No video

Dehay Eritrea ትርጉም መስዋእቲ ንህዝቢ ኤርትራ እንታይ'ዩ ? ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 3,880

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Ай бұрын

Dehay Eritrea ትርጉም መስዋእቲ ንህዝቢ ኤርትራ እንታይ'ዩ ?
ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ነብሲ ወከፍ 20 ሰነ፡ ነቶም ምእንቲ ናጽነቱ ዝወደቑ፡ ምስ ኣመኑ ዘይጠለሙ፡ ኣርካናት ጀጋኑኡ ብኽብሪ እዩ ዝዝክሮም። ነቶም ብስም ሰማእታት እናመሓሉ ሕድሪ ሰማእታት ዝጠለሙ፡ መብጽዓ ጀጋኑ ዝረገጹ መላኽን መሳርሒ ምልኪ ኣጋፈርትን ግን ናብ ልቦም ክምለሱ ይምሕጸን!! ኣሚር ዮውሃንስ እዛ እትስዕብ መደብ ኣዳልዩ ኣሎ ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ኣሚር ዮውሃንስ
20 ሰነ 2024
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 32
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 Ай бұрын
ትርጉም መስዋእትን ሰማእታት ኤርትራ ብሕጽር ዝበለ ዝኽርን ክብርን ነቶም ንኻልአይ ጊዜ አብ"ዛ ዓለም ንዘይትምለስ ሂወቶም ዝኸፈሉ ንምዝካርን ፤ ነቶም ወረርቲ መሬትን ጸላእቲ ህዝብን ዝነበሩ ዝሰዓሩን ዝተኸላኸሉን ንምዝካርን ንወለዶታት ንምትሕልላፍን እዩ ! 🇪🇷 🕯🇪🇷
@ghenetberhane9909
@ghenetberhane9909 Ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!! ዕላምኦም ኣብ መፈጸምትኡ ንምብጻሕ ቃልስና ቀጻሊ እዩ::
@user-wm1ri5cf8x
@user-wm1ri5cf8x Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ። ከም ደለይቲ ፍትሒ ሓደ ከነስምረሉ ዝግበኣና :- መስዋእቲ ጀጋኑና ናጽነት ሃገርና ኮታ ኩሉ ክብርታትና ዋንነት ህዝቢ ምዃኑ ምስ ንኣምን ጥራይ 'ዩ እቲ ጠላም ናይ ለያቡ ጉጅለ ኢሳያስ ቦታ ዝስእን ።
@user-dj5lb1hi2u
@user-dj5lb1hi2u Ай бұрын
ሳሚኤል ናጽነት ተዘክሮ ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታን ተመክሮን ብዘሕለፉ ዘመሓላለፍካዮ ኣዝዩ መስጢ መደብ ተከታቲለ እዚኣ ድማ ብሓቂ ብልጽቲ መደብ ብምኻና ምስጋናይን ኣኽብሮተይን ይገልጸልካ
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 Ай бұрын
Kbrn mogosn nsuatna ❤❤❤
@GoitomM
@GoitomM Ай бұрын
Thank you Amir & Dehay Erit
@mnasiehabtemaryam9050
@mnasiehabtemaryam9050 Ай бұрын
መጀመርታ ሕድሪ ስውኣትና ብዝኽሪ ጥራይ ዘይኮነ ብግብሪ ከነርኢ ልቦና ይሃበና። ቀጺለ ኣቅረብቲ መደብ ደሃይ ኤርትራ ቅሬታ ኣለኒ 3መወዳእታን ክፋል መደብ ምስ ሓርበኛ ኣልቀይሲ ክሳብ ሕጂ ኣይተዘርግሐን እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም።
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k Ай бұрын
ብዛዕባ ፒሮክራሲ ስፍሕ ዝበለ ድሕረ ባይታ ሃቡና፡ ኣብ ፊልም እውን ይሰርሕሉ ኢዮም፡ ኣዝዩ ሓያል ከም ዝነበረ ይርዳካ፡ ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና 😢
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Ай бұрын
ሎሚ ዕለት 20 ሰነ ናይ ሰማእታትና እትዝከር ማዓልቲ እያ። ኣብ ኤርትራ ካኣ ካብ ሰማእታትናን ስንኩላትናን ንላዕሊ ዝኸብርን ዝዝከርን ነገር የብልናን'ሞ ብኽብሪ ንዘክራን ንኽብራን።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Ай бұрын
ሎሚ ዕለት 20 ሰነ ናይ ሰማእታትና እትዝከር ማዓልቲ እያ። ኣብ ኤርትራ ካኣ ካብ ሰማእታትናን ስንኩላትናን ንላዕሊ ዝኸብርን ዝዝከርን ነገር የብልናን'ሞ ብኽብሪ ንዘክራን ንኽብራን። ሰብ ካኣ ምእንቲ ናጽነት ሃገሩን ሓርነት ህዝቡን ሂወቱ ክኻፍል ከሎን፡ ከቢድ መውጋእቲ በጺሕዎ ሰንኪሉን ተደኒሱ ክነብር ከሎን፡ ካብ'ዚ ንላዕሊ ክብረት ዝዋሃቦ ሰብ የለን'ሞ ነዚ ዘየኽብርን ዘይግደስን ኤርትራዊ የለን'ኳ ዝባሃል እንተኾነ፡ ገለ ከዳዓትን ነዚ ዘየኽብሩን ዘይግደሱን ግን ነይሮምን ኣለዉን እዮም። እዚኦም ካኣ ኩሉ ግዜን ከም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ታሪኽ ጓሓፍ ክጓሓፉ እዮም።
@AbrahamHabte-wi2fi
@AbrahamHabte-wi2fi Ай бұрын
አይስማዕን ተዐጽዩ አሎ
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 Ай бұрын
Tekeste hadish adu dma shikety eyu❤❤❤
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k Ай бұрын
ፒሮክራሲ መን'ዩ ኣብ ፊልም ሓፋሽ ውድባት ክሰርሑ ከለው እውን እቲ ጠርናፊኦም ፒሮክራሲ ኮይኑ ኢዩ ዝዋሳእ፡
@fiory25
@fiory25 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
ማኒም ተቃላሳይ ኤረትራ ምስ ሱዉአት ኤረትራ ይትረፍ ክቃወም አብሊዕሊአም ዓብ ክብረ ከምዘለና ፈተዊን ጸላኢን ክፈልጦ ዘለዎ ሓቂዩ እንተእቲ ከም ቁንጪ ደም ህዝብ ኤረትራ ዝማጺ ዘሎን መጨፈርቱን ን ስዉአትን ስድሮአምን አብ ማዓሙቅ ደርብዩ ዝቋሽሽ ዘሎ
@Ae91scd
@Ae91scd Ай бұрын
,እቲ ሙዚቓ ዘይተጥፍእዎ::
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Ай бұрын
ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ክኸዉን ዘይበቅዕ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ እዩ። ዕላምኡ ብሓሶታት ንህዝቢ ኣደናጊሩ ኣደንቂሩን ረጊጹን ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ'ዩ። እዚ ሰብ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ psychopath ጥራሕ ዘይኮነ ብስቓይ ኤርትራውያን ሩፍታ ዝስምዖ saddist እውን እዩ። ህዝቢ ኤርትራ በዚ ሕሙም ፍጥረት እዩ ዝምራሕ ዘሎ: ዉልቀ መላኺ እናበልኩም ኣይተታዓባብዩዎ:: ንኹሉ ኣካይድኡን ዘረባታቱን ብክኢላታት ስነ ኣእሙሮን ስነ ልቦናን ክጽናዕን ክትንተንን እዩ ዝግባእ።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 Ай бұрын
ሕማቕ ዕድል ኮይኑ ምሉእ ዕድመና ዓቀይቶት መሪሕነት ሻዕቢያ ኮይና ዘሕለፍናዮ ብናይ ቦምባታትን ጠያይትን ራሻ ኣካለ ጎዶሎ ዝኾና ኣለና!። ኣብዚ መስዋእቲ ዝብሃል ዘሎ ማእለያ ዘይብሉ ህልቂት፡ ዝተቖጽረን ዘይተቖጽረን፡ ብ መሪሕነት ሻዕቢያ ኣብ ሓለዋ ሰውራን ከምኡውን ብቓጻ ኣብ ግዜ ኲናትን ዝተቐንጸሉ ምህላዎም ምፍላጥን ምዝካርን ከድሊ እዩ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Ай бұрын
ንቃልሲ ሓርነት ኢሎም ኣብ ሱሳታት ናብ እቲ ቄናን ዝኾነ ውድብ ጀብሃ ወፊሮም ዝተቀንጸሉን ዝተሓረዱን እውን ክዝከሩ ይግባእ 😢😢😢😢😢
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 Ай бұрын
@@hailewolde1816 እቲ ጀብሃ ዝብሃል ውድብ ግን ብመሰረቱን መበቆሉን ወደባት ኤርትራ እዩ ኔሩ። ስለምንታይ'ዩ ግን መሪሕነት ሻዕብያ መዋእሉ ኣንጻር ደቀባት ኤርትራ ታርጌት ጌሩ ኣብ ቅንጸላን ማእሰርትን ምስዋርን ከም ቀንዲ ዕማሙ ተታሓሒዙዎ ዝነበረን ዘሎን?
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Ай бұрын
@@tomasmogos6239 ጀብሃ ብኣኽረርቲ እስላም ዝተመስረተ ቄናን ውድብ እያ ፤ ስለዝኾነ ድማ ( ብዙሕ ክበሃል ዝከኣልእኳ እንተኾነ) ኣብ ጉሓፍ ታሪኽ ተደርብያ !! ብኣንጻሩ " ንሕናን ዕላማናን " ቅኑዕ መስመረ ስለዝተኸተለ ከቢድ መስዋእቲ ብምኽፋል መስተንክር ዝኾነ ዓወት ኣመዝጊቡ ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣውሒሱ ። ፈቲኻ ጸሊእካ እቲ ሓቂ ንሱ ኤዩ ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Ай бұрын
@@tomasmogos6239 ጀብሃ ብኣኽረርትን ዓረብነት ዝሓልሙ ኤርትራውያን ኣስላም ዝተበገሰ ኮይኑ ንኹሉ ዘየማእከለ ቄናን ውድብ ኮይኑ እዩ ብረታዊ ቃልሲ ጀሚሩ ፤ ቅኑዕ መሰረት ስለዘይነበሮ ድማ ዋላሓንቲ ከየፍረየ ተጓሒፉ ። "ንሕናን ዕላማናን " ቅኑ መትከልን ሓቀኛ መስመርን ሒዙ ተበጊሱ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ መስተንክር ዝኾነ ዓወት አመዝጊቡ ሃገረ ኤርትራ ውሑስ ገይሩ ። ኩሎም ስውኣትና ብኽብሪ ንዘክር !!
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Ай бұрын
@@tomasmogos6239 ጀብሃ ብኣኽረርቲ ኣስላም ዝተጀመረ ቄናንጉጅለ ኮይኑ ብዙሕ ዕንወትን ሞትን ኣውሪዱ መጠረሽትኡ ፈሺሉ ተሪፉ ። " ንሕናን ዕላማናን " ቅኑዕ መትከልን ሓቀኛ መስመርን ተኸቲሉ ተቃሊሱን ኣቃሊሱን መስተንክር ዝኾነ ዓወት ኣመዝጊቡ ሃገረኤርትራ ውሑስ ገይሩ ። እቲ ክውን ሓቂ ንሱ እዩ !! ስውኣትና ንዘልኣለም ብኽብሪ ይዘከሩ🙏🙏🙏
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we Ай бұрын
ብስዉኣት ዝጣላዕ ዘሎ ኢሰያስ እዩ ነዘም ኩሎም ኣብ ትርጉም ዘይብሉ ውግእ ትግራይ ዘሰዎኦም ክሳዕ ሕጂ መስዋእቶም ምንጋር ኣብዩ ዘሎ።
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 26 МЛН
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 169 МЛН
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 12 МЛН
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 26 МЛН