No video

ንተጋሩ ብስራት/ ኣብ ፍርዲ ደው ዘብል መረዳእታ ኣሎ-ዳኒኤል ብርሃነ/ መርድእ ንኣብይ ኣሕመድ

  Рет қаралды 7,603

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

2 ай бұрын

ንተጋሩ ብስራት/ ኣብ ፍርዲ ደው ዘብል መረዳእታ ኣሎ-ዳኒኤል ብርሃነ/ መርድእ ንኣብይ ኣሕመድ

Пікірлер: 9
@naix3768
@naix3768 Ай бұрын
🙏🙏🙏💚💚💖🌺
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Ай бұрын
እንካእ ከአ ዲምጹ ሰማእናዮ👌👌👌🙏👏
@user-mm4dg7uu6g
@user-mm4dg7uu6g Ай бұрын
🎉🎉🎉
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Ай бұрын
ዳኒኤል ብሪሐነ ጂግና ተባእ ትግራዊይ አብዛ መሲከሄከሂት ጊዚየ አብ ሊእሉ ትግራይ ዙወረደ መአት ዳኒኤል ብሪሐነ ዚነበሮ ዉጺኢት ኪቢሪ ዪግቦኦ ሐቦኛ ትግራዊይ እዩ❤❤❤❤👌👌👌👌👌👌👌
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb Ай бұрын
ደጃች ገላሠ አባሓጎ ኒብሥራት አማረ ካብ ተምቤን ተሰዲዶም አብ ጥቃ ገዛ ፈለስቲ አብ ባዶ ቦታ ሠፊሮም ዳሕራይ ከምርስቶም ሒዘሞ። አኽሱማዊ ዘርኢ ዘይብሎም መጤ ሠፋሪ እዮም። እናሓጎ ብሥራት እውን ታብ ተምቤን ናብ አድዋ ተሰዲደን ደጃች ገላሰ አእትየን ቀኛች አሰፋ ወለዳ። ቀኛች አሰፋ ናብ አዴት ተሸይሞም ከዱ ኒንኡ ብስራት ወለዱ። ዳሕራይ ኒአይተ አማረ እንዳዋዕሮ ካብ ዕዳጋ አርቢ ሰብአይ አእተወ። ብስራት አማረ አብ እዳጋ አርቢ ቸወሊዱ ዐዲ አቡን/ብሎኮ ተወሊዱ ኣበየ። ዳሕራይ እንዳንሐጉኡ ወ/ሮ አለማሽ ዘለለው ሓላዊ ምራኽን ከፍትን ኮይነ ነይሩ። ቀረጌታ ገብሩውበት ይፈልጠን ስለዝነበረ ታብ ሓላዊ ኸፍቲ አውጺኡ አብርሀ ወአጽብሐ ት/ቤት አእተዎ። ዳሕራየሸ ግን ንቀረጌታ ገብሩውበት አብ አዲ ዳእሮ አረሸኖ። ንጓል ቀረጌታ ገብሩወበት ጓል አድሓሪ ኢሉ ረሸና። እዙይ ሰብ ነፍሰበላ ካብ አራዊት ዘይሕሽ እዩ። ስአን ፍልጠቱ ጽቡቅ ተቃላሳይ ማለት ዝጠርጠርካዮን ድጸላእኻዮን ምቅታል እዩ ኢልካ ዝአምን ነበረ እዩ። ንጊዜኡ ንሱ ገዲፍና አመጻጽእኡን መን ምዃንን ኽንገልጽ ደሊና ኢና። ኽጥቅለል ነፍሰ ገዳይ ብስራት አማረ ጥብ ትብል ናይ አኽሱማውይን ዘርኢ ደም የብሉን! ትኽክለኛ ደቂ አኸሱም ብፍላይ ደቂ መለክያ አኽሱም የብሃሉ። መጤ ኸምኒ ብስራት አማረ አኽሱማውያን አይኮኑነ። ግደይ ዝባሀል ናይ አኽሱማውያን ሚድያ እውን እንኡ ክብ እደረጋ አርቢ መጺኣ ኾማሪት ብጎኒ ሰውነታ ኽትሸይጥ ተጠኒሱ ተወልደ እዩ። ግደይ ከአ ኢላ ጸውኣቶ!!! ወዲ ኾማሪት እዩ። ነዙይ ድማ እዩ ደጋጊሙ ናብ ሚድይኡ ንብስራት አማረ ዘቅርቦ፤ ኸባቢነት ዘጥቅኦን ዝቀልዎን እዩ። አኽሱማዊነት አቅሊልካ ዝርአ ኣይኮነን። ብዘወንጀለ ወርቅ ተመዝገበ ፍሉይ ዘርኢ እዩ፤ ሰንደፍደፍ ሸንዳሕዳህ ኢልካ ዝርከብ አይኮነን። ንፋለጥ ኢናኮ። ይቅጽል!!!
@hailemariamgebremariam3889
@hailemariamgebremariam3889 Ай бұрын
ንባብ ከይደገምኪ ኣይኾነልክን ድዩ? please rehearse it before recording.
@selfreliance8999
@selfreliance8999 Ай бұрын
ትምህርቲ ዘይብላ ካበይ ከተምጽኦ ኢልካያ 😂
@helenukbe4886
@helenukbe4886 Ай бұрын
ንአብይ ሰጊድካ ሰላም እንዳበልካ ጆነሳይድ አቢይ ከምዛ ዋላሕንቲ ዘይገበረ እንዳመስገንኩም
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 Ай бұрын
ህወሃት ናይ ዘርኢ ምጽናት ፈጺማ ትብል ናይ አምሓራ ፕሮፖጋንዳ ንክፍጸም ትምኒቶም እዩ ሰለዚ በአና ወገን እዚ ትምኒቶም /ትጽቢቶም ክውን ከይኸውን አብ እንገብሮ ሕድሕድ ምንቅስቃስ ምጥንቃቅ የድልየና እዩ
A teacher captured the cutest moment at the nursery #shorts
00:33
Fabiosa Stories
Рет қаралды 56 МЛН
Comfortable 🤣 #comedy #funny
00:34
Micky Makeover
Рет қаралды 10 МЛН
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 60 МЛН
ከምሽቱ 3:00 የአማርኛ ዜና
VOA Amharic
Рет қаралды 577
🔥 ሓድሽ ፍቅሪ / ራሄል ሃይለን ሄለን መለስን 😍😍
32:55
ሩታ ደነገጠች.መሽኚያሽ ወርቅ  ቲቪውን አጠበችብን😱
20:07
AB Tube አብርሽ ቱዪብ
Рет қаралды 35 М.
A teacher captured the cutest moment at the nursery #shorts
00:33
Fabiosa Stories
Рет қаралды 56 МЛН