No video

1ለካቲት ዕረፍቲ ኣቡነ እንድርያስ(ሰፍኣ) ሰአል ለነ እንድርያስ አቡነ በአርዑተ ወንጌል ዘተፀምደ፣ለደቂቀ ቤቱ ገሀደ፡ሥርናየ አርያም ዘአውረደ”መጽሓፈ ሰዓታት

  Рет қаралды 325

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Күн бұрын

1 ለካቲት ዕረፍቲ ኣቡነ እንድርያስ(ሰፍኣ)ኣባ ጊዮርጊስ “ሰአል ለነ እንድርያስ አቡነ በአርዑተ ወንጌል ዘተፀምደ ፧ ለደቂቀ ቤቱ ገሀደ ፡ሥርናየ አርያም ዘአውረደ” ኢሉ ኣብ መጽሓፈ ሰዓታት ገሊጽዎ ይርከብ።(ሥርናይ ኣርያም)እናተባህለ ክሳዕ ሎሚ ይጽዋዕ ኣሎ።"ሰላም ለመቃብርከ ለቀርጤስ ዓረብ በአፀዳ፣እንተ አንተ ይእቲ ለእዮርሳሌም ዘመዳ፣ እንድርያስ ኣቡነ ዘተቀበርከ በዓውዳ፣ተፈወሱ እምደዊሆሙ እለ ተቀብኡ ሐመዳ።ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ቅዱሳን መላእኽት ተገሊጹ “ኦ ፈታውየይ እንድርያስ እቲ ዅሉ ኣነ ዝፈትዎ ዘበለ ትፍጽም ኣሎኻ።ሕጂ ኸኣ ናብ ኢየሩሳሌም ምኻድ ኣይትሕሰብ፣ ምኽንያቱ ኣነ እታ ሥጋኻ እትቕበረላ ከርእየካ እየ።ኣብኣ ዓቢይ በዓቲ ኣዳልየልካ ኣሎኹ፣ ነዛ በዓቲ እዚኣ ኸኣ ከም ቤተልሔም፣ነቲ ኣብኣ ዘሎ ማይ ከም ዮርዳኖስ፣ ንመቓብርካ ከምቲ ናተይ መቓብር ጎልጎታ ንደብርኻ ኸኣ ከም ደብረ ጽዮን ክገብረልካ እየ” በሎ።ጸሎቱን በረኸቱን ምሕረት ኣምላኹን ምስ ኵልና ሕዝበ ክርስቲያን ይኹን።

Пікірлер
Violet Beauregarde Doll🫐
00:58
PIRANKA
Рет қаралды 41 МЛН
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 10 МЛН
He bought this so I can drive too🥹😭 #tiktok #elsarca
00:22
Elsa Arca
Рет қаралды 14 МЛН
ኣቡነ እንድርያስ ሰፍኣ
28:13
Mahliet Tube
Рет қаралды 601
אמהרית - פרשת עקב תשפ"ד | ፓራሻት ኤኬቭ
46:58
ידידיה אלנה |የዲዲያ አለነ
Рет қаралды 1,3 М.
ታሪኽ ኣቡነ እንድርያስ
14:10
Merih Senay መሪሕ ሰናይ
Рет қаралды 2,1 М.