Dehay Eritrea ተ/ጋ ሕሩይ ብምንታይ እዩ ኣብ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ተኸሲሱ? ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 9,520

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

3 ай бұрын

Dehay Eritrea ተ/ጋ ሕሩይ ብምንታይ እዩ ኣብ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ተኸሲሱ?
ህግደፍ፡ ብሓሳብን ርእይቶን ንዝበደሆ ወይ ንምሕደርኡ ተቛዊሙ ካብ መሳርዑ ነብሱ ዘግለለ ኩሉ ሰብ ብዝተፈለላየ ሽም እዩ ዝጥቅኖም። ንገሊኦም ምስ ናይ ወጻኢ ናይ ስለያ ሓይልታት ከም ሲኣይኤን ሞሳድን ወይ፡ ምስ ወያነ ብምልጋብ እዩ ዝጥቅኖም። ካብኡ ሓሊፉ እውን ገንዘብ ኣጠፋፊኦም ሞሊቖም ሃዲሞም እናበለ ዘይሽሞም ከላግበሎም ይፍትን። እዚ ናይ ጠቐነ ተግባር ካብ ምሒር ምድግጋሙ ዳርጋ ሎምስ ኩሉ ሰብ ፈሊጡዎን ተረዲኡዎን እዩ።
ተጋዳላይ ሕሩይ ንስርዓት ህግደፍ ተቓዊሙ ካብ ሃገር ወጺኡ ክቃወም ምስ ጀመረ እውን ዝተፈላለየ ዘረባታት ክስማዕ ጸኒሑ እዩ። ሎሚ እምበኣር ተጋዳላይ ሕሩይ፡ ምስ ደሃይ ኤርትራ ዘዕለሎ ታሪኽ ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል እነሆ ይቐርብ ክትከታተሉና ንዕድም!
3ይ ክፋል ዘተ ምስ ተጋዳላይ ሕሩይ!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
09 ግንቦት 2024
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 60
@asgodomteclemicael1003
@asgodomteclemicael1003 3 ай бұрын
I really appreciate you Samuel for you are doing. Especially like Huruel, he is Gugule of Eritrea. I have big respect on him. We Eritrean have not chance to lead. It was supposed Eritrea and Eritreans to lead like Hurue. It is not late even now with all his knowledge and experience he can do something to save Eritrea. I wish to have health and age. GOD BLESS FOR BOTH OF YOU.
@abharish1773
@abharish1773 3 ай бұрын
شكرا جزيلا عمنا المناضل حروي . ربنا يعطيك العافيه ويطول في عمرك💚🇪🇷💚
@samsontekesteasfaha5127
@samsontekesteasfaha5127 3 ай бұрын
አቦናን አያናን አቶ ሑሪ ተላ ባይሩ መጀመሪያ ዕድን ጥዕናን ይምኒየሎም ብምቅፃል ድማ ኩሉ ግዜ እንተተምፃልና ክንደይ ኾን ምስተማሃርና ኔርና ምክንያቱ ኩሉ ግዜ ሰሚዒናዮም ዘይንፈልጥ ቃላት ቁሙነግር ዋዛን ዘለወም አስተምህሮ ስለ ዘገድሰና ብድጋሜ ከተምፃእላ ንምሕፀነኻ ሓው፡ ብምቅፃል ድማ የቄኔልና 👍👍👍
@stevetsegay3930
@stevetsegay3930 3 ай бұрын
Excellent!Thanks both.
@shewasium1294
@shewasium1294 3 ай бұрын
ክቡር ሳሙኤል ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ። ምስጋና ድማ ንኽቡር ጋሻ ተጋዳላይ ሕሩይ ተድላ ነቲ ንጹርን ምቕሉልን አተራርኻን ሃብታም ተሞክሮኻን ፍልጠትካን።
@FkreyesusWeldezghi
@FkreyesusWeldezghi 3 ай бұрын
ኣየ እንዳ ባይሩ ዕቕቢት። ከምዚኦም ገዛ ዚኦም ንወለዶ ዝመሓላለፍ ሕማም ብልሽውና ዘለዎም ብፍጹም ኣይርከብን። ኣቡኡ ተላ ብልሹው፡ ኣዎቡኡ መንግስቱ ባይሩ ብልሹው፡ ሕሩይ ንባዕሉ ብልሹው። ንስኻ ድኣ ስልጣን ይእኽለኒ ዘይትብል። ንፈልጠካ ኢና ኣብ ጥቓ ቤ/ጽ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ናይ ትርጉምን ፈቶኮፒን ከፊትካ ኮሎኻ። ኣቦኻ እግሪ ወይ ጫማ ናይ ሃይለ ስላሴ ይስዕም ነይሩ ንስኻ ድማ እግሪ መለስ ዜናውን በረኸት ስምኦን ትስዕም ነርካ ከምዚ ናይ ሎሚ ከይኮነ።
@Hankewta8196
@Hankewta8196 3 ай бұрын
ሰላም! ኣምባሳደር ፈረንሳ: ኢትዮጵያ ንዓሰብ ደልያ ኩናት ከም ትኸፍት ነጊሩኒ: ይብል ኣሎ:: ስለዚ እትዮጵያ እይ ንኤርትራ ናይ ምውራር ድሌት ዝነበራ ማለት ድዩ:: እሳያስ ስልጣኑ ንምንዋሕ ኩናት ወሊዑ ዝባሃል ፍሩስ እዩ ማለት ድዩ:: እዚ ኣብ ዝመጽእ ክትሓቶ ይምሕጸነካ:: ድሓር ብዙሕ ክሕተ ዝግባእ ነገራት ረጊጽካዮትሓልፍ ኣለኻ'ሞ ኣብ ሞንጎ እንዳ ኣቋረጽካ ምሕታ መብርሂ ከም ዝወዋሃብ ግበር:: የቐንየልና
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 3 ай бұрын
ኣቶ ሕሩይ ተድላ ምስ ግርማይ ገብረትንሳኤ (ፎቶ ኣዝማሪና) እንታይ እዩ ኣካሲስኩም? ንምንታይ እዮም ኣባላት ቤ/ጽ ፕረሲደንት ኣብ ሽምግልና ዝኣተዉ? ዳሕራይ ከ ኣብ መርዓኻ ቪድዮን ደረቅ ስእሊ ናይ ዝሰኣሉኻ ሕሳብ ንግርማይ ከፊልካዮ ዶ ወይስ ሕማቕ ዝረኣዩ በዓል ኣቦይ ባህረን እቶም ሓንፈጽ ዓርክኻን እዮም ከፊሎሞ?
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 2 ай бұрын
Btaemi btaemi habtam thzto zelewo qale mehtit, Abona Hruy Tedla Bayru tenebibu zeywidae mexhaf nay tarik Ertra Eyom, ab ngebro qalsi maezin zethz nkeynhwtitn megedi keytefaanan azyu azyu agedasi tmhrti eyu nteqemelu meneseyat. Samuel nay bahaqi yemesgneka.
@Ipraypeace
@Ipraypeace 3 ай бұрын
@ ወዶቦይ ተላባይሩ! እሞ ንዓኻ ኣብ ቦታ ዘምህረት እንተዝገብረካ ምኣበኻዶ፧ ኣክንዳይ ንኣልኣሚን ወይ ንድሩዕ ወይ ንጴጥሮስ ግበሮም'ዶ ምበልካዮ፧
@ephraimtephraim9358
@ephraimtephraim9358 3 ай бұрын
Like father, like son. Fathers and sons resemble each other, and sons tend to do what their fathers did before them. ሕሩይ ናይ መን ደኣ ክሕዝ። ኣቡኡ ሃገር ሸይጡ፡ ንሱ ውን ይዋገየላ ኣሎ።
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 2 ай бұрын
መእሰርን መትሓዝን ዘይብሉ ብጀካ ጽልኢ እዩ
@truth3960
@truth3960 3 ай бұрын
ሕሩይ ተበላጺ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ብምጥፍፋእ ኢዩ ዝፍለጥ.
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ኣይኮነን። ኢሳያስ ብዓይኒ ፖሎቲካ ክትንተን ዘይበቅዕ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ እዩ። እዚ ሰብ ንኤርትራን ህዝባን ይጸልእን ይፍንፍንን'ዩ። ኡንኮ ዕላምኡ ሓሶታት እንዳሰበኸ ንህዝቢ ኣደንቂሩን ረጊጹን ኣብ ስልጣን ምጽናሕ እዩ። እዚ ሰብ'ዚ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ psychopath ጥራሕ ዘይኮነ ብስቓይ ኤርትራውያን'ውን ሩፍታ ዝስምዖ saddist እዩ። ኤርትራ በዚ ሕሙም ፍጥረት ትምራሕ ዘላ ሃገር እያ: ንኩሉ ዘረባታቱን ግብርታቱን ብክኢላታት ስነ ኣእሙሮን ስነ ልቦናን ክጽናዕን ክትንተንን እዩ ዝግባእ።
@Hager330
@Hager330 3 ай бұрын
Thank you great father❤
@tesfamicaelabraha7630
@tesfamicaelabraha7630 3 ай бұрын
ኣቶ ሑሩይ ብሓቂ፡ ሕማቅ እካ ነዚ ከዳዓ መላኺ ስርዓት (ብጻይ ክትብሎ፡ ምስመዔይ ሓዚነ😂
@Isee-rv9um
@Isee-rv9um 3 ай бұрын
He is not motivated by personal hate. He is a high class diplomat.
@fesehawold238
@fesehawold238 3 ай бұрын
Not only that , he shamelessly said he has high respect for Isaias.
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 3 ай бұрын
ሕሩይ ተድላ ኣብ ኣስመራ ኣብ 1996-1997 ተመርዒኻ መርዓኻ ገፊሕ ነይሩ ግን መርዓ ምስ ሓለፈ ነቶ ናይ መርዓ ቡፌ ዘዳለዉልካ ቤት መግብን ቪድዮን ደረቅ ስእሊ ዝሰኣሉልካ ሰኣልቲ ን 21 መዓልቲ ገንዘብ ምኽፋል ኣቢኻ ተሓቢእካ ስለዝተሰኣንካ በዓል ኣቦይ ባህሩን እቲ ሓንፈጽ ዓርክኻ ምስ ደቀስመራ ኣዕሩክትኻ ኾይኖም ኣዋጺኦም ዕዳኻ ከምዝኸፈሉልካ ትዝክሮ ዶ? ካምባና ሙኻንካ ኸ ኤርትራውያን ይፈልጡ ዶ?
@hakimabdelkadir
@hakimabdelkadir 3 ай бұрын
Kla guhaf entay apersonal guday Tatu.
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 3 ай бұрын
ሓቂ ሙኻኑ ምእማንካ እኹል እዩ ሕሩይ ለኽባጥ እዩ ብዙሕ ኣሎ ኣብ ኣስመራ ዝኽሰሰሉ ክዳን ጽሩይ ተኸዲኑ እዩ ጥዑይ ዝመስል
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 3 ай бұрын
Nice program. ተስፋ'ገብር ክትቅጽልዎ።
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 3 ай бұрын
ዝብሎ ዘይፈልጥ ብኣንነት ርእሱ ዝሓበጠ ባዶ ናይ ፓለቲካ ተንታኒ ትግራይ ሓንሳብ ከም ልኡላዊት ሃገር ይፈልጥ ወደብ ዓሰብ ንኢትዮጵያ ክወሃብ ይደግም ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ትግራይ ምጽናት ዓሌት ፈጺሙ ኢሉ ይኸስስ ኣቶ ሑሩይ ሃገራዊ ስሚዒት ካብ ዝርሕቆም ቅንይንይ ኢሎም ኢዮም ታሪኽ ይደግሙ ኣለዉ ምሕረት የውርደሎም
@medhanietecle3603
@medhanietecle3603 2 ай бұрын
Timilus elka nay wedi Bacaro zekir. Hiruy ayana Betekriatian yihisheki
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 2 ай бұрын
Samuel Professional journalist mikanka fulut eyu !
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 3 ай бұрын
Rip
@solomonbisrat5467
@solomonbisrat5467 3 ай бұрын
Yehzineka eu tarik hizbi Ertirea ezikulu tegadilus abmewedaeta tekahidu ghin mewedaeta alewo selam behayli amlak kimetsie eu
@EyobGhebreziabhier
@EyobGhebreziabhier 3 ай бұрын
ብዙሕ እርሩም ቲግሪይና: 1. ንምንታይ ነበረ ሕሩይ ክሱስ ብ ... አብ / Why was Hruy accused by ... in ... 2. ህግደፍ አይ-ይጻወርን ናብ እተን ሐሳባት ናይ ካልኦት ዝ ይከዳ አንጻር ናታቶም 3. እኩተ (=እውን ኩልሉ ተረፍ) etc. in English.
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 3 ай бұрын
አታ ቋንቅኣ አንግሊዝ ኣውሂድ ኣብላ ዘይርደኦ ብዙህ ስለጽዝኮነ
@merhawiandegergish6416
@merhawiandegergish6416 3 ай бұрын
Lekemti Hzbi Eritrea 🇪🇷Zkonu geza hatela trik Esun Abun 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@hailetecleselasieletaitc0062
@hailetecleselasieletaitc0062 3 ай бұрын
Huruy was smart guy but why he doesn’t work with president issayas
@yonastsegay7340
@yonastsegay7340 3 ай бұрын
ሕሩይ ዕደ ናትካስ ክኣ ገደደ ኣብ እርጋንካ ዶ ብጻይ ፕሬዚደንት ኢሰያስ በልካ:: ስብሓት ነጋ ኣብ ኣመሪካ ስደት ኮይኑ ብጻይ : እንታይ እዮም ከ ኩሎም ብጻይ ብጻይ ዝብሉ በጻብጽ:: 10:53
@fiory25
@fiory25 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 3 ай бұрын
18:51 Eziom zmeslu Jeganu kem zeiweldet: konet mexaweti deki mebelet:: mexawet deki mebelet::
@boezteame6935
@boezteame6935 3 ай бұрын
እዚ ውግሕ ሕድድ ዝወለ ንተጋድሎ ሓረነት ዘፍረሰ ክድዓት ካብ ኣቦኡ ዝወረሰ ከዳዕ ንመራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ይኹን ነቶም ገስገስቲ ወገናት መራሕቲ ተሓኤ ክልዕል እንታይ ሞራል ኣሎዎ።
@GermenGermen
@GermenGermen 3 ай бұрын
እዚ ማለተይ ግን ተቋዋሚኡ ድየ ደጋፊኡ ኣየነጽረኩን ከብዚ ዝገበርኩሉ ምኽኒያት ናተይ ምርጫ ስለ ዝኾነዩ።
@samuelghebre8554
@samuelghebre8554 3 ай бұрын
Bzuh cross questions gerka kimles wey kiberh zigbio hitotat neru. 1. Nebiu Tedla Bairu kewedis semienayo. Abiu abal andnet kemzinebere kulu zifelto eyu. Bsenku beal aboy weldiab ab hadega nerom. Bzuh gzie dma bmegedu nay kinxela fetene tekayidulom. Bsenki natu mergexi dma hizbi Eritrea n 30 amet waga kefilu. Eza “Dehay Eritrea “ tibl gazieta n hizbi Eritrea etitabek gazeta eko Tedla Bairu eyu axyuwa. Eski neti nay Alemseged Tesfai mexhaf nwekes kubur gazetena. Adietatna ewin n kidiat Tedla Bairun eti nay police halafi zineberen derfi awxionalom eyen. Slezi tarik kitimzez kelo suq elka mriay ageb 2. “Genzebey slezitetekemku eyom kesisomuni nab special court “ eluna. Entay malet eyu genzebey slezitetekemku? Eti reason bwilkey yifelto eye. Eti haki ngoni gedifna gna abti zerebiu trah kizareb: Eti tikal share company eyu neru. Slezi legal person eyu malet eyu. Kilte aynetat sebat alewu b higi meseret: natural person and legal person. Natural person seb kemana eyu. Legal person dma halafnetu zitewesene share company eyu. Slezi bsm ezi tikal zelo kulu nayti tikal ember nayti natural person aykonen. Niabnet eti tikal ab eda msziatu kemzelewo kigrem yikial. Teref eda ms zihilu gna nab wilkawi nibret naytom seb birki kedka ayhtetin eyu. Slezi ezi ksi bezi meseret kitrion cross questions kithatit neruka. Bnay wilki genzebu bsm eti tikal kihtet aykieln eyu. Slezi tewasio yiserh alo. Kalie dma “ bietesebu n Alamin manager gerom “ eluna. Higdef maletu eyu. Share company eko b abalar board eyu zikewim or zikayed. Nsom dma share holders eyom. Ezom share holders dma manager kiqoxru yikielu. Share zeyblu higdef bkemey manager kigebrelom yikiel? Impossible. Nezi tikal zekomu seleste sebat eyom nerom: Huruy: Sium kemiu ewin n gziu simu ziresiakwo Sudnawin eyom. Huruy 8% : Sium 2% eti sudanawi dma 90% neruwom. Ezi Sium zibahal nay Tseazega amahadari neru ab Gebha msiu zinebere. Kalie zirzir kiatu aydelin. 3. Bzuh negerat ab misrah tewafiru neru finally msti sudanawi hadimu wexiu. Slemntayn bkemeyin wexika elka hiteto next haki yizareb do ayizarebn kinfelit. 4. Feudal bahri yeri eyu. 5. Vice president or foreign minister eye zideli zibl zinebere eyu. Eti ms embassies yirakeb nere zibelo dma nayti zinebero timuh nexebrak eyu. 6. Gebha ewin finally abatirato eko eya. Ms gzie kikiyer slezeykiel. Anyway “ eti tikal ab kemey dereja alo elka kithato dma tesfa yigebr. I know all about it. But better to see if he can tell us the truth.
@AfariMoranSleuthExportedSalt
@AfariMoranSleuthExportedSalt 3 ай бұрын
ለማኒ ከልቪ
@NewVisionAfrica-wq2sw
@NewVisionAfrica-wq2sw 3 ай бұрын
ካብ ንበይኑ ብዛዕባ ቅዋም ትሓቶ፥ ምስ ዶክቶር በረኸት ብሓባር ብመልክዕ ፓነል እንተዝቐርብ ዝያዳ ትርጉም ምሃለዎ። ብዝተረፈ ሽሕ ጌዜ ዝበሎ ምድጋም ትርጉም የብሉን። ኣብዚ ሕጂ በጺሐሞ ዘሎዎ ዕድሜኦም ፥ ብሓባር ክቐርቡ ዘይኪኢሎም ክእ ብዛዕባ ቅዋም ክዛረቡ መልክዕ የብሉን። ብኻልእ ኣዘራርባ፥ ከም ህዝቢ ናብ ደረጃ ትግባረ ቅዋም ኣይበጽሓናን ማለት'ዩ።
@germaymebrahtom436
@germaymebrahtom436 3 ай бұрын
ህጂ ዝነደዩን ዝአረጉን ደቂ ምስሌነ ንኤርትራ አይጠቅሙዋን እዮም ዓንገረ ር እንተበሉ ተራ ዕላል እዩ::
@GermenGermen
@GermenGermen 3 ай бұрын
እስኪ ንዓኻ ንሳሚኤል(ዓካዓካ)ክረኽበካ ምደለኹ ድሕሪኡ ድማ ምስ ኩቡር ዕዱምካ ናይ ቃለመሐተት ጋሻኻ ተጋ/ሑሩይ ተላ ባይሩ ምረኸብናዮ።
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 3 ай бұрын
እቲ ካልእስ ቅቡል ርእይቶ መሲሉ ይረየኒ። እታ "ይሕሰም ይጸብቕ ሃገረይ መንግስተይ ኩሉ ጊዜ ናተይን እዩ" እትብል ግን ነታ "ዝነገ ንጉስና ዝበረቐ ጸሓይና" እትብል ምስላ ኣዘኪራትኒ። ኣቦይ ወልደኣብ ነዛ ምስላ እዚኣ ተጸዪፎም ዝዘከሩዋ ምስላ ምዃና ትፈልጥ'ዶ፧!!!
@Ipraypeace
@Ipraypeace 3 ай бұрын
እታ "ዝነገሰ ንጉስና ዝበረቐ ጽሓይና" ኣብቲ ምሲትዮጵያ ምሕባርዶ፧ ኣይንሕበር፧ ዝበሃለሉ ዝነበረ እዋን፡ ዝጥቀሙላ ዝነበሩ እያ። ምስ ውሽጣዊ መንድስትና ዘመሳስል የብሉን።😂 ዘይመሳሰል ኣተመሳስል። ወይ ድማ ዶንቊርካ ሰብ ኣይተዶንቁር። ብዓል ተላባይሩን ወዱ ሕሩይ ተላባይሩን ዲንቁሮም ዘደንቆሩናያኽላና።
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ንሑሩይ ኣይትወሓጠሉን እዩ። ንጀብሃ ዘፍረሰ መራሒ ምስ ኢሳያስ ከተወዳድሮ ትኽእልዶ። ? ውግእ ብጸላኢ እዩ ዝጅመር እምበር ብእሳያስ ኣይኮነን ሓቂ ንምዝራብ።ሕጊ ዘየኽብር ከኣ በትሪ እዩ።
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 2 ай бұрын
Ezom abotatna buzuh kindemom alena, kindey abotat hasabatom keysemaenayom halifom alewu
@adamismail9137
@adamismail9137 3 ай бұрын
ሕቶ ? 1 ... ኢሳይያስ ኣፍወርቂ በሓቂ ድዮ ኪጋደል ወጺኡ ? 1... መሰረታዊ ፍልጠት ቀዋሚ ንቅሓት ዘይውኒን ይባሃል ንሰኻ ብፍላይ ናይ ቁጠባ መጻሕፍት ኣይንበበን 3 ... ኢሳያስ በዉድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ንዑቅ ባእታ እዮ ከመይ ኢዚ
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 3 ай бұрын
ናይ መርዓ ዝገበሮ ገንዘብ ምኽፋል ስለዝኣበየ እዩ ተኸሲሱ
@sna6611
@sna6611 3 ай бұрын
ናይ ምንታይ መርዓ እዩ ሐው
@Ipraypeace
@Ipraypeace 3 ай бұрын
@ናብ ወዲ ተላባይሩን ፡ ዓካ ዓካን። ቀንዲ ሓንኮልቲ ኤርትራዊ ሃገራውነትን ቃልሱን ብዓል ንስኻን ከማኻ ዝመኣመሰሉ ኣምሰሉታት ተበለጽቲ ቁርዲድ ሃገር ኢኹም። በጃ ኢሰያስን ዘምህረትን ጥፋእ። ኣብ ተ.ሓ.ኤ ኣይ ምስ ሻዕብያ ኣይ ምስ ጀብሃ ንኾንቱ ዕድሚኦምን ሂወዮምን ኣጥፊእካዮም። ክንደይ ገርህታት መንእሰያት ሓደ ካብኦም ንዓይ ቆሞና ሓወይ ተባዕ ኣብ ብሎክትትን ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራን ብቕሉዕ ዝተጋደለ ቀንዲ ኣማኒኻን ኣብክንዳኻን ይማጎትን ነይሩ ። እስኻ ግን ደሃዩን ደሃይ ደቁን ስድርኡን እኳ የብልካን። ናይ ህግሓኤ ዋና ጸሓፊ ጀግና ተጋዳላይ ፕረስደንት ኢሰያስ ኣፊወርቂ ግን ንመስዋእቱ ኣፍልጦ ሂብዎ። ዓካ ዓካ ከኸ ምስጀጋኑ ከምዘይነበርካ ሓማይን መግሮምረምን ኰንካ ተርፍካ። ብኸምዚ ናትኩም ትህነጽ ሃገር ይኹን ፖለቲካ የለን። ይሕሰም ይጸብቕ ሃገረይ መንግስተይ ኩሉ ግዜ ናተይን እዩ። ሃገር ናይ ፕረሲደንቲ ኣይኮነን ። ንሰለ ሃገር ግን ንፕረሲደንቲ ተኣዘዝዎ። ኣይትእዘዙ ኣይትእዝዙ ንዝእዘዙ ተንድዝዙ ድንዙዛት ናይ ሕሜታ ነጋዶ።
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ቀረጽ ዘይከፈልካ ከይትኸውን።
@Ipraypeace
@Ipraypeace 3 ай бұрын
@ ኣቶ ዘይሕረ እንታይ ሓዲሽ ዜና ድኣ ሰሚዕካ ኬንካ ኢኻ ኣብዛ ናይ ሎሚ መዓልቲ ካብታ ቀዳመይቲ ክፋል ኣመንና ኣፍቃሪ ናይቶም ጀጋኑ ህግሓኤ ካብና ንላዕሊ ተፍትዎምን ጅግንነቶም ታምነሎምን ኴንካ ትረአ ኣሎኻ። ዘይፈልጠካ ዘሎ ኣይመስለንን ንኻ ብጅካ ስልጣንን ነብስኻን፡ ጀጋኑ ኣይትፈልጥ ብሃገርን ክብረታን ኣይግድሰካ። ኣቶ ተበላጺ ንፈልጠካ ኢና። መንእሰይ ክምሃርን ልኡላዊት ሃገር ኣቦታቱ ክወርስን እንተደሊኻ ፡ ናትካ በለጻትን ተንኮላትን ተነስሓሉ።
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 ай бұрын
ክሕሱ ፋብሪካ ነሩኒ ይብል። መኻዚኖ ናይ ዝተኣርየ እዩ።
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 ай бұрын
ንሱዳውያን እዩ ሰሪቅዎም።
@Ipraypeace
@Ipraypeace 3 ай бұрын
ንሰማዕቲ ዝኸውን ኣገዳሲ ምስክርነት ኣሎኒ ኣንጻር እዚ ወዲ ተላ ዝብሎ ዘሎ ብዛዕባ ተሓኤ ( ሳግም ) ኣብ ምንዳፍ ቁዋም ጥራይ ኣይኮኑን ኣብ ሓላፍነት መጺኦም። ኣብ ኣገዳስ ወይ ድማ "ቁልፊ" ዝብሃል ሓልፍነታ ተምዚዞም ይጋደሉ ነይሮም። ንኣብነት ዘምህረት የውሃንስ ኣብ ክፍሊ ምንቕቃሕ ብፍላይ ከኣ ቤት -ትምህርቲ ካድር ማዕረ ቶም ኣባላት ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ( ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ፡ ሃይለ ወልድ ትንሳኤ) ኮይኑ ንተጋደልቲ ካድር ይምህረና ነይሩ። ዘምህረት ከኣ ብሃገራውነቱን ተወፋይነቱን ኣእምራኣዊ ብቕዓቱን ብቑዕ ኤርትራዊ እዩ። እንቃዕ ንዓኻ ስልጣን ኣይሃበካ። ንኤርትራ ከም ዒንዲዳ ምሸጥካያ።
@GermenGermen
@GermenGermen 3 ай бұрын
እዚ ማለተይ ግን ተቋዋሚኡ ድየ ደጋፊኡ ኣየነጽረኩን ከብዚ ዝገበርኩሉ ምኽኒያት ናተይ ምርጫ ስለ ዝኾነዩ።
@Ipraypeace
@Ipraypeace 3 ай бұрын
@ናብ ወዲ ተላባይሩን ፡ ዓካ ዓካን። ቀንዲ ሓንኮልቲ ኤርትራዊ ሃገራውነትን ቃልሱን ብዓል ንስኻን ከማኻ ዝመኣመሰሉ ኣምሰሉታት ተበለጽቲ ቁርዲድ ሃገር ኢኹም። በጃ ኢሰያስን ዘምህረትን ጥፋእ። ኣብ ተ.ሓ.ኤ ኣይ ምስ ሻዕብያ ኣይ ምስ ጀብሃ ንኾንቱ ዕድሚኦምን ሂወዮምን ኣጥፊእካዮም። ክንደይ ገርህታት መንእሰያት ሓደ ካብኦም ንዓይ ቆሞና ሓወይ ተባዕ ኣብ ብሎክትትን ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራን ብቕሉዕ ዝተጋደለ ቀንዲ ኣማኒኻን ኣብክንዳኻን ይማጎትን ነይሩ ። እስኻ ግን ደሃዩን ደሃይ ደቁን ስድርኡን እኳ የብልካን። ናይ ህግሓኤ ዋና ጸሓፊ ጀግና ተጋዳላይ ፕረስደንት ኢሰያስ ኣፊወርቂ ግን ንመስዋእቱ ኣፍልጦ ሂብዎ። ዓካ ዓካ ከኸ ምስጀጋኑ ከምዘይነበርካ ሓማይን መግሮምረምን ኰንካ ተርፍካ። ብኸምዚ ናትኩም ትህነጽ ሃገር ይኹን ፖለቲካ የለን። ይሕሰም ይጸብቕ ሃገረይ መንግስተይ ኩሉ ግዜ ናተይን እዩ። ሃገር ናይ ፕረሲደንቲ ኣይኮነን ። ንሰለ ሃገር ግን ንፕረሲደንቲ ተኣዘዝዎ። ኣይትእዘዙ ኣይትእዝዙ ንዝእዘዙ ተንድዝዙ ድንዙዛት ናይ ሕሜታ ነጋዶ።
@Ipraypeace
@Ipraypeace 3 ай бұрын
@ናብ ወዲ ተላባይሩን ፡ ዓካ ዓካን። ቀንዲ ሓንኮልቲ ኤርትራዊ ሃገራውነትን ቃልሱን ብዓል ንስኻን ከማኻ ዝመኣመሰሉ ኣምሰሉታት ተበለጽቲ ቁርዲድ ሃገር ኢኹም። በጃ ኢሰያስን ዘምህረትን ጥፋእ። ኣብ ተ.ሓ.ኤ ኣይ ምስ ሻዕብያ ኣይ ምስ ጀብሃ ንኾንቱ ዕድሚኦምን ሂወዮምን ኣጥፊእካዮም። ክንደይ ገርህታት መንእሰያት ሓደ ካብኦም ንዓይ ቆሞና ሓወይ ተባዕ ኣብ ብሎክትትን ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራን ብቕሉዕ ዝተጋደለ ቀንዲ ኣማኒኻን ኣብክንዳኻን ይማጎትን ነይሩ ። እስኻ ግን ደሃዩን ደሃይ ደቁን ስድርኡን እኳ የብልካን። ናይ ህግሓኤ ዋና ጸሓፊ ጀግና ተጋዳላይ ፕረስደንት ኢሰያስ ኣፊወርቂ ግን ንመስዋእቱ ኣፍልጦ ሂብዎ። ዓካ ዓካ ከኸ ምስጀጋኑ ከምዘይነበርካ ሓማይን መግሮምረምን ኰንካ ተርፍካ። ብኸምዚ ናትኩም ትህነጽ ሃገር ይኹን ፖለቲካ የለን። ይሕሰም ይጸብቕ ሃገረይ መንግስተይ ኩሉ ግዜ ናተይን እዩ። ሃገር ናይ ፕረሲደንቲ ኣይኮነን ። ንሰለ ሃገር ግን ንፕረሲደንቲ ተኣዘዝዎ። ኣይትእዘዙ ኣይትእዝዙ ንዝእዘዙ ተንድዝዙ ድንዙዛት ናይ ሕሜታ ነጋዶ።
IQ Level: 10000
00:10
Younes Zarou
Рет қаралды 13 МЛН
哈莉奎因以为小丑不爱她了#joker #cosplay #Harriet Quinn
00:22
佐助与鸣人
Рет қаралды 10 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 17 МЛН
IQ Level: 10000
00:10
Younes Zarou
Рет қаралды 13 МЛН