🔴 70 ቕርሺ ይኸፍሉኒ...ዓድዋ?

  Рет қаралды 83,052

Unique Show

Unique Show

Күн бұрын

Пікірлер: 843
@mahi_YouTube_
@mahi_YouTube_ Ай бұрын
ነዛ ኬሜንት ተንብቡ ዘለኩም ድንግል ማርያም ተፅልለልኩም ስደትኩም ተሕፅረልኩም ኣሜን ዝበልኩም ይመስለሉ ኣነ ኣሜን🙏💙#ናስንበት #ደሙርኒ ብሩክ ሰንበት😊
@AbNt-i8c
@AbNt-i8c Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@Sawhtae
@Sawhtae Ай бұрын
ኣሜን
@LiyanLiyan-js5dh
@LiyanLiyan-js5dh Ай бұрын
Amen Amen Amen
@TselalomGere
@TselalomGere Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን አሕዋተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ፅርያተይ😍😍😍
@bmsm2183
@bmsm2183 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@zedtig8048
@zedtig8048 Ай бұрын
ኣጆኺ ዝሓፍተይ ኣደንጊጻትኒ ናይ ብሓቂ በጃኹም ንሓግዛ ዝሓሸ ሂወት ክህልዋ ❤
@genethagos9547
@genethagos9547 Ай бұрын
ኪዳነ ምህረት አደይ ትሓግዝኩም ምስ ወለዳ ክትራከብ አጆኪ ዝሓፍተይ
@ዓሳድዕባይምኸን
@ዓሳድዕባይምኸን Ай бұрын
ደሚሪን ወለላይ🥰💚
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ Ай бұрын
ከብደይ ሕቁንቁን ኢሉኒ ኪዳነምህረት ምስ ኣቦክን እነክን የራክብኪ ዝሓፍተይ
@ሰላም-ደ9ከ
@ሰላም-ደ9ከ Ай бұрын
እመብርሃን እና ቅድሰ ገርግሰ ኩሎም መልኣክትን እድሳትን ኣብ ጎንኪ ኮይኖም ሱር መበቆልኪ ወለድኪ የራክብኩ ዛሓፍተይ ኣባይኪ ይንባዕ ኣጆኪ
@AkhoSara
@AkhoSara Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Km15ሚድያ
@Km15ሚድያ Ай бұрын
ኣነ ግን ዝዛረባ ነታ ዘዕበየትኪ ሓደራ ሓደራ ከይትርሕቕያ ብስም ፈጣሪ
@soligualagame
@soligualagame Ай бұрын
ጅብዕተይ ኣነስ ኣይካኣልኩን እመብርሃነይ ፅላላ ተምብረልኪ🙏😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ደምረን መዓረይ
@SlamhSlamy
@SlamhSlamy Ай бұрын
ማዓረይ ኣመብርሃን ምስ ወላዲትኪ ተራክብኪ ዝያዳይ
@MeklitTube26
@MeklitTube26 Ай бұрын
@@SlamhSlamy አሜን
@tsiongebru365
@tsiongebru365 Ай бұрын
ጅግና ኢኺ ንሕና ኣብ ዓድዋ ኣኽሱም ከምዚ ኸማኺ ክንርኪ ከለና ኹሉ ዒዋሉ ይመስለና ነይሩ እግዚኣብሄር ይሓግዝኪ መዓረይ ኽትረኽብዮም ያው ስጋ ርግምቲ ስለ ዝኾነት ግን ተን ዘዕበያኺ ሓደራኺ ኸይትጠልምየን ❤❤❤
@trhaaryam
@trhaaryam Ай бұрын
መዓረይ እግዚአብሔር ምስ ስድራኪ የራኽብኪ ነተን ዘዕበያኺ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃበን😢😢😢😢
@ElsaGeber
@ElsaGeber 23 күн бұрын
አጆኪ ማአር ናተይ ኪዳነ ምህረት ክትህግዘኪ ኢያ ብጣእሚ ከብደይ ብሊኢኪኒ ወለዳዲተ አምላኪ አብ ቀረባ ግዜ ኪትራከባ እኪን እጆኪ
@A.d2122
@A.d2122 Ай бұрын
ኣቤት ከሕምም እዚ ቃንዛኣ በሰማኣም መቀርተይ ኣሕ እዚ ኩሉ ብዱሑር ኣታሓሳባ ዘምጸኦ መከራ ኣጆኺ ዝሓፈተይ ኣምላኽ ምሰ ወለድኺ የራኽቤኪ ኣጆኺ ሜሪየ
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Ай бұрын
እህህህ ኣዞኪ ዝሓፍተይ እግዚእብሔር ኣምላክ ዝሳኣኖ ነገር የለን እሞ ምስ ቤተሰብኪ ምስ ኣደኪ ምስ ኣቦኪ የራኪብኪ ዝሓፍተይ ፀላኢኪ ይንባዕ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ንባዓትኪ ታሓብሰልኪ
@SaSa-x8t9z
@SaSa-x8t9z Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤
@ዓሳድዕባይምኸን
@ዓሳድዕባይምኸን Ай бұрын
ደሚሪን ወለላይ🥰💚
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
​@SaSa-x8t9zደምረን መዓረይ🎉❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
​@@ዓሳድዕባይምኸንደምረን መዓረይ🎉❤
@amatesfa5753
@amatesfa5753 5 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ነቶም ዝዕበዩ ስድራ ክብሪ ይሃቦም ጽቡቅ ትምህርቲ
@DghGgh-o2j
@DghGgh-o2j Ай бұрын
ሰመረ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ
@ዓሳድዕባይምኸን
@ዓሳድዕባይምኸን Ай бұрын
ደሚሪን ወለላይ🥰🥰
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
​@@ዓሳድዕባይምኸንደምረን መዓረይ🎉❤
@Lwam.21
@Lwam.21 Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ብሰላም የራክብኪ ሜሮነይ ብልፅቲ ጅግና ኢኪ ኮፊደንስኪ ንባዕሉ ካብዚ ንላዕሊ ክትጉብዚ ሰናይ ትምኒተይ እዩ ሓፍተይ ናተይ❤❤❤❤❤❤
@عليا-ظ2ح
@عليا-ظ2ح Ай бұрын
ጓልነይ ታ ትፈቱዉያ ኪዳነ ምሕረት ትሓግዚኺ
@FreZmekael
@FreZmekael Ай бұрын
አጀኪ ማዓረይ አምላኽ ብሰላም የራክብኪ ዝሓፍተይ
@ዓሳድዕባይምኸን
@ዓሳድዕባይምኸን Ай бұрын
ደሚሪን ወለላይ🥰💚
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ 22 күн бұрын
ደማሪን ሓላለይ❤
@HdhJjsj-j1l
@HdhJjsj-j1l 22 күн бұрын
ኣጀኺ ዝሓፍተይ ኣነውን ከማኺ እየ ስድራ ኣቦይን ኣቦይን ንባዕሉን ኣይፈልጥን እሞ ኣጀኺ ጠንክሪ ተስፋ ኣይትቁፀሪ ኣምላኽ ድማ ምስ መላእ ቤተስብኪ የራኽብኪ ሜርየ ኣባይኪ ይባዕ ❤ከብድኻ ዝበልዕ ታሪክ
@SolomonKebede-uw7vl
@SolomonKebede-uw7vl Ай бұрын
ሰመረ ሓወይ ኣነም ተመሳሳሊ ታሪክ ኣለኒ ክሳብ ሐዚ ወለደይ መን እዮም ካበይ መፅየ ዝፈልጦ ነገር የብለይን ። ብጭንቀት ክመውት ደልየ ታይ ክገብር ከምዘለኒ ጨኒቁኒ እዩ ዘሎ በይዛኹም ሓግዙኒ ወለደይ ንምርካም 🙏💔
@GfUb-n7i
@GfUb-n7i 26 күн бұрын
ኣምላክ የራክብካ ማዓረይ😢😢😢😢❤❤❤❤
@destakonjo2505
@destakonjo2505 Ай бұрын
መዳህኔ ኣለም ጥንካሬ ይፍጠረልኺ ግን ኣዴኺ ዋላ እንተኣብያ ኣዶቦኺ ተፋልጠኪ ዉን ሹም ኣቦኺ ትነግረኪ ማዓረይ ፈጣሪ ይሓግዝኺ ተራኺብኺ ንምምስጋን የብቅዕኺ ❤❤
@gjgj-cg2qy
@gjgj-cg2qy Ай бұрын
ኪዳነ ምህረት ተራኺብኪ ማዓረይ😢😢
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ 22 күн бұрын
ደሚሪን ሓላለይ ❤❤
@TeklayGebreizgiher
@TeklayGebreizgiher 4 күн бұрын
ፈጣረ ባዕሉ ምስ ቤተሰብኺ ይራኽብኪ ማዓረይ🙏🙏🙏
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ Ай бұрын
እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ማዓረይ ❤
@Eritrea20431
@Eritrea20431 Ай бұрын
Kendi ዝተሸገረት ትሸገር ዉላዳ ሒዛ ምጥፋአ do ምሓሸ Gn abti ህሞት kemey nera ባዕላ eya ትፈልጦ😩 Meron Gen betami jegna beqa meglexi yebelyen ❤edmen tenan yehabki enkae beselam ዓበኺ teray ajoki marey ጸላኢኺ ይንባዕ ኩሉ seb kehgzeki eyu neza ዝዕበየትኪ amlak nay ida yehaba berkti eya❤❤
@BigT910
@BigT910 Ай бұрын
ፅብቕተይ ጠንካራ ኢኺ።ኣምላኽ ይሓግዝኪ🙏
@AaAa-yx6mo
@AaAa-yx6mo Ай бұрын
ኣጅኪ ማዓረይ ክትረክብዮም ኢኪ ኣምላክ ይሓግዝኪ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ 22 күн бұрын
ደሚሪን ዝያዳይ❤
@ZahraIbrahim-z5d
@ZahraIbrahim-z5d Ай бұрын
ኣጆኪ እመብርሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ስድራኪ የራክብኪ መዓረይ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ 22 күн бұрын
ደሚሪን ሓላለይ ❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ምስ ወለድኪ የራክብኪ አጀኪ ክብርቲ ሓፍተይ እመ ብርሃን ኣደይ አብ ጉዕዞ ሂወትኪ ምሳኪ ትኩን ንባዓትኪ ትሓብሰልኪ❤❤❤
@SamsonKidane-o5z
@SamsonKidane-o5z 8 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉አጀኪ ሜሪ ጎታ የሱስ በቲ ዝትጽነናእሉ ምጽንናእ ክከዉን ምግጣም ።ምርካብ ፍጽም ካብ ላእሊ ሰማይ ትእዛዝ ይኩን በለ ኮነ እሜን።
@RoseROZ-d4x
@RoseROZ-d4x 28 күн бұрын
ኣምለክ ይሓግዝኪ ዝሓፈተይ ብጣዕሚ እዪ ዘሕዝን ፀሎትኪ ይሰማዕኪ መድሃንኣለም🙏🙏🙏😢😢😢
@bxbbx7087
@bxbbx7087 Ай бұрын
ዉይ ማዓረይ ኣምላክ ምስ ወላዲትኪ የራኽብኪ
@Ruftarufta12
@Ruftarufta12 11 күн бұрын
ኣጀኪ ዝሓፍተይ እመብርሃን ምስ ወለድኪ የራክብኪ 🙏♥️♥️♥️♥️ሰመረ ጅግና 💪♥️♥️♥️♥️
@hiweking
@hiweking Ай бұрын
ተጋሩዋይ ስደትና ኣሕፂሩ ብሰላም ዓድና ይመለሰና 👏ጉሉ ኣሜን♥️ደምሩኒባ ጀማሪትየዋ👏👏👏👏
@GuDg-v8i
@GuDg-v8i 11 күн бұрын
ማዓረይ ኪዳና ምህረት ምሳኪ ትኩን
@سبحانالله-ط4ت7م
@سبحانالله-ط4ت7م 9 күн бұрын
ኪዳና ምህረት ምስ ኣቦክን ኣደክን ክትራከቢ ትሓግዝኪ 😢🙏
@ጋልትግራይሓላል-ጰ5መ
@ጋልትግራይሓላል-ጰ5መ 2 күн бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ እመ አምላክ ብሰላም የራክብኪ ማዓረይ❤❤❤❤😢😢😢😢
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 Ай бұрын
ኪዳናምህረት ምሳኪ ትኩን ንእስተይ🙏🙏🙏
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ Ай бұрын
ማዓረይ😢 ኣጆኪ ወገነይ ፈጣሪ ኣምላክ ይሓግዝኪ ምስ ስድራኪ ልምርኻብ የብቅዕኪ🤲😪 ተን ናይ መንፈስ ኣዴኪ አውን ኣምላክ ዓስፈን ይኽፈለን🙏❤እና ማዓረይ ዘባጻሓኺ ወላዲት ሕድርኪ ክሳዓ ብሂወት ዘለበኦ ኣለኩልኪ ኣደይ በልየን ምክንያቱ ቱዝገደደ ጊዘ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ኮይነን አብዚ ለብጻሓኪ ንሰን ሰለ ዝኾና። ናይ ስጋ ወለድኪ ግን ቅድመአን ኽትሰረዕዮም የብልክን ኣብ ልብጻሕ ኣበጺሕናኪ አየን።ደገመ ኣጆኪ ይብለኪ ጠንካራ ሂዋን ኩኒ ኣምላከ ቁድሳን ኩሉ ጊዘ ምስ ውጽዓት አዩ ሞ ናብ ኣምላኪ ጾሎት ኣጽዕቂ ንሱ ክበጸሐልኪ አዩ።🙏♥️
@LiliGebremedhin
@LiliGebremedhin Ай бұрын
መዓረይ ፈጣሪ ምስ ምሉእ ስድራቤትኪ የራክብኪ ጅግናይ❤🙏
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ 22 күн бұрын
ደሚሪን ዝያዳይ❤🎉
@روزهسلامه
@روزهسلامه Ай бұрын
አድአማ ንዓአ ተዝይፈለጠታ ንታ ዘዕበየታ አድአ ተፈልጣን እንድያ በደ ናብ ምደያ ይቅረባ ወይ ፎቶ ናታ ዘዓበየታ አድአ ቅድሰቲ ደንግለ ምሰኪ ትክን ማዓረይ❤😢
@Muler_Tigraweti
@Muler_Tigraweti Ай бұрын
*_Welll ተጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዛሕ እዋይ መዓረይ ፈጣሪ ይሓግዝኪ😢😢_*
@GenetiTesfay
@GenetiTesfay Ай бұрын
ኣዉዉዉ ኣነ እካ ኣይካኣሉውን ግን ኣምላክ ምሳኪ ዩኩን ሓፈተይ ምስ ስድራኪ የራክብኪ ፈጣሪ
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea Ай бұрын
አጆኺ ፊዮሪ ጓለይ ምስ ወለድኺ የራኽብኪ አምላኽ ኩሉ ክተዐራረ እዩ። ❤🙏✝️
@መቅዲyouTube-t5o
@መቅዲyouTube-t5o Ай бұрын
❤❤❤ካብድካ ትበልዕ አይዘኽ ማዓረይ ፈጣሪ ሓሳብ ልብክ ያስምርልክ
@ልድያ
@ልድያ Ай бұрын
ማዓረይ ምስ ስድራኪ የራክብኪ ናይዛ ምንም ከየጉደለት ዘዕበየትክም ኣደ ጥዕና ሂቦ ዕድመ ይሀባ ሓሳባ ይስመረላ ኣብ ሓጎስኪ የራክበና
@MeklitTube26
@MeklitTube26 Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@Hamlesa
@Hamlesa 11 күн бұрын
አጆኪ ዝሓፍተይ ኪዳነ ምህረት ምሳኪ ትኩን
@BrhanTslgo
@BrhanTslgo Ай бұрын
እግዜአቤህ ዕድመን ጥዕናን ይብዘሐልኪ እግዜአቤህ ያሐግዝኪ የራክብኪ ማዓርይ
@Geni5e7p
@Geni5e7p 9 күн бұрын
ኣዮኪ ህያበይ እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልብኪ ይፈፅበልኪ😢😢😢😢 እግዚአብሔር ፆሎትኪ ይስመዐኪ😢😢
@buucsbb8535
@buucsbb8535 Ай бұрын
እህ አጀኪ እግዚአበሔር አምላክ እንታይ ይሳኣኖ ምስ ቤተሰብኪ አደኪ ብሰላም ያራኽበኪ ዛሓፍተይ ጽላእኪ ይንባዕ እመብርሃን ንባዓትኪ ትሓብሰልኪ ጓልነይ አጀኪ
@MeryMery-r1o
@MeryMery-r1o Ай бұрын
ዋይ ኣዋፂእና ሰራሕ ንክፈተላ ኣዲኣ ክትእልሻ የብላን ታይ ክትገብረላ😭
@Gere.emun.
@Gere.emun. Ай бұрын
ኣዲኣ ተድልያ እያ ንዕኣ ዕረፍቲ ንተን ትፈትወን ኣዲኣውን ዕረፍቲ እዩ
@BrhanTslgo
@BrhanTslgo Ай бұрын
እመብርሃን ተራክብኪ ማዓርይ እግዜአቤህ ያሐግዝኪ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ 22 күн бұрын
ደሚሪን ሓላለይ🎉❤
@MahletTadele-g6y
@MahletTadele-g6y Ай бұрын
ዝያዳይ እመብርሃን ምስ ወላዲትኪ ተራክብኪ ማዓረይ❤❤❤❤😢😢😢
@ኤፋይቱብ
@ኤፋይቱብ Ай бұрын
እግዚአብሔር የራክብኪ ማዓረይ 🙏🥰🥰 እንድሕር ዘይረከብክያ ግን ebs ቴሌቪዥን ቅረቢ ኢኪ
@silasd6790
@silasd6790 Ай бұрын
ኪዳና ምህረት ተራክብኪ ማዓረይ❤❤❤
@MaklesheHaylu
@MaklesheHaylu Ай бұрын
ኣጆኺ ዝያዳይ ፈጣሪ ዓይኒ ኣለዎ ናይፈተናኺ ኣፍደገ ይፍጠረልኪ
@KisanetGere-j6t
@KisanetGere-j6t 28 күн бұрын
ኪዳነ ምህረት አደይ ትሓግዝኩም ምሰ ወለዳ ክትራከብ አጆኪ ዝሓፍተይ
@اليسا-ه8ك
@اليسا-ه8ك 10 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤😢🎉🎉🎉🎉😢እመብርሃን ትሓግዝኪ
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
እመኣምላክ ብሰላም ተራኽብኪ ክብርቲ ሓፍትና ኣጆኺ ከቢድ ኣጋጣሚታት ዩ። ተኣምር ዩ ሓቢእኻ ፀኒሕኻስ ሐዚ ተሰሚዑ በዓል ሓዳራ ኮ ክበኣሳ ይኽእል ዩ ግልጽነትስ ፅብቕቲ ያ ። ጀግና ኢኺ እንኳዕ ሰላም ተመለስኪ ❤
@assass8589
@assass8589 20 күн бұрын
ብሓቂ❤😢
@ሃይማኖት_ማሓሪ
@ሃይማኖት_ማሓሪ 24 күн бұрын
ኡፍፍፍፍ ማዓረይ ብሓቂ ገይራ እተሕዝን😢😢እምበይተዋይ ኣጆኺ እመ ኣምላኽ ምሳኪ ትኹን 😢❤
@salamahb8652
@salamahb8652 Ай бұрын
ፎቶ ናይ ኣዲኣ ዘርግሕዎ😢 ተተገነየት ኣዲኣ😢
@terhasberhane71
@terhasberhane71 Ай бұрын
አጆኪ ሜሪየ እስኪ ጂግና ኢኪ ኩሉ አብ ጊዜኡ ዘይቅየር የለን ሞራል ግበሪ አብ ጎንኪ አለና
@Gere.emun.
@Gere.emun. Ай бұрын
ስልካ ይህለወኪ ዶ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
​@Gere.emun.ደምረን መዓረይ🎉❤
@areki7
@areki7 Ай бұрын
ኣጀኪ ዛሓፉተይ ማዓረይ ወለዲክ እውን ክትረክብዮም እኪ ንዘዕበየትክ ወላዲትክ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣረ ምስ ወለዲክ ተራክብክ የሪእያ ፈጣረ ኣጀኪ ቅድስት ወላዲት ኣምላክ ታሓግዝክ✝️🙏🙏🙏
@SaraSedd-m8t
@SaraSedd-m8t 14 күн бұрын
ኣጆኽ ክዳናምህረት ተሓግዝኩም ቅዱስ ምከኤል የሓግዝኩም😢😢😢
@Smert-g6f
@Smert-g6f Ай бұрын
ኪዳነ ምህረት ትራክብኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@بسامالمطيري-و4ع
@بسامالمطيري-و4ع 29 күн бұрын
ኣይዘኪ ዝሓፍተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዝኪ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ይኩነኒበከመትብለኒ
@ይኩነኒበከመትብለኒ 27 күн бұрын
ኣይዞኪ ዝያዳይ አግዚኣብሄር ይሓግዝክ ኣብ አግዚኣብሄር ተወከሊ ንግዝኣብሄር ኹሉ ቀሊል eyu ሜርየ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ 22 күн бұрын
ደሚሪን ሓላለይ❤
@AlemHagos-p8v
@AlemHagos-p8v 28 күн бұрын
ፀላኢኺ ይንባዕ ሓፍተይ ናተይ ኣጆኪ ኺዳና ምህረት ትሓግዝኪ ነቢዕኪ ኣንቢዕክና
@aduyoutube1897
@aduyoutube1897 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ፈጣሪይ ባዕሉ ታዘላ ወላዲትኪይ ለ ፈጣሪይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃባ ኣቦክን ኣዴክን ለ ብሰላም የራክብኩም
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr Ай бұрын
ኣጆኪ የኔ ቆንጆ ካብደይ በሊዓትኒ ንሓግዛ ዝሐሽ ሂወት ንክህልዋ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ
@ሓፍቲደስታፍቅርሓፍቲደስታ 22 күн бұрын
ደሚሪን ዝያዳይ🎉
@YoudiheYoudihe-r2e
@YoudiheYoudihe-r2e Ай бұрын
ኣጆኺ ሓፍተይ ክሓልፍ እቲ ጸግም ክርህው እዩ በርትዒ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስ ወለድኺ የራክብኪ👏😍
@makitube-m3x
@makitube-m3x Ай бұрын
እግዚአብሄር ምስ ስድራኪ ብሰላም የራክብኪ ነዘን ዘዕበያኪ አዴኪ ዉን ዕድመን ጥዕናን ይሃበን 😢
@FilimonBrhane-zy4xb
@FilimonBrhane-zy4xb 12 күн бұрын
እግዛቤሄር ኣምላክ የራክብኪ ደጊምኪ ከኣ ምስ ስድራኪ ትመጽና ክንጽበይ ኢና
@UgufHtgr
@UgufHtgr Ай бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ እና ብሰላም የራክብኪ🙏😥😥
@ሰላምገብረመስቀል
@ሰላምገብረመስቀል Ай бұрын
ክተሕዝነካ ወላዲት ኣምላክ ተራክብኪ ኣይዞኪ ኣይቲጭነቂ ዳማርያም ክድኪ ኩሉ ንግርያ ንእመብርሃን ኣብ ሰብ ሓደራ ክተራክብኪ እያ ጭንቀት ሕዙኒ ኩላ ክሰማዓስ ቅድስ ጊዮርጊስ ኣባቴ ሓደራካ እስኪ ኣራክባ 😢👏
@selamgebretsadik-uv5cr
@selamgebretsadik-uv5cr 19 күн бұрын
እግዚሄር ሃጊዙኪ ምስ ወለድኪ የራክብኪ ሓፍተይ
@غسانيت
@غسانيت 8 күн бұрын
ዛሓፊተይ ኣጀኪ ፈጢሪ ኒመነ ኢሉዎ ሜሲ ወለዲ ከራኪበኪ እይ😢😢😢
@ሕንቅቅቲጓልትግራይ
@ሕንቅቅቲጓልትግራይ Ай бұрын
ዛ እበይተዋይ ባዓላ ኪዳናምህረት ተጋንኪ😥
@SaraaNajai
@SaraaNajai Ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ኣምላኽ ምስኪ ይኩን ፍጣሪ ዝዓማረይ❤👏
@NHEfamily
@NHEfamily Ай бұрын
እግዚአብሔር ምስ ስድራኪ የራክብኪ ማዓረይ❤😢😢
@GgGg-jh2xk
@GgGg-jh2xk Ай бұрын
ኪደና ምህረት ብስላም ተራኪብኪ ማዓረይ ንክትስመዐ እውን ብጣዓሚ ከቢድ እየ ኪደነ ምህርት ባዕላ ፅላለ ትኩን ዝያደይ 😢😢😢
@mazaaregawi3335
@mazaaregawi3335 Ай бұрын
ደዉለለኪ አይመለሰክለይን እና ናብ ኢቢኤስ እንተትቀርቢ ወለድኪ ክትረክቢ ኢኪ ናብ አ አ እንተመፅኪ ምሳይ ክትኳኒ ትክእሊ ኢኪ
@selam801
@selam801 Ай бұрын
እንደ ምንም ኢልኺባ ርከብያ እምቤተዋ❤
@WoyniGebrekidan
@WoyniGebrekidan Ай бұрын
ደጋጊምኪ ደዊልኪ ርከብያ ክብርቲ ሓፍቲ።
@vhbh3532
@vhbh3532 Ай бұрын
ኣምላክ ይሓግዝኪ ዛሓፍተይ ሓግዝያ😊
@HananTubeሓናንይቱብ
@HananTubeሓናንይቱብ Ай бұрын
ደጊምኪ ሞኩሪላ ማዓረይ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ደምረን መዓረይ🎉❤❤
@mebrhitfutsum7997
@mebrhitfutsum7997 Ай бұрын
አምላክ ብሰላም የራኽበኪ ዝሓፍተይ ኣጆኺ❤
@HchdBxjcj
@HchdBxjcj Ай бұрын
ኣጆኹ ምዕረይ ፈጣረ ይረከብከም💙🙏🙏🙏
@GeheVsdi
@GeheVsdi Ай бұрын
ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን ማዓረይ ቅድስ ገብርኤል በስራታዊ የብስርኪ ኣጆኪ ጎተተዎይ ፅቡቅ ወር የስመዓና😢
@razwali4987
@razwali4987 Ай бұрын
ፈጣሪ ምስ ዎላዲትኺ ይራኽብኺ ግን ሓድራ እታዘዕበየትኪ ከይትርሕቅያ
@FihbHhjj
@FihbHhjj Ай бұрын
አጀኪ ጀግና💝💓💘 ብሰላም የራኪብኪ ፈጣሪ ኣምላክ 🙏🙏🙏ማዓረይ😢😢
@ኣስካልሓፍቲጆንTDF
@ኣስካልሓፍቲጆንTDF Ай бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ፈጣሪ የራክብኪ😢😢😢👏
@fderfeet7866
@fderfeet7866 Ай бұрын
ኣጀኺ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዚኪ👏🥺
@JfjffjJccj
@JfjffjJccj Ай бұрын
ምስድራኪ የራኽብኪ ኣነስ ብዝሕ ኣብኽያትኒ ዋይ ኣይይይይይይ ኣጆኪ ዝሓፍተይ
@Sawhtae
@Sawhtae Ай бұрын
ፅብቅተይ ፀልሚቱዋ ኡፍ ብጣዓሚ እዩ ዘሕዝን
@haftumenberu9667
@haftumenberu9667 Ай бұрын
ፈጠሪ ይሓግዝኪ ማዓረይ አጆ ተረክብዮዕኪ ዘሓፍተይ ሞራልኪ ኣትንክኢ ኣጅኪ ንክት ረክብዮም ብተስፋ ንፀበ
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf Ай бұрын
አጀኪ ማዓረይ አምላክ ይሓግዝኪ ከባድ ትረክብያ ኣኪ
@ፈቃርጋልሂዋን
@ፈቃርጋልሂዋን Ай бұрын
ኣጀኪ ማዓረይ ፈጣሪ ይራክብኪ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@ለምለም21
@ለምለም21 Ай бұрын
የኔ ማር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽ ፊጣሪ❤❤❤❤
@SisayGmariam-h2j
@SisayGmariam-h2j Ай бұрын
ኣምላኽ የሐግዝኪ
@musemamilove4519
@musemamilove4519 25 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሳኺ ይኹን ❤😢ኣንቢዓትኒ ከብድዩ ምስ ወላዲትኪ የራኽብኪ ምስታ ዘዕበየትኪ አደዋኪለ ሓደራ ስጋ ርጉም ስለ ዝኾነ ከይትርሕቂያ ዛምበይተይ
@Fyt-sf4vr
@Fyt-sf4vr Ай бұрын
ፈጣሪ ይሓግዝኪ ማዓረይ 😢
@ليلى-ص9و
@ليلى-ص9و Ай бұрын
ሓፍተይ ናተይ ፈጣሪ ኣይ ስኣኖን እሞ ኣምላክ ላብ ስድራኪ ይፀብርኪ🎉
@ሰምሃልዩቱብ
@ሰምሃልዩቱብ Ай бұрын
ዛንታ ወዲ ረዛን ኣዝኪራትኒ መዓረይ ብሰላም የራክብኪ
@ዓሳድዕባይምኸን
@ዓሳድዕባይምኸን Ай бұрын
ደሚሪን ማዓረይ🥰💚
@ሰምሃልዩቱብ
@ሰምሃልዩቱብ Ай бұрын
@ዓሳድዕባይምኸን ንስኺ ዉን ደምርን
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
​@@ሰምሃልዩቱብደምረን መዓረይ🎉❤
"ንበላዒ ዝተውሃበት ምስክነይቲ ህፃን!"
21:38
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 30 М.
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
🔴 ኣብ ዓይነይ  ክርሸን ተወሲኑ ..
26:30
Unique Show
Рет қаралды 22 М.
ታሕሳስ 30 ይድርበለኹ...ደዊለላ?
14:36
Unique Show
Рет қаралды 25 М.
"ከም ተባዕታይ ይነብር - ከም ኣንስተይቲ ይሸን!"
56:09
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 34 М.
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН