ንመዝምሮም ኣይትቅበሎን ፥ ንትንቢቶም ኣይትቅበሎን ፥ ንስብከቶም ኣይትቅበሎን፣ ሰብ እንተሓገዞም ብገንዘብ ኣይትቅበሎን፡ ብነብስካ ኣይተቀበልካዮምን ግደፎም ንሕና ንቅብሎም፡ ጳውሎስ ከምዚ ኢሉ,፥ ንዓኩም ሃዋርያ እምተዘይ ከንኩ ንካልኦት ግና ሃዋሪኦም እየ። ንጳውሎስ ንየሱስ ዘይቅበሉ ነሮም እዮም፡ ኣብዚ ዘመን ኣይተጀመረን።
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 5 күн бұрын
@@mebrakh7887 ቅጥፈት ክገድፎ እዩ። ካብ ቀደም ሕጂ ይሓይሽ። ንሱ ባዕሉ ይቕረታ ተጋግየ እየ ዝበለሉስ ንስኺ ትጣበቕሉ? ናትኪ ክርስትና ዘሕዝንዩ። ወገን ጎይታ ኩኒ።
From Small To Giant 0%🍫 VS 100%🍫 #katebrush #shorts #gummy
00:19
How Many Balloons To Make A Store Fly?
00:22
MrBeast
Рет қаралды 153 МЛН
Молодой боец приземлил легенду!
01:02
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 2,2 МЛН
ስለምንታይ ጠፊአ፧
10:22
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 47 М.
ካብ ናይ ሓሶት ነብይ  አቤል  ወይ ኡበር (አቢ ሰመያዊ ሰብ) ንጠንቀቕ!!
30:16
ሶሎ ሜድያ ንሓቂ !! Solo Media For Truth !!
Рет қаралды 5 М.
750 ሚልዮን ዶላር ዝውንን ፓስተር!! እዚ ኹሉ ገንዘብ ካበይ ረኸቦ?
24:34
ሶሎ ሜድያ ንሓቂ !! Solo Media For Truth !!
Рет қаралды 515