ኣምላኽ ቀያሪ'ዩ! መሳጢ ዛንታ

  Рет қаралды 16,062

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 167
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 5 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ክንደይኸ ይጥዕም ክብርን ምስጋናን ንእየሱስ ክርስቶስ ይኹን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር⛪👏😍
@WrhazitKidane
@WrhazitKidane 5 ай бұрын
P
@loveshw-g5d
@loveshw-g5d 5 ай бұрын
ናይ ስብኣያ ቃለ መጠየቅ ሰምዐዮ ነይረ ዝተመስገነ ይኹን እግዚአብሔር አምላክ ኩሉ ይካኣሎ እዩ
@FreweiniFreweini
@FreweiniFreweini 5 ай бұрын
እፍፍ ኩሉ ገዲፈ ደውውው ኢለ ሰሚዓያ አምላከ ብርሃን ዝሰኣኖ ነገር የለን ክብርን ምስጋናን ንዘለኣለሙ ይኹን ናይ በዓል ገዚኣ ቃለ መሕትት ኣበይ ይረኽባ 🙏❤️❤️
@semina8117
@semina8117 5 ай бұрын
Nay sebaya abey nrekba nkiel?
@KDSanተመስገንመድሓኒዓለም
@KDSanተመስገንመድሓኒዓለም 5 ай бұрын
❤❤❤ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን በእውነት ናይ እግዚአብሔር አምላክ ድንቅ ተአምር እዩ🥰
@ADHDafgy
@ADHDafgy 4 ай бұрын
ኣስይይይይይይይይይይዕልልልልልልልልልል 😢 ሰለሱሙ ቃል ኣግዛ ኣ ቢህር ይመስግን ብታሕጋስ ነቢዕየ❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤ስልጣነይ እግዛኣቢህር ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ
@ngstitigraykuwait2737
@ngstitigraykuwait2737 5 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ሰለ ኹሉ ነገር እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን❤🎉👏
@DnglwahseyDnglWahasey
@DnglwahseyDnglWahasey 5 ай бұрын
ዕልልልል እኳዕ ነቲ መንገዲ ሂወት ኣብረሀልኪ ንኹሎም ከም ናትኪ ገይሩ የብርሃሎም
@munamu7720
@munamu7720 5 ай бұрын
ዋውውውው መስፍን ሰላም ጌታየ መድሓንተይ እየሱስ ክርስቶስ ክብርን ምስናን ንዓኻ ይኹስ እሰይ ክንደይ ይጥዕም ወደይ 🤗🤗🤗😍😍😍😍😍😍
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤ ምስጋና ንአግዛኣቢሂር ይኹኖ ንዓኻ ከኣ አግዛኣቢሂር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 4 ай бұрын
Egziabher amlak ztemesgene ykun❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@yorsyosief6807
@yorsyosief6807 5 ай бұрын
Egziabhier ymesgen btaemi des zbl kab hatyat wetsina betu Egziabhier zhgoselu mengedi knkeyd Egziabhier ydegfena🙏🙏🙏
@Meri-rg7hp
@Meri-rg7hp 5 ай бұрын
ደስ ኢሉኒ ሰሚዐ ወዲአያ እግዚአብሔር ይመስገን ንምስክራ🙏
@Abrhet_youtube
@Abrhet_youtube 5 ай бұрын
አሰይይይይ ዕልልልልልልል እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ያመዳም ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ግና አሚና ድያ ተቃሪፁ ❤❤❤❤❤
@ngstitigraykuwait2737
@ngstitigraykuwait2737 5 ай бұрын
ኣቱሙ ኣሕዋተይ ኣነለ ደማ ንታ መዳመይ ከስማዓ ትቅበለኒ ዶ ትኸውን ክምኩር ዶ?
@Abrhet_youtube
@Abrhet_youtube 5 ай бұрын
@@ngstitigraykuwait2737 ዎ አየዋፀአክን ዝሓፍተይ ስቁልኪ ስራሕኪ ስርሒ
@azmeraamen6989
@azmeraamen6989 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይውት ያስመዕልና
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 5 ай бұрын
ስለ ኩሉ ነገር ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ይኽበር ኣሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 5 ай бұрын
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@RichMan-tc6wy
@RichMan-tc6wy 5 ай бұрын
ኣምላክ ይመስገን እሰመ ኣልቦ ዘይስኣኖ ለእግዝኣብሔር ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና❤🎉
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 5 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ኣብታ ቅንዕቲ እምነትና የፅነዐና
@Th-si7zn
@Th-si7zn 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን ጥብብ እግዚኣብሔር ኣይምርመርን❤❤❤
@semina8117
@semina8117 5 ай бұрын
Aseyyy sle kbru egziabher ymesgen ❤ ab mslmna zelewu yehwat tray zeykonu krstyan koinna keman aynelbonana zeytekefete bzuhat ena mo Kab lbna nxeli amlak kredana🙏❤️
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 5 ай бұрын
ተመስገንፈጣሪእንኻዕናብቅንዕቲሃይማኖትና ብሰላምመፃኪ❤❤❤
@Bሓፍቲንጉሰ
@Bሓፍቲንጉሰ 5 ай бұрын
ተመሰገን አምላክ ሰለ ኹሉ ነገር ክርሰትያን ምዃን እኮ ትዕድልቲ እዩ🙏❤❤✝️
@miriamkeyrkayotarikey8947
@miriamkeyrkayotarikey8947 5 ай бұрын
Temesgen amlakna nigus kulu fitret🙏 enkue nab emintin kinietin haymanot Ortodox tewahido merhaki nebsiki adhanki netom ab mislimina zelewu kea nkirstos gouta tekebilom kidhnu Egziabiher amlak ayne libonaom ykfetelom Amen 🙏
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 5 ай бұрын
ተመስገንንንንንን ክንደይ ከ ይጥዕም ክብሪ ምስጋናን ንዓካ ይኩን ጎይታና አምላኽና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ❤❤❤🌹🌹🌹🌿🌿🌿🌿🙏🙏🙏 ኣታ ከምኡ እናገበርኩም ኣእምንዎም ነዞም አህዛብ
@ትግራይዝዓደይስላምኪእዩስ
@ትግራይዝዓደይስላምኪእዩስ 5 ай бұрын
ስለኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን እንካዕናብታ ቅንዕቲ መንገዲ ኣምፀአኩም ፈጣሪ ኩሉ ኣለም 🙏
@MaikelKesete
@MaikelKesete 5 ай бұрын
ኣዝዩ ልብኻ ዝትንክፍ ታሪኽ ስራሕ እግዚኣብሔር ድንቂ እዩ❤❤❤😊
@رهوه-ت9ت
@رهوه-ت9ت 5 ай бұрын
ብሓቂ ደስስስስ ክብል ታርኽ እግዚኣብሄር ይመስገን🎉❤
@omarosmann8324
@omarosmann8324 5 ай бұрын
ያኸሳራ ካብ ሐደ አምላኽ ዘይ ወልድ ወ ዘይውለድ ናብ ዝተወለደ አምላኽ
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 5 ай бұрын
Egziabhier ymesgen. Btami des zible zanta ❤🙏🏽
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 5 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ታይሳኣኖ ዝኣምላኽና ደስ ክብል
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንቋዕ ብሰላም ናብ እምነትና መፃእኪ
@ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
@ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ 5 ай бұрын
ኣሰይይ ክርስትያን ምኻን ክንደይ ደስ ይብል ተመስገን ኣምላኬይ ❤❤❤❤
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 5 ай бұрын
God Bless You Amen Amen Amen.
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን🙏❤
@mazafrezghi7329
@mazafrezghi7329 5 ай бұрын
We Believe father son the holy Spirit one God there is no way to go to the heaven without Jesus we have only one god. I'm so happy to hear that
@BaHRiEritrea
@BaHRiEritrea 5 ай бұрын
ጽቡቕ መደብ ብጣዕሚ ❤❤
@azmeruaynalem5861
@azmeruaynalem5861 5 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ብቀጠተኛ መንገዱ የፅንዐና❤❤
@lme5630
@lme5630 5 ай бұрын
ስም እግዝብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን
@freweyniyohans5217
@freweyniyohans5217 5 ай бұрын
Asyyyyyyy Ellllllllllllllllll Egzabher emesgen nzterefu Kea Amlak libom ykfetelom❤🎉❤🎉❤🎉
@lemlem5552
@lemlem5552 5 ай бұрын
ክብር ምስጋና ንሉዑል አምላክና🌹🌹🌹
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 5 ай бұрын
ተመሰገን ፈጣሪ ካብ መንገድ ጣፋኣት እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ❤🙏
@almazalema
@almazalema 5 ай бұрын
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ኣምላከይ ብሓቂ ክርስቲያን መኳን ትዕድልቲ እዩ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ 5 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክይ ተዋህዶ ንዝላአለም ተነር🤲🤲🤲
@asmeromhaile7908
@asmeromhaile7908 5 ай бұрын
Amen amen amen seleti kalatu amelag zetmesgene yekenk
@saa4252
@saa4252 5 ай бұрын
ኣምላከ ቅዱሳን ይመስገን ❤❤❤❤❤❤
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 4 ай бұрын
ሥምካ ንዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኸይ ኣሜን ፫ ንዓይ ንደካማ ውሉድካ ውን ዓይነ ልቦናይ ኣብራሃለይ ብሥም ጥራይ ዘይኮነ ክርስትያንሥ ብግብሪ ክርስቲያን ኮይነ ክነብር ኣምላኸይ ሎምሥ ይኣክለኒ ባ ካባካ ሪሒቀ ንነብሰይ ክጎድእ ክሳብ መዓዝ😢 ኣምላኸይ ቀይረኒ
@GeberaGzwa
@GeberaGzwa 5 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና
@Muzitmuzawit
@Muzitmuzawit 5 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኬ👏👏👏ኣሰይ❤
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 5 ай бұрын
ውይ ተመስገን ፈጣሪ ንኩሎም ዘይአመንቲ ዓይነ ልቦኖኦም ይክፈተሎም ፈጣሪ
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 5 ай бұрын
ሕጂ ውን ተመስገን ፈጣሪ እንቃዕ ብሰላም ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት መጻኺ
@hsgdggzhdgdg7830
@hsgdggzhdgdg7830 5 ай бұрын
ተመስገንካ ፈጣርቦይ😢ስለ ኹሉ ዉዕለትካ አመስግነካ🙏ኒናተይ ዕዳ ኒስኻ ክትከፍሎ ናኣበሳይ ዝባንካ ክፀሮ😢ባዓይነይ ሬኤ ኣፍቲ ቐራንዮ ፍቕርኻ ክትገልፅ ንሞተይ ሜትካዮ😢 ወይዚ ለዋህ ጎይታይ😢🙏ስለ ሓጣትና ይቕረ ግበረልና😢ተመስገን ኣርተ ደጉስ ተዋህዶ💒
@GeberaGzwa
@GeberaGzwa 5 ай бұрын
❤❤❤ታኣምር ኢዩ
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲
@ghgh2357
@ghgh2357 5 ай бұрын
ስራሓ እግዚአብሔር ደንቂ❤❤❤
@Seb15
@Seb15 5 ай бұрын
ምስጋና ንእግዚኣብሄር ይኩን ንኩሉ ግዜ ንዘላኣለም❤️🙏
@raeeeer-xx5sy
@raeeeer-xx5sy 5 ай бұрын
ተመስገን አምላክ አብ ቤቱ የፅንዕኩም ን❤
@ጌርካለይኢኻሞየመስግነካ
@ጌርካለይኢኻሞየመስግነካ 5 ай бұрын
ብሓቂ ክብሪ ንእግዚአብሔር አምላክ ይኹን አሜን
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 5 ай бұрын
እግዝአቢሄር ክፈቅድ እንተሎ እዩ ኩሉ ብርሃን ዝኸውን ዝገርም ታክ እዩ ዝፀልመቶ ኹሉ የብርሃሉ አሜን
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 5 ай бұрын
ተመስገን ኣምላከይ❤❤❤
@ksanetmsgna4633
@ksanetmsgna4633 5 ай бұрын
Asey ellllllllllllll egziabiher amlak entay ysano gal tewahdo mukaney melue selam aleni ortodoks tewahdo nzelalem tmber
@MeazaTube12
@MeazaTube12 5 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኬ ኣነስ ኣብ ህይወተይ ንዘላኣለም ዘይሃልቅ ሓጎስ ኣለኒ ንሱ ድማ ስድራይ፣ኣሕዋተይ፣ምስ መላእ ቤተሰበይ ኦ'ተዋህዶ💒 ምኳኑ እምነተይ💒🙏🙏 ተመስገን🙏 ክብሪ ይኩኖ ንልዑል እግዚአብሄር🤲🤲🙏🙏❤❤❤❤❤❤ናይ ብሓቂ መሳጢት ዛንታ ንእግዚአብሄር ኩሉ ይካኣሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MrMokhles-gq4dh
@MrMokhles-gq4dh 5 ай бұрын
ኩሉ ነገር ንፅቡቅና እዩ ኣብ ስደት ኮይኖም ህይወቶም ዝቀየረ ህይወትና ይቀይረልና❤❤❤
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 5 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 5 ай бұрын
አሰይይይይይይይይ እንካዕ ብሰላም መፃኢኺ ያመዳም ናበታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ❤❤❤ ሰልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃቢኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነይዋ😍😍😍
@MisgeGere-uv5pf
@MisgeGere-uv5pf 5 ай бұрын
Pente ya maeteb yeblan
@SusisisiSyeysus
@SusisisiSyeysus 5 ай бұрын
ተመስገን ካ እኳዓ ብሰላም መፃእኽ መዳመይ ናብ መገድ ሓቅ 👏❤ አዝያ ትምስጥ ሓቀኛ ዛንታ አበይሞ እተን ናትና ዘለናየን ከምዝ እለን ተመስጥን ካብ ድሰማዓ ፅቡቅ ነይሩ ብደዎሞ ዝመቱ እዮም ዘለነዮም ብተለይ እዛ ናተይ😢💔 ቃል ህወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና ዕድመ ጥዕና ያሃብካ እግዚአብሔር አምላክ 👏❤
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg 5 ай бұрын
ኣስምዕያ እኺ እዚ ቭድዮ❤❤❤
@SusisisiSyeysus
@SusisisiSyeysus 5 ай бұрын
@@Brihan-dl8pg እሺ ከም ፍቃድ አምላክ ከስማዓ እየ ትርዳአ ተኸይናስይ👏❤❤
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 5 ай бұрын
​@@SusisisiSyeysusዝኮነ ጸገም ከይትገብረልኪ እዚኣቶም ኣይእመኑን ዝሓፍተይ ተቃዳዲድምኪ ኣይተስምዕያ ወይ ጸባያ ጽቡቅ ገርኪ ትፈልጥያ እንተኮይንኪ እምበር
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 5 ай бұрын
ንዓሞይ ዶ ክሰደላ ዝያዳይ ተተረደኣ
@SusisisiSyeysus
@SusisisiSyeysus 5 ай бұрын
@@ጓልዓጋመእየ እሺ ጋልነይ ስለ ቲ ፅቡቅ ሓሳባትክ ብጣዕም አየ ዘመስግን አነስይ ዋላ ሓንት ከሙኡ ዝበል ሓሳብ አይነበረኒይ ምክንያቱ እታ ሓቀኛ ታርክ ዛንታ ስለ ዝመሰጠትን ሐጅ ዳአም ክገድፎ አለኒ ሓቅኽ እዩ አብ ገዘኦም ስለ ዘለና ድስ አይብልይ።ክብርት ሓፍተይ👏❤
@mazafrezghi7329
@mazafrezghi7329 5 ай бұрын
እምላክ ነቶም ካሎት ከምዚ የስማዓና እልልልልልል ልልልልልልልልልል
@ሰደተይልሂወትኮይንለይ
@ሰደተይልሂወትኮይንለይ 5 ай бұрын
ሰለ ሁሉ እግዚአብሔር ይመሰግን❤
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 5 ай бұрын
Temesgen fetari nabta qneti Orthodox tewahedo mexaki Temesgen Amlak sle kulu
@እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
@እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ 5 ай бұрын
Betaemi des ybl❤❤❤
@HintsaAngesom
@HintsaAngesom 5 ай бұрын
Aseyyyy sm egzabiher amlakna zkeberen ztemesgenenn ykun netom zterefu yhwatna ka ayne lbonom ykfetelom
@merhawitmerhawit8067
@merhawitmerhawit8067 5 ай бұрын
አሰይይይይይይ እግዚአብሔር ይመስገን ❤❤
@MichaleAmanuel
@MichaleAmanuel 5 ай бұрын
ስለ ኩሉ ነገሩ ይክበር ይመስገን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BhaftaAfera-nw4lo
@BhaftaAfera-nw4lo 5 ай бұрын
ተዋህዶ ለዘልአለም ትኑር❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን
@Semay7828
@Semay7828 5 ай бұрын
Jesus answered, “Very truly I tell you, no one can enter the kingdom of God unless they are born of water and the Spirit. John 3:5
@selamuyhabena7038
@selamuyhabena7038 5 ай бұрын
Kibrin msganan ykuno n Amlak ❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 5 ай бұрын
ሰልጣነይ አነ እዉን ትማሊ ኣብ ፌስብክ ሰሚዐ እያ ነይረ ክሳብ መጨረሻ ድማ ሰሚዐያ ባሓቁ ደስ እልኒ እግዚእብሔር ይመስገን ንቶም ዝጠፍኡ ህዝቡ ብምሕረቱ ናብ ቤቱ ዝመልሶሞ
@TkTk-n7g
@TkTk-n7g 5 ай бұрын
እግዛብሔር ይመስገን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ghyu9291
@ghyu9291 5 ай бұрын
ቀለ ሂወት የስመዐና
@samuelhaile-dc4br
@samuelhaile-dc4br 5 ай бұрын
Assey orthodox koyne gen aybeleten kerestos tekebile dehineya tebelzela❤❤
@MaikelKesete
@MaikelKesete 5 ай бұрын
ኣታ ሳሚ እቲ ቀንዲ ክርስቶስ ከም ኣምላኽ ምእማን እዩ🎉 ክርስትያን እየ ካብ በለት ከኣ እንታይ መለሳ ኣለዎ።
@ሜሪ-ሠ6ጘ
@ሜሪ-ሠ6ጘ 5 ай бұрын
ትሩጉሙልና ብትግርኛ ትብሉ ላይኪ ቡሉኒ🎉❤
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj 5 ай бұрын
Betaemi Desss Zebel U Etom Terifom Zelewu Kea Amlak Ayne Leboneom Yekefetelom
@kibromSemere-gh6wz
@kibromSemere-gh6wz 5 ай бұрын
ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ማዕረ ክንደይ ከም ዘፍቅረና ማዕረ ክንደይ ክርስትና ሓያልን ትኽክልን ከም ዝኾነ በቶም ኣመንቲ ጥራይ ዘይኮነስ በቶም ኣብ ክርስትና ዘይኣምኑ የርአን ይገልጽን'ዩ ስለዚ ኣሕዋተይ አቲ ሓቀኛ መንገዲ ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ መንገዲ ጥራይ አያ ንጸሊ ንኣምላኽና ነቲ ዘድሓነና ነመስግኖን ንዘክሮን ንሱ ጥራይ'ዩ ዘድሕን ብዘኩኡ ኣምላኽ የለን ስም ኢየሱስ ክርስቶስ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን....❤
@Loveforeverone-j9s
@Loveforeverone-j9s 5 ай бұрын
Kkkkkkk sultan arkey film srhaya bzuh atawe ktrkbela eka kxelyalka eya nab eslam ktatu pless mxhaf nay eselam anbeb ktftewo eka ❤❤
@MaikelKesete
@MaikelKesete 5 ай бұрын
መሓመድ ሓሚሙ ከሎ 10 ኣንስቲ ገሩ😅 ኣብ ሰማይ ምስ ኣተኻ 77 ኣንድቲ ኣለዋኻ፡ ንክርስትያንን ኣይሁድን ቅተሎም። ነዚ ደኣ እንታይ ክፈትወሉ😢? ጸላእትኹም ኣፍቅሩ ስኢኦም ጽልዩ ብሰላም ምስ ህዝቢ ዓለም ንበሩ ንዝብል መጽሓፍ ግን ኩላትና ከነንብቦ ይግባእ ዝሓወይ። ንሱ ከኣ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ💕👌
@MisgeGere-uv5pf
@MisgeGere-uv5pf 5 ай бұрын
Eti rkus kuraan si.kfetwo.mqaun sultan dey kamkum u
@milionhiabu326
@milionhiabu326 5 ай бұрын
Eway hawey ety zgermeny maere kndey awirka alekha eyu Xelot gber nab amlakhka ayenay eyu ety qnue mengedy eilka kberhalka
@Loveforeverone-j9s
@Loveforeverone-j9s 5 ай бұрын
@@milionhiabu326 kxelyalka eya ftare aynka kftu nab eselam katwaka kuran anbeb eslmna hake hymanot eyu raya endo eza kula alem nab eselam tatu
@asoalasoal7642
@asoalasoal7642 5 ай бұрын
egzabiher ymesgen
@ngstitigraykuwait2737
@ngstitigraykuwait2737 5 ай бұрын
ንመዳመይ ተስማዓኹዋስ ታይ ይመስለኩሙ ትቁጣዓኒ ዶ ትኸውን ኹሉ ግዜ ሰለ መዳመይ ያሓስብ እየ ግን ይፈርሕ😢
@semeretekile1124
@semeretekile1124 5 ай бұрын
Ezgabhier ymesgen❤❤❤❤❤❤
@bhi8499
@bhi8499 5 ай бұрын
እልልልልልል ተመስገን❤❤✅🦋🙏
@goggo5414
@goggo5414 5 ай бұрын
💒✝️🙏
@aaazzz3936
@aaazzz3936 5 ай бұрын
❤🙏🙏🙏⛪️🌹🌹🌹
@meggg292
@meggg292 4 ай бұрын
❤❤🙏🙏🙏
@TetschTesfalem
@TetschTesfalem 5 ай бұрын
Temesgenka fetari (3)
@vhhhhf5887
@vhhhhf5887 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️
@ZamzamMohamed-g9d
@ZamzamMohamed-g9d 5 ай бұрын
Wawu❤❤❤
@ابراهيممحمد-غ7و8ل
@ابراهيممحمد-غ7و8ل 5 ай бұрын
Nmntay da ezi kulu Europa nslmna yatulo,tewaso yakhlekum.
@TekleweldBrhane
@TekleweldBrhane 5 ай бұрын
ነጸላ፣ኩም፣ኣማሓይሽዎ፣
@ቅዱስጊወርጊስጠብቀኝ
@ቅዱስጊወርጊስጠብቀኝ 5 ай бұрын
❤❤❤
@Biemnet-e8t
@Biemnet-e8t 5 ай бұрын
ብሓቂ ህይወት ኣስተማቅረቶ ብሓቂ ግን እቶም ኣብ ክርስትና ዘለና ደንዚዝና እና ዘለና ኣብ እድካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ኮይንና ኣሎ
@BisratFekadu
@BisratFekadu 5 ай бұрын
ኣቤት ከምዚ ዓይነት ዓቀኛ ምስክርነት ከሉ ጊዜ እነተተቅርብ ብዙሓት ነፍሳት ምድሓና ኔረን።
@SelamTesfamariam-c1u
@SelamTesfamariam-c1u 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abbeyene
@abbeyene 5 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏
@KsanetTeklesenbet
@KsanetTeklesenbet 5 ай бұрын
Elllllllllllll Elllllllllll Elllllll Aseyyyyyyy Kbrn Msganan Egziabhier Amlak ykuno netom ayni lbonom zteshefene Amlak ykfetelom Temesgen Amlak Haqena Emnet Krstyan Orthodoks Tewhado eya
በእንተ ዲያብሎስ መሐሩነ ሥላሴ!
28:28
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 12 М.
አምኃ ምስለ ስብከት / ሰባት ንወዲ ሰብ መን ይብልዎ?
28:17
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 4,6 М.
Officer Rabbit is so bad. He made Luffy deaf. #funny #supersiblings #comedy
00:18
Funny superhero siblings
Рет қаралды 18 МЛН
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 8 МЛН
Which One Is The Best - From Small To Giant #katebrush #shorts
00:17
/ ስብከተ ወንጌል / መፍትሒኡ እዚ ኢዩ!
39:26
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 10 М.
መኣረምታ ንዝሓለፈ መልእኽቲ
29:30
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 8 М.
እነሆ መልሲ ንኹሉ ኦርቶዶክሳዊ! ብጽሞና ስምዕዎ
49:03
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 27 М.
ሰበይቲ ሎጥ ጨው ዝኾነትሉ ቦታ
23:20
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 5 М.
መልሲ ንሕቶታትኩም
25:49
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 12 М.
ድንግል ማርያም ኣብ ቤተመቕደስ ኣይኮነትን ተበሲራ!
17:04
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 6 М.
ድኻምና ንኸንቱ ኣይኮነን
29:24
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 21 М.