ብሰንኪ ሓዘን ወላዲኦምን ኣካላዊ መጉዳእትን ትምህርቲ ዝሓረሞም 4 ኣሕዋት

  Рет қаралды 44,338

Wushatena Media

Wushatena Media

3 жыл бұрын

ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
/ @wushatenamedia
እዞም ንርእዮም ዘለና 4 ኣሕዋት ድሕሪ ሞት ወላዲኦም ዘጋጠሞም ተመሳሳሊ ኣካላዊ መጉዳእቲ ካብ ገዛኦም እውን ፍሒት ክብሉ ኣይኽእሉን። ኣብ ከባቢኦም ቤት ትምህርቲ ብዘይምህላዩ ድማ ኩሎም ካብ ዝበልዕዎ እኽሊ ሃረርታ ትምህርቶም ከርውዩ ከምዝደልዩ ብሓንቲ ልሳን ይዛረቡ።

Пікірлер: 266
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝሕዝን እዩ ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ መምህረይ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ በረኸታን ረዲኤታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለኻ
@salama2534
@salama2534 3 жыл бұрын
ምሕረት የውረድልኩም አሕዋተይ ማጨለት ውስድኦም ናይ ኩፋእ መንፈስ እዩ አጀክን አብ ጎንክን ኢና
@user-bo2fb4zs1q
@user-bo2fb4zs1q 3 жыл бұрын
ኣሕዋተይ ማዓረይ እቲ ኩሉ ዘይሰኣኖ ልዑል እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይለኣከልኩም 🙏🙏🙏😢😢
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 3 жыл бұрын
እንካዕ ሰላም መፃካ መምህረይ ቅዱስ እጀወርግስ ብእለተ ማዓልቱ ምሕረት የውርድ እፍፍፍፍ ኣዶ ትረክቦ
@frehiwetgebretsadkan9262
@frehiwetgebretsadkan9262 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረት የውርደሎም ሕማቕ ረኺቦም ኣሕወተይ.. ኣጆኹም እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኹን.. .እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉ ሓወይ
@brhananatey2780
@brhananatey2780 3 жыл бұрын
Eway yehwatey mearey amlak mehretu yleakelkum 🙏🇪🇷
@fre6268
@fre6268 3 жыл бұрын
እርኩስ መንፈስ እዩ መድሃኒአለም ይገስፅካ እግዝኦ ማሀረነ ክርስቶስ
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 3 жыл бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትኻ ኣዝዝ ውይይይይይይይይይ ኣምላኽ ኣቦይ ኹሉ ይክኣለኻ ዩሞ ሙለረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉእ ተስፋ ውጻዓት ጽላል ውጻዓትን ኢኻሞ ፈጣሪ የኽብርካ
@monuamohammed120
@monuamohammed120 3 жыл бұрын
አየ አደ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ መ/ር ሙሉ ኩፉእ አይትርከብ ዋይ
@gaga-zx9rr
@gaga-zx9rr 3 жыл бұрын
ምሕረት የውረደልኹም የህዋተይ እ/ር ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዪ እግዛቢሄር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልኩም ከብድካ ይበልዕካ መ/ሙሌ
@user-ww4hz1nf2y
@user-ww4hz1nf2y 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ምሕረት የዉርደልኩም ሓመድ ትብለዐኒ ኤህ
@user-lv8ht1uj3n
@user-lv8ht1uj3n 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ መምህር ሙሉ ሓውና
@user-sp5xi1jo1l
@user-sp5xi1jo1l 3 жыл бұрын
እዋይ ኣሕዋተይ ምሕረት ይላአኸልኹም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@bananteame7655
@bananteame7655 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ዘሕዝን እዩ እግዚኣብሔር ምሕረቱ የውርደሎም
@lyufkralenlehagere314
@lyufkralenlehagere314 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም ዓቕሚ እንተዝርከብስ ፀበል እንተዝኣትው እዚ ናይ ርኹስ መንፈስ ስራሕ እዩ ዝኸኣልና ብዘለና ዘየብልና ብፀሎት ንሓግዞም ኣሕዋተይ
@LL-pt6ub
@LL-pt6ub 3 жыл бұрын
Egziabher Amlak mhretun yewrdelkum ahwatey 🙏.. Tsbuk srah nmsrah yebkeana Amlak 🙏🙏🙏
@user-vl6gc8db9b
@user-vl6gc8db9b 3 жыл бұрын
ምሕረት ይወረደልኪም
@tsgiegalhageretigrey1192
@tsgiegalhageretigrey1192 Жыл бұрын
እግዛብሔር ምሕረት የውርደሎም ማይ ፆሎት ይውሰደኦም እመ ብርን ትደግፈን ኣደዋ
@eyerusalme1437
@eyerusalme1437 3 жыл бұрын
ዋይ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም እግዚአብሔር እመብርሃን ዝአኖ የለን ፀበል ቦታ ውሰድዎም እዚ ናይ ዛር መንፈስ እዩ ሙሉዋይ እንተኪእልካ ምስ እኒ አባ ሳሚኤል ወልደ ሰላማ አራክቦም ስልኪ ቁፅሪ ክሰደልካ ፀላኢና ድክነት ቅርሺ አይኮነን ሓጥያትን ሰይጣንን እዮም ፀላእትና አብ ፆሎቱኩም ሓሱቡዎም ክብራት አሕዋተይ ሙሉዋይ ናይ አግልግሎት ዘመንካ ይባረክ አሜን
@ailmhmab1927
@ailmhmab1927 3 жыл бұрын
ምሕረት የኣዝዝልኩም ፈጣሪ መምህረይ ድማ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
@bahaftagermai8099
@bahaftagermai8099 3 жыл бұрын
እፍፍፍ ኣታ ኣምላክ ኣባይ ምሕረት ኣዘሎም
@zufanamera8795
@zufanamera8795 3 жыл бұрын
ምሕረት የውርደሎም በረከት ልምስራሕ እግዚአብሔር ይፍቀደልና መምህረይ ብርሃን ይኹን ናብራኻ
@user-mm5bc7qy8v
@user-mm5bc7qy8v 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ለኣከሎም ኣየ ኣዶ ፀዋሪት ኩሉ
@rahelnageseti95
@rahelnageseti95 3 жыл бұрын
በጣዕሚ ዘሐዝን እዩ እቲ ኩሉ ሰይስኣኖ ፈጣሪ ምሕረት የዉርደሎም❤❤💔😥
@user-qt4fk3th6v
@user-qt4fk3th6v 3 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኩም መምህር ሙሉ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@fqvagahaba7879
@fqvagahaba7879 3 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍፍ እዋይ ኣሕዋተይ ፃምእ ትምህርቲ እዩ እንሆሎም ኩሎም ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ
@alemhaftu7519
@alemhaftu7519 3 жыл бұрын
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
@btsuamlakteklu834
@btsuamlakteklu834 3 жыл бұрын
Ufffff ata amlak aboy mhretka azzelom
@askalkahsay2874
@askalkahsay2874 3 жыл бұрын
ማይጨሎት ክወስዶም ዝክእል ቤተ ስብ የብሎምን ካብ ዓድኣቦ ካብ ዓድእኖ እንተንኣስ ንምንቅስቃስ እግዚአብሔር ታይ ይስኣኖ
@user-iv5sb8bn3h
@user-iv5sb8bn3h 3 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ምሉእ ምሕረት የውርደሎም እዋይ ኣዶ ትረክቦ መከራ
@weldegabrielweldegabriel3047
@weldegabrielweldegabriel3047 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏 mhret yewredelom fetri
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲 ክቡራት ኣሕዋተይ ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ወላዲት ኣምላክ ምሳኩም ትኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
@sultanulasultanul9943
@sultanulasultanul9943 3 жыл бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ማር
@gedammikaleimbadebresina9268
@gedammikaleimbadebresina9268 3 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍ ብዙሕ እዩ ምንባር ማለት አጆኹም አሕዋተይ ህዝብኹም አሎ ኩሉ ግዜ አብ ጎንኹም ንመምህርና የቐንየልና ካሊእ መግለጺ የብልናን ዋ አጆኽን ማማሚተይ ለ በይንኽን አይኮንክንን
@user-pe9il2gy7w
@user-pe9il2gy7w 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም ካብዚ ማሓረና ፈጣሪ ብዓይኒ ምሕረት ይጠምትኩም 😭😭😭😭
@wtyfty673
@wtyfty673 Жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልኩም
@senduyigezusendu4531
@senduyigezusendu4531 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ሀራም እግዚአብሔር ይማራችሁ
@merhawittkabo12amsaid42
@merhawittkabo12amsaid42 3 жыл бұрын
ምሕረትየውርደልኩም ዞም ሓተይ
@user-jm4rc6bw4b
@user-jm4rc6bw4b 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይማሓርኩም የሕዋት
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b 3 жыл бұрын
ወይ ሓመድ ትብለዐኒ ኣሕዋተይ መዓረይ ኡፍፍፍ ምሕረት ይልኣክልኩም
@selamaregay6838
@selamaregay6838 3 жыл бұрын
ኦ ጎይታ ባአልካ ምሕረት ኣውርደሎም 🙏🙏🙏
@user-gp7og4cs7z
@user-gp7og4cs7z 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉዋ ኹብሩ ሰበ ንዓኻ ዝገልፅ ቃላ የብለይን ብጣዕሚ ዕደለኛ ኢኻ ኣምላኻ ዝሓረየካ ዕደመነ ጥዕናና ፈጣሪ ይሃብካ ፡ኽንደየ ኣባ ስቓያ ዝነብሩ ቤተሰበ ኣለዉና ብጣዕሚ ዘሕን ፡ምስ ሙሉኡ ኣካላትና ፈጣሪ ነማርር ሰባታ ኣምላኻ ይቅር ይበለና፡
@dhxhfunggfhgu3289
@dhxhfunggfhgu3289 3 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም
@zebibsudan4989
@zebibsudan4989 3 жыл бұрын
እዝጋአቢሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም ምሌ ዕድመ ይሃብካ
@user-xs5fh4br3l
@user-xs5fh4br3l 3 жыл бұрын
ዋየይ ኣሕዋተይ ማኣረይ እግዚአብሔር ይማሓርኩም
@afewerkimeskele5542
@afewerkimeskele5542 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ምሕርት የውርደልኩም ንኽልኹም ዞም ኣሕዋትይ።
@thth9285
@thth9285 3 жыл бұрын
ምሕረት ይኣዝዝ ፈጣሪ
@selam376
@selam376 Жыл бұрын
😳😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@samuelafewerki5650
@samuelafewerki5650 3 жыл бұрын
Fetari mhret yewerdelkyom fetari sedra xbuqat 🙏🙏
@gvff9844
@gvff9844 3 жыл бұрын
ምሕረት ይውርደልኩም ክቡራተይ
@binyam1578
@binyam1578 3 жыл бұрын
ሙልየ ጸላኢካ ይደፋእ ዓለም ጎዶሎ ኢያ ወርቂ መሬት ከለና ??🙏🏼🧸🙏🏼🧸🙏🏼🧸🙏🏼🧸🗝🏠😭💕😭💕😭💕😭💕💙🙏🏼
@lailalaila3509
@lailalaila3509 3 жыл бұрын
እዋይ እሕዋተይ ማዓረይ ግን ኣጆኹም አእምሮኹ ብሩህ እዩ ተማሂርኩም ክሓልፈልኩም እዩ ሙልዋይ ዕድመን ጥዕናን ላብ ብርሃን ከውፀኩም እዩ ንሕና ውን ውብ ጎንኹም ኣለና ኣጀኹም
@user-if1qt5de5t
@user-if1qt5de5t 3 жыл бұрын
Mlu, hawey, ezi,,nayseytan,,,srah ,eyu, slezi nab ,abayohans wsedom, krsi,,,gn, bzi,,lakeley,
@temesgenamlakyeya2488
@temesgenamlakyeya2488 3 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ አዶ እትፀሮ ፀገም ቡዙሕ አዩ 😭😭😭 አሕዋተይ እግዚአብሔር ይማሓርኩም
@milimili6518
@milimili6518 Жыл бұрын
እወይ ህዝብና እ ሓብኛ እዮ ህዝብይ አቶም ገብረቲ ሰናይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b Жыл бұрын
እግዛኣብሔር ይምሓርኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤
@alganeshtekie2859
@alganeshtekie2859 3 жыл бұрын
Egziabher Amlak mhretu yewrdelkum ahwatey
@umhafi3804
@umhafi3804 3 жыл бұрын
amlak mhret ylakelkum 🙏🙏🙏
@user-do4zd9dl4f
@user-do4zd9dl4f 3 жыл бұрын
ወይ እንትድብርየልካ ምሕረት የውርደልኩም
@sabiyahavg4985
@sabiyahavg4985 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልካ ጀግናና
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q Жыл бұрын
አሕዋተይ እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልኩም 😥🙏
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውደሎም መምህረይ ክብረት ይሃበልና
@black_____life7668
@black_____life7668 3 жыл бұрын
ንኣምላኽ ኣይተሕመኒ ኣይብሃልን እሞ ኣሕሚምካ ምሓረኒ እዩ ዝበሃል እና ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
@user-yt8im9sc5s
@user-yt8im9sc5s 3 жыл бұрын
እቲ ቀይሕ ጎይታሕረት የውርደልኩም ቅድስቲ ድንግል ማርያም እታ ርህርሕቲ ኣዶ ትምሓርኩም እኖን ወድን ምሕረቱ ይልኣኽልኩም ኣደይ ኣይዞክን ኣምላኽ ባዕሉ ዓይንክን የብረሀዮ መምህር ሙሉ ዓብይ እንጀራ ይሃብካ ብደቅኻ ትሓጎስ መዓረይ ናብ ዝከድካዮ ፈጣሪ ኣይፈለይካ ዝሓወይ ኣቦ ድኻታት💘💕👏👐
@user-dm6fl2jv1o
@user-dm6fl2jv1o 3 жыл бұрын
ምሕረት የውርደሎም እዞም ክልተ ስርዓት ወያነ ህግደፍ ትሕቲ መርየት እንተ ዝቕበሩስ ህዝቢ ትግርኛ ካብ ሕሰመ መካራ ድኽነት መትገላገለ
@desalekahsay9935
@desalekahsay9935 3 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ፈጣሪ ኣጆኩም
@merhawitmahari8484
@merhawitmahari8484 Жыл бұрын
mhret yewredlkum fetari
@tsadkanabrha109
@tsadkanabrha109 3 жыл бұрын
ፈጣሪይ ይምኻርኩ አኽዋተይ
@mrim222
@mrim222 3 жыл бұрын
እውይ እውይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ሙሉየይነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@alemkebede5971
@alemkebede5971 3 жыл бұрын
ምሕረት የውረድልኩም አሕዋተይ
@rihananeymar1373
@rihananeymar1373 3 жыл бұрын
እዋይ የሕዋተይ ማዓረያት ዓሕ እዋይ ኣታ ኣብ ትግራይናስ በብገዝኡ ክንደይ ሽግር እዩ ዘሎ ንማንኛውም ፀበል የሕፅብዎም ዳየውሃንስ ዓዲግራት ጎልዓ ብጣዕሚ ታኣምረኛ ፀበል እዩ በይዛኩም ሰብ ሃፍቲ ብመኪና እክብ ኣቢልኩም ውሰድዎም በጃኩም ሓመድ ትብለዐኒ እሞካዓ ምስ ፃምእ ትምርቶም እዋይ ድክነት ሕሱም
@haftombsrat1221
@haftombsrat1221 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደሎም
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 2 жыл бұрын
ኣጆኹም ልኡል ኣምላኽ ምሳኹም እዩ።
@user-jf4vt5qg9m
@user-jf4vt5qg9m 3 жыл бұрын
ብእመብርሃን ሕዘኩም ኢየ ናይናይ መምህር ሙሉ ስልኪ ቁፅሪ ተሓባበሩኒ ብመድህናኣልም በዛኹም
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን ምሉእ ምሕረት የውርደሎም ኣሕዋተይ😢መምህር ሙሉየይ መግለፂ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማካ ዝበለ የብዘሐልና🙏
@user-xe9by2us7z
@user-xe9by2us7z 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን አደይ ማዓርይ እግዚአብሔር ምሳክን ይኩን ማጨሎት ወሰድዋም ክሐሾም እዩ
@dohadoha4459
@dohadoha4459 3 жыл бұрын
Amlakey. Brhan. Yhabkum.
@maramrach9829
@maramrach9829 3 жыл бұрын
Egzabhr amlki mhretu yleaklekum
@user-zo8ri2mr1j
@user-zo8ri2mr1j 3 жыл бұрын
አብየት ምስኩሉ ዓይነ ብርክናለ ተመስገን ሲኢና ምሕረት የዉርደልኩም አሕዋተይ መሕዘኒ ነገር
@teklebrhannigusenigusse464
@teklebrhannigusenigusse464 3 жыл бұрын
እግዝኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልኩም ይሕዋት መምህር ካኣ ነዚ ሰናይ ስራሓካ እግዝኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@hggu4567
@hggu4567 Жыл бұрын
Egzabiher amlak mhret yewrdelom
@lave9644
@lave9644 3 жыл бұрын
እውይ የሕዋተይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ሙልየ ወገን ፅጉማት ኢካ ተባረክ
@tigray-proud-nation3763
@tigray-proud-nation3763 3 жыл бұрын
I know the suffering of our people comes from lack of nutrition food clean WATER and medicine. I've always asked how earth do we Tegaru have so many people with disabilities. And some answer I come up with are I blame derg Amhara and extreme enemy they are the ones who've given our people all these diseases we see today. I swear I am not lying all this goes back to derg era and all the war Tigray land has endure throughout our historical time!. Therefore I argue we have to do something changes this vicious cycle our pain suffering can't go on any longer!.
@user-dv8fw2jb9i
@user-dv8fw2jb9i 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉየይብኣምላክ ርከቦ አቦ ድካታት ንአሕዋትና እውን ምሕረት የዉርደሎም እቲ ኩሉ ዝካአሎኣምላክ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃብኩም
@user-pt5px6jg3j
@user-pt5px6jg3j 3 жыл бұрын
amlak mhretu yewrdelkum yehwat
@temesgenamlikye7585
@temesgenamlikye7585 3 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ ኣደየ ኣየኩን ኣምላክ ምሕረት ያኣዝዘልኩም
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 3 жыл бұрын
ዋይ አቱም ሰባት ዝኹሉ ፀገምባ አብ ትግራይ ድዩ ሰፈሩ ዋይ አዶ ትኽእሎ አሕዋተይ ምሕረት ይልአኸልኩም ፈጣሪ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 3 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ልኡል እግዚአብሄር
@sultanulasultanul9943
@sultanulasultanul9943 3 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ ማዓረይ
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 3 жыл бұрын
እዚ ናራአኩስ ከመይ ከመይ ቅድቅስ ከመይ ክስህቅ ከመይ ክበልእ ከመይ ክሰትይ ከመይ ክህጎስ ከመይ ክክደን አይከአልኩን። Pls Tegaru yehwatey bkemey mengedi gere akmey khgz habruni ኤርትራዊት ሀፍትትኩም ካብ አዲ እንግሊዝ ነዞም ገዛ ምህረት የውርደሎም። በጃኩም በጃኩም ሀግዙኒ ቁፅሪ ቴሌፎን Thank u.
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 3 жыл бұрын
ብ00251914722907 ሙሉ ኢልኪ ደውሊ ሓፍትና
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 3 жыл бұрын
@@WushatenaMedia Thank u....blbi yemesgneka. Egziabher Amlak Newih edme ms Tiena ymneyelka.
@tittimedhane8463
@tittimedhane8463 3 жыл бұрын
Uffff ewayy yehwatey amlak Mehrtu yewrdlkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ushshshzyshshah2229
@ushshshzyshshah2229 3 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕ ዋይይይ ኣዶ እትረኽቦ ኣሕዋተይ ማዓረይ መምህረይ እሰቲ ኣብ ዝኸድካዮ ዕንቅፋት ኣይትርከብ ፈጣሪ ይከተልኻ ዝሓወይ
@naema3396
@naema3396 3 жыл бұрын
ያረብ ያረብ ባዕልካ ብራሕማካ ዓፈዮም አሜን🙏🙏🙏🙏
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 3 жыл бұрын
egzio mahrene keirstos, Never do i see or heared a heartbreaking, so felt heavey. No word to express😭😭😭😭😭😭😭
@almasneggaz2302
@almasneggaz2302 3 жыл бұрын
መደህንአለም ምህረት ያውርደልዃም አህዎተይ
@fanigaultigray847
@fanigaultigray847 3 жыл бұрын
ምሕረት የውረደልኩም እፍፍ ኣሕዋተይ ዝሕዝን እዩ ኣምላክ ብምሕረት ዓይኑ ይራኣየኩም::
@mhretgebru8657
@mhretgebru8657 2 жыл бұрын
Meryam Ayrefeda ms weda msakum tkun Amen.
@mbrakkumanda3569
@mbrakkumanda3569 3 жыл бұрын
Egizabiher amlak mhret yewurdelkum yehwatey
@senafeforto6703
@senafeforto6703 3 жыл бұрын
Wey Ane ahwatey Mearey ajokum fetari Baelu mulue mhret yewrdelkum Amen 🙏. Memhrey keani tgebrwo zelekum srah nay bhaki des zebl u . Mekurea hbretesebu eka memhr mule. Etom seb hlna keani ketsuluwo. Ane wn hade mealti kiewet ye. Hawkum abraham 🇪🇷
@black_____life7668
@black_____life7668 3 жыл бұрын
እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኩም
@selameman8006
@selameman8006 3 жыл бұрын
Mhret yewurdelkum yehwatey.
@user-jx5rl1bt7c
@user-jx5rl1bt7c 3 жыл бұрын
እግዚአብሄር ምሕረት የውረደልኩም አሕዋተይ አምላክ ዝሰአኖ የለን እሞ🙏
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 3 жыл бұрын
ወይ አሕዋትይ አሕሕሕ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይስደድልኩም አይዛኪ ኣደይ ማዓርይ
@selamselam6193
@selamselam6193 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ
5ተ ወሊደ 4ተ ዓቢዶም ኣነ ኻዓ ዓዊረ መን ይሓልወለይ
13:56
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 51 МЛН
1 or 2?🐄
00:12
Kan Andrey
Рет қаралды 56 МЛН
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 117 МЛН
ታ! ብጸገም ዝነበዕት  ስድራ ሕዚ ብታሕጋስ ነቢዓ
9:12
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 16 М.
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 51 МЛН