No video

ኣብ ስደት ዘዳኽማና ዘለዋ 6 ነገራት

  Рет қаралды 54,604

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

#eritreamovie2023 #aklilu #akliluhabtemichael #eritreamovie #tigrignamusic

Пікірлер: 351
@First-love-1991
@First-love-1991 5 ай бұрын
ንዓይ ንስኻ ዓቢ መምህርን ኣማኻርየይን ኢኻ ❤ ❤❤ ንኽዓቢ ዓቢ ኣቦርክቶ ጌርካለይ ምስጋናይ ይብጻሕካ
@fshiktaameley4779
@fshiktaameley4779 5 ай бұрын
ኣብ ምሕማይ ኢና ዘረባ ንፉዓት ።
@temesghen8180
@temesghen8180 5 ай бұрын
ክክክክክክክክ ሕማቕ ስደተኛ እንበር ሕማቕ ስደት የለን ንዝበለ 100% ርግጸኛ ኢየ ኣብ ማሪዋና ተሓቢኡ ዝነብር ሰብ ኢዩ።
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 5 ай бұрын
አቲ ጸገም ርእሲ ናይ ኤርትራዊ ተሰዲድካ ሰድራ ምሕጋዝ ምእላይ ምሕዋል ቆልዓ ምውላድ አምበር ነብሰኻ ምዕባይ ትምህርቲ ምቕጻል ሞያታት ምውሳድ ኣይሕሰብን አቶም መጽዮም ዓቕሊ ገሮም ዘምሃሩ ኣብ ዝላዓለ ጽፍሒ ተረክቦም ዉሑዳት አዮም ኣብ ሰደት...... ኤርትሪን ናይ ጉልበት ሹቁል ጥራይ ተፈቱ ትርፊ ግዚኦም ከኣ ኣብ tik tok ይሓለፍ 😢😢😢
@temesghen8180
@temesghen8180 5 ай бұрын
ሓበሻ ሕስድና ኣለዎ ።ሓደ ሓበሻ ኣብ ሓንቲ ስራሕ በይኑ 1ዓመት ይሰርሕ።ኣይነግርን ኢዩ። 1ህንዲ ኣብ ሓንቲ ስራሕ ተጀሚሩ ድሕሪ ወርሒ 30 ህንዲ ኣለዉ ።ሓበሻ ሓሳዳት ኢዮም።
@siemkibrom880
@siemkibrom880 5 ай бұрын
Yes off course 😮
@lamikfish6907
@lamikfish6907 4 ай бұрын
እዚኣ,ስ ይድግፈካ ኢየ..
@BiniTeklit
@BiniTeklit 4 ай бұрын
Nay behaki
@heidshop4103
@heidshop4103 4 ай бұрын
ኣማን ብ ኣማን ብሓቂ ሓበሻ ፈውሲ ዘይረኸብናላ ሕማም'ያ።
@zerayabrhahabtemichael
@zerayabrhahabtemichael 5 ай бұрын
ኩቡር ሓውና እንቃዕ መጻካ እዚ ኣምጺካዮ ዘለካ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ገለ ጉዱሳት ኣብዚ ነብረሉ ኣለው ንቆልዑ ቃንቃ ዓዶም ብወልንትንኦም ዝምህሩ ባህሊ ዓዶም ዘፍልጡ ኣለውና በዚ ኣጋጣሚ ክምስገኑ ይግባእ❤
@user-ux9dl7ww7m
@user-ux9dl7ww7m 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rob-zb3ic
@rob-zb3ic 5 ай бұрын
እዋእ እወ እሞ ዓዲ ደይሓዝካ ባህልን ሃይማኖት ንኽሰርሕ ኣጸጋሚ ኢዩ ዝኸውን !
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea 5 ай бұрын
Nice information Akile.
@dawitteame3666
@dawitteame3666 5 ай бұрын
እድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ናተይ
@abrahalealif9370
@abrahalealif9370 5 ай бұрын
አየ አኪለ ኮምኒቲ ዶ በልካ፡ ፖለቲካን፡አውራጃውነትን ዝበሃላ እንከለዋ በየን ገጽና ሞ ክንታሓጋገዝ።
@lovejlk5351
@lovejlk5351 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ከም ሕብረተሰብ ብዙሕ ኣሉ ኣተዓባብያ ዝሃሰየና የቀንየልና ኣኪለ እቲ ቀንዲ ጸገማትና ትዛረበሉ ብምህላውካ።
@mogosmlash7437
@mogosmlash7437 5 ай бұрын
አዚዪ አገዳሲ አርእስቲ ኩቡር ሕዉ አክሊሉ ድክመት ስደትና ብወግዒ ገሊጲካዮ ተባረክ ምስትዉዓሉ ይክፈተልና እምበር ናትና ነገር ዝገርምን ዝሕዝንን እዩ ጠንቅና ዘይብሱል ፓለቲካ እዩ
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣብ ዘለክዎ ከባቢ ክሳብ ኣፈይ ደም ዝወጽእ ብዓቅመይ ክሰብከንን ንሰባት ከረድእ ብዙሕ ጽዒረ እየ፡ ጽቡቅ መግለጺ ክብረት ይሃብካ።❤
@First-love-1991
@First-love-1991 5 ай бұрын
❤ ቀጽሎ ብሮ ❤ ሳላ ከምዚ ናትካ ዝሓገዘኒ ኣብ ነርወይ ሰብ ኮይነ ብጣዕሚ እየ ዝመስግኖ ኣብኡ ዘለኒ ክብረት ክገልጾ ዓቕሚ የብለይን ❤
@Slasie
@Slasie 5 ай бұрын
Egziabhier ymesgen xbuq aleku kemey qenika kbur hawna Aklilu. Ajoka qexlo. ንሕና ኤርትራውያን ኣብ ነንሕድና ኢና የሕሊፍና ንዋሃሃብ ድኽመት ኣለና።
@saradaniel5579
@saradaniel5579 4 ай бұрын
Ambesa qexlo kulu zelkayo100% haqi u ❤❤❤❤❤❤❤❤
@sarahsolomon8025
@sarahsolomon8025 4 ай бұрын
ኩቡር ሐውና ኩሉ ሐቂ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🏾❤️🇪🇷
@SesunuSesunu
@SesunuSesunu 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ብሉጽ ትምርቲ ኣክሊሉ ሓወይ❤❤❤❤ ኩለን ብሉጻት
@tesfugoitom7907
@tesfugoitom7907 5 ай бұрын
ዘድሊ መጽናዕቲን እኹልን ትኽክልን ሓበሬታ ዘለካ ኮይኑ ይስመዓኒ ክቡር ሓወይ ብመሰረት ናተይ ናይ 17 ዓመታት ውህሉል ርእይቶይ ክብረት ይሃበልና
@abdallaalakef4438
@abdallaalakef4438 5 ай бұрын
You are such an amazing wise man, God Bless you 🙏 and we really wish to have more of you in our community, much Love and respect for you brother. We must be mature enough to value our rich diversity and history, we must grow together
@user-dw2cd8vj7f
@user-dw2cd8vj7f 5 ай бұрын
ሓሳብካ አዝየ እየ ዝፈትውን ዝከታተሉን ኩሉ post ትብሎ ሰማሚዐዩ ብዙሕ ረብሓ ረኪበ thank u
@moratv6898
@moratv6898 5 ай бұрын
I appreciate you so much akile........i admired your positive ideological aspect akile ...keep it up
@yohannesafewerki8022
@yohannesafewerki8022 4 ай бұрын
ብሓቂ ንፉዕ ከማኻ ይብዝሑልና ብሓቂ ኤርትራዊ ኢኻ ሞ ቀጽሎ ኣጆኻ ክንስዕበካ ኢና
@dawitlfhabeshatube
@dawitlfhabeshatube 5 ай бұрын
ኣነ ኣብታ ናይ ቢዝነዝ ዝበልካያ ይሰማማዕ እየ ❤❤❤❤
@user-zs7ob6sv6o
@user-zs7ob6sv6o 4 ай бұрын
Akile hawna Amlak ybarka sle kulu tmrtka.
@tesfalemberihu5109
@tesfalemberihu5109 5 ай бұрын
ጽቡቕ መደብ ኣኪል , እታ 6ይቲ ነጥቢ እያ ዝዓበየት ሽግርና። ማለት ናይ ፖለቲካ ፍልልይ ከም ዘለዎ ኮይኑ , ኣብቲ መዓልታውን ማሕበራውን ሂወትና ግን ክንተሓጋገዝ ይግባእ።❤
@Embaseyra
@Embaseyra 5 ай бұрын
ኣክሊሉ ክቡር ሓው ናይ ብሓቂ ነቲ ዘሎ ኣብ ህዝብና ብጽቡቅ ምግላጽካ ኣዚካ ክትምስገን ይግብኣካ፡ ብፍላ ድማ ኢዛ ናይ ስኣን ምዝራብካ ግቦን ዝተሓተትካዮ ብካልኦት ዘጋታት ዝግበር ናይ ኢርትራዊ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕስበካ ።
@MichaelTekle-gm9rp
@MichaelTekle-gm9rp 4 ай бұрын
Waw i hear your advice,it is so great,&that is verry helpfull for me.keep it up GOD MAY BLEss u bro,
@erilove2627
@erilove2627 4 ай бұрын
Aklilu hawey btaeume yeqenyelna❤
@lemlemteame
@lemlemteame 5 ай бұрын
100/100 ሐውና እዚ ትህበና ዘለኻ ቁም ነገር ዘሎዎ ምኽሪ አብዚ ኑኡስ ወሎዶ ክኽውን ይምነ::
@fithawitaregay4276
@fithawitaregay4276 4 ай бұрын
No.2 absolutely right even we can't site properly
@user-ti6wb6hg4w
@user-ti6wb6hg4w 4 ай бұрын
Akile hawey thbena mkri btaeimi u Mehari slezi qexlo from Uganda
@user-gu8td9iu9q
@user-gu8td9iu9q 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ብሱልን ረቅቕን መሃርን መግልጺ ኩቡር ኣኽሊሉ ሓውና ። ቀጽሎ ዓቢ ኣበርክቶን ኣገልጉሎትን ኒሕብረተሰካ ኢዩ።🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@bereketrussom9444
@bereketrussom9444 5 ай бұрын
2,3,6, Agree.
@GM-cu9qk
@GM-cu9qk 4 ай бұрын
Thank you Aklilu Hawina you er Right I hope Every one can Learn of this God bless you 🙏
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l 4 ай бұрын
Great, educative!!!!.
@SamielMebrahtu-cg3rb
@SamielMebrahtu-cg3rb 5 ай бұрын
1 hmaki sdeti iber hmki sdetena yelen sori gna mknyatu sdeti maleti bahriyu slezi kuluseb ,habsu aykulin Yu nkkuli dma ykales Nebusu metsaiu❤ Nsdru❤ FETEWUTI deki hageru kehgzi❤ Nabrasdeti bari ksab zkone merkeb zeybulu baryu,abeydamo tihmketi mhri keman nefoo ,KULGZE seb ,1hanti fetene Yu zften Untesdetena gna 100% Ab feten nebswekef malti undatefetene Yu😢 Znebr slezi jgna sdetena ber hmak sdetena yelen ykreta hawey natey❤ 🇪🇷🌾🇪🇷 JONA AJONA SDETINA YEHTSRELNA TAKAKBNA❤NADNA NMLESELU ZEMEN YMTSANA.CHAWU ,KAB HAWUKA SAMI AMAN. BZKONE MEDEBATIKA ABESA ILEYE ZSEMIEKA 🤝🌅🛖⭐🇪🇷⭐🤝⭐✍️📚 ✍️💌💯.
@_.baddie959
@_.baddie959 5 ай бұрын
😮😮waw xebuq tmhrti eyu keep it going and thank you 🙏🏽 ❤
@sarahsolomon8025
@sarahsolomon8025 4 ай бұрын
ኩቡር ሐወይ ኩሉ ጉድለትና ዝበልካዮ ሐቂ። ሐደ ካብቲ ጉድለት ጡርኑፍ ኮሙኒቲ ስለ ዘይብልና ደቅና አብ ካልእ ዓልየት ይከዱ አለዉ ብጣዕሚ ዘሕዝን እሞ ከማካ የብዛሐዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🏾❤️❤️
@MelesMedhin
@MelesMedhin 4 ай бұрын
Ato Aklilu Btaemi eye Zednkeka meglexika Azye yfetwo emo kexlo Egziabher Yhagzka
@tiebeweldeyesus3632
@tiebeweldeyesus3632 4 ай бұрын
ሰላም ብሩኽ ሓወና ኣዝዩ ሃናጺ ምክሪ ካብቲ ምክሪ ድማ ኣዘራርባኽን ኣገላልጻኻን ዓሚቅ ፍልጠትካን ግዜኻን ዘካፈልካና ኣዝየ የመስግን
@siempipo
@siempipo 3 ай бұрын
FKRI Media 🇪🇷 coll music ❤
@berekettesfay4099
@berekettesfay4099 5 ай бұрын
ከማካ የብዛሓዮም ኣክለ ሓወይ ።ብጣዕሚ ብሉጽ ዝኮነ ትምህርቲ። ክብረት ይሃበና ።
@ConfusedFishBowl-mu4tm
@ConfusedFishBowl-mu4tm 4 ай бұрын
ተባረኽኽኽኽኽ
@aronabedom1483
@aronabedom1483 5 ай бұрын
ኣኪለ ሓወይ ኣብዚ ዝነብረሉ ሃገረ ኣንጎላ ዘለናዮ ዝዓበየ ጸገም እዚ ተመሳሳሊ ናይ ስራሕ ልምዲ ገርካ ምብልላዕን ነንሕድሕድካ ምውድዳቕን ሓደን ቐዳማይን ክኸውን እንከሎን ገንዘብ ገይርካ ሽግራትካ ክትፈትሕ ምህቓንን ነቲ ዓቕሚ ዝውሕዶን ድሩት ገንዘብ ዘለዎን ሰብ ድማ ማዕረ እቲ ዓቕሚ ዘለዎ ብምሕታት ዘይተደልየን ልዕሊ ዓቕም ወጻኢታትን ኽከፍል ጽዕንቶ ዝፈጥረሉ ኣብ ብዙሕ ቦታታት ክሳብ እዚ ዝበልካዮ መዕርፎ ነፈርቲ ድማ ፈሊካ ምጽናሕ ገኒኑ ኣሎ እሞ በጃካ ናይ በይንና ሰሪሕካ ክሳብ ዝርድኣና ስርሓልና 👆👆👆👆 👆👆👆 ወላ ደዊለ ውን ዘሎ ኩሉ ሽግራት ብሰፊሑ ከዘራርበካ ይክእል እየ ኣኪለ ሓውና ስለ ኩሉ ትህቦ መልእክትታት ድማ ወትሩ ምስ ተመሰጥኩልካ እየ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏
@rafi3824
@rafi3824 5 ай бұрын
Ygermeka eyu kbur hawu...bflay eza hade seb zgebero wey zjmero kuluka kem begie tetegotitka mkad kabzi zeabi wrdet yelen...
@habteabnega5461
@habteabnega5461 5 ай бұрын
ሃይ ኣኪለ መደብካ ብጣዓሚ እየ ዝካታቶሎ ቆጽሎ ኣጆኻ በርትዕ ክብል ይፈቱ. Keep it doing 💯
@user-nh2on8hq1w
@user-nh2on8hq1w 16 күн бұрын
ሰላም ኣኪለ ሓውና ብእትገብረልና መሃሪ ትምህርትኻ ነመስግን ።ወየ ደኣ ኣኪለ ዘይትሕለል ኮይንካ እምበር ባህሪ ሓበሻና ኣይቅየርን ኢዩ ንኣብነት ኣብዚኣ እንዳሃመማ እንተኸፊትካ ኣብታ ጎና እንዳ ፍሊት ኢዮም ዝኸፍቱ መቕተሊታ ከምዚ ኢዩ ሓበሻ ሕስድና በቓ።
@user-do1kv4lp1w
@user-do1kv4lp1w 4 ай бұрын
አይይ😥🙏🙏🙏🙏
@mehariabraham271
@mehariabraham271 4 ай бұрын
Selam kubur hawey aklilu kulu gza tekrbo betami amhari eu emo ketselelu brother betami ka kabzi nlaeli zemeher hasab kemtekrbeln bal mulue tesfa eye emo ketslelu 🙏🙏🙏
@yordanosteklu505
@yordanosteklu505 4 ай бұрын
It’s so true message thanks brother 💯✅💖🌟🇪🇷
@user-yd1wk4te3x
@user-yd1wk4te3x 5 ай бұрын
Thankyou Aklilu hawuna ✅bitami Mahari aresti eyu Mebzahitina eritraweyan nebsena meglaz kem Anenet wey tebit Ena neredeo Koynu gen ab europa Bifilay ab nay tena meday teserhi entekonka Kemey Gerka bizaba nebseka tizareb timaharo eka Kommunikation
@MyUtopia2025
@MyUtopia2025 5 ай бұрын
Excellent teaching! However, the political differences between Hegdef and the Blue Revolution carry life-or-death implications, making it impossible to foster community with the enemy.
@milliyosief6722
@milliyosief6722 5 ай бұрын
ናይ በሓቂ ሰኣን ዝተሓባበረና አው ዓመት ሙሉአ ከሲርናዮ
@SamiSami-ws4ze
@SamiSami-ws4ze 5 ай бұрын
ኩቡር ሓዉ ጽቡቅ ሓሳብ ኢካ ኣልዒልካ ዘለካ ስርዓት ህግደፍ ምእንቲ ኮሮሻ ስልጣኑ ክናዋሕ ከምዘይ ንሳማማዕ ጌርና እዩ እንተ ተሳማሚዕና ክንኣልዮ ስለ ንኽእል
@akiyor3615
@akiyor3615 5 ай бұрын
ስለቲ ምቅሉል ኣቃባብላካ ምጣዕሚ ነመስግን።ኣብዛ ናይ interview ዝበልካያስ ድክመት ከም ዘሎና ምርራጎዲ ክኮንካስ ሓደ ኤርትራዊ ኣነ ኣብዝሰርሓሉ ትካል Interview ክገብር ምስ መጸ ብዝግባእ ስለ ዘይ ገልርጾ ክቅበልዎ ኣይከኣሉን ደሓር ግን ንፈትኖ ኢሎምስ ምስ ተቀብልዎ ኣብስራሕ ብጣዕሚ ንፉዕ ኮይኑ ጸኒሑ። ሕጂ ብጣዕሚ ዮም ዘመስግንዎ ስለዚ እቲ ዝዓብየ ሽግርና ነቲ ጥቅሚ ናይ ቅድሚ ስራሕ ንግርብሮ ቃለ መሕተት ርዲእትና ምሉእ ኣይኮነን ስለዚ ቅድሚ ምካድና ብሓሳብ ክርደኣና ኣልዎ።
@welelakelib8989
@welelakelib8989 5 ай бұрын
Betami xebok habereta nfou edmen tenan yhabka Amlak Betami eye zednikeka kolo tekriba medebatka meharin hanaxin eyo 💯💯💯❤❤❤❤
@rutahagos1514
@rutahagos1514 5 ай бұрын
🎉Thanks so much 🙏🏻 my best brother 💎 👑 GBU all your family 🙏🏻 great job 👍 👏🏻
@freweinitekie7869
@freweinitekie7869 5 ай бұрын
እናመሰግናለን ወንድማችን🙏🙏🙏❤️ ❤❤
@Milimiraaa
@Milimiraaa 5 ай бұрын
ብሓቂ በሊሕ ሰብ ኢኻ thank you brazer🙏😍
@DBlockniss
@DBlockniss 5 ай бұрын
Some things comes with experience. Experience is the best teacher
@yikalogebrehiwet4016
@yikalogebrehiwet4016 5 ай бұрын
Thanks haw akile kem wetru agedasi mhro kebret yhabka behaqi ezi tegotitka hade zegebro medgam kem bahli gernayo alena kemzi gerlum qesqusuna teteseqorena ember kulu negerna dhirna alena kem hebreteseb
@berhaneh7587
@berhaneh7587 5 ай бұрын
ዝኸበርካ ኣኽሊሉ መደባትካ ኣዝዩ መሃርን እዋናውን ምዃኑ ክገልጸልካ እፈቱ። እዛ "ሕማቕ ስደተኛ እምበር ሕማቕ ስደት የለን" ትብል ሓሳብ ዝተጋነነት እመስለኒ። ካብ ሃገርካን ስድራቤትካን እንተተፈሊኻ ዘለዎ ቅልውላው ንምግማቱ ኣየጸግምን። ኤርትራ ምድራዊት ሲኦል ስለዝኾነት ናብ ምዕቡላት ሃገራት እንተተሰዲድካ ዝሕሸሉ ኢዩ። ጻዕሪ ናይቲ ስደተኛ ከምኡ ድማ ፖሊሲታትን ቁጠባዊ ምዕባለን ናይተን ትስደደለን ሃገራት እውን ወሳኒ ኢዩ። ስለዚ ሕማቕ ስደት የለን ክትብል ብዙሕ ረቋሒታት ከምዘለዎ ኣብ ግምት ክኣቱ ኣለዎ። ጸገም ኤርትራውያን ግን ፖለቲካ: ዘይምምሃር: ትምክሕቲ: ዘይምጥርናፍ ገለ ካብ ጸገማትና ኢዩ።
@user-wi9cq9nb5o
@user-wi9cq9nb5o Ай бұрын
Great
@semerehaile96
@semerehaile96 5 ай бұрын
Interesting bro ,
@AbelMeliake
@AbelMeliake 5 ай бұрын
ሰኣን ኣዚኣ ትምርቲ ምውሳድ ብዙሕ ዓመት ከሲርና❤
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 4 ай бұрын
ንሕና ሓበሻ ንንባዓልና አብ ምትሕስሳድን ብትዕብትን እና ቀዳሙን😊
@user-wx5wy2ry3u
@user-wx5wy2ry3u 5 ай бұрын
ጽቡቅ ኢዩ ኢዛ ናይ ፖለቲካካ መርገጺ ግን ኣነ ደስ ኣይትብለንን ኣላ ኩሉ ግዜ ሃንቀው ኢለ ኢየ ዝጽበየካ ካብቲ ተውርዶ ቪድዮታትካ ብዙሕ ኢየ ዝማሃር ግን ኣነ ብወገነይ ኣብዞም ምሁራት ናይ ዓድና ወላ ሓንቲ እምነት የብለይን መክንያቱ ንቀይናን ጥራይ ኢዮም ዝመርሑካ ኣብዚ ዝነብረሉ ሃገር ቀሲንና ካይንነብር ኢሎም ኣብቲ ኢንታይ ኢዩ መውጺኢኩም ዝብል ዝተዋሃበና ሕቶ ንሕና ዝሃብናዮ ንተርጎምቲ ካልእ ተርጎምቲ ዝተዛረብዎ ካልእ ብሰንኩ ኩሉ ታሓዋዊሱና መንበሪ ወረቀት ከሊኦሙና ማዓስ ኢዮም ክሰጉና ኢልና ኣብ ፍርሒ ተሸሚምና ኣለና ሕጂስ ኣነ ብወገነይ ኢዞም ካብ 50 ንላዕሊ ዘለኩም ምሁራት ኩኑ ወላ ካሊእ ካይተኣለኩም ኤርትራዊ ጽቡቅ ዝኮነ ሕብረተሰብ ክፈጥር ወይ ክቀስን ኢዩ ዝብል ሕልሚ የብለይን
@selamazerigaber4476
@selamazerigaber4476 5 ай бұрын
Bingo www
@sirakokbamichael95
@sirakokbamichael95 5 ай бұрын
akile hawey kab kedem yfelteka endiye zerebaka meret kemzeywedq eza community tbl bzuh gzie tdehagma ika u r right kedem ab gedli kelewu keman eritrawyan ab saudi and italy kem example knwesd community btami iyom ztqemlu nerom teawitom kea hji eza community kemey tjmr entay kemale alewo b men kjmer kem zkel asfihka ente tmhr xbuq neru anyway i love what u present in this youtube channel keep it up its sign of time what u present ❤❤❤❤ love it tnx alot
@osmansaleh3426
@osmansaleh3426 4 ай бұрын
you are right bro
@danielmehari3847
@danielmehari3847 4 ай бұрын
Yeah you are right 100% sure
@user-ge2pc5wt4w
@user-ge2pc5wt4w 5 ай бұрын
I appreciate akle hawey please continue us
@annetkidane6232
@annetkidane6232 5 ай бұрын
Nay behaqi Video tatka btaemi u zhgzena thanks bro😮
@mathiosghile9311
@mathiosghile9311 4 ай бұрын
ናይ ስደት ጽቡቅ የልቦን። ካብ ተሰደድካ ግን ነቲ ዘሎ ዘጋጠመካ ብኸመይ ኣብ ረብሓካ ትቅይሮ እዩ እቲ ዓወት።
@milietesolomon7659
@milietesolomon7659 5 ай бұрын
I saw you last time you get 50,000 vote you deserve more than that and I believe you will get it.
@respektvolldann6362
@respektvolldann6362 5 ай бұрын
Eza kulu alem mahberawi shgrat alwo zbelkaya aysemamaelan bzterefe btami blux hasab
@rbk4393
@rbk4393 5 ай бұрын
ብመጀመርያ ንህዝብካ ትገብሮ ዘለካ ዕባቤት ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ብታዕሚ የቀንየልና 🙏 🙏 🙏 ብምቅጻል ከምታ ንነብሶም ምግላጽ ዱኹማት ኣዮም ኣብተግባር ግን ቡሉጻት እዮም ዝበልካያስ ። እቲ ነብስካ ምግላጽ ብባህልና ሕማቅ ሙካኑ ኣብተግባር ከምንኣምን ዘይንነግራ ንዓለም መኽንያቱ ምልዋጥ ካብ ኣበና ከም ባህልና ጌርና ነላልዪ እንታይ ደኣሞ ክንገብር !!!!!!
@kidanegebrihiwet5010
@kidanegebrihiwet5010 5 ай бұрын
Aklilu medebka btami xubuk alo kexlo .
@tomasm5507
@tomasm5507 5 ай бұрын
Great speech as usual ab lbna yehdro
@SirajZaki-qm3hr
@SirajZaki-qm3hr 5 ай бұрын
Yes Exactly mamher Akila bitame xibuk motivation Eu Thanks more ❤❤❤❤❤
@abelberhane1641
@abelberhane1641 5 ай бұрын
All you explained step was acceptable
@Monalizastyle.con21
@Monalizastyle.con21 5 ай бұрын
Abzi zelkiwo adi 🇨🇭 timhrti nay qelu maltey qanqa ade kimeharu ent koynom eti mengsti eyu zikflelka. Akedimka gin kuluka habirka kithatit aleka. Nihna gin biztekimin zeytekimin enda teflalena, zeytaden kisara kona niterf alena. Etom memhran gubu demwezom enda tekfelue,dekina kea qanqom bigbu mitmahru nerom. Sean hibretna abzeytadene kisra and xinqet natu alena.
@merhawwit
@merhawwit 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤yekenyelna Akile hawuna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vv3ct4em4f
@user-vv3ct4em4f 4 ай бұрын
right thats true
@weinigilagaber8977
@weinigilagaber8977 4 ай бұрын
Selam naka Aklilu Weini yebhal, Betami xebuk hasab denguye eye reyeyo , bezkone Ane ab France Paris eye zekemet 15 amet gere aleku ab sistem wen zeatekuye, bezkone endher zekone negerat be connection gemirkum kihegez fekadegna eye abzi zenebrelu adi. Senay kine. Bezyada hanereta wey kitrekbeni tedelika. Instead (weini’s coiffure)
@berekettesfaldet-fd3qv
@berekettesfaldet-fd3qv 4 ай бұрын
Wow amazing
@naomiweldezghi5617
@naomiweldezghi5617 5 ай бұрын
I strongly agree with number three
@freedomforall9859
@freedomforall9859 5 ай бұрын
Naybahaki zbelkayo kulu qunue thank you great job
@senayf9536
@senayf9536 5 ай бұрын
Wawww amazing ideas how you explain yourself it's very important 👌 continue dear bro😊
@tesfamariamkelati
@tesfamariamkelati 5 ай бұрын
Well done akile thank you.
@Kilo_tango
@Kilo_tango 5 ай бұрын
You are doing great job as usual...
@YordiKefali
@YordiKefali 5 ай бұрын
Kulu zibelkayo haki eyu bitami Nikhat godeluna alo bitami wedikna alena God bless you brother
@user-lq8dm9qh9k
@user-lq8dm9qh9k 5 ай бұрын
ሕማቅ ስደተና በር ሕማቅ ስደት የለን ::
@sirumiki7080
@sirumiki7080 5 ай бұрын
Ya nay bihaki eti zelo abana lomi gelixkayo kalie malti asfih ablka ente gelxelna xubk neru ❤❤❤
@tsegaygrmay4588
@tsegaygrmay4588 5 ай бұрын
WAWWWW ITS WONDERFUL ADVAISE KEEP ITS UPP ❤❤❤
@degoldessie1826
@degoldessie1826 5 ай бұрын
All you shared on this video is excellent content. many of our youth living in the fist world has given up on education!
@Maesho111
@Maesho111 5 ай бұрын
Thank you amazing advice
@ConfusedFishBowl-mu4tm
@ConfusedFishBowl-mu4tm 4 ай бұрын
👍👍👍❤❤ ተባረኽኽኽኽ
@paulosatsebeha510
@paulosatsebeha510 5 ай бұрын
Good bless akile hawey ,we are proud of you keep it up,
@zionmisgna6384
@zionmisgna6384 5 ай бұрын
Nay bhaqi hanaxi tmhrti eyu zsemeon zrdeon gn yedli amlak ybarka ❤❤
@redsea3274
@redsea3274 5 ай бұрын
On point well done perfect points.
@user-oz3iz2wx9g
@user-oz3iz2wx9g 4 ай бұрын
great man, log live.
@danielagostinoantonio952
@danielagostinoantonio952 5 ай бұрын
I am proud of you brother eritrean people they need 100 years to help each other if eritrean have a job free place they not let you know and give the job to another country 😂
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 191 МЛН
ОБЯЗАТЕЛЬНО СОВЕРШАЙТЕ ДОБРО!❤❤❤
00:45
ዘሰንብድ ብዝሒ ነብሰ ቅትለት ኣብ ዩጋንዳ
29:47