Dehay Eritrea "ኣበጋግሳና ቅኑዕ ኣይነበረን" ወልደየሱስ ዓማር! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 10,945

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

2 ай бұрын

Dehay Eritrea "ኣበጋግሳና ቅኑዕ ኣይነበረን" ወልደየሱስ ዓማር! ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ወርሒ’ዚ መበል 33 ዓመት ናጽነቱ ይጽንብል ኣሎ። ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ብዛዕባ ናጽነቱን ህሉው ኩነታት ሃገሩን ዘይሓስብን ዘየስተንትንን የሎን። ብፍላይ እቲ ንጽምብል ናጽነት ዝረአን ኣብ ጽምብል እቲ ብስራት ዝተሳተፈን ከኣ ፍሉይ ዝኽሪ ክህሉ ባህሪያዊ እዩ። ስለዝዀነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዓመት ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዕለትን ሰዓትን ብዛዕባ ኩለንትናዊ ጉዕዞ ሃገርና ክንግምግም ኣገዳሲ እዩ። ስለዝዀነ ከኣ እያ ደሃይ ኤርትራ ናይ ሓያሎ ገዳይም ተቓለስቲ ተመኩሮ ተቕርብ ዘላ።
ሎሚ እምበኣር፡ ምስ ሓው ወልደየሱስ ዓማር አዕሊልና ኣሎና ቀዳማይ ክፋል እነሆ!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
29 ግንቦት 2024
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 67
@ephraimtephraim9358
@ephraimtephraim9358 2 ай бұрын
Woldeyesus Amar from Etthiopian herald editor in Addis to Beirut editor of the Eritrean Revolution newspaper or journal. No field experience he is a desk fighter, nothing less and nothing more.
@binigoitom
@binigoitom 2 ай бұрын
የቀንየልና ሳሚ ና ይባሓቂ ዳሓይ ኤርትራ welcome Weldeyes Amar Nice to see you again at this age አምላኽ እድመን ጥዕናን ይሃብካ መብዛሕትኡ ቃለመጠየቅካ ሰሚዔዬ የ ካብኡ ድማ ብዛዕባ ታሪኽ ናይ ቃልሲ ኤርትራ አጅማምርኡ፣ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት፣ ብዛዕባ አፍልጦ ኢሳያስ አብ እስመራ 60th High School ቡዙሕ ተማሒረ የ አብ ናይ ሎሚ ቃለመጠየቅካ ብጣዕሚ ተገሪመ ንስኻ ከም አብ ላዕሎዎትመራሒ ኮይንካ ንኤርትራ ሙሉእ ዕድሜኻ ተቃሊስካን አቃሊስካን ኢኻ እሞ እታ ብጣዕሚ ዘገረመትኒ " ብስራሕ ምኽንያት አብ ዒራቅ ስለዝነበርኩ ሪፈረንደም አየድመጽኩን" ሪፈረንደም ኤርትራ አብ ኤርትራን አብ ሙሉእ ዓለም እቲ ብአካል ናብ መድመጺ ኑቅታታት ክይድ ክድምጽ ዝኻአ ብዓቢ ወንን ፍናን ታሕጓስ ሳዕስዒትን ፈስታን እድሚጽ እቲ ብአካል ብዝተፋላለየ ምክንያት ክድምጽ ዘይካለ ብ distance vote ማለት ብሱቱር ብደብዳቤን facility ከም ዝነበረ ስለዝፈርጥ ሪፈረንደም ብዘይ ምድማጽካ በቲሓደ ተገሪመ በቲ ሓደ " እወ ንናጽነት ስለዘየድመጽካ ሓዚነ አነን መሳቱኤይ አብ ከረን አብ ሪፈረንም ኤርትራ 93 ደቂ 17 ዓመት ኔርና ሪፈረንደም አወ ንናጽነት ንክድምጽ ዕድሜና ሓደ ዓመት ወሲኽና ጌሌኦም ክልተ ዓመት ውሲኾም ንዕድል ማዓዝ ትወሊድካ ውይ Berth certificate ስለዘንበረ ክክክክክክ አብኣ ኮላይ ምስዛ ናይ በቀዳማይ ቪድዬ ተዘክሮታት ፣ ጡሙሓትን ስሚዒታትን ግንቦት 91 ብምርእአይ ሪፍረንደም ብዘይምድማጽካ ተገሪመ ውል ንዕረፍቲ ዝይሓተትካ ውይ ናብ ሪያድ ወይ ኩየት ኬድካ ዘየድመጽካ ❤❤
@ephraimtephraim9358
@ephraimtephraim9358 2 ай бұрын
ኣየድመጽኩን ማለት ነጻነት ኣይድግፍን ማለት እዩ፡ ዝኮነ ካልእ መክንያት የብላን። ኣብ ዒራቅ ነረ ዝብል ካብ መኣስ ከ መዳ ኣትዩ ይፈልጥ፡ ካብ ኣዲስ ንበይሩት፡ ካብኡ ንዒራቅ፡ ሰብ ክትጋደል በዓል ንሱ ኣብ ከተማታት ሃገራት ኣብ ሆተላት ኣሕሊፎም ግዚኦም። እዚ እዩ ታሪኩ።
@tadessekidane720
@tadessekidane720 2 ай бұрын
ዝኸበርካ ኣቶ ወልደየሱስ ዓማር!!! ንቓልሲ ኤርትራ ዝምልከት ብዙሕ ጽሑፋት ኣበርኪትካ እመስለኒ። ብዙሕ ካብኡ ግን ሓደገኛ ነይሩ። ሰብ ግን ኣየስተውዓለሉን። ኣብዛ ናይ ሎሚ መጠይቕካ 1. ኣብ 6፡48 ደቒቕ "ሪፈረንዱም ኣሳታፊ ኣይነበረን" ኢልካ። ንስኻ ከም ዘየድመጽካ'ውን ገሊጽካ። ካብ ቀንዲ ዝሃብካዮ ምኽንያት፡ "ሪፈረንዱም ከተድምጽ ወረቐት መንነት (ID) ክህልወካ ኣለዎ። እቲ ID ካርድ ከኣ ናይ ህ. ግምባር ኢዩ" ኢልካ። ዝገርም ኢዩ። ሪፈረንዱም እኮ "ኤርትራ ነጻ ሃገር'ዶ ትኹን ኣይፋሉን" ዝብል ክልተ ምርጫ ጥራይ ኢዩ ነይሩዎ። ምንዳፍ ቅዋም ኣሳታፊ ኣይነበረን እንተ ትብል፡ መምሓረልካ። ንናጽነት ኤርትራ ማዕረ ስልጣን ውድባት ወይ ትሕቲኡ ምስራዕኩም ሃገራዊ ክድዓት ኢዩ። ሕቶ ስልጣን ድሕሪ ምርግጋጽ ሃገራዊ ናጽነት ክስራዕ ምተገብኦ። 2. ኣቶ ወልደየሱስ ኣብቲ ድሕሪ ናጽነት ዝሰዓበ ናይ መሰል ሕቶ፡ ከም ኣባል EPDP "ኣውራጃውያን ክጠፍኡ ኣለዎም" ዝብል ብቛንቋ እንግሊዝ ዝቐረበ ጽሑፍ ዘርቀቕካን ዝጸሓፍካን ኢኻ። ብርግጽ EPDP ንጽሑፍካ ውሒጦሞ ኢዮም።ዋጋ'ውን ክኸፍልሉ ኢዮም። ኣብ ከብዲ ናይቲ ጽሑፍ ዘሎ ትሕዝቶ ኣጸቢቕካ ትፈልጦ ኢኻ። በዚ ከኣ ኣውራጃታት ዘናቑት ናይ ሓሶት፡ ዘይጭበጥ ጽሑፍ ብስም ውድብ ዘርጊሕካ ኢኻ። 3. ኣብ መንጎ ሃይማኖት ምስልምናን ክርስትናን'ውን ብዙሕ ዘናቑት ጽሑፋትን መደረታትን ሰሚዐልካን ኣንቢበን ኢየ። ሰብ ዘየስተውዓለሉ ክኸውን ይኽእል። እዚ'ውን ምስ ዕድመኻን ተሞክሮኻን ዝኸይድ ኣይኮነን። 4. ኣብዚ ዝሓለፈ ምስ ትግራይ ዝነበረ ውግእ'ውን ብንጹር ጸግዒ ህወሓት ወሲድካ። ንዓኻ ኣብ መንጎ ህግደፍ ከም ውድብ፡ ኤርትራ ከም ሃገር ዘሎ ፍልልይ ኣጸቢቕካ ትርዳእ ምሁር ኢኻ። እዚ'ውን ካባኻ ንጽበዮ ኣይነበረን። ኩሉ'ዚ ክብ ኢለ ዝገለጽኩዎ ጸለመ ዝመስሎም ሰባት ይህልዉ ኢዮም። ብጭብጢ ብዝርዝር ከቕርቦ ከም ዝኽእል ግን ሰብ ክፈልጥ ይግባእ። ተስፋ እገብር ኣቶ ወልደየሱስ፡ ንህግደፍ ከም ስርዓት እምበር፡ ካብኡ ዝሓልፍ ተወሳኺ ሃሰይቲ ቃላት ካብ ምዝርጋሕ ክትቁጠብ። ኣብ ሪፈረንዱም ዘይምድማጽኩም/ ምስ መዛኑኻ እውን ክድዓት ኢዩ። ኤርትራዊ መንእሰይ ኤርትራ ነጻ ሃገር ክትከውን እምበር፡ መባኣሲ ምሁራት ንምግባራ ኣይነበረን። National ID Card ከኣ በቲ ሽዑ ዝህሉ መንግስቲ ከም ዝወጽእ ምሁራዊ ሰብነትካ ምስክር ኢዩ። ናጽነት ምስ ተረጋገጸ ዝህሉ ፖለቲካዊ ንትርኽ ቅቡል ኢዩ። የቐንየለይ
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 2 ай бұрын
ሳሚ ብሉጻት ኣጋይሽ ተቕርበልና ኣለኻ💙
@abduadem8106
@abduadem8106 2 ай бұрын
كلام حقيق و كبير البدايه هيا الذي تحدد استراتيجية و المستقبل
@GEO.16
@GEO.16 2 ай бұрын
ሳሚኤል ክሳብ ሕጂ ካብ ኢሳይያስ ጽቡቕ ይጽበ ኣሎ፡ ኢሳይያስ ጽቡቕ ኣለዎ'ዶ ኢሉ ይሓቶ ኣንታ፡ ኢሳይያስ ሓንቲ ጽብቕቲ የብሉን ከም ሰብ፡ ሰብ ክትብሎ ውን የጸግም ኢዩ፡ ከዳዕ፡ ሓሳድ፡ ጠላም ፡ኣምስሉ፡ ሰብ ክሳቐ ዝሕጉስ ኢዩ፡ ንመቓልስቱን መባልዕቱን ኣብ ስልጣን ዘምጽእዎ ዝጠልም ሳዲስት ኢዩ።
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 2 ай бұрын
Good to hear you Ammar.
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 ай бұрын
ባዕልኻ ዝፈሓርካያ ጉድጓድ ባዕልኻ ትኣትዋ። ሜዳ ኤርትራ ካብ ሓደ ውዱብ ንላዕሊ ክጸውር ኣይክእልን እዩ ኢልካ ትሃድኖ ዝነበርካ ውድብ ከመይ ገይሩ ኣሚኑ ክዕድመካ ትሓስብ።
@zemehretweldemariamandehai6697
@zemehretweldemariamandehai6697 2 ай бұрын
Thank you our brother for your honest feedback and the right answer, but these people still didn't regret what they have done to our country.
@eritreandream9745
@eritreandream9745 2 ай бұрын
The right desition by Jebha leaders not going back to home land becouse they know the nature of Isayas. Isayas he is the one who make obstacles of Seventies Wekezager mediation, great Eritrean shimagele to make them unite Jebha and Shabia. This history new generation they don't know about it and those Shimagele lost their life becouse in between them there were Tegaru who inform the Ethiopian regime? Please ask your guest this issue to have complete picture of History.
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 ай бұрын
ኣይንዓሹ፣ ኣብ ሃገርና ንዝራኣየና ገይጋታት ክንእርምን ብኸምዚ ክንዕወትን ኢልና ምስ ጸላኢ ህዝብን ሃገርን ዝኾኑ፡ ምስ ከም ባዓል ወያነ ኣይንማሓዞ፤ ምኽንያቱ ዳሓር ውጽኢቱ ከም'ቲ ወዶ-ገባ ኮይኑ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘውረዶ በደልን ግፍዕን ሕጂ ካኣ ታሪኹን ሂወቱን ኣብ ናይ ታሪኽ ጓሓፍ ዝተጓሕፈን ኣሰሩ ዝጠፍአን ምእንቲ ከይንኸውን።
@user-uc1pl8fu5c
@user-uc1pl8fu5c 2 ай бұрын
ጀጋኑ ሂወቶም ይኸፍሉ ተበለጽትቲ፡ይዋራዘዩ።
@edrismussa3688
@edrismussa3688 2 ай бұрын
Thank you Dehay Eritrea.
@futzomgebrehewot1330
@futzomgebrehewot1330 2 ай бұрын
ኣብ ጉዳይ ምምራጽ ረፈረንድም ስውራዊ ባይቶ ብመርገጽ ብመንነት ውድብ ኣቢሉ ክመርጽ ከምዘለዎ እዩ ዝተሓበረ ነዚ ንምግባር ምስ ኣዳለውቲ ኮምሽነራትን ይዝረበሉ ከምዝነበረ ኢየ ዝፈልጥ። እቲ ኣባላት ብውልቂ ከድምጹ ግን መምሪሒ ዝሃበ ኣይነበረን እኳ ዳኣ ድርቅና ሒዝና ኢና ሰጊርናዮ። ድሕሪ ረፈረንድም ግን ዓበይቲ መራሕቲ ካድራት ብውልቆም ከምዘድመጹ እዩ ብወረ ዝስማዕናዩ።
@eritreandream9745
@eritreandream9745 2 ай бұрын
Dear Sami I follow you programs seem to me real Journalism I request you to ask your guest Wekezager Mediation done by Eritrean Shimagele to Unite Jabha and Shabia? Special request
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 2 ай бұрын
Discovering the primary source of Eritrean political conflicts and its solutions...
@user-nz8zr4tg6c
@user-nz8zr4tg6c 2 ай бұрын
ንሜዳ ንኽድ ኢሎምንስ ኣይከይድንየ ኣሜባ ኣለዉኒ ኢለዮም ንስኹም ዉን ኣይትኺዱ ኢለዮም ድብል ዩኮ አዚ ሰብኣይ ብምንታይ መልክዕዩ ተጋዳላይ ድኸዉነዚ
@ephraimtephraim9358
@ephraimtephraim9358 2 ай бұрын
ሃገረሰብ ዓብዩ፡ ናብራ ገድሊ ልዕሊ ሰቡ ክጻወር እንዳ ከኣለ ንሱን ምኪኤል ዝበሃል ወዲ ዓዱን ንመንእሰያት ኣስመራ ብዛዕባ ተጋደልቲ ጎስጉሶም፡ ንሶም ተሪፎም፡ኣዲስ ብምካድ ትምህርቶም ኣብ ዩኒቭርርሲቲ ቀጺሎም፡ እቶም ሕጂ ዝሓምዮም ዘሎ ግን ተጋዲሎም ገሊኦም ተሰዊኦም ፡ዝተርፉ ከኣ ሃገር ኣምጺኦም፡ ሃገር ኣውሒሶም።
@temporary995
@temporary995 2 ай бұрын
❤❤❤
@OgbaiZera
@OgbaiZera 2 ай бұрын
ኣንቱም ኣሕዋት እንታይ ዕሽነትን ሻራን ንስባት ምስ ምልኣተ ዓቕሞም ብትብዓት ዝተቓከሱን ዝቃለሱ ንዘለዉ ክም ወረጃ ሓው ውልደየሱስ ዓማር ብብስለት ብዙሕ ዝጻውርን ተቓላሳይ ዘይድምጽካዶ ዘይትምብርከካ ናብቲ ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ ንስውራ ኤርትራ ብዘይውግዓዊ ምርጫ ኩናት ኣብ ርእሲ ኩናት እንዳከፈተ ዝህልቐኩምን ዝድክሮኩምን ዘሎ ክትጣበቑ ንብዙሓት ሓርበኛታት ካብ ቁንጪ ብልዕቲ ከትውጽኡ ህርዲግ ትብሉ ሕጂውን ኣብ ስሚዒትን ቲፊዞ ናይ ውልቀ መላኪ ኮንኩም ደለይቲ ፍትሒ መሲልልኩም። ነቲ ልዕላውነት ኤርትራ ዝጋሃሰ ዕሉል ሃላሊ ውልቀ ምርላኪ ሕቖ ብምካን ንኩሉ ዝብሎ ኣይበለን እንዳልኩም። ዒራ እንታይ ከግብርና ብረት የብሎምን እንዳልኩም ኣንጻር እቶም ንጹሃት ተቓለስቲ ትግብርዎ ዘመተ ኣይከውንን'፡ዩ ክሳብ ሕጂ ደጋጊምኩም ንህግድፍ እንዳደገፍኩም ዋላ ነታ ሻዕብያ ዝብላዕኩማ ይኣክለኩም ህግድፍ ዘመኑ ብሓሶትን ኮራኩሩን ዘረድልና ሓሰኣረ መከራ ሕጂ ክትሸፋፍኑ ብዙሕ ኣይትሃውትቱ። ክንዳካ ዘይእክላስ ብኣካ ይዋዓለ ኢለ ክሳብ መድረክ ዝፍቕደለይ ክሓልፈኩም መሪጸ ኣለኩ። ልቢ እንተገበርኩም ይሓሽ ባሃላይ እየ ሕጂ ንውልቀ መላኪ ምድጋፍኩም ዕሽነት ጥራይ ዘይኮነስ መርገም እዩ። ብዓል ዓማር ኩሎም ኣባላት ጀብሃ ነበር ክምኡውን ፍትሒ ይንገስ ንጸባጸብ ሕግን ፍትሕን ንምንጋስ ዝጸውዑ ኣብ ማእስርትን ዝብልዩን ዝሞቱን ዘለዉ ንገድሊ ኤርትራ ዘዕወቱን ዝምርሑን በቲ ዘይእርም ሽምጠጣኩምን ትህትቱ ዘለኩም ጽባሕ መልሓስኩም ክምትሕይኩ እርግጸኛ እየ ሎሚ ዋናታቱ ሰብ ጊዜ ኔው በሉ ኤርትራና ክሓልፈላ ይብልኩም ኣለዉ። ኣብ ዓለም እንካንዶ ኣብ ኩናት ጥራይ ዝንበር ስሪኣትስ ይትረፍ ዋላ እቲ ዝሓሸ ዝባሃልውን ኩሉ ሓላፋይ'ዩ። ሳሙኤል ሓውና ስቕርበልና ደኣ ኩሎም ድምጾም የስምዑ። ክቡር ሓውና ወልደየሱስ ድማ ንእብርክቶካን ጽንዓትካን ክብሪ ኣሎና፡ ካብዚ ንላዕሊ ዘይገበርኩም ናይ ሰካም ሰባት ጥራይ ብምካንኩም ኣብ ምእላይ ውልቀ መላኪ ተሪር ተቓውሞ ዘይምግባርኩም ካብቲ ስነልቦናኩም ተሪር ቃክሱምሲ ዘምክያድኩም ዝያዳ ውልቀ መላኪ ዋካ ሓብቲ ክንዲ ፍረ ጣፍ ክብሪ ኣይሃበኩም ህግድፍ ጨካን ብምካኑ ቭዘተ ዝፍታሕ ነገር የልቦን። ክምዚ ኣብ ኮምንቲ እንዕዘቦም ዘለና ንዓካትኩም ክውቕሱ እዩ ዝቐለሎም እሞ ካብዘይ ምፍካጦም ብምካኖም ይቕረ ደኣ ንብለሎም። ዓወት ፍትሒ ቃልስና ኣዝዩ በሲሉ እዩ። ዕድመ ጥዕናን ንምነይልኩም።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 2 ай бұрын
ሓርበኛ ዑቕባዝጊ
@yosefgebrewold4300
@yosefgebrewold4300 2 ай бұрын
ዓማር ሙሽሙሽ።
@lulettatesfai9474
@lulettatesfai9474 2 ай бұрын
"ሰብ ጸውዕ እንተ በልኩስ ...... ሸንኮለላይ?" "ብጊዜ ቂያዳ-ኣል-ዓማ ዝጸመመ ክሳብ መቓብሩ ብመዝሙር ጸለመ ኣጸለመ" ዝተባህለ'ኮ ብዘይ ምኽኒያት ኣይኰነን። ሜዳ ኤርትራ ንተበለጽትን መደናገርትን መታለልትን ንናይ ሰውራ መናፈቒያን ክጻወር ኣይክእልን'ዩ ዝተባህለ'ኮ ካብ ባዶ ኣይኰነ። ፓስተር ክ
@danielteklehaimanot8839
@danielteklehaimanot8839 2 ай бұрын
I didn’t vote on Referendum but, l celebrated on the results ???
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 ай бұрын
ኩሉ ኤርትራዊ ንቐደም ንድሕነት ሃገሩን ህዝቡን ቀዳምነት ይሃብ፤ ድሕሪኡ ንዘለዎ ኣረኣእያን ኣተሓሳስብን ክገልጽን ክገልጽን ከስምዕን ይኽእል እዩ።
@alayeesami
@alayeesami 2 ай бұрын
ሳሙኤል ጽቡቅ ሕቶታት ኢኻ ትሓትት ኣብ ታሪኽ ተሞርኺስኻ። ታሪኽ ጀብሃን ካልእ ውድባትን ዝተሰነደ ታሪኽ ነዚ ዘሎ መንእሰይ የለን ክብል ኣይፈርሕን። ከም ሓደ ፕሮግራም ሰሪዕኻ ካብዚ ናይ ፖለቲኻ ሕልምታትን ድሌትን ትሓቶም እዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ክፈልጦ ታሪክ እዞም ዘለው ጀጋኑ ተትምጽኦም ጽቡቅ ኔሩ ይብል። እዘን ዝጠፍኣ ውድባት ታሪኽና ስለዝኮና ንክስነድ ፈትን። እዚ ናይዞም ዝጠፈሹ መርሐቲ ናይ ፖለቲኻ ኣርኣእዮም ጽልኢ ኢሰያስን ሻዕብያን እዩ። ሕጂ ዘድልየና ታሪኽና እዩ ብዙሓት ጀጋኑ ዝተካፈልውን ቃልሲ ስለዝኮነ። ብዝሓት ኣብ መርሒነት ዝነበሩ ውን ኣብ ሻዓብያ ተጸምቢሮም እዮም። ኣብ ታሪኽ ናይ ዞም ጀጋኑ ኣድህብ ይብለኻ ቁሩብ ዓመታት ሕይወቶም ስለዘለዎም።
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 Ай бұрын
ወዲ ዓማር ኣይትሻቐል ደሓን። ኣይነበረካ ኣይጠፍ ኣካ።
@eskinderkiflemariam8316
@eskinderkiflemariam8316 Ай бұрын
Hizebawi Ginbar ni Eritrea naxenet amexu serihuwa kea,kalli wedubat gele elkum tizarebu, kula hadima zekedet abey nera ab naxenet mis kone mexa wedub gele tibel.....Hizebawi ginbar kelile ginbar aykoenen, nisu ni Eritrea yakela eyu. Kalli suke ela media kona tirebesh eya.....zereba tirah...kulu gizie bayta ayhesun eyu....ab bayta nireyo zelona kea Hizebawi ginabr(menegesti Eritrea) tirah eyu....
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
Tewitialudia haria eniberi kali yebiluni harie tirayu wala zerebiu Metallica hijikia wisenu misidentified misidentified tenibani ethiopiawiyan ayimesilenini.
@temesgen8480
@temesgen8480 2 ай бұрын
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 ай бұрын
ንሓደ ክንዲ ኣንጭዋ ትኣክል ዘየበርከተ ውልቀ ሰብ ክንዲ ሓርማዝ ጌርካ ምቅራብ ዝንቡዕ እዩ ። ስንኩል ሓንጎል ።
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 ай бұрын
ካብ ሃገር ንላዕሊ ንውድብካ ስለ ዝሓሌኻ፡ ከም ምብርካኽ ኮይኑ ስለዝተሰመዓካ እምበር ነቲ ናይ ውድባት ሓሸውየ ተሪፉ ኩሉ ተጋዳላይ ናይ ጀብሃ ሃንጎፋይ ኢሉ ምስ ህዝቡ ሓቢሩ እዩ። ውሑዳት ብመሪሕነትኩም ዝፈሸልኩም ንስልጣን ክትብሉ ሃገር ከይትምዕብል ዝቸዓርኩምን ክሳብ ሕጂ ትጽዕሩ ዘለኹምን ታሪኽ ክሓተኩም እዩ።
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 2 ай бұрын
Ni men xelul seb eka ni totalitarian dictator ke tarik masi eu kihtom. Kemzi kema denakur meliekum abey krdakum beleti seb
@omermussa9052
@omermussa9052 2 ай бұрын
ናይ ጀብሃ እሞ ይጽነሓልካ እቶም ንዕላማ ህግሓኤ ኣሚኖም ንእስነቶምን ዕድላቶምን ዝኸሰሩሉ ውድብ ከም ሰልሚ ዘይወሓጦምን። እቶም ትማሊ ጀብሃ እንዳበሉ ዝላገጹ ዝነበሩ ተጋደልቲ ህግሓኤ።
@eritreandream9745
@eritreandream9745 2 ай бұрын
The right thing to me is what Weldeyosu and his team did. Becouse most of Jebha who returned home land they end up in Jail like Ibrahim Totel, Taha Mahmed Noor brother of Haji Mossa and many others great artist Idris Mohamed Ali many others and they went back to diaspora like Osman Abdurahim investers Wedi Bakaro they are good example to open you eye and see me dear..
@JjJj-rg1xo
@JjJj-rg1xo 2 ай бұрын
እንታይ ኢዮም እዚኣቶም፡ ኣብ ዝሓለፈ ዝነብሩ ኣብ ዝሞተ፡ ኣብ መጻኢ ዝነብሩ ኣብ ዘይተወልደ፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃተፍተፍ ዝብሉ ከም ዝዓበደ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 ай бұрын
ወልደየሱስ ዓማር ሓደ ካብቶም ጎረሓት ተበለጽቲ ውልቀሰብ ጥራየ ዘይኮነሰ ካብ 1965-1975 ዓ/ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከም ተመሃራይ ዩኒቨርሲትን ድሒሩ ጋዘጠኛ ወግዓዊ ልሳን ንጉስን መንግስትን ሃይለ ስላሰ ብእንግልዝኛ እትሕተም( ETHIOPIAN HERALD ) ሰራሕተኛ ዝነበረን ፤ብቃላቱ ከምዝበሎ ከኣ ኣባል ምስጥራዊት ስርዒት ጀብሃ ከምዝነበረ ይዛረብ (DOUBLE AGENT) ነይሩ ማለት እዩ ። እቲ ዝገርም ከኣ ረብሓ ውልቁ ኣቀዲሙ መዋእሉ ዝነበረ ሰብስ ከም ሓደ ውፉይ ተቃላሳይ ኣምሲልካ ምቅራቡ ሃየንታ እዩ ። ብኣፍ ጨለ ብተግባር ዜሮ ደሃይ ኤርትራ SHAME ON YOU!!
@temesgen8480
@temesgen8480 2 ай бұрын
ንኢሰያስ ጎይታካ ከ ደኣ? ኢሰያስ ጎይታካ ተንቤናይ ዓጋመ ደይኮነን ደም ህዝቢ ኤርትራ ዝሰቲ ዘሎ ፡ ረሳሕ ሓንጎል
@user-nz8zr4tg6c
@user-nz8zr4tg6c 2 ай бұрын
ነዝስ ምስ በዓል አሰያስ ከተወዳድሮ ንዓናይ ንሜዳ ምስበልዎ ኮ ኣሜባ ኣለኒ ኣይከይድኔ ዩ ኢልዎም
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 ай бұрын
@@temesgen8480 ንዓይ ጎይታይ ክይኑ ኣይፈልጥን ኢሳያስ !! ፈቲኻ ጸሊእካ ግን ንህዝቢ ኤርትራ ን33 ዓመታት ክሳዱ ረጊጹ ይገዝኦ ኣሎ ። ይኹን ደኣ እምበር ክንዲ ኣንጭዋ ትኣክል ዘየበርከቱ ተበለጽቲ ውልቀ ሰባት ክንዲ ሓርማዝ ከምዘበርከቱ ጌርካ ምቅራብ ዝንቡዕ እዩ ። ብስነመጎተ እንተትምልሽ ምሓሸካ ስንኩል ሓንጎል ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 ай бұрын
@@temesgen8480 ኢሳያስ ጎይታይ ኮይኑ ኣይፈለጥን !! የግዳስ ን33 ዓመታት ንህዝቢ ኤርትራ ክሳዱ ረጊጽ ይገዝኦ ከምዘሎ እፈልጥ ። ይኹን ደኣ እምበር ንሓደ ክንዲ ኣንጭዋ ዘየበርከተ ውልቀሰብ ክነዲ ሓርማዝ ጌርካ ምቅራብ ዝንቡዕ ኣረኣእያ እዩ። ብስነሓሳብ እንተትምጉት ምሓሸካ ስንከል ሓንጎል ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 ай бұрын
@temesgen8480 ኢሳያስ ጎይታይ ኮይኑ ኣይፈልጥን !! ንሓደ ክንዲ ኣንጭዋ ዘየበርከተ ውልቀሰብ ግን ክንዲ ሓርማዝ ጌርካ ምቅራብ ዝቡዕ እዩ ። ስንኩል ሓንጎል ።
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 2 ай бұрын
Bridging the old sytem gap ...
@husenidrisibrahim
@husenidrisibrahim 2 ай бұрын
Aye libona.
@yemanemebrahtu1477
@yemanemebrahtu1477 2 ай бұрын
ወልደዩስ ዐማር ሪፈረንደም ኣይመረጽኩን እቲ ምኽንያት ርሑቕ ቦታን ስራሕ ስለዝኾንኩን ንዝበሎ ውዱቕ ምኽንያት ኢዩ ኣብዚ ዘለናዮ ንናይ ከተማና መርጫ ኸማን ፍቃድ ስራሕ ይህቡኻ
@temporary995
@temporary995 2 ай бұрын
ሓው ሳሙኤል ንተቅርበልና ዘለኻ ዓበይቲ ምሁራትን ምኩራትን ኣጋይሽ ከየድነቐኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን
@meharitedros4196
@meharitedros4196 2 ай бұрын
ክንድዚ ዓሎቕ'ከሎ ድዩ ደቀይ ? መንነት ወረቐት ናይ ህዝባዊ ግንባር ውሰድ ረፈረንዱም ከተድምጹ ኣይተባሃልኩምን ።እንታይ ደኣ ! ረፈረንዱም ከተድምጹ እንተኾንኩም ፈለማ ኤርትራዊ መንነት ወረቐት ኣውጽኡ/ሓዙ ተባሂልኩም ። ካብዚ ወጻኢ ጽፍፍትን ዘይተለኻበጠት ግብእቲ መልሲ እያ ። ብፍቓድኩም ከኣ ካብ ነብስኻ ጀሚርካ ኣየድመጽኩምን ።ምርጫኹም እዩ ለኻብጥ ። ኢሰይያስ ኢሰይያስ ትብልሲ ኣብ 92,93 ኢሰይያስ ልዕሊ ካልኦት ሓለፍቲ እንታይ ነይርዎ። ያኢ ፖለቲካ ተሰሪሑለይ ተባሂሉስ ምስዚ ሕጂ እዋን ከተተሓሕዞ ክትፍትን ዒብ የልቦን ድዩ ? ዓካዓካ 'ተኾነ ጉንዲ'ዩ ፖለቲካዊ ጉንዲ'ዩ ዘናኽስ ዘንበድብድ ።
@yeppegobbo1613
@yeppegobbo1613 2 ай бұрын
A guy who thinks he represents a political party and never voted in our referendum says it all,,,He never been relevant all his life
@abduadem8106
@abduadem8106 2 ай бұрын
Eta kindy giga estratiji zeriba Nihna ilamanan tebil shiroho mentewkil
@danielteklehaimanot8839
@danielteklehaimanot8839 2 ай бұрын
University of Harvard graduate grandpa .But, his people were under apartheid.
@ermiasmogos3102
@ermiasmogos3102 2 ай бұрын
Not only one Harvard graduate they where more a lot in ANC. His point if you heard him he was compering the fighter and the leaders what they had in they're back ground that's why we failed. In the struggle and after we gain independence the incompetence the leaders come this far and where we are know.
@t.b4065
@t.b4065 2 ай бұрын
ወልደየሱስ ዓማር ናይ ፖሌቲካ ህጡር ኢካ እንተኮነ ገበርኩን ሰራሕኩን ገዲፍካ ሕጂ እዉን ንተፋነን ኣለና ከመይ ጌርና ክንቀራረብ ከምዘለና እንተትመክር ምሓሸ
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 ай бұрын
ኤርትራ ብነዊሕ ናይ ናጽነት ትጽቢት፡ ብኣዝዩ ብዙሕ መስዋእቲ ዝመጸት ሃገር ስለዝኾነት፡ መጀመርያ ንህዝብን ንሃገርን ንኽብሩን ንዓቅብን'ሞ እዞም ኣብ'ዚ ናይ ዜና ማዕከናት ትገልጽዎ ዘለኹም ባዓል መስፉን፡ ባዓ ሕሩይ፡ ባዓል ደር/በረኸትን ወዘተ ካኣ ካባኻትኩም ኢዶም ምስ ወያነ ጠብሎቕ እንዳኣበሉ ዓላማኦም ከዐውቱ ዝተጸበዩ ዝነበሩ ስለዘለውኹምን፡ ምስ ጸላኢ ኮይንካ ክትዕወት ካኣ ስለዘይካኣልን፡ ኣንቱም ኣብ ከምዚ ዝተቛማጣዕኩምን ዘይተቖማጣዕኩምን፡ ወያነ ከም ትዕወት መሲልዎም ናብ ወያነ ለኹሎኽ ዝበሉ ዝነበሩ ስለዘለውኹምን፡ እዚ ከምዚ ስራሕ ካኣ ክሕደት ህዝብን ሃገርን ስለዝኾነን ካብቶም ከምዚ ዝገበሩ ካኣ ምሳኻትኩም ስለዘለዉን እየ ነዚ ዝጠቕሶ ዘለኹ። እዚ ካኣ ክሕደትን ጥልመትን ንህዝብን ንሃገርን ስለዝኾነን ይቕረ ዘይባሃሎ እዩ። ስለዚ ንቐደም ንህዝብን ንሃገርን ድሕነቱ ይረጋገጽን። ኣብ ከምዚ ጽንዓት ካኣ ናይ ንነብሲ ወከፍ ሓቀኛን ብቑዕን ኤርትርራዊ ዝምልከት ስለዝኾነ፡ ኣንቱም ኣብ ከምዚ ዝተጠላቐኹም ካኣ ካብ'ዚ ከምዚ ህዝባውን ሃገራውን ሓላፍነት ዝሳሓተ ጉዳይ ንቐደም ኣልግሱ። ምኽንያቱ ክሕደት ሃገርን ህዝብን ይቕረ ዘይባሃሎ ስለዝኾነ። ድሕሪኡ ካኣ ከም ቀደምኩም ኣብ ጎኒ ህዝብን ሃገርን ኮይንኩም ንድሕነት ህዝብን ሃገርን ጠጠው በሉ። ዘለኩም ተቓውሞ ካኣ ንህዝብኹም ኣረድኡን። እንተዘይኮነ ከምቶም ቀዳሞት ከዳዓት ኣብ ናይ ታሪኽ ጓሓፍ ክትጉሓፉ ምዃንኩም ፍለጡ። ሕጂ'ውን ዓወት ንሓፋሻ።
@GEO.16
@GEO.16 2 ай бұрын
ወልደዮሱስ ዓማር ህዱእን ሓቀኛን ሓቂ ዝዛረብ ብዘይ ስምዒት ኢዩ። እቲ ዘሕዝን ከምዚኦም ከለዉ ሓደ ድርባይ በጋሚዶ ኢሳይያስ ድቓላ ንህዝብን ሃገርን ከጥፍእ ዘሕዝን ኢዩ ። ተላጊጽሎም ተምቤናይ ከዳዕ፡ ህዝቢ ውን ኣይነፍዐን ሓቁ ኢዩ ልዕሊ ኢዮሱስ ክርስቶስ ኢኻ ክብል ውን ክሳብ ሕጂ የምልኾ ኣሎ።
@hagosberhe7941
@hagosberhe7941 2 ай бұрын
Enkae bdehan metxakum
@stephanieadams9702
@stephanieadams9702 2 ай бұрын
What does “ Yohana “ means what language is that ?
@downdownw7374
@downdownw7374 2 ай бұрын
ከም ሽነቲ ገመል እንዳዓበኻ ንድሕሪት ትምለስስ እሰኻ ኢኻ ነዛ ሃገር ክንደይ ግዜ ንምሻጣ ከንደይ ግዜ ዕዳጋ አውሪድካያ ኢኻ ብስረ መሳቱኻ ደቅኻ ደቂ ደቅኻን ኸኣ ካብ ኩሉ ንስኻን መሰልትኻን ዝገበርኩሞ ሸርሕታት መሰስ ኢላ ወጺኣስ፡ ነቶም ዓማዊልካ ወያኔን ጎይቶትካ ሞዕራባውያንን አብ መድኣ ዘይኮነስ ኣብ መድኦም ኣላሽ አቢላ ስሪኦም አፍቲሓ ጎብለል አፍሪቃ ኮይና ወጺኣ ኣላ። ምስክር ዘየድልዮ ሓቂ ከኣ ኣብ ቅድሚ ዓይንኻ ሪኢኻዮ ኢኻ። ኤርትራ ብቤላ በለው ወይ ኣብ ማስ መዲያ አይኮነትን ትነብር አብ ግብሪ እያ ተመስክር። ሕጅኸ ይኣኽሐኒ ተሳዒረ ምባል ኣቢኻ። ካብ ስዕረት ወያኔ ስንባድ ምስ ኣተወካ ንደሓር ከወደይ ኣይትሓፍርን አብ ሻሻ መጺእካ ክትዛረብ መሕፈረካ።አ
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 2 ай бұрын
አየ ወልደዮሱስ ዐማር እስኻ ደአ ምስበዐል ዐብደላ እድሪሰ አብጀብሃ ትልቅልቅ ዝነበረካ በይሩት ከሰላ ትመላለስ ዝነበርካ ኢኻ።ምዝራብ እንተዘይኮንካ ብረት አልዒልካ ዘይትፈልጥ በአቋራጭ ስልጣን ትሐልም።
@tewisaak9248
@tewisaak9248 2 ай бұрын
እዚ ቅድሚ 33 ዓመት ዝነበረ ተጋዳላይ በሃሊ ጨለ። 33 ዓመታት ንስኻ ከመይ ኣሕሊፍካዮ፡ስለምንታይ ከምዚ ናተይ ዘሕለፈቶ ዶ ወዲ ብላታ። ኤርትራኸ 33 ዓመታት ከመይ የሕሊፋቶ ኢልካ ንነብድኻ ትሓታዶ ዜጋዊ ግዴታኻ ዘምግባርካ የሕስበካ ዶ ኾን። ኣርሕቅካ ምህዳም ምህዳም ,,፡ ዓካዓካ ዲማ ንዘይምልከቶ ሰብ ምሕታትካ ነቶም ኣብ ቃልሲ ዘልዎ ከመይ ኣሎና 33 ዓመታት ገምግሙልና ምሓሸ።ነቶም ኣብ ዝጥዕሞም ረማዕ ዝብልኩም ፡ነውሪ ብላሽ ዘረባ። ናይ ጽልኢ ፖለትካ ሕሰበሉ ሳሙኤል ንመጻኢ ሓድነት ኣየምጽእን ካብዛ ዘላኻያ ተበገስ ። ዝሓለፈ ሽግር ኤርትራ ኣይምልክተናን
@mohammdali9169
@mohammdali9169 2 ай бұрын
Tmali nay lomi meseret iyu lomi dma nay tsibah meseret
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt 2 ай бұрын
ለማኝ ቀውስ ውሾች ተደፉ ተዘቅዘቁ
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 ай бұрын
ብዝያዳ ንስልጣኖም ይቃለሱ ከምዝነበሩ እዩ ዘብርሃልካ። ናይ ህዝቢ ሓይሎት ኣይነበረኩምን። ንመልኣከ ተኽለ መን ቀቲልዎ? ኢሳያስ ከመይ ጌሩ ክኣምነኩም? ንስልጣን ቅዽ ድም እምበር ንህዝቢ ኣይትሓልዩን ኢኹም።
@istefanostesfay6158
@istefanostesfay6158 2 ай бұрын
እቲ ሓቂ ህግሓኤ ሰለስተ ግዜ ንህዝቢ ኤርትራ ናይ ውህደት ጻዊዒት 1ይ 1987 2ይ 1989 3ይ 1991 ተገይሩ ኢዩ ኣብ ክንዲ እዚ ጻዊዒት ከምቶም ሶውራውያን እድሪስ ግላውድዮስ- ሳልሕ ሒያይ- ዓዜን ያሲን- ወዲ ብላታን ካልኦትን ነቲ ዝተገብረ ጻዊዒት ተቐቢሎም በብውልቆም ኣብ ነጻ ሃገር ኤርትራ ኣትዮም ሪፈረንዱም ንነጻ ሃገር ኤርትራ ዘድመጹ: በዓል ዎልደየሱስ ግን ነቲ ጻዊዒት ተሓሲሞም ሕጂ ድሕሪ 33 ዓመታት ሃሎውሎው እንተ በሉ ትርጉም የብሉን: ነብሲ ቅትለት ኢዮም ገይሮም: ተስፋይ እስቲፋኖስ: ተስፋይ ሚላኖ: ወዲ ጻብራይት:
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt 2 ай бұрын
ለማኝ ቀውስ ውሾች
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 ай бұрын
ወልደየሱ ዓማር ዝብሎ ዘሎን ጉድለታቱን። ተዋጊእካ እንተዳኣ ተሳዒርካስ፡ ብኸመይ ዳኣ ኣብ'ታ ዝተሳዓርካላ ሃገርስ ስልጣን ክትረክብ ትጽበይ፧ እዚ ዘይከውን ነገር እዩ። ክኸውን ዝነበሮ ግን፡ ከም ዝተሳዓርኩም ኣሚንኩምን ኢድኩም ክትህቡን ናብቲ ዝሳዓረካ ክትኣቱን እዩ ዘለኩም ነይሩን። ወይ ካኣ ብብቕዓትኩምን ብሓይልኹምን ተኣማሚንኩምንን ብረት ዓጢቕኩምን ብረታዊ ቃልሲ ምክያድን፡ ወይ ካኣ ብጽፉፍ መስመር ሒዝኩምን፡ ምስ ጸላኢ ህዝብን ሃገርን ዝኾነ ምስ ከም ወያነ ከይተቛማጣዕኩምን፡ ፖለቲካዊ ቃልሲ ምክያድ'ውን ገለ ኣንፈት ክትገብሩስ ምፈተንኩም'ውን ነይርኩም ኢኹም። ግን ብኹሉ ኢኹም ብቕዓት ሲኢንኩምን ንህዝቢ ኤርትራ ካኣ ንወያነ ኢኹም ኣሕሊፍኩም ክትህብዋ ተበጊስኩም ነይርኩምን። ስለዚ ካኣ ኢኹም ንስዕረትኩምስ ክትክእዎ ዘይካኣልኩምን ኣዚኹም ካኣ ፋሕ-ፋሕ ክትብሉ ዝኻኣልኩምን'ሞ፡ ስለዚ ካኣ ኢኹም ክትትስኡን ተጠርኒፍኩም ክትቅጽሉ ዘይካኣልኩምን። ምኽንያቱ ስዕረት'ውን ናይ'ዚ ሃስያ ስለዘለዎን።
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 18 МЛН
Comfortable 🤣 #comedy #funny
00:34
Micky Makeover
Рет қаралды 15 МЛН
Sunglasses Didn't Cover For Me! 🫢
00:12
Polar Reacts
Рет қаралды 5 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 36 МЛН
ኣውራጃውነት - ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?
45:05
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 18 МЛН