''መንገድታት ናጽነት'' ኦሾ ካልኣይ ክፋል ብ ኣማን ተወልደ

  Рет қаралды 1,586

Amanawi info

Amanawi info

2 ай бұрын

ሓይሊ ሓሳባት ምስ ኦሾ

Пікірлер: 8
@yonnastsehaye8277
@yonnastsehaye8277 28 күн бұрын
ብጣዕሚ የመስግን ነቲ ተባዕ ስጉምትኻ ❤🙏
@millionaraya4476
@millionaraya4476 24 күн бұрын
Amazing
@rutanegash5195
@rutanegash5195 26 күн бұрын
🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@meronsat7665
@meronsat7665 2 ай бұрын
Good job ዝዓርከይ
@sabagerensea2610
@sabagerensea2610 25 күн бұрын
❤❤❤❤
@SiemKiflom-qv3ry
@SiemKiflom-qv3ry 29 күн бұрын
Kexlo kem nay rasi masaji 🙎🏽‍♂🙎🏽‍♂💆🏽‍♂💆🏽‍♂
@KalidApp-ry5xi
@KalidApp-ry5xi 24 күн бұрын
ከም ወትሩ ብሉጽ ኣቀራርባ። እዛ ኹላ ኣብጸርፊ ትውዕል ዘላ ነዚ እንተትሰምዕ ሰብ ምኾነት😊😊
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 23 күн бұрын
😁 ንናፅነት ከ መገድታት አለዎ ድዩ ? ምኽንያቱ ተፈጥሮ ንናፅነት ብነፃ ክንጥቀመሉ ክነብረሉ ስልዝዓደለና ስለዝሃበና እዚ ክብል እንከለኹ ግን ናፅነታት ብዙሐት ዝብሃሉ ስለዘለዉ አነ ብዛዕባ ናይ ምንባር ወይ ሂወትና እየ ዝገልፅ ዘለኹ ንሕትሓስብ ንኽትውስን ንኽትሰርሕ ንኽትነብር ንኽትከይድ ንኽትመፅእ ንኽትምሃር ንኽትፈልጥ ንኽትሓትት ንኽትምልስ ንኽትማራመር ንኽትፍትሽን ንኻልኦት ብዙሐትን ናፅነት አለካ 👍 ካብ ተፈጥሮ ዝውሓበካ ዝዕደለካ ማለት ናይ ካልኦት ሰባት መምርሒ ወይ ፍቓድ አየድልየካን እዩ ምጅንያቱ ናይ ናፅነት መገድታት ክብሃል እንከሎ ነቲ ብነፃ ብባዕልኻ ከተተግብሮ ዝግባእ ናፅነት ካልኦት ሰባት ነቲ ናፅነት ናትካ ሕግን መምርሕን ምሂዞም ንዑኡ TO IT ኦ ናፅነት ናፃ ስከዘይኮነ አንሕና ዝማሀዝናዮ ምህዞ መገድታት ዝብሃል ስለዘሎ ነቶም መገድታት ክትፈልጦም ወይ ክትክተሎም አለካ 👎 ዝብሃል ስለዝኾነ አብ ምንባር ናይ ናፅነት መገድታት ዝብሃል የለን ዝብል አፍልጦ እዩ ዘለኒ UNLESS ባርያ ኮይንካ ወይ ኮንካ ክትነብር እንድሕር ደአ ደሊኻ ብልክዕ ናይ ካልኦት ሰባት መምርሕን ሐበሬታን ስለዘድልየካ እዞም መገድታት ናይ ናፅነት ዝብሉ ዘለዉ ምፍላጦም ከድልየካ እዩ የቐንየለይ አማን ተወልደ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ንናይ ትግርኛ
FOUND MONEY 😱 #shorts
00:31
dednahype
Рет қаралды 10 МЛН
ХОТЯ БЫ КИНОДА 2 - официальный фильм
1:35:34
ХОТЯ БЫ В КИНО
Рет қаралды 1,9 МЛН
Indian sharing by Secret Vlog #shorts
00:13
Secret Vlog
Рет қаралды 32 МЛН
FOUND MONEY 😱 #shorts
00:31
dednahype
Рет қаралды 10 МЛН