ቤተክርስቲያንን- ውግእን፥ መጽሐፍ ቅዱስን- ጸላኢኻ ምጥፋእን ይሰማማዕ ዶ?

  Рет қаралды 6,540

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 77
@kubromfutuwi8983
@kubromfutuwi8983 2 ай бұрын
Qale hiwet yesmealna memher
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህር❤🙏
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna hawna ❤
@soligualagame
@soligualagame 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ብሓቂ ስልጣነይ መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና 🙏♥️
@danieldanil6592
@danieldanil6592 2 ай бұрын
ጽቡቅ ትምህርቲ'ዩ ነዞም ቅ.ቤተክርስትይንና ከፍርሱ ላዕልን ታሕትን ዝብሉ ዘለዎ ሰባት ብሓይልና ውን ክንትሓሓዞም ንክእል ኢና ማለት 'ዩ ሕጂ ግርም ::
@BhaftaAfera-nw4lo
@BhaftaAfera-nw4lo 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤❤
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ❤❤❤ ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤
@SofiaHh-le3lj
@SofiaHh-le3lj 2 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና ፅጋኡ ያብዘሓልኻ ክብር ሓውና ስልጣን ❤❤
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኩቡር መምህርና 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
@bisrattesfagabr1751
@bisrattesfagabr1751 2 ай бұрын
ኣሜን ሰለቲ ኩሉ ትምህረና አዝጋብሄር ኣብልብና ኣሕዲሩ ተግበርቲ ክንከውን የብቃ ዓና ኣብዚኣ ግን ብቲ ንኣምነሉ አምነት ጾሎት ገርና ክንፍትን አና እድሕር አሎምስ ኣካርጽዎ ኣይሰምዓኩምን አዩ ኣይትብሎን አካ አቲ መላሲ ሓደ አዝግኣብሄር አዩ
@ገኒየድንግልማርያምልጅ
@ገኒየድንግልማርያምልጅ 2 ай бұрын
ብሓቂ መምህረይ ቃል ህይወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡን በረኸቱን የብዛሓልኻ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@shisaytekle4094
@shisaytekle4094 2 ай бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ዝኾነ መብርሂ። ክብሪ ንኣምላኽ ይኹ ኣሜን። መቸን እቲ ሓያል እግዚኣብኄር ኣምላኽና: ዘኽታማትን ስደተኛታትን ግፉዓትን ኮይና ክንተርፈ እኳ ድላዩ ኣይኳነን/ እሞ ስሙ ይኽበር ይመስገን ኣሜን። ሓውና ስልጣን ውን? እግዚኣብኄር ኣብ ጸጽባሕ ብርታዔ ሓይሉን መንፈሳዊ ጸግኡን ካባኻ ኣይፈለ ኣሜን።
@አነዘ-ክርስቶስ
@አነዘ-ክርስቶስ 2 ай бұрын
ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ረቡኒ❤
@fdg761
@fdg761 2 ай бұрын
ሰላም ስድራ ልኡል እግዚኣብሄር እንኳዕ ኣብፅሓኩም ❤❤❤
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ 2 ай бұрын
አሜን ቃል ህይወት የስመአልና ስልጣነይይ❤❤❤
@Tuemzgi123-xf7ud
@Tuemzgi123-xf7ud 2 ай бұрын
እግዝኣብሄር ይሓግዝካ ቃለ ሂወት የስዓልና
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
@ZewenjelTinsea-wg3qf
@ZewenjelTinsea-wg3qf 2 ай бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmaluna
@HagosElyas
@HagosElyas 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmialna
@GgCff-p9o
@GgCff-p9o 2 ай бұрын
🙏🙏🙏😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤
@ውፃዕማዓትዓደይ
@ውፃዕማዓትዓደይ 2 ай бұрын
ቃል ህወይወት ያስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ ክብር ሓው❤🎉
@HshHd-j3o
@HshHd-j3o 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ ኩሉግዜ ቡሉፅ
@ተስፋሂወት-ኸ1በ
@ተስፋሂወት-ኸ1በ 2 ай бұрын
Amen!! Kal hiwet yesmalna Kab amlak tamr zserhalu Hager ena ko mexxina bhaki
@اريامعبدالله-س3و
@اريامعبدالله-س3و 2 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር ሓወይ 🙏🙏🙏
@tedrostewelde287
@tedrostewelde287 2 ай бұрын
ተባዕ💙💙💙
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና አሜን 💟✝️🌷💟✝️🌷
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 2 ай бұрын
*_እንኳዕ ደሓን መጻእካ መምህረይ💜🙏_*
@vbbb1064
@vbbb1064 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐና መምህር❤
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur Memhrna ❤❤❤❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 2 ай бұрын
*_ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ😊❤️_*
@Ggff-m5r
@Ggff-m5r 2 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ቡሩኹ ሓውና❤❤
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዕልና ❤❤
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 2 ай бұрын
Amenamenanen🙏🙏🙏❤️❤️🙏
@AbrahamDomoz
@AbrahamDomoz 2 ай бұрын
ቃል ሂወተ የሰምፃልና❤❤🎉🎉 ።
@trhasmedhanie5521
@trhasmedhanie5521 2 ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna merat🙏🙏🙏
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 2 ай бұрын
Adetatna wun einda lemna breka eyen zwefra🎉🎉🎉❤❤
@aklilufishaye2718
@aklilufishaye2718 2 ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna kbur Memhrna ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 2 ай бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ💐💜_
@tesib3910
@tesib3910 2 ай бұрын
God Blessed you 🙏
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 2 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ 😘 ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነይዋ😍😍😍
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 2 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና✝️🙏❤❤
@YoditTeweldeGebrehiwot
@YoditTeweldeGebrehiwot 2 ай бұрын
Memhreyyyy❤❤❤❤❤
@tisiontsion777
@tisiontsion777 2 ай бұрын
ዘጸአት 15:3-4 3 እግዚኣብሄር ተዋጋኢ እዩ፡ ስሙ እግዚኣብሄር እዩ። 4 ንሰረገላታት ፈርኦንን ሰራዊቱን ናብ ባሕሪ ደርበዮም፡ እቶም ሕሩያት ሓለቓታቱ ኣብ ባሕሪ ጠሐሉ። ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና::
@HaftomMillion-xe7fn
@HaftomMillion-xe7fn 2 ай бұрын
እወ ኣዘኪርካን ኣደታትና ለወሃት❤❤
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 2 ай бұрын
Ksmu smirina aynfeltn🎉🎉🎉❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 2 ай бұрын
ስልጣነይ❤
@cvcv393
@cvcv393 2 ай бұрын
🕊🕊🕊🕊👏🙏
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 2 ай бұрын
Nortodox zseiru zelewu ymeslom
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 2 ай бұрын
Eintay da eiten ade segugomun zbela semu aydlyekin eyu eyes wdieiwo eilemon🎉🎉🎉
@yoditgalerey2903
@yoditgalerey2903 2 ай бұрын
Seltan haweyyyy❤❤❤❤
@FyuhYytyuuy
@FyuhYytyuuy 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@zafubhrana4564
@zafubhrana4564 2 ай бұрын
⛪️✝️🙏
@tesfaigerezgher1720
@tesfaigerezgher1720 2 ай бұрын
ብሓቂ ኣይሰማማዕን ኢዩ። ስለዚ ድማ ኢዩ ወያነ ንዓና ንጎረባብቶም ከነጥፍኣኩም ክንድምስሰኩም እናበሉ እቲ ጽልኢ ናብኦም ተመሊሱ። ንጸላእትኻ ክድምሠኩም እናብልካ ኣይትፍክርን ኢኻ፡ ከም ክርስትያን ናብ ልቦም ይምለሶም እናበልካ ትጽልየሎም። ክድምሡኻ ክመጹ እንከልዉ ግን ክትከላኸል ግቡእካ ኢዩ።
@HawiTrhas
@HawiTrhas 2 ай бұрын
Beqa tefekirom sleam txli:: ete hager defrom gn nska win tdmssom
@myGodPleasehelpme-g6l
@myGodPleasehelpme-g6l 2 ай бұрын
ክቡር መምህር ወንጌል ስልጣን ሓወና ቃል ህይወት የስምዓልና ሓደ ሕቶ ክሓተካ ደልየ ሕቶይ ሓንቲ ጓል ዘይኣማኒት ዝነበረት ድንግልናኣ ቅድሚ ምእማና ምጥማቓ ድንግልናኣ ዝፈረሰት ኣሚና ተጠሚቓ ምስ ድያቆን ተመርዕያ እቲ ድያቆን ብክህነት ክቕጽል ይኽእል ዶ ብቅዱሳት መሳሕፍቲ መሰረት ክትምልሰለና ብትሕትና ይሓትት ብፍላይ ለንቀነ ኣብ ማስሜዳ ኣዛራቢት ኮይና ኣላ እንተኽኢልካ መጻሕፍትኻ ፈትሽካ ምላሽ ክትህበላ ይላቦ ?
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@God-db9vp
@God-db9vp 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና፡ ብመሰረቱ ውን መንግስቲ ኤርትራ ጉድለት ክምልእ ምጽላይ እንበር ክድምሰስ ምጽላይ ትኽክል ኣይኮነን።.
@goggo5414
@goggo5414 2 ай бұрын
💒✝️🙏🙏🙏
@FuyIfgj
@FuyIfgj 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@werkelulwerka
@werkelulwerka 2 ай бұрын
Exactly bro kab nay hawryat mesmer wesae tekebaklnet yebluin alemawi eyu
@temesgenamlak-kf9bu
@temesgenamlak-kf9bu 2 ай бұрын
✝️✅🙏🙏🙏
@teklemariamtesfay9443
@teklemariamtesfay9443 2 ай бұрын
ጽቡቅ መልእኽቲ ። እታ ብባራዩ ህግደፍ ትምራሕ ቤተክርስትያን'ውን ኦርቶዶክስ ከማን ከምዚ ናይ ፕሮቲስታንት ኣሕዋትና ኢያ ነቶም ባራዩ ጸሎትን ጾምን ጥራይ'ዩ :መፍትሒ ሽግርና ኢያ ትብሎም 'ምበር ርሑቅ ከይከድካ እቲ ን30 ዓመታት ንናጽነት ኢልና ዝተዋጋእናዮ ሓጺር ኣብነት ኣለካንዶ ስለምንታይ በረኻ ወፊርና ኣብ ገዛ ኮይና ዘይጸለና ጸሎት ጥራይ እኹል ተዝኸውን።: ተዳለው በል ንመልሲ ኣምስሉታት ተዋግኡ ተቃተሉ ኢሉ ኣውጁ ከም ዞብሉኻ ኣይትረስዕ : ቪድዮ ኻውን ቆራሪጾም ጾም ኣየድልን''ዩ ኲናትዩ ጽቡቅ ኢሉ ክብሉኻ'ዮም። እቲ ሓቂ ግን እቲ ዝበልካዮ ኢዩ።ከምዚ ከርካ ምቅላዕን ነቲ ሓቂ ካብ ምንጋርን ድሕር ኣይትበል ;ኣብ መጨረሻ 'ቲ ናትካ ብህለት'ዩ ክስዕር። 😍😍😍
@Samuel-tl6ut
@Samuel-tl6ut 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ክቡር ሓው። እታ ብባርያ ህግደፍ ትምራሕ ቤተ-ክርስቲያን ኦርቶስዶክ ዝበልካያ፡ ተጋጊካ ምክንያቱ ቤተ-ክርስቲያን ክሳብ ሕጂን ንዝመጽእን ብሰብ(ማለት ብሓሳብ ሰብ) ተመርሓ ኣይትፈልጥን ኣይትምራሕን እያ ከኣ፡፡ ንግዚኡ ዝርኣ ፈተና ክመጻ ይክእል እዩ ግና ትፍተን እምበር ኣይትፈርስን፡ ማቴ 16፥13-20 ዘሎ ኣብነትና እዩ። ቤተ-ክርስቲያን ብህግደፍ ትምራሕ እንተ ኢልካያ ንስካ ውን ኣካላ ኢካ፡ ስለዚ ንስካ ውን ትምራሕ ኣሎካ ማለት እዩ። ግና ጌጋ ሓሳብ እዩ። ቤተ-ክርስቲያና ንመገዲ ኣምላካ ዝኮነ ክርስቶስ እያ ትምራሕ፡ እዚ ክብል ግና ፈተነታት የብላን ኣይብልን ዘሎኩ። ፈተና ዘይብላ እሞ ናይ ክርስቶስ ኣይትብሃልን ምክንያቱ ንክርስቶስ ዘይመፕኤት ዓለም ንቤቱ ክትምፕእ ኣይንጽበን ኢና። ስለዚ ከም ሓውካ ኣተሓሳስባካ እንተ ትቅይር ጽቡቅ እዩ ይብል።
@Samuel-tl6ut
@Samuel-tl6ut 2 ай бұрын
ሰላም መምህር። እዚኣ መልእክቲ፡ እምነት ምስ ሰናይ-ግብሪ ምኮኑ፡ ግሉጽ እዩ። መስለኒ። ግና... ነዚ ኣብ እስራኤል ዘሎ ኩነታት ኣሓዋት ምስ ኣሕዋት ዘሎ ዝድግፍ ይመስል መልእክቲካ ስለዚ ብንጹር ኣብርሃዮ ኢካ። ምክንያቱ ከምኡ ከይንርድኦ እቲኦም ድኩማት ዝኮና፡ ስለዚ ኣነጽረልና ክብል ይፈቱ።
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 2 ай бұрын
እቲ ቀንዲ መቃወሚኦም ውፉይ ሸር ስለ ዝገበራ ጥራሕ እዩ እምበር ን ሓደ ጻላኢየይ እዩ ዝበልካዮ ዝኮነ ሕብረተሰብ ብ እምነቱ ይኩን ጉልበቱ ነቲ ቃልሲ ክሕወሶ ጸጋ እዩ።ንሶም ብጾምን ጸሎትን እንተበሉ ን ጎነጻዊ ቃልሲ ኣይተቃወሙን ስለዚ እንታይ እዩ ዘቃውሞም ዘሎ🤔
@Hope1921Future
@Hope1921Future 2 ай бұрын
Tebeqa wufuy 😂
@Solomonmulugeta9268
@Solomonmulugeta9268 2 ай бұрын
​@@Hope1921Futurewfuy ktblu afkum tewetifu😅
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 ай бұрын
ግን ኮ ሰብ ዓቕሙ ዩ ዝገብር መጀመርታ ናብቲ ቃልስና ምምጽኦም ጥራሕ ኣኻሊ ዩ ብዛዕባ እምነት ካኣ ሰብ ደስ ዝበሎ ክኣምን መሰሉ ዩ መስለኒ ኣነ ኦርቶዶክስ የ ግን ማንም እምነት ከም ጸላኢ ጌረ ኣይርእን የ ይጹሙ ግደፉዎም እምበሺ ነተባብዓዮም ጽባሕ ካኣ ብረት ዓጢቖም ምሳና ክወፍሩ ዮም።
@bahranknfe8703
@bahranknfe8703 2 ай бұрын
Bro, I saw you while you were debating with mogos and you terribly failed there. I really wonder how you dare to act as a teacher. Blind leaders lead others in to darkness.
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 2 ай бұрын
𝐐𝐚𝐥𝐞 𝐡𝐢𝐰𝐞𝐭 𝐲𝐞𝐬𝐦𝐞𝐚𝐧𝐚 𝐬𝐥𝐭𝐚𝐧𝐞𝐲🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@منىمند
@منىمند 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና❤❤❤
@AbielTesfay-p8g
@AbielTesfay-p8g 2 ай бұрын
❤❤❤
መልሲ ንኹሉ ጥምቀት ሕጻናት
29:06
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 8 М.
በእንተ ዲያብሎስ መሐሩነ ሥላሴ!
28:28
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 13 М.
What type of pedestrian are you?😄 #tiktok #elsarca
00:28
Elsa Arca
Рет қаралды 40 МЛН
كم بصير عمركم عام ٢٠٢٥😍 #shorts #hasanandnour
00:27
hasan and nour shorts
Рет қаралды 11 МЛН
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 78 МЛН
سخنرانی جدید - چرا محبت اهل بیت رو خدا واجب کرده ؟ - دعای ندبه جلسه ۴۹
2:00:53
استاد علی اکبر رائفی پور (کانال رسمی موسسه مصاف)
Рет қаралды 44 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Ezekiel | ትንቢት ህዝቅኤል
3:57:13
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 1,3 МЛН
ኦርቶዶክስ ኮይኑ ዘይሰምዕ ከይህሉ! ንንቃሕ ንበራበር ንተንስእ
46:22
/ ስብከተ ወንጌል / መፍትሒኡ እዚ ኢዩ!
39:26
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 11 М.
🛑 || አጥብቀህ ልብህን ጠብቅ | እጅግ ድንቅ ትምህርት በርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ  Aba Gebrekidan New Sibket  2024 #viral
1:51:18
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 851 М.
🔴 እምነት| ተስፋ | ፍቅር ይኑራችሁ || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ |Aba Gebrekidan Grma New sibket
1:15:57
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 224 М.
What type of pedestrian are you?😄 #tiktok #elsarca
00:28
Elsa Arca
Рет қаралды 40 МЛН