No video

Eritrean Orthodox tewahdo nay nsha mezmur btigringa

  Рет қаралды 380,529

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

#Eritrean_Orthodox_Tewahdo

Пікірлер: 406
@user-eg3oz1lb4c
@user-eg3oz1lb4c Жыл бұрын
ፈጣሪ ኣቦይ ነዚ ካብ እምኒ ዝተርር ልበይ ከይፈንፈንካ ንስምካን ክብርካን ዘስተንትን ብመንገድካ ዝምራሕ ስቡርን ቁኑዕን ልቢ ሂብካ ናብ ንስሓን ኩቡር ደምካን ስጋካን ኣብቂዕካ መዛዘምየይ ኣጸብቀለይ።
@tesfayandu2400
@tesfayandu2400 8 ай бұрын
Amen Amen Amen!
@stopgenocideintigray4887
@stopgenocideintigray4887 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብምሕረት ዓይኑ ይመልከተና ኩሉ በደልና ይደምሰሰልና ፈሊጥና ብድፍረት ከይፈለጥና ብስሕተት ዝስራሕናዮ ሓጥያትና መድኃኒናኣለም ይቅር ይበለና
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን
@abjtabjt3859
@abjtabjt3859 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ንሰሓ ሞት አብቀዐና ጎታይ መዳሃንየይ እዮስስ ክርስቶስ🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲💊
@sratasrata5383
@sratasrata5383 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ያስመዐልና ኦ ኣምላኽ እቲ ብሰማይን ብምድርን ዝድብደብ ዘሎ ህዝበይ ሰላም ኣውርደሉ ሎምስ ተስፋ ቆሪኣነፀ ይርበሽ ኣለኩ ክልተ ወርሕን ሰሙንን ኮይኑ ዓደይ ኮናት ካብ ዝክፈታ ንሓንቲ ክልል ልዕሊ 5 ሃገራት ትዛሪየን ይጭፍጭፋኣ ኣለዋ ንሕናስ ብዘይካ ንስካ ዘረይ የብልና ዋ ንስኻ ርድአና ንዛ መዝሙር ዝስማዕኩም ናእግዚኣብሄር ቤተብ ንትግራይን ህዝባን ሰላም ያውርደልኪ እልኩም ኣብ ፀሎትኩም ኣይትረስዑ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ
@user-wx6te3py9w
@user-wx6te3py9w 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርን ምስግናን ኣምሎኮን ውዳሴን ንእግዚኣብሔርና ኣምላክና ይኹን ሰለ ሓጥያትና ኣብ መስቀል ዝተሰቀለለና😢🙏🙏🙏
@destagalkeshi6511
@destagalkeshi6511 4 жыл бұрын
ኣሜን(3)ዝማሬ መልእክት የስመዓና ብጣዕሚ ልቢ ዝሰብር 😥መዝሙር ኣብ መንግስተ ሰማያቱ የውርሰልና ስለ ሓጥኣትና ኣብ መስቀል ኣደባባይ በጃ ዝሓለፈና ጌታ
@user-le9cf7gf6z
@user-le9cf7gf6z 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእከሰት የስምዐልና ፍቱዋት ስድራ እግዚአብሔር አምለኽ አምለኽ መድኀኒና መድኀኒ ንኩሉ ዓለም ኀጥያትናን በደልናን ገዲፍካ ይቅር በለልና ምኅረትካ አውርደልና እግዚአብሔር አምለኸና 🤲🤲🤲🕯🎚🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊💐💐💐💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🍃🍃🍃🍃🍃
@zanabmar9999
@zanabmar9999 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና አቤቱ ኣምላኬ ሆይ የንሳሓ እንባ ሃበን የደንደነ ልበይ ክፈተለይ
@golomtesfagabr6378
@golomtesfagabr6378 2 жыл бұрын
Mhrat ywerdalna
@brktibahta1348
@brktibahta1348 Жыл бұрын
​@@golomtesfagabr6378 mmn
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን አቤቱ ጌታዬ ሆይ የንስሐ እንባን ስጠኝ የደነደነው ልቤን ክፈትልኝ
@temesgenharegot4537
@temesgenharegot4537 2 жыл бұрын
Tbuk ilka amlak ybarka
@nebioteklit2673
@nebioteklit2673 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላአኽቲ የስምዓልና ፡ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
@milliyosief6722
@milliyosief6722 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላአክቲ ይስመዓልና ብምሕረቱ ይቅረ ይበለልና ጾምና ብሰላም ኣጀሚሩ ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላም የብጸሓና ኣሜን።
@tgyg3084
@tgyg3084 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልአክቲ የስመዐና ተስፋ ገይርና ንፅበያ መንግስተ ሰማይ የዋርሰና
@brhannagos9875
@brhannagos9875 3 жыл бұрын
ዝማሬ ማላእክት ይስመዕልና እግዚብሄር የመሰግን ሰለ ኹሉ ምሕረቱ
@tseboqnedieu3690
@tseboqnedieu3690 2 жыл бұрын
Zmaria melakt yesmaena egziabher amlak
@user-kh6tm7lf4q
@user-kh6tm7lf4q Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና❤
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲ዝማሬ መላእክቲ ይስመዓልና ኣቤቱ ጌታ ሆይ ስደትና ኣሕፅረልና ናብታ ቅድስቲ ለቤተክርስቲያንና ተመሊስና ልክንንሳሕ ኣብቀዐና ሓጥያትና ከይፀብፀብካ ጌታየ 🤲
@fretamay7608
@fretamay7608 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ
@helenkahsai1824
@helenkahsai1824 4 жыл бұрын
Amen Amen Ameme
@sarayahya9579
@sarayahya9579 2 жыл бұрын
ኦ ኣምላከይ ናብ ንስሃ ኣብፀሐና ሓደራኻ ካብ ኩፊእ ኣድሐነና ብምሕረትካ ጠምተና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-zb8lg6bv9c
@user-zb8lg6bv9c 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ነብ ንሳሓ የብቀና እግዚአብሔር ኣምላክና ሰደትና የሕፀረልና
@Rd-pt7fy
@Rd-pt7fy 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስመዕልና ስለ ሁሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን።
@lizmony827
@lizmony827 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላኽ አሜን አሜን አሜን
@mebrahomgerezgiher4949
@mebrahomgerezgiher4949 2 жыл бұрын
amen amen amen
@mebrahomgerezgiher4949
@mebrahomgerezgiher4949 2 жыл бұрын
amen amen amen
@mebrahomgerezgiher4949
@mebrahomgerezgiher4949 2 жыл бұрын
amen amen amen
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ውሽጥካ ዝነክእ ናይ ንስሃ መዝሙር ፀግኡ የብዘሐልካ
@user-jm1bc7fp3r
@user-jm1bc7fp3r 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ሓደ ስለ ኹሉ ሞተ😭😭😭
@saydatube
@saydatube 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና፣ ተስፋ እንገብራ ሃገረ መንግስተ ሰማያት የውርሰልና ። ፍትዋት ደቂ እግዚኣብሄር ሓዱሽ መንፈሳዊ ቻናልና subscribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
@sameraz7462
@sameraz7462 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ክቡር ሓዉና እታ ተስፋ ንገብራ መንግስተ ሰማያት መዋረስቲ ይግበረልና ስለ ናትና ሓጥያት ንሱ መንከራ ዝተቀበለልና
@user-hg8ph6wc4x
@user-hg8ph6wc4x 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዕልና ክቡር ሓውና ስልጣን ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር አምላክ ኣሜን ብተስፋ እንፅበያ መንግስተ ሰማያት ወረስቲ ክንኾን ሰናይ ፍቃዱ ይኹነልና ኣሜን 😭🙏🙏🙏
@goodplaza2666
@goodplaza2666 4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN mezmur melaAkti yesmeana EgzaAbiher Amlak Nab Nsaha yebtshan AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN
@dhhdhdhrhrhrhrh448
@dhhdhdhrhrhrhrh448 Жыл бұрын
ኣሜን ዘሜሬ መላእካት የስመዐልና😭🙏
@kiflaygebreslasie3719
@kiflaygebreslasie3719 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 💒💒💒🙏🙏🙏
@asteartewele7132
@asteartewele7132 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
@user-di7ed2yq9m
@user-di7ed2yq9m 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና🙏🙏🙏😭😭😭
@Rd-pt7fy
@Rd-pt7fy 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብምሕረት ካ ይቅረ በሊላንና ጎይታየ ።
@sahletesfay921
@sahletesfay921 2 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም
@miligaltewahdo94
@miligaltewahdo94 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ🙏🙏😢😢😢😢😢
@tesfamariam250
@tesfamariam250 4 жыл бұрын
ኣሜን ዝማራ መላእክት የስምዐልና ኣብ መንግስቱ ጎይታ ይዘክረና ብምሕረት ብለን ኣዕንቱ ለዋህ ሕያዋይ ጋሳይና ኤልሻዳይ ኣምላክና ጾሎትና ኣብ ዝፋኑ ጻብኦት ይብጻሕ
@user-pm1ow6qm3h
@user-pm1ow6qm3h 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
@ftsumdesta4559
@ftsumdesta4559 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና
@mariamhabashi625
@mariamhabashi625 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና መንግስተ ስማይ የዋርስና እግዚኣብሔር ኣምላክ
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ኣምልኾን ንሉዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኹን
@shh6205
@shh6205 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና አሜን አሜን አሜን
@mogoshabteslase7921
@mogoshabteslase7921 2 жыл бұрын
Amien Amien Amien zmarie melaekti yesmealna xegua ybzahalkum egziabihier amlak nay agelglotkum zemen ybark ❤💒🙏❤💒🙏❤💒🙏
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ይሕዋት ንዓና ክብል ተበጅውልና ተበጅዉልና ፍቅርና ኣምላክና ዞም የሕዋተይ ጸግኡ የብዝሓልኩም 😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 4 жыл бұрын
ዝማሬ ሜላኣክት የስመዐልና 🤲🤲🤲
@kokatesfalem8331
@kokatesfalem8331 4 жыл бұрын
ንነስሓ የብቅዓና ኣብ ጸሎትካ ዘክረኒ ሓወይ
@tsagtry6260
@tsagtry6260 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሜረ መላእክት የስመዐልና
@merihtesfazgi6524
@merihtesfazgi6524 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማር መላኣክት የስምዓልና ክብር ሓውና።
@tesfamaryammhretab4250
@tesfamaryammhretab4250 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ዝማረ መልኣኽቲ የስማዕልና ናይ ነብሰይ ናፍቐት እንበር ማይ ማኣስ ጸሚእካ
@ngstingsti2566
@ngstingsti2566 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና😭😭😭😭😭👏👏👏👏
@awethaile2307
@awethaile2307 4 жыл бұрын
Amen (3) Zmare melaekt yesmealna fqurat Ahwatey Egziabher nay agelglot zemenkum ybarkh xegu yebzehalkum 🙏💒✝️❤️
@venusteklemaryam8022
@venusteklemaryam8022 Жыл бұрын
Amen( 3) zmare melaekt yesmealna fqurat ahwatey Egziabher nay agelglot zemenkum ybarek xegu yebzehalkum 🙏🙏🙏
@zaidtesgay1926
@zaidtesgay1926 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላአክቲ የስመዐና🤲😥
@wedbeimarrei8212
@wedbeimarrei8212 3 жыл бұрын
Lomianti brkti mealti eya nezi tuem mezmur da semaeku srhey ykeyd aleku and selam ysmeani alo.... Amennnn Zmarei melaekt yesmealna
@gebregebreslasie3719
@gebregebreslasie3719 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melaek yesmealna Egziabiher xomuna nay mihret nay bereket ygberelna
@selamteklom7212
@selamteklom7212 2 жыл бұрын
Amen amen amen zemare mleakti yasemana wo getay lebay kafitka neshaka kewsd qudus fqadka yekun
@fkaduasfha9859
@fkaduasfha9859 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ምላእኽቲ የስምዓልና
@yohanakubrom1122
@yohanakubrom1122 3 жыл бұрын
ዝማረ መላእኽት የስመዓልና ተዋህዶና ንዘላኣለም ትንበር
@meryamoabriha924
@meryamoabriha924 2 жыл бұрын
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ከም በዝሕ ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም በዝሕ ቸርነትኻ ማሓረና
@MizanMizcho-gf3hs
@MizanMizcho-gf3hs 6 ай бұрын
አሜን 3 ዝማሬ መላእክት የሰምዓልና🙏🙏🙏😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-qo5bs4fy8q
@user-qo5bs4fy8q 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና😢😢😢
@hayathabash4553
@hayathabash4553 2 жыл бұрын
ዝማሬመላእክችያስመዐልናኣሜን🙏😥😥
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት ይስመዐልና
@illi9473
@illi9473 4 жыл бұрын
Amen.amen.amen.kal.hwat.yesman.
@savasava4871
@savasava4871 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን አሜን አሜን አሜን
@rotes3106
@rotes3106 4 жыл бұрын
Zmare mela'ekt yesm'alna! Thanks seltene hawey.
@uffydf6845
@uffydf6845 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ብሓቂ ልብካ ዝስብር መዝሙር ስሊና ስለ ሓጢያትና ዝተስቀለ ጌታና መዳሕኒና እየሰሱ ክርስትስ ንዘላአለም ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ንሕና እዉን ልብና ኣፂህና አስሩ ክንስዕብ እግዚአብሔር አምላክ ብፀጉኡ ይደግፈና አሜን አሜን አሜን
@user-up8gw8ey1y
@user-up8gw8ey1y 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ዩሠመዐን አሜን
@michiaelgebrihiwet8676
@michiaelgebrihiwet8676 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ብሃኪ ልቢ ዝትንክፍ
@vanaahmed1489
@vanaahmed1489 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላክቲ ይስማልና በምሕረቱ ይቅረ ይበ ለልና 😭😭😭😭😭
@weinibahlbi1286
@weinibahlbi1286 2 жыл бұрын
Amen amen amen zemari melakti yesmalna
@DwerDwed
@DwerDwed 5 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር ይብዘሓልኻ ክቡር ሓውና🙏✝️🍀
@whsti_adarash
@whsti_adarash 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና 😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏
@user-qr7df5xd8e
@user-qr7df5xd8e 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤🎉🎉🎉እዮሱስ ክሪቶስ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና❤❤❤🎉🎉🎉
@rhstishmangus9846
@rhstishmangus9846 4 жыл бұрын
Amen amen.amen zimare melakti yesmalna egizabher amlak yemesgen
@rozinateklehaimanat2399
@rozinateklehaimanat2399 3 жыл бұрын
Amen (3) zmere melakti yesmalna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@abigaylabiti3632
@abigaylabiti3632 3 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmealna 🙏🙏🙏
@mhretyowhans550
@mhretyowhans550 5 ай бұрын
Amen Amen Amen zimare melakit yesmalna egziabiher amlak edimen tienan yhabikum
@svhbfcjjfhuvrvhxhh2658
@svhbfcjjfhuvrvhxhh2658 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@tsegaabrha9420
@tsegaabrha9420 Жыл бұрын
Amen zmare melakt yesmaealna abet geta hoy nnsha tkwen tnfas habena amen 🙏🙏🙏🙏
@edomtube5521
@edomtube5521 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
@user-vb2cz8zv1q
@user-vb2cz8zv1q 6 ай бұрын
ኦ ልዕል እግዚአብሔር አምላክይ ሰድትና አሕፅርካ ናብታ ቅዱሰት ቤተክርሰትያንካ አብቅዕና ናብ ንሰሃ ሞት አብቅዕና አሜን ፫😢😢😢😢❤
@abrahamsheferaw8789
@abrahamsheferaw8789 4 жыл бұрын
Zmare melakti yesmalna nshana yqebeleln fetari alem n alem kea selam yewrdelna
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክት ይስመዐልና
@ZahraZahra-qb3td
@ZahraZahra-qb3td 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
@yayeshbrhane1516
@yayeshbrhane1516 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና
@natsinetdebesay2604
@natsinetdebesay2604 4 жыл бұрын
Amen amen
@bobmarli3798
@bobmarli3798 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zemare melakti yesmalena Egziabher Tegu yebzhalka🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@wintakahsay8436
@wintakahsay8436 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Egzabeher amlakna beayni mehretu yerayena zemare melakti yesmalena.🙏🙏🙏
@user-nm6zy6hv4r
@user-nm6zy6hv4r 5 ай бұрын
Amen Amen Amen zimar mliakt yesimalena bemhirt Oyenu yemlektlena kulu bedilena yemsesilena
@hahayleyoutube9044
@hahayleyoutube9044 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዕኹም
@geni3064
@geni3064 3 жыл бұрын
አሜን፫ ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ናብ ንስሃ ሞት የብቀዓና
@user-cv9gk5sf4s
@user-cv9gk5sf4s 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmera mlekete yesmalena
@user-ez3ni4ye6s
@user-ez3ni4ye6s 2 жыл бұрын
ዝሜሬ መላእክት የስመዐልና ብፅሑፍ ባ ፃሓፉልና ኣብ ኮሞንት ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ🙏😭
@user-hm2sk3wz4i
@user-hm2sk3wz4i Жыл бұрын
*_⛪በስመኣብ በወልድ በመንፈስ ቅድስ ኣሃድ ኣምላኽ አሜን_* _ሓብርና ነመስግን ደቂ ማሕበር ተዋህዶ ዘኦርቶዶክስ እያ እምነተይ🌱_ _🌱ፃድቅ እንኮሎ ሓጥየ ዘይ ንዕቅ ሓያል እንኮሎ ድኹም ዘይ ንዕቅ _*_ኣብየት እግዚአብሔር ምሕረቱ ዘደንቅ 2//_* _ከምዝ ዋውዕ ኮሎ ሓጥያተይ ምቅይሑ_ _ከምናይ ሖፃ ባሕሪ በደለይ ምብዝሑ_ _ደኒነ ዝነብር ምግድር ሓጥያተኛ_ _ናይ ደም ስብ ክንስይ በደለኛ_ ብምሕረት እዒንቱ ናባይ _ዝራእየ ይፈልጣን ድየ ነብስይ ኣነ መን እየ_ *_ካብዝ ወደቅክዎ ዘላዕለኒ ምሕረቱ ዝበዝሐ ኣቦ ለኒ_* *🌱2ይ ኣዝ* _የፍቅሮ ናበልኩ ኣብ ፍቅሩ ዘይነብር_ _ምስቶም ዘይ እዘዙ ኣብ ስልፎም ዝሓብር_ _ከምዚ ዝሓልየለይ ክንዲ ዘመስግኖ_ _እና ፈለጠኒ ፀላእይ ከም ዝኮኖ_ እንከይ ረብረበ ስመይ _ዝፀዎኦ ወትሩ ፀፅባሕቢ ፍቅረይ ዝብርቶኦ_ _ኣብ ሓጥእ ባርኡ ካብ በዝሐ ምሕረቱ_ _መልስይ ምስጋና ዩ ንክብሪ ዕብየቱ_ *🌱3ይ* _እንካብ ኣብ ቤት ኣቦይ ኣቱ ዝናኣስኩ_ _ካብ ነገደይ ድማ እቱ ዝደከምኩ_ _እንታይ ርህውለይ እዩ በርትዕ ዝብለኒ_ _ናይ ኣምላኸይ ምሕረት ገርምኒ_ _ንብዓት ራህየል ይኹን ዝነፅጎ ንብዓተይ_ _ኣብ ራማ ይስምዕ ምህላይ_ ነቲ ኩሉ ግዜ ወትሩ ዝልምኖ _ውዳሴ ምስጋና ይኩኖ_ *🌱4ይ* _ዕለት ዕለት ወትሩ ስሙ ዝፅዎኦ_ _ልዕሊ ገዝፍ እንባ ገይረ ዝፅጎኦ_ _እንካብ ኩሉ ነገር ኣዝየ ዝህሞኖ_ _ጎይታ ዝኮነኒ ባርኡ ዝኮኖ_ _ነገር ኣሎኒ ምስኡ ዓለም ዘይት ፈልጦ_ _ምምላስ ኣቢኒ ንልበይ ዘሕበጦ_ _ኣብ ቅድሚ ኣምላከይ ሎሚ እየ ከብረ_ _ይፈልጣን ድየ ነብስይ ትማሊ መን ነይረ_ _ፃድቅ እንኮሎ ሓጥየ ዘይ ንዕቅ ሓያል እንኮሎ ድኹም ዘይ ንዕቅ _*_ኣብየት እግዚአብሔር ምሕረቱ ዘደንቅ 2//_* *#**#ስብሓት** ለእግዚአብሔር ኣምላኽ ይኹን≠≠*
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@hhi9697
@hhi9697 11 ай бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያስመዕልና 🙏🙏🙏
@tupac2pactupaclove154
@tupac2pactupaclove154 4 жыл бұрын
Zemare melaekt yesmealna amen amen amen
@user-zw9jf9xy7d
@user-zw9jf9xy7d Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አቤቱ አምላኬ ሆይ ነንስሃ አብቅዓኒ🙏🙏🙏
@user-js5xv9zo7d
@user-js5xv9zo7d 4 жыл бұрын
Zmare meleakti yesmealna ahwatey amlaku xeguo yebzhalkum amen amen amen 💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@user-gk6gl6oj9h
@user-gk6gl6oj9h 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና
@meharihayelom6173
@meharihayelom6173 21 күн бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmalna ❤❤❤❤❤admen tanan yhbkum zemerti yehwat
@merryhoney4147
@merryhoney4147 Жыл бұрын
Amen amen amen zimare melaekity yesmaena
@sabaabrha8979
@sabaabrha8979 2 жыл бұрын
qal hiwet yesmealna kubur hawna
@mebrahtimusazgi3443
@mebrahtimusazgi3443 4 жыл бұрын
amen amen amen zmare melakti yesmanla hwan
@abrahamahferom5796
@abrahamahferom5796 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝይማረ መላኣክት የስመኣልና ጸጋኡ የብዝሃልካ ስልጣን ሃውና
@user-dv9dq7vw8o
@user-dv9dq7vw8o 2 жыл бұрын
ኦ ጎይታ ሰማይን ምድርን ዝፈጠርኻ መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ሰላም ሀበና እግዚኦ
ዝተመረጹ ምሉእ ናይ ንስሓ መዝሙር። Eritrean orthodox tewahdu full nay nisha mezmur.
51:45
Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ
Рет қаралды 540 М.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,5 МЛН
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 79 МЛН
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 50 МЛН
Glow Stick Secret Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 11 МЛН
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 41 МЛН
ዘይሰምዐ ይስማዕ
23:01
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 15 М.
Beyenay Qalat
7:56
Zemarit Bruktawit Gebremedhin - Topic
Рет қаралды 18 М.
Eritrean orthodox tewahdo mezmur zfetweni goytay.
6:30
Zeru tesfagabr tube
Рет қаралды 3,4 М.
ቊ.5 "መልሲ ንሕቶታትኩም" ቃለ ምልልስ ምስ ኣባ ኪሮስ
1:06:40
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 58 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
New Eritrean Orthodox Tewahdo mezmur (መዝሙር፡51)
9:03
HAREGE WEYN TV
Рет қаралды 805 М.
ዝብልዎ ዘለው ስምዑ
24:05
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 22 М.
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 79 МЛН