''ብኸመይ ከም ትነብሩ ፍለጡ '' ኦሾ ትርጉም ኣማን ተወልደ

  Рет қаралды 14,491

Amanawi info

Amanawi info

2 ай бұрын

ሓይሊ ሓሳባት ምስ ኦሾ

Пікірлер: 33
@rahelhaile3212
@rahelhaile3212 8 күн бұрын
I love this page and subscribed for first time, please keep physiology and physiology
@rahelhaile3212
@rahelhaile3212 8 күн бұрын
Osho and sekuratos my favourite people
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 8 күн бұрын
👍👍 ብሐቂ ብኸመይ ከምእንነብር ዋላ ክንፈልጦ አይክኣልናን እንትርፎ ብኣንነት ብእምነት እወ ንፈልጦ ኢና ብኸመይ ከምእንነብር ምባል እንተዘይኮይኑ ስለዚ ብኸመይ ኢኹም እትነብሩ ንዝብላ ሑቶታት ብሐቂ 👌 ኩላትና ሰባት ክንፈልጠን ዝግብኣና እንኮ ፍልጠታት እየን አነ ሐንቲ ሐቂ ሐሳብ ዝፈልጣ ግን ኩላትና ሰባት ደለይቲ ኢና እምበር አመንቲ ስለዘይኮና ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ሂወታት ወይ ግዜታት ዘይፍለጥ 🙄 ነበርቲ ስለዝኾና AT LEAST አንሕና ንእንፈልጦ ጥራይ ኢና እምበር እንፈልጥ ንዘይንፈልጦ ንዝኾነ ግን አይንፈልጦን ኢና ክንብል ግዴታ ናይ ተፈጥሮ ስለዝኾነ ከምኡ ምስእንብል ከአ ብሰላም ክነብር ንኽእል ኢና ካብኡ ሐሊፉ ግን ንዘይእትፈልጦ ንዝኾነ ብእምነት ብግምት እወ እፈልጦ እየ ምባል አንነት ወይ ዱንቁርና ስለዝኾነ ንዮው ንበሎ EVEN አምላኽ ዝብሃል ከምዘሎ አነ እፈልጥ እየ ምባል አንነትን ዱንቁርናን ስለዝኾነ ብዝተረፈ ሐውና አማን ተወልደ 👎 አመና ፅቡቕ መደብ ተማሳሳሊ መደብ ንመፃኢ ከተቕርብ እውን ተስፋ እገብር ምኽንያቱ ከምዚ ኸማይ ብዙሕ አፍልጦ ዘይብልና ካብ ከምዚ ናትካ መደብ ብዙሕ ንፈልጥ ስለዘለና የቐንየለይ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ናይ ትግርኛ
@user-bj8ix9zl7m
@user-bj8ix9zl7m 14 күн бұрын
ኦሾ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ሰብ
@danielkidane9456
@danielkidane9456 12 күн бұрын
Btami sehabi medeb, gn kem mekri, hasabat ydegagemuka sle delewu mienti aselchawi keykewun, turnufun haxirn tekone eyu mesati. Thank you.!
@wedijohn5724
@wedijohn5724 9 күн бұрын
Buruk hawey mkiri emo lbka tetekefitu tenewuha muqur eyu gn lbi weled tezkewun ydgem alo yehaxero ybehal k kk bzkone buxuhufka kulu amaliekayo mkniyatu ezi mkri abaka tezserih guday moten hiwetey kthaseb comment keyhabka ETA video mearebet
@berhehagos864
@berhehagos864 13 күн бұрын
Thanks bro motivate gerkani
@xgexge9
@xgexge9 20 күн бұрын
Bravo 💯👏👏👏👏
@messiah7043
@messiah7043 11 күн бұрын
Wawww nay bhaki
@biniamweldegebriel6420
@biniamweldegebriel6420 21 күн бұрын
ኣርባሒ ትሕዝቶ ምስ ዘደንቕ ኣተራጓጉማ!!
@tesfithabtemichael8042
@tesfithabtemichael8042 2 ай бұрын
Absolute legend
@hailemebrahtu7584
@hailemebrahtu7584 11 күн бұрын
Waw abey dea tesewirkani narka kbur haw btami keskasi tmhrti kexlo
@simongebrenas9254
@simongebrenas9254 11 күн бұрын
Des zbl treka bro
@furtunayemane-zz6zt
@furtunayemane-zz6zt 16 күн бұрын
@keseteyohans8195
@keseteyohans8195 15 күн бұрын
❤❤❤
@user-lh3lo5uc1e
@user-lh3lo5uc1e 13 күн бұрын
Bravo bro
@amanueltesfamariam312
@amanueltesfamariam312 20 күн бұрын
እቶም ድሕሪ ሞት ምስ ኣምላኽ ከም ዝነብሩ ናብ ሲኦል፡ከም ዘይከዱ ዘረጋገጹ ንድሕሪ ሞት ዘሎ ሕቶ ድልዋት ዝኾኑ ንሞት ኣይፈርህዋን እንታይ ደኣ ይናፍቅዋ ከም በዓል ቅዱስ ጳውሎስ። ድልዋት ዘይኮንና ከኣ ግድን ኢና ክንፈርህ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ብሕልናና ጌሩ ከም ዘይተዳለና ስለዝነግረና ፡ወይስ እዚ ሰብኣይ ከምቲ ንሕይወትን ንሞትን ንምግላጽ ብጽሩይ ኣየርን ዝተበከለ ኣየርን ነውጽኦን ነእትዎን፡መሲልዎ ከም ዘሎ ነፍሲ ካብ ስጋ ምስ ወጸት ከምቲ እነውጽኦ ኣየር በኒኑ ዝተርፍ ከምኡ በኒና እያ ትተርፍ እዩ ዝብለና ዘሎ ፡ብዝኾነ፡መልሱ ንዕኡ ይምልከት ትርጉም ሕይወት ክርዳእ ዝደለየ ግና ናብቲ መንገድን ሓቅን ሕይወትን ኣነ እየ ዝበለ ኣምላኽና መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እንተ ዝጽጋዕ መልሱ ምረኸቦ ኔሩ ኢለ እየ ዝኣምን ።ካብኡ ወጺኻ ክትርድኦ ትኽል ነገር የለን መንጪ ናይ ሕይወትና ካብኡ ስለዝኾነት ።
@solomonberaki1849
@solomonberaki1849 9 күн бұрын
ሓቂ ❤ ነቲ ምእንቲ ሓጣትና ዝሞተ ጎይታናን መድሓኒናን ኣምላኽናን ዝኾነ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝርእያ ኣዒንተ ልቦና ያዓድለና
@amanueltesfamariam312
@amanueltesfamariam312 8 күн бұрын
@@solomonberaki1849 ኣሜን
@meronsat7665
@meronsat7665 2 ай бұрын
Good job ዝዓርከይ
@KalidApp-ry5xi
@KalidApp-ry5xi Ай бұрын
ናይ ኦሾ ትፈቱ ዲኻ ሜሪ ኣዝማሪኖ ።
@meronsat7665
@meronsat7665 14 күн бұрын
​@@KalidApp-ry5xi ጽሉል እንበር ፥ ኦሾ መራሒ መገዲ ፥ ኣብ ጸልማት ብርሃን እንድዩ ፥
@KalidApp-ry5xi
@KalidApp-ry5xi 13 күн бұрын
@@meronsat7665 ሜሪ ሓወይ ፥ ንቑሕ ምዃንካ ተረዲእኒ ነይሩ'ዩ። ናይ በየነ ሃይለ መጻሕፍቲ ውን ኣዝየን ጠቐምቲ እየን። "ኣለመኖር" እትብል ናይ ኣምሓርኛ "ሳፕያንስ" ድማ ብትግርኛ ዝተተርጎመትን ጽቡቓት መጻሕፍቲ እየን ። እንተዘይ ነቢብካየን ሻዓ ኢልካ ንበበን ።
@rutanegash5195
@rutanegash5195 13 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️
@tesfitgerezgiher3654
@tesfitgerezgiher3654 15 күн бұрын
❤❤❤❤
@Jhonfeta
@Jhonfeta 15 күн бұрын
ጥዑም ድምጺ ኣለካ ንጽበየካ ኣለንስ
@Jhonfeta
@Jhonfeta 15 күн бұрын
ቀጽሎ ሓውና
@duhberhe9991
@duhberhe9991 29 күн бұрын
Interesting lol
@KalidApp-ry5xi
@KalidApp-ry5xi Ай бұрын
እዚ ሰብኣይ ውሽጣዊ ትሕዝትኡ ከይፈለጡ ብኣልማማ ክኹነን ገይሮሞ እዮም ። ሓንሳብ ክትርድኦ ምስ ጀመርካ ግን ከም ወልፊ ሓሽሽ እዩ ዝኾነካ ። በርትዕን ቀጽሎን ፡ ሰብ ድማ ጥቕሚ ክረኽበሉ ተስፋ እገብር ።
@Daniel-dl1hk
@Daniel-dl1hk 12 күн бұрын
እወ ንሱ ኢዩ ብልክዕ እንተተረዲእናዮ ግናኸ ካብ እናሞትካ ምንባር ዝኸፍእ ነገር ንላዕሊ ዝህሉ ኳ ዘሎ ኣይመስለንን እንታይ ዳኣ ናብቲ ንክልቴኤን ዓበይት ቀጸላ ሂወት ዝፈጠረ ልዑል ሓያል ኣምላከ እግዚኣብሄር ንክንምዕቆብ ብኹሉ ሓይልናን ብኹኡ መንፈስናን ልብናን ናብቲ ፈቃርን ሩህሩህን ሕያዋይን ጎይታናንመድሓኒናን ዘኾነ ኢየሱስ ክርስቶስ ብንስሓ ን ጸሎትን ወትሩ ንመላለስን ተጊህና ድማ ንጸልን ንምህለልን እንተኴና ጥራይ ኢና ንጻናናዕን ነቲ ግዚያዊ ሂወት እንተመረረና እኳ ናብቲ ዘልዓለማዊን ልዕሊ ኩሉ ዝመቀረን ንክንበጽh ኣብ ሂወትናን መጻኢናን ናብቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣሚናን ምስ እንጓዓዝን ዘፍርሃና ነገር ኣይህሉን ኣብ ሂወትና ግዚያዊ ሞት ወይ ሓጢኣት ዘሎ እኳ እንተኾነ በረክትን ረደኤቱን ከይተፈለየና ንነብርን ናብት ዘለአለማዊ ሂወት ሰፈር ህያዋን ክአ ንሰጋገርን ስለዝኾነ ድማ ምንጪ መቐረት ሂወት ናይዛ ዓለም ኣብ ጥበብ ናይ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ምኳኑ ከነስተውዕለሉ ይግባኣና፡ 11:38 11:38 11:38
@KalidApp-ry5xi
@KalidApp-ry5xi 12 күн бұрын
@@Daniel-dl1hk ሓደ ነገር ክብለካ ፣ ንሰብ ብዛዕባ ሃይማኖት ይኹን ኣምላኽ ክትሰብኮ ፍቓዱ ክትሓቶ ኣለካ። ሃይማኖት ስለ ዝፈለጥካ ጥራይ ኩሉ ነገር ዝፈለጥካ እንተመሲሉካ ጌጋ እዩ ። ህይወት ብዙሕ ምስጢርርን ዘይምስጢርን ዝሓቖፈት ከምምዃና መጠን ምፍታሽን ምምርማርን የድልያ። ነዚ ነገር እዚ ፥ እናሞትካ ምንባር እንተልካዮ ግን ርእስኻ ሃሰስ በላ! አረ ብዓቢኡ እናሞትካ ምንባር ማለት'ከ እንታይ ማለትዩ ብስሩ ።
@EfiEfate
@EfiEfate 16 күн бұрын
Wow Beka wow kexlo habibi
1 класс vs 11 класс (рисунок)
00:37
БЕРТ
Рет қаралды 4,9 МЛН
Trágico final :(
01:00
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 12 МЛН
ስለምንታይ ኢና ንድሕሪት ንምለስ ዘለና?
15:24
1 класс vs 11 класс (рисунок)
00:37
БЕРТ
Рет қаралды 4,9 МЛН