Birtukuan Mebrahtu - Awaldo | ኣዋልዶ / Ethiopian Tigrigna Music (Official Video)

  Рет қаралды 604,887

Liham Melody

Liham Melody

Күн бұрын

Birtukuan Mebrahtu - Awaldo | ኣዋልዶ / Traditional Tigrigna Music 2019
subscribe ► goo.gl/e32poa
like us on Facebook ► goo.gl/MnD2OQ
follow us ► goo.gl/KMEvdo
► / lihammelody
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2019 Liham Melody
#LihamMelody #LihamTigrigna #ሊሓምሜሎዲ #LihamEthiopianMusic

Пікірлер: 418
@fatumabinthabeshi822
@fatumabinthabeshi822 5 жыл бұрын
አነ ሙስሊም እየ ግን አሸንዳ ላተፃወትኩ እየ ላዓበኩ ቁልዕነተይ ተይወዳአኩይ ስደት መፂአ😢😢 ናፊቀክን ማሓዙተይ ስደት ፈላሊና አይ አሸንዳ 😢አሸንዳይ ዒድይ ከበፅሕ ከሎ ዓደይ እዩ ልረአየኒ።
@mtgerichannel
@mtgerichannel 5 жыл бұрын
*ተጋሩ የሕዋትና ባህልኹም ዓቂብኩም ከምዚ ኢልኩም፡ምቅራብኩም፡ደስ ኢሉኒ ቀጽልዎ ኣጆኽን ቲ ሰላምን ቅሳነትን፡እናቀረበ ዩ ኣጆኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹*
@user-ph3es3og2m
@user-ph3es3og2m 5 жыл бұрын
MTG channel ب TeGry Etbyyy. Tebkkl 🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇧🇴🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭🇬🇭
@et3732
@et3732 5 жыл бұрын
@et3732
@et3732 5 жыл бұрын
ጀርመን ሲፖርት
@imissmama3978
@imissmama3978 5 жыл бұрын
ኩሉኹም ትግርኛን ተጋሩን እንካዕ ናብዚ ክቡር ባዓል ባህሊ ትግርኛ ብሰላም ኣብጸሓኩም ፈተውቲ ባህሎም ትግርኛ ለይኩኒ ከኣ።
@wezefabraha8965
@wezefabraha8965 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@amharaahyagondergonderyeah5946
@amharaahyagondergonderyeah5946 5 жыл бұрын
Dedeb Wedi dekala 🖕 🖕. Tigraga zebhal seb yeln ey. Tigray woy Ethoipawyan ketebl aleka
@gereateklemichael1295
@gereateklemichael1295 5 жыл бұрын
ትግርኛን ክክክክ
@imissmama3978
@imissmama3978 5 жыл бұрын
@@amharaahyagondergonderyeah5946ክክክ ኣታ ድቓላ ዲኻ ኢልካኒ ክክክክ ብስምካ ጸዊዕካኒ ደቂ ሑሞራ ደኣ ትግራውነትኩም እካ ዘይትኣምንሉ ኣምሓሩ ኢና እንዲኹም ትብሉ ደቂ ፋራ ትግራዋይ /ትግርኛ/ ኮ ወርቂ,ዩ ፈጣሪስ እንካዕ ኣምሓራይ ኣይገበረኒ ምንባረይ ኮንቱ,ዩ ክኸውን ኔሩ ጉኑፋት ካሕዳማት ጽጋዕተኛ ቢሄር።
@axsumtube9454
@axsumtube9454 5 жыл бұрын
ኣዋልድ ኣሸንዳ ክትህረፋ መዓት ኢክን እኮ ደቂ ዓደይ ሓላላት በላ ንዓይ ንሓውክን ናይ ኣሸንዳ ሰፕስክራይብ ግበራኒ
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 жыл бұрын
ክንገብረልካ ኢና ዝሓወይ ማዓረይ
@zahraethiopian1524
@zahraethiopian1524 5 жыл бұрын
ኣነ ሙስሊም ይኤ ግን አሸንዳ እናትጫወትኹ እየ ድዓበኹ ምስ ምሓዝተይ እፉፍ ቑልዕነተይ ናፍቑን
@user-bk4dx1oi9z
@user-bk4dx1oi9z 5 жыл бұрын
ዜድ ነኝ አያቴ ህይወቴ እወ ናተይ ማሕዙተይ ሞሲሊም እየን ነይረን ግን ንፃዎት ኢና ነይርና ጡዑም ዘበን ሓሊፉ
@merryyehaff7792
@merryyehaff7792 5 жыл бұрын
Kulaten mehazutey Muslim Habirna ena ntsawet Bahalina eyu
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
ዜድየ ሓቅኪ እምበር ኣብ ትግራይ እኮ ናይ ሙስሊም እና ክርስትያን በዓላት በሓደ ደሚቅና ኢና ነብዐሎ ኩሉ ጊዜ መዓረይ
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 5 жыл бұрын
@@genetgeryeiamproudoftigray3032 ሐዝውን ተፃወቲ ዝያዳይ ናይ ኩልና እዩ።
@birahanuabeje1355
@birahanuabeje1355 5 жыл бұрын
እማ ሓንቲ መዓልቲ ደኳ ጭጉራፍ ኣይጠዓምኽይ ጓል ራያዋ እሕናለ እባ ጭጉራፍ ፋቅዕና እንሆ፤ አዲስ አበባ ይአ ድነአኹ ምናልባት ድጋረፍ ሰብ እንድሕር ሃልዩ ሓደራ ዳብ አነ ልአኽዎ
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 5 жыл бұрын
ኣሸንዳዋይ ዝናፈቅክንኣ ናፊቀያ ብርቱዋኒ ምቅርቲ ። #ኣነ #ዝጋየፀሎም #ዝነበርኩ ናይ ኣሸንዳ መጋየፅታይ ...... ቁናኖ ሕንጥልጥል ( ቀለበት ናይ እዝኒ ) ኩትሻ ጎባጉብ ሕንቆ መስቀል ደብሪ መስቀል ባቡር መስቀል ሕና ( ሳስላ ) ኩሕሊ ውሽጢ ቃምሽ ዙርያ ቃምሽ ሽፎን ቃምሽ ሃሪ ማዕተብ ፀሊምን ዕንቆባይን ማዕተብ ሽጎመና ዛዓጎል መልጎም ሹቱ / ጨና ኣዳም ዑንቂ : ባዕሉ ቆፅሊ ኣሸንዳ ከበሮ ፣ ኣደስ /ቆፅሊ ሪሓን ድሪ ፣ ኮንጎ ጫማ ወ.ዘ.ተ ንስክን ዋሳስካሉ ደቂ ኣሸንዳ ዝኮንክን ዘይጠቀስክዎም ብዙሓት ተሪፎም እዮም ። ብሩክ ቅንያት ኣሸንዳ ።
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 5 жыл бұрын
Amen amen
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 жыл бұрын
ውሽጢ ቃምሽ ናፍቀዮ ክክክክ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
ቲጂየ ዝኩሉ ጠቂስክዮ ደለኪ ከምፀአልኪ እየ ኣነ ጥራሕ መፃኢት ኩኒ እምበር ኣብ በዓል ኣሸርዳ ኮንሰርት እምበር ኣነ ከዳልየልኪ እዩ ዝያዳይ ውፃእ ውፃእ በልዮየ ሓቋኒ ላጋኪ ዶ ደሊክዮ
@melatg6907
@melatg6907 5 жыл бұрын
Uffffff I really missed Ashenda Ashendway so muuuuuuch ❤️💛❤️💛.
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 5 жыл бұрын
@@user-il5zb6ts5o ክክክክክ ኤእ ካብዞ ኩሉስ ንውሽጢ ቃምሽ ናፊቅኪ ☝ ኣብኣላትኪ ፅይቅተይ 😘😘😘
@lanarak3585
@lanarak3585 5 жыл бұрын
ለውጥማ አለ ከገሬ ወደ አሸንዳ ኬፍ አለኪ ምቅርተይ ❤❤❤ትግራይ ላዛ ትግርኛ አንደኛ ውድድድድድ እስኪ ላይክ ግጩኝ ከልብ ነው እምወዳቹሁ😘😍❤❤❤❤❤🙏
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
Welcome ብርቲየ (ገሬ) ምስ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ግጥሚ ክሊፕ ድምፂ ብጣዕሚ ደስስስ ይብል ብሩክ ባሕትን ቅንያት በዓል ኣሸንዳን ይግበረልና ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ተጋሩ መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕምበው መፀት ክንዲ ምሰሐይ ድራረይ ኣሸንዳ መዓረይ ትግራይና ንቅድሚት ትግራይ ትግራይ ፈተውቲ ትግራይ ብሸም ትግራይና Like ኣጥዑምኒ ደጊም ድሕሪ ሒደት መዓልትታ ናብ Filght እየ ንትግራይ ዓደይ ተመስገን ፈጣሪ
@user-vy4og1lw8d
@user-vy4og1lw8d 5 жыл бұрын
ኣነ እውን ከርክበኪ እየ ገኒተይ ኣሜን(3) ከኣ እንኳዕ ኣብፀሓኪ ምቅርተይ
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 5 жыл бұрын
ትግራዋይ ኮይንካ ምፍጣር ትዕድልቲዩ ብሓቂ ባህልናን መንነትናን ኣይንርስዕን 😘😘💝
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
@@user-vy4og1lw8d አሜን ፫ ዝያዳይ ንኩልና ንራከብ ኢና ሑቡ ሮማናት
@user-jp7jj1cz5k
@user-jp7jj1cz5k 5 жыл бұрын
ብርቱየይ መቀረት ክትፍተወካ ምዓት ያ ኣነስ ከምገለየ ዝናፍቃ!! ደቂ ትግራይ ምዓረይ ብባህልኩም ኢኩም ተሐጉሱኒኒ ቀፅልዎ። ካብ ሓፍቱኩም ጓል ኤሪ!!
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና እሞ ክንዕድመኪ ምፂ ናዓና ምሰሊ እሽንዳ። ሓፍትና
@abinetlideto3443
@abinetlideto3443 Ай бұрын
ይበል ይበል ደቂ አሽንዳ ዋዕሮታት ልማረኽንኦ ላቃጻልክንኦ ታንክታታት ተስሪቐን ይሽወጣ እም በይ ባህልናን ልስርቀና ይውለይሞ አሽንደ 2016 ዓ/ ም ብጽቡቕ ብድምቀት ልክኽበር ካብ ማዓሙቕ ልበይ ማይምነ ስላም ቅሳነትልህዝብና ህንጸት ልትግራይና ❤
@user-zw3ph5iv4q
@user-zw3ph5iv4q 5 жыл бұрын
ከም ገለ ኢሉኒ ከብደይ ኣኽ ስደት ሕሱም ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ደቅ ዓደይ መዓረይ ኩርዓት ትግራይና ድምቀት ባህልና ፍትውትው
@alemalem7997
@alemalem7997 5 жыл бұрын
እሰይ ፅርይቲ ጓል ትግራይ ኩሕሎ። ብዙይ ኣጋጣሚ ልመላእ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ መናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ እንኳዕ ልኣሸንዳ ብዓል ኣብፅሐና ክብለክን ይፈቱ። ብተወሳኺ ኣሸንዳ ሃይማኖታውን ባህላውን ፀዋታ ምስቱ ምዃኑ ወለድና ብለፅንሑልና ባህልና ሓሊና ክነኽብሮ ይግባእ። ኣሸንዳ ኣብ ዩኒስኮ ልምምዝጋብ ኹልና ብባህላዊ ኣልባሳትን መጋየፅፃትን ተኸዲና ብዓልና ነኽብር። ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና ደቂ ትግራይ ኩሕሎ
@tube4985
@tube4985 5 жыл бұрын
አሸንዳዋይ 😍😘ተናፋቂትይ 😢😢😢 አይ ሰደት ሕሱም ደቂ ትግራይ ዓደይ ማዓርይ ከማይ ኣብ ስደት ዘለኩም አሐዋትይ ለዓመታ በሰላም ኣብ ዓደና አትይና ነብዒሎ ይገበረልና 🙏
@user-xk1bf8oo7u
@user-xk1bf8oo7u 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen 😂😂😂
@user-oc4up5dm3k
@user-oc4up5dm3k 5 жыл бұрын
Amen mearey
@kudogale1428
@kudogale1428 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@shathaot6043
@shathaot6043 5 жыл бұрын
Amen.amen.amen.merr
@tsegarezene1489
@tsegarezene1489 4 жыл бұрын
የድንግል ማርያም ልጅ የድንግል ልጅ amen amen amen 🙏
@youtobe5439
@youtobe5439 5 жыл бұрын
ኡፍ ከብደይ እኮ ሑቑንቁን በለኒ😢 ኣሸንዳዋይ መፀት እንካዕ ኣብፀሐክን ደቂ ትግራይ ማዓረይ ልዓመታ ኣብ ትግራይና ነብዕሎ ይግበረና ከማይ ኣብስደት ትቅመጣ
@user-is5fh9wf7z
@user-is5fh9wf7z 5 жыл бұрын
እንካዕ ናብዚ ባዓል አብፀሐና ደቂ ተጋሩ ሐዝሰ አብዓድኻ እዩ እምበር ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ስደት ረሳሕ
@user-oc4up5dm3k
@user-oc4up5dm3k 5 жыл бұрын
Amen haftey
@OmarAhmed-rn5ls
@OmarAhmed-rn5ls 5 жыл бұрын
Amen
@hadifikrgalraya4300
@hadifikrgalraya4300 5 жыл бұрын
እሰይ ቖልዑ ኣሸንዳ ፡ መብሬ ንፍዕቲ መፀት ፡ መፀትየ ሸገ ዕምበብ መፀት ፡ እወ መፅኣ ጓለይ በላታይማ ላይክ ንገበረላ ድዛ ጥዑምቲ ድምፂ 💖💖💖
@user-be3bs9vn9h
@user-be3bs9vn9h 5 жыл бұрын
ላይክ ግስም ናብለላ ዳኣም ትርታ ልበይዋ
@user-xx2nn7tg5b
@user-xx2nn7tg5b 5 жыл бұрын
ላይክክክ ትባህልኽን አስኽንለ ዓሳዋ❤
@user-be3bs9vn9h
@user-be3bs9vn9h 5 жыл бұрын
@@user-xx2nn7tg5b ኽብረት ይሃበለይ ጎተይቲ ኣነ
@robelrobel5823
@robelrobel5823 5 жыл бұрын
ትግራይና ንቅድሚት
@27Robel
@27Robel 5 жыл бұрын
☝👍❤💛💚
@merigalftsum5855
@merigalftsum5855 5 жыл бұрын
ደቂ ኣሽንዳ እንካዕ ኣብፀሕና ላይክ እስክ ሃቡኒ መፀት እወ ታይ ሞ ስደት እንዶ ሰፊርና ብርቱየ መቐረት ኣሰይ (ገሬዋኒ)
@selamneshhaftu6547
@selamneshhaftu6547 5 жыл бұрын
መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕምበብ መፀት እንኳዕ ኣብፀሐና ደቂ ትግራይ ዓደይ 😍😍
@mebrahteberhe145
@mebrahteberhe145 5 жыл бұрын
እንኳ አበሐናደቂትግራይ
@user-sw5cr8ul6r
@user-sw5cr8ul6r 5 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
አሸንዳ ናይ ሕማመይ ለዓመታ ምሳክን ክውዕል እየ ፍቃድ አምላክ ይኩን
@hirutenateyhulemewdisalew3758
@hirutenateyhulemewdisalew3758 5 жыл бұрын
Meto
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
@@hirutenateyhulemewdisalew3758 እሽ ዝያዳይ ክብረት ዝያዳይ አጃኪ
@user-lo9qg2rg6n
@user-lo9qg2rg6n 5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ከብደይ እኮ ሕቁንቅን እልኒ ኣየ ሰደት 5 ዓመተይ ኣብ ሰደት እምልኬ ንዓመታ ምስ ዝፈትዎም ሰድራበተይ ማሓዘተይ ኣውዕለኒ😢😢😢😢😢💔💔💔
@habenfiseha8365
@habenfiseha8365 5 жыл бұрын
Ajoki gwal adey marey
@user-oc4up5dm3k
@user-oc4up5dm3k 5 жыл бұрын
Ajoki mkrtey
@kokololo1017
@kokololo1017 5 жыл бұрын
አይዞኪ ዝያዳይ አነውን ከማኺ፥5 ዓመተይ አምላክ ቀፃሊ ዓመት ንዓድና የብቅዐና😍😍😘
@user-mb1yh7bz1l
@user-mb1yh7bz1l 5 жыл бұрын
ኣጆኪ 7 ዓመት ናብ ስደት ኣለና
@merigalwukro1865
@merigalwukro1865 5 жыл бұрын
ኣነለ 1 ዓመተይ ክገብር ቀሪበ
@hagosbobb9405
@hagosbobb9405 5 жыл бұрын
ኢንቃዕ ኣብጸሐክን ደቂ ትግራይ
@henyemu6044
@henyemu6044 5 жыл бұрын
ኣሰይይ ኣሸንዳዶትሙኖ
@fikirabrham6191
@fikirabrham6191 5 жыл бұрын
ካብቶም ብዙሓት ወርቂ ዝኮነ ባህልና ሓደ ኣሸንዳ እዩ እንካዕ ንፆም ፍልሰታ ብሰላም ኣብፀሐኩም ደቂ ተዋህዶ ሰናይ ቅንያት ኣሸንዳ ይብል ደርፊ ኣሸንዳና ባህልና መንነትናን ንዓቅብ
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 жыл бұрын
መፀት መፀትየ ኣሸንዳ ዕምበብ መፀት ውይይይይይይይ ስደት ርጉም ከማይ ኣሸንዳ ዝናፍቀ ኣሎዶ ሰላምክን ይብዛሕ ደቂ ትግራይ እምበይተዋይ ልብላ ከለዋማ ፅሓይ ገፃ ብሪ ማሙፃ ይብላኪ ኣለዋ
@user-tn8yp2le6y
@user-tn8yp2le6y 5 жыл бұрын
አሸንዳ ናይ ዓምየ ተጋኒና ሎሜ
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 жыл бұрын
@@user-tn8yp2le6y እወ ማዓረይ
@semhalhailezgi8080
@semhalhailezgi8080 4 жыл бұрын
እንኳዕ አብፀሐክን ደቂ ትግራይ ሽኮራት ንዓመታ ከምዚ አነውን አብ ዓደይ አሸንዳ ክብል እየ ብእግዚአብሔር ፍቃድ
@user-bk4dx1oi9z
@user-bk4dx1oi9z 5 жыл бұрын
ኣቤት ናተይ ንእስነትይ ስደት በሊዕዎ ኣዋይ ቅደም ሓሊፉ ጡዑም ዘበን ከዝማ አዕርክተይ ኩሉና ፋሕ ኢልና እንጀራ ሕሱም ድቂ ትግራይ ማዓረይ ስደት ይሕፅረልና እስቲ ኣሽናዳ ንፃዎተሉ ታኣኪብና ይምፅኣለና
@jdggx6884
@jdggx6884 5 жыл бұрын
ከምዚ ንዓመታ ስደት ኣብቂዑ ኣብ ሚጭውቲ ትግራይ የራክበና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣሜን(3)!!!"
@user-yw2ys5mn9x
@user-yw2ys5mn9x 5 жыл бұрын
💃አይይ ስደት አሸንዳ፣ፋሲካ፣ልደት ክንርኢ ልብና ክትመልቁት ምስ በለት።እንኮዕ አብፀሐክን ናብታ ክብርቲ ብዓል አሸንዳ።
@user-sf6ch7bt2n
@user-sf6ch7bt2n 5 жыл бұрын
አሰይይይ ደቅ ትግራይ ኩሕሎ ጥዕም ብህላንትግራይን አሽንዳነ ናይነ እንኳዕ አብፀሕናቆልዓ ተጋሩ
@user-vi5il6pu2q
@user-vi5il6pu2q 5 жыл бұрын
ብርቱየ ሽኮር ከም ገለ ዓይነት ኣቲ ንስኽስ እንካዕ ትግራወይቲ ኾንኪ። ኡፍፍፍፍፍ #ኣሸንዱዋየ ንዓመታ ምሳኺ ክውዕል ሓግዝኒ። ውፃእ ውፃእ በልየዮ ሓቓኒ #ላጋኺ ዶ ጌርክዮ ክክክክክክክ ንእሽተይ ሃሪ ሪካሞየ ቆልዑ ትግራይና ብሪሞ ድሃ ነኝ ኣልልም ምንም የሌለኝ ማንም የሌለው እኔ ግን ኣለኝ ይሄ ከበቂ በላይ ነው የ #ትግራይ ልጅ ነኝ የትግራይ ልጆች ሰላማቹ ይብዛልኝ እንዲሁም የትግራይ ወዳጆች።
@salam3709
@salam3709 4 жыл бұрын
አይ ሰደት ረሳሕ አብ ሰደት ዘለን ኣሕዋተየ ንብዚ የብቅዓና ፈጣሪ አሕወትይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ርሑሰ አሸንዳ ይገብር ለከን
@johnyk2020
@johnyk2020 5 жыл бұрын
I proud of you tigrai people because you respect own culture and identity.
@user-wi5rb3dj4q
@user-wi5rb3dj4q 2 жыл бұрын
S1
@user-sp5xi1jo1l
@user-sp5xi1jo1l 5 жыл бұрын
ዋይ ስደት ምስ ክንደይ ፈለኻና እሰይ ምቁራት ደቂ ትግራይ ዓደይ
@hayatmahari2728
@hayatmahari2728 Ай бұрын
መሓዙተይ ቁልዕነተይ አስታውሳትኒ አይ ህይወት😢
@user-jj5tu7ck2l
@user-jj5tu7ck2l 5 жыл бұрын
እስይይይ ድቂ ንጉስ ካሌብ ስባውያን ደቂ ትግርኛ ስላም ኣብ ዘለክምዋ
@user-vt1qh7ym9t
@user-vt1qh7ym9t 5 жыл бұрын
ብርቱየ የኔ ድምፅ መረዋሕ ።አሽንዱዋ ማዓረይ ክንድምስሐይ ድራረይ እወይይይ ስደት ሕሱም😭
@user-cs3mx2zd3t
@user-cs3mx2zd3t 5 жыл бұрын
ዋውውውውው አሽንዳውይ መዓረ መፅት ደስ ባሃልታ ደቂ ዓደይ ሸኮሪታት
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 5 жыл бұрын
መፀት መፀት አሸንዳ ዕንበብ መፀት እሰይይይ ሽኮሪናታት ደቂ ኣሸንዳ እንኳዕ አብፀሐክን አብፀሐና ደቂ ትግራይ ዓደይ😍😍😍😘😘😘አሸንዳዋይ መዓረይ ተናፋቒት እፍፍፍፍ ስደት ሕሱም ከብደይ ኮ ሕቑ ንቕን እልኒ 😢😢😢አምላከይ ለዓመታ ከም ሎሚ ምስ ዝፈት ዎም ሙሉእ ስድራቤተይን ሙሓዙተይን ኣውዕለኒ 😢😢😢ኣይ ስደት ርግምቲ
@kahsaymulu8488
@kahsaymulu8488 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሙዚቃ እዩ # ባህሊ ትግራይ መሰረት ዝገበረ #ቀፅልሉ ብርትካን ...........
@selugaltgray8759
@selugaltgray8759 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ባህሊ ትግርኛ ጡዑም እግዛቢሄር ኣምላክ ሰላምና ይመልሰልና💉💊🙏ሰላም ናፊቁና😭😭😭🙏💊💊💊👈🙏
@roozkiros6065
@roozkiros6065 5 жыл бұрын
አሽድዋይዶ መስልኒ ረስዓያ ነይረ ሞት ይረሰዓኒ ውዕንበባ አሸንድዋየ ዓመት ንዓመት ዝዓቆርኻን ጎይታ ተረስዐዶ እልኻኒ ዕንበብ ስማ ወርዳ ይዶይ ትውረድ እንበር ይዓዳይዶ ጎይታይ ወዲ ጎይታየ መቐለ ዓድኻ አደባባየ እዝም ዓዲ አበሳ ደለዎምየ ጉዝም በለ ኣብ ድሕሪ ገዘኦምየ ስብ ዶ ሲኢነ ላዓይነየ እንበተይ ደለኹበየ ባዓልቲ ጀለብያ ባዓልቲ ጀለብያ ከይትሕዝዋ ሰባይቲ ሻበል እያ ይብሃል ነበረ እንካዕ ኣብፀሐክን ደቂ ትግራይ ኩሕሎ
@user-fi7nj5ko2l
@user-fi7nj5ko2l 5 жыл бұрын
አስይይይ አሽዳዋይ😍😍 መፀት እፍፍፍፍ አነስ 😘😘ስደት ሕሱም ክምዚ ንዓመተ ምስተን ዝፍትውእሞ ስድራ ቤተይ ምስ ኩለን ማሓዛይተይ አሕዋትይ ይራኪበኒ ኩለና አብ ስደት ዘለና እውን ብዓቅሊ ንሕለፉ ኩሉ 💖💖💔💔💔💔💗💗💗
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 5 жыл бұрын
እንቋዕ ኣብፀሐና እስከ ዓሕ ንእስነትና ከይሞነና እባ ሰደት ተሰደትና ሃፅ በል ይመፀካ ባህልና ጥዑም ኣሰይ ኣጀንድዋይ መዓረይ💃💃💃👍
@Tube-zh9dt
@Tube-zh9dt 5 жыл бұрын
ትውልደ ትግሬዎች ከእናንተ አልፎ ሙዚቃችውን ስወደው ቻናሌን ሰብስክራይብ በማድረግ ይተባበሩኝ
@hadifikrgalraya4300
@hadifikrgalraya4300 5 жыл бұрын
ወድያዉን 😄
@user-og4ok5fr9i
@user-og4ok5fr9i 5 жыл бұрын
ኣንተ እዚም ኣለሁ ሃሃሃ
@user-hk7ep9cl2p
@user-hk7ep9cl2p 5 жыл бұрын
ትግሬ ማን ነው ትግሬ ኤርትራ የሚገኝ ብሄር ነው እኛ ትግራዎት ወይም ተጋሩ ነን የምንባለው
@user-jj5tu7ck2l
@user-jj5tu7ck2l 5 жыл бұрын
እሽይ
@comceil663
@comceil663 5 жыл бұрын
yaw arekuke
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ከደት ከደት. ኣሸንዳ ዕምበብ ከደት
@rina9706
@rina9706 5 жыл бұрын
አሽንዳዋይ ማዓርየ መፂእ ለኹ ከምቱ ናይ ዓምየ እንዳብልና እናደረፍና ንብቁስ ነይርና ክንምለስ ከለና ክዓ አሽንዳዋይ ማዓርየ ወሪደ እለኹ ዳሕን ዋዓልየ እንዳበልና ንምለስ ነይርና
@meselefsaha5087
@meselefsaha5087 5 жыл бұрын
Ashenda the most colorful tigrian origin culture...
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 5 жыл бұрын
መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕምበብ መፀት ኣሰይ ደስ ክትብላ ብርቱዋይ ንኹልኽን ትግራይ ትግርኚ እንኳዕ ኣብፀሐና።
@grmawit1902
@grmawit1902 5 жыл бұрын
መፀት መፀት አሸንድዋይ መፀት አሽንድዋይ ናዓሚ ናዓሚየ ተጋኒና ሎምየ😍😍😍😍😍 ወይዝገጣጢ ሽሮ ተረሲዕዎ ድሮ ወይዝገጣጢ ክክዕ ለይብሉካ መልካዕ እናበልና ንፃረፍ ነይርና ክንደይ ዓመተይ ምጭዋት ልሓደግክዎ አሽንዱ ቑልዕነት ለይምኖ ደስ ልብል ስራሕ 😍😍😍😍😍😍
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 жыл бұрын
ኣታዮ ስኒዖናየ ተስካርካ የብልዐና ክክክክ
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 жыл бұрын
እንጣጢዕ ብቅላ ማይ ሳውኣየ ኣደንጎር ባሕሪ መተቅኣየ ኣቲ ግርማዊተይ ኣነን ንስክን ዶ ብሓደ ንወፅ ክክክክ
@grmawit1902
@grmawit1902 5 жыл бұрын
@@user-il5zb6ts5o ምቅርተይ እሺ ንዕይደማ ሓቢርና ንወፅእ
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 жыл бұрын
@@grmawit1902 ይሓይሽ እምበር ብናፍቆት ዶ ንመውት
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 жыл бұрын
አስይይይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻትኩም ይኹን ኣሽንዳ ኣሽንዳ ኣሽንዳ ኣሽንዳ ዋና
@merrykiros5597
@merrykiros5597 5 жыл бұрын
ውይ ሎምስ ናፊቀ ክክክ ኣነ ውን ክፀርፎ ስባር እንቃቆሖ ሰበይቱ ተፍርሖ 😍😍😍ባህልና ጥዑም ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
@liyakidane9136
@liyakidane9136 5 жыл бұрын
እሰይይይ ደቂ አሸንዳ ደቂ ትግራይ ማዓረይ 💖💖👏👏ከጥዕመልኪን
@melatg6907
@melatg6907 5 жыл бұрын
Uffffff I really missed Ashenda Ashendway soooooo muuuuuuch💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️. Who else does?
@alemneshhalefom2980
@alemneshhalefom2980 5 жыл бұрын
መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕምበብ መፀት❤💛 enaka abtshna deki tigray shkorat kulu ashdaway ❤💛😘
@kiduiloveu2631
@kiduiloveu2631 5 жыл бұрын
ልዓመታ መፀኩኪ ኣሸንዳዋይ ማዓረይ #ብርቱካነይ ምቅርቲ ሰሪሕክዮ ብሓቂ ♥♥
@abdukedir7156
@abdukedir7156 5 жыл бұрын
Brtuye mkrti gual ashenda
@zufanznabu3992
@zufanznabu3992 5 жыл бұрын
ብርቴ ደስ ዝብል ባህሊ ትግራይና ንፈትየኪ ኢና ዛሓፍተይ በርትዒ(solhazi)
@user-vk7sf8jb9x
@user-vk7sf8jb9x 4 жыл бұрын
ደቂ ዓደይ ማዓረይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን እፍፍፍፍ ንፍቅ እኮ በቃ ዋይ መርገም ዓደይ እንበር ናፊቀ ኣብ ስደት 3 ዓመት ገረ ኣይይይይይይ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ዓደይ ብሰላም ምለሰና ኣብ ስደት ዘለና እፍፍፍፍ
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 5 жыл бұрын
እስይይይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ዋዕሮታት ❤❤💔💔💔💖💖💖❤❤❤❤❤❤❤
@user-xx2nn7tg5b
@user-xx2nn7tg5b 5 жыл бұрын
አስይይይይይይይይ ደቂ አሽንዳ መፀት መፀት አሽንዳ ዕንብብ መፀአት አነስስስ ንፍቅቅቅ ሰደት ዓይንኻ ይጥፋኢ አንግዲ 6 ዓመት አስቆጠሪኩኝ በሰደት ያላቹ አህት ወንድሞቼ ሰላማቹ ይብዛ❤❤
@mlat9280
@mlat9280 5 жыл бұрын
ፍቅር ነኝ የራያዋ ልጅ amen
@kidstgirmay430
@kidstgirmay430 5 жыл бұрын
Ashendaway nami namiy terakibna lemiy 👏👏👏
@user-cq6lj1up9b
@user-cq6lj1up9b 19 күн бұрын
ትግራይና ንቅድሚት🎉🎉🎉🎉
@tegsitiamare8684
@tegsitiamare8684 5 жыл бұрын
ዋወወወ ደስ ባሃሊ እዩ ሽኮርናታት ደቂ ትግራይ ኩሕሎ
@delinalovemili3942
@delinalovemili3942 5 жыл бұрын
ኣሰይይይ ተጋሩዋይ መክበርቲ ባህለን ፍትውትው እንኳዕ ኣብጸሐና
@user-oh5dl4pe3y
@user-oh5dl4pe3y 5 жыл бұрын
ደቂ ኣሸንዳ ሰናይ ቅንያት ኣሸንዳ ይኩነልና❤❤
@friyatgaultigray4218
@friyatgaultigray4218 5 жыл бұрын
መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕንበብ መፀት ኡፍፍፍፍ ስደት ዓይኑ ይጥፋአ እንኳዕ ኣብፀሐኩም/ና ያገሬ ልጅች
@apaoo705
@apaoo705 5 жыл бұрын
ኣሰይይይይ 💓ኣሸንዳዋይ መዓረይ ሀዝስ ኣብ ዓድካያ ተዝከዉን ኣይ ስደት💚💚💜💜
@kuri_eri_boy
@kuri_eri_boy 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣቲ ዓቃቢት ባህላ መሕበኒት ተዛረብቲ ትግሪኛ
@user-jr8gj4hk6d
@user-jr8gj4hk6d 5 жыл бұрын
መፀት መፀት ኣሽንዳ ዕምበብ መፀት እንካዕ ኣብፅሕክን ሽክራናታት ደቂ ትግራይ ማዓርይ
@friyatgaultigray4218
@friyatgaultigray4218 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሕቢሩ ምቅርተይ
@abrahamafewerkimyking8757
@abrahamafewerkimyking8757 5 жыл бұрын
Ahhh lomi ewn abe sdet diya khalfu 😭😭bertishy xbuk srha
@arsemamulugeta5358
@arsemamulugeta5358 3 жыл бұрын
ሰደት ሕሱም ጋብረይ ኣከባቢ እየ ገዛይ ብርትሸይ አሸንዳዋይ መአረይ💋💕
@zufanznabu3992
@zufanznabu3992 5 жыл бұрын
ብርቴ ደስ ዝብል ባህሊ ትግራይና ጽቡቕ ስርውሕ(solhazi)
@Semaycinema
@Semaycinema 5 жыл бұрын
እናሓደረ ዝፍቶ ባህሊ።
@fisahafutwi6291
@fisahafutwi6291 5 жыл бұрын
I'm so happy to see you like that beautiful girls 😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘👏👏👏👏✌️✌️✌️✌️
@user-tc5vv1rw4t
@user-tc5vv1rw4t 5 жыл бұрын
Aseyyyyyy shkorinatat kolueu ashenda like ndeki tigray
@user-ik6kc3zd9x
@user-ik6kc3zd9x 5 жыл бұрын
ኣሸንዳዋይ መዓረይ ብርቴ ንፍዕቲ
@fhjyghj7249
@fhjyghj7249 4 жыл бұрын
0517589439
@user-fv1rf6of6n
@user-fv1rf6of6n 5 жыл бұрын
ኣቤት ኣብዚ ንሄ ማዚቃ ደስ ዝብል ባህልና ኮ ኩብሩን ማዕርጉን መዳርግቲ የብሉን
@SaraSara-sl2hx
@SaraSara-sl2hx 5 жыл бұрын
መፀት መፅት አሽንዳ ዕበብ መፀት ብሩኩ ባሕቲ ይግበረልክን ቖልዑ አሸዳ
@ambesfeday6479
@ambesfeday6479 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ተጋሩ መክበርቲ ባህሎም ንሰብ ሓቦን ተስፋን ኢዩ ዘንብሮ shar like commet ኣይንብቀቀሎም
@gebrumamooshgirmay4514
@gebrumamooshgirmay4514 7 ай бұрын
Yekerta ገብሩ Becha EZGHIABER! #13 🦁⚽️🎸🥋🏍💻⛪️
@albadralbadr2104
@albadralbadr2104 4 жыл бұрын
ኣሸንዳ ናፉቀ ኣይ ስደት
@abebachanal1036
@abebachanal1036 5 жыл бұрын
መፀት አሽንዳ ደስ ክትብሉ ከምዚይ ንዓመታ አብ ዓድና ክንብዕል ይገብረና
@helenalem4264
@helenalem4264 5 жыл бұрын
tsibuk Srah Eyu shikorina nkulkn kolieu ashenda enkua abtsihekn
@asyaaumor5124
@asyaaumor5124 5 жыл бұрын
አሸንዳ አሸንዳ እዋይ ዝባህልና ክፅብቅ ቡሩክ ቅንያት
@user-cy9kx9em9h
@user-cy9kx9em9h 5 жыл бұрын
እፊፊፊፊፊፊፊ ኣነስ ናፉቆት ኣይካኣልኩን በተለይ ኣሽንዳ ኣሽንዳ ካብ ዝገደፊ 6ተ ዓመት ገይር ኣለኩ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@ftawgualtigray5020
@ftawgualtigray5020 5 жыл бұрын
Wawwww deik Tigrinya konjoww
@eyerusaraya8656
@eyerusaraya8656 5 жыл бұрын
እሰይ እሰይ መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕመብብ መፀት ብርቱ ሽኮር ደስ በሃሊ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ::😍😍😍😍😍
@dearmom2633
@dearmom2633 5 жыл бұрын
Ashendaweni uffff eway nafkot hsum 😢♥️😥
@galedertagalederta
@galedertagalederta 5 жыл бұрын
weyy sedet hiseme nzelalku kame zyabkuliu brhike kona kereo kalku kamey kabedey kame zhikona efff abe sdet kona naesntey yhalifonlo amelkay hamoka liameta mes zftiweme btesbeyna mehzeteyna awelana tilot giberaley deki adey❤️❤️❤️❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@betibeti608
@betibeti608 4 жыл бұрын
እንጣጢዕ ብቅላ ማይ ስዋኣይ ሊዚ ኣለዶ ሰብ ትብልኣየ እውን ነይሩ
@glaxijinemi1173
@glaxijinemi1173 5 жыл бұрын
ብርትሽ ፅቡቅ ስራሕ ባህልና ዘደማምቅ እዩ ብዝተረፈ ስራሕኪ ኩሉ ፅቡቅ እዩ።በርትዕልና
@yemaryamlij2282
@yemaryamlij2282 5 жыл бұрын
መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕምበባ ብሪቲየ ሽኮር ቀፅልሉ 😘👍👌
@mirnaabifarraj8293
@mirnaabifarraj8293 5 жыл бұрын
wow I love Ethoopia good music😘😘
@nevergiveup3251
@nevergiveup3251 5 жыл бұрын
ማንጨሎት ማርያም ድሓን ስለ ዝረኣኩዎ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ
@destanegash8721
@destanegash8721 5 жыл бұрын
She is amazing singer I like her
@user-yg8fo4ts5x
@user-yg8fo4ts5x 5 жыл бұрын
ኣሸንዳ ሽኮር እንኳዕ ብሰላምና ብጥዕና ናብ ኣሸንዳ ኣብፀሐና ደስ ባሃሊ ሀገረይ ትዝዝዝ ኢሉኒ ኣይ ስደት
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v 5 жыл бұрын
ብርቱዋይ ሽኮር ካብ ልቢ ከመስግነኪ ዝተገደድኩ ምኽንያት ኣከዳድናኽን ካልኣይ ድማ ኣርቴ ኣየብዛሕክንኦይ ልቀፃሊ ውን ከምዚ ዓይነት ቁኖ ኣርቴ ብመጠኑ ተትጥቀማ ክንደይ ደስ ይብል ብርቱየ ኣሸንዳ ኣብ መቀለውን ብኸምዚ ባህላዊ ኣከዳድና ማንም ጋል ኣሽንዳ ተትኽደን ደስ ይብል ዘኣከዳድና እዙይ እየን ኣፅኒሐናልና ኣዴታትና 100% ደርፍኺ ደጊፈዮ ቀፅልዮ ፅብቅተይ
@habtegebru5601
@habtegebru5601 4 жыл бұрын
Muita esperte e inteligente voce es muita dura
@BarnabasVorreiter
@BarnabasVorreiter 3 жыл бұрын
House of The Lekzions of Aksum !!!
@AN-oo5hg
@AN-oo5hg 5 жыл бұрын
Aye Zebahlena des kebleka, so nice tone👍🏿 Keep it up the good work👏👏👏👏👏👏👏🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹👏👏👏👏👏🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Real Or Cake For $10,000
00:37
MrBeast
Рет қаралды 59 МЛН
Magic or …? 😱 reveal video on profile 🫢
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 55 МЛН
The FASTEST way to PASS SNACKS! #shorts #mingweirocks
00:36
mingweirocks
Рет қаралды 13 МЛН
Zafu Kiros - Ashenda (Official Video) | Ethiopian Tigrigna Music
7:07
ADMAS MUSIC
Рет қаралды 1,6 МЛН
Birtukuan Mebrahtu - GERE (ገሬ) New Ethiopian Music (Official Video)
5:37
Real Or Cake For $10,000
00:37
MrBeast
Рет қаралды 59 МЛН