ኣድላይነት ህፁፅ ስጉምቲ ኣብ ትግራይ?

  Рет қаралды 25,799

Tigrai Press

Tigrai Press

Күн бұрын

Пікірлер: 158
@madenaabdulkader4026
@madenaabdulkader4026 18 күн бұрын
ክቡር ሐው ብሰራት ድኻምካ ጎይታ ይርአየልካ በርትዕ አጆኻ💪💪💪
@YfsHu
@YfsHu 18 күн бұрын
ዕርቅ ኣየድን ትክኪል
@shiwethagos8714
@shiwethagos8714 18 күн бұрын
አምላኽ:ብኺነ:ጥበቦ:የሓግዘና:ካብዞም:መጅገራት:ጠላማት:ንሕዝቢ:ትግራይ:ከጥፉዖና::
@lemlemtigray8788
@lemlemtigray8788 18 күн бұрын
ፃሎትይ ሓዲነት እምበይ ካብዙ አዘቅት እዙይ ክንወፂእ እና 🙏🏽☮️🙏🏽
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 18 күн бұрын
ብስራት ሐውና ንዞም ባንዳታት ክንቃለሶም አለና ሕዝቢ ትግራይ ዝካሐዱ ስራዊት ትግራይ ዝካሓዱ ንምኳኑከ ተጋሩ ድዩም ዘብል እዩ ጠላማት ❤❤❤❤❤❤
@KokobNguse4321
@KokobNguse4321 18 күн бұрын
ጀግና ዓወት ወዳጅ ናይባሓቂ ቃል ስውአት ዝተቐበልካ ጀግና ትግራዋይ❤
@ArAr-dp5sl
@ArAr-dp5sl 18 күн бұрын
ጅግና ሓውና ብስራት ትትቃለሶ ዘለኻቃልሲ ንህዝብኻ ትገብሮ ዘለኻ ሰላም ትግራይ የርኢኻ
@trustingod2549
@trustingod2549 18 күн бұрын
Bisrat, Tigrai Press, thank you fir your services.
@Kiros-w2h
@Kiros-w2h 18 күн бұрын
ብስራት ኻወይ ኽብረት ይኻብካ🎉🎉🎉
@Kiros-w2h
@Kiros-w2h 18 күн бұрын
ገልኢ ኺዙ ዝጽኽር ኻዊ እዮሞ ሐየ ድአም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@letinagebrehiwet4899
@letinagebrehiwet4899 18 күн бұрын
Thanks!
@TtTt-jp4
@TtTt-jp4 12 күн бұрын
ትግሪይ ❤❤❤❤❤😢😢
@zaksum2398
@zaksum2398 18 күн бұрын
ጻድቃን የቑንጽል ከምዝነበረ ሕቶ የብሉን
@berihug1938
@berihug1938 18 күн бұрын
ትግራይ ፕሬስ ይከታተለካ እየ ፅቡቅ ኢኻ ቀፅለሉ።
@seblefekadu1898
@seblefekadu1898 18 күн бұрын
Thank you Bisrat Hawana 👏👏👏
@mekonenebeyene7836
@mekonenebeyene7836 18 күн бұрын
thank you ብስራት
@KideTikue
@KideTikue 18 күн бұрын
Dear Mr. Bsirat. You are patriotic. Be brave and give deaf ear for the comments of some traitors. We are beside you and Tigray will prevail.
@mekonenebeyene7836
@mekonenebeyene7836 18 күн бұрын
ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@belayneshtareke2151
@belayneshtareke2151 18 күн бұрын
አጆካ ሀወይ ብሰራት ጻማካ ብ አምላክ ክትሮክቦ ኢካ ❤❤❤❤❤
@HaftuAbraha-i9c
@HaftuAbraha-i9c 14 күн бұрын
በርትዕ🎉
@tigray447
@tigray447 18 күн бұрын
That is a good question ,
@Tsehaye-tp9mn
@Tsehaye-tp9mn 18 күн бұрын
💞 ሰላም 🙏 ኽቡር ሓወይ ብስራት 🙏💞❤️💛🌹💪
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 18 күн бұрын
ክቡር ሓው ፅቡቕ ኣለኻ ቀፅለሉ❤
@samgebru1262
@samgebru1262 17 күн бұрын
Please please people of Tigray and TDF take Action Now before Too Late::
@abebakebede1270
@abebakebede1270 18 күн бұрын
ሕልቅሃ ጀግና ወዲ ህዝቢ
@FantayeTesfaye-y3z
@FantayeTesfaye-y3z 18 күн бұрын
ዘርኣይ ኣስገዶም እዩ ዝብሃል
@ferehiwetmebrahtom7680
@ferehiwetmebrahtom7680 18 күн бұрын
❤ክቡር ሓውና ❤ብስራት ፅቡቅ ፕሮግራም እዩኣቅሪብካዮ።ሓቀኛ ናይ ህዝቢ ትግራይ ጠበቃ ተቃላሳይ ኢኻ። ቃልስኻ ቀፅለሉ ክዕወት ድማ እዩ።
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 18 күн бұрын
ዝሕዝን አዩ
@hageremiru2888
@hageremiru2888 18 күн бұрын
ኹቡር ሓውና ❤❤❤
@mikaelhadgu1830
@mikaelhadgu1830 18 күн бұрын
🖐🖐🖐💯💯💯Thank you
@abebakebede1270
@abebakebede1270 18 күн бұрын
አሎ እዩ ግን እንታይ ይፅበሎ አክርደአካን ትግራይስ ኩል ግዚ ባእላ ንክትከላኸል መከራ ክሳም ዝመፅእ ትፅበ መከላከልያ ትግራይ ግቡኡ አይዋፃእን ዘሎ ንትግራይን ንህዝቦ ትግራይን እንድኽር ኮይኑ ዝሰርኽ ንምንታ ንብልፅግና ትማሊ ንትግራይ ዝጨፍጨፈን ገና ናይ ፕሪቶርያ ውእሊ ዘይተተግበረን ኸዚ እውን ህዝብና አብ ስደትን መከራን እንዳሃለወ ከመይሉ አብ መቀለ ብትግርኛ እናተዛረበ ናእብን እግርግርን ከልእልን ክጉስጉስን እንተሎ ስው ኢሎምዎ?
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 18 күн бұрын
ብስራት ጅግና ሓቀኛ ዝሓወይ በርትዕ ድምፂ ህዝብኻ ሙኻንካ ተባረኽ ።ብደንብ ሓቅን ትዛረብ አለኻ ንሳ እያ እታ ቁም ነገርን ሓቅን።
@NdbxbJdjdjd
@NdbxbJdjdjd 18 күн бұрын
ዝሕዝን..እዮ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 18 күн бұрын
The king of TIGGER TIGREYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGREYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNELIS long live state TIGGER TIGREYANS TIGRAY❤❤ ❤ ብቅልፅምና ብስሬና❤
@endalk6203
@endalk6203 18 күн бұрын
Keep going u do the best koleaa waldba wading maytheberi
@sisayassefa2961
@sisayassefa2961 16 күн бұрын
ብርሰት ትግራይ ብኸሓድቲ ደቃ ይሳለጥ"ሎ ዘሕዝነካ ሰራዊትን መራሕትን TDF እንታይ ይፅበ"ሎ። ንህዝብና ሞት እናንፀላለወ ኣብ ዘለዎ ኩነታት ቅልጡፍ ፍታሕ ካብ ምሃብ ምድንጓይ ሰፍ ዘይብል ዋጋ ከኽፍለና"ዩ። ግዜ እናሃለወ ግዜ ኣይንፀበ።
@ነፃነት-ቈ7ነ
@ነፃነት-ቈ7ነ 18 күн бұрын
ኣነ ፃድቃን ግን ንበዓል ኣባይ ፀሃየ ስዩም መስፍን ዘቕተሎም እዩ ዝመስል ነቶም ኮር ሕውሓት ቀቲሉ ንደብረፂዮን ንደገ ኪድ ህደም ዝበሎ ብዕላማ ምዃኑ'ለ ሕጂ ይብርሃልና ኣሎ ! ፃድቃን ኣመሪካ ዩ ኣሚኑ😢😢😢😢😢😢
@gunnersawi9391
@gunnersawi9391 18 күн бұрын
😁😁😁😁😁
@lemlemtigray8788
@lemlemtigray8788 18 күн бұрын
አረ ህንደይ ጉዲ እዩ እኒኣ
@yohannesande3573
@yohannesande3573 17 күн бұрын
LEBI TEGRAY TEWETEWA TEBAHILU…….GOD BLESS ERITREA.
@BerhaneYihdego
@BerhaneYihdego 18 күн бұрын
❤ትክክል
@negistieteklue5971
@negistieteklue5971 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤god bless you amen 🙏 amen 🙏 amen amen 🙏
@kahsaymulu-jg8ns
@kahsaymulu-jg8ns 18 күн бұрын
❤️👌👌👍
@TekaGebrekidan-y6b
@TekaGebrekidan-y6b 18 күн бұрын
thank you !!!
@Yehatsion
@Yehatsion 18 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤
@TekaGebrekidan-y6b
@TekaGebrekidan-y6b 18 күн бұрын
ክብረት የሃብካ ብስራት ሃዉና ጅግና አጆካ ቀፅለሉ ህዝብ ትግራይ ይድቅስ አሎ ክለዓዓል አሎዎ አብ ቃልስ ዶ ይደቀስ እዩ ሰራዉት ህዝብ ትግራይ ታይ እዩ ዝኮን ዘሎ ብጆኖሳደራት ዶ ሰረ እጥቅ ይፍታህ እዩ መህፈረት ህዝብ ትግራይ ርዑሱ ክድንን ሞት ይህሽ ብል ጌታቸው ረዳና ባንዳና ይሁዳ መሃዉር ሃገረ ትግራይ ክትጠፍዕ ብፍፁም አንፈቅድን ህዝብ ትግራይ አይትደቅስ ግዜ የለን ህጅ እዩ ????
@hailomg6987
@hailomg6987 18 күн бұрын
ንዞም ስረ ትግራይ ዘይዓጠቁ ወራዳታት ህዝቢ ትግራይ ወጊድ ክብሎም ዓለዎ ጠላማት።
@aregawigidey9364
@aregawigidey9364 18 күн бұрын
ብስራት ቃልስኹም አሕይሉ። ሰማእታት ትግራይ ሓደረኦም ብጀ.ፃድቃን ተመንዚዖም ንብልፅግና ተዋሂቡ እዩ። ሐዚ'ውን ንኸንድሕኖ ዕድል አለና እንተበርቲዕና፣ተስፋ ኣይንቑረፅ ጥራሕ። ዕሸላት መናእሰይ ትግራይ ተመሊሶም ኣይርአዩ፣ ተኻሒዶም።
@michaelnegash8292
@michaelnegash8292 18 күн бұрын
ብራቮ ዘ ሀወይ
@haderagidey8183
@haderagidey8183 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂
@BereketGrmay-j6b
@BereketGrmay-j6b 17 күн бұрын
ለባማት እማ ተሪፎም ብሓቂ ልቢ ዝነክእ😭😭😭😭😭
@belayneshtareke2151
@belayneshtareke2151 18 күн бұрын
ትክክል አክሸን ምውሳድ እዩ
@AgzitAraya
@AgzitAraya 17 күн бұрын
❤🙏
@OkbayAbrha
@OkbayAbrha 18 күн бұрын
❤❤❤❤💪💪💪💪
@User15809
@User15809 18 күн бұрын
ሓደ ሓሳብ ከየጠቓለልካ ትቖርፆም ንምንታይ:: ኣጠቓልልዎ ምባል'ውን ሓደ ነገር እዩ::
@mulutesfahun634
@mulutesfahun634 18 күн бұрын
I agree with your analysis. Tsadkan, Getachew as a matter of fact including Tadese have to step down. These individuals are working for PP.
@zaksum2398
@zaksum2398 18 күн бұрын
ሰካራም ከመይገይሩ ይሰርሕ
@leteberhanabraha6932
@leteberhanabraha6932 18 күн бұрын
ጀ/ ፃድቃን ሞደሻ ሒዙ ይድሕምሳ ኣሎ ንትግራይ እቶም ወኪልናዬ ኢና ዝብሉ ሙሕራት እውን ስቅ ኢሎም ይሪእይዎ አለው ብሰላም ደቂሶም ዶ ያሓድሩ ሕልና ያሓቦም እሞ ውክልኖኦም ከልእሉ አብ ዳግም ፅንተት ትግራይ ኢዶም ከይሓውሱ እላቦዎም አለኹ ብወገነይ ዓዲ ዘየድሕን ፍልጠት ዳዓ እንታይ ፍልጠቱ እዩ ሕሰቡ ንዓድኹም ዝጠቅምን ዘድሕን ናይ ጀግና ታሪክ ጻሓፉ ስምኩም አብፀሊም መዝገብ ከይፃሓፍ ተጠንቀቁ ሙሕራት ትግራይ
@gebre4575
@gebre4575 18 күн бұрын
Zeray asgedom
@Zenebe-f7o
@Zenebe-f7o 18 күн бұрын
ኣብይ ካብ ምዕራብ ትግረይ ፀላእቲ ወፂኦምዮም ኢሉ ንፃድቃን ኣታሊሉዎ ኢልኩም ትኣምኑ ዶ ኮነ ኢሉዩ ትግራይ ዘጥፍኣ ዘሎ ስለዚ ተጋሩ ንመንነትና ኣይንሸማገል።
@yemanehaile6892
@yemanehaile6892 18 күн бұрын
ትግራይ ፕረስ ሓቀኛ ድምጺ ህዝቢ ትግራይ ኮሪዐልካ በርቲዕኻ ቀፅለሉ!!! ሓደ ዓብዪ ነገር ክንጥቀቀሉ ዘለና ኣብ ኣገላልፃ ውዕል ፕሪቶሪያ ይፍረስ ዘይኮነስ እቶም ህዝቢ ትግራይ ወኪሎም ክህደት ዝፈጸሙ ብሓቀኛታት ደቂ ህዝቢ ትግራይ ይቀየሩ ኢና ክንብል ዘለና እምበር ውዕል ፕሪቶሪያ እንተፈሪሱ ንህዝቢ ትግራይ ፅቡቅ ኣይኮነን እም ክቡር ሓው ብስራት እታ ትፍረስ ትብል ቃል ብይቀየሩ ኣርማ ክብረት ያሃበለይ🙏
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 18 күн бұрын
የቐንየልና ብስራት ዝተረዳእኻዮም ቀዲምን እዚኦም ንትግራይ ሓልየት ዘይብሎም ኢትዮጵያ ትብል ሕልሚ ክትነብር ትግራይ ትጥፋእ ዝብሉ እዮም ቀልጢፎም ክባረሩ ኣለዎም
@almazabraha6198
@almazabraha6198 18 күн бұрын
❤️💛🙏🙏🙏
@KokobNguse4321
@KokobNguse4321 18 күн бұрын
ዘርአይ አስገዶም ይባሃሉ እትትብሎ ዘለኻ አነውን ይስማማዓሉ እየ
@TekaGebrekidan-y6b
@TekaGebrekidan-y6b 18 күн бұрын
ግንቦት 30 ሰነ 30 ናበለ ልህሹ ታደስ ወረደ ህዝብ ትግራይ ዘዋረደ ንፊግ ብቅልጡፍ አዎግድዎ ምስ ሃለዉቱ ልህዝብ ሃገረ ትግራይ ዘይጠቅም ጀነራል ገደል ይዕቶ ???
@weldekirosmiruts9887
@weldekirosmiruts9887 18 күн бұрын
ከምቲ ካልኦት እውን ዝብልዎ ሙሁራት ተጋሩ ናይ ፃድቃን ውክልና ኣልዕሉ ንትግራይ ትሓስቡ እተኮይንኩም ።
@tsigeashebir1599
@tsigeashebir1599 18 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤
@abebakebede1270
@abebakebede1270 18 күн бұрын
አጆሃ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ንገሮ ንገሮ አይሰምእን እንተ ይሉ መከራ ይምከሮ እዩ ።
@AlemtshayFenta
@AlemtshayFenta 18 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@KasayeAregay
@KasayeAregay 18 күн бұрын
ዘርአይ አስገዶም ይበሐል
@birizafmateos7449
@birizafmateos7449 17 күн бұрын
ጅግና ሃውና ብስራት በርትዕ።ጌታቸውን ፃጥቃንን ደገፍተሙን ፀረ ህዝቢ ትግራይን ተጋሩን እዬም። ብሹሞም ድማ ክንፅዎዖም ግድን እዩ ባንዳታት እዬም። ብዝተኻአለና አብ ሚዳታታት ክቃሉዑ አለዎም።ትምኒተይ ባህገይን ናይ ስዋዐት አህዋተይን ትግራይ ህዝባን መሬታን ካብዛ ካህዳም ኢትዮጵያ እትባህል ዓዲ ነፃ ክትኾን ክርኢ።
@lemlemtigray8788
@lemlemtigray8788 18 күн бұрын
ጀነራል ፃዲቃን ጊዜ ክፈርደካ እዩ
@evenezerabrhaley
@evenezerabrhaley 12 күн бұрын
ኣጆኻ ብስራት ተስፋ ከይትቖርጽ በትሪ ሓቂ ትቐጥን 'በር ኣይትስበርን
@gkidantekle
@gkidantekle 18 күн бұрын
የቐንየልና ብስራት በርትዕ።
@atsedeberhe7359
@atsedeberhe7359 18 күн бұрын
No mroe ethioipan very bad Tigrayers is crying every day Ethioipan killing. US iam crying everydayway overy and 0very very bad please god no mroe bad ethioipan❤ I love Tigrayers atsede berhe I prayers for tigrayers
@jemalabdelrehem6637
@jemalabdelrehem6637 18 күн бұрын
respect eritreans good will or continue to fail.
@MengsteabAbraha-z9g
@MengsteabAbraha-z9g 18 күн бұрын
Sadqan
@fretadesta7328
@fretadesta7328 18 күн бұрын
Zjeganu TDF salakum selamna rekibna egziabher edmen tenane yehabkum🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤😂
@TeklehaymanotGebreslase-q4t
@TeklehaymanotGebreslase-q4t 18 күн бұрын
ብስራት ሓውና ይርደአኒ እዩ ኡቲ አብመሬት ዘሎ ሐቀኛ ታሪኸ እዩ ዘናደካ ዘሎ ንሕና ጉን ዘናደናአሎ ይኹንበር አይሱዕሩን ኩልና ንቃለስ ትግራይ ትስዕር
@maykegeremaryam7120
@maykegeremaryam7120 18 күн бұрын
Mekeail100
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 18 күн бұрын
🎉💥🎉💥🎉💥🎉💥🎉💥🎉💥🎉👋👋
@genetkebede3379
@genetkebede3379 18 күн бұрын
በጣም በጣም በጣም በጣም ያሳዝናል ይዕ ሁሉ ወጣት መስዋት ከፍሎ ያ ጀግና ሀዝብ ነው ምይሳዥን
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 18 күн бұрын
ኣታ ከም ህዝቢ ንጠፍእ ኣለና ዓገብ ዓገብ
@workehagos4663
@workehagos4663 18 күн бұрын
Guahaff woddiza guahaff ! Geffih khebdu!
@HT-hg8fl
@HT-hg8fl 18 күн бұрын
ንኣላማጣ ራያ ዘይከላከል ወይ ነጻ ዘይኣውጸአ ወይ ሓልዯት ዘየርኣየ ጌታቸው ረዳ ንትግራይ ክኮና እዩ ኢልካ ምሕሳብ ዕሽነት እዩ :: ጌታቸው ረዳ : መስተን ሰበይትን ጥራይ ኣይትጉደሎ ምበ ምስ ዝኮነ ክዕሰብ እዩ ::
@fthi3585
@fthi3585 18 күн бұрын
ብሐቂ እዩ ዘሕዝን ናይ ትግራይ ብደቃ ተኻሒዳ ህዝቢ እርትራ ዝገጦሞ ሽግር ህግደፍ ባንዳ ሒዙ እዩ አብስደት አስፊሩና አፅኒቱና እዚ ኹሉ ጅግንነትን ሐቦን ተደምሲሱ ነሕድሕድና ንባላዕ አለና በጃኹም ህዝቢ ትግራይ ንዞም ባንዳ ንኽብዱ ኽይፃወትልኹም አደዳ ስደት ሞት ድኽነት ባርነት ኽይገብሩኹም ኻባና ተማሃሩ እስያስ ድያብሎስ አዘንጊዑና እዩ
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 18 күн бұрын
እቱ ዝገርም እዞም ግምምት ባዳታት ዓይኖም ብጨው ዝሓፀቡ 😳 ህዝቢ ትግራይ ኪሒዶም ሰራዊት ትግራይ ኪሒዶም እዙ ጅግና ህዝቢ እዙኹሉ መስዋእቲ ከፊሉ መንእሰይ ትግራይ ክንደይ ሙሁር መንእሰይ ረጊፉ እህህህህህ 😢 ህዝቢ ትግራይ ንቓሕ ከይተቐደምካ ቀድም ንዞም ባዳታት ሰጎጎም 🙉🤔
@kibromabraha-u5y
@kibromabraha-u5y 18 күн бұрын
ብትክክል ገልፅካዮም መን እሞ ይስማዕ ብልፅግና እኮ አፍልጡ እዩ ጨፍጭፍና ግታቸው ግን ሰላም እዩ ዝደሊ መንእሰይ እናበለ እዩ ዝቀትለና ዘሎ
@Gebreegzabher
@Gebreegzabher 17 күн бұрын
ምስ መን እዩ ትዕርቂ
@assefakassaye8661
@assefakassaye8661 18 күн бұрын
ለምን በራሳቸው አያረጋጉጡም በሁለቱ በኩል ኮሜተ አለ።
@AregayAregawi
@AregayAregawi 18 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ አብ ምብራስ እበር አብ ወሳናይ ምዕራፍ አይኮነን ዘሎ
@ferehiwetmebrahtom7680
@ferehiwetmebrahtom7680 18 күн бұрын
ጀግና ብስራት እዙይ እዩ ኣብ ቁርፂ ግዘ ንህዝቢ ትግራይ ጎኒ ምኻን ማለት። ኣብ ፅቡቅን ዝብለዐሉ ግዘን እማ ኽንደይ መንጨብጨቢ እኮ ኣብ ህይወትና ብዙሕ ርኢና ኢና ። ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኮይኖም ዝተቃለስዎ ክቡር ቃልሲ ሕዚ ንድሕሪት ግን ን ንጥቅሚ ክብሉ ነግፈረግ ብምባል እሞ ድማ ኣብ ወሳኒ ስልጣን ኮይኖም ናይ ህዝቢ ስቃይን ፅንተትን የናውሑ ኣለው ። ስለዚ ብትረት ዓገብ ክበሃሉ ኣለዎም።
@AsfawTESFAY
@AsfawTESFAY 18 күн бұрын
ብስራት ሓወና እቲ ብሚድያ ቃልሲ ትገብሮ ዘላካ ዝናኣድ እዩ ቃልስካ ኣበሪኻ ተቃለስ ትግራይ ኣብ መንገዲ ጥፍኣት እያ ዘላ ከይጠፍዐት ኩሉ ክረባረብ ኣለዋ ምክንያቱ እቶም ኣትማናት ማሕፀን ትግራይ ሓኪሎም ምስ ዲያብሎስ ተናቢቦም ትግራይ ኣብ ዘይዛረይ ፅንተት ነኺሮም ብሚድያ ተጠቂሞም ሕዝቢ ክደናገር መንእሰይ ንሕዝቢ ከፅንት ዘይ ፍንቅልዎ እምኒ የለን፡፡ ትግራይ ክትድሕን ምእታ ቀዳማይ ሕዝቢ ትግራይ ንሕልውንኡ ክቀለስ ኣለዎ ካልኣይ ውሕዳት ጫፍ ዘለዉ ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ሕዝቢ ንምድሓን ዋጋ ክኸፍሉ ኣለዎም ሕዝቢ ብምውዳብን ብምሰላፍ ክቃለሱ ብምግባር፡፡ ሕዚ ብተግባር መወዳእታ ጫፍ ክሕደት ተነኸሩ እሊታት ተጋሩ ተፊጢሮም ዘድንፅው እሞ ኣብቲ ፀልማት እጃሞም ተዋፅኡ ኢታት ንምታይ ሕዝቢ ትግራይ ፊትንፊት ኽሒዶም ተባሂሉ ካብ ንዊሕ እዋን ተሓበዐ ክቱር ፅልዒ ሕነ ንምፍዳይ ባንዳ ምእራባውን ብልፅግና ኮኖም እቲ ቀያሕትን ኣሰዊኡ ኣብ ጫፍ ዘኾሮም ሕዘቢ ኣብ ዘይዛርይ ፅንተት ክኣትው ከረብረቡ ይሰሑ ኣለው ትግራይ ኣብምብታን ሃፍቲ ትግራይ ኣብምጉጉጋሕ ተፀሚዶም ካብዚ ንላእሊ ክሕደት ኣይልውን ሕዚ ትግራይ ሕዝቢ ፊትንፊት ተቃሊሱ ዋጎም ተዘይሂብዎም እታ ንብጋ ትግራይ ብድዛይን ነበረያ ነበረ ከትከውን ብንቅሓት ህዝቢ ይቃለስ፡ ካልኣይ ኣዝቲ ሰራዊት እቲ ንዋይ ቅድሚት ኣይትስርኡ ሕዝቢ ልዕሊ እቲ ዘጥረኩሞ ሃፍቲ እዩ ሕዝቢ ትግራይ ምስፀነተ እቶ ሓግፅ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ከምዘንብርኩም ኸትዝንግዎ ፡፡ እቲ ጀግና ሕዝቢ ትግራይ ዝሓ ኩልሻብ ከቢሩ ይነብር ፡፤
@Wedialemsalems
@Wedialemsalems 18 күн бұрын
Ajoka be hezb ketkahas eka
@nurhussenabdella6069
@nurhussenabdella6069 18 күн бұрын
ትሓልም ኣለኻ ሻዕቢያ ካብ መሬቱ ክወጳልካ ንስኻ ንባዕልኻ ነውራም ኢኻ ብሕጊ ተቀየድ ብውዕል ኣልጀርስ ባድመ መሬት ኤርትራ እዩ ንስኻ መጀመሪያ ብሕጊ ተቀየድ ኣብ መሬት ኤርትራ ብምዕራባውያን ተኣዚዝካ ንልዕሊ ዕስራ ዓመት ሕዝካዯ ጵኒሕካ ኣፍጫኻ ስይሩ እዩ መሬቱ መሊሱ ሻዕቢያ ጉዳይ እታ ተሪፋ ዘላ ትግራይ ተዛረብ ሎቅማጵ
@leteberhanabraha6932
@leteberhanabraha6932 18 күн бұрын
ትግራይ ንኹሉ ትግራዋ ሓደ እያ ትበጽሖ እቱ ባንዳን ምስ ናይ ወጻኢ ኅይሊ ኮይኑ ንተጋሩን ትግራይን ከብርስ ዝጽእር ዘሎ ግና ትግራይ ዓዱ አይኮነትን ስለዝኾነ ድማ ሓደ ሰካራም ዝጉሕፎ ትግራዋይ የለን ባእሉ እዩ ክጏሓፍ ዘለዎ አብ ዛ እዋን መምህር ገ/ ኺዳን ዝብልዎ ዝነበሩ እዩ ዝኾን ዘሎ ትግራይ ትጠፍእን ትለምስን እንተኮይና ብናይ ባእላ ባንዳታት እዩ ይብሉ ነይሮም ንሱ እውን ንሪኦ አለና
@GerezgiherBeyene
@GerezgiherBeyene 18 күн бұрын
ዘሪአይ አሲገዶም
@FanaAmare-f6s
@FanaAmare-f6s 18 күн бұрын
ኣበበ ኣስገዶም እዩ
@NdbxbJdjdjd
@NdbxbJdjdjd 18 күн бұрын
👌👌👌👌👌👌👌👌❤❤❤❤❤❤👌👌👍👍👍
@hailemichealweldeslasse6903
@hailemichealweldeslasse6903 18 күн бұрын
እቲ ሽግረኛ መን እዩ ብግልፂ ይቀመጥ ብጅምላ ኣይኮነን ። ኣነ ናይ ትግራይ ጥቕሚ ዘሕልፍ ዘሎ ግምት እዩ እንበር ህወሓት ኣይኮነን ። ስለዙይ ግምት እዩ ንኸብዱ ዝሓድር ዘሎ ስለዝኾነ ይውረድ ክበሃል ኣለዎ ።
@KomuhendoSywia
@KomuhendoSywia 18 күн бұрын
ናይ ፆሮና ውግእ ምብልሻው ፃድቃንና መሰላቱ ብዝፈጦርዎ ናይ ምምራሕ ሽግር ካብ ወዲ ኣሸብር ንላዓሊ ነይሩ
@teumdesta8741
@teumdesta8741 18 күн бұрын
G. Tsadkan please let's do frist & second proirty acrdingly. For Tigray dimocrataisetion will be ready when the time comes. Please, please.
@ferehiwetmebrahtom7680
@ferehiwetmebrahtom7680 18 күн бұрын
መናእሰይ ትግራይ ኣይትደናገሩ ብውነ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዘይወፆ መሃሙቅ ክኣትው ዝገብሩ ዘለው መርዚ ብመዓር ለኽዮምን ላዕጢጦምን እዮም ከብልዕኻ ዝቃለሱ ዘለው ነዚኦም ምፍላይን ተሪርካ ምቅላስን ግድን እዩ። እንተዘይኮነ ግን ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ምቅባል እዩ።
@lemlemtigray8788
@lemlemtigray8788 18 күн бұрын
It never fails this happens every time war comes the Amazing people of Tigray wins the war and once peace comes bands destroy Tigray and back in to war again this has to stop 🛑 that is why we are only 5 million For the last 200 years we are know fighting our own Bands
@Hadis7486
@Hadis7486 18 күн бұрын
Still bldgs will be stripped any way.
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
Russia expelled from the military base / A stab in the back
12:49
"የጌታቸው ረዳ ሰልፍ በመቀለ"። 2025 የካሳ ዘመን ይሆናል!
1:23:20
Horizon Free Media ሆራይዝን ነፃ ሚዲያ
Рет қаралды 20 М.