No video

Dehay Eritrea ኤርትራውያን፡ ብፖለቲካ ክንፈላለ እምበር ክንቃተል ኣይግባእን እዩ! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 6,319

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

2 ай бұрын

Dehay Eritrea ኤርትራውያን፡ ብፖለቲካ ክንፈላለ እምበር ክንቃተል ኣይግባእን እዩ!
ኣብዚ ቕንያት እዚ ኣብ ዝተፈለላያ ሃገራት ስደት ዝነብሩ መንእሰያት፡ ብደገፍን ተቓውሞን መንግስቲ ኤርትራ፡ ሞትን ስንክልናን ብዘስዕብ ኣካላዊ ግጭት ሓድሕድ ይቃተሉ ብምህላዎም ንብዙሕ ኤርትራዊ ኣጕህዩዎ ኣሎ። ዜጋታት ብፖለቲካ ክፈለላዩ ንቡር እዩ። ሓድሕድካ ክትቃተል ግን ሕብረተሳባዊ ውድቀት እዩ። ብምንታይ ደኣ ኢና ነዚ ኩነታት እዚ ከነወግዶን ክንፈትሖን ንኽእል ንዝብል ጉዳይ ምስ ኣቶ ሰንጋል ወልደንስኤን ዶር መብራህቱ ኣተወ ብርሃንን ተዘራሪብና ኣሎና ክትከታተሉና ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
31 ግንቦት 2024
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 78
@gimjaamare509
@gimjaamare509 2 ай бұрын
Thanks Dehay Eritrea. Thanks Dr.Mebrahtu and Sengal for your educational inspiration. May God give us brain.
@extrainfoonline
@extrainfoonline 2 ай бұрын
Well done guys it was helpful discussing
@ephraimmichael4630
@ephraimmichael4630 2 ай бұрын
Thank you our intellectuals!!
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 2 ай бұрын
ሰንጋል ናይ ብሓቂ ዝውሓጥ ሓሳባት ኣቕሪብካ፡" ጠንቂ ናይዚ ኩሉ እቲ ስርዓት እዩ"
@stevetsegay3930
@stevetsegay3930 2 ай бұрын
Yes brother Sengal. Lobbying is extremely crucial at this time.
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 2 ай бұрын
ጽቡቕ ዝርርብ 💙
@Tesfa325
@Tesfa325 2 ай бұрын
Good to see you Amire and your Guests Sengal and Dr.Mebrahtu
@hayletkle2197
@hayletkle2197 2 ай бұрын
አርትራውያን ንወዲሓውቦና ኢና መንቂ ንኾኖ ፡ ንከም በዓል ኢሳያስ ዝ ኣመሰሉ ግን ንፉዓት ኣሳሰይቲ ኢና ።
@GEO.16
@GEO.16 2 ай бұрын
ጽቡቕ ኣለኹም።
@WARISWERISU
@WARISWERISU 2 ай бұрын
I was wondering why SINIT Group was dismantled. I found the answer today.
@tewisaak9248
@tewisaak9248 2 ай бұрын
ጠንቂ ምንዳይ ? ክልተ ኣካላት ኣብ ሃገረ ስደት እንታይ ኢዩ ዘሎ። ደጋፋይ ኢኻ፡ ተቃዋማይ ኢኻ፡ተቃወምቲ እምበእር ብኤርትራውያን ብተጋሩን ልፍንታዊ ስራሕ ዝቆመ ኣየገርምን ቅድምውን ነሩ ኢዩ ውድብ ይኣክል ነሩ ክሳራ ወሊዱ፡ተጋሩ ድልየቶም፡ደለይቲ ፍትሒ ዲማ ኣሎ ፍትሒ ዲዮም ደልዮም ሸርሒ ብደርበይቲ የእማን። ኣብ ደገ እንታይ ስለ ዝበለካ ።ብዓልኩም ከተብዕሉ ኣይትኽእሉን ኢኹም ፍትሓዊ ዶ ሰንጋል? ኣብ ሃገር ስደት ንተቃውምቲ ኣይትገብሩን ዝበለ ኣሎዶ ? ኣብዚ መጽእኩም ቸይቸይ ትብሉልና መረዳእታ ትሕተት። እዚ ሃገረ ስደት ናትኩም ጥራሕ ዲዩ ።ናይ ጽልኢ ፖሎቲካ ዕድሚኡ ሓጺር ኢዩ ቃልሲ ኣብ ውሽጢ ኢዩ።ድልየትኩም ኢያ እምኒ ምድርባይ።ንመንግስቲ ኤርትራ ድጋፊን ድጋፍን ኣየድልዮን ኢዩ ብቁዕ ውድብ ስለ ዝኾነ ።ንህግደፍ ምእላይ ብብቅዓትኩም ተመርኩስካ ኣይትኽእሉን ኢኹም ።መሰረትኩም ጌጋ ስለ ዝኾነ
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 2 ай бұрын
ዝመረተ ርእሲ ሒዝካ ናይ መራታት ጽሑፍ ኣይትጽሓፍ እብዚ፡ኪድ ኤሪ-እስያስ ስማዕ፡ሸከም ሕብረተሰብ
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 2 ай бұрын
TO OPPOSE IS TO MAINTAIN, NOT TO DESTROY.
@zebibadhanom8219
@zebibadhanom8219 2 ай бұрын
ጽቡቅ መግለጺ፣r ኣሰተምህሮነ ብዛዕባ እዚ ዘሎ ህልው ኩነታት ልክዕ ኣለኩም፣ ህዝቢ ኤርትራ ጸገምና ተረዳድኢናነ ጥራይ ሸግርና ክንፈትሕ ኣለና፣ ንሕና ከም ደለይቲ ፍትሒ ብሰለማዊ መገዲ ፣ ንህዝቢ ዝሓሸ ኣመራጽታት ክንፈጥረሉ ይግባእ፣ ከምኡ እንተ ዘይጌርና ግን ካብ ጎነጽ ምቁጣብ ፣ክሳብ ዝርድኦም፣ ግዜ ምሃቦም ተመረጺን ኣገዳሰን ኢዩ።
@tesfaitecle7677
@tesfaitecle7677 2 ай бұрын
ሎሚ ክኽሕድን ሕልንኡ ዝቐበረን እንተዘይኮይኑ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ህዝባን በዚ ዓማጽን ጨፍላቕን ጉጅለ ዘይርድኦ ዘሎ ኤርትራዊ ኣይመስለንን ። ዝደናገሩ ኣለዉ ዝብሃል ኣዘራርባ ንዕኦም ዘይኮነ እዞም ከምኡ ንብል ኢና ንደናገር ዘለና ዝብል ርእይቶ ኢዩ ዘለኒ። ሃገራውን ህዝባውን ቃንዛ ንኹላትና ኢዩ ዘሎ'ሞ ሓቂ ቶግ ኣቢልና ንዛረበሉ።
@abrahamzeweldi4688
@abrahamzeweldi4688 2 ай бұрын
ሰንጋል ሓሶት ነዊሕ ኣይወስደካን ኢዩ ንፈስቲቫል እንተዘይ መጺኻ ገዛኻ ክውሰድ ኢዩ ዶ ከምዚ ክገብሩካ ኢዮም ኣበየናይ ሃገር ኢዩ በጃኻ እዚ ኩሉ ኣብ ፈስቲቫል ዝኣቱ እንባኣር ገዛ ኣለዎ ኢዩ ኣብ ኤርትራ ኣነ ንእግሪ መገደይ እንድየ ሰሚዐኩም ሓቂን ትምህርትን እንተዝህልዎ ካልእ ግዜ ዉን ምሰማዕናክይም ትሩፍ
@Eri_nur5835
@Eri_nur5835 2 ай бұрын
ንስራዊት ኤርትራ ብጆኖሳይድ ዝኽስስ መልመጺ ወያነ
@asmarah3174
@asmarah3174 2 ай бұрын
ሰንጋልን በረምረምን ኣይፈላለዩን እዮም። ሰንጋል ከሳስ ሰራዊቱ የናቑት እዙ ዑሱብ ወያነ ናይታ ዝሓደረት ከዳሚት፡ ሰንጋል መናቖቲ !
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 2 ай бұрын
😂 ካልእ መዓልቲ ከኣ ደሓን ንእግረ-መገድና ንሰምዕ። ፈውሲ በብቕሩብ እዩ
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 2 ай бұрын
AB DEGE KOYNOM XERE HAGERE ERITREA EMNI ZIDERBIYU SEB ZEQETLY KULOM ERITRAWYAN AYKONUN ENTE DEA KOYNOM DIMA KEHADTY HAGER EYOM. MIQOUAM ZINEBEREN ZELON ZIHILOON EYU. WEDI HAGERKA MIQTAL GIN WONJEL EYU. " MIQUAM NI. KETEERI EMBER NI KITFIRIS AYKONEN.
@hibetbiedu1311
@hibetbiedu1311 Ай бұрын
This conflict is not between ERITREAN YOUNGS BUT THIS CONFLICT Between ERITREA youngst and Tigray young s
@Ae91scd
@Ae91scd 2 ай бұрын
ጸርፊ ስንቂ ህግደፍን ባራዩን እያ:: ምኽንያቱ እንኾ ዓቅሞም ንሳ እያ : ወይለኹም አንቱም ትቐትሉን ትጻረፉን ዘለኹም ! ሎሚ አዲስአበባ ጽባሕ አስመራ ምስተራኸብና ዋጋኹም ክትቅበሉ ኢኹም::
@Eri_nur5835
@Eri_nur5835 2 ай бұрын
ብክድዓት ዝተቆማጥዐ ነቲ ሙዑት ጭዋ ኤርትርዊ ብጆኖሳይድ ዝኽሰ ክዳዕ አብዘይ አርእስቲ ኽዛረብ በየናይ ሞራል ።
@Ye2068
@Ye2068 2 ай бұрын
ደሃይ ሰንጋል ወይ ቲቪ ሰንጋል እንተትብልዋ ምሓሸ እዛ ቻነልኩም። እንታይ ዚበዝሕ ሸፈነኣ ንሱ ብሒትዎ፧
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 2 ай бұрын
እሞ እንታይ ሓበጠካ፡እድልዩካ ስማዕ፡ኣይደለካን ከኣ ኪድ ጥፋእ
@Ye2068
@Ye2068 2 ай бұрын
@@teweldenegusse1345 ሕበጥ ኣይኮነን ፡ ቱዃን ነኺሱኒ'የ ብኣጻብዐይ ኣንቲዐ። ጨና ሃስዩካ ድዩ፧
@OgbaiZera
@OgbaiZera 2 ай бұрын
ሰንጋል ምካኑ ዘይኮነስ ዝብላዕ ኣስትምህሮ ክሳብ ዝሃበ እንታዩ እቲ ትብሎ ዘለካ፡ ርእይቶካ ግዳ ዘይትህብ። ናይ ሃይለ ከይእክልሲ ንስንጋል ድማ ጀሚርኩሞ አረ ስለምንታይ ኢኩም ንፍትሒ ዝበለ ተቓዊምኩም ንኩናት ዝበለ ተጣቕዑ። ዓገብ ኣፍ መማህራን ኪትዓብሱ ኣይግድን። ኣይዘረባን ክቡር ሓው።
@fisahagebru2059
@fisahagebru2059 2 ай бұрын
Nmesey hisblu mis akbrtu
@Ae91scd
@Ae91scd 2 ай бұрын
እታ እንኾ ፍታሕ ! ዲክታተር ን ባራዩ ን ስዒርካ ህዝባዊን ዲሞክራሳዊት ሀገር ምምስራት ጥራሕ እዩ:: ብማዕረን ለበዋን ከቶ ለውጢ ክመጽእ አይካአልን እዩ:: ሐቅኻ ሰንጋል " ክንኹንን ጥራሕ እዩ ዘለና::
@michaelberhane3074
@michaelberhane3074 2 ай бұрын
ኣውራጃውነትን፡ ወገንነትን፡ ቀንዲ፡ ፓለቲካዊ፡ ሕላገት‘ዩ፡ ኣብ፡ ውድብ፡ ህ.ግ. : ቃል፡ ስውእ፡ ተጋዳላይ፡ ኣድሓኖም፡ ገብረማርያም፡
@berhaneburush7729
@berhaneburush7729 2 ай бұрын
Semharin Tesfayin zibeliwo ghezif Zereba Sidra betom Adom ketelti tekewamay yikun deghafay kifilet Alewo. (Ketali)
@hibetbiedu1311
@hibetbiedu1311 Ай бұрын
Please do. Not give shabia you Aklguzai people creat the problem do not blame the government
@M-vr7zo
@M-vr7zo 2 ай бұрын
ንፕላን A ክኸይድ እንዲዩ ሞ ሙሁራት ኢድኩም ሓዉሱ ዓቕሚ የብላን ዝብሉ ዘለዉ ብዓል ዉፉይ። ዕሰሉዎም ያ! ጸላእቲ ዓጋመን ገለን ኢሎም ሽሞም ስለዘጽልሙዎም ዘለዉ ሙሁራት ሃዲምኩም።
@efremgebrekidan4291
@efremgebrekidan4291 2 ай бұрын
ግጉይ ኣበሃህላ /ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ምባል፣ኤርትራዉያን ኣብ ፈስቲቫላት ዝሳተፉን፣ ኣንጻር ፈስቲቫል ዝኾኑ ኤርትራውያንን ምባል ምሓሸ
@adamismail9137
@adamismail9137 2 ай бұрын
It's Matter and results of Regime all Consiquence
@teklemariamyakob6500
@teklemariamyakob6500 Ай бұрын
ሰላም ጋዚውጠኛ ኣሚር፡ኣብ ኣዘራርባኻ ኣርማ እታ ኤርትራውያን ይኹኑ ደለይቲ ፍትሒ ትብል ደጋጊምካ.ዋላ ቶም ክቡራት ኣጋይሽ ውን ዘይምስትብሃል ድዩ፡ክእርሙኻ ኣይከኣሉን።እንታይ ማለት ዩ ኤርትራውያን ይኹኑ ደለይቲ ፍትሒ ማለት።ኩሎም ኤርትራውያን ዮም።ደገፍትን ተቓወምትን በሎ
@abrahamzeweldi4688
@abrahamzeweldi4688 2 ай бұрын
ሰላም ሰንጋል ዶ ኢሎምኻ ትርኢትካ ማይ ስትይ ዘበልካ ይመስል፥ሓሳብካ ግን ኣይግድን መንግስቲ ሕጋዉነት ምርጫ ስለ ዝኸላኣካስ ነቲ ክመርጸኒ ኣለዎ ትብሎ ዘለኻ ህዝቢ ኣብ መርዕኡ ድዩ ፈስትኡ ኬድካስ ከተሳድዶ ወይ ነቲ ጎነጻዊ ኣካይዳ ምርጫ ኢዩ ኢልካ ክትገልጾ ዓገብ ብሂወት መናእሰያት ምልጋጽ ብዘይ በሰሉ ዜጋታት ምጽዋት እሞ ዕቑባ ኣብ ዝሓተትካሉ ዲሞክራሳዉን ሰላማዉን ዓዲ?መልሰሉ
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 2 ай бұрын
እንታይ ኢካ ትብል ዘለካ፡ እዚ ሚድያ ናይ ደምበ ፍትሒ እዩ።ከምዚ ከማካ ሸከም ሕብረተ-ሰብ ኮመንት ዝጽሕፍሉ ኣይኮነን፡ጥፋእ ኪድ
@selam7603
@selam7603 2 ай бұрын
​@@teweldenegusse1345you are 💯 Right the saprters of the dictator they run out from their country and now they are supporting the dictator they have no brain they don't feel the pain of our people just ignore them😂😂😂
@ibrahimmahmoud2959
@ibrahimmahmoud2959 2 ай бұрын
ወረጃታት ማዕዶ መዋእልኩም ክትቃወሙ እግርኹም ኣብ ጉድጓድ ኣትዩ እንስኻትኩም ልኡኻት ናይ ተጋሩ ኢኹም ሳላ ህግደፍ ኤርትራዊ ተጠርኒፉ ካብ ትግራይ ትግሪኚ ድሒና ዘርኢ ማሕበር ኣንድነት እታ ሰማያዊት ባንደራ ምስ ጃንሆይ ተሓባቢርኩም ዘውረድኩማ እታ ባንደራ ታሪኻዊ ግቡኣ ፈጺማ ኣብ ሙዝየም ኣላ ።ኣንቱም ሰሜን ትግርኛ ኣኽላባት ዓድዋ ኣኽሱም ብርጌድ ንጎድፉ ጽባሕ ትጓሓፉ ዕድመን ጥዕናን ንጅግና መራሒና እሰያስ ኣፍወርቂ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ወረጃታት ማዕዶ ኤርትራውነት የብልኩምን
@user-uh4cr5sb8d
@user-uh4cr5sb8d 2 ай бұрын
ብሱል ዘረባ ህግደፍ ምእላዩ ጥራይ ኣይኮነን ድሕሪ ምእላዩ ወተሃደራውን ሲቭላውን ኣቃውማና ክሳብ ሕጂ ተዘቲሉ ኣይፈልጥን እዩ ወተሃደር ከድልያ እዩ ኤርትራ ብከመይ እያ ከተቀጽሎ
@GoitomM
@GoitomM 2 ай бұрын
እወ ብሳዕቤን ጥራይ ዝሓስብን ዝካታዕን ሰብ: ንሕቶን ዝጠልቦ ውጺኢትን ክርድኦ ኣይክእልን እዩ'ሞ: ከሎም ይግደፉ ደው ከብሉዎ ኣሎዎም ሕደጉ ኢልናዮም ሱቕ ኢልና ንገዛእ መፍትሒ ኣየምጽእን እዩ።
@tsedalyohannes7049
@tsedalyohannes7049 2 ай бұрын
እቲ አብ ኤርትራ ክንምስርቶ ንደሊ አካይዳ አብኡ ተነተኩርዶ አይምሓሸን፡ ኩሉ ግዜ ብ ኢሳይያስ ምምኽናይ ናይ ድኹማት እዩ። ሰንጋል "ብዝመስሎ አገባብ ክቃለስ" ካብ በልካ እቲ ስርዓት አብ ኤርትራ እዩ ዘሎ፡ ነቲ ቀንዲ ዓማጽን ረጋጽን ግጠምዎ (ብምፍጋእን ምቕታልን) ሓሰኻ ደምበ ናብ ዝለምለመሉ ናይ ፋራሃት አይትግበርዎ። ደሓር ከአ እቶም ደገፍትውን መሰሎም እዩ ክከም መረዳእታኦም ንዝመስሎም ክድግፉ መን እዩ ዝኽልክሎም። ንፍትሕን መሰልን ዶ አይኮነን ንቃለስ ኢና ትብሉ?ናቲ ፍትሓዊ አካይዳ ካብ ሕጂ ዘይለበስኩሞ ንባዕልኹምውን ቅያር ኢሳይያስ ከምትኾኑ ግሉጽ መርአያ እዩ። እዚ አካይዳኹምን አተሓሳስባኹምን እዩ አብ ከምዚ ደረጃ አብጺሕዎ ዘሎ ነዚ ደምበ ተቓውሞ።
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 2 ай бұрын
እዚ ኣብ ደገ ዝግበር ዘሎ ምቅትታል ምስቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ሽግር፡ ሽግር እንተሎ ዝከይድ ኣይኮነን። ስለዚ ኣቶ ስንጋል ሕማምካ ኣብ ውሽጥካ ኣብ ሓንጎልካ እዮ ዘሎ።
@dubatop7581
@dubatop7581 Ай бұрын
Amir Rokab..kkkkk ALEKU IYA TIBLE Amir Rokab Kkkkk😂😂😂😂😂😂..Abi London Rekibeki nere Amir Rokab .haaaa😂😂😂
@fisahagebru2059
@fisahagebru2059 2 ай бұрын
Temahrna ene elkum hesot ati zarbu kuburat yehwt
@Ae91scd
@Ae91scd 2 ай бұрын
አገዳስን እዋናዊን አርእስቲ ን ኃያል ብሱልን ትንታንን እዩ::
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 ай бұрын
Xubuq hasabatn agelalxan u edmen tienan yhabkum Fetari Thank you Dr. Mebrahtu and Sengal weldetnsae
@fiory25
@fiory25 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@yohannesafeworki5929
@yohannesafeworki5929 2 ай бұрын
ተትሰተሩ መሓሸኩም ዕንከሊል አይትበሉ ቅትለት ዘተባቡዑ ሙሁራን
@fisahagebru2059
@fisahagebru2059 2 ай бұрын
Yehwtne firhi ygzabhi furhu timhrti natku tikmi yeblun heki fletu ameki nidki isral abti kemz eskitkum bitbt tenefihkumo zelkum tenefhm kelwe heki fletwa emo heki hernet ketwskum eya elwom ekitezabu
@tedroshagos7880
@tedroshagos7880 2 ай бұрын
‘ብፖለቲካ ክንፈላለ እምበር ክንቃተል ኣይግባእን እዩ፦’ ደሃይ ኤርትራ ነዛ ኣርእስቲ ምስ ራኣኹ፥ እዞም ምሁራትን ዓበይትን ኣሕዋትና ዚህብዎ ምኽሪ ክሰምዕ ክሳብ መወዳእታ ብጽሞና ሰሚዐያ። ኣብታ መጀመርታ ዶር መብራህቱ ገለ ሃናጺ ዝብሎ ሓሳባት ሂቡ ገለ ካብኡ ካኣ ተበለጽቲ ነኣሕዋትና ነንሕድሕዶም ክቃተሉ ብኽልቲኡ ወገን እንዳ ኣራሰንካ ስውእ ዶ ገለ እንዳበልካ ዘራስን ኣካይዳ ኣዝዩ ሓልዮት ዚጎደሎ እዩ፤ ኣብ መደምድምታ ውን ነንሕድሕድና ክንካባበርን ክንጻወርን መኺሩ። ሓው ሰንጋል ግን እቲ ዝሃቦ ንዕርቂ ዝሕግዝ ነገር ኣይረኸብክሉን። ምርጫ የብልና ኣብ ኤርትራ ፍታሕ ከይምጸ፥ ክንቃተል ንቡር እዩ ዘስምዕ ሓሳብ እዩ ሂቡ። እዚ ካኣ ቅኑዕ ኮይኑ ኣይመስለንን። ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ናይ ህዝቡ ሂወት ኣየግድሶን እዩ እንዳ በልካ፥ ግን ካኣ ካብኡ ብዘይፍለ ምፍሳስ ደም ኣሕዋትካ ከም ቅቡል ጌርካ ምምዳር ሓላፍነ ዝጎደሎ ኮይኑ ይስምዓኒ። ካልእ ውን ናይ ጋዜጠኛ ዘይ ብሱል ኣቀራርባ ጎሊሑ ዝተራእየሉ ቃለ መሕትት እዩ። ን ኣብነት እቲ ጋዜጠኛ ኣብ ክልተ ኣጋጣሚታት ክሓት ት እንከሎ፥ 'ድምበ ፍትሒ ይኩን ኤርትራዊ እንታይ ክግብር ኣለዎ?' ኢሉ ይሓት ት እቶም ተቃውምቲ ኸ ኤርትራውያን ዶ ኣይኮኑን፧ እስከ ናብ ታሪኽና ንመለስ ጀብሃን ህ.ግ ወይ ክኣ ሻዕብያን ክብኣሱን ነንሕድሕዶም ክፋለሱን መን እዩ ረቢሑ ኣሕዋትና ወይ ክኣ ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ረቢሖም እቶም ኣብቲ ኩናት ሓድሕድ ዝጠፍኡ ኣሕዋትና ክሳራ ሃገር እዩ። ካብቲ ቀንዲ ዕላማ ወጻኢ ስለ ዝነብረ ውን መስዋእቲ ዘይኮነስ ክሳራ ናይ ሞት-ሞት እዩ; ስለምንታይ ዳኣ ነዞም ሕጂ ዝጠፍኡ ዘለዉ ኣሕዋትና ከ ከም ቅቡልን ኪኽፈል ዘለዎ ገንሸል ጌርካ ንምድር። Call the spade a spade ንሓቂ ሓቂ ፥ ንጌጋ ጌጋ ምባል ክንለምድ ኣለና። ኣብዚ ጉዳይ ኣነ ክንቃወም የብልናን ኣይኮነን ጉዳያይ፤ እዞም ኣብዚ ስደት ዝጠፍኡ ዘለው ኩሎም ኣብ ስልጣን ዘልው ኣይኮኑን ብኽልቲኡ ወገን ኣብ ስልጣን ዘለው ኣብ ኣብ ዝጥዕሞም ኮይኖም የናቁትና ኣለው ኣነ ስደተኛ እየ ቅድሚ ደጋፍን ተዋዋምን ምኩነይ፤ ስለዚ እቶም ለውጢ ከተምጽኡ ትቃላሱ ወይ ውን ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ክነብር ትድልዩ ጸላእትኩም ኣለልዩ ጽቡቅ ገርኩም አንተ ሓሲብኩም ጸላኢኩም ሓደ ሙካኑ፥ እንተ ዘይኮን ካኣ እቶም ኣብ ክልቲኡ ወገን ስልጣን ሒዞም ነዚ ኣብ ደገ ዘሎ ደም ዘፋስሱ ዘለው ናይ ስልጣን ጽምኢ ዘለዎም ተበለጽቲ ሓለፍቲ ፈሊኩም ህረሙ ስደተኛ ሓውኩም ግን እቲ ምሳኩም ሳህራን ባሕርን ክሰግር ዝተገደደ ብዙሕ ዝተበደለ ሓውኩም ምካኑ ዘክሩ ከም ስደትኛ ሓውኩም እዚ ዝኸውን ዘሎ ደም ምፍሳስ ኣሕዋተና ኤርትራውያን ኣዝዩ የሕዝነኒ። ስለዚ በጃኩም ኣሕዋተይ ኩሎም ተበልጽቲ ሰብ ስልጣን ንዝረብሕሉ፥ ሂወትኩምን ሂወት ኣሓትኩም/ኣሕዋትኩምን ኣይተጥፍኡ።
@merhawit4865
@merhawit4865 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ትኽክል ዘረባ፡ እቲ ናይ ሓቂ ኤርትራዊ።
@weldeyonastekie4979
@weldeyonastekie4979 16 күн бұрын
Zegerm. Politka ketenbebwo ...ayteadlkumen. kedmi zager polical science is not your field. Economics ..ketenten ok. Marin...ok. movement yakel ..teki kem zatewo nhbi tebetinu. Why ??no social studies ?sentiement himam kebabyawe...revolution tekyad. Nekhat..wedab ..etkie. 3..tools. bergid nhamdu.. Nefahito hade ..movement eyou. Kab regional polarization ..institutional zekone...entay tezbyo...????keserahalu zenhiu?abey emo elkumo???higi ab helaf sate.. ??how to think ??? Action x reaction ...consequence...foundation...discrimination.drive..
@beyenehaileweldu4226
@beyenehaileweldu4226 2 ай бұрын
ደሃዬርትራንስኻትኩምውን ነዚ ሐጥያትዚ ንስኻትኩም'ውን ተሐተቲ ኢኹም።በዓል ዶኩተር አሰፋውዝተወደኦምን ዝተረደኦምን እናበሉ ክጉስጉሱዶ አይኮንኩምን ዓዲምኩምተጋውሑዝነበርኩ
@wediasmera1263
@wediasmera1263 2 ай бұрын
ናይ ተጋሩ ሱታፌ ፡ዋላ ሰብ እንታይ ከይብለና ኢልኩም ከማን ኣይጠቀስኩሞን። ሰንጋል ሓንጎሉ ሱንኩል።
@WARISWERISU
@WARISWERISU 2 ай бұрын
Sengal, hade kab abbalat Gujile SINIT iyu neru. Kunetat nay tigray mis kereret, tebaisu ziwetse iyu neru. Hade lokhmenga iyu
@OgbaiZera
@OgbaiZera 2 ай бұрын
ክሳብ ክንድይ ብሱል ዘረባ ከም ዘቕረብኩም ዝእምት ንጥብታት ብምልዓልኩም እዛ ገዛ ብኮራኩር ህግድፍ ተውሪራ ምልክት ስዕረቶም እዩ ቀጽልዎ ደኣ ክስምዑውን ጀሚሮም ህግድፍ ኣብ ጫፍ ጽድፊ ምዉት እንታይ የውጽእ ዓፍራ! ድላይኩም በሉ ስምዑ ጥራይ ጽባሕ ክርድኣኩም እዩ። እንቱም ደናቁር።
@merhawiyohannes3147
@merhawiyohannes3147 2 ай бұрын
Go ahead Bengal it should be tough!!!
@wediadi6788
@wediadi6788 2 ай бұрын
ዳርጋ ኩሉ ግዜ ዶክተር መብራህቱ ምስ ሰንጋል ኣብ ከምዚ ዝበለ ዝርርብ ክቐርብ ከሎ፣ ከምዚ ውርዙይ ከመስለሉ፣ ወይ ለባም ለባም ክጻወተሉ ኢየ ዝዕዘቦ። በጃኻ ዶክተር፣ ብዋጋ ሰንጋል ናትካ ዝና ከተዕቢ ኢልካ ተገብሮ ዘለኻ ክፉእ ተግባር ኣቋርጾ። ሕጂ ውን ሰንጋል ጽቡቕ ኣሎ፣ ሱር ናይዚ ጸገም ክምርመር ኣለዎ፣ ደፋፊንካ ክሕለፍ የብሉን፣ ስርዓት ኢሳያስ ኣውራጃ፣ ወገን፣ ዓዲ፣ ሃይማኖት፣ ወዘተ ዝኣመሰሉ ጉዳያት እና መዝመዘ ብምጥቃም፣ ንኤርትራውያን ሓድሕድ ኣብ ምፍላስ ልሙድ ተግባሩ ኢዩ። ስለዚ እዚ ጉዳይ ብዘይ ሕብእብእ ኤርትራውያን ክንካታዓሉን፣ እቲ ጠንቂ ኣላሊና ፍታሕ ከነናድየሉን ጥራሕ ኢዩ ዘለና።
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 2 ай бұрын
Just keep quiet and learn Damocrcy ignorant‼️
@Eri_nur5835
@Eri_nur5835 2 ай бұрын
አነስ ሕፍር አይብልን ኢዩ ብነይቲ ኤርትራ ኢኻ ትዛረብ ነታ ብ ጆኖሳይድ ዝወንጀልካያ ሐላል ሀገር።
@WeredeShebu
@WeredeShebu 2 ай бұрын
ባዓል ሰንጋል ህዝቢ ኤርትራ ጎርሕልኩም ዩ ኣይ ትድከሙ ለያቡ መዳናገርቲ ደቂ ገርህ ልባ ተጥፍ ኡ ኣለኩም
@adamismail9137
@adamismail9137 2 ай бұрын
ዋዕላ ቤት ገርግሽ ተመሊስና 1940 ታት
@eyobteklehaimanot530
@eyobteklehaimanot530 2 ай бұрын
ዶክተር ሓሳዊ ኢካ ታሪክ ሰውራናን ኣካይድኡን ትፈልጦ የብልካ
@noorsaad6043
@noorsaad6043 2 ай бұрын
አንቱሙሁራ ፖለቲከኛታት ነቶም ብድሕሪት ኬይኖም ሹት ዶብልዎም ዘለው ነዐኦም ዓገብ በሌዎም ቧፍላይ ሚዶያታት ዘጔህርዎ ዘለው ዓገብ በሌዎም
@adamismail9137
@adamismail9137 2 ай бұрын
Disappear Where are you man !? Glad to see you..
@ibrahimmahmoud2959
@ibrahimmahmoud2959 2 ай бұрын
ኣየ ድሃይ ኤርትራ ወረጃታት ማዕዶ(ስሜን ትግርኛ)እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሕብረተ ስብኣዊ ጠንቂ እዩ ኢልኩሞ ኤርትራ 9ተ ብሄራታን ቋንቋታታን ሃይማኖታታን ተኸቢሩ ነጻነቱን ልዑላውነቱን እናስተማቀረ ይነብር ኣሎ ሎሚ ዓለም ብኣውንታዊ ጉዕዞ ኤርትራ እናተዓዘበ ጠመትኡ ኣብ ኤርትራን ህዝባን እዩ ዘሎ እቲ ጠንቂ ኤርትር ክበታተኑ ዝተላኣኹ ቁንጣሮ ዘይኮኑ ድርባያት ዓቅሚ ዘይብሎም እርይራያት (ሰሜን ትግርኛ) እዮም እዚኦም ቀደምውን ነይሮም እዮም ኤርትራዊ ቅሰን ካብ ቅሰን ንላዕሊ ዝበሃል የለን ነዞም ወረጃታት ማዕዶ ክትሰምዕ ጊዜኻ ኣይተጥፍእ ልኡኻት እዮም። ክልቲአን ባንደራ ህዝቢ ኤርትራ እየን እታ ሰማያዊት ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ኣንድነት ተሓባቢሮም ብሓይሊ ዘውረድዋ እያ በረኣካ ወሪዳ ትጋደል ነይራ። ታርኻዊ ግቡኣ ፈጺማ ኣንቲ ሰማያዊት ኣብ በረኻ ሰፊርኪ ከም ኣራዊት እዛ ሕጂ ዘላ ከኣ ብጉልበትና ዘምጻእናያ ባንደራ እያ ኣብዛ ሕጂ ዘላ ባንደራ ሰማያዊት ሕብርን ብጫ ኣውልዕን ካብ ኣብ ተጋድሎ ዝነበረት ባንደራ እያ ክልቴን ባንደራ ህዝቢ ኤርትራ እየን ፍልልዩ ኣመጻጽኣ ታሪኸን ይፈላለያ ህዝቢ ኤርትራ ቅሰን ካብ ቅሳነ ንላዕሊ ዝበሃል የሎን ክብርን ምስጋናን ሓይልታት ኤርትራ።
@filmontesfalem-qc5nu
@filmontesfalem-qc5nu 2 ай бұрын
ሰንጋል ወረጃ ማዕዶ...........................ብዓል ንስኩም እንዲኩም ድኣ ዝገበርኩሞ ገበን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ንምሽፋን ነዚ መንእሰይ ብድሕሪት ኾይንኹም ናብ ዘይዎጾ ገበን ተእትዉዎ ዘለኩም.........ገበን ብገበን ኣይሽፈንን እዩ......ፍትሒ ገበን እንዳ ገበርኻ ትመጽእ እንተ ድኣ ኮይኑ ድማ ክንሪኦ ኢና....
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 2 ай бұрын
ሓደ ኻብቲ ቀንዲ ምንጪ ናይ ዘሎ ኹነታት፥ እቲ ንስኻትኩም ትስንዝርዎ ዘለኹም መርዛም ርእይቶ እዩ። ምስ ጸላኢ ሓቢርኩም ተካይድዎ ዘለኹም ድኹምን ተንኮላትን ትሕዝቶ እዩ።
@Bahri7977
@Bahri7977 2 ай бұрын
ነዚ ትብልው ዘለኹም ብርጌድ ንሓመዱ ክርድኦ ኣይክአልን ኢዩ። ምሁራት ርሓቑ፡ ንሓመዱ ናይ ሓረስቶት ኢዩ ብሃልቲ ኢዮም።
@eriblood803
@eriblood803 2 ай бұрын
Sengal anta cenawi mengal....sooner than later you will join your brother underground....wedi mebelel
@wediasmera1263
@wediasmera1263 2 ай бұрын
እዚ ባእሲ ኣብ መንጎ ኤርትራዊያንን ብ ተጋሩ ዝዝወር ዝበዝሑ ኣባላቶም ከኣ ተጋሩ ኢዩ፡ ኤርትራዊያን ኣንጻር ኤርትራዊያን ኢልኩም ኣይትደምድምዎ።
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 2 ай бұрын
ጾር ሕብረተ-ሰብ ኪድ እስከ፡ ምሃይም፡ከመይ ጌርካ ክትፈልጦ መን ምስ መን ይባኣስ ከምዘሎ።
@wediasmera1263
@wediasmera1263 2 ай бұрын
@@teweldenegusse1345 ኩሉ ሰብ ከማካ ድሑር፡ ኩነታት ከንብብ ዘይክእል ዲየ መሲሉካ? ፈሊጡ ዝደቀሰስ ነቅኒቅካዮ ነይሰምዕ። ንስካ ሕጂ ኤርትራዊ ዲካ? Just ን ስለ ሕቶ።
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 47 МЛН
Why Is He Unhappy…?
00:26
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 95 МЛН
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 16 МЛН
ኣይሰማም ብ ኣወል ስዒድ  / AYSEMAM BY AWEL SAID
1:23:07
انتقام سخت - جنگ یا رزمایش؟
42:41
upozittv
Рет қаралды 16 М.
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 47 МЛН