No video

Dehay Eritrea ብዝተኻእለ መጠን ንክብሮም እየ ክመስል ዝደሊ!" ክብሮም ዳፍላ ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 6,573

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Күн бұрын

Dehay Eritrea "ብዝተኻእለ መጠን ንክብሮም እየ ክመስል ዝደሊ!" ክብሮም ዳፍላ
ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ወርሒ’ዚ መበል 33 ዓመት ናጽነቱ ይጽንብል ኣሎ። ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ብዛዕባ ናጽነቱን ህሉው ኩነታት ሃገሩን ዘይሓስብን ዘየስተንትንን የሎን። ብፍላይ እቲ ንጽምብል ናጽነት ዝረአን ኣብ ጽምብል እቲ ብስራት ዝተሳተፈን ከኣ ፍሉይ ዝኽሪ ክህሉ ባህሪያዊ እዩ። ስለዝዀነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዓመት ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዕለትን ሰዓትን ብዛዕባ ኩለንትናዊ ጉዕዞ ሃገርና ክንግምግም ኣገዳሲ እዩ። ስለዝዀነ ከኣ ደሃይ ኤርትራ ናይ ሓያሎ ገዳይም ተቓለስቲ ተመኩሮ ተቕርብ ኣላ።
ሎሚ እምበኣር፡ 2ይ ክፋል ምስ ሓው ክብሮም ዳፍላ ዝኽርን ገምጋምን መበል 33 ዓመት ናጽነት እነሆ ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
20 ግንቦት 2024
ካልኣይ ክፋል

Пікірлер: 40
@ben5115
@ben5115 2 ай бұрын
As I see it we have or there is big difference in knowledge and understanding within our society . Dr Kibrom is one of the high caliber scholars in his Analysis of our country's political development
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 2 ай бұрын
Thank you clear message 👊🏿ℹ️📺👈🏿
@Embaseyra
@Embaseyra 2 ай бұрын
ኣቶ ታፍላ ጂግናን ኣቦ ሓቂን ንበረልና ከም ሓቀኛ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@iwaywaywitt4541
@iwaywaywitt4541 2 ай бұрын
Proud of u ia kibrom
@fiory25
@fiory25 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@danieltekle109
@danieltekle109 2 ай бұрын
ካብ ጥልያን ካብ እንግሊዝ ካብ ሕቡራት መንግስታት ዝተወርሰ ኣገባብ ምምሕዳር ኣብ ኤርትራ ከም ዝነበረ ታሪኽ ኣይነግርንዶ?
@assefagebremichael4826
@assefagebremichael4826 2 ай бұрын
Kibrom, an outright dishonesty! I was a member of Hafash Wedubat. "Hafeshawi Politicawi Timwheti" a political education and discussion manual of Eritrean, past and future was elaborating a comparative of Eritrea with other liberation fronts outcome. Among the many, you and Ermias Debesay had a significant knowledge and role in the culture of worshiping EPLF and intimidating, sometimes even physically harming individuals who had a dissenting opinion. So much so both of you were mini IA in Rome. Like every dictator, IA did not make himself a dictator without the willful participation of the majority of Eritreans.
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 2 ай бұрын
ክብሮም ብውልቁ ዝገበሮ ገበን ኣሎ እንተኮይኑ፡ኣብ ዓዲ ሕጊ ኢናዘለና ክኽሰስ ይክእል እዩ፡ እንተ እዚ ትብሎ ዘለካ ግን፡ንእስያስ ንምክልኻል ዝግበር ሸፈጥ እዩ።ድሓር ከኣ ሓፋሽ ውድባት እንተኔርካ ድኣ እሞ ክንደይ ኤርትራውያን እውን ብወገንካ ኣቅቲልካ ወይ ከኣ ቀቲልካ ኢካ ማለት እዩ፡ሓፋሽ ውድባት እንታይ ድዩ ስርሑ ኔሩ
@justiceseeker4961
@justiceseeker4961 2 ай бұрын
Ato Kibrom zgebero aberkto abi eyu ab himbol, Treasury, inland revenue and finally airline azyu mbul asrrarha atatyi, abi kbri aleni bgley. Mbul asatafi menseyat zeynq kbri zhb
@assefagebremichael4826
@assefagebremichael4826 2 ай бұрын
@@teweldenegusse1345 I am responding to you nonsensical response out of respect for you Eritrean Identity. As for your accusation of my assertion of an ex member of EPLF mass organization , incriminates me a participant of the murder of Eritreans, while you defend Kibrom Dafla's innocence until proven guilty and you think I am a participant of murder, it shows you are driven by hate not principle! Ask Kibrom what his overt and covert job description in Rome during early 70s? Ask Kibrom if he knew Yosef Dayan?
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብሱል ዘረባ መንን ይንገር ዝወዓለ መን ከ የርድእ ዝቐበረ ኢዩ ነገሩ ። ኢሰያስ ድኣ ንመቃልስቱ ሓሊፉ ንደቆም ደቂደቆም የደጥፍእ ኣሎ። ንዓና ንሰራዊት 30ብር ጀሚሩ ዕበጦ ዕበጦ ድኣ ኔራ ኢያ። ኣብ ሓይልታት ምፍጣርካ ዘጽልእ ሂወት ኣሕሊፍናዮ ኣቦታ ጸላኢ ንምሓዝ መስርዕ ፊተውራሪ ተባሂሉ 4-5ተራ ሓደ ሓላፊ ንኣቱ ንስዋእ ንጠፍእ ኔርና። ድሕሪ ናጽነት ግን ገዛ ንሓለፍቲ ዝለዓለ ደሞዝ ንሓለፍቲ ምዕዳል ጤሳ መሬት ንገዳይም ወይ ንሓለፍቲ ይብሃል ኔሩ ኣዚዩ ዘሕምም ኢዩ። ሕጂ ክኣ ናይ ኣፈኛታት መዳኸርቲ ኮይና ተሪፋ ዝኸፍአ ሽግር ኣሎ ኣብ ቅድሜና
@ChevCheliosMr
@ChevCheliosMr 2 ай бұрын
ዓቢ ውድብ ትብሎ ካብ መጀመርያ ዚበለጹ ተጋደለቲ ኣንዳ ቐጠልካ ኢዩ ነይሩ።
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 2 ай бұрын
Ezom nezi wedeb tekesu nenehedhedkum heji tekatatelu alekum, selementay kab teblewo zelekum zereba zeytemaharkum?
@selam7603
@selam7603 2 ай бұрын
​@@sewitghabremichael3132if you don't know don't judge the dictator he starts intellectuals to put in prison 1973 and now he destroyed Eritrea and Eritrean people
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 ай бұрын
ብስለትን ተሞክሮን ዘለዎ ዓቢ መምህር👍
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 2 ай бұрын
አይትጋገ
@trussom647
@trussom647 2 ай бұрын
መምህርካ ይግበሮ ተግባሩ ክትገብር
@HagosHalhal
@HagosHalhal 2 ай бұрын
እተን ክትገዝኤን ኢልካኣየር ዝተለኣኽካዮ እቲ ገንዘብን ኣበይ ኣተወ
@trussom647
@trussom647 2 ай бұрын
ኣብ ሙዑጉርቱ ዶ ትሪኦ የለኻን ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ሕጊ አንዳባከ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚🩵💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@binyamhadgu5219
@binyamhadgu5219 2 ай бұрын
Hafash wdbet ember tegadalay ayneberkan .
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 2 ай бұрын
ነቶም ኣብ 2012 ህግደፍ ገዛ ክሰርሓልኩም ኢሉ ሓንሳብ ንጀርመን ሓንሳብ ንሩስያ ገንዘብ ሊኢኾም ክሳብ ሕጂ ገዝኦም ዘይተረከቡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ህግደፍ ገዛ ሰሪሑ ከርክቦም ከምዘይኮነ ነጊርዎም ኔሩ። ካብ ገንዘብኩም ትልእኩ ብትጽቢት ትሳቐዩ ገንዘብኩ ብክርቢት ኣቃጽልወን ክትቀብጽወን ኢልዎም ኔሩ ነዞም ባራዩ። ክሳብ ሕጂ ድማ ተጀሚሩ እምበር ኣይተወድአን ምኽንያቱ ኢሳያስ ናይ ዕንወት፡ ናይ ስርቅን ምጥፍፋእን ስለዝኾነ። ሕጂ ውን ከይትደናገሩ እቶም ኢሳያስ ለውጢ ከምጻኣልኩም ትጽበዩ።
@TecluOgbamicael
@TecluOgbamicael 2 ай бұрын
ቅድሚ ሕጂ ኣቶ ክብሮም ዘቅርቦም ዝነበረ ርእይቶታት ብቃለ-ምምልስ ኮይኑ ብመግለጺ ሓሓሊፈ ዝሰምዖም ዝነበረኩ፡ መሃሪ ኮይኖም ረኺበዮም። ኣብ’ዛ ቃለ-ምምልስ ግን፡ ስልጣን ኣብ ትሕቲ ምልኪ ምኽንያት ካብ ዝኾኑ ንሓፋሽ-ውዱባት ከም መመኽነይታ ምቕራቡ ግን ኣይግድን፡ ኣይፋልካን። ብፍላይ ኣብ’ዛ ርእይቶ ናይ ሓፋሽ ውዱባት ትምልከት ርእይቶይ ከቕርብ። ኣቶ ክብሮም፡ ዕላማ ምስረታን ተራን ሓፋሽ ውዱባት ኣብ ሰውራ ዝነበረ ይስሕቶ ክብል ኣይደፍርን። ተመክሮኡ ምስ ህዝቢ ኣብ CV ብዝርዝር ኣቕሪቡዎ ስለዝኾነ መረዳእታ የብሉን ክበሃል ኣይክኣልን። ማሕበራት ኣብ ልዕሊ ኣበርክቶ ንሰውራ፡ መሰረት ንቁሕ ባይቶ ናይ መጻኢት ኤርትራ ንክኸውን ኢዩ ተመስሪቱ። ልዑል ንቕሓት ከምዝነበሮ ድማ ኣብ ኣብ ደገ ይኹን ኣብ ውሽጢ፡ ምስ ጽንኩር መነባብሮ፡ ንርእሰይ ከይበለ ኣበርክቶኡ ኣብ ጉዕዞ ቃልሲ ብግብሪ ኣመስኪሩ። እንተኾነ ግን፡ ማሕበራት ምስቶም ተላኣኽትን ካድራትን ድርብ ቃልሲ ከምዝነበሮ ዝከሓድ ኣይኮነን። ምእዙዛት ኢሉ ዝገለጾ ክብሮም፡ ኣይግድን። ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ፡ ሓደ ክፍሊ ኣብ ሊዕሊ ካልእ ክፍሊ፡ ጸብለልትነትን ትምክሕትን ስለዝነበረ፡ ኣብ ሜዳ ዝነበረ ቃልሲ ድማ ምስ ማሕበራት ብኣጋኡ ምሉእ ኣፍልጦ ስለዘይነበሮ፡ ካብ ከም’ዚ ትምክሕታዊ ስምዒት ዝተበገሰ ክኸውን ይኽእል። ንቕሓት ማሕበራት ብረት ኣይተዓጠቕ'ምበር፡ ካብ ዝኾነ ክፍሊ ኣንተዘይበሊጹ ዝተሓተ ኣይነበረን ክብል ይደፍር። እዚ ኣብ ሃገርና ወሪዱና ዘሎ መዓት ጠንቑ፡ ኣብ ክንዲ በብዝጠዓመካ መደምደምታ ምሃብ፡ ሓደ መድረኽ ዕድል ተረኺቡ ገጽ ንገጽ፡ ዝግምገመሉ እዋን እንተዝርከብ ከመይ መሓረ ምኾነ!!!!
@efremtecle4234
@efremtecle4234 2 ай бұрын
ዘበኖም ምሉእ ብሚስጢራዊት ጉጅለ ይምርሑ:: እቲ ቀደም ኩሉ ትፈልጥን ትሕንጽጽን እታ ናይ ሕሹኽሽኽ ጉጅለ:: ድሕሪ ምሕራር ኤርትራ ክኣ ኩሉ ሃገር ተማእዝን እታ ሓዳስ ናይ ሕሽኽሹኽ ጉጅለ:: ኩሎም ኣንፈልጦን ከምዚ ከምቲ እዩ ክኸውን ዝኽእል እናበልካስ ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ መንግስቲ ትቕመጥ:;
@merhawiandegergish6416
@merhawiandegergish6416 2 ай бұрын
እታይ ጌርካ ኢካ ካብ ሃገር ወጺካ ኢልካ እባብ ሕቶቶ? ? ገንዘብ ናይ ህዝቢ ሰሪቁ እዩ ወጹ ዝብሃል ዘሎ ዋጋ ነፈርቲ
@trussom647
@trussom647 2 ай бұрын
ገለ ካብቲ ዝወሰዶ ገንዘብ በርገር ኣብሊዕዎ እንተኾይኑስ ከምኡ ኢሉ ኣይቶን ኢዩ ።
@binyamhadgu5219
@binyamhadgu5219 2 ай бұрын
Ata belai deku kedai ab holand zgeberkayo khdetn gebenn chkane ab leli menseyet kebid .geben eyuuuuu
@tewisaak9248
@tewisaak9248 2 ай бұрын
ወዲ ታፍላ ደጋፊ ብርጌድ ንሓመዱ ቃል ውድብካ ዲዩ።ቃንቃ ትንታኔኻ ብስለት የብሉን፡ንድኽነት ዝትቃልዔ፡ናይ ጽልኢ ፖለቲካ ሃገር ትስጉመሉ ምስ ሓታቲኻ። ኣበይ ኮንካ ኢኻ እዚ ሃጀውጀው ስንዮር ፖሎቲካውያን በለ ስንዮር ሃዳማይ ዶ ኣይምሓሸን
@trussom647
@trussom647 2 ай бұрын
ከማኻ የብዛሓዬም ሓቂ ዝዛረቡ
@tesfaitecle7677
@tesfaitecle7677 2 ай бұрын
ክብሮም ዳፍላ እዛ ተመክሮ መንግስታዊ ኣሰራርሓ ዝበልካያ ብሓቂ ጌጋ መግለጺ ኢዩ ምኽንያቱ ብዙሓት ኣብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዓቢ ሓላፍነትን ተመክሮን ዝነበሮምኔሮም'ዮም 2ይ ካብ ደገ ዝመጹ ምሁራት ከማኽሩን ክሰርሑን ድሉዋት ዝነበሩ ዕድል ተኸሊኦም ጥራሕ ዘይኮነ ምንእኣሶም ኢዩ ተራእዩ ። ብተጋደልቲ ክብሓት ጥራሕ'ዩ ተደልዩ ብፍላይ ቀንዲ ኣገልገልቲ እሙናት ናይ ኢሳያስ ። ብጀካና ተጋደልቲ ንቑሕን ውፉይን ዝብል ስምዒት ክሳብ ሕጂውን ኣይወጸልኩምን ሕጂ'ኳ በጨቕ ኣቢልካዮ ። ሓፋሽ ውድባት ነበር ስልጣን ሒዞም ዝበልካዮም እንተኾይኖም'ውን ፍሉያት እሙናት ናይ ኢሳያስ እምበር እቶም ስልጣን ክሕዙ ዝኽእሉ ኣይኮኑን። ኣብ መጀመርታ ነጻነት ሽዑ ሃይለ ድሩዕ ስልጣን ንህዝቢ ነረክቦ ከምዝበለን ኢሳያስ ከምዘይተቐበሎን ምፍሕፋሕ ድሩዕን ኢሳያስን ከምዝጀመረ ብርሃነ ኣብርሀ ኣብ መጽሓፉ ኣስፊርዎ'ሎ። እዛ ተመክሮ ኣይነበረናን ትብል ናይ ሕመቕ መሪሕነትን ዓበይቲ ካስድራትን መሸፈኒ ኢያ ዝብል ርእይቶ ኢዩ ዘለኒ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሰርሐ ምዕባለን መንግስታዊ ምሕደራን ካብ ኤርትራዊ ዝሓይሽ ብቕዓት ስለዝነበሮም ኣይኮነን ፡ ትምህርቲ ብምውሳድን መኽር ታት ብምቕባልን ስለ ዝተጠቕሙ ኢዩ።
@binyamhadgu5219
@binyamhadgu5219 2 ай бұрын
Yedhnena kab kemzi kemaka seraki mleso eti kdmn dhrn natsnet zserekkayo
@binyamhadgu5219
@binyamhadgu5219 2 ай бұрын
Jejawi mengsti ktglbt hasibka .
@binyamhadgu5219
@binyamhadgu5219 2 ай бұрын
Aka Aka beka ata nezi ktmesl tmne drbay
@AfariMoranSleuthExportedSalt
@AfariMoranSleuthExportedSalt 2 ай бұрын
ለማኒ ከልቪ ናይ ሓርነት ባርያ
@binyamhadgu5219
@binyamhadgu5219 2 ай бұрын
Kbrom dafla tarkka srki ember srah ayneberen . Bsrki teasirka zneberkas bzaba mmhdar aytzareb . Hasawi . 2 amet kdmi natsnet 2 amet dhri natsnet ab maserti zneberka ab poletika zmbul hrfan sltan . Ab emnet nbret seraki
@Ae91scd
@Ae91scd 2 ай бұрын
ጽጽዋይ ኢኻ ተዕልለኒ ዘለኻ; ብስለት አይረኸብኩሉን;;
@Ae91scd
@Ae91scd 2 ай бұрын
ተጋዳላይ በሊሕ እዩ ዲኻ ዝበልካ ? Kkkkkkkk----
@Ae91scd
@Ae91scd 2 ай бұрын
አብ ኤርትራ ብጊዜ እንግሊዝን ( British Administration)ሀይለስላሴን ደርግን ዝተመሀሩን ዝተመኩሩን ሰጒግኩምን ጸልጺልኩምን ኢኹም:: ንስኻ እውን አብኡ ኔርኩም::
World’s Largest Jello Pool
01:00
Mark Rober
Рет қаралды 125 МЛН
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 9 МЛН
በየነ ገረዝግሄር (ውፉይ)
54:25
selam kdane
Рет қаралды 24 М.
World’s Largest Jello Pool
01:00
Mark Rober
Рет қаралды 125 МЛН