Atv Asena Live - ጉድ ሃይለ ምሕጹን - ተኣሲሩ ብምፍርራሕ ዝተፈትሐ እሙን ኣገልጋሊ ውልቀመላኺ ኢሳያስ

  Рет қаралды 20,159

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Atv Asena Live - ጉድ ሃይለ ምሕጹን - ተኣሲሩ ብምፍርራሕ ዝተፈትሐ እሙን ኣገልጋሊ ውልቀመላኺ ኢሳያስ

Пікірлер: 55
@hailehagos1544
@hailehagos1544 3 ай бұрын
ሰላም ኤማ ዶክቶር ሃይለ ሓጎስ ይበሃል ሓኪም ስኒ ብ 1991 ንሱ ሚኒስተር ከሎ ካብ ሰዊድን ናብ ዓዲ ተምሊሰ ክሰርሕ ሓቲተዮ ኪድ ኣበይ ነርካ ኢንተ ኣድሊዩና ኣብ ጋዘጣ ከነውጾ ኢና ኢሉ ካብ በት ጽሕፈቱ ሰጉጊኒ.. ብድሕሪኡ ኣይተመስኩን ንዓዲ
@kidaneTeagay
@kidaneTeagay 3 ай бұрын
😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@mikaelzerizghi7824
@mikaelzerizghi7824 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙
@nugusekahsay6845
@nugusekahsay6845 3 ай бұрын
Ema abesa
@DasnaMefrena
@DasnaMefrena 3 ай бұрын
እዋይ ጸልማትና ምውዳእ ኣብዩ፡ ዶ/ር ረዘነ ሃብተማርያም፡ ኣዝዩ ምሁርን መምህር ናይ ሳይኮሎጅንዩ፡ ንጌጋታትን በደላትን ቀታሊ መንግስቲ ኢሰያስ ብዘይ ሕብእምብእ ጉዱን ኣካይድኡን ዘቃልዕን ዝምህርን፡ንመጻኢ ኤርትራን መንእስያትን ክኸውን ዘልዎን ዝመክር፡ ልክዕ ኣነ ከም ተጋዳላይ ቡኡ ንቑርብ ኣዋርሕ ዝተመሃርኩን፡ኣዝየ ዝንእዶንዩ።
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 3 ай бұрын
ኣማኒኤል ኣይትጋገ። ንሃይለ ምሕጹን ዘይፈልጦ ሰብ ኢዩ ዶክተር ኣይኮነን ዝብል ዘሎ። ኣብ ጥቁር ኣንበሳ ወዲኡ ናይ Gold medal ምሩቕ ኮይኑ ኣብ ግዜ ምረቓ ኣይትረኽበን ስሙ ተደጋጊሙ ተጸውዑ ኣይተረኽበን።
@gedemb1961
@gedemb1961 3 ай бұрын
ተጋጊኻ አብ ጊዜ ጥቁር አንበሳ ሃይለ ሜዳ አሎ ጥቁር አምበሳ ናይ መጄመርያ ስሙ ልዑል መኮነን መታሰብያ ሆስፒታል 1974 ጀሚሩ ክስራሕ ከሎ እቲ ሆስፒታል አብ ጥቓ ገዛይ ስለዝነበረ አጸቢቐ እዝክር አነ ብድሕሪኢ ዘማቻ ምስ ተበሃልና 1974 ወርሒ ሸዉዓተ ንሜዳ ወጺና ሃይለ ድሮ አብ ሜዳ አሎ ቕድመና
@samsonhailetesfamariam64
@samsonhailetesfamariam64 3 ай бұрын
ብዘይተረጋገጸ ወረ ኤርትራዊ ኣናዊጽካዮ
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 3 ай бұрын
Ata GODLESS Sadist. BsQyaT SebaT T'HGos EkeY FeTawi EkeY.
@abrahamb777
@abrahamb777 3 ай бұрын
ሃይለ ምሕጹን ዶክተር ኣይኰነን።እዝክር ቕድሚ 30 ዓመት ክሓምይዎ ግን ይፍራሕ ነይሩ
@segen8531
@segen8531 3 ай бұрын
ኤማ የኽብረካ የ ግን ቁሩብ ኣመሓይሾን ፡ካብ እንዳ ኣንበብካ ተቕርቦ ከኣ ኣቀዲምካ ጽቡቕ ጌርካ ኣንቢብካ ከም ዕላል ጌርካ እንተተቕርበልና ። ሓደ ነገር ግን ክብለካ ምስ ፊሊጶስ ኣይሰማሙዑን ዮም ኢልካ ግን ክልተ በትኪ እንታይ ጽቡቕ ነገር ኣሎዎም ፡ ክልቲኦም ባርያ ኢሰያስ እዮም ። ሓደ ነገር ግን ከዘኻኽረካ ኣብ ሳሕል ድሩዕን ሃይለ ምሕጹንን ተባኢሶምን ምስምማዕ ምስ ሰኣኑ ኢሰያስ መጺኡ ከም ዝዓሮቆም ታሪኽ ኣሎ ብዝያዳ ሃብቶም ዝብሃል ተጋዳላይ ኣብ ዓዲእንግዚዝ ዝቕመጥ ኣብ ሓደ መደብ ብዙሕ ተዛሪቡሉ ኔሩ ፡ እንተ ትዕድመልና ጽቡቕ ኔሩ ። በቲ ኮይኑ በቲ ሃይለ ይኹን ፍሊጦስ ባርያ እሰያስ ኢዮም ። ኣብ ኣስመራ ንዓይ ዘጋጠመኒ ክነግረካ ጉዳይ ሓደ ሰብ ጉዳይ ፍሊጦስ ክሕግዘና ንሓቶ ንሱ ውን ፈቲኑ ፡ ሓደ ካብ ትጽብትናን ኣፍልጦናን ወጻኢ ሓደ ጉዳይ ኣጋጢሙ ንሱ ከኣ ሓደ ኮሮኔል ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ንፊሊጦስ ክገብሮ ኣይኮነን ሲ ንዑኡ ከይተረፈ ፈኪርሉ ኢድካ እንተዘይኣኪብካ ከርእየካ እየ ኢሉ ፈኪርሉ .......እቲ ዘረባ ነዊሕ ዩ ግን በዓል ፊሊጶስ ሲንቦል ምኻኑም ሽዑ ፈሊጠ ። እቲ ዘሕዝነኒ ህዝቢ ነቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ኣካይዳ ወይ መን ዮም መራሕቲ ሓረድቲ ኣሰርቲ ሰብ ኣፈልጥን ዩ ። በቲ ኮይኑ በቲ ሳክት ዮም ኩሎም ፌራ ዮም ።
@DasnaMefrena
@DasnaMefrena 3 ай бұрын
ሰላም ኤማ፡ እ'ዚ ኣብ መእተዊ እተቕርቦ ዘለኻ ፡ንቐታሊ ኢሰያስን ሕልሙን፡መዳፍዕ ዕርበቱ ኢኻ ትትኩስ ዘለኻ።እቶም ታሪኾምን ራኢኦምን ክሓክኽ ዝደልዮም ኣርካናት ከኣ ዝበልዎ ምቕራብ፡ልክዕ መን ንኤርትራን ህዝባን ክሳብ ሂወት ከፊሉ ዘርእን፡ንተቓለስቲ ከኣ ብንጹር ዕላሞኦም ፈሊጦም ብሓደ ክቃለሱ የኽእል።ቀጽለሉ !!!
@eritrea91
@eritrea91 3 ай бұрын
ሞት እዮብ በርሃነ ኣብዚ ኣርዲእካና፡ እዮብ ከምታ ግርህነትካን ቅንዕናኻን ኣምላኽ በየማናይ ኢዱ ይቀበልካ፡ መንግስተሰማይ የዋርስካ።
@gedemb1961
@gedemb1961 3 ай бұрын
ጥቂር አምበሳ አይነበረ ዳሕራይ ኢዩ ተኸፊቱ አብ ጊዜ ደርግ አብ ጊዜ ሃይለስላሰ ዝተሰርሔ ሆስፒል ስሙ ልዑል መኮንን መታሰቢያ ሆስፒታል ይበሃል።
@abrahamb777
@abrahamb777 3 ай бұрын
ኤማ፡ሓደ ጊዜ ጽገ ተኽለሰንበት ሕጹያ ብኸመይ ከም ዝተሰውኣ ኣብ ሬድዮ ምስ ተቃልሐ ብተቃወምቲ።ንምሸታ ቀዳም መዓልቲ ቃለ መጠይቕ ኣግቢሮማ።እታ "ገምበል" ትብል ደርፋ እያ እታ ጠንቂ ድማ ነይራ
@berakighebreyesus8842
@berakighebreyesus8842 3 ай бұрын
ኣማኒኤል ርክቡ ምስ ድር ኣሰፋውከ? ብዙሕ ስለ ዝብሃል!!!!!!!!!
@melakehaileweldegabr2566
@melakehaileweldegabr2566 3 ай бұрын
ዝገርም ዩ ብኣማኒኤል ዘይንምዖ የብልናን 😮ግን ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ተኾሊለን ምልክት ተጌሩለን ኢየን ንታዕሊም ዝወርዳ ኔረን ኢልካየን መኣስን ኣበይን ንምታይ ዕላማን ኢዩ ኸ ወደይ???😮😮😮ቅድሚ ሕጂ ውን ሻዕብያ ንትግራይ ከምዝኣተወት ከይትፍለጥስ ውጉኣታ ባዕላ ትርሽኖም ኣላ ኢልካ ተዛሪብካ ኔርካሞ ብኣፍካ ዘይኮነስ ብሕልናኻ ተዛረብ። ምኽንያቱ ሰራዊትና ንውጉኣቱ ክገድፍ ዘይኮነስ ንስውእ ብጻዩ ከውጽእ ንባዕሉ ዝስዋእ በዓል ዓቢ ሕልና ሰራዊት ምኾኑ ባዕልኻ ውን ትፈልጣ ኢኻ።እንተ ቲ ኣብ ንውልቀ ሰባት እትገብሮ ዘለኻ ናይ ምጽላም ዘመተ ባዕልኻን ባዕሎም ስለ ዘለኹሞ ባዕሎም ይሕተቱዃ። እንተ ቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ክቡር ሓይልታት ምክልኻ ኤርትራ ትገብሮ ጸለመታትን ጸርፍታትን ጽንተት ዓመጽ ራስያ ባርያ ክሰዓር ኣለዎ ወዘተ ዝብሉ ዘይእሩማትን ነውራማትን ቃላትካ ቅሳነት ከምይህባኻ ርግጸኛ ኢየ።ምኽንያቱ ብልብኻ ትኣምነሉ ዘረባ ስለዘይኮነ።
@seghidyosief4832
@seghidyosief4832 3 ай бұрын
ሰላማት ኣማኑኤል እያሱ ይቅሬታ ኣነ ብዛዕባ ዶ/ር ሃይለ ምሕጹን ብዙሕ ዝፈልጦ የብለይን ኣብዛ ናይ 2004 ናይ ምጥያስ ግዜ ግን ጌጋ ሓበሬታ ተዋሂቡካ ኣሎ ምኽንያቱ ከምቲ ዝተዋህበካ ሓበሬታ ዘይኮነ በንጻሩ እዩ እቲ ጉዳይ ። እወ ዶ/ር ሃይለ ምሕጹን ንኹሎም ናይ ኩናት ስንኩላን ናብ ኣሃዱኦም ክጸንሑ ኣይትጣየሱን ኢኹም ኢሉ መሊስዎም እዪ እዚ መበሊኡ ግን ንስኻትኩም ጸገም የብልኩምን ሃገር ከተገልግሉ ኢሉ ኣይኮነን በንጻሩ ንስኻትኩም ንሃገር ሰንኪልኩም ብ ማሕበር ስንኩላን ኤርትራ ክትእለዩ እዪ ዝግባኣኩም ኢሉ‘ዩ መሊስዎም ዋላ ጀነራል ፍሊጶስ ውን ነዲሩ ምስ መጾ እሞ ክጣየሱ ዝግበኦም ሰሰሪሖም ነብሶም ክኣልዩ ዝኽእኽሉ ዘይትሰድድ ንስኻ ጊም ተጋዳላይን ሜ/ጀ ትኣክል እዚ ከመይ‘ሉ ይጠፍኣካ ኢሉ‘ዩ መሊስሉ በንጻሩ እቶም ጥዕያት ሰባት ዝሰደድካልና ኣፋኒናዩም ኢና ምኽንያቱ ሰሪሖም ነብሶም ክኣልዩ ስለዝኽእሉ ኢሉ እዩ መሊስሉ ። ስንኩል ኣብ ማሕበር ስንኩላን ተጠርኒፎም መንግስትን ህዝብን‘ዩ ክስከሞም ወይ ክጥወሩ“ዮም ዝግባእ እዩ ኢልዎ ኣብዚኣ እንታይ ጌጋ ኔርዎ? ጀ/ል ፍሊጶስ ዉን ነዛ መልሲ ምስ ሰመዐሕማቅ ይኹን ጽቡቕ ኣይመለሰሉን ከም ርዱእ ወሲዱ ስንኩላኑ ሒዙ‘ዩ ናብ ቦትኡ ተመሊሱ“ሞ ጸለመሲ ጽቡቕ ኣይኮነን። ዶ/ር ሃይለ ምሕጹን በንጻሩ ምንም ስንክልና ይኹን ካልእ ጸገም ዘይብሎም ምስ ብሓለፍቶም ንኽጣየሱ ዝተላእኩ ብዘይ ዝኾነ ተጉላባነት ጥራይ እንታይ ኣሎካ ጸገም ኢሉ ይሓተካ ኣነ ዝኾነ ጸገም ሕማም ይኹን ናይ ኩናት ስንክልና የብለይን ኣሃዶይ ናይ ስድራይ ጸገም ስለትፈልጥ የሕዋተይ ስዉኣት ስለዘለዉኒ ኣላይ ስደራይ ስለዝኾንኩ ንኽጣየስ ወሲናትለይ ትብሎ“ሞ ስቅ ኢልካ ምኽንያት ኣይተብዝሕ ጥራይ ናዓይ ዘገድሰኒ ዝኾነ ስንክልና ኩናት የብልካን ሰሪሕካ ሂወትካ ክትመርሕ ትኽእል እነተኸይነካ እሞ ኣሃዱኻ ወሲና ክትጣስ ያላ ማዓል ሰላማ ኢሉ እዪ ዘፋንዋ ኔሩ ንኹላ ሰብ ።ወድሓንካ ኣነ ናይ ዓይኒ ምስክር እየ በዛ ጉዳይ። ወድሓንመካ።
@Hosaena806
@Hosaena806 3 ай бұрын
Deki anistio Eritrea dea n 65 amet b shabia ztexerefa zteasra zteqetqeta Kem tel gotitu ab efli sinchiro endiom dilayom zgebriwen Wela abzi zelekum zeyzerefkumen deki anstio alewa dien ?
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 3 ай бұрын
ክኽክክክ ጆክ ሕክያ ዓዋሉ ወዲ ምሕጹን 1971 ዓ/ም ተሰሊፉ ምስ መንካዕ ካብቶም ተቐጥቂጡ ዝወጸ ትሕቲ ዕድመ ተባሂሉ ግን ጸለመ ኣብዝሕክሞ ዶክቶር ኣሰፋው 1978 ዝተሰለፈ ዩ:: ናይ ዓጽሚ ክኢላ ምኻኑ ብዙሓት ወትሃደራት ይምስክሩ ኮምኡ ሓካይም ግን ንቐፉ ሓቂ ንሰብ ዝምህር ክኸዉን ጽቡቕ ነሩ ዶክተር ተኸስተ ኣይደስከለን ምስ ወዲ ምሕጹን ትኽ ትንፋስ የዕሩኽ ዮም መሳርሕቲ ዮም:: ን ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ዝሃረመ ተታሒዙ ዩ ኣብ ገዝኣ ዳሃብ ፋትንጋ ተሓቢኡ ቀንዩ ምስ ተታሕዘ ሃዲማ ካብ ኤርትራ ወጺኣ ኣብ ደምበ ተቓውሞ ተጸምብራ:: ብዙሕ ኣሎ ግን ድሓን ጽቡቕ እንተ ኾይኑ ቀጽልዎ
@michaeltekle66
@michaeltekle66 3 ай бұрын
ዝኸበርካ አማኑኤል አቐዲመ በቲ ትገብሮ ዘለኻቃልስን አስተዋጾኦን እንዳመስገንኮ ክሐተካ ዝደልዮ እንተድአ አልዩ ነቶም ኩሎ ትዝርዝሮም አስማት ምስ ኢሳያስ ኮይኖም ዝሕስው ዝቐትሉ ንኤርትራዊ ዜጋ ዘሕቁቑን ዘበሳብሱን ዘለው አሽማቶም ጥራሕ ዘይኮነ ዐዶም ከይተረፈ እንተትነግረና ጽቡቕ ኔሩ
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 3 ай бұрын
He was one of the outstanding medical school graduates of Black Lion
@freedomtnb351
@freedomtnb351 3 ай бұрын
Eritrea became a ground for players like those bandits of HGDEF Ghost. I believe dictator Isseyas Afwerki has been suffering from mental illness for the last 50 years.
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 3 ай бұрын
Who told Isayas to speak on behalf of the Eritreans? I didn't..... Thank you, Emma!
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 3 ай бұрын
yes it's a great way of intimidating the rest of his followers that this could happen to anyone of you regardless your service to me..obey more or else..
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 3 ай бұрын
Doctor Eye BeHaLi Emo Ke'A' Suicide FetiNu must be DenQoro and fake Doctor. 2. HaiLe M'H'Tsun 3 AwaLd DeQi 13 -16 AmiTsu. Old mothers cursed him severely for the Criminal offends he committed.
@genettekle8928
@genettekle8928 3 ай бұрын
VIVA ASENA 🌻🌹🌿🌷🔥🍁❤💖🌺💞🌺🌷🌹🌻
@davidDavid-kn2dq
@davidDavid-kn2dq 3 ай бұрын
Gena Haile mihtsun ab wiladka kimehalalef eyu tegbarka at resah bariya
@solomonbisrat5467
@solomonbisrat5467 3 ай бұрын
Ama zeyhilel abyseb
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 3 ай бұрын
ጽቡቕ ገበሮ እዚ ድርባይ
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 3 ай бұрын
Fithi nhzbi Eritrea
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 3 ай бұрын
Thank you asena for this interest program keep going for good job ❤
@DaniMeharina-iw2ds
@DaniMeharina-iw2ds 3 ай бұрын
It is so sad to see Eritrea 🇪🇷 and Eritrean suffered someone who doesn’t have Eritrea 🇪🇷 blood 🩸. It’s easy to learn the difference between Bitweded Abreha and Isayas
@bltblt2473
@bltblt2473 3 ай бұрын
Stop with this rubbish.
@DaniMeharina-iw2ds
@DaniMeharina-iw2ds 3 ай бұрын
@@bltblt2473 I don’t agree with you. What Eritrean people dream is to build Eritrea 🇪🇷. What I wrote was that if Eritrea 🇪🇷 democratic country, me and you don’t blame each other. I hope one day Eritrea 🇪🇷 will build the borders and shine on the people
@fotballman6303
@fotballman6303 3 ай бұрын
Ama hawey eza nay btiweded abrha kulu gize tetekemela biflay abta adebu zitezareba metewi giberelna hizbi eritrea kulu kiseme tack
@mussieberhe4821
@mussieberhe4821 3 ай бұрын
Aman Eza Doctor tebel titel please please algesa
@tesfamariamhabte9632
@tesfamariamhabte9632 3 ай бұрын
Xubuk Xubuk enka teasere
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 3 ай бұрын
Hray kone BARIA👍💙💙💙💙💙💙
@AndyiNuguse-mg1zx
@AndyiNuguse-mg1zx 3 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉
@gm5215
@gm5215 3 ай бұрын
ኤሱ ባላ መልሐሱ
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 3 ай бұрын
Doctor Eye BeHaLi Emo Ke'A' Suicide FetiNu must be DenQoro and fake Doctor. HaiLe M'Htsun 1. He assigned GaL Castro named TegaDaLit K'tsmM TegaDeLti at the approval of Esyas. This girl TegadaLit Also responsible for the poisoning of several Esepa and MaLsha Srnay, WedoGeba in the Nefasit Drfo area including around asmera towns. 2. HaiLe M'H'Tsun 3 AwaLd DeQi 13 -16 AmiTsu. Old mothers cursed him severely for the Criminal offends he committed. 3. GaL Castro named TegadaLit Ab MeyDa SemaMit Neyra HaiLe M'Htsun Eyu ZewaFra NeyRu. After independence she practiced her profession at the approval of Esyas. Since 1991 Many known professionals died after brief illness, including the greatest artist Yonatan DuLa.
@أكدأكد
@أكدأكد 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@arefainealem9233
@arefainealem9233 3 ай бұрын
💙💙💙💙
@MichaelJon-b3d
@MichaelJon-b3d 3 ай бұрын
Thanks ኣማኒኤል
@afeworkighebrehiwet1490
@afeworkighebrehiwet1490 3 ай бұрын
Good job.
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 3 ай бұрын
ብኩል
@MEAZAMontez
@MEAZAMontez 3 ай бұрын
እዚ ሕጂ News. ኢልካ ዲካአ አምፂእካዩ ብ ጣዓሚ ወዲካ 👎👎👎👎
@bltblt2473
@bltblt2473 3 ай бұрын
ጊስ ድርባይ ዓሽከር ናይ ሻዕብያ.
Electric Flying Bird with Hanging Wire Automatic for Ceiling Parrot
00:15
Шок. Никокадо Авокадо похудел на 110 кг
00:44
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 20 МЛН
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 10 МЛН
GERE EMUN PART 197 | ገሬ እሙን ክፋል 197
38:15
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 100 М.
Electric Flying Bird with Hanging Wire Automatic for Ceiling Parrot
00:15