No video

… ከይጅምር እንታይ ብኢደይ ኣሲሩ ሒዙኒ

  Рет қаралды 4,029

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

ኣብ ዓለም ከም ሕልምኻ ከየተግበርካ ምሟት ዝኸፍእ ነገር እንታይ ኣሎ? ብዙሕ ሰብ ጽቡቕ መደብ ኣለዎ። ውሑዳት ካብዞም ብዙሓት ሰባት ግን ናይ ተግባር ሰባት እዮም። ኣብ ዓለም እቲ ዝበዝሐ ጽቡቕ ሓሳባት ዘልዎ ቦታ መቓብር እዩ ዝበሃል። ብዙሓት ሰባት ምስ ሕልሞምን መደባቶም ዝቕበሩሉ ቦታ ስለ ዝኾነ። ውሑዳት ግን ንዘለዎም መዳባት ንምፍጻም ኣብ ተግባር ዝያዳ ይዛዝዉ። እዚኦም ዓይነት ሰባት እዮም ከኣ ንዓለም ዝልውጡዋ።
እቲ ዝበዝሐ ሰብ ግን ናብ ተግባር ከይሰጋገርን ሕልሙ ከየተግብርን እንታይ'ዩ ሒዝዎ ዘሎ? ንዚ ሕቶም እትምልስ ቪድዮ ሒዘ መጺአ ኣለኹ፣ ሰናይ ምክትታል።
#asmara #eritrea #eritreamovie #tigrignamusic #eritreamusic #tewahdomezmur

Пікірлер: 22
@michaelissack9271
@michaelissack9271 10 ай бұрын
God bless you and your family thanks Michael Issack Florida
@adhanombrhane8269
@adhanombrhane8269 10 ай бұрын
ኾርዒዳ በዓል ሰፊሕ ልቦና ኣምላኽ የዕዚዙ ጸጋ የብዝሓልካ ኩቡር ሓዊናን ኣያናን ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኣርእስታት ገሊጽካልና ብጣዕሚ ኣብዘን ዝመሃርካና ኣዚና ኢና ጉጉይ ኣረዳድኣን ልምድን ጸንሕና እዚ ከምዚ ዓይነት ልምድታት ክእለ ዘለዎ እዩ'ሞ ከምዚ ዓይነት ገጋታት ብቅልጡፍ እረም ቡዙሕ ክንጽበየካ ኢና ዝሓወይ የቀንየልና ካብ ❤ ።
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 10 ай бұрын
Kbret yhabeley
@aziebukbay5653
@aziebukbay5653 10 ай бұрын
ኣንጊሀ ሃናጺ ዝኾነ ዘረባ ይሰምዕ ኣለኹ ኣይትሰኣን ብሩኸይ እሞ ኸኣ ሓሊኻ ሒዛትኒ ዘላተባረኽ ዝሓወይ
@Haimi2018
@Haimi2018 10 ай бұрын
Almost all points are my main proble.riesey wekirkani ente tesemieunis.thank you dear Aklilu.
@hygg9479
@hygg9479 10 ай бұрын
Frhhii** or Fear is the main enemy of starting for a successful life.
@user-fz6jo4ei4o
@user-fz6jo4ei4o 8 ай бұрын
ዋውው ተባረክ ኣሜን(3) ኣብ መጨረሻ ትዛረባ ቃል ማራ እየ ዝፎትዋ(( ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን))
@tigestyssebhatuh8358
@tigestyssebhatuh8358 10 ай бұрын
Yes perfect advice keep it.
@siemtesfay412
@siemtesfay412 10 ай бұрын
Thanks aklilu ❤❤❤❤❤
@nsritube4232
@nsritube4232 8 ай бұрын
This message is completely for me... Tnx my dear bro... Keep it up🙏❤️🙏
@BCn-mo1uc
@BCn-mo1uc 10 ай бұрын
ሓኸለ ዝኾነ ዘረባ👍
@selamdawit8323
@selamdawit8323 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤thanks bro
@adiamabraha
@adiamabraha 10 ай бұрын
ረኺብካኒ...😂ኣይ እዚኣ እንድያ ሽግረይ!
@ruthnatinael8190
@ruthnatinael8190 10 ай бұрын
Thank you 🙏🏾
@hygg9479
@hygg9479 10 ай бұрын
Great ideas brother,
@user-hs1uh7dr5cdanu
@user-hs1uh7dr5cdanu 10 ай бұрын
god bless u dear
@DejenMokenen-wj7yc
@DejenMokenen-wj7yc 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@michaelissack9271
@michaelissack9271 10 ай бұрын
❤❤❤
@merihsolomon9958
@merihsolomon9958 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mussiebrhane5532
@mussiebrhane5532 10 ай бұрын
Kulu gize endaweska nber
@wintayehdego2559
@wintayehdego2559 10 ай бұрын
አኸሊሉ እትገብሮ ዘለኻ. መሀርን አገዳስን አብ ሓቂ ዝተምርከሰ ሓበሬታ. አይተቃርጾ. 10k views ክወሀበካ ይግባእ. ግን እቲ ህዝብና ወይ መንእሰይና አብ ሀለውሳን ህውተታን ከምዘሎ በዚ ይፍለጥ ንዝኾነ ዘሪእካ እንታይ አፍሪኻ እንድየ በጻብዕቲ ይኹኑ ዋላ እንተተማሂሮምልካ. ዓወት እዬ
@alonakebid3708
@alonakebid3708 10 ай бұрын
❤❤❤
Harley Quinn's desire to win!!!#Harley Quinn #joker
00:24
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 16 МЛН
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 39 МЛН
Survive 100 Days In Nuclear Bunker, Win $500,000
32:21
MrBeast
Рет қаралды 161 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 134 МЛН
5 ካብ ሂወትና ከነርሕቖም ዘለና ዓይነት ሰባት
18:33
Harley Quinn's desire to win!!!#Harley Quinn #joker
00:24
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 16 МЛН