ኣይቈረረን

  Рет қаралды 158

መገዲ ህይወት

መገዲ ህይወት

Күн бұрын

ኣሽሓት ኣቝረረ
ኣእላፍ ኣቐምረረ
“ንዓኻ’የ ዝኣምን”
ኣግዓረ፡ ኣግዓረ፡
መዓት፡ መዓት ኔሩ
መዓት ዘይቈረረ፡
አረ መዓት ኣሎ፡
መዓት ዘይተነግረ!
ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል
11 ነሓሰ 2024

Пікірлер: 1
@keshi_Yonas
@keshi_Yonas Ай бұрын
ነቶም ከቢዱና ዝበልኩም፡ እንሆ ትግርኛ ምሕረት፡ ይወርድ፡ ሓጢኣት፡ ይስረ፡ በደል፡ ይደምሰስ፡ ቍጥዓ፡ ይዝሕል፡ ጽልኢ፡ ይዕረቕ፡ መዓት፡ ይቘርር ወዘተ መዓት፡ ብኽልተ መዳይ ክንጥቀመሉ እንኽእል ቃል'ዩ። እቲ ቐዳማይ ትርጉም፡ መርገም፡ መቕዘፍቲ፡ ብተፈጥሮ ይኹን ሰብ-ሰርሖ ዝስዕብ ህልቂትን ጥፍኣትን ክኸውን ከሎ፡ እቲ ካልኣይ ድማ፡ ኣዝዩ ብዙሕ፡ ታእላው ዘይብሉ፡ ስፍሪ-ቍጽሪ ዘይርከቦ ወዘተ ማለት'ዩ። ደጊም ናብቲ "ኣይቈረረን" ብዝብል ቀሪቡ ዘሎ ግጥሚ ተመሊስኩም፡ እናስተማቐርኩም ኣዀምስዑ።
ሓፈሻዊ ሌላ ምስ ኤፌሶን፡ መእተዊ
32:08
መገዲ ህይወት
Рет қаралды 570
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 20 МЛН
He bought this so I can drive too🥹😭 #tiktok #elsarca
00:22
Elsa Arca
Рет қаралды 61 МЛН
How to win a argument
9:28
ajaxkmr
Рет қаралды 553 М.
ዓበይቲ ኮሜድታት
19:28
Kokob Semay Tube
Рет қаралды 6 М.
ዓለም ተገሪሙ፡ ፑቲን ቍርኣን ስዒሙ
1:01
መገዲ ህይወት
Рет қаралды 171
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 20 МЛН