ዘይሰምዐ ይስማዕ

  Рет қаралды 17,321

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 270
@اريامعبدالله-س3و
@اريامعبدالله-س3و Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@seltenekidane1038
@seltenekidane1038 Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@KisanetShimangus
@KisanetShimangus 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ሙምህርና 🙏🙏🙏
@AsmeraEritrea-xd7ok
@AsmeraEritrea-xd7ok 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@SaraSara-bb3ey
@SaraSara-bb3ey Ай бұрын
Thawka zymzrab kabkemzi enteti wexe mhaseka.
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 2 ай бұрын
Amen
@mehariteklegergish3575
@mehariteklegergish3575 2 ай бұрын
Entayee habtkaaa nufuseee bezaba ganzbeee
@tekliasmellash3289
@tekliasmellash3289 2 ай бұрын
Bet aboy bet gohalalu geberkumo kal goytanan medhaninan iyesus Baelka fired imber nisom dea intay kbluka zehzn iyu 😢😢
@danielkidane1734
@danielkidane1734 2 ай бұрын
Bravo ይቕረ ዘይምብኃሃል እዩ ዝጎድኣና ዘሎ። ብዝዕባ እቲ ገንዘብ ውን ነቲ ባእሲ ከህድኡ ኢሎም ገዛ ይውዕሉ እንተሃልዮም ሓገዝ ይግብኦም ዶ ይኸውን። ንኹሉ ብዘይ ኣፋላላይ እንተኾይኑ። ብሓፈሻ ግን ናብ ስብከት ጥራይ እንተተኩር ግን ጽቡቕ ኔሩ።
@SimonMokonen-i4r
@SimonMokonen-i4r 2 ай бұрын
ህዉኽ
@selam3441
@selam3441 2 ай бұрын
መጀመርታ እግዚኣብሔር ይቅሬታካ ይቀበል።ብዝኮነ ይኩን ዘይተጻረየ ወረ ሒዝካ ምምጻእ ህይወት ሰብ ይወስድ። እቲ ምንታይሲ ሓንካስ ዘውረዮ ፈረሰኛ ነይ መልሶ ካብ ኮነ እንተኮነ ዋላ እንተ ትከውን ውን ጌጋ የሕዋትካ ብማስ ሜድያ ምንጋር ካብ ዓለማዊ ዘፍሊ የብሉን። ካብኦም ንላዕሊ ሓጥያት ንሰርሕ ንከውን ከም በዓል ኣነ ኣብ ማስ ሜድያ ስለ ዘይወጽእ እንበር እግዚእብሔር እካ ምስ ኩሉ ክፋእና ጸይርና እሎ። እቲ ድምጺ ናቶም እዩ ኢልካ ተስምዓና ውን ጥቅሚ የብሉን ናብ ፍቅሪ ዘምጽእ ኣይኮነን ደሃር ክኣ ሳላ ተክሎለጂ እንታይ ዘይ ግበር ርግጸኛ ኣይትኩን ። እዚ ክብለካ ከለኩ ግን ዋላ ናቶም ድምጺ ኣይኮነን ዘስሚዕ። ደሓር ክኣ ብዙሕ ሰብ ካብ ስራሕ ቦኪሩ ስለ ዘሎ ዋላ እንተ ተዋህቡ መን እዩ ብዘይ ገድስ ንመግቦም እንተ ኮይኑ ሰናይ ነገር እዩ። ንመበኣሲ ኢሎም ሂቦሞም እንተ ኮይኖም ድማ እግዚኣብሔር ዓይኒ እለዎ እሞ ንኩሉ ከከም ግብሩ ክፈድዮ እዩ። እንተ ናይ ልብካ ኣሚንካ ይቅሬታ ትብል ኣለካ ክኣ እቲ ቅድሚ እዚ ዘውረድካዮ ብድዮ ክትድምሦ ይግባእ። ምስ ምሉእ ኣክብሮት እንተ ደፊረ ክኣ ይቅሬታ። ንፉዓት እንዲኩም መን ኣሎ ከማኩም እንተ በልኩስ መዓስ በዚሕኩም ካብታ ዘላትኩም ግዜ ከይ በቀቅኩም ንዓና ክትምህሩ ዘየዕረፍኩም ንሕና ውን ፍረ ምእንቲ ክንፈሪ ቃል ኣምላክ ሰሚዕና ሂወትና ከነዕሪ ንስዕበኩም እሞ ህይወትና ክንልዉጥ ምስ ሓውኩም ክኣ ትኣትዉ ኣብ ጉርፍጥ እንተ ጌጋ ኣለዎ ከይኑ ኣረድእዎ ንዕኡ ንበይኑ እንታይ ዝገበርና ድኣሞ ንሕና ንዓኩም ደጊፍና ንጸርፍ ንሓዉና ኣይንወቃቀስ እባ ንሓድሕድና እቶም መምሃራን'ሲ ኣርኣያ ኩኑና ርኣይዎ እዚ ጭብጢ እናበልና ንምእመን ገርናዮ ቲፎዞና ኣቦ ሓቂ እንዲካ ንብሎ ንሓዉ እንዳ ቀብኦ ጸለሎ ስለ ዝፈተናዮ ንውድሶ ንዑኡ ሰሚዕና ንሓውና ንከሶ ኣታ እትፈርድ ዝኮንካ ኩን መን ስልጣን ሂብካ ሓዉካ ትኩንን ሓጥያትካ ፍጹም ከይረኣካ ሓጥያት ሰብ ክትጽብጽብ ዝወዓልካ እምላክ እካ ከምኡ ዘይ ገበረ ንይሁዳ ሓጺቡ እንዳ ኣክበረ ንሕና ውን ሰዓብቱ ካብ ኮና ንዝተጋገየ ንበይኑ ረኪብና ነምጽኣዮ ምሂርና ምዒድና እንተ ኣበየ ግና ንግደፎ ብፍቅሪ ጠሚትና ክምለስ፡ዩ ጽባሕ ከምቲ ጥፉእ ወዲ ምስ ፈለጣ ንቅኑዕቲ መንገዲ
@melaketekie4602
@melaketekie4602 2 ай бұрын
ግርም ገበርኩም ተሰሚዕና ኔሩዩ ኩቡር ሓሳብ ካብ ኩቡር ሰብ ይወጽእ ይቅሬታ ዝፈልጥ ተገነሐ ዝያዳ ከበረዩሞ ዓገብ በልዎም ቃል ሂወት የስመዓልና ኣሜን(3)🙏🙏🙏
@DendenYohans
@DendenYohans 2 ай бұрын
Ezgabhier amlak nab lbka ymleska ember kabti kab mear ztem kal amlak tmrtka arhika eka rhka zeleka aythazeley politicana tekeyrka please 🙏 nzi agatimu zelo nay betechrstyan afelalay bkemey kab nay politica awxina nab ta fkrn mthkukafn thtnan etmhr emnetna ktmelsuna entetxru mhashe Ezgabhier amlak mhretu ywrdelna
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 2 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤ ይቅርታ ለእግዚአብሔር ይኹን ሰልጣነ ሓወይ❤ ቤተ ክርስቲያን ቤተ እግዚአብሔር አምላኽ ኢያ❤❤❤
@hideattekle1708
@hideattekle1708 2 ай бұрын
ይቅረታ ምባልካ ፅብቅ እንዲዩ እንተኮነ ግና እስካ መንፈሳዊ ትምሕርቲ ከተምሕር እዩድግባአካ
@danielmekonen1447
@danielmekonen1447 2 ай бұрын
Hawey yqre yekunka nekulu ka tehawika atzareb ente kieleka ketetarik da fetne 😢😢
@YoditTeweldeGebrehiwot
@YoditTeweldeGebrehiwot 2 ай бұрын
qal hiwet yesmalna memhrna Egzabiher Amlak nkulna yqre ybelelna
@AGAPEERI
@AGAPEERI 2 ай бұрын
ይቅር ለእግዝአብሔር 😢 ቤት ክርስትያን ግን ትደፍእዋ ኣለኹም። 😢
@abrahamasfaha6963
@abrahamasfaha6963 2 ай бұрын
Betekristian btgebro ayttsrefn ya beakan wedi kemakan korbet begie ztekedenu tekalu ya twared zela
@kinfekidane9993
@kinfekidane9993 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmoalna kbur hawna nay bhaki deszbl agelalxa e.amlak odmen tonan yhabka.
@AsterAmbesajir-xb9kz
@AsterAmbesajir-xb9kz 2 ай бұрын
Ewe ybehal eyu
@ermiaskeleta615
@ermiaskeleta615 2 ай бұрын
Enkaa bdehan mexaka memhr sltan yqreta mbal krstanawi eyu gin hanti kbleka zedeli astewielka Video amehalalf
@senaytyakobyakob117
@senaytyakobyakob117 2 ай бұрын
❤azika belih seb eka ekre ykunka
@naomiweldezghi5617
@naomiweldezghi5617 2 ай бұрын
Nay bhaki des zbl Gn Sltan hawey ab mnkaf ayttehawek hji kea ykre ykunka Naytom sebat wn eti haki kmetseka eyu tetsebe
@selemawitfissahye4146
@selemawitfissahye4146 2 ай бұрын
Antom sabit entay garkum haswte abe vidyo zirayo da entay kiblie dalkum rashte😢😢😢
@hailaimichael964
@hailaimichael964 2 ай бұрын
ይቅሬታ ዝሓተተ ይቅረ ኢኻ ትብለሉሞ ይቕረ ይኹንካ። ንድሕሪ ሕጂ ግን ዘይተረጋገጸ አብ ህዝቢ ዘይምዝርጋሕ
@ابراهيم-ث6ب3ه
@ابراهيم-ث6ب3ه 2 ай бұрын
ይቅር ይኹንኻ ክብር መምህርና❤
@hermonzerit
@hermonzerit 2 ай бұрын
Yqre ykunka 🤗🤗🙏🙏🙏🫂🫂🫂
@KopeAir
@KopeAir 2 ай бұрын
Amlka ykre ybllika gni bejaku nmizrab aytguyyu Please mistwal khlu alwo44::
@Medhinhagos-ep1lp
@Medhinhagos-ep1lp 2 ай бұрын
Yqre zhatt tebae eu gn ab bet egzabher nwate kudsan Ember nwate shetan ayrkebn eu (sijemer ) nxelot ember nwere ayttehawek .
@sabatekle2023
@sabatekle2023 2 ай бұрын
Mega prey hsbkan same kana redan tzarbe
@mhretgebru8657
@mhretgebru8657 2 ай бұрын
❤❤❤ Amen❤❤❤🎉🎉🎉
@tug628
@tug628 2 ай бұрын
Amen kale hiwet yeasmelna yekre yeblelna amlak
@fabucell5517
@fabucell5517 2 ай бұрын
Emo aregagexka zeytzareb tehawika midea twxi neaka kab uteubrat entay yefelyeka bsenkikum seb kab emnetu yerhek alo rekusat
@Samuel-tl6ut
@Samuel-tl6ut 2 ай бұрын
ሰላም መምህር እዚ ሓቂ ምንርካብ ካብቶም ኣብኡ ዘለዉ ረክብካ ተዛሪብካ እንተ ትከውን ጽቡቅ እዩ፡ ምክንያቱ ሰብ ብዝኮነን ዘይኮነን ንዛዕባ እታ ወልድ ዋህድ እምነትና ይጸርፍን ይዝልፍን ኣሎ፡ ስለዚ ዋላ እንተ ሃለዉ ሕማቅ ኣብ ቤትና ምሽፋን ኣገዳሲ እዩ ስለ ቤትና፡ ማለት እዩ። ካልእ ኣነ፡ ኣቦይ ካብዚኦም ትማሊ ዝተጎድኡ ሓደ እየ፡ ስለዚ በጃኩም ስለ ቤትና ተዛረቡ፡ ኣነ ኣቦይ ምማቱን ዘይምማቱን ኣይኮንኩን ክዛረብ ደልየ፡ ንስኩም ግና ስለ ቤትና ተዛረቡ ሓደራ፡ ስለ ቤትና በጃኩም፡ ንሓድነት ስደዱ፡፡ ኣቦይ ብምማቱ ስለ ዝጓሃኩ ዘይኮነ ምክንያቱ፡ ንዓና ሞት ሕይወት)። ግና ስለ ቤተ ክርስቲያን ክትዛረቡን ንስለ ሓድነታ ክትዛረቡ ስለ ቤትና ኢለ ይምሕጸን፡ ምክንያቱ ናይ ገለ ናይ ገለ ከይኮንኩም ብክብሪ ክትዛረቡ ይምሕጸን፡፡ ስለዚ ሓደራ ነቲ ነቲ ኢልኩም ገስጹ፡ ጽባሕ ክርስቶስ ብምፍልላይ ከይግስጸና ንፍራሕ ሓደራ። ብዝኮነ ንቤትና ሰላሙ ይሃብ ፈጣሪ።
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 ай бұрын
የቅሬታ ምሕታት ናይ ለባም ኢዩ ግን ኮነይ ኢሎም ወጸልሙ ከምዘለዉ ክንፈልጥ ይግባ መጽሓፍ ቅዱስ ከነቃጽሎ ኢና ኢሎም እዮም
@MahmudSaho-b7t
@MahmudSaho-b7t 2 ай бұрын
Qashi hasawi
@DANIELKASSA-uh6cx
@DANIELKASSA-uh6cx 2 ай бұрын
@alsmhamobael32
@alsmhamobael32 2 ай бұрын
Anya hsawe
@EthopiaEthopia-cc4er
@EthopiaEthopia-cc4er 2 ай бұрын
እግዝኣቢሄር ኣምላክ ይቅረ ይበለልካ ኩሉ ግዜ ተሃዊኽካ ኣይትዛረብ ተኪእልካ ነቶምኣብ ቤተክርስትያን ከይዶም ዘዕገርግሩ ገስጽ ኣሳእል ቁዱሳንዝረገጹ ኣይህዳውያን ብሰሪ እቶም ተቃወምቲ ሸፋቱ ዓገብ በል
@BereketHabte-s3e
@BereketHabte-s3e 2 ай бұрын
Egziabhier yqre ygberelka bejaka gn bsm Egziabhier ayttehawek hawey
@Sergo2721
@Sergo2721 2 ай бұрын
እዚኣቶም እዮም ነዚ ምስኪን ሕዝቢ ከም ባምቡላ ዝጻወቱሉ ዘለው፡ በልዎ ዳኣ፡ ዘየስተውዕል ሕዝቢ ከምኡዩ ዝፈቱ፡ ስለቲ ጸለመኩምን ዓጀውጀኩምን ግን ናይ ኢድ ዝፈዲ እግዚኣብሔር ኣሎ
@MahmudSaho-b7t
@MahmudSaho-b7t 2 ай бұрын
Txelim ilka iber kali aykunen kulu gezye mixlam tegbir hasawi
@uqubamichealmisghina2169
@uqubamichealmisghina2169 2 ай бұрын
Selemntay keyrka tmsker kabHaymanot wexa'e fuxum snemgbar zgodelo hwteta eyu
@amlesomhidru2614
@amlesomhidru2614 2 ай бұрын
Wela ab bete Chrstian yrekeb nay ametawi beal mesarhi kikewn ykel eu kubur memhr. anxar bet Christian zizarebu Pente :tekawimnti: aytemenom baelom vedio meliom kemzi elomuna yblu hasewti eyom
@JohnKesete-tp2sp
@JohnKesete-tp2sp 2 ай бұрын
ድንግል ማይራም ዝበለስ ጸያፍ ክኸውን ይኽእል ዩ
@weldaygebru2777
@weldaygebru2777 2 ай бұрын
እቲ ቢ ሂብሩ ዝገልጽ ዘሎ ውን በላሕቲ ነገራት ከም ዝተረኽበ ኢዩ ሓቢሩ ገንዝብ ከም ዝሃብዎም ከ ተኣሚኖም ዶ ይቅሬታስ ጽቡቅ እዝ ኦም ሓሰዉቲ ኢዮም ቀሺ ዘነበ ዝመራሒኦም
@abrhetkiflay3475
@abrhetkiflay3475 2 ай бұрын
Egziabiher yqre ybelelna nskum kfat tzarebu nhna ztezarbkumo kndegm lbna atifiekumlna hzibi lekimkum ane haftka eye kab tmhrti wengel wexaie nab kale entay zehlf aleka
@YuelSamuel-sy5mt
@YuelSamuel-sy5mt 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 ኣብርሂዋ እሞ ሱቕ ኢልኪ ብዝኾነን ዘይኮነን ንሱ ዝበሎ ከየመዛዘንኪ ኣሚን ቃል ሂወት የስምዓልና ምባል ግደፍዮ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@ErmiasBerhe-bp4iu
@ErmiasBerhe-bp4iu 2 ай бұрын
Amlak nzetehaseye wegenka hagiz yu zbil wala wun church aymelales...Goyta nichurch zmelalesu tray haguzu aybilin yu wala wun nzeyamenti moslim church kthgiz tikiela ya...mknyatu church nay Goyta ya...Goyta kea niamentin zeyamentin yu bmaere znab zeznib
@redaghebrezghi149
@redaghebrezghi149 2 ай бұрын
Reenaya nska ghedidkana
@peacefuleri1805
@peacefuleri1805 2 ай бұрын
ጌጋ እኮ ኣብ ወድሰብ ዘጋጥም ዩ ግን ሎሚ ዘይኮነ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ዉን ብዙሕ ዝተዓዘብናዮ ብዙሕ ጌጋታት ኣለካ ዘይራኣኻዮ ዘይወዓልካሉ ኣፍካ መሊእካ ክዝረብ ዓገብ ዩ ስለዚ ሓደ ሃይማኖታዊ ስብ ጸግዒ ኣይሕዝን ዩ ብሽም ሃይማኖት ከኣ ምሽቃጥ ጠጠዉ እንተዝብል ደስ ምበለኒ ኩላህና ንሓቂ እንተ ንስዕብ ጽቡቕ ኔሩ
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel Ай бұрын
ሓሰውቲ በሎም ንስካ ውን ኣይትጋገ ጸገምና ጸገም ኣይትወስከሉ ኣብ እስራኤል ኣለኩ ሓቀና ኩን ለክበጥበጥ ኣይትበል ህግደፍ ሓቂ ተዛሪቦም ኣይፈልጡን ወይ ካብ ፈጣሪ ታእለ ወይ ሱቅ በል
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 2 ай бұрын
ደግፍቲ ድግፍቲ አንዳበልክም ሰባት ተውንጅሉ ናይ ውግንንት ኣይትሓዙ
@abrahamzeweldi5446
@abrahamzeweldi5446 2 ай бұрын
ሓውና ስልጣን ሓውና ካሳሁን ብፍላይ ንስኩም ካብቶም ቦሎቲካ ገዲድኩም ፡ሰበክቲ መሃርቲ ፡ይቱበራት ክንስኩም መዚንኩም ኣስተዊልኩም ንህዝቢ ተትምህሩ ጽቡቅ ነሩ ፡ ካብ ምስ ኮነይ ይቅረታ ምባል ከይ ኮነ ኮሎ ምሕታት ምጽራይ ምሓሸኩም ፡ ቅዱሳን ኣቦታት። ቅዱስ ዘረባ ክዛረቡ ስብሴ ይኣትዉ፡ ንስኩም ውን ጽቡቅ ክትዛረቡ ምእንትን ኣይትታወኩ ወድሓንኩም ፡በቶም ዝመቱ ከይኣክለና ንስኩም ደም ኣቢኩምና ንኩሉ ኣማኒ
@Antonella-v1n
@Antonella-v1n 2 ай бұрын
Memhrey,N selamn N Irkin Sbeku ,Menisey Itefi alo n Selam zemru
@ybrahhagos32
@ybrahhagos32 2 ай бұрын
ቀዳምነ ሰላም እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኹን ሰላጣን ሓወይ ብምቅጻል ኣብዛ ዝሃብካያ ንቤት ክርስትያን ከድኩም ንምታይ ትበኣሱ ንምታይ ትቃወሙ ዝበልካዮ ጽቡቅ ኣይኮነን እዞ ሰባት እዚኦም ከም ድፋዕ ተጠቂሞም ንደለይቲ ፍትሒ ንምጥቃዕ ዝተጠቀምሉ ደኣበር ደለይቲ ፍትሒ ናብኡ ከይዶም ክበኣሱ ድልየት የብሎምን ኣትጋገ ሓወይ ቅድሚ ሕጂኮ ንመንግስቲ ዘይደገፍኩም ነቦኹም ንታይ ትጣበቁሎም ተባሒሉ ዓሰርተ ሰለስተ ማዕበራት ተሰጊጉና ኢና ናበይ ኢኹም ከተብልዎ እቲ ሓቂ ስለዚ ብገንዘብ ሓገዝ እዳገበሩ እናረኣኻዮም እሞ ብዘረበኦም ሰሚዕካ ነቶም ሓደ ሸነኽ ግዳይ ክትገብር ጽቡቅ ኣይኮነን ደጊምካ ሕሰበላ።😂 እብራውያን 13 :3 ንእሱራት ከም መተኣስርቶም ኴንኩም፡ መከራ ይጸግቡ ንዘለዉ ኸኣ ንስኻትኩምውን ኣብቲ ስጋ ኸም ዘሎኹም ኴንኩም ዘክርዎም። መክብብ 4 13፤ ካብ ምኽሪ ምቕባል ዘይፈልጥ ኣረጊትን ዓሻን ንጉስሲ ድኻን ጥበበኛን መንእሰይ ይሐይሽ። ምሳሌ 31÷8:9 ኣብ ክንዲ ዓባስ፡ ኣብ ክንዲ እቶም ጸግዒ ዜብሎም ኣፍካ ኽፈት።ኣፍካ ኽፈት፡ ብቕንዕና ፍረድ፡ ንሽጉርን ንመስኪንን ብይን ኣውጽኣሎም።
@Kidun-mk9on
@Kidun-mk9on 2 ай бұрын
ሱልጣን ሓወይ ከም ሓወይ ሪእይቶይ ክህበካ ጸጋካ ኮርስ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ተትምህር ዝበለጸ ይመስለኒ እዚ ትገብሮ ዘለካ ግና ስራሕ journalist eyu ብዙሕ ፍረ ፈሪካ ኢካ ኔርካ። ብታህዋካ ከኣ ብዙሕ ሰባት ትጥፍእ ኣለካ ሓደ ካብቶም ዝከታተለካ እየ ስክፍታይ ከይንከስረካ ዩ ማለተይ ኣስተውዒልካ ተዛረብ
@vhhhhf5887
@vhhhhf5887 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@rimhaile6989
@rimhaile6989 2 ай бұрын
Yeqra yeknka ane betami eya hazna nera gen hanti keblka zedla ane ne mentay ke abu betkrstyan kedkum zey teblwom ne mentay betna enda tedfra seq teblu bejaka be weldet amlak eza melsli habni bejka
@simonbrhane2231
@simonbrhane2231 2 ай бұрын
Kbur memherey ane kulu Giza yeketateleka eye gen nay hade wegen aytkun sorry🙏
@Erifirst-wm9gr
@Erifirst-wm9gr 2 ай бұрын
እቶም ቀተልትን ኣሸበርትን ንምእመናንን ቤት ኣምልኽ ምድፋርን ምቅታልን'ከ ግቡእ ኮይኑ ድዩ ብእንታይ ኔሩ መዛረቢ ዝከውን ዘሎ ዓገብ
@Simon-wj8lm
@Simon-wj8lm 2 ай бұрын
መን ንመን ቀቲሉ ብዘየገስ፡ ከም መንፈሳዊ መምህር፡ ጎነጽን ቅትለትን መፍትሒ ሽግር ክኸውን ምስትምሃር እዩ እቲ ግዴኻ ክኸውን ዝግብኦ።
@ወዲዑቑቤጊላህዝቡ
@ወዲዑቑቤጊላህዝቡ 2 ай бұрын
ብራቮ ኣነ ማራ እየ ጉህየልካ ኔረ
@MussieTedla
@MussieTedla 2 ай бұрын
ኣታ ሐወይ ወንጌል ጥራሕ እንዶ,ስበኽ ሰብ ናብ ምድሐን ክመጽእ 6:40
@AhmedAhmed-kz9st
@AhmedAhmed-kz9st 2 ай бұрын
ይቃሪታ ለእግዝኣቤሔር ይኹን❤❤❤
@stg248
@stg248 2 ай бұрын
Anta brkue hawey mesrhae eko eyome senome zelue. Entay alwo entahgzwome
@aregawighebrehiwet8980
@aregawighebrehiwet8980 2 ай бұрын
ቀዳምነት ሰላም ቀጽለ ሓሳብ ኣለኒ ወዲ ሰብ ኩሉ ገይጋ ኣለዎ ነቲ ገይጋ ዝኮነ ምስ መርትዖ ምስ ዝቀርብ ይቕሬታ ክትብል ሓላል ጥራይ ዘይኮነ ግዴታ እውን ኢዩ /ይዝክር እዳ መድህናኣለም ስራኤል ኣብ ሰለመ ትርከብ ሓደ ግዝየ ባእሲ ተፈጥሩ ነሩ ደጋፊን ተቀዋማይን ኣብቲ ቤት ክርስትያ ባእሲ ነሩ እተን ደቂ ኣንስትዮ ኣነዋር ክደግሞ ኣሸጋሪ ኢዩ ጽያፊ ሕማቅ ተግባር ገረን ነቶም ዲያቆናት እዚ ካብ ባሕሪ ብጪልፋ ኢዩ👂/ንቀጽል ኣብዛ ገንዘብ ምምቃል ትብል ድማ ቤት ክርስትያን ከምታ ዝበልኩማ ይሳማማዕ ኣብቲ ንመን ይዋሃብ ዝብል ናይ ኣጎልጉለት ቤት ክርስትያን ዘገልጉሉ 👂/ኣብታ ገንዘብ ንምታይ ዝከውን ኢዩ ተዋህቡ ባዕለይ ክምለሰልኩም ህግደፍ ቀዲ ኣብዛ ቅድስቲ ቤት ጸሎት ኩሉ ነብሱ ኣሎ እቲ ገንዘብ ድማ ፋስ ካራ ጎዘሞ ወዘተ መቅተሊ ዝዋሃብ ኢዩ👂/ስለዚ ኣብዛ ቤት ክርስትያን ኩሉ ኣሎ መቅተሊ ሰብ እዚ ጸለመ ክብል ይክእል ሰብ ደስ ዝበለኩም በሉ ህግደፍ ቀታሊ ቀዲ ድማ እዛ ቤት ክርስትያን ትባሃል ናይ ህግደፍ ተገልግል ሂወት ኤርትራዊ ተጽንት ዘላ ኢያ /👂👂👂
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 2 ай бұрын
ይቅረ ይክይንካ ሓውና። ብዘዪ ታህዋኽ፡ኣርጊጽካ ሓበሬታ ሃብ።
@GebremeskelRusom
@GebremeskelRusom 2 ай бұрын
Kemey ilka bankable zeyrakayo frdi thb
@Erifirst-wm9gr
@Erifirst-wm9gr 2 ай бұрын
ዘሕዝን'ዩ ከም በዓል ንስካ ፈሊጣን በሃልቲ ንእምነትን ቤተክርስትያንን (ቤት ኣምልኽ )እንዳ ደገፍትን ተቃወምትን ኢልኩም ክትፈላልዩ 😢😢😢
@letinaabay6991
@letinaabay6991 2 ай бұрын
ስቅ ኢንደ በል ኣብ እስራአል ስለ ዘለና ኩሉ ንፈልጥ ኢና ተካሉ ነቶም ክቃተሉ ዝደልዩ ኣለው😢😢😢
@letinaabay6991
@letinaabay6991 2 ай бұрын
ብዓል ኣቦይ ቀሺ ኣማንአል ተሓባበሪ ናቶም ኢንድዮም
@bereketgebremeskel7192
@bereketgebremeskel7192 2 ай бұрын
ab bete kirstiyan kemu kixenhe eu elka aminka nab media mimxaka keman abi gega u bhafesha etom neza betekirtyan ab mimkal abi ejam azi u bzuh u kab tmrtka mimkal betekristyan abi tera tigebru kemzelekum kitfetu ygba
@devewelyam9375
@devewelyam9375 2 ай бұрын
Kedemu Godolyas endeika sheim melak yewx ybahal godolo nezei mbaley bzaba eritrean aymlketekan eyu nska wushtka tfelt eka eritrean naka entayka eya
@awetyared1092
@awetyared1092 2 ай бұрын
ቤት ኣጋንንቲ እምበር ቤተ ክርስትያን ኣይኮነትን 100 ካብ 100 ተረኪቡ ኢዩ ዓድሞም ፊት ንፊት ምሳይ ይዛረቡ ጭብጦም ሒዞም መድፍዕ ውን ሲነሞ እምበር ምተረክበ።
@rimhaile6989
@rimhaile6989 2 ай бұрын
Eski video arena ab betkrstyan kelo
@awetweldit
@awetweldit 2 ай бұрын
መምህራና ውን ንዕርቂ ኣይተበገስኩምን ኣምላኽ ረጊምና ግዲ ኮይኑ ሞት ለሚድናዮ ኢና ኩልና ውን ብሓደ ክንተፍእ ኢና ብጣዕሚ የሕዝን 😭
@rahk7004
@rahk7004 2 ай бұрын
እስካ መጽሐፍ ሕዝካ ንነብስካ አይትከላከል ቅድም ከተረጋግጽ አለካኩሉ ተገብሮ አስተውእል ካብቲ በተክርስታን ዝኮነ ብዙሕ የስተውእለልካ ህውክ ሰብ ቀሺ ክከውን አይግብኦም ንስካ ምስኦም አይትፍረድ ከይትፍረድ
@LemlemSolomon-iq6gs
@LemlemSolomon-iq6gs 2 ай бұрын
ይቅረ ይኹንካ ናይ ኣምላኽ ሰብ::
@Tttt-nn6vy
@Tttt-nn6vy 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም አቲ ይቅረታ ንጌጋ አካ ጹቡ ቕ አንተኮ ኮሙ ኩኮነልና ውን ንምነ አንተኮነ ግን ቅንዕናን ኑጹረነትን ዝጎዶሎ ይመስል ነቲ ኣጽዋር ክግዘ አ ዝከአል ገንዘብ አካ ካብ ሃቡዎም ኣቡኡ ከከምጢዎ ዉን ዘገርም ኣይኮነን ሓቂ ካኣ ይነውሕን ይ ሓጽርን አንበር ብጊዚኡ ክጋሃድ ዩ
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️
@ShishayTesfa
@ShishayTesfa 2 ай бұрын
Btaemi des zibl ykreata mhtatka keman btaemi xbuk eyu nkalie gzea axaryu ahwat ayntehawek
@yemanekiflezghi3105
@yemanekiflezghi3105 2 ай бұрын
Loqmax, keyeregagexka nmntay ab media tmexiee,
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 2 ай бұрын
ይቅረ ይበለልና ንኩልና መምህረይ❤❤
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 ай бұрын
Ata abeu eyu terekibu
@ThanksGodኣሜን
@ThanksGodኣሜን 2 ай бұрын
Thanks yqreta mhtatka Sultan hawna
@BrhanaKesitehabo
@BrhanaKesitehabo 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኻ ትገርም ንምንታይ ሂቦሞም እንታይ ትፈልጥ ኣብ ገዛ ተዓጽዮም ጥመት ክመቱ ወይ ብኻራ ተበትብቶ ምሕከሚ እንተ ዝኸውን እንታይ ይምልከተካ ማርያም ይበልዋ ድንግል ይበልዎ ንጽህተንጽሃን ባዕሉ ወዳ ዘኽበራ መን እዩ ዘሕስራ ብሰላኣ ንወፍር ንኣቱ ናይ ከባብኦም ዶ በልካ ኣታ ብሓሶት ዝምስኪር ንገንዘብ ክትብል ስም ቅድስቲ ድንግል እተልዕል ሸቀጢ እቲ ሓቂ እንዳ ፈለጥካ ብሓሶት ካብ መስከርካ ኣምላኽ ባዕሉ ይፈደኻ
@hiweteyob6364
@hiweteyob6364 2 ай бұрын
Libi seb seyrka siltan Entekalka ereqom Ember wegen nay hade aytkun
@meronmeron-ui4xu
@meronmeron-ui4xu Ай бұрын
ስለምንታይ ግን ነቶም ውጹዓት ትጸልእዮም
@Adonayzeger0705
@Adonayzeger0705 2 ай бұрын
ኡምላኽ ሰላም የውርደልና
@WediKeshi-sf6hr
@WediKeshi-sf6hr 2 ай бұрын
Aeba keshi hgdef sle tbluna ember bnebska emo hsebo entay hizka kemtkeyd tfeltwo ekum zeymhwak tray kab hiji ndehar kbret aeleni aezkone keshi sorry defirekum keykewn
@Welday-hk8lf
@Welday-hk8lf 2 ай бұрын
ይቕረ ምባልካ ጽቡቕ ።ህዉኽ ዝብእስ ቀርኒ ላም ነኸሰ ኮይኑ ነገሩሞ። ነገር ግን ናይ ዝሓለፈስ ሓለፈ ኣይትድገመኒ ብዝተረፈ ይብሉ ኣቦታት ኣይደገም ።
@YemaneKeleta
@YemaneKeleta 2 ай бұрын
Ewuk zbei dea koynka enber fkiri selam kitsebk eu zgbaka ykireta mbalka gn btaemi xbuk
@shisaytekle4094
@shisaytekle4094 2 ай бұрын
ዝገርም'ዩ ማይራም ዝብሉ ንቤተ ክርስትያን ዘይፈልጥዋ ጓኖት እናላኣኸ የዋድኣና ኣሎ ኣብርሃ ኻሳ። እዛ ቤተ ክርስትያን እዚኣ ድሮ ኣብ በዓል ኣወል ሲዒድን ከምኡ ዝበሉ ሓሰውትን ካብ ትወድቕ? ንሰምዖም ኣለና ኣብ ኢዶም መስቀል ዝሓዙ ኣብ ርእሶም ክንዲ ዓውዲ ዝኾነ መጠምጠም ዝገበሩ? ተጠሊዖም ኣወል እዩ መስትያትና ወዘተን ወዘተን ዝብሉ ሰይጣውንቲ እንከለዉ? እዚ ነገርዚ በየናይ መንገዲ ሕጉን ስርዓቱን ሒዙ ክመሓደርን ክመሓየሽን ዝኽእለሉ መንገዲ: የተሓሳስበና ጥራይ ዘይኮነስ/ ደም ውን የንብዓና ኣሎ።
@adeyeadijeganu4721
@adeyeadijeganu4721 2 ай бұрын
ምስ ቀታሊ ክሳብ ዝወገኑ ፡ብሕጂ ውን ብዙሕ ተጸበ እንበር ኣይትታለል ! ስልጣን ኣብ ሓቅኻ ጥራይ ንኸስ።
@semereabbeyene4201
@semereabbeyene4201 2 ай бұрын
Amselu
@abitgray2360
@abitgray2360 2 ай бұрын
🙏💚
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@MeselAbrha
@MeselAbrha 2 ай бұрын
ክብሪ ይኹን ኒስሌሴ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 2 ай бұрын
መድሃንአለም ሰላም ንኩሉ ዓለም ይልአከልና ❤❤😊
@YhdegaHabtom
@YhdegaHabtom 2 ай бұрын
Mdhnalem alka balu dhan
@JohniJohniTsegay
@JohniJohniTsegay 2 ай бұрын
kale hiwet yesmealna kubur Hawuna Amlak Bayni mhretka temtena 🙏🙏🙏🥰🥰
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 ай бұрын
መምህረይ❤ይቅረ ይግበረልና❤ንኩልና❤ ኣጆካ መምህረይ ❤❤❤ካብ ፍቅሪ❤ዝተልዓለእዩ❤ብሩከይ❤
How to read Polish or something - REACTION
16:02
Watching The World With D
Рет қаралды 152 М.
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 16 МЛН
бабл ти гель для душа // Eva mash
01:00
EVA mash
Рет қаралды 3,9 МЛН
ካብ ብሰንሰለት ምእሳር ይምሓረና💔😭
11:14
Sador Media - ሳዶር ሚድያ
Рет қаралды 15 М.
ወዲ ሓራዳይ! ሓቀኛ ዛንታ ብመልክዕ ልቢ ወለደ።
21:15
በሪ ኣማን ብ ኣወል ስዒድ/BERI AMAN BY AWEL SAID
1:04:50