No video

ዝብልዎ ዘለው ስምዑ

  Рет қаралды 22,242

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 280
@Welduwedikeshi-gz1jr
@Welduwedikeshi-gz1jr 2 ай бұрын
ሰላም ንዓኻ ይኹን መምህረይ ሰላም ክትህሉ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ 🙏🏻 ኣነ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ካብ Libya 🇱🇾እየ plis ተገዲስካ መልሰለይ መምህረይ ናብቲ ጉዳይ ክኣቱ ሓደ ሓውና ኣሎ ኣብዚ ምሳይ ኣማኒ ምስልምና እዩ ግን ካኣ ኣየናይ እዩ እቲ ሓቀኛ እምነት ክፈልጥ ደልዩ እሞ መምህረይ ነዚ ወዲ ከራኽበካ እሞ እቲ ንሱ ዝሓተካ ካኣ ክትምልሰሉን ከተረድኦን ስለ ዝደለኹ እየ ንዓኻ ከራኽበካ ደልየ መምህረይ plis ተገዲስካ መልሰለይ ክጽበ እየ ብተስፋ 🙏🏻ደጊመ ሰላም ክትህሉ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ መምህረይ 🙏🏻
@fgh-
@fgh- 2 ай бұрын
ኣድራሻኻ ጽሓፈለይ ኣነ ሰብ ክገብረልካ ኣብቲ ዘለኻዮ ይቅሬታ ግን ጽሑፍ ከይበዝሖ ሞ ከይረኣዮ ሱቅ ከይብል ኢለ የ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ እዚ ከኣ ጉዳይ ነብሲ ስለ ዝኾነ ንኩልና ከኣ ስለ ዝምልከት የ ብካሊእ ኣይትረደኣዮ ኢኻ ዝሓወይ ብዝያዳ እንተመሊስልካ ግን ጽቡቅ
@user-ww1yu8hm9q
@user-ww1yu8hm9q 2 ай бұрын
Nhwena nablbu ymlslns
@user-jd8en4nz2c
@user-jd8en4nz2c 2 ай бұрын
ብመሰንጀር ትረክቦ ትክእል ኢካ ስልጣን ከሰተ ኢልካ
@delinadelina4608
@delinadelina4608 2 ай бұрын
ኣጆካ ኩሉ ክምልሰልካ እዩ ክሳብ ዝምለሰልካ ኣብ ሃይማኖትካ ጽናዕ ዝሓወይ
@yekidanemehretlegamen860
@yekidanemehretlegamen860 2 ай бұрын
አደይ ማርያም ምስ ወዳ ምሳኩም ትኩን አጃካ ብሰላም አብቲ ትደልዬ አዲ ትምሬህካ
@enbebatukue7557
@enbebatukue7557 Ай бұрын
ካብ ቡጹእ ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣይንበልጽን ኢና መከራ ናይ ኣቦና ክንቅበል ግደይታ እዩ ንሓቂ ደው እንተ ኢልካ መከራ ናይ ስጋ ብሓጎስ ተቀቢልናዮ ኣለና ንስጋና እንበር ንነብስና ክትንክፍዎ ኣይኽእሉን እዮም❤❤❤❤❤
@selamawitbrhane3334
@selamawitbrhane3334 2 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ደቂ ሓንቲ ዓዲ የሕዋት ብሃይማኖት ከምዚ ኢልኩም ክትፈላለዩ ኣጆኻ መምህር ስልጣን ሓወይ ኣብ ት/ትኻ ኩሉ ግዜ ይከታተለካ እየ ብጣዕሚ ኢኻ ጎበዝ ቀጽለሉ ብዝበለጸ ከኣ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣኸልና ንኹሉ ምድሪ ኣግኣዚት ኣብ እምነትና የጽንዓና እቲ ዘሕዝነካ ኣብ ደገ ዝሞተ ኣብ ዓዱ መጽዩ ክቅበር የብሉን ዝብልዎ ካብ መሬት ዓዱ ሓሊፉ ደኣ ናበይ እዩ ክኸይድ ምሕረት የውርድ ፈጣሪ✝️❤💛
@habtomtesfay2354
@habtomtesfay2354 2 ай бұрын
ምስ መናፍቓን ሕብረት የብልናን። መናፍቓን ከሓዲ። ኣርዮስ ንስጥሮስ
@user-qq7jp6qx5o
@user-qq7jp6qx5o 2 ай бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃኢካ ስልጣን ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ይውረድልን
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 2 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ ዝረክቦ ኣብዘለና ሃሊና እባ ሰላም ከልኡና እፍፍፍ😭 መምህረይ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም❤❤❤
@dashimetayshow
@dashimetayshow 2 ай бұрын
እዚኦም ግብረ ሽበራ እምበር ጳጳሳት ኣይኮኑን ። ኣነ ቀቢጸዮም ኢየ ። ኣብ ሞት ኣቦና ቅዱስ እንጦንዮስ ተሓተቲ ኢዮም። ንሕና ንባዕልና በዚኦም ዝግበር ጥምቀት፡ክህነት ፡ ፍትሓይ ኣይንውበልን ።
@user-gb9gw9up6p
@user-gb9gw9up6p 2 ай бұрын
ቀዳመይቲ ባዕለይ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ🎚💚🕊
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ❤ ቅድስት ቤተ ክርስትያና መንፈስ ቅዱስ ይቆፃፀረልና😢❤😊
@natsnetbereket3686
@natsnetbereket3686 2 ай бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ግብርና ሪኢኻ ኣይትፍረደልና😢 ብዓልኻ አንዶ ቤተክርስትያንና ዕርቂ ፍጠረልና😢😢😢🙏🙏🙏🙏 ስልጣን ሓወይ ኣጆካ አወ ጋሂ ኣለና ሓቅኻ ግን ንጽናዕ። አቶም ንአዝጊኣብሄር ተፍቅሩ ልብኩም ይጽናዕ አዩ ዝብል ኣጆና በብዘለናዮ ምእንቲ ቤተክርስያና ንጸሊ በብዓቅምና ሰላም የውርደልና🙏🙏🙏🙏
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዘሕዝን እዩ ኣጆኹም ክቡር መምህርና ኣምላኽ ሓድነት ይፍጠረልና እንበር ኣጆኻ ክቡር ሓዉና ስልጣን ሰላምን ፍቅርን ሓድነትን ንኹሉ ወዲ ሰብ🙏
@SegudTv
@SegudTv 2 ай бұрын
ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስማና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ሰላም ፍቅሪ ዕርቂ ይስደደልና ምእንቲ ድንግል ማርያም ምእንቲ ቅዱሳን ኣቦታት ቅዱሳን መላእክቲ ኢሉ እንበር ኦርቶዶስክ ክንስና ኣብ ክልተ ክንከዉን ጽቡቅ ኣይኮነን በጃኩም ህዝበይ ንሳማማዕ😢😢😢
@MehariMehari-kw9uj
@MehariMehari-kw9uj 2 ай бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን መጀመርያ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብስራሕካ ኣሳልጦ የምነየልካ መንፈሳዊ ኮንካ ኣይትፈክር እስከ ሕሰብ ካብ ቮለቲካታት እንታይ መፍለይ ኣለካ ክርስቶስ ፍቅሪ እንበር ምፍልላይ ኣይመሃረናን ስለ ፍቅሪ ሓድነት ሰላም ሕብረት እዚ ትብሎ ዘለካሲ እቶም ቨሎቲከኛታት ይኣክሉና እግዚኣቢሀር ከም ግብርና ዘይኮነ ምሕረቱ ዝቀረበ የጠምተና ካብ ወገንነት ኣንነት ፈከራ ናጻ ኮንካ ስበክ ሆሴ 4:6ህዝበይ ሰኣን ፈልጠት ይጠፍ ኣሎ።ብኣካ ዝጠፍእ ዶ ዝድሕን ኢልካ ሕሰብ እግዚኣቢሀር ንሃገርና ክልልቲ ብግርማ ሕጽብቲ መንፈስ ቅዱስ ይግበራ ሰለሙ ይልኣከልና ስብሃት ለእግዚኣቢሀር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን
@user-ej2oi2rk4w
@user-ej2oi2rk4w 2 ай бұрын
Amen Amen Amen Mehari hawna
@amanueltadiwos1904
@amanueltadiwos1904 2 ай бұрын
ኩሎም ቅኑዓት ኣይኮኑን በጃኻ ኢለካ፡ ሓለይቲ ተመሲሎም ናብ ካልእ ዓለም ዝመርሑ ዘለው እዮም ዘይምስመዖም ይሓይሽ፡ ካብ ቤተ ክርስትያን ንገዛ ይምልልሳ ይበልጽ በጃኻ፡ ሰላሙ ይሃበና ፈጣሪ
@ariamdawit9894
@ariamdawit9894 2 ай бұрын
እቲ ቅኑዕ አምላክ እዩ ዝፈልጦ እግዛብሄር ባዕሉ ምሕረት የውርድ መራሕ ሃይማኖት ተባሂሎም እምኒ ምስንዳውን ሰብ ምፍጋእን ከም ቅቡል ዝወስድዎ ሐጥያት አይኮነን ዝብሉ ካልእ ነቶም ሐደወገን ናባና ገጾም ቀይቀርቡ ደጊም ተፈላሊና ኢና ዝብሉ ሐላፍነቶም ዘንጊዓም ንጽልኢ ዝጉስጉሱን ደይኮኑን ማዓልታዊ እብ ይቱብ ከይሐፈሩ ዝዛረቡ ዘለዉ ስለዚ ንሰብ አንፈቱ ዝዘራርጉሉ ዘለአኡ እዚኦም እዮም ካልእ ዘረባ ዘድልዮ አይኮነን።
@buucsbb8535
@buucsbb8535 2 ай бұрын
እግዚአበሔር አምላክ ሓድነቱ ሰላሙን ይልኣከልና ክብር መምህርና ጸጋኡ ያብዘሐልካ ብእውነት🎉❤❤❤❤
@TekleBeyene-ny1re
@TekleBeyene-ny1re 2 ай бұрын
ኩቡር መምህረይ እቶም ኩቡር ናይመንፈስ አቦና ንዓሰርተ 16ተ ዓመት ብሰንኪ እምነቶም ብሞት ዝሓለፋ አቦና እንኮን ናይመወዳእታን ሓቂገዲፎም ብሰማእትነት ዝሓለፋ ንዉሉድ ወለዶ አብቃልአቦና ጸኒዕና ክንሔልፎ እግዚአቤሄር አብጎድንና እዩዘሎ እዞም እንዳ ሓደሩ አስማት ዘጠምቁ ነቦኦም ክጠልሙ ዘይሓፈሩስ አስማት ክዝርጉሑ አይክሓፋሩን ንሕናግን እታመንገዲ ሐቂዝሓዘ እዩዝዕወት አጀኹም ንጽናዕ አብእምነትና
@tedrostewelde287
@tedrostewelde287 2 ай бұрын
ኣጆካ ጥራይ ዝሓፍሩላ ጊዘ ቀረባ ኢያ💙💙💙💙
@rahwamengisteab7753
@rahwamengisteab7753 2 ай бұрын
ሰልጠነ ወደይ ኣምላኽ ይባርካ ኩሉ ግዜ ብተገዳስነት ይከታተለካ ኢየ ቀጽሎ
@tsegaygebremedhin2233
@tsegaygebremedhin2233 2 ай бұрын
AmEN amen amen kale hiwet kale berkete kale senay yesmalna Seltan hawey. 🎉
@BerthaGarza-n9k
@BerthaGarza-n9k 21 күн бұрын
Goytanan medhaninan eyesus krstos mtekkab yfterelna❤❤❤
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 2 ай бұрын
Oh Egziabeher Amlak mehiret Yeweredlena 🙏🙏🙏 Nay behaki Sltan hawey lebina 💔💔💔 tseru😭😭😭🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel Ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭 ኣምላክ እስራኤል ተለመን እንታወት እዮም ሞሳድ ድዮም ወይስ ሲኣይኤ ወይልክን ልኣክቲ ኡይ ዓለም 💙🌍💙🌍💙🌍💙❤️😍❤️
@user-gl6qo3iz6p
@user-gl6qo3iz6p 2 ай бұрын
የበርትዓና እምበር ንድሕሪት ንጥምተሉ ምኽንያት የብልናን ጸገም የለን አምላክ ሓቂ እምበር ተዋስኦ ኣይፈቱንዩ
@talkingtooth9871
@talkingtooth9871 2 ай бұрын
ስልጣን ሀወይ በርትእ አጆኻ እግዚአቢሄር አምላኽና ይሃልኻ ወላዲተአምላኽ ትሀልኻ አሜን
@user-uj8dq9jw1t
@user-uj8dq9jw1t 2 ай бұрын
ጎይታዋይ ኣነስ ክፈትወኻ ልባመይ ናተይ❤
@yordanosandemichael2450
@yordanosandemichael2450 2 ай бұрын
Amen qalehiwet yesmealna hawna Abiet aremiennet kab merahti haimanot kemzi zbele hsur meglexi msmaena zehzn eyu ajokum memena. Egzabihier ab emnetna yxniana amen
@user-bz4jj8wg2h
@user-bz4jj8wg2h 2 ай бұрын
እግዚኦኦኦ መሓረና ክርስቶስ፡ እንታይ ዝበለ ግዜ ኢና በጺሕና፡ ኣብ ሓደ ሃይማኖት ከኣ ክንድዚ ምፍልላይ፡ ኣቱም ሰባት እግዚኣቢሀር ዶ ኣይኮነን ከ ዝቅበልን ዘይቅበልን? ኣቦየ ይቅረ በለልና።
@user-gg7zk8ot4n
@user-gg7zk8ot4n 2 ай бұрын
ኣምላክ ምስ ውጻዓት ኡይ ኣጁና
@tesfomhagos9192
@tesfomhagos9192 2 ай бұрын
እንታይ ሓሶት ድዩ ክመሃር
@light8742
@light8742 2 ай бұрын
Pls pass this message to Abune Menkerios., that what goes around .. comes around. This statement I heard it more than 10 yrs ago from Abune Menkerios. Now, when it comes from 🇪🇷 everybody, including you, get crazy. If your leader is Abune Shinoda and Abune Menkerios, you are out of your way. In person, I heard worse than this from these two leaders. Sorry, I expected you to be polite and modest than mad and blame the other side. The problem is from top to bottom inside the church and servants, but the congregation is paying the price. If not for the congregation, churchs in diaspora could be battle ground. May the Lord protect his people and place.
@nighistieyob2685
@nighistieyob2685 Ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmailna
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 2 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓው መምህር ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን ዕጫ ህዝብና ዶ አትዩኹም ናዓኹም እውን 😢😢 ይሕዝን ነቶም ነዚ ዝፃሓፉ እግዚአብሔር ዓይነ ልቦነኦም ይክፈተሎም አቱም አብ ሓቂን ፍትሕን ጠጠው ኢልኹም ዘለኹም ቃል አቦና ቅዱስ ወብፁእ አቡነ እንጦንዮስ ከም በትሪ ነቢይ ሙዜ እንተዳኣ ገይርኹም ሒዝኹሞ ርግፀኛ እየ ከም ቀይሕ ባሕሪ አብ ቅድሚኹም ዘሎ መፃወድያ ፈተና ፈንፂሕኹም ከምትወፁ ግልፂ እዩ አጀኹም እግዚአብሔር ምሳኹም እዩ አምላኹ ዝሓዘ ዝወደቀ ፍፁም የለን።።።።።። 🙏🕊ክፉኡን ተንኮለኛን ሓፂር እዩ ዕድሚኡ ።
@weshalmedia9604
@weshalmedia9604 2 ай бұрын
ሳልሳይ ዝምረጽ ፓትርያርክ ከ መን ይኸውን፧ ኣወል ስዒድ ከይኮነ ኣይተርፍን። 😢😢😢 እዞም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ጳጳሳት ኣስልሙ እንተዝበሃሉ 'ውን እምቢ ኣይምበሉን።
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 2 ай бұрын
እግዝኣቢሔር ምሕረት የዉርደልና
@user-uo7hp4wm6t
@user-uo7hp4wm6t 2 ай бұрын
😢😢😢 ሓድነቱ ይላኸልና እግዚኣብሔር ኣምላክና.ኣሜን!
@user-rp4eo1te6w
@user-rp4eo1te6w 2 ай бұрын
ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረትኻ ላኣኸልና
@user-if2oz2wt9e
@user-if2oz2wt9e 2 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሲኖዶስ ደቁ ዘሳድድ ትዕቢተኛ ተንኮለኛ ካሓዲ ደቁ ዝበልዕ ሑሱር ዕርቂ ዘይፈልጥ ካሓዲ ፈላላይ እዩ ተዋሃዶ ነዘላኣለም ትንበር ምሕረቱ ይልኣኸልና ❤❤❤
@Orthodox-pz2zn
@Orthodox-pz2zn Ай бұрын
ተጠንቀቕ
@awetkibreab9859
@awetkibreab9859 2 ай бұрын
ኣገልግሎትካ ይባረኽ ሰባኺ ሓቂ ስልጣን ሓወይ በረኸት ናይ ቁዱስ ዮሐንስ ኣፍወርቅ ይሕደረካ❤❤❤❤❤❤
@geralegas47
@geralegas47 2 ай бұрын
ስልጣን ሐውና ኩሉ ግዜ ንሐድነት ንስበክ ሐንቲ ማዐልቲ ሐድነት ክትመጽእ እያ እቲ ቀንዲ ግና በታ ቅኑዕ ኦርቶዶክሳዊት ኣጽናፋዊት ሕዚና ንሰጉም ስምዒት ዝተሐወሶ ዘረባ ኣየድልን ቤተ ክርስትያን ካብ ፖለቲካ ትውጻእ ሎሚ ግና መእመና ኣገልገልቲ ቤትክርስትያን ተሐዋዊስዎ ኣሎ ምኽንያቱ እቲ ፖለቲክኛ ኣብ ሃይማኖት ኢድ የእቲዩ እቲ መራሒ ሃይማኖት ድማ ኣብ ፖለቲካ ኢድ ይእትዩ ክልቲኦም ብእግዚኣብሄር ኣምላኽ ተሐተቲ እዮም ብዝያዳ ድማ እቲ መራሒ ሃይማኖት ህዝቢ መንገዲ ሐቂ ክመርሕን ክጋስይን ይግባእ ስለዚ እዚ ምፍልላይ እዚ ናይቲ ጥንቲ ጸላኢና ድያብሎስ ሜላ እዩ እሞ ካብ ስምዒት ወጺና በታ መንገድን ሐቅን እንዳተጋዐዝና ሐንቲ ማዐልቲ ድማ ኣብ ሐደ ንመጸሉ ግዜኣይተርፍን እዩ ።
@djddbbd3177
@djddbbd3177 2 ай бұрын
ቃልነ ሂወት የስመዐልና መምህር ሰልጥነይ❤❤❤🎉
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 2 ай бұрын
እህህህህ ብጣዕሚ እዪ ዝሕዝን ፈጣሪ ኣቦይ ዓይነ ልበነኦም ኣብረሀሎም 😢😢
@frezgiraessi6435
@frezgiraessi6435 2 ай бұрын
ስዕረቶም ኢዮም ዝነግሩኻ ዘለዉ ሰልጠነ ሓወይ ኣጆኹም ጥራይ
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 2 ай бұрын
እዚ ኩሉ ሓጢኣትና ኢዩ ኣምላኽ ናብ ሓድነት ዘምጽኡ ንፉዓት ኣቦታት ይሃበና
@user-wk9pl7qe9g
@user-wk9pl7qe9g Ай бұрын
እየሱስ ይመፅእ ኣሎ እዮ ንሰሀ እተዉ
@Light51178
@Light51178 2 ай бұрын
ሓዋርያ ኣቦታትና ኣብ ዘመኖም ዝተፈልየ ፈተና ኣየጓነፎምን። ንሓወርያዊ ተልእኾኦም እሙናት ኮይኖም፡ ንናይ ሽዑኡ ነገስታት፡ ዓለማዊ ሕግታትን ተጽዕኖታት ብምቁዋም ብሰማእትነት ኢዮም ሓሊፎም። ሕጂውን ንሱዩ እቲ ፈተና። ንዓለማዊ ሕጊ ልዕሊ መንፈሳዊ ሕጊ ልዕልና ዝህቡ ፈሪሳውያን ብግልጺ ክድገም ንርኢ ኣሎና። እታ እንኮ መንገዲ፡ እታ መንፈሳዊ መንገዲ ሰማእት ሓወርያ ኣቦታትና ምኽታል ኢያ።
@user-fe7te5wg6y
@user-fe7te5wg6y 2 ай бұрын
ኣይይይይ ከፍርሕ ጊዝኡስ የሕዝን ፈጣሪ ናብ ሓደ ይጠርንፈና🤲
@nighistieyob2685
@nighistieyob2685 Ай бұрын
Kal hiwet yesmailna egzaibihar mhretu yewrdelna.
@user-xh8un8cc4v
@user-xh8un8cc4v Ай бұрын
Eigzabihra amlak yqre ybelelna❤❤❤
@ezgabheryemasegen6009
@ezgabheryemasegen6009 2 ай бұрын
እዋይ ማዐልቲ ውድቀት ክትቀርብ ከላ ማዐት ደንበርበር እዩ ዘጋጥም እግዚአብሔር ምሳና እዩ አጆና 🙏🏽💙💙💙💙
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 2 ай бұрын
ብስመስላሴ ክርስቶስ ኣምላከይ እዛ ብክቡር ደምካ ዝተሃነፀት ቅድስቲ ስፍራና ሓልወልና🙏 ታይ ማዓቱ ደቀይ ክሳብ ክንድዚ ብደቃ ክትድፈር የሐዝን ኢዩ😢
@user-ss5ml4zo6o
@user-ss5ml4zo6o 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይብሓቂ ኣምላክ ልቦናና ይክፈተልና 😢😢😢
@user-oj7we6zq6t
@user-oj7we6zq6t 2 ай бұрын
ሰላም ስልጣን፥ ኣነ ኣብ ናይ ሲኖዶስ ቤተክርስትያን እየ ዝግልገል፥ ብዘሕዝን መልክዑ፥ ብዙሓት ንፈትዎም ኣዕሩኽትና ኣገልገልቲ ካብዛ ዘለናያ ቤተክርስትያን ወጽዮም እዮም። ኣምላኽ ሰላም ይሃበና፥ ኣነ ሕቶ ኣለኒ፥ እዚ ቅድሚ 3ተ መዓልቲ ዝወጸ ናይ ሕብረት ኣብያተ ክርስትያናን መግለጺ፥ ብዛዕባ ሲኖዶስ ኤረትራ ዘሕለፎም ውሳኔታትን፥ ፓትርያርክ ክሸይም ይሸባሸብ ከም ዘሎን እዩ፣ እቲ ከምኡ ዝብል ናይ ሲኖዶስ ኤረትራ መግለጺ፥ ኣበይ እዩ ዘሎ? ከምቲ ዝበልኩኻ ኣነ ኣብታ ናይ ሲኖዶስ ቤተክርስትያን እየ ዘገልግል፥ እዚ ጉዳይ ካባኹም እየ ዝሰምዖ ዘለኹ፥ ኣብ ቤተክርስትያና ዝተበሃለ የለን፥ ስለዚ እቲ ሓበሬታ ካበይ እዩ መጽዪ? ኣሎ እንተኾይኑ ውን እዚ ናይ ሕብረት ኣብያትክርስትያናት መግለጺ ዝቀልጠፈ ዶ ኣይመስለካን፧ ማለት፥ እቲ ተባሂሉ ዝበሃል ዘሎ ኣብቲ ዕላዊ ናይታ ቤተክርስትያን ሜድያ ክሳብ ዝወጽእ ንምንታይ ዘይጸንሐ፧ ብዝኾነ እዚ ብ ሲኖዶስ ተባሂሉ ዝተበሃለ ነገር እንተ ሃልዩካ ግልጺ ግበሮ፥ ኢሎም ጥራሕ ኢና ንሰምዕ ዘለና! ሰላም ለይቲ!
@user-ft1xf9st2c
@user-ft1xf9st2c 2 ай бұрын
ሰላም ኽቡር ሓው ብናይ ሲኖዶስ ብውሽጢ ውሽጢ እዩ ዝከይድ ዘሎ እቲ ጉዳይ ጥቡቅ ርክብ ዘለዎ እዩ ዝፈልጦ እምበር መግለጺ ኣየውጽኡን ዘለው ግን ምስ ኮነ ዘረባ ኣየድልን እዩ ከይኮነ ኢኻ ከይከውን ትዛረብ ናብ ግብጺ ሉኡኻት ሰዲዶም ክሸሙ ይዳለው ከም ዘለው ግን ኣነ ቅድሚ እዚ ሓበሬታ ፈሊጠ ዋላ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ። ናይ ግብጺ እንታይ መልሲ ከም ዛሃቦም ግን ኣይፈልጥን ከምቲ ናይ ቀደም ባዕሎም ዲዮም ክሸሙ ዋላ እንታይ ኣይፈልጥን ምኽኒያቱ መረሕቲ ሃይማኖት ዘይኮነ መራሕቲ ሃገር እዮም ኣቲሞ ዘለው እቲ ጉዳይ
@adegoytayruftalbey2558
@adegoytayruftalbey2558 2 ай бұрын
Ezi sltan zbehal merzam eu mear zhb zelo zamesele ere eu zekols wwla hji smayo ab wshtu nay xlei wegennet hizu eu zzareb zelo skuf politicenya eu fxm nay fkri selam menfes yeblun melhasu kemsl eu kalat axebabiku zmexe
@user-bx7qz3qo1m
@user-bx7qz3qo1m 2 ай бұрын
ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና💔 ካብኡ ኣይኽፋእ😢 ዋይ ግዜ።
@nakfa1318Tv
@nakfa1318Tv 2 ай бұрын
Amen amen amen
@user-hv7md2ud6s
@user-hv7md2ud6s 2 ай бұрын
ሰላም ሃወይ ትምህርትካን ኣጎልጉለትካን ኣምላክ ይባርከልካን ኣብ ሚዲያ ወጺካ ኣይትፋካከር ኢዚ ኩሉ ትምህርትካን ኣጎልጎለትካን ኣይተጸበኩካን ህጂ ድማ ኢስካን ቤተክርስቲያንን እትፍጽሙዎ ኣጎልጉለት ንኣምላክ እንበር ንሕዝብን ጳፓሳትን ዲካ ትፍጽም ዘለካ ተጠንንቀቅ ዝሃወይ ካብ ኩሉ መፍሳውነትካ ኣሐይል ጸሊ ንጸሊ በተኩሉ ምክፋፋል ኣይትበል ሃይል በርትዕን ግን በዚ ዘልካዮ ኣይኮነን ኣበይ ኣሎ ኢቲ ና ቀደም ስልጣን ስልጣን ሃወይ ውራይ ትምህትካን ገድልካን ስብከትካን ግበር ኢቲ ጽቡቅ ትምህሮ ዝነበርካ ትምህርትካ ጠፊኡ ዋእ😂😂😂 ህጂ ኣምላክ ሰላም ይዓድል ኣብ ሰላም ከምጽእ ብቴክስቲያናን ህዝብና ኣብ ኣምላክ ተስፋ ይገብር ግን ጸሎት ኣይነቃርጽ ሃደራ ህዝበ እግዝኣብሄር ብምህረቱ ይጠምትና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃካ መምህረይ ♥️ ኣቤቱ ኣምላኸይ ሆይ ባዕልኻ ሓልወና 😥🙏
@user-gz3cy1cv6r
@user-gz3cy1cv6r 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ሰላም የዉርደና እንበይ ቤተክርስቲያን ምድሪ ሓበሻ ምሰ ፖለቲካ ኣጨማሊቀምዋ እዮም😢
@user-sw6di9pe6k
@user-sw6di9pe6k 2 ай бұрын
ናይ ፖሎቲካ ጉዳይ ከም ዝኮነስ በቲ ሓደ ሰብ ዝመተስ ኣብ መሬት ዓዱ ኣይቅበርን ኢዩ ምባል እኩል ኢዩ።
@fishalegebreyosus862
@fishalegebreyosus862 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂❤ልብኻ ዝሰብር ኢዩሞ ምሕረት የውርድ-ኢልና ንልዑል ፈጣሪና ብምልማን ክንጸንዕ ጥራዩ ዘለና ብጽንዓት።
@michaelissack9271
@michaelissack9271 2 ай бұрын
God bless you and your family thanks ❤❤❤deacon seltene
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 2 ай бұрын
*_አምላኬ ምሕረትካ ልኣከልና ክፉእ ዘበን በጺሕና😢😢_*
@TesfomTekeste
@TesfomTekeste 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ካብ ሰብ መሪጹ ንሽመት ካብ ዕንጨቲ መሪጹ ን ታህቦት ክምዝብል ዝሸይም ኣምላኽ እበር ሰብ ኣይኮነን እንተኾነ ግን ከምዚ እንዳበልካን እንዳገበርካን መንግስተ ሰማይ ክውረስ ኣይከኣልን እዩ ብፍላይ ሰብ ክንፈርድ ስልጣን የብልናን እሞ ብዛዕባ ሰብ ምዝራብ ደው ኣብሎ ዝሓወይ ኣምላኽ ናቡ ቤቱ ይምለስኩም
@user-dj1ge7in9z
@user-dj1ge7in9z 2 ай бұрын
ሰላም አምላክ የብዘሐልካ ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር ይሓግዝኩም😢 መምህረይ አምላክ የበርትዕኩም😢
@user-hu2ho8rf7b
@user-hu2ho8rf7b 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ስልጣን ሓወይ ሰላም ካ ይብዚሕ 🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 2 ай бұрын
አግዚኣብሂር ኣምላክ ገጹ ይምለሰልና ጸግኡ ይብዝሐልካ መምህረይ❤❤❤
@efremnega1781
@efremnega1781 2 ай бұрын
ሰላም መምህረይ🙋🙌🙋
@hani165
@hani165 2 ай бұрын
ሰላም ብሩኽ ሓውና ፡ኣምላኽ ኣብቲ ሓቂ ቃል ሂወት የንብርካ ፡ ኣነ እኮ ሙስሊም እየ እንተ ኾነ ፍርቂ ስጋይ ክርስትያን እዩ ሓሰበይ ክህብ ይግባኣኒ ድዩ ወላ ይግባኣን ኣምላኽ ከም ሓጥያት ኣይቑጸረለይ ፡ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ኣብ ኦረተዶኽስ ዘጋጥም ዘሎ ፡ብሰንኪ እቲ ዘሎ ስርዓት ኤርትራ ፡ እዞም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣቦታት ድማ ኣብ ልቦም ይምለሶም ኣብላኽ፡""ብንእሽቶይ ከለኹም ምስጽሓፍ ቁዱስ የንብብ ኔረ """ እብራውያን ምዕራፍ 6 ጥቅሲ 4 ክሳብ 6 ዘላ ጽሑፍ ከይርስዕዋ ይምሕጸኖም ነቶም ዓበይቲ ጳጳሳት ኤርትራ ፡ኣምላኽ ምስ እቶም ከም ቃሉ ሓቂ ዝሓዙ ስለ ዝኾነ ፍረ ጻዕርኹም ክህበኩም እዩ ህዝብኹም መንፈስ ኣልቦ ከይኮነ ከተርክብሉ ድማ ዘይውዳእ ጽንዓት ይሃብኩም
@berekettsegabirhan5451
@berekettsegabirhan5451 2 ай бұрын
ኣነስ ልበይ ተሰረ በሓቂ ቤት ኣቦይ ካብ ዝበኣሰ ናብ ዝበኣሰ ኣኪልና ድዩ ከምዚ ኮና😢😢😢😢
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 2 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና እግዚአብሔር ቅድስት ቤተክርስቲያንና ያሓልው👏😌
@user-ef3ci9eu1p
@user-ef3ci9eu1p 2 ай бұрын
ናይ ድያቆን ኣስመላሽ ስብከት ሰሚዕካ ካብኡ ተምሃር ሓወይ
@yorsalem6352
@yorsalem6352 2 ай бұрын
Yaaa really ❤❤❤
@teweldebrhane6079
@teweldebrhane6079 2 ай бұрын
እንታይ ትምህርቲ ኣለዎ-ዋርድያ ኣሽመላሽ !!! ሓደ'ዶ ይበዝሕ ወይስ ሲኖዶስ ዲዩ ትምህርቱ?
@hawinebyat
@hawinebyat 2 ай бұрын
😂😂😂 ኩርኩር እንታይ ክማሃረሉ
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 2 ай бұрын
ሰባኪ ወንጌል ማለት ትምርቲ ጥራይ ምምሕልላፍ ዘይኮነስ ተግባር ዉን የድሊ ንሓቂ ሓቂ ንጌጋ ጌጋ ምባል የድሊ እዩ ድያቆን ኣስመላሽ ካዓ ንሱ የብሉን
@rahwamengisteab7753
@rahwamengisteab7753 2 ай бұрын
ህግደፍ ካሳብ ዘሎ ቤተ-ክርስትያን ሓድነትና ክመጽእ ኣይንጽበን ጸላኢ ሰናያት ኣብ ዓድና ዘሎ ብስም ኣብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ክርሕቅ ብሓባር ንጸሊ
@user-ww1yu8hm9q
@user-ww1yu8hm9q 2 ай бұрын
Ezi bzaba kale eu nmnty poltica tutu newri aytgage❤
@HermonnaAndat
@HermonnaAndat 2 ай бұрын
Really , betekrstyan do teaki hgdef....
@tirhashailu619
@tirhashailu619 2 ай бұрын
Tikikil Rahwa
@tirhashailu619
@tirhashailu619 2 ай бұрын
Merahti emnet nay krstos tiezaz gedifom ko nay higdef yitgbru alewu. gud
@frewynifrewyni7656
@frewynifrewyni7656 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር መምህርና🙏🙏❤❤❤❤
@user-yx6gz9em4q
@user-yx6gz9em4q 2 ай бұрын
Ab eritrea bwetahaderawi zimirah irtidox emmber bhakena emnet timrah ortodix yelan bzeyka ab dege zelewu wuhudat
@user-zl6vh2yj3l
@user-zl6vh2yj3l 2 ай бұрын
ተማሃራይ ካብ መምህሩ ኣይበልጽን እዩ ፡ ንስኻ ምስጢራት ካልእን ነጺጎሙልና ኢልካ ኣይንቅበልን ኢሎሙና ትጉሂ ኣለኻ ፡ ነቲ ህይወት ምሕራትን ዝህብ ምቅባል ኣብዮም ከም ዝሰቀልዎን ዘዋረድዎ ከይትርስዖ ድኣ ፍራሕ እምበር እቲ ኣቦ ዝጸውዖ ሓደ እኳ ኣይክጠፍእን እዩ
@delayselam-qc4gy
@delayselam-qc4gy 2 ай бұрын
Amlak betu yhalu beteami zhizn gize eyu😢😢
@rigatheyle359
@rigatheyle359 2 ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ❤😢
@sarames1717
@sarames1717 2 ай бұрын
ብታዕሚ ዩ ፍርሓት ዘለዎም
@MebrhitGebrhiwet-go7xb
@MebrhitGebrhiwet-go7xb 2 ай бұрын
Eway ant amalk betem eu zehazen negs medr kihegses negs semayn yhezan aliw mehrit ywradlom.amalk kebzem teot ydhenin memhrey ❤❤❤
@user-sn8ui2mj2c
@user-sn8ui2mj2c 2 ай бұрын
Egzabiher amlak Selam yewrdelna
@user-lg1er4pw5x
@user-lg1er4pw5x 2 ай бұрын
ብጣዕሚ የሐዝን ልቦና ይሃቦም🤲😢
@AmmanuelAmmanuel
@AmmanuelAmmanuel 2 ай бұрын
Amlak mharetu yewrdelna ❤❤❤
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 2 ай бұрын
#እንኳዕ ብሠላም መጻእካ መምህረይ❤❤❤
@vipistarl5973
@vipistarl5973 2 ай бұрын
😢😢😢ይቅረ በል ፋጣረ
@user-qr7df5xd8e
@user-qr7df5xd8e 2 ай бұрын
እን ኳዕ ብሰላም መፃእኻ ኩቡር መምህሪና ❤❤❤ዓይነ ልቦና ይኽፈተልና እግዛብሔር ኣምላኽና😢
@Dyaz-cd5nj
@Dyaz-cd5nj 2 ай бұрын
መስተዋዊሊ ልቦና ይሃበበና
@KIROSyemane
@KIROSyemane 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይባርኽካ! ስልጡን
@MakiMaki-jj3kf
@MakiMaki-jj3kf 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ መምህረይ አቦ ሓቂ
@ShambelTesfamariamAsgodo-sz1ft
@ShambelTesfamariamAsgodo-sz1ft 2 ай бұрын
ኣጆካ መምህር ሓወይ ቀሪብና ኢካ ኣብ ምውጉሑ እዩ ዝጸብብ
@rasiykidane1455
@rasiykidane1455 2 ай бұрын
Ane zigermeni Nay Amlak sibketn timrti du Wels nay kemzi yigebru alewu ilka miswar mimen ika kemzi ilka tigeltselu zeleka resa keyatu do gele ilka Musikanten entau saebenu ab meda wesika nimntau kemu tegeru do miglas aymhadhen endegena kea eti haki aytzarebn ika kulu gizie nay hade tsegi koynka ika tzareb ane kab zifelteka nay meshaf kitmhir keleka tsibuk eu Ente ezi gin tsegie koynka mittanzen ayedlin eu Aytfelali Aytesawir tekilka tselot nigber kabzi himak gizie mihret yewrdelna nibel kulatn Akshtkum diykonatkum selm yewrdelna Amlak 🙏
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህርና ፈጣሪ ዳኣ ገፁ ይመልሰልና እምበሪ ከምዙይ ኢልካስ ኣየዋፅእን እዩ ግን ልምንታይ ድካተበደለ ፍትሒ ጒደለ ንዝበለ ህዝቢ ኩንዱዙይ ዝኣክል ምሱጋግ ንምንታይ ኣምፆኦ
@temesgengoytaytv
@temesgengoytaytv 2 ай бұрын
Ezi natka aferfer mnfkna n Aryos aytekemon.
@user-sf9px5vk1p
@user-sf9px5vk1p 2 ай бұрын
ን ካህና ብረት ብግዴታ የዕጢቆም ካብ ኣብ ቤተክርስትያን ንዋርድያ ዝፈረዱ እንታይ ትጽበ😭😭😭😭
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ከም ህዝበ እስራኤል ይአካክበና እምበር ከቢድ እዩ ክቡራት አሕዋትና መስተውዓሊ ልቦና ይዓድሎም ንዓካቱም ከኣ መንፈስ ቅዱስ ይዓድልኩም ❤🙏🙏🙏
@KheihBahri-cg7on
@KheihBahri-cg7on 2 ай бұрын
ድሕሪ 1800 ዓመታት ተዋሕዶ ሓበሳ ክትበታተን ንርእይ ኣሎና። እቲ ፍታሕ ናብ ናይ ኣቦታትና እምነተ ጸሓይን ምድርን ፡ ማይን ንፋስን ንመለስ። ግደፍዎ ኣይትኽእልዋን ኢኹም።
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 2 ай бұрын
Qale hiwet yesmealna egziabher memhrey ❤ Nzrdeo eko bilibi eyu zeguhin zehzinin gin kea bruh eyu mgedi haqi men hizwa alo. Tref neana n goyta goytet keman asadidemo agafiemo nbtom natu koydu ayteqebeliwo ngoyta goyta win elu alem neay ayteqebeletinin eya emo neakum win aytiqbelekmun eya kesadidukum eyom elwom eyu n hawariyat . Lomi kea yehwat betekrstian oriental church teqebilenana etom natna bsga gin yesadudna kerhuqna bzuh yxieru alewu ygerim gin kea xega eyu. Qrub zesekfeka naytom lewahat maemenanna eyu. Egziabher amlak mengedi yeman ymrhayom. Neana dima xiniat yehabena ab agoligiletna. Nmerahtina xegan tienan yhabom egziabher ❤❤❤❤❤❤❤
@dahlak3739
@dahlak3739 2 ай бұрын
ብኢድ ኣብርሃ ካሳ ከም ትምሓደር ዘላ ነጊርና ቀደም ንሶም ከኣ ብሰንኪ ፍርሒ መንፈሳዊ እምነቶም ክሒዶም ኣለዉ ስለዚ ስልጣን ሓዉናን ከማኻ ዝኣመሰሉን በርቱዑ ጽባሕ ንግሆ ንስካ ኢካ ትደምቅ ንሶም ክሓፍሩ ዮም
@hiwetnegasi7134
@hiwetnegasi7134 10 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@user-vh9jl9hc9b
@user-vh9jl9hc9b 2 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ ብጣዕም ኢዩ ዘሕዝን ደቅ ሓንቲ ዓደ ብሃይማኖት ከምዚ ኢልኹም ክትፈላለዩ አጀኻ መምህረይ ሰልጣነይዋ😘 እግዚአብሔር አምላኽ ምሕረቱ ያውርደልና😭
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 2 ай бұрын
ኣምላኬ እስራኤል ኣቦይ ካብ ሓጥያትና ምሕረትካ ይዓቢ እሞ ምሕረትካ ስደደና ምእንቲ ቅደስቲ ድንግል ማርያም ንኩሉ ሓጥያትና ይቅረ በለልና😢😢😢
@sarames1717
@sarames1717 2 ай бұрын
ምክንታተ እቲ ምስ ሰሜን ኣሜርካ ዝግበር ዘሎ ሓድነት አየደቆሶምን
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 ай бұрын
ብሓቂ ስልጣነይ ኣቦ ሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰላሙ ይሃበና 😢
@user-uj8dq9jw1t
@user-uj8dq9jw1t 2 ай бұрын
❤❤❤
ሰብ ኣይነዳኽም  (ህጹጽ መልሲ ንመላሲ )
37:20
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 75 М.
ዘይሰምዐ ይስማዕ
23:01
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 7 М.
Ik Heb Aardbeien Gemaakt Van Kip🍓🐔😋
00:41
Cool Tool SHORTS Netherlands
Рет қаралды 9 МЛН
English or Spanish 🤣
00:16
GL Show
Рет қаралды 7 МЛН
Dad Makes Daughter Clean Up Spilled Chips #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 2,8 МЛН
what will you choose? #tiktok
00:14
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 5 МЛН
ዓበይቲ ኮሜድታት
19:28
Kokob Semay Tube
Рет қаралды 1,7 М.
መጻሕፍትና ብዛዕባ ቡን እንታይ ይብሉ፧
20:09
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 37 М.
ሓቀኛ ክርስቲያን ዘበለ ይስምዓያ!
29:45
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 28 М.
New Ertrean Live TikTok //24//08//2024
1:07:29
ሳምና ሜድያ
Рет қаралды 13 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
Ik Heb Aardbeien Gemaakt Van Kip🍓🐔😋
00:41
Cool Tool SHORTS Netherlands
Рет қаралды 9 МЛН