Рет қаралды 7,611
ገለ ሰብ ኣብ መሳልል ስራሕ ብደሞዝ፣ ብሓለፍነት፣ ብፍልጠትን ቀልጢፉ ይዓቢ። ገለ ከኣ ብኣንጻሩ፣ ካብ ስራሕ ይባረር፣ ብዘይ ስራሕ ከኣ ዘወን ይብል። ስራሕ ክብረት'ዩ። እትዓብየሉ ምስ እትኸውን ከኣ ዝያዳ ክብረቱ ይዓዝዝ። ናይ ስራሕ ዕቤት ግን ብኸመይ'ዩ ዝመጽእ?
ኣብ ናይ ሎሚ ቪደዮ ነዚ ዝድህስስ መድብ ሒዘ መጺአ ኣለኹ፣ ሰናይ ምክትታል።
Some people show quick progress in thier employment, while other get terminated and stay unemployed for extended period. But why are the factors affecting these differences?
Take a watch on this video.
#employment #work #eritrea #asmara #tigrignamovie #tigrignamusic