ክሳብ ክ/ጦርን ኮርን መራሒነት ዝበቀዐት ዋዕሮ ፡ "ድሕሪ ዓመት ተኣሊሸ እየ ተረኪበ" 👉 ተጋዳሊት ራሄል (ጓል ትግራይ) 0953839374

  Рет қаралды 56,121

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

8 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ክሳብ ክ/ጦርን ኮርን መራሒነት ዝበቀዐት ዋዕሮ ፡ "ድሕሪ ዓመት ተኣሊሸ እየ ተረኪበ" 👉 ተጋዳሊት ራሄል (ጓል ትግራይ) 0953839374
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 183
@Desta_show
@Desta_show 8 ай бұрын
ዘደንቅ ታሪክ ጅግንነት ተጋሩ kzbin.info/www/bejne/gnzFl318htGlf8Usi=8b0AfNFkZXTpRKeD
@SAbrha
@SAbrha 8 ай бұрын
Dmxi amahaysho pls ab kulu video xubuk yelen
@LovelyDirtBike-qy1jr
@LovelyDirtBike-qy1jr 8 ай бұрын
selka sehafelna
@user-ch9ju1xv2c
@user-ch9ju1xv2c 8 ай бұрын
​@@SAbrha⁰⁰⁰⁰⁰⁰⁰⁰⁰
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 8 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ተጋዳሊት ራሄል ብርሃነ ( ጋል ትግራይ) ብጣዕሚ ዘምስጥ ታሪኽ ተጋድሎ እዩ:: ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኪ::
@salmo7382
@salmo7382 8 ай бұрын
ዋዕሮና ጅግና❤❤
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 8 ай бұрын
እንኳዕ ናትና ኾንኪ ዋዕሮና ቕጭን💖🐆💖
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 8 ай бұрын
ዋዕሮና ጅግኒት❤❤❤
@bg9694
@bg9694 8 ай бұрын
Our hero I love you so much! Thank you so much for serving for our country Tigray!
@user-pj8mz6jn6d
@user-pj8mz6jn6d 8 ай бұрын
ትግራዋይ ብጣዕሚ ጅግና ዩ...ብዙሕ ታዕሊም ኸይወሰደ ዓብይ ታሪክ ሰሪሑ ዩ.....ታዕሊም ፅቡቅ ወሲዱ ነይሩ እንትዝኸውን እዚ ኩሉ ግፍዒ መቐነሰ ነይሩ
@dhcvfgfg9390
@dhcvfgfg9390 8 ай бұрын
ጁግኒት ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤
@user-uw3oq8lq8n
@user-uw3oq8lq8n 8 ай бұрын
ዋዕሮና❤👑✊
@bolommahta1561
@bolommahta1561 8 ай бұрын
ተመሲጠ ኩሉ ዕላልኪ ሰሚዖዮ ተጋዳሊት ራህየል ብርሃነ ጅግና ዋዕሮ💃🥰✊👈👮
@user-rf8vx3mc9r
@user-rf8vx3mc9r 8 ай бұрын
ጅግና🎉 ብራቦ ደስትሽ
@Hantiya03
@Hantiya03 8 ай бұрын
Jigna tegadalit Rahel, Egziabher MeliUu yimharki, zedeniq jegninet, Mehebenit kulina!
@kingdomofaxum6891
@kingdomofaxum6891 8 ай бұрын
ዓሕ እዚ ቡሩህ ወለዶ ዶ ንኺናት ምተፈርደ አነ ከድምፆም ዓቕሚ ይሓፅረኒ ረዚን ክብሪ ኸፍሎም ህልዋት ገይሮምና ብግብሪ ክብሮም ክንንምልሰሎም ይግባእ እዚ ወለዶ መስተንክር እዩ ሰርሑ ።❤❤
@saramm8772
@saramm8772 8 ай бұрын
ሙሉእ ምሕረት የዉርደልኪ ዋዕሮ ተጋዳሊት ራሄል ሓፍትና❤❤❤
@hailegebrielgslasie9162
@hailegebrielgslasie9162 8 ай бұрын
Desta show is my favorite ,but Please apply some photos that describe the personal bravery . Thanks
@user-mp5kc3ux4j
@user-mp5kc3ux4j 8 ай бұрын
ክብሪ ይግበአኪ ዋዕሮና ❤💛😍😍😍
@samsonm2011
@samsonm2011 7 ай бұрын
ራሄል ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ቆልዓ ትግራይ ኲርዓት ትግራይ ኢኺ ብዙሓት ሰባት ናትኪ እንተርቪው ከርእይዎ ከኣ ይግባእ
@user-ls5im9tb1m
@user-ls5im9tb1m 8 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ
@azmeratamene7068
@azmeratamene7068 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ጀግና ዋዕሮ
@wskn7283
@wskn7283 8 ай бұрын
ጽብቅተይ❤ተጋደላይ💔😭
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 8 ай бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ሓፍተይ ምሕረት የውርደልኪ መዓረይ 🙏🙏🙏
@kbra5656
@kbra5656 8 ай бұрын
ጀግና ጓል ህዚቢ ክብሪ ንዓኪ
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 8 ай бұрын
ኣብትየ ጅግንነት ብጣዕሚ ዘግረም ወለዶ አነ ብዛዕባ እዞም ተጋደልቲ ቃለ መሓተት ክገበረሎም ከሎ እቲ ዝሰረሕዎ ጅግነነት ክምስክሪ ከለዉ ብጣዕሚ እየ ዝግርም ስቅ ኢለ ይግረም እንካዕ ብሂወት ሂወት ተረፍኪ ዝሓፍተይ❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 8 ай бұрын
ጀግና ዋዕሮ ትግራይ ፅብቅተይ አጆኺ ❤ ስውአት ሐገረ እግዛብሄር ትግራይ ብስላም እረፉ
@gebreselassiealemseged3250
@gebreselassiealemseged3250 4 ай бұрын
ጀግኒት ተጋዳሊት ራሄል ብርሃነ (ጓል ትግራይ)! ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ!
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 8 ай бұрын
😮ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና ❤❤❤
@gidenagirmay7221
@gidenagirmay7221 8 ай бұрын
It is because of your commitment and sacrifice that I here alive. Respect!
@user-qi6vy3lh5u
@user-qi6vy3lh5u 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግና ዋዕሮና❤
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናንይሃብኪ ጅግና ሓፍትና
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 8 ай бұрын
❤❤❤❤😢ምሕረት የውርደልኪ ዛምቤተይ
@fitsumfisha9058
@fitsumfisha9058 8 ай бұрын
Jegina,tigray❤
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 8 ай бұрын
እሰይ ፅሪቲ ጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ናትና ካንኪ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 8 ай бұрын
ክብሪ ናዓኩም ጀጋኑና አብዚ ለና ማያ ዘየብልና❤❤
@selamntgrayadey2059
@selamntgrayadey2059 8 ай бұрын
ኣነ ብዓደይን ብጀጋኑ TDF ን ብጣዕሚ እየ ሕብንቲ ግን እቶም ቅፅዓት ወሃብቲ ኣይፈተኹዎምን ምኽንያቱ ንኸምዚአን ዝበላ ብድልየተን ዝተጋደላ ጀጋኑ ከምዚ ዓይነት ቅፅዓት ከወሃበን ደስ ኣይብልን። ዋዕሮና ክብሪ ንኣኺ❤❤
@NeYa-24
@NeYa-24 8 ай бұрын
ኣካል ስነ ሥርዓትን ህይወትን ገድሊ እዩ፡፡ ኹሉ ኣብ ወታሃደራዊ ይኹን ዝኾነ ይኹን ህይወትውን ምውፋይ ዝሓትት ተግባር ንዝሳተፍ ሰብ እዙይ ክንዲ ፍረ ጣፍ እውን ዘይቁጸር ቕፅዓት እዩ። ሕንቃቐን ገድልን ዓይንን በርበረን እየን።
@HaileTesfaye-bq8vv
@HaileTesfaye-bq8vv 8 ай бұрын
እእእእእእእ ዋዋዋዋዋይ ትግራዋይ ዝፈጠርካ ፈጣሪ ንኪናትስ ደስባሃሊ እዩ ነይሩ ማለትስ ካብ ቃል ንላዕሊ እዩ ተግራዋይ መግለፂ የብልካን ጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ተረፍኪ ።
@MG-su4nh
@MG-su4nh 8 ай бұрын
Mekseb Tigrayna ❤
@amendaniel4299
@amendaniel4299 8 ай бұрын
ዋዕሮና❤❤❤
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 8 ай бұрын
TDF Waero 👍🏻💪🏽👌🏽💛❤💛❤
@dhcvfgfg9390
@dhcvfgfg9390 8 ай бұрын
እንካዕ ኻባኹም ተፈጠርና❤❤❤❤
@NeYa-24
@NeYa-24 8 ай бұрын
ህንደይ ድዩ ዕድመኺ/ኻ?😂😂😂
@user-uj2hw2nk1p
@user-uj2hw2nk1p 8 ай бұрын
ርቻ ጋል 31 ማዕበል ብሓደ ብዙሕ ኣሕሊፍና ይመችኪ
@Ziyade-xp6om
@Ziyade-xp6om 2 ай бұрын
ኪትዊቂዒ ከለኸ ብትኪኪሊ መአዋገአት ነአረኪ ዓዲጊራት ሚኺትሊ ሻለቃ ነአረኪ ሰአለየ ተአወቂዒ ዓወት አዘዘ ኸኦዩና ከየቲ አትዊ ኢሲታፋ ሒዚኸ ፂኒሒ ኢሊኸአትየኸ ተአወቂዒኸ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 8 ай бұрын
ጀግኒት።
@haftumenberu9667
@haftumenberu9667 8 ай бұрын
ጅግናዋዕሮ❤❤❤
@jhi3325
@jhi3325 8 ай бұрын
ጋል ትግራይ ቆንጆ🎉
@aberahaile4522
@aberahaile4522 7 ай бұрын
Beautiful girl Guwal woyenty . You are my hero and I love you. Thanks
@mekele2976
@mekele2976 8 ай бұрын
Wey hezby Mary ❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼er bek at got 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@shewitweldu7647
@shewitweldu7647 8 ай бұрын
ኣርእስቲ ኣፃሓሕፋ ግን ኣስተኻኽል እኻ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@iam4all2
@iam4all2 8 ай бұрын
Thank you for sharing out hero
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 8 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ማዓረይ 🙏💖💖💖💖💖
@tirhaswelu
@tirhaswelu 8 ай бұрын
Wow waro Tdf❤️‍🔥💛❤️‍🔥💛❤️‍🔥⛱️⛱️⛱️🙏🙏
@sisaykidane1154
@sisaykidane1154 8 ай бұрын
hero
@asmeretgebru6478
@asmeretgebru6478 8 ай бұрын
ዋዕሮና ጀግንና ንኩርእልኬ😘😘😘🙏
@user-vc6ip7re1x
@user-vc6ip7re1x 8 ай бұрын
አቲ ጅግና ጓል ጅግና አጆኺ💪💪💪💪💪!!
@ghch5195
@ghch5195 8 ай бұрын
nay baHaki jgna waero tegadalit Haftna korienalki ❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛🥰🥰🥰🥰👍
@user-ol9qg3ti1r
@user-ol9qg3ti1r 8 ай бұрын
እምበር ጓል ትግራይ ዋዕሮ
@ST-tq9el
@ST-tq9el 8 ай бұрын
Ayyy shekor waero tigray. ✊️✊️✊️✊️💪💪💪💪💪🫶🫶🫶🫶
@ghebremikaelhailemariam8118
@ghebremikaelhailemariam8118 8 ай бұрын
ናይ በሃኪ ጀግና
@SalamSalam-et8bd
@SalamSalam-et8bd 8 ай бұрын
ጅግና💓💓💓💓💓💓
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 7 ай бұрын
ልዋ ዋዕሮና ትግራወይቲ ።
@seareamanuel6485
@seareamanuel6485 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤ Hero
@Kafutube
@Kafutube 8 ай бұрын
ደስታ ሸው መርኣያ ፅንዓት ጅግንነት ዝኾነት ጓል 12 ዓመት ኣላ ጅግና ዋዕሮባ ኣቅርበልና ተጋ ፍረወይኒ መሓሪ (ጓል ሙሑር) ትበሃል ካብ ወፍሪ ኣሉላ ጀሚራ ታሪክ ዝሰረሐት ኣባል ኣርሚ 31 ክ.ሰራዊት ማዕበል #ክ.ሰራዊት ኣዶ ትግራይ # ሐዚ ድማ ክ.ሰራዊት ዮሃንስ ዝመስረተት እያ ።።
@hmkl2789
@hmkl2789 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 7 ай бұрын
Amilakh yihagizkin selam yewridelna nikhulatna tigrayin eritrean ! ❤
@elsafessehaye9397
@elsafessehaye9397 8 ай бұрын
Aemilaky Miret Yewiridelky🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@user-xs8el1ot9q
@user-xs8el1ot9q 8 ай бұрын
ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@merontadele70
@merontadele70 8 ай бұрын
ጀጋኑ TDF ሰው ክግምቶ ዘይኽእል ወነን ናይ ዓድን ህዝብን ፍቅሪ ዘሓደሮም ወዲ አይብል ጓል ኩሉ ጅግና ዝወለደት ትግራይ ናይ ትማሊ ጀጋኑና ስውአትና ናይ ሐዚ ሕድር አቦታቶም ዘይዕብሩ ጀጋኑ ኩርዓት ሓበን ትግራይ ክብርን ሞጎስን ንዓኹም ይኹን።።
@dhcvfgfg9390
@dhcvfgfg9390 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SalamSalam-nz2ox
@SalamSalam-nz2ox 8 ай бұрын
❤❤❤
@tigraweti6377
@tigraweti6377 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ዋዕሮ ሓፍተይ❤❤❤
@FriwayniAbraha-nb8pq
@FriwayniAbraha-nb8pq 8 ай бұрын
Haftey natey ❤amlak yehwki ❤ nwgatnan tegadltnan zehegus mengsti yhabena
@SgtgSgtgw
@SgtgSgtgw 8 ай бұрын
Ambesit
@user-pt7tr3fk3u
@user-pt7tr3fk3u 8 ай бұрын
Tsbuk medeb neru gna adl zeyhabkaya ab mewedaeta gle mbelet nera 🥰
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 3 ай бұрын
መዓረይ ዋይ😢❤❤❤❤
@LetayGebru-mr3hj
@LetayGebru-mr3hj 8 ай бұрын
Mulu'e mihret yewridelki Mearey waero
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 8 ай бұрын
ኣንት ጅግና ብደም ወለድኺ ወሪስክዮ ትጅግንነት
@alulayohanes1918
@alulayohanes1918 7 ай бұрын
I live you heroine tigray
@memen902000
@memen902000 8 ай бұрын
ከመይ ዓይነት ሕቶ እዩ ?አስተኻኽል እንዶ በልዎ።
@abebekesete
@abebekesete 8 ай бұрын
ኢኮ ኣለዎ
@mirimiri3396
@mirimiri3396 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@ggdhdbfhamenamenamen6583
@ggdhdbfhamenamenamen6583 8 ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 7 ай бұрын
Kkkk !!!Ata entay ena nblo ???¿
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 8 ай бұрын
እሰይ ዋዕሮና ናይ ስሳታት ወለዶታት ማዕልታዊ እንብላ ዝነበርና ጭርሖ ኢያ ባይለይ እውን ዘዘውትራን ዝፍለጠላን ነይራ ! ሓዞ ንብልሞ ! ወዲ ትግራይ መን ይሕዞ እትብል አኩላትና 2ይ ደረጃን አብ ዩኒቨርስትን አዛይ ዝውትርቲ ኢያ ነይራ እሞ ራዛ ናይ አበኡ ሓዛ እዩሞ መናእሰይ ትግራይና ህዝባዊነት ወያናይነትን ፅንዓትን ተወፋይነትን ወለድካ አፅኒዕካ ሓዝ !!!👌🤝✊💪✌️✌️✌️
@user-vc1nd7zf9x
@user-vc1nd7zf9x 7 ай бұрын
አንኻአ ናትና ኮንኪ ዋአሮይ ❤❤❤❤❤
@Ziyade-xp6om
@Ziyade-xp6om 2 ай бұрын
ራሂዩለ ጀጊና ዓወተ ኢሮቦ አዩ
@user-yu7xn6yl6x
@user-yu7xn6yl6x 7 ай бұрын
ምክንያቱ ቡዙሐት ጌጋ ትሰርሕ አለካ
@tesfaytesfay7134
@tesfaytesfay7134 8 ай бұрын
ደስታ ሾው ሓደ ናይ ሒሳብ ሊቅ ዝኾነ ትግራዋይ ገ/ሚካኤል ወይ ካአ ጌታቸው ዝበሃል አቕርበልና
@ftwi
@ftwi 6 ай бұрын
dmxa nchlaqo ttem hhakey do❤❤❤❤❤
@solomonbeyenekahs2830
@solomonbeyenekahs2830 8 ай бұрын
Jegnana
@LovelyDirtBike-qy1jr
@LovelyDirtBike-qy1jr 8 ай бұрын
selka
@SelamawitAbebe-ee5dl
@SelamawitAbebe-ee5dl Ай бұрын
Shikorey edmen tienan yihabki
@user-bg3qh6bv3w
@user-bg3qh6bv3w 8 ай бұрын
Mishkinyti meztawetii weyana seytan
@Ziyade-xp6om
@Ziyade-xp6om 2 ай бұрын
ኒበራሊና ጀጊና
@senayberaki4276
@senayberaki4276 8 ай бұрын
Ata gidefu eba lagtsi aytiftewu Umbae
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 8 ай бұрын
Waerooooo❤❤❤❤
@voiceforthevoicelesspeople8667
@voiceforthevoicelesspeople8667 8 ай бұрын
Ata enshetey eferu merahit kiflo tor minamin aytibelu
@nisri1567
@nisri1567 7 ай бұрын
... ኣየ ወያነ. ...በቃ ባዓል እዚኤን ዝመርሐኦ እዝን ኮርን ሒዝኩም ኢኹም 1 ሚልዮን ህጻናት ኣርጊፍኩም። ኣዝዩ ዝሕዝን! ዝፈልጠኦ ዘይብለይን ህጻውንቲ ስመን ብግቡእ ዘይጽሕፋ መራሕቲ ነይረናና ክትብሉስ ኣይትሓፍሩንዶ? እዋይ ናይ በዓል ደብረጽየን ሲ ንበይኑ'ዩ።
@michaelnugussie6023
@michaelnugussie6023 7 ай бұрын
ምን አይነት ጨወታ እዩ
@Oromay1
@Oromay1 8 ай бұрын
ዛጅግና ቆልዓ ኣድራሻኣስኪ ኣሉሹለይ
@destadesta1432
@destadesta1432 8 ай бұрын
ኣብቲ ፅሑፍ ኣለካ ኣብ ታሕቲ
@stpual1
@stpual1 8 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ፉሉይ ህዝቢ እዩ ዝባሃል ብምኽንያት እዩ ለካ ? ዝገርም ጀግንነት ዝወነነት ዋዕሮ። የቐንየልና ዋዕሮና። Desta Show ኩሉነገር ፅቡቕ እዩ,ክንማሃረሎም,ክነድንቖም,ክነመስግኖም ዝግበአና ጀጋኑ ተጋደልቲ ናብ Desta show እናምፃእካ አፋሊጥካና ኢኻ,የቐንየልና,ካበዞም አብሕሉፍ ዝረአናዮም showዋት ፍልይ ዝበለ እዩ በርትዕ። ዘሕዝን ታሪኽ,መደንገፂ ነገራት ክነግሩኻ እንከለው,ካብ ፍሽኽ ምባል,ናይሓዘን ሕራነ ምልክት አብ ገፅካ ተትጥቀም ፅቡቕ እዩ ክብል እፎቱ, ደፊረ ከይከውን ይቅርታ።
ВОДА В СОЛО
00:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 31 МЛН
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
БИМ БАМ БУМ💥
00:14
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 3,6 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
"ካብ ባዕኼር ክሳብ ሱዳን ዝተዘርገሐ መርበብ ሞት. . . "
52:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 37 М.
Would you recognize your soul mate by smell?
0:14
Den Done It
Рет қаралды 19 МЛН
Why Is He Unhappy…?
0:26
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 45 МЛН
Did you see the photo?
0:20
Women Power
Рет қаралды 28 МЛН
БУКЕТ МЕЧТЫ НАСТОЯЩЕЙ СЛАДКОЕЖКИ😂😂😂
0:19
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 3,4 МЛН