AMEN - Medhanie G/Medhn (ንኡሰይ) - Teqedewi | ተቐደዊ - New Eritrean Music 2019 (Official Video)

  Рет қаралды 3,680,248

AMEN ENTERTAINMENT

AMEN ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Subscribe us bit.ly/2saq6nZ
Amen Entertainment Presents:
New Eritrean Tigrigna Music 2019 - Medhanie G/Medhn (ንኡሰይ) - Teqedewi - [Official Music Video]
’’New Eritrean Music’’ ’’New Eritrean Music 2019’’
Copyright © Amen Entertainment 2019
An unauthorised use, distribution or re-uploading without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Popular Videos: bit.ly/2sbAa00
Newest Update: bit.ly/2KR6ltn
Follow us on Facebook: bit.ly/2xaOzzm
#eritreanmusic #tigrignamusic #ethiopianmusic #amenmusic

Пікірлер: 1 500
@emakifle6779
@emakifle6779 4 жыл бұрын
ነዛ ጽሕፊት ተንብባ ዘለካ ዒይኒ ጸላኢካ ይደፊን መዋእልካ መዋእል ሓጽን እንጀራካ ሰፈሕ ይኩን ። ኣሜነ ኣሜን 🙏
@mikeletesfaberhan9116
@mikeletesfaberhan9116 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@startalent9356
@startalent9356 4 жыл бұрын
Amen amen amen Zarkey
@Elrio1314
@Elrio1314 4 жыл бұрын
Amen❤
@martawahazit5260
@martawahazit5260 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@7070-j6l
@7070-j6l 4 жыл бұрын
Amen
@teamebini5544
@teamebini5544 4 жыл бұрын
መዳ ናይ ጽባሕ ኾኾብ'ዩ ትብሉ እስከ ኣብዚኣ ነረጋግጽ
@adenhadish1863
@adenhadish1863 4 жыл бұрын
Nay bhaqi nay xbah kokob 💓💓💓💔💔💔💔💔💕💕
@mulawmulaw8040
@mulawmulaw8040 3 жыл бұрын
መዳ ሓላል ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ❤💔💔💔💔💔💔💔💔💔💞💞💞💞💞💞💞💞💕💕💕💕💕💖💖💖💖
@Wasie1234
@Wasie1234 3 жыл бұрын
🙈😭🤮
@TomasAregaw
@TomasAregaw 2 ай бұрын
ሎሚ ውን እቲ ዝበለጸ ኮኾብ እዩ
@luelazere6661
@luelazere6661 4 жыл бұрын
ልዕሊ ኩለን ክትኮንለይ እና ነበርክዋ ንካሊኢት ትሕቲ ህልዋት ጌርክኒ ልዕሊ ምዉት ዝነበርክዩ ረሲዔ ዘለክዮ ዝቅበል ኣነ ለዋህ ኣፍቃሪ ዶ ብከምዚ ይብደል ጸጋኣ ዘይተለለሊ ፍጡር ፈጣሪ በዲልካ ዶ ንፈጣሪ ይልመን እዋናዊት ምስ ግዜ ትከይድ መዳ ዓይነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ
@erapentertement1043
@erapentertement1043 4 жыл бұрын
ዝነበርክዮ ረሲዐ ዘለኽዮ ዝቅበል ኣነ ለዋህ ኣፍቃሪ ዶ' ብኸምዚ ይፍደ ከምኡ ድኣ ኾንኪ እምበር ጸጋ ዘይተለሊ ፍጡር ፈጣሪ በዲልክስ ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ:: ተባዕታይ ሞዳ ሓወይ 🔊🔊🔊🔊🔊👌
@haderatukabo9372
@haderatukabo9372 4 жыл бұрын
ድምጻዊ መዳ እግዛብሔር ኣምላክ ምሉእ ጥዕና ክህበካ ይምንየልካ ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ 10000000000
@awetadmas6272
@awetadmas6272 4 жыл бұрын
Beraki Beraki right my brother
@amarahmedin5057
@amarahmedin5057 4 жыл бұрын
Č
@dawitkesete7369
@dawitkesete7369 4 жыл бұрын
ዘንብቦ ዝደሊ ንኡስ ቆልዓ ። ስደት ብዙሓት ሰባት ከሲበሉ የ ሓደ ካብኦም ድማ መዳ ሓወይ እንቋዕ ናተይ ኮንካ መዳ ሓወይ Am proud of you God bless you መዳየ ኣብ ጎንኻ የ ዝሓወይ ። ካባኹም ዝደልያ ሞራል ሃቡለይ ። ኣሕዋተይ መዳ መን ዩ ንሎምዓንቲ ከላልየኩም ብሕጽር ዝበለ ። ስነ ጥበባዊ መድሃኔ ገብረመድህን (ንኡሰይ ) ክሳብ ሕጂ ዝሰርሖም ስርሓት ዋና ልበይ ንኡሰይ ንደባበስ ምስ መምህር ሙሉእ ኣማረ ወዲ-ኣማረ ብዝብላ ደርፍታት ልዑል ኣድናቕት ካብ ሰማዕቲ ዝረኸበ: ሕጂ ድማ ተቐደዊ ዘርእስታ ሓዳስ ደርፉ ብAmen Entertainment Production ሒዙ መጽዩ ኣሎ ሞራልኩም ድጋፍኩምን ኣይፈለዮ ኩቡራተይ ። ዕድመ ናይ ህይወትካ ዘይኮነ ህይወት ናይ ዕድሜኻ ክትቆጸር ኣለካ እዚ ማለት ድማ ዕድሜኻ ኣይትቑጸር ዘይኮነ ብመጠን እቲ ዘቑጸርካዮ ዕድመ ኣብ ህይወትካ እንታይ ሰሪሕካን ኣፍሪኻን እዩ መዳየ ኣይትዕበር ። ህይወት መኽሰባ ፍቕሪ እዩ ሰብ ምፍቃር ሰብ ምኽባር ምስ ሰባት ብስኒት ምንባር ሕልና ጸጋታት ምክፋል መዳ ሓወይ ኩሉ ኢኻ ንዓይ ። ሰብ ከሲበ መዳ ምስኻ ምልላየይ ከም ሓወይ ጥራይ ዘይኮነ ከም ማንም ውን ልዕሊ ኩሉ ሓልዮት ቅንዕና ዝወነንካ ሰብ ኢኻ ኣብ ንኡስ ዕድሜኻ ቁዱስ ቅንኢ ድማ የቅንኣኒ ። መሓዛኻ መቅርብካ ምስትያትካ እምነ ተመንየ ግን ኣይተርፍን ስደት ሰብ ሕልና ከማኻ ሳላ ዝተላለና ድኻምና ኮንቱ ኣይከውንን ዩ ሰብ ሓሚሙ ትሓምም ተሓጒሱ ትሕጎስ ኮታስ ኩሉ ግዜ ካብ ጎኒ ህዝብኻ ዘይትፍለ ሰብ ኢኻ ባህ ይብለኒ ይፍሳህ ድማ ንኡስ ሓወይ ። ንሰብ ሰብ ዘብሎ ስራሕ ኣይኮነን ኣድጊ'ውን ይሰርሕ እዩ ንሰብ ሰብ ዘብሎ ምዝራብ ኣይኮነን ፓፓጋሎ'ውን ይዛረብ እዩ ንሰብ ሰብ ዘብሎ ምንባዕ ኣይኮነን ሓርገጽ'ውን ይነብዕ እዩ እንታይ ድኣ ንሰብ ሰብ ዘብሎ ንጽባሕ ስለዝሓስብን ዘለዎ ጸጋ ዘካፍልን ብህዝቡ ዝሓምምን ዩ። ንሰብ ሰብ ዘብሎ ፍርሃት እግዚኣብሔር ዘለዎን ሰባት ዘኽብርን ሕልና ዘለዎን ነቲ እግዚኣብሔር ዝሃቦ ጥበብን ምስትውዓልን ብግቡእ ምስ ዝምህርን ዩ ዕድመ ይሃበለይ ። መዳየ ካባኻ ብዙሕ ተማሂረ የ ንሱ ከኣ ሓቅነት ቅንዕና ትብዓት ርግኣት ጽንዓት ኣብ ዕላማ ሃገራውነት ብዙሕ ዘርዚርካ ኣይውዳእን እዩ ። ኩሉ እተቕርቦ ድማ ናይ ብሓቂ ስጥመትን ርዝነትን ዘለዎ መልእኽቲ ምልኣተ ሓሳባትካ መሊኡ ዝፈስስ ብቅዓት ከምዘለካ ኣንዳዕዲዐ የ ዝፈልጥ ብሩህ መጻኢኻ ዋጋ ክፈለሉ ብዝኮነ ብዝኸድካዮ ኣብ ሰራሕካ ዓወት ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ ዓይኒ ጸላኢኻ ይደፈን መዳየ ። እቲ ድምጹ ሰተት ኢሉ ናብ ውሽጥኻ ይሓልፍ መዳ ጥዑም ድምጺ ትውንን ምልከት ክራር ውን ኮሙኡ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ብዘለካ ሓይልን ቅድን ዘመናዊ ህርመትን ኣበርቲዕካ ክትሰርሓሉ ለበዋይ የሕልፍ ። መዳየ ኣብነት ኢኻ ኣብዚ ዕድመ እዚ ደቂ ሰባት ብሰላም ክንነብር ብቕኑዕ መንፈስን ሕልናን ምስ እንግዛእ ጥራሕ ዩ ። ነቲ ጽቡቕ ከም ዘለዎ ጽቡቕ ነቲ ጌጋ ድማ ብህድኣት እንዳተኣራረምና ክንከይድ ከለና ሰናይ ነገር ዩ ። ንገዛይ ርእሰይ ተዘይከፊኡኒ እንታይ ገደሰኒ ዝብል ሓጺር ኣተሓሳስባ ካብ ኣእምሮ ነብሲ ወከፍና ከነርሕቖ ይግባእ ። ብርግጽ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ሓውና ጸጊቡ ክንጸግብ ጠምዩ ክንጠሚ ተሓጒሱ ክንሕጎስ ሓዚኑ ክንሓዝን ይግባእ ዩ ንነብስና ጥራይ ኣይንበል። ኣይኮነን ሰብ እንስሳ ውን ንብሕቱ ኣይነብርን ዩ ስለዚ ኣሕዋተይ ኣሓተይ ንስለ ህዝብናን ሃገርናን ኣዕሚቑና ክንሓስብ ይግባእ ኩቡራተይ ። ልዕሊ ማንም ሰባት ከም ምዃና ካብ ኣፍንጫና ኣርሒቕና ክንሓስብ ይግባእ ። ልዕሊ ማንም ንሰብ ሰብ ዘብሎ ብሕልና ምስ ዝርታዕ ዩ ሞ ብሕልና ንንበር ። ፍልልይና ነጽብብ ሓሳባትና ይጋጮ ንጽባሕ ንጠምት ሓሳባት ንደግፍ ሰባት ኣይንደግፍ ካብዞም ንኣሽቱ ንምሃር መዳየ ኣብ ሸዊት ዕድሜኻ ንስለ ህዝብኻ ትጎዮ ዘለኻ እናሓደረ ከሐጉሰካ ዩ ክብረተይ ። ንባዕልኻ ንኡስ ኢኻ ሞ በርትዕ ኣብ ጎድንኻ ኣለኹ ። ናይ ሎሚ ፍረ ናይ ጽባሕ ዕምባባ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን እስከ ይሃበለይ በርትዕ ብዙሕ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባኻ ዝሓወይ ። (ማእምር ) ትኩር ኢኻ ለባም መስተውዓሊ ንነብሰይ ከይበልካ ንህዝቢ ትሓሊ ብተስፋ ትምርሽ ብህዳት ብዓቕሊ ናብ ኩሉ ትሕወስ ሓደ ዘይትፈሊ ኣጆኻ በል ዝሓወይ ሞያኻ ኣለሊ ። መዳ ሓወይ ብሓቂ ኣምበሳ ጽብቕቲ ሞያኻ መሊኣ ፈሲሳ ዘይትሕለል ቆልዓ ሓየት ጠሓሒሳ ኣብ ኤረይ ዝዓበኻ ኣብቲ ውሽጢ ከርሳ እንቋዕ ተወለድካ ልበይ ተሓጒሳ። ብምንታይ ክገልጾ እዚ ናትካ ብቕዓት ብሓቂ ሓጺሩኒ የብለይን ቃላት ሰገጥ ዘይትብል ትወጽእ ናብ ቅርዓት ሓደ ኢኻ ግን ትመጽእ ክንዲ ኣሽሓት በል እስከ ኣጆኻ ተብትቦ ብትግሃት ። ኣጆኻ ዝሓወይ ሓበን ተሰሚዑኒ ዳሃይካ ኣይትሕባእ ኣለኹ በለኒ ወዲ ኤረይ ኢኻ ናይ ህዝብና ዓይኒ ኩሉ ፈታዊኻ ከም ዘለላ ወይኒ ሰይ ሰይ ዝሓወይ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ። ብዙሕ የ ዝጽበ መዳየ ካባኻ ከይትሕለል ፍጽም ቀጽል ጉዕዞኻ ኣነ ውን ኣለኹ ኩሉ ግዝየ ኣብ ጎድንኻ ብቕዓትካ ኣለሊ ውሽጣዊ ትሕዝቶኻ ሃረርታ ኣሎኒ ክርኢ ውጽኢት ፍሬኻ ። ዳዊት ከሰተ ገብረሊባኖስ (ቢሓት )
@medhaniealem5238
@medhaniealem5238 4 жыл бұрын
ዳዊት ሓወይ ጸቡቅ ኣጋላልጻ አዩ soThank you❤ seb zeyrio haart❤
@IYE.G.F
@IYE.G.F 4 жыл бұрын
Dawita kbri yhabka seb b tesfa u znebr nay bhaki busul snhasab zeleka menesey eka emo edmen tenan yhabka yhabkum nkulukum deki halal meret amlak akakbo yfterelna amen
@FifiGalShumejana
@FifiGalShumejana 4 жыл бұрын
Nay bhaki kubur Seb eka Dawita hawey egziabihier yekbreley.meda kea kexilo nufue eka
@habteyohannes6744
@habteyohannes6744 4 жыл бұрын
ዳዊታ ንባለይ ኣብ ትዝታ ኣተየ ስነ ሃሳባትካ ምሳንበብክዎ፡ ንመዳ ሓውና ብክሉንትኑ ክፈትዎ ማት ኢየ እዚ ከማን ኣውሂድካሉ በዚ ኣጋታሚ ካ ናካ ከመስግነካ ይፈቱ ደቂ ኤረይ ናተይ ብስነ ሓሳብ ከምዚ ኢልና ክንዳጋገፍ ከለና ማራ አየ ድሕጎስ ስለዚ ኣብ ስራሕኩም ኣሳሉጦ ይግበረልኩም
@mossitube817
@mossitube817 4 жыл бұрын
Nay behaqi ane win natka adnaqi ye nseb kemzi endageberka tesfatat thib nska tray aykonkan n Meda mllayka kesibka nsu win kedibka'yu naka
@habtekidane477
@habtekidane477 4 жыл бұрын
እቲ ኣነ ዘሕርቀኒ ነገር ባዓል ስነጥበባዊ መድሃኔ ብደርፎምን ጣዕሚ ዜሞኦምን መልእኽቲ ዓቢ ትምህርቲ ይሰዱልና ንሕና ካኣ መልእክቱ ከይተረዳእና ሳዕሲዕና ንኸይድ ምኳና'ዩ ብምንታይ'ሞ ክገልጸካ መዳ መኽሰብ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ቱፎዞ መዳ እስከ ኣሕፍስ ኣቢልኩም like ሃቡለይ
@emteemte3985
@emteemte3985 4 жыл бұрын
entay gedesena dea kindey sakit zderesuwo elna kinridio elna kinchinek
@ተፉወደስካሉመንቄሮስ
@ተፉወደስካሉመንቄሮስ 2 ай бұрын
​@@emteemte3985ay dongla zeytmhar gda denez
@ፊሊጻዕዳ
@ፊሊጻዕዳ 4 жыл бұрын
ዋውውውው ኣነ ነዚ ወዲ ብጣዕሚ የ ዘድንቆ ካብ ኩሎም ዝነኣሰ ግን ማዕረ ዓብርይቲ ብፍላይ ድማ ምስ ቀረብካዮ ዘለዎ ትሕትና ነብሱ ዘየተዓባቢ ድምጻዊ ህዱእ ኣጆካ ንበሎ ኩላትና ናይ ጽባሕ ብርሃን ዩ ንመዳ ዝፈቱ ካ ኣግርጭው የብለኒ
@algatekle8906
@algatekle8906 4 жыл бұрын
ja ሓቅካ ኣለካ
@eripeace1054
@eripeace1054 4 жыл бұрын
You R right bro/ sis.. He is very polite.
@binizaki4926
@binizaki4926 4 жыл бұрын
Xebuk alka filimon hawey nay behaki 👍
@ፉጡርፈጣሪበዲልኪናብፈጣሪ
@ፉጡርፈጣሪበዲልኪናብፈጣሪ 4 жыл бұрын
ፉጡር ፈጣሪ በዲልክስ ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ ንኡሰይ 👏
@jonmichael3362
@jonmichael3362 4 жыл бұрын
2:17 ከምኡ ድኣ ኮይንኪ እምበር ጸጋ ዘይተለሊ ፍጡር ፈጣሪ በዲልክስ ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ!
@samigosb8538
@samigosb8538 4 жыл бұрын
YONAS MICHAEL mara mestewali eks❤️❤️❤️
@senedalewolbey4660
@senedalewolbey4660 4 жыл бұрын
Behaqi qolibkayo jigna kwskelka kea gota gota atbelu goyta zfetwo srhu kwskeal narwo bzkone gbu.
@samigosb8538
@samigosb8538 4 жыл бұрын
fissaha Weldemicael 😃😃
@jonmichael3362
@jonmichael3362 4 жыл бұрын
Thanks Ahwatey... bhaki abay zereba iya degagimkum emo ambibwa...🤔
@abdelaromodan6912
@abdelaromodan6912 4 жыл бұрын
Yes jigna
@Goitom2016
@Goitom2016 Жыл бұрын
Men alo kemzi kemay neza derfi everyday zsema 🥰🥰🥰
@TsegayAmanuel-ec5jd
@TsegayAmanuel-ec5jd 9 ай бұрын
Ena elak hawey netiy beteam rya zefetawi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Qendigalmazu-gh1hr
@Qendigalmazu-gh1hr 5 ай бұрын
Me to ❤❤
@shewitabrham4835
@shewitabrham4835 4 ай бұрын
Me tooo
@kibromSemere-gh6wz
@kibromSemere-gh6wz 2 ай бұрын
ኣነ ኣለኹ
@SimonAlem-w5z
@SimonAlem-w5z 2 ай бұрын
Ane bailey my favorite song ❤❤
@simonbirhane7516
@simonbirhane7516 4 жыл бұрын
መዳ ኑኡሰይ ኣብ ኑኡስ ዕድሜኡ ንኑኡሳት የሕዋቱ ኣጆኩም ዝበለ፡ ኣስዕብ ኣቢሉ ውን ነዚ ሕብረተሰብና ንደባበስ እንዳበል ልቢ ህዝቡ ዘረሳረሰ! ሕጂ ውን ተቀደዊ ይብለና ኣሎ እሞ ሃየ እስከ ምትብባዕ ነዚ ንኡስ ሰነ ጥበባዊ ኣይንሕመቅ!!! ነዓካ\ኪ ነዚ ጽሕፍቲ ትንብብ ዘለካ ሰናይ ናይ ዕረፍቲ (ቀዳመ ሰንበት) ግዜ ይግበረልኩም።
@anditbraun7550
@anditbraun7550 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@yonasnot534
@yonasnot534 4 жыл бұрын
Amen(3)
@adenifkr2428
@adenifkr2428 4 жыл бұрын
Amen 3
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 4 жыл бұрын
Andit Wedihaile amien
@berihkifle4326
@berihkifle4326 4 жыл бұрын
Amen (3)🙏 kuber haway ❤️
@WEDIEYOBERi
@WEDIEYOBERi 4 жыл бұрын
I'm just speechless I'm proud of you and you're the best singer
@ZumaTubepro
@ZumaTubepro 4 жыл бұрын
ዣነዛ ኮመንተይ ተንብብ ዘለኻ ወላዲትካ ንዘልኣለም ትንበርለልካ ሳብስክራይብ ከኣ ንዓይ። ጽቡቅ ስራሕ wellcome my hero
@taklesnbetgolom7185
@taklesnbetgolom7185 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@yonatanyonatan364
@yonatanyonatan364 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen bero🙏
@natialmeysari9699
@natialmeysari9699 4 жыл бұрын
Amen 3🙏
@biniamzeray9260
@biniamzeray9260 4 жыл бұрын
Hebaka alku nay hemkx
@anditbraun7550
@anditbraun7550 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@tigrignaselection4980
@tigrignaselection4980 4 жыл бұрын
ሰላም ንዓኻ ነዛ ጽሑፍ ተንብብ ዘለኻ/ኺ ዝተዛረብካዮ ቀለም ዝዘራእካዮ ለምለም ይግበረልካ
@ማማየዓለመይማማየዓለመይ
@ማማየዓለመይማማየዓለመይ 4 жыл бұрын
Ame (3)))
@briteklit5587
@briteklit5587 4 жыл бұрын
Amen33
@denayityesef9753
@denayityesef9753 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@rshots4618
@rshots4618 4 жыл бұрын
መዳ ናይ ሕማምይ ስወድሽ እኮ በጃኹም like ርገጹኒ ክፈትዎ መዓት እየ
@mengstabemaha3520
@mengstabemaha3520 4 жыл бұрын
Ajoka berte nuausey
@gcdo2016
@gcdo2016 4 жыл бұрын
😘😍
@mymomismyhero4905
@mymomismyhero4905 4 жыл бұрын
ነዓኻ ብላይክ ዘይኮነ ክሳድካ ምርጋጽካ 'ዩ ነይሩ ሓሜን ወረ ታይ' ዩ ጉድኩም እቶም ዝሰርሑ ንሳቶም እቶም ትልምኑ ንስኩም
@bereboos7178
@bereboos7178 4 жыл бұрын
@@mymomismyhero4905 😂😂😜
@merrydray9961
@merrydray9961 4 жыл бұрын
'
@adhanethaile5753
@adhanethaile5753 4 жыл бұрын
Wawwww hawy Natey amlak mesaka yken ❤❤❤❤❤❤❤❤
@eritiktokfunnycomedy7242
@eritiktokfunnycomedy7242 4 жыл бұрын
*ድሙቅ ኮኮብ ኢካ ንዓይ ድሕሪ ቶማስ ኣልኣዛር*
@israelaraya4055
@israelaraya4055 4 жыл бұрын
Asemireleka aleku zehawey meda meda
@johnkidane5066
@johnkidane5066 4 жыл бұрын
ኪሮስ ከ?
@anditbraun7550
@anditbraun7550 4 жыл бұрын
@@johnkidane5066 kiros king endiu ata kbretey meda nsusey gn nfue hji eu denbeb delo wae
@tesfaeusnqey1615
@tesfaeusnqey1615 4 жыл бұрын
ብትወደድ ኣብርሃ ሃይለ ድሩዕ አዮም ድለይቲ ሰላም b kiros eba aytmtsani keynshahab 🤓
@samitheone4916
@samitheone4916 4 жыл бұрын
እሞ ደርፊ ኣትፈልጥን ኢኻ ጎበዝ እዮ ግን ምስ መን ኢኻ ክተዋዳድሮ
@segumsemere8094
@segumsemere8094 4 жыл бұрын
Mada Ayney kexelo Nay himamey Edmn tenan mada asliii selamta ayresakun mada Ayney
@wedimazu7966
@wedimazu7966 4 жыл бұрын
3:18 መኽሰበ'የ መኽሰበይ ዋላ ንከሳሰር ዘንባዕክኒ ገዲፈስ ዘስሓቅክኒ ክዝክር
@tirhaspetros6110
@tirhaspetros6110 4 жыл бұрын
Ftur fetari bedilks nab fetari tmhleli mqur mekseb alem eleka aleku
@berihuwedegebriel6336
@berihuwedegebriel6336 4 жыл бұрын
ኣነስ ሽዓ ኢለ' የ ቆብ ኣቢለኻ እንዳሓደርካ ከም ተሐጒሰና ኣጆኻ እስከ ኣብ ጎንኻ ለና!!።
@merhawizerisenayhaile6124
@merhawizerisenayhaile6124 4 жыл бұрын
Meda Arkey ajoka zarkey merya nicc music wegney ❤️❤️❤️❤️❤️
@Wehazit564
@Wehazit564 10 ай бұрын
ከምኡ ደኣ ኾይንኪ እምበር ፀጋ ዘይተለሊ ፉጡር ፈጣሪ በዲልክስ ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ
@AbrahaleTesfalem
@AbrahaleTesfalem 4 жыл бұрын
ፉጡር ፈጣሪ ብዲልኪ ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ Nice one meda niusey Subscribe please
@kiebubibi8618
@kiebubibi8618 4 жыл бұрын
እንቃዕ ብደሓን መጻካ ንኡሰይ ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ዝደመቀ እስከ ሞራል ሃቡለይ ቡሩካተይ ቡሩክ መዓልቲ የዉዕለና ኣብ ዘሃለና ሃሊና ኣደይ ማሪያም ትሓልወና 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍
@solomongere8213
@solomongere8213 4 жыл бұрын
👍
@ግዜፈራዲ
@ግዜፈራዲ 4 жыл бұрын
ግትሚ100% ዜማ100% ድምጺ100% ክሊብ ኣይግድን ። so ቐጽሎ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ።
@asmeromyohanes545
@asmeromyohanes545 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ መዳ ቀጽሎ፨። ኣብ ሕልናይ ሱር እምነት ኣጽዲቐ ኣብ ማዕሬኺ ኮይነ ክትሳቀዩ ዝሳቐ ስቡር ልብኺ ብፍቕሪ ክጽግኖ እንታይ'ከ ነይሩ ክትሕጎስለይ ዘይክእሎ ፍረ ሓቒ ሰባት ኣብ እዝነይ ኣምኪነ ዝርእዮ ከዲፈ ትብልኒ ኣሚነ ልዕሊ ኩለን ክትኳንለይ እናነበርከዋ ንኻልኢት ትሕቲ ሕልዋት ጌርክኒ እዋይ ልዕሊ ምውታት እምንቲ ክትመስሊ እናደራረብኪ መብጽዓ ምስሉያት የዒንትኺ ንይምሰል እንዳነብዓ ንልበይ ኣድሚኺ ብልበይ ክትጸድቒ ናይ ሓሶት ከዲፍኪ ሪሒቕክኒ ናይ ሓቒ ዝነበርክዮ ረሲዐ ዘለኽዮ ዝቕበል ኣነ ለዋሕ ኣፍቃሪ'ዶ እውይ እውይ ብኸምዚ ይብደል ከምኡ ድኣ ኮይንኪ እምበር ጸጋ ዘይተለሊ ፍጡር ፈጣሪ በዲልክስ ናብ ፍጣሪ ትምህለሊ ርኽበትን ስእነትን ማንታ ምዃነን መኻይዲ ኣሚነስ ኣይብገስን ንጥልመትኪ ክፈዲ ሎሚ'ኾነ ጽባሕ ዘልኽዋ ኣይትሓልዊ ስለ ሕልፉን ፍቕርን ንኹሉ ግዜ ተቀደዊ ክጽበየ መኽሰበይ ወላ እኳ ንከሳሰር ዘንባዕክኒ ከዲፈ ዘስሓቕክኒ ክዝክር ዝያዳየ ዝያዳ ዝያዳ ሓለፋ ኩለን ዘይምሉእነትክስ ነገር ሰብ እንድኣሉ መኽሰበየ መኽሰበይ ወላ እኳ ንከሳሰር ኣብ ዛንታ ናይ ፍቕረይ ግን ኣለኪ ኣለኪ ኣሰር እምበሪ ግደ ሓቕስ እዋይ ግደ ሓቕስ ሓሲኽዮ ንልበይ ናብ ፍቕሪ ኸም ዘይምለስ
@smrettekle4165
@smrettekle4165 4 жыл бұрын
Meda nic song
@Hlmey
@Hlmey 4 жыл бұрын
ኣነ በዛ ደርፊ እዚኣ ፉሉይ ነገር እንድየ ኮይነ ግን ኮንቪዝ ትገብረኒ በቃ በጃኩም እባ ኣስተማቅርዋ ክሳብ ሕጂ ናይ ጥልመት ደርፊ ይስራሕ እንድዩ ግን ከምዚኣ ጌና ኣይ ክስራሕን ዩ ኣይ መስለንን ካብ ኩሉ እቲ ዜማ ልክዕ ኣብቲ ግጥሚ ይዓልብ ብዘይ ሕርክራክ ናብ ህዋሳት ደምካ ኣትዩ የናውጸካ ኡፍፍፍ መድሃኔ ሓወይ ብዙሕ ክንሰምዕ ምእንታን ጥዕና ሂቡ የንብርካ
@F-NG5
@F-NG5 4 жыл бұрын
1:13 ልዕሊ ኩለን ክትኮንለይ እንዳነበርኩዋ ንካልኢት ትሕቲ ህሉዋት ገርክኒ ልዕሊ ምዉታት መዳ ጅግና እንቃዕ ሓወይ ኮንካ ብኣካ ኩሩዕ እየ ኣጆካ ኣይትሕመቕ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 4 жыл бұрын
ዋውውው መዳ ንኡሰይ ወናኒ ከናሪ ድምፂ ክፍትዮ ኣነስ ካልኣይ ቶማስ ኣልኣዛር እዩ
@algatekle8906
@algatekle8906 4 жыл бұрын
ja
@berekettesfamriam3387
@berekettesfamriam3387 4 жыл бұрын
Eway zakolia solomom hayle yetim hapey
@rieshardnatan5877
@rieshardnatan5877 4 жыл бұрын
ንፍጡር ፈታሪ በዲልክስ ናብ ፈጣሪ ትልምኒ ሃፍተይ ። ጎበዝ ኣድኒቀካ ኣጆካ ንኡሰይ
@bahlnahmeretmennetna
@bahlnahmeretmennetna 4 жыл бұрын
መዳ ናይ ብሓቂ ትስፉው መንእሰይ ጌና ታታ እንዳ በልካ ኣብ እግሪ ተክልካ እዚ ዘይትጽበዮ ዕዮታትን ስራሓትን ኣበርክቶን ክትርኢ ካባካ ትኣምር'ዩ ጽባሕ ንግሆ ኮኮብን ሓበንን ድምጻውያን ናይ ሓበሻና ጥራይ ዘይኮነ ናይ ኣፍሪቃና ክትከን ተስፋ ይገብር
@DCB235
@DCB235 4 жыл бұрын
BURUK KEDAME SENBET💖💖💕💕DEQI EREY MEDINO NIC SONGGG 💝💓💓👇👇👇LIKEE
@habtetesfamichal5473
@habtetesfamichal5473 4 жыл бұрын
ናይበሓቂ ዓቢ ትሕዝቶ ዘለዎ ደርፊ ንፍዕ ቀጽሎ። ሃብቶም (ሽንግርዋ) ውን ንፉዕ ዳረክተር ቅጺሎ ኣንበሳየ
@shumaytsegai2105
@shumaytsegai2105 4 жыл бұрын
***መዳ ኣስሊ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ውጽኢት ዘለዎ ምስ ኣምጻኻ ኣጆኻ ግዜ ኣይክነውሕን ዩ ከም በዓል ኣብራሃም&ባርያ ትደምቀሉ***
@1lehrer1abc36
@1lehrer1abc36 4 жыл бұрын
2:07 - 2:27 high peach what a performance i like it meda gobez
@merrydray9961
@merrydray9961 4 жыл бұрын
.
@SurprisedChrysanthemumFl-hk6ik
@SurprisedChrysanthemumFl-hk6ik 9 ай бұрын
P😊p​@@merrydray9961😊😊
@hadishfishale3445
@hadishfishale3445 4 жыл бұрын
ኑኡሱይ ተአስፋ ጽባሕ ቡዙሑ ኣብ ዉሽጥኻ ጸጋ ኣሎ ግን ,ን ንዘለሊዬ እዩ
@amanghere524
@amanghere524 4 жыл бұрын
Eway eza wedi gele ayenet mara fetayo demitseka and zemaka god bless you Habib
@awetmeretaseebne2520
@awetmeretaseebne2520 4 жыл бұрын
ኑኡሰይ nic job nmeda kemzkemay zfetwo ilke like eska regxu
@hanikassameksab4433
@hanikassameksab4433 4 жыл бұрын
Bitami xebuki serah geni abeta intero nay shumay wesidekala alka beliwa tibel hakey eya meshi
@alaydawit5397
@alaydawit5397 4 жыл бұрын
Woww meda jigena kemey dika meqisen Like esike haboley bejakum tesifa entekuno ❤️❤️❤️👈
@solomonhailay8042
@solomonhailay8042 4 жыл бұрын
መዳ ሓወይ ንስካ መተኸኣታ ናይ የመነ ባርያን ናይ ቶማስ ኣልኣዛርን ኢካ በቃ ንዓይ ኣርበዕተ ነጥቢ ምሳይ ትሰመምዑ ፈሪምኩም ሕለፉ
@dermasproductionchannel
@dermasproductionchannel 4 жыл бұрын
Thomas baOlu alo giega arku!
@anditbraun7550
@anditbraun7550 4 жыл бұрын
@@dermasproductionchannel Abrihimo kbl eu dkewn zarkey yemane barya and abrham afewerki ab kulu lbi eriteawi sle delewu ❤🙏🇪🇷
@selammskulu1
@selammskulu1 4 жыл бұрын
Waww ata zawedi btiemi jigna haki kemzi kemay keaf zhbo alo diu👇Likee habwe eski
@merrydray9961
@merrydray9961 4 жыл бұрын
.
@selammskulu1
@selammskulu1 4 жыл бұрын
@@merrydray9961 🖎🖎
@andisba5597
@andisba5597 4 жыл бұрын
ኡፍ ከብድኻ ዝዘመት ድምጺ 😢❤❤❤❤❤👌👌👌👌 ማራ እየ ዘድንቐካ ማዓረይ ምስ ርጉዕ ድምጺ ❤❤❤
@ግዜዳኛወዲሰብዓመጸኛ
@ግዜዳኛወዲሰብዓመጸኛ 4 жыл бұрын
መዳ ከም ልበይ ናይ ብሓቂ ካብ በዳሊ ምዃን ተበዳሊ ምዃን"ዪ ዝምረጽ። እቲ ምንታይ ኩሉ ይትረፍ ተበዳሊ እንተኰይንካ ከሳሲ ሕልና ውን የብልካን። ስለዚ እዛ ተቀደዊ እትብል ደርፍኻ ውን ንሓደ ኣፍቃሪ ዘማልኦ ነገር"ያ እትውክል"ሞ "? ከም"ቲ ልሙድ ኣጆኻ ቀጽሎ"የ ክብለካ ዝደሊ። ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይመንዋ ደርፊ"ያ ኰይና ዘላ ንዓይ ብወገነይ።
@yodit__
@yodit__ 4 жыл бұрын
*ፍጡር ፈጣሪ በዲልክስ *ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ። *( 30/05/2020 ) @3:25 uhr✍
@mnbarbtesfa1180
@mnbarbtesfa1180 4 жыл бұрын
Xbuk srah neza comment tenbbwa zeleku selam tnan ymnelkum yehwatey deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 meley
@freserabajugo5796
@freserabajugo5796 4 жыл бұрын
Ambibe wedieya tsbikti fetrt naki wen selam kisanet nemne
@wegihumesel9684
@wegihumesel9684 4 жыл бұрын
Amen xbktey neaki keman edmen tenan yhabeley fatari mchwti gal 🇪🇷 xaeda
@amanuelhaile2049
@amanuelhaile2049 4 жыл бұрын
Nice work bror
@tsegayabraham4247
@tsegayabraham4247 4 жыл бұрын
Meda hawey bitome xebke ajoka kexlo bertoe abe nuse odmka kemze meblka bitom hegse eyi baka Getme 100% 100 Zema 100%100 Kelbe aygeden 70% 100 Lebse kedawnteyyyy 50%100
@Tv-vo1qq
@Tv-vo1qq 4 жыл бұрын
መዳ ኣስሊ ተስፋ ሓቦ ዘለዎ ቆልቃ እዪ ጀምዓ ተስፋ ነስንቆ በጃኩም ነዓይ ከካ ሩሑስ ጋማ ይግበረልካ በሉኒ የሕዋት ጾባሕ ቀዳመ ሰንበት ይምርዕ ኣለኩ ደገፍቲ መዳ ከኣ ላይክ ጽቅት ኣቢልኩም ሕለፉ
@ERIINSPIRE
@ERIINSPIRE 4 жыл бұрын
ኣታ መዳ ን ኡሰይ ደ ኣ ደቂቅ ጸሊም ድዩ እንታይ ደኣ ኣብቲ ዝ ሓ ለፈ ቪድዮታት ቱ ተዳናግሩና ጎበዝ ሺኮር ጌርኩም ሲኢልኩሞ ዋይ ናይ ካሜራ ነገር ግን ደሓን ዋላ ብ ድምጽ ካ ፍቅሪ ሒዝ ኒ እዩ
@ስድተኛኮይኑስመይ
@ስድተኛኮይኑስመይ 4 жыл бұрын
ኣበየነቲ ደርፉ ራኢካዮ ኣብኩሉ ከምዚ እንድዩ ዘሎ ግን ሰብ ሙካንካ ስለ ዘይተርፍ ትጽሕፎ ጠፊእካ
@yesieftesheme5275
@yesieftesheme5275 4 жыл бұрын
Meda welcom futur fetari bedilks nab fetari tmhleli ❤️🔥🔥🔥🔥 Like
@yasinkeyboard3378
@yasinkeyboard3378 4 жыл бұрын
Nice job bro keep up the good work.
@zeydaalem1932
@zeydaalem1932 4 жыл бұрын
ያአ እዛ ወዲ ገሊጽትለይ ናይ ልበይ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mussiedebesaydebesayamenam6571
@mussiedebesaydebesayamenam6571 3 жыл бұрын
@meharighirmay4029
@meharighirmay4029 Жыл бұрын
ኣነስ ንዚኣ ደርፊ ምምናዉ ሲኣነያ ክሳብ ሕጂ ይሰምዕ ኣለኩ አስከ ክሳብ ሕጂ ኣብ 2023/ ዝሰምዓ ዘሎ like👍❤ሑቡሸይ
@shishayfisha2528
@shishayfisha2528 4 жыл бұрын
"ከምኡ ደኣ ኼንኪ እምበር ጸጋ ዘይተለሊ፡ፍጡር ፈጣሪ በዲልክስ ናብ ፈጣሪ ትህለሊ" መዳ(ምንኡሰይ) ናይ ብሓቂ ዘይትምኖ ደርፊ ብሉጽ ሰበይ።
@tesfamhretgebrekristos5627
@tesfamhretgebrekristos5627 2 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት እንታይ ኢና ሞ ክንብል ካብ ዓለም ኣብ ሓደ ሓሳብ ዘይሰምር ህቢ እንተሎ ህዝቢ ኤርትራ ጥራይ ዩ::ተሰዲድካ ok ኣብ ሓደ ስመር ተመለስ ዓድኻ (ናኣብነት ንምንታይ ኣመሪካውያን ዘይስደዱ ንምንታይ ጀርመናውያን ዘይስደዱ ንምንታይ ሆላንዳውያን ዘይስደዱ ወዘተ...............!ዶስ ኣብ ዓደማትካ ኮይንካ ስረኻ ታሕቲ ኣውሪድካ ኣጥባትክን ከፊትክን ናፅነትኩም ክን ረኺብኩም ማለት ዲኹም ሕበር ኣታ ኣቲ ንጠፍእ ኣለና & ኣጆኻ መዳ ሐይል
@solianaproduction4904
@solianaproduction4904 4 жыл бұрын
ጽሉጽ ዝኮነ ስራሕ like እስከ ሓቡለይ የዉሕዶ እምበይ ኣይበዝሖን 100%
@IYE.G.F
@IYE.G.F 4 жыл бұрын
Nska ke hibka dika habibi
@solianaproduction4904
@solianaproduction4904 4 жыл бұрын
@@IYE.G.F ንሕቶ ዶ ሕምቶ ኢሊሞ ሸዓ ኢለ ከኣ እምበር
@gezananebarittv1479
@gezananebarittv1479 4 жыл бұрын
G.F.G Production fish arkeyi fah elatka msla nhmto do hto eyu
@solianaproduction4904
@solianaproduction4904 4 жыл бұрын
@@gezananebarittv1479 ከምዚ ከማ ለባምት ከኣ ተመዓራርይልና
@henokhenok7954
@henokhenok7954 4 жыл бұрын
Welcome ,መዳ ናይ ሕማመይ ንመዳ ዝፈቱው ላይክ ከይረገጽኮም ከይተሓልፉ
@selamnkulu470
@selamnkulu470 4 жыл бұрын
Kemeu dea koinki ember: Tsegea zeyteleli: Fitur fetari bedilkis: nab fetari timhleli::👌👍👍 Nayzi zemen bilxti derfi👏👏 Greate Job
@msalemnfqurat2734
@msalemnfqurat2734 4 жыл бұрын
በቃ ከምቲ ዘየለ ሰሚዐ ምጽጋብ ስእነያ
@semharsolomon1170
@semharsolomon1170 4 жыл бұрын
Zneberkiyo resie zelekiyo zqbel Ane lewah afqari do bkemzi yfde Kemu dea koynki enber Xega zeyteleli Ftur fetari bedilks nab fetari tmhleli , Meda shkor ajoka qexlo 👌😘
@Miayt421
@Miayt421 4 жыл бұрын
Wawww nic music 💯💯💯
@Michael-Gher
@Michael-Gher 4 жыл бұрын
Kab like habuni mebal nezi nefu menesey like habwo metbeba yedlyo alo jegna 🙏
@robilife5762
@robilife5762 4 жыл бұрын
መዳ ሓወይ ሓደ ሰብ ኣጸሊልካለይ ሓደ ውዲ ገዛይ ኣሎ ሙሉእ ማዓልቲ ኣነ ለዋህ ኣፍቃሪ ዶ ይብደል ትሕቲ ህልዋት ገርክኒ ልዕሊ ምውታት ክብል ሙሉእ ማዓልቲ ይውዕል ነታ ከምኡ ዝገበረቶ እንተ ዝረኽባ ( ኮፍ ኣቢለ መረዳእኩዋ ዘለዎን ዙኾኖ ዘሎን ) ሎምስ ፈሪሐ ክዳኑ ቀዲዱ ኣብ ማርሻቤዲ ከይ ውዑል።
@ኣለምገዛክራይ
@ኣለምገዛክራይ 4 жыл бұрын
ብራቮ ሓቒ ምዝራብ አዛ ወዲ ትሕጉሰኒ ኣላ ዲስላይክ ኣይግቦን ዩ ነተባባዮ ጎደሎ ተሊዎ ከኣ ንንቅፎ
@asddss7038
@asddss7038 2 ай бұрын
ግጥሚ =100% ዜማ=100% ድምፂ=100% meday ብሉፅ ዝፈትየካ ብሉፀይ
@bajo_teamo236
@bajo_teamo236 4 жыл бұрын
ጽብቕ ስራሕ በሓቂ እዋናዊ ካብ ጠላሚስ ተጠላሚ ይሓይሽ ከምቲ ዝበሃል እንበሪ ግዚእስ ካብ ዝጠመየ ዝጸገበ ጽድንግጽ ኮይኑ ሶ ሰማዕቲ ግቡኡ ናይ ዩቱብ ንሃቦ
@ewaygziechika8593
@ewaygziechika8593 4 жыл бұрын
Meda hawey nska temxo derfi kulu zehguseni derfi koynu endaxenehe kexlo betie.(ftur fetari bedilks nab fetari tmhleli )nezi ftur fetari bedilu nab fetari zlmn tmhrti tkono eya 👉🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@esseytesfay881
@esseytesfay881 4 жыл бұрын
Ane zgermenis ezom dislike tiregxu zelekums tigrina sledetsemie do tikonu wellas entay eyu xegemekum tesfa deytihbwo gday
@millionhabtu5701
@millionhabtu5701 4 жыл бұрын
Esu Tesfay sakit bzey flat iyom zkenu imber kemzi aynet derfi da kemey gerka dis like kthib😍❤️
@adenhadish1863
@adenhadish1863 4 жыл бұрын
Zey mflat eyu ember nmeda da 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@meramera8327
@meramera8327 4 жыл бұрын
Abza blxti srah zmesetetni kal FTUR FETARI BEDILKS NAB FETARI TLMNI tbl kal ya
@weghataentertainment4534
@weghataentertainment4534 4 жыл бұрын
Wa 😂😂😂😂 Ane zegermeni entay kekonom eyu like zelemunu ab comment belu eski nay ka like habuni kemsebey kemy dina nehna 😂😂
@milen9741
@milen9741 4 жыл бұрын
Dislike digeberue they are jelous I love all your work boy thank you so much God bless you Keep it up ♥️♥️♥️♥️♥️♥️👌🏽👌🏽👌🏽👍🏽👍🏽🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
@meneubedalimenyfelteleynay258
@meneubedalimenyfelteleynay258 4 жыл бұрын
nezi wedi bejakum Moral eski nehabo nice song mada hawey ajoka futur fetari bedlki nfetari tlmni 👏👍👍👍👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪
@hermongebremichael5236
@hermongebremichael5236 4 жыл бұрын
Zneberkiyo rese, Zelkiyo zkibel Ane lewah afkari Do ewiy ewiy bkemzi Yibdel komu da Koyinki enber tega Zey tleli futur fetari Bedilki nab fetari tmhleli
@semi1374
@semi1374 4 жыл бұрын
ኣካዳድንኡ ክምርጥ አዚ ወዲ ፎንቃ የትሕዝ ቀፅሎ ኣጆካ konjeyyy
@ephremdawa3615
@ephremdawa3615 4 жыл бұрын
ኮሙ ዳኣ ኮይንኪ እምበር ጸጋኣ ዘይተለሊ ፋጡር ፈጣሪ በዲልኪስ ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ::
@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ
@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ 4 жыл бұрын
መዳ ሺኮር ከመይ ዲየ ዝፍትወካን ዘድንቀካን መንሰያት ኩልና ነድንቀካ እና ብዙሕ መጻኢ ዘለካ መንሰይ ምኳንካ ይሕዋት ኩልኩም ከምዚ ኸማይ ከም ትፍትዎን ከም ተድንቅዎን ይፍልጥ እየ እስከ ሞራል ንሃቦ እስከ ላይክ ኣቡለይ መዳ ኣብ ድርብ ምድጋም ተቲህልዎ ዝያዳ ይጽብቅ ንሕና ውን ንስተማቅሮ ምዚቃ ኮምኡ ኮኑ ይስማዓኒ ናተይ ርኢቶ እዩ ጽቡቅ ዕድል ይምነየልካ ወዲ ዓደይ ሓላል 👍🇪🇷🇪🇷🙏💯
@ግረሲኒ
@ግረሲኒ 4 жыл бұрын
ኮመንት ጽሒፈ ኣይፈልጥን ኢየ ንዓኻ ግን መግለጺ ኣልቦ ስለ ዝኾንካ ይጽሕፈልካ ኣለኹ። ብሉጽ ናይ ብሉጻት keep it up and up.
@ውድቀትንውልቀመላኺ
@ውድቀትንውልቀመላኺ 4 жыл бұрын
መዳ ስሑል ስጡም music ዓንብበልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 4 жыл бұрын
ግጥሚ ጽቡቕ ኣይጸላእክዋን ድምጽኻ እውን ሽኮር ፡ ኣብ ዜማ ግን ጸገም ኣሎ። ቀዳማይ ጸገም ምስ እተን ቀዲመን ዝወጻ ደርፍታትካ ተመሳሳሊ ኮይኑ። ካልኣይ ብሓንቲ ሜሎዲ ጀሚርካ ብኣ ወዲእካያ፡ እዚ ከኣ ዜማ ምስ ጎሮሮኻ ዝሰማማዕ ጌርካ ከተውጽኦ ግድነት እኳ እንተኾነ፡ ግን ኣብ ገለ ማይ ቤት ንኽቅየር ዜማ ብመጠኑ ዝተሓባበረካ ክትረክብ ኣለካ። ወይ እውን ዜማ ካልእ ሰብ ከም ዝሰርሓልካ ግበር። ኣጆኻ በርትዕ።
@ማማየናፊቀ
@ማማየናፊቀ 4 жыл бұрын
ከመይ ዲየ ዝፈቱዎ ነዚ ወዲ ላይክ ግጨዉኒ ስዩ ሓውይ ናተይ በርትዕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ማማየናፊቀ
@ማማየናፊቀ 4 жыл бұрын
Efrem Amine ባሓቂ ወይ ኣበይ አሞ እየ ክረክቦ እዚ ሙቁር ፍጢረት❤❤❤❤
@ማማየናፊቀ
@ማማየናፊቀ 4 жыл бұрын
Efrem Amine ክክክክ ብሰላም ሙፁ ክቅበለኩሙ እየ
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 4 жыл бұрын
ሰላም ጋል ትግራይ ሽኮር ናተይ
@ማማየናፊቀ
@ማማየናፊቀ 4 жыл бұрын
ዋይ ሰብ ሎሚ ዓለም ናዓይ ናዓይ 😂❤❤❤❤
@ማማየናፊቀ
@ማማየናፊቀ 4 жыл бұрын
Efrem Amine ክክክ አወ ከሙኡ ማለት እዩ ቅቅቅቅ
@amromobile6321
@amromobile6321 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ክትዓቢ ኢኻ ንፉዕን ፈረቃን ኢኻ ብሕጂ እትሰርሖም ስራሓት ውን ከምዚኣ ክኾኑ ኣለዎም
@tesfuberih3619
@tesfuberih3619 4 жыл бұрын
መዳ❤(ንኡሰይ)😍ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ'ዪ be continue, ዝተባረከ ቀዳሜ ሰንበት ይግበረልና የሐዋተይ🙏🙏
@fanusgezanaadeya3087
@fanusgezanaadeya3087 4 жыл бұрын
ነዚ ግጥሚ ዲስ ላይክ ትገብሩ ሰባት ግን ኣነስ ይገርመኒ ኢዪ ወይ ቀኒኣት ደረፍቲ ከይ ትኮኑ ትግርኛ ድሰሚዕ ሰብ ነዛደርፊ ብዝኮነ መለኪዒ ንልጽቲ ምካና ኢዩ ክምስክር ዝግቢኦ።
@ጽምዋዩዘለኽዎቦታ-ደ6ተ
@ጽምዋዩዘለኽዎቦታ-ደ6ተ 4 жыл бұрын
እዚ ሓያል ድምጽኻ ግጥሚ ጥዑይ ተቐቢልካ ድረፈሉ። እንታይ ግጥሙ'ዩ ዚ፧ ኣነ ደስ ኣይበለትንን እዛ ደርፊ ብዘይካ ድምጽኻ። ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ ሕሰበሉ መዳ።
@tsegaynegassi572
@tsegaynegassi572 4 жыл бұрын
እዚ ዋውው፡ ደስ ኣይበለንን፡ ኣበይ ከድና ነሽርፎ፧ ውልቃዊ ምስትምቓርና እንተንጽሕፍ ኩልና ምዓበና።
@ጽምዋዩዘለኽዎቦታ-ደ6ተ
@ጽምዋዩዘለኽዎቦታ-ደ6ተ 4 жыл бұрын
@@tsegaynegassi572 ደስ ዘይበለኒ ጺሒፈ። መዳ ንፉዕ ደራፋይ እዩ ረዚን ግጥሚ ሓርዩ ክቕበል ኣለዎ ይብል። ሓወይ ኣብዚኣ እንታይ ዩ ጌጋይ
@tsegaynegassi572
@tsegaynegassi572 4 жыл бұрын
@@ጽምዋዩዘለኽዎቦታ-ደ6ተ ካብ'ዛ ደርፊ ከይወጻእና እስከ ንዛረብ፣ ፍኹሰት ናይ'ዛ ግጥሚ እስከ ኣርእየና በታ መነጸርካ፡ ንዕብየት ኩልና።
@yemane7405
@yemane7405 4 жыл бұрын
hawey xbuq geyrka mo astemaqro kabu rezin meleakti kem zelewo krdaeka u . tehawka comment aytixeahaf
@filimoneyob9281
@filimoneyob9281 4 жыл бұрын
Emo getmi aytflten eka
@hermonmedia8269
@hermonmedia8269 4 жыл бұрын
Good Job Meda continnu
@imissmama3978
@imissmama3978 4 жыл бұрын
ንፉዕ ቆልዓ,ዩ !!
@Eritrean786
@Eritrean786 10 ай бұрын
ክሳብ ሕጂ ዘይመነክዋ 2023
@dejenrussom6192
@dejenrussom6192 4 жыл бұрын
ግጥሚ ገሬ ሃብቶም ዜማ መዳ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ዜማ ግን እንድዒ በጃኹም ጥዕምቲ ከላ ኣይሓደሰትንን ብዝኾነ ቀጽሎ ሓቢቢ።
@samigosb8538
@samigosb8538 4 жыл бұрын
እታ ዜማ ምነገርኩካ ናይ መን ከም ድኮነት ግን ሙዚቃ ዝተኣሳሰረ ኢዩ ድሓርከኣ ጀሚሪ ኮኮብ ኤንድዩ ሸለሌ ንልመድ
@dejenrussom6192
@dejenrussom6192 4 жыл бұрын
@@samigosb8538 ክክ እቲ ሓቅስ ክኽወል የብሉን ሓቢቢ
@samigosb8538
@samigosb8538 4 жыл бұрын
Dejen Russom 😃
@legendfranklampard9064
@legendfranklampard9064 4 жыл бұрын
Mestewaeliti eikum gn msti tesfa zelewo mukanu moral ygbeo eu.
@hanibalgebreslasie9739
@hanibalgebreslasie9739 4 жыл бұрын
Xubuq srah ktsemo trgum zhb gtmi, gn eti hrmeat qeltifu. Ab mexaie hd zbele music teteqimka ktmexana ytsfo. Adhboka Kab ab guayla hd zbele zemenawi melody kkewn kolo ziyada nebari srah ykewn. Yeqenelna ajoka qexlo nay Beal tekle tesfazgi : tewelde reda : sami brhane : haile gebru: yemane weldemicheal: tekle hkot: Usman abderihm: alamin abdelletif: abrar Usman nayzom music ykun gtmi b atkro mis tsem ziyada ab srahka buluxunet ktgebr tkl eka.
@ayegze5732
@ayegze5732 4 жыл бұрын
ኮምኡ ድኣ ኮይንኪ እምበር ጽጋ ዘይተለሊ ፉጡር ፈጣሪ በዲልክስ ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ Nic job meda habibi
@enbabaabraham867
@enbabaabraham867 4 жыл бұрын
Teklye hawey
@selomontesfay3787
@selomontesfay3787 4 жыл бұрын
Futur fetari bedilki nab fetari tmahaleli nicc music
@eliashaile926
@eliashaile926 4 жыл бұрын
00:45 ከምኡ ድኣ ኮይንኪ አምበር ጸጋ ዘይተለሊ ፍጡር ፍጣሪ በዲልክስ ናብ ፍጣሪ ትምህለሊ!
@ፍቅሪምስኩሉU
@ፍቅሪምስኩሉU 4 жыл бұрын
Asey meda hawey nay zemena model musicna
@tekilaamorey4246
@tekilaamorey4246 4 жыл бұрын
መዳ ሓወይ ናይ ብሓቂ ፉጡር ፈጣሪ በድልኪስ ናይ ፈጣሪ ትምህለሊ ፡ Nice one
@mengsteabhabtu7717
@mengsteabhabtu7717 4 жыл бұрын
Ftur fetari bedilks Nab fetati tlmni Btami tesfa aleka kexlo
@hadishhagos6364
@hadishhagos6364 4 жыл бұрын
መዳ ናይ ብሓቂ ድምጽኻን ቴክኒካዊ ኣደራርፋኻን ቅላጸኻ ኩሉ ተወሃሂዱ ግሩም ዝኾነ ስራሕ።
@FiliBeatz
@FiliBeatz 4 жыл бұрын
ኣዝያ ገላጺት ደርፊ ከምዚ ዓይነት ኩነት አብ ኩሉ እዩ ዘጋጥም ዕድል ድዩ ጽሕፍቶ? መልሲ እባ በጃኸም 💔🥀😢
@afomiamussie1562
@afomiamussie1562 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብልጽትን ማሃርትን ደርፊ ኣጆኻ ቀጽሎ
@Freiheit1122
@Freiheit1122 4 жыл бұрын
ብንእሱ ከሎ ፍሉይ ልቦና ዝተዓደለ ብሉጽ መንእሰይ፡
@YordanosDebesay-o4d
@YordanosDebesay-o4d 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 59 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
New Eritrean Music by Mihretab Ghebrezghi (Sandro}"ENTAY GEBERE"
7:01
MG Entertainment
Рет қаралды 3 МЛН
Хитрый Игорь!😂 #юмор #спорт #игра
0:58
Petr Savkin
Рет қаралды 2,4 МЛН
Хитрый Игорь!😂 #юмор #спорт #игра
0:58
Petr Savkin
Рет қаралды 2,4 МЛН
Менеджер переиграл клиентку 😱
1:00
fradzers
Рет қаралды 5 МЛН
Spot The Difference, Win $10,000
0:58
MrBeast
Рет қаралды 43 МЛН
小丑牌ATM提款机?#short #angel #clown
0:14
Super Beauty team
Рет қаралды 8 МЛН