Haki Dyu (ሓቂ ድዩ) - Merhawi Kidane (Qarya/ቃርያ) New Eritrean music 2021

  Рет қаралды 8,067,611

Buruk TV

Buruk TV

3 жыл бұрын

(ሓቂ ድዩ) ብመርሃዊ ኪዳነ (ቃርያ) ኣብ ብሩኽ ቲቪ። New Eritrean Tigrinya music (haki dyu) by a young talent Merhawi Kidane (Qarya) ‪@BurukTv‬.
Copyright©2020 Buruk TV. Unauthorized use of whole or part of this video is strictly prohibited.
Copyright©2020 Buruk TV. ካብዚ ቪድዮ ብምሉእ ይኹን ብከፊል ብዘይ ፍቕድ ምጥቃም ብሕጊ ዝተኸልከለ እዩ።
#Eritreanmusic, #Eritreansongs, #Tigrinyasongs

Пікірлер: 1 000
@sieboeritrawi8991
@sieboeritrawi8991 3 жыл бұрын
Neza xhfet tenbb zeleka br ktbl gex weledka yereyeka like hibkani hlef 🤙
@Yoni62
@Yoni62 3 жыл бұрын
ኣብዛ ሰዓት ኢዚኣ ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ኣምላክ ኣቦይ ካብ ኩሉ ሕማቅ ነገራት ይሓልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ!!!
@sieboeritrawi8991
@sieboeritrawi8991 3 жыл бұрын
@@Yoni62 hiiii
@biritekie9528
@biritekie9528 2 жыл бұрын
Y
@amanokbay1679
@amanokbay1679 3 жыл бұрын
ትኺድ ዶ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ሰሙን ሓደሚሎን ነብጽሓሉ ንቃርያ ብዓል ህዱእ ድምጺ ነተባባዓዮ ምሳይ ትሰማማዕ ላይክ ረጊጽካ ሕለፍ
@teamemedia
@teamemedia 3 жыл бұрын
Bro subscriber gberuley keytetseweni please 🙏🙏
@user-mn8kv6si7p
@user-mn8kv6si7p 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@abitijhon8431
@abitijhon8431 3 жыл бұрын
@@teamemedia ርኸብ አይትስኣን።
@teamemedia
@teamemedia 3 жыл бұрын
@@abitijhon8431 thank you so much bro
@user-qe2us4qx9y
@user-qe2us4qx9y 3 жыл бұрын
@@teamemedia ከይትዕጸወካ ጌረልካ ኣለኩ ድሓር ግን ክንትሃሳሰብ ኢና ክክክክክ።
@yonatanwedieritrea6431
@yonatanwedieritrea6431 3 жыл бұрын
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ይሓልኹም።amen amen amen belu
@henokaraya2477
@henokaraya2477 3 жыл бұрын
Amen
@luwamkiflemariam2721
@luwamkiflemariam2721 3 жыл бұрын
Amen
@yoniyelij4996
@yoniyelij4996 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@yoni2953
@yoni2953 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@yonatantadesedula5309
@yonatantadesedula5309 3 жыл бұрын
Amen
@habeshatube3603
@habeshatube3603 3 жыл бұрын
ሎሚ ሃትሪክ ሰርሐ ቀዳማቅይ ረኽበያ። ሃገርና ሰላም ይግበረልና ድቂ ኤሬይ።
@Sesen_
@Sesen_ 3 жыл бұрын
ማራ ተከይፍካ/ኪ ማሌት ዩ😂😂😁 ሄትሪክ ሰሪሕኪ & AMEN 🙏♥️ ziyadayy 🥰🥰
@teamemedia
@teamemedia 3 жыл бұрын
Subscriber gberuley yehwatey mearey 🙏🙏
@Yoni62
@Yoni62 3 жыл бұрын
ኣብዛ ሰዓት ኢዚኣ ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ኣምላክ ኣቦይ ካብ ኩሉ ሕማቅ ነገራት ይሓልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ!!!
@awettesfay4945
@awettesfay4945 3 жыл бұрын
Amen 🇪🇷🙏🥺
@fanigojie204
@fanigojie204 3 жыл бұрын
@@Sesen_ prüft 908899
@yuubossofficials9640
@yuubossofficials9640 3 жыл бұрын
I'm Somali 🇸🇴 I love ereterian songs I like to listen all the time bless my brothers my neighbors🇸🇴🇸🇴🇸🇴🙌💯🙏
@redienbahta9783
@redienbahta9783 2 жыл бұрын
Dseex cc 35 i
@tomashabte2524
@tomashabte2524 2 жыл бұрын
somalie is not our friend... ..u are not somali
@samruabraha1192
@samruabraha1192 2 жыл бұрын
Thank u my bro.
@bezalema6472
@bezalema6472 2 жыл бұрын
@@tomashabte2524 u r not eritrean who talk wz u
@tomashabte2524
@tomashabte2524 2 жыл бұрын
@@bezalema6472 beza lema kakakakakaka tegraweyti dea hekake endiki
@mdreeritreayoutube3357
@mdreeritreayoutube3357 3 жыл бұрын
Like habni nay (ቃርያ) adnqti Daqi eri 👍
@teamemedia
@teamemedia 3 жыл бұрын
Nski dma subscriber gberley haftey natey 🙏🙏
@Yoni62
@Yoni62 3 жыл бұрын
ኣብዛ ሰዓት ኢዚኣ ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ኣምላክ ኣቦይ ካብ ኩሉ ሕማቅ ነገራት ይሓልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ!!!
@dannynini1832
@dannynini1832 3 жыл бұрын
ሓቂ ድዩ !! ፍቅረይ እንታይ ድኣሉ ዝበሃል ዘሎ .... እንታይ እንታይ እቲ ዝዕለል ዘሎ... ሓቂ እንተኾይኑ ግን ዝበሃል ዘሎ.... ኣቲ እንታይ ድኣ ኣቲ እንታይ እየ ዝገብሮ ... ፈጣሪ የቅልሎ እምበር.... እንዳተሓመኺ ኣብ በረኻን ዓድን ... ይጠራጠር እምበር ክሻቀል'የ ግድን... ኣይትዉዑሎን'ያ ኢለ ዋላ ይምሓለልኪ ... ሰብ ምኻንኪ ኸማይ ከመይ ክኣምነኪ .... ከመይ'ሉ ...(2)... እዚ ሰብ ሰብኪ ኹሉ ... ከይሰምዐ ከይራኣየ... ንዓኺ ፍቅረይ ዝሓመየ... ንዒ ተናስሒ ኣውጽእያ እባ እታ ቃል... ክብርታት ኣጥፊኢኪ ከይትስንዲ ጽድቂ ... እዚ ጉዳይ ተውዒልክዮ ግን.... ክዓብድ'የ ክጽለል'የ ግድን .... ሓቂ ድዩ እቲ ሓቂ እቲ ዝበሃል ዘሎ... ሓቂ ድዩ እቲ ሓቂ እዚ ሰብ ዘዕልሎ... ከምኡ'ዲኺ ፍቅረይ በታኺት ማዕተባ ... ሓቂ ድዩ እቲ ሓቂ ኩሉ ዘረባ ... ሓቂ ድዩ ሓቂ "ድዩ እቲ"(2).... ሓቂ እንተኾይኑ ተኾይኑ ዝያዳይ ... ጽባሕ ግን ካልእ'ዩ ክኸውን እዚ ጉዳይ ... ጸሊአ ኣይክእሎን'የ እንትርፎ ኣፍቂረ... ይበሃል ግን ኣሎ ይዕለል ይውረ ... ክውን እንድዩ ዘይኮነ ... እንታይ ክብሎ ኣነ ... ሓቂ ድዩ ጠቀነ ምእማኑ ሲኢነ... ሓቂ ድዩ እቲ ሓቂ እቲ ዝበሃል ዘሎ... ሓቂ ድዩ ሓቂ እቲ ሰብ ዘዕልሎ ... ከምኡ ዲኺ ፍቅረይ በታኺት ማዕተባ... ሓቂ ድዩ እቲ ሓቂ ኩሉ እቲ ዘረባ... ሓቂ ድዩ ሓቂ "ድዩ እቲ "(2)... ሓቂ እንተኾይኑ ተኾይኑ ዝያዳይ... ጽባሕ ግን ካልእ'ዩ ክኸውን እዚ ጉዳይ ... ጸሊአ ኣይክእሎን'የ እንትርፎ ኣፍቂረ.... ይበሃል ግን ኣሎ ይዕለል ይውረ ... ክውን እንድዩ ዘይኮነ .... እንታይ ክብሎ ኣነ .... ሓቂ ድዩ ጠቀነ ምእማኑ ሲኢነ .... ሓቂ ድዩ እቲ ሓቂ እቲ ዝበሃል ዘሎ... ሓቂ ድዩ እቲ ሓቂ እቲ ሰብ ዘዕልሎ .... ከምኡ ድኺ ፍቅረይ በታኺት ማዕተባ .... ሓቂ ድዩ እቲ ሓቂ ኩሉ እቲ ዘረባ... ሓቂ ድዩ ሓቂ "ድዩ እቲ"(2)... ሓቂ እንተኾይኑ ተኾይኑ ዝያዳይ... ጽባሕ ግን ካልእ'ዩ ክኸውን እዚ ጉዳይ... ጸሊአ ኣይክእሎን'የ እንትርፎ ኣፍቂረ... ይበሃል ግን ኣሎ ይዕለል ይውረ... ክውን እንድዩ ዘይኮነ ... እንታይ ክብሎ ኣነ ... ሓቂ ድዩ ጠቀነ ምእማኑ ሲኢነ ....!! 💗"ክትኣምን እንተኺኢልካ ሞት የለን "💓 "My heartbeat" 💓😘😘😘መርሃዊ ኪዳነ 💖 ቃርያ 💖 💐💐💐💐 "National Treasure 🏅"👉😘 ገብረሂወት ጸሃየ 💖💐 Blue Star 🌟😘 😘ሃኒባል ኣለም💖💐 V-1 Star ⭐🌟😘 ዮዲት ሃብተ 💖💐
@FlunaMassawaFMTV
@FlunaMassawaFMTV 3 жыл бұрын
danny tahnkyou hawey natey
@kibromsnitey5627
@kibromsnitey5627 3 жыл бұрын
Thanks wegney
@lovyoumam7932
@lovyoumam7932 3 жыл бұрын
Äää
@whereisthelove8844
@whereisthelove8844 3 жыл бұрын
Tanxs sebey ane kef zhabetni derfi nay mxhaf amel aleni kxhif keleku kia hade hade zeysmeu kalat alewu anexirka slezxhafkaley msganay wesen yeblun
@mikites6762
@mikites6762 2 жыл бұрын
Thanks ma guy.
@williambangg7467
@williambangg7467 2 жыл бұрын
I'm from somalia 🇸🇴 I love Eri 🇪🇷 music and people
@user-bw9pp2gu1f
@user-bw9pp2gu1f 3 жыл бұрын
*ቃርያ ናይ ሕማመይይ እንቃዕ ደሓን መጻካ ዜማ፡ሃኒባል ኣለም*
@Yoni62
@Yoni62 3 жыл бұрын
ኣብዛ ሰዓት ኢዚኣ ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ኣምላክ ኣቦይ ካብ ኩሉ ሕማቅ ነገራት ይሓልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ!!!
@michaelisaacdebas7034
@michaelisaacdebas7034 3 жыл бұрын
ኩላ ምላ ዝወጻ ዘይብላ ኹላትና ዓሽ ! ንበላ ንእግረ መንገድና ማሰ ኢልናላ'ለና።
@abelmehari7583
@abelmehari7583 3 жыл бұрын
ናይ ቃርያ ደርፊ በቃ ኩሉ ህድኣት ዘለዎ ህርመት በቃ ማራ ዩ ዝስሕበኒ ኩሉ ደርፍኻ ቃርያ ኣንበሳው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@millib.m4306
@millib.m4306 7 ай бұрын
Kulu gzie ysema aleku 3/12/2023👌🎶❤️🎊
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 3 жыл бұрын
ከምኡ ዲኺ ፍቕረይ በታኺት ማዕተባ ሓቂ ድዩ'ቲ ሓቂ ኩሉ ዘረባ ጸሊአ ኣይኩእሎን'የ እንትርፎ ኣፍቂረ ይብሃል ግን ኣሎ ይዕለል ይውረ ቃርያ ጥዑም ድምጺ ይበል ስራሕ
@yonatanwedieritrea6431
@yonatanwedieritrea6431 3 жыл бұрын
ን ቃርይ ዝፈቱ #Like
@user-lb2ft7qr2v
@user-lb2ft7qr2v 3 жыл бұрын
ሓሚመላ ሞይተ ባሓቂ ኡፍፍፍ ቃርያ ዓይነይ ቡሉጽ ስራሕ 💯❤️💪🏿💪🏿🇪🇷🔐
@jaharawolker3074
@jaharawolker3074 Жыл бұрын
ይበል ወዲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣጆኻ ቀጽሎ
@Abi_jana_arsenal
@Abi_jana_arsenal Жыл бұрын
ቃርያ ናተይ ደመይ ክብረተይ ወገነይ ቃርያዊ ኣስላዊ ሸኽስያዊ ኤርትራዊ ድምጺ 100% ግጥሚ 100% ክሊፕ 100%
@user-nn3ig1hi8c
@user-nn3ig1hi8c 3 жыл бұрын
ሓቂ እንተ,ኾይኑ ተኾይኑ ዝያዳይ ጽባሕ ግን ካልእ,ዩ ክኸውን ዚ ጉዳይ "ገ/ሂወት ጸሃየ "
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 3 жыл бұрын
Belki gelxwo gebrihiwot xehay the best
@mussiefitsum3323
@mussiefitsum3323 3 жыл бұрын
ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ደቂ ኤረይ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስርሃኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ። ዓወት ን ደቂ ኤረይ
@luwamgirmay4662
@luwamgirmay4662 Жыл бұрын
Rb ££×=5*
@mikeyawha5325
@mikeyawha5325 3 жыл бұрын
ቃርያ ጽቡቅ ስራሕ እንቃዕ ብድሓን መጻእካና......ሓቂ ድዩ
@yetmyimechegnal3981
@yetmyimechegnal3981 3 жыл бұрын
Miki adkemomawi
@samueldaniel6968
@samueldaniel6968 3 жыл бұрын
Thank u miki
@habtomkahsu295
@habtomkahsu295 3 жыл бұрын
00⁰
@rozikemeumikiarkeyshangaye886
@rozikemeumikiarkeyshangaye886 3 жыл бұрын
Mikitu akidyu sangay samitu
@habenghebrehiwet225
@habenghebrehiwet225 2 жыл бұрын
@@yetmyimechegnal3981 a
@adu8778
@adu8778 3 жыл бұрын
ቃርያ ዘብሄረ ጎዳይፍ 👍👍❤🇪🇷🇪🇷
@saadlakhal106
@saadlakhal106 2 жыл бұрын
Im from morroco lov nise song Merhawi kidan
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 3 жыл бұрын
ኩሉ ኮመንት ኣንቢበዮስ መልእክቲን ደርፍን ኣይተስተማቅሩን ኢኩም ማለት እኮኢኩም ወልሓደ ብዛዕባኣ ዝተዛረበ ዘይራእኩ ኤፐ ናይ ብሓቂ ከምታ ዝገመትክዋ ተወዲኣ እዛ ክሊብ ናይ ብሓቂ መልእክታዊት ደርፊ ቃርያዊ ሕጋዊ ኤርትራዊ
@wedi1680
@wedi1680 3 жыл бұрын
Mestewali eka gn nska wn aygelexkayan ktgelxa yxbeyeka nere
@habenande9572
@habenande9572 3 жыл бұрын
Naybehaki ane wn feley zebele comment texebe nere hbue melekti zelewa derfi eya🥰🙏
@ilovemamamama2092
@ilovemamamama2092 3 жыл бұрын
Asmara Asmara wela ane getimeya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 3 жыл бұрын
@@wedi1680 ተረዲኣትካ ዶ ገሊጽዋ እንድዩ እሞ ህዝብና ግን መብዛሕቱኡ ብዙሕ ኣየስተብህልን እዩ
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 3 жыл бұрын
@@habenande9572 ብሓቂ ህዝብና ትኽ ብትኽ እዩ ዝጽበይ ክክክክ
@user-yk9gm9vj6k
@user-yk9gm9vj6k 5 ай бұрын
Qariteyy my favourite Artist semikayo zey mno derftatu bklu mulu 100%❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉Ab srahka Aweten asalton yfterelka mera Ayney
@rs...4057
@rs...4057 3 жыл бұрын
ቃርያዊ ሕጋዊ ኣብ KZbin ቤላ ረኺብካና ኣማሲኻ እንባሕ ክኣ በሉና እዞም ረጊጽኩምና ትኸዱ ❤️
@Yoni62
@Yoni62 3 жыл бұрын
ኣብዛ ሰዓት ኢዚኣ ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ኣምላክ ኣቦይ ካብ ኩሉ ሕማቅ ነገራት ይሓልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ!!!
@asmarinowediasmera9759
@asmarinowediasmera9759 3 жыл бұрын
ቃርያ ቃርያ ሳቫና ሆተል ፒያኖ ባር ሶሉስን ሓሙስን ዳ ተጻወትካ እየ ዝዘክረካ ፣ ቤላ ኬፍ ዘለዋ ደርፊ I like it ።
@Yoni62
@Yoni62 3 жыл бұрын
ኣብዛ ሰዓት ኢዚኣ ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ኣምላክ ኣቦይ ካብ ኩሉ ሕማቅ ነገራት ይሓልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ!!!
@miliongirmay8338
@miliongirmay8338 3 жыл бұрын
Ab Hakosea ke
@shaebianism4258
@shaebianism4258 3 жыл бұрын
እወ ሃኮስኤ ሳቫና በኒፈር
@asteylveentertainment4262
@asteylveentertainment4262 3 жыл бұрын
Ab hakose kea wedey halifu hiwet asmera mchwti selamki ybzah
@edenmulugeta6028
@edenmulugeta6028 3 жыл бұрын
Right me too I know him on Savannah
@etbarekteklu6403
@etbarekteklu6403 3 жыл бұрын
ብሉፅ ስራሕ መሬ /ቃርያ/ ኣድሚፅካ ዘይምኖ❤
@wedimiki4375
@wedimiki4375 3 жыл бұрын
Merhawi(ቃርያ) ወዲ ዙረይ 19 ዙርያ ክሊማ ክ/ሰ 18 2ይ ብርጌድ ቢጦሎኒ ኣሚነ (ኮንደባ) ወይ ስባህቱ 3 ይ ሓይሊ 3ይ ጋንታ ትዝክሮ ትከዉን ክራር ከትስማዓና ከተምሲ ኣብዚ ብምብጻሕካ ኣዚዩ ደስ ኢሉኒ ቀጽሎ
@johnzerie5604
@johnzerie5604 3 жыл бұрын
ከሎ ጌና ግጥሚ፡ ዜማ፡ ክሊፕ....ከይረኣኻ ከይሰማዕካ ንስለ ቃርያ like ዝረገጽካ....ኣብዚኣ ድገማ👇
@_Esege_Asmera
@_Esege_Asmera 3 жыл бұрын
ቃርያ ዓይነይ ተባዕታይ ደርፊ ቀዚኻና ሶ Tnx ቡሩረይ
@DejenAbrhaley-hb4zg
@DejenAbrhaley-hb4zg 12 күн бұрын
ቃርያ መረዋሕ ድመጹ መግለጺ የብለይን❤❤❤
@user-pd1xz6qy8p
@user-pd1xz6qy8p 3 жыл бұрын
Anbesa Jegena Wedi Halal Meret Meraye Hubi love more
@nohommahari8325
@nohommahari8325 3 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ቃርያ ሓወይ 🇪🇷🔉🇪🇷 "ክትኣምን እንተኽኢልካ ሞት የለን" ጽቡቅ ግጥሚ 👏ገብረሂወት ጸሃየ።
@abduomer3912
@abduomer3912 3 жыл бұрын
Nezi darafay z fetu kemzi kamay layk hebkani helef👍
@alulihabibi690
@alulihabibi690 3 жыл бұрын
ሓቂ ዲዪ ቃርያ ሕጂ ካኣ ሓዳስ ደርፊ ኣውጺዩ ዝብሃል ዘሎ ሓቅነቱ ባ like gerkum,ኣረጋግጹለይ
@OrabOrab-sy7uu
@OrabOrab-sy7uu 3 ай бұрын
"ጸሊአ ኣይክእሎን'የ እንትርፎ ኣፍቂረ ❤❤❤❤
@aidaestifanos5768
@aidaestifanos5768 3 жыл бұрын
I like his voice and style ! Very different in a good way !
@user-wi2ph3sx9j
@user-wi2ph3sx9j 3 жыл бұрын
ፍቅረይ ታይ ደኣሉ ዝባሃል ዘሎ ሓቂ እንተ ኮይኑ ግን ዝባሃል ዘሎ ታይ ደኣቲ ታይየ ዝገብሮ ፈጣሪ የቅልሎ እንዳ ተሓመኺ ኣብ በረኻን ዓድን ክጠራጠርየ ክሻቀልየ ግድን ኣይ ትውዕሎንያ ኢለ ወላ ይምሓለልኪ ሰብ ምዃንኪ ኸማይ ከመይ ክኣምነኪ ከመይሉ እዚ ሰብ ኩሉ ከይ ሰምዐ ከይ ራኣየ ንዓኺ ፍቅረይ ዝሓመየ ኣውጺያባ እታ ሓቂቂ ክብርታት ኣጥፊእኪ ከይ ትስእኒ ጽድቂ እዚ ጉዳይ ተዊዒልኪዮ ግን ክዓብድየ ክጽለልየ ግድን ሓቂ ዲዩቲ ሓቂ እቲ ዝባሃል ዘሎ ሓቂ ዲዩቲ ሓቂ እዚ ሰብ ዘዕልሎ ኮምኡ ዲኺ ፍቅረይ በታኺት ማዕተባ ሓቂ ዲዩቲ ሓቂ ኩሉ ዘረባ ሓቂ እንተ ኾይኑ ዚያዳይ ጽባሕ ግን ካልእዩ ክኸውን ዝጉዳይ ጸሊኤ ኣይ ክእሎንየ እትርፎ ኣፍቂረ ይባሃል ግን ኣሎ ይዕለል ይወረ እንታይ ክብሎ ኣነ ምእማኑ ሲኢነ ናብ እዝነይ ዝኣተወ ጺሒፈዮ ኣለኹ ካልእ ባዕልኹም መልእዎ
@peace-1900
@peace-1900 2 жыл бұрын
Nay behaki Tiemti derefi Qareya bro Tinan selam neaka One Love deki erey 🇪🇷 ❤️
@nurhusseintaamu3154
@nurhusseintaamu3154 5 ай бұрын
Haki diyu kulu eti zbehal zelo. Wefire ente belku , kalie zibehalo. ❤❤❤❤❤❤
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መረጻ ቦታ 💯🇪🇷
@jay_youth4118
@jay_youth4118 3 жыл бұрын
Your light is shining 🇪🇷❤️ Elegant God bless you,my god grant you wellness,my dear country 🇪🇷❤️
@michealmokie1769
@michealmokie1769 2 жыл бұрын
ቃርያ ሓወይ ብጣዕሚ ኬፍ ዘለዋ ደርፊ !!!
@simonbeyene1498
@simonbeyene1498 3 жыл бұрын
ናይ ሓቂ ዲዪ ናይ ቃርያ ብምጺ ዝሰምዖ ዘለኩ OWWWW MY GOD መራ ናይ ሙደይ
@Yoni62
@Yoni62 3 жыл бұрын
ኣብዛ ሰዓት ኢዚኣ ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ኣምላክ ኣቦይ ካብ ኩሉ ሕማቅ ነገራት ይሓልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ!!!
@simonbeyene1498
@simonbeyene1498 3 жыл бұрын
ርከብ ኣይትስኣን ጎነይይይ💪😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ri6jq8rr5m
@user-ri6jq8rr5m 3 жыл бұрын
ቃርያ ናተይ ደስ ዝብል ስራሕ 💯🎤🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eseyastesoqbagebriel2523
@eseyastesoqbagebriel2523 3 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ተወጃብርኒ እኮ ሓቂ ዲዩ እዚ ጉዳይ ምእማኑ ሲእነ !!
@solimuli3572
@solimuli3572 3 жыл бұрын
Aza derfi nadna tmlket aya btami hayal getami ayu haki s aygberelna nza Eritrean ayttenkfelna gn bkofna keyshtwa 😘😘💪❤️🎶
@sarona3151
@sarona3151 3 жыл бұрын
Qarya bel ktdrer akkk ata ane derftatu kehmuni eyom xbuk srah mera hawey jgna🇪🇷🇪🇷👏👏👏❤️
@samsommichael2368
@samsommichael2368 3 жыл бұрын
What a agreat music wawww Eritrea forever 🇪🇷 Bie Eritrea tihben like gber nihag eilka . Eritrawi mukun eiyu btariku ata menisey temehar tarik sirah kem abotatka Eritrea forever 🇪🇷
@berofayohagermedia9215
@berofayohagermedia9215 3 жыл бұрын
Nqarya zhbi like 👍🏽
@michaelbahribara9692
@michaelbahribara9692 3 жыл бұрын
Ajokha Qariya shikor jigna wedi Ere !!
@Yoni62
@Yoni62 3 жыл бұрын
ኣብዚኣ ኣብዚኣ ላይክ ርገፅ ኣብዛ ሰዓት ኢዚኣ ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ኣምላክ ኣቦይ ካብ ኩሉ ሕማቅ ነገራት ይሓልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ !!!
@hannahmorgan8561
@hannahmorgan8561 2 жыл бұрын
Merhawi kidane my favorite eritrean artist te amo so much love from somalia
@segensam5052
@segensam5052 2 жыл бұрын
I can’t believe I play this song almost more than hundreds wawaAWAAA from Seattle wa
@eritrean8268
@eritrean8268 3 жыл бұрын
Eritrin bfqrkum teqaxile ❤️ 💕 😘 nberuley
@filimon1343
@filimon1343 3 жыл бұрын
ንኩነታት ሃገርናን ንፖሎቲዊ ጸገም ሃገርናን ብግልጺ አትዛረብ ስነጥበብ ፡ ብሉጻት መንአሰያት
@mera5023
@mera5023 3 жыл бұрын
“ጸሊአ ኣይክሎን‘የ እንትርፎ ኣፍቂረ!’❤️ Can’t stop listening 🎼🎤🎧☺️
@lilikonjo9759
@lilikonjo9759 2 жыл бұрын
Singer name pls
@mera5023
@mera5023 2 жыл бұрын
@@lilikonjo9759 Bro check the title his name is Merhawi Kidane (Qarya)
@atfiekatefaeatmd8836
@atfiekatefaeatmd8836 3 жыл бұрын
Qarya ajoka zearkey meary keep it up bro ne qarya tedgfu eske like habuni kehgose ane
@user-kq8fx5yq3c
@user-kq8fx5yq3c 3 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ፍቅራዊት ኣይኮነትን ፖሎቲካ እያ ጽቡቅ ጌርኩም እሞ ስምዕዋ and ክሊብ ዓቢ መልእክቲ ኣለዋ ጽቡቅ ስራሕ ብሓቂ ቃርያ ብሉጽ ሰብ
@DLETEY291
@DLETEY291 3 жыл бұрын
Qaryayey mekeretey natey Love you deki Eri 🥰❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@danielgebreselassie7986
@danielgebreselassie7986 Жыл бұрын
The best and should be nominated as best song of the year
@eritreanayeritrawyan4711
@eritreanayeritrawyan4711 3 жыл бұрын
Qarya bulux kem qedemu GBU ❤👌🇪🇷
@fevenmebrhatu2169
@fevenmebrhatu2169 Жыл бұрын
So proud of you kariya hawey 🇪🇷🇪🇷😘😘
@BilUmom
@BilUmom 3 жыл бұрын
Qaritey habibi kmy dika nic xbqeti srah ❤❤❤🔥🔥🔥🔥💯💯💯💯 😘😘🇪🇷🇪🇷
@YousefYousef-hq5ij
@YousefYousef-hq5ij Жыл бұрын
تحية عاطرة للفنان الارتري ميرهاوي كيدان احبكم يا شعب ارتريا
@masawa101
@masawa101 2 жыл бұрын
Visuals is crazy. So proud of you deki erey shikorinatat!
@jay_youth4118
@jay_youth4118 3 жыл бұрын
Welcome deki Eriey 🇪🇷 peace & love for you 🇪🇷❤️ .
@maozeray1057
@maozeray1057 3 жыл бұрын
Qarya nay himamey welcome ❤️❤️🤛
@milkyasdesbele2017
@milkyasdesbele2017 3 жыл бұрын
Qarya natey btaemi eye zfetwo qexleley hawey natey
@danielghebre4511
@danielghebre4511 3 жыл бұрын
ሒዝካ ኣለኻ ኣሰተማቅራ ቁሙቅ ዘበለ ወሰጠዘ ኣለዋ
@alenawaletahager1058
@alenawaletahager1058 3 жыл бұрын
Kareya natey nay bhaqi xbuq serah ajoka qxelo ata wedi
@teamemedia
@teamemedia 3 жыл бұрын
Bro subscriber gberuley keytetseweni please 🙏🙏
@merhabatinsew3696
@merhabatinsew3696 3 жыл бұрын
Nahom mesta dkebzkami abeza like gebari
@gethobella7538
@gethobella7538 2 жыл бұрын
I am from Addis Ababa Bella I love this muzic
@bejakehawta4194
@bejakehawta4194 3 жыл бұрын
Qarya asli men kemaka top of music 🎶 👌 ♥ great man my favourite singer,
@berakitesfaghabir4974
@berakitesfaghabir4974 3 жыл бұрын
ኣብ ኩሉ ስራሕቱ ሓደ ካብቲ ዝመሰጠኒ ንዓይ ።ኣከዳድንኡ ቤላ ማራ ዝተጋነነ ዓይነት ዘይኮነ በቃ ኖርማል ተራ ኣከዳድና። ከምዚ ናተይ ርእይቶ ይህልወኩም ዶ ንስኹም ከ?
@user-pk2pd6gt6q
@user-pk2pd6gt6q 3 жыл бұрын
ኣንታ ህዝበይ መዓስ ኢኻ ነቂሕካ ነገራት ብደቂቅ ክትከታተሎ ትጅምር: ብዛዕባ ግጥሚ ክሊፕ እንታይ ትርጉም ሓዚሉ ኣሎ ገዲፍካስ ብዛዕባ ዘብለጭልጭ ነገር : ሓወይ ምስ ሰናይ ይቅሬትኡ ጉርሕ ምባል ከድልየና እዩ🇪🇷❤️::
@berakitesfaghabir4974
@berakitesfaghabir4974 3 жыл бұрын
@@user-pk2pd6gt6q ንሱ ነቶም ሃየስቲ ንግደፈሎም።ድሓር ክኣ ግድን ኣይኮነን ንስኻ ዝጠመትካዮ ኩርናዕ ክጥምት።ግጥምን ዜማን ብዘየገድስ ነታ ኣብታ ክሊፕ ትሰርሕ ጓል ጥራይ ክርኢ ኢለ ውን ነዛ ደርፊ ደጋጊመ ክርእያ ይኽእል እየ።ደሓር ክኣ ኣብቲ ተራ ነገራት ጽቡቕን ሕማቕን እንዳበልካ ክትከታተል ምውዓል ብዙሕ ጽቡቕ ኣይኮነን።
@user-pk2pd6gt6q
@user-pk2pd6gt6q 2 жыл бұрын
@@berakitesfaghabir4974 ኣይተጋገኻን ሓወይ: ግን ንባዕሎም እቶም ገጠምቲ :ደረፍቲ ንስርሖም ኣድቂቅና ክንሪኤሎም እዮም ዝደልዩ: ከምኡ ተዘይ ከዉን ኔሩ ንክሊፕ ክብሉ ብዙሕ ገንዘብ ምፍሳስ ኣይመድለዮምን ኔሩ:: ሓጺር ኣብነት ናይ ቀደም ስነትበባዉያና: እንተ ሪእናዮም ብዘይ ክሊፕ ይደርፍዎ'ሞ ንቁሓት ግዲ ኔሮም እቶም ናይቲ ዘበን ሕብረተሰብና እንታይ መልእኽቲ ከምዘለዎ ብዘይ ሽግር ይርድእዎ ኔሮም:: ንስነጥበብ እቲ ታዓዛቢ ህዝቢ ኢዩ ዘዕብዩ!
@merontesfu4185
@merontesfu4185 3 жыл бұрын
Ata loms eba top 10 atiye mera shikor enqae bselam mexaeka
@kisunaho5507
@kisunaho5507 8 ай бұрын
Shehhhh gezye semiaaa ayxgban ye love it karya hawey shehhh amet nberelna❤❤❤❤❤
@feyo5718
@feyo5718 2 жыл бұрын
The best song from our great singer Merhawi (Qarya). God bless you our star.👌
@henokaraya2477
@henokaraya2477 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ማራ ሓወይ ናይስ
@zerukidane590
@zerukidane590 2 жыл бұрын
ወዲ ኣሞይ ስሑል ጎሮሮ ጽቡቅ ስራሕ
@labanfustom2424
@labanfustom2424 3 жыл бұрын
Endamo esika deki eri shkor one milon nebxha 😍 😍 😍 kareya shkor bala serha keep it ajoka ab gonika ena......❤❤❤
@eyobhabte5805
@eyobhabte5805 Жыл бұрын
Nice track, the best one 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯💯💯💯💯✌️✌️✌️✌️God bless you all!!!
@mohamudabdi3504
@mohamudabdi3504 2 жыл бұрын
Much love from somalia 🇸🇴 we love you 🇪🇷❤
@merhawisaku6590
@merhawisaku6590 3 жыл бұрын
ሰራውር መትንታት ደመይ ልዕሊ ዓቅሞም ይሰርሑ ኣለዉ ❣️❣️❣️
@Yoni62
@Yoni62 3 жыл бұрын
ኣብዛ ሰዓት ኢዚኣ ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ኣምላክ ኣቦይ ካብ ኩሉ ሕማቅ ነገራት ይሓልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ !!!
@lwamgrmay8355
@lwamgrmay8355 3 жыл бұрын
Besheam asye zefetwa mahazay ezi coment zexehfelka zeleku💖💖💖betaemi tefetwo.derftatka👌👌👌kxlo
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 3 жыл бұрын
ከምኡ ዲኺ ፍቕረይ በታኺት ማዓተባ! ይበል ስራሕ ዲቂ ትግርይና ጃጋኑ።
@azerezghi482
@azerezghi482 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጠ ድምጺ ኩሉ ስራሕካ 💯❣️🙏🇨🇭
@universe4013
@universe4013 2 жыл бұрын
Qarya you are the best...especially u do hv something in your voice..the way u make tricks wowww...u r so brave 👏.and those channels should think about u as making their idol. Cuz u deserve it.
@user-ib1lv2ds7e
@user-ib1lv2ds7e 3 жыл бұрын
Nay behaki xbuq srah wedi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈🤝haki dyu zbehal zelo fqrey
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 2 жыл бұрын
ኣዝዩ ጥዑም ድምጺ ምስ ገላጺ ሕደማ ኮታስ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ:: ኩነታት እዛ ደርፊ ንዓይ ካልእ እዩ ትርጉማ ምስ ወግሐ ነርክበሉ! ብጣዕሚ ረቂቅ ስራሕ እዩ::
@arefealem3325
@arefealem3325 3 жыл бұрын
Tomorrow is Another best day Thanks again
@davemende402
@davemende402 3 жыл бұрын
Am the first ,Qariya kem lumud xbuq serah ma bro, nqariya zfetu like regixu yhlef 🥰❤
@zeritberhane5266
@zeritberhane5266 3 жыл бұрын
Mera shikorrrrr btami temti derfi 💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mehariyibeltsom769
@mehariyibeltsom769 Жыл бұрын
timnit haftey we love you so much ♥️ ❤️
@venusmassawa1017
@venusmassawa1017 3 жыл бұрын
qarya habiby enquae bselam mexakha dongikhana qenikha,tieum dmxi tiemti derfi kea
@alexmedia1817
@alexmedia1817 3 жыл бұрын
Wow ! Amazing music you did it. Love and peace for Ethiopia 🇪🇹 and Eritrea 🇪🇷 we love you our Eritrean brothers and sisters. From Welkait Tegede Amharas. : Ethiopia !
@mosshaile1583
@mosshaile1583 2 жыл бұрын
ቦግ በል ካብ ዎልቃይት ሓዉኩም ትብል ሓሳዊ
@alexmedia1817
@alexmedia1817 2 жыл бұрын
@@mosshaile1583 እስካ አሰርተ ግዜ ቦግ ዛይትብል ወድዛ ረሳሕ ዓጋመ ሓሶት ናትካ እምበሪ ናሃትይሲ አይኮነን ኪከውን'ውን አይክእልን እዪ
@segensam5052
@segensam5052 2 жыл бұрын
I’m sorry to say that welqat tseged is for Tgray , and Eritrea don’t have a borderline with Amhar . አምሐራ አድጊ። ናይ ወዲቱኲኩል ወሊዓ ከየፋንወካ ካብዚ: ቻ'በሎ ንዓወሽ በሎ ካላሽን ትአክሎ:we Eritreans and Tgrayns of Ethiopia r brother by all means,but not with other part of Ethiopia.
@segensam5052
@segensam5052 2 жыл бұрын
@@alexmedia1817 ዓጋመ አውራጃ እዩ እዚ ዓርከይ : ኢርትራ ምስ ኢቶጵያ ብ ትግራይን:ዓፋርን ጥራይ እያ ትዳወብ:እዚ አምሓራ አድጊ ንዮበሎ…..I’m from Eritrea,MASSAWA what Amhar has done in Eritrea to Eritreans special in Massawa city ክጸት
@EritreanKing007
@EritreanKing007 8 ай бұрын
I m am happy that Welkait & Raya will remain Amhara, Tigray is a very tiny province of Ethiopia, like Gambella or Beni-Shangul.
@yonastekeste9983
@yonastekeste9983 3 жыл бұрын
ወአዉ ቃርያ ዐርከይ ይበል ጽብቅቲ ስራሕ መተዐቢቲ ግርማ ቐሐወታ💪💪💪❤️❤️👍
@meronsium8063
@meronsium8063 Жыл бұрын
ቃሪያ፡ቃሪያ እዩ።ቃው ቃው።
@user-mc2ez8vt9r
@user-mc2ez8vt9r 3 жыл бұрын
ቃርያ ሓውና ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ዓዱን ኣዲኡን ዝናፈቀ እንተ ሎ ከምዚ ከማኡ ድማ like ጌርኩም ርገጹኒ 🥰
@teamemedia
@teamemedia 3 жыл бұрын
Bro subscriber gberuley keytetseweni please 🙏🙏
@Dani_dino_4
@Dani_dino_4 2 жыл бұрын
1M Congratulations 🎶
@yona734
@yona734 2 жыл бұрын
Qarya smart boy nice ine music semie zeymenwa derfi
@semehersemeher6909
@semehersemeher6909 3 жыл бұрын
Aseyyyyyyyyy jmr msabelet kief hibatni eti mntay blux srah mkana amine,mera shikor 👍👍👍👍👍😘😘😘😘😘😘😍😍😍😍😘😍😍❤❤❤❤❤❤✌✌✌✌✌✌👑👑😘👑👑👌👑👑👑✌👑👑👑👌👌 nice job awet ymne......
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 79 МЛН
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 7 МЛН
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
New eritrean music 2021 | ኣይመቻኣክን | Aymecha'akn | by Abel Kflom
5:17
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 7 МЛН
teame-aitmkeruni- eritrea
7:30
Emil Lee
Рет қаралды 2,5 МЛН
Grandma Cat - the Hot Dog Eating Champion #gaming #food #challenge  #cartoon
0:15
Super Emotional Stories
Рет қаралды 25 МЛН
Приятного аппетита 🤣
0:15
Dragon Нургелды 🐉
Рет қаралды 9 МЛН