Eritrea, ሰማዒ ዘይብሉ ኣውያት ዝጸንት ዘሎ ህዝቢ፡ብኣባል ስለያን ጸጥታን ነበር፡

  Рет қаралды 5,865

Eri Man

Eri Man

Күн бұрын

#eritrean #story #tefetawitalkshow #recorded live in Paltalk #eritrea

Пікірлер: 33
@musaahmed8854
@musaahmed8854 4 сағат бұрын
በየን በርቅካ እዝግ የክብርካ ኣታ ጀግና ሓውና ኣጆካ በርትዕ (ዳሕዳሓዮ እዚ ኩሉ ትብሎ ዘለካ ሓቂ እዪ
@berhanehagos25
@berhanehagos25 2 күн бұрын
I appreciate your comments. Must know all Eritreans.
@berhanehagos25
@berhanehagos25 2 күн бұрын
Eritrean must be Eritreans, letting go forward for freedom for .yes yes yes
@BETESEB1972
@BETESEB1972 2 күн бұрын
ኣይትድከሙ ንህግደፍ ንምእላይ እንታይ ገዲሽኒ ካብ ርእስና ከይኣለና ለውጢ ኣይትሕሰብዎ ህዝብና ድማ 70% ባርነት ለሚድዎ እዩ ሓቂ እንዶ ንዛረብ መን ድዩ ዝጡቅመካ እቲ ህዝቢ ዶ ኣይኮነን ዋላ ኣብ ስደት ኣነ ኣገልጊለ ተዋጊአ ኢልና ንጅሃር መንሞ ይርድኣልካ እንበር ኣነስ ኣገልግሎት ወይ ተጋዳላይ ኣይነበርኩን ዝበለኒ ናይ ወለድካ ምርቃ ዶ ኔርካ እዩ እየ ዝብሎም ናትና ነገር በየን ጀሚርካ በየን ክውዳእ ይቃወም እየ ዝብሉ ዝፈልጦም ኣለዉ ኣንስቶም ደገፍቲ ሓሰማታት ኢሰያስ ኣታ ግደፉና😢😢😢😢😢
@Fili.eri-south
@Fili.eri-south 3 күн бұрын
Eri man ✌️ 💙💙💙
@parisawi1545
@parisawi1545 3 күн бұрын
❤❤❤
@tesfaluulmichael9222
@tesfaluulmichael9222 3 күн бұрын
🙏🏿🙏🏿
@fretatesfay343
@fretatesfay343 2 күн бұрын
እዋይ ህዝበይ ኢዜአ ሀገር ኢታይ ኢዩ ተወሊድዋ የህዋትካ ባዕልካ ትጭክን ጉድ 🙏🙏🙏🙏😫😭😭😭
@huseinahmed5670
@huseinahmed5670 2 күн бұрын
እስኻ ድራኣኻዮን ዝዋዓልካዮን ትዛረብ ኣለኻ ፡ ቅድሜኻ ብዙሓት ዝራኣይዎን ዝዋዓልዎን ተዛሪቦም እዮም ፡ እዚ ልኡምን ምእዙዝን ህዝቢ ሰሚዑ ክርዳኣኒ እዩ ትብል እንተሊኻ ጌና ንህዝቢ ኤርትራ ኣይፈለጥካዮን ኣለኻ ማለት እዩ ፡ እስኻውን መን ይፈልጥ ከምቶም ቅድሜኻ ዝተዛረቡ ጽባሕ ተገምጢልካ ተጣዒሰ ኢልካ "ንሕና ንሱ " ትብል ትኸውን ፡ ካብ መን ድኣ ወጺእካ ካብዚ ምእዙዝን ልኡምን ህዝቢ ደይኮንካን ።
@Wediharestay
@Wediharestay 3 күн бұрын
Welcome 👍👍
@merawediandat6238
@merawediandat6238 Күн бұрын
Nay Old Paltalk do yikewun, wela Hadish u ??
@Fili.eri-south
@Fili.eri-south 3 күн бұрын
ይቆራረጸካ ኣሎ መስለኒ
@belaiogbagabre6837
@belaiogbagabre6837 2 күн бұрын
ኩቡር ሐዋ ገጺካ ከፍትካ ዘይ ትዛረብ ሐቂ እንተልካ።
@Hlina848
@Hlina848 2 күн бұрын
እዚ ናይ ግዜ ፖልቶክ ዝነበረ ኢዩ።
@asmarah3174
@asmarah3174 Күн бұрын
እንታይ ሓቅነት ኣለዎ ደኣ እዩ ገጽካ ክኸፍተልካ? ሓሽሽ ይዝራእ፡ይሽየጥ ምስ በለካ ጥራይ ዘይጽፉፍ ሓሳዊ ምዃኑ ዘይትኣምን?
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 3 күн бұрын
ዓዲ ምሕታት እሞ እንታይ ጸገም ኣለዎ? ባህልኩም እንተኮይኑ ዋእ ኣብ ባህሊ እንታይ ክንብል። ኣነ ግን ኣብ ከባቢ ሰገነይቲ ተወሊደ ኣብኡ ድማ ዓብየ። ከም ባህሊ ናይቲ ከባቢ ድማ ዝኮነ ሰብ ክትላለዮ ከለካ ዓዱ ግድን ኢካ ትሓቶ። ምናልባሽ ቤተሰብካ'ውን ክኸውን ስለ ዝኽእል፡ ንዝኮነ ዋላ ንጓል ኣንስተይቲ ወይ ወዲ ተባዕታይ ክትላለዮ ከለካ ዓዱ ግድን ኢካ ትሓትት። ንኣብነት ኣነ ኣብ ኣመሪካ ይነብር ኣለኩ፡ ኣመርካ ድማ ዓሌትካ ይሓቱኳ። black, white, Hispanic, mix ወዘተ። ስለዚ ዓዲ-ምሕታት ንሕማቅ ነገር ትጥቁመሉ እንተኮንይካ'ዶስ እወ ካብኡ ሓሊፉ ግን ዓዲ ምሕታት ድኣ እንታይ እሞ ጸገም ኣለዎ። ዓዲ ዘይትሓትት እንተኮይንካ ድማ ከም እስያስ ትግራዋይ ሒዝካ ኣስመራ ትኣቱ። መንነት ናይ ዝኮነ ሰብ ክትሓትት ግድንን ኣገዳሲን እዩ።ግን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ይፋላለእዩ።ንኣብነት ዝኮነ ኣስላማይ ወይ ዓረብ እንተረኪቡካ፡ሃይማኖትካ ይሓተካ እዩ፡ንገለ ሰብ ደስ ዘይብሎ ክኸውን ይክእል ይከውን ግን ናቶም ባህሊ እዩ። ስለዚ ኩሉ ግዜ ምስ መን ትከይድ ኣለካ መን እዩ መራሒካ ክትፈልጥ መንነቱ ክትፈልጥ ግድን እዩ። ዓዲ ኣይሕተትን እዩ ዝብል ኣባህላ ግን ዋእ ንስካ ኣይትሕተት ኣነ ግን ኩሉ ግዜ ክሓትት እየ ባህለይ ዘዕበየኒ ከምኡ እዩ።
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw Күн бұрын
ABEY KONKA EKHA MENGSTI ERITRA KITGEMTELO?
@BurukAsefa-pf2en
@BurukAsefa-pf2en 2 күн бұрын
Nskas eba haqegna wedi hamasien.
@truthalwaysprevails6669
@truthalwaysprevails6669 8 сағат бұрын
Wedi temnewo smayo Ms Naz zgebero
@tekludrar6188
@tekludrar6188 Күн бұрын
ጌጋ ኣሎ ሓውና ወዲ ዑቅባዝጊ ኣብ 2000 ብርጌድ ኣብ ውግእ የእትዩዋ ክኣልያ ስለዘይካኣለ ብርጌድ ሙሉእ ኣብ ሓደጋ ወዲቃ ሓዲራ ንግሆ ኢደይ ተሃሪመ ኢሉ ገዲፈዋ ከይዱ ክወጽእከሎ አነ ይሪኦ ኔረ ድሕሪ ወራራት ኣብ ኣኼባ ሓለፍቲ ርእሲ ምራኽ ሃሪሙ ገዲፎዎ ሰብ ግን ክርሸን ኔርዎ ትብል ኔራ ስለዚ ወዲ ዑቅባዝጊ ብሰንኩ ቡዙሓት ተሰዊኦሙና ስለዚ ወዲ ዑቅባዝጊ ኣብ 2000 ገዛኻ ጽንሕ ገበን ግን ኣብ ዝባንካ ኣሎ ኢሎም ረፊቶሞ ካብ ሽዑ ጊንዳዕ ከይዱ ታክሲ ገዚኡ 2001 ኣብ ጊንዳዕ ጸንሒና ስለዚ ኣይትሓሱ እዚኣ ብርግጽ ሓሲኻ ።
@asmarah3174
@asmarah3174 Күн бұрын
ክትሕሱ እንከለኻ ኣጽፍፍ ኣቢልካ ሓሱ ሰብ ከይፍንፍነካ።
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 3 күн бұрын
ንምንታይ እዩ እዚ ሓተታ ዝክይድ ዘሎ ኣይርዳእን ዘሎ።
@davidamaha578
@davidamaha578 Күн бұрын
እስኻ ሐደ ጓሐፍ ታሪኽ አልቦ ኢኻ ።
@Insider24840
@Insider24840 Күн бұрын
ሰክት ጋውና፡ ከማኻ ደርጊ ኣይኮነን ንሱ፡ በዓል ሕልና ቃንዛ ህዝቡ ዝስመዖ ኢዩ። ንስኻ ከኣ ሙሽሙሽ ለሓሲ ማዓኮር ኢሳይያስ ኢኻ
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 2 күн бұрын
Chibti habena, tgraway mqanka amet alena, newram zereba tzareb aleka, shabya gn kemu kemzey gebr n felt ena, tegaru zeytigebrwo yelen, eritrea n mnwar, hasawi. Lekbat. Emo getska kefitka zeytzareb, hasawi, tehabiu eyu zhsu. N mnawar.
@mestewalie6479
@mestewalie6479 3 күн бұрын
ሩሙስ ሓሳዋ ሕብረተሰብ እንድዩ ዊሒድዎ ኸማን ሓው የሕሊፉ ዳሀበ ፈጣሪ ኸ ይርኢ እኮ እዩ ድጠመየ ጠላማት ጨካናት ናይ ሳሕል መፅዮማ ንመቕፃዕቲ
@Abraham-wj8xt
@Abraham-wj8xt 2 күн бұрын
ገጽካ ትርሓቕ ሓሳዊ
@Insider24840
@Insider24840 Күн бұрын
ለሓሲ ማዕኮር ኢሳይያስ፡ ኪድ ለሓስ 😅
@asmarah3174
@asmarah3174 Күн бұрын
​@@Insider24840ስዲ መዕበያኡ ዝበደሎ
@ees988
@ees988 2 күн бұрын
HAH Chaos in the Bathroom 🚽✨ Smart Tools for the Throne 😜
00:49
123 GO! Kevin
Рет қаралды 14 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 1,1 МЛН
Men Vs Women Survive The Wilderness For $500,000
31:48
MrBeast
Рет қаралды 104 МЛН
sep 24/2024 ህጹጽ ሓቤረታ ን ኤርትራውያን  ዜና ዓወት
31:47
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 7 М.
ሃገራውነት ቀታሊ ፤ ኪዳን መነባበሪ፥
2:32:26
Zelenayo Show
Рет қаралды 12 М.
HAH Chaos in the Bathroom 🚽✨ Smart Tools for the Throne 😜
00:49
123 GO! Kevin
Рет қаралды 14 МЛН