ኤትራ ከመ ሰሜን ኮርያ ኣይኮነትን ይብሉ መንእሰያት ካብ ኣስመራ | ስ/ጥ Temesgen Tewelde ካብ መቀለ ሰለማዊ ሰልፊ

  Рет қаралды 1,818

Wolodoy Production

Wolodoy Production

Күн бұрын

#eritreancomedy #eritreamovie #facebook WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.facebook.c... #KZbin WOLODOY PRODUCTION👇👇
• 7 ጥይት ዝተሃርመት ኤርትራዊት። @... #INSTAGRAM WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.instagram....
FACEBOOK Habtom Hagos 👇👇
/ habtom.hagos.3762
@tefetawitalkshow @fnanappinfotech980 @jstudio1 @neshneshtv9967 @dawittv @MahderPro @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment #eritreamusic #eritreancomedy #eritreamovie# #tigraynews #tigraymusic #tigraycomedy #tigraymovie #Eritrea News

Пікірлер: 19
@hamassien323
@hamassien323 27 күн бұрын
ሃብቶማ ጅግና መንእሰይ ንበረኸት ኩን
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 27 күн бұрын
ቶሚየ ዓብይ ሰብ መን ከማኻ ተባዕ 👏🥰
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 27 күн бұрын
ሰላም ሃፍቶምይ ዓብይ ሰብ ሓድ ካብቶም በለሕት መንእሰይ 👌🥰👏🥰
@MardokayBerhane
@MardokayBerhane 27 күн бұрын
ግዳይ ተጋሩ ንተጋሩ ሃብቶም መደባት ከቅርብ ተመስገን ብዛዕባ ተጋሩ ልሳን ክኸውን ወዲ መምህር ኣኽሱም ከዱ ክምርዖ እንታይ ጸገም ኣለዎ ኩሉ ብዛዕባ🎉 ክልሎም እዩ ስለዚ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ
@SagaySagay-g4e
@SagaySagay-g4e 27 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 27 күн бұрын
ድላይካ እና ተዛረብካ ዋላ100ተገማማዕ ሽግር የቡሉን ከም ህዝብ ጥራይ አፍካ ታዓብስካ ክትመዊት የብልካን ናይ ወርደትዉርደት❤❤❤
@okubaybeyene6231
@okubaybeyene6231 27 күн бұрын
ጥራይ እግሮም ዝኸዱ ሰራዊት ሒዝካስ ሰምየን ኮርያ ኤህ ናይ ምንታይ መርገም ኮን ይኸውን ነይሩና ።
@ሄኖስብርሃነ
@ሄኖስብርሃነ 24 күн бұрын
plice ኣገባብ ቃለሲ ክቅየር ኣለዎ
@Peace-j1l
@Peace-j1l 27 күн бұрын
ደምበ ፍትሒ ንምንታይ ከምዝፈረሰ ሕጂ መልሲ ተረኺቡ !
@Peace-j1l
@Peace-j1l 27 күн бұрын
ከመይ ከመይዳኣላ እዛ ?!ትግራዋየ ኤርትራዊየ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ እየ ሻዕቢያ ካብ ዝወረሮ ባድመ ኢሮብ ይውጻዕሞ ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ ......
@ትዕቢትንውድቀትትቕድማ
@ትዕቢትንውድቀትትቕድማ 27 күн бұрын
ኣይትጋጋ ሓው ኤርትራዊ ኣብ ዓዱ ሰለማዊ ሰልፊ ጌሩ ይፈልጥ ኢዩ። #"ተደምረናል*# 😂ክብል ደኣ ኮይኑ እንበር
@mossest.giorgis9589
@mossest.giorgis9589 26 күн бұрын
TEME ANBESSA. BEAL METKEL
@wedieri8264
@wedieri8264 27 күн бұрын
ንግሆ ካልእ መንግስቲ ምሸት ናይ ባጋሚንዶ መንግስቲ ዘለወን ሃገራት ኣብ ኤርትራ ግን ከምኡ ስርዓት የለን #ንሙኻኑ እቲ ስርዓት ድዩ ከምኡ ከምዘይህሉ ጌሩዋ ዋላስ ባህሊ ናይቲ ሕብረተሰብ ብዘይ ፖሊስ ብሕገእንዳባ ዝመሓደር ሕብረተሰብ ሲ በዚ ጮቃኒ ስርዓት ክዕቀን ዘሕዝን ዩ
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 27 күн бұрын
ሰሜን ኮርያ ብምዕባሌ ካብ ኤርትራ ብዝዓጻጸፈ ትበሌጽ,ሰሜን ኮርያ ኢልካ እኮ ሚሳይል ኢኻ ትብል.እዚ ወዲ ለቅላቅን ሐሳውን እዩ.
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 27 күн бұрын
እዚ ወዲ ደምካ እዚ ዘፍልሐልካ,ንኢትዮጵያ ዘነአሳ ዘሎ እሞ ደአ ህዝቢ ኤርትራ ብጅምላ እንድዩ ንኢትዮጵያ ዝጓረት ዘሎ.ብድንቁርና ዝተበዓጥቃ.ሐወይ ተመሃሮ በሎ,ተስፋ እገብር ንዕኡ ዝመስሉ ብዙሐት ከይህልው.
@Tesfieguesh
@Tesfieguesh 27 күн бұрын
ተገዲዱ ዩ እንታይ ክገብር እልካዮ እካ ካይ ፈተና እንድና፡ንጋደል ነርና ሰብ ዶ ደኣ ይግፈፍ፡ዩ
@WediAbrham-sv3gq
@WediAbrham-sv3gq 27 күн бұрын
ሃብቶም ሓወይ ኣነ ብጥዓሚ ኢየ ዝድንቀካ ኣብቲ ንሃትካ ሓሳብ ውን ይሳማማዕ ኢየ ንኣብነት ህዝባዊ ግንባርን ህግደፍን ሓደ ኢዮም ዝብል ሓሳብ ኢዩ ዘለኒ ንስካ ውን ከምኡ ኣነ ኣብ ኤርትራ ክንደይ እሱር ቤት ዝርኣኹ ሰብ ኢዩ ወትሃደር ውን ኔረ ክሳብ ኩናት ናይ ትግራይ ውን ተሳቱፈ ሕጂ ኣብ ሊብያ ኣለኩ እንታይ ክብለካ ደልየ ኣብዛ ናይ Temesgen Tewelde ንሒና ኤርትራውያን ተጋሩ ኮይና ዲና ክንቃለስ ዘለና ወላ ኤርትራውያን? ነዚኣ ብዙሓት ሰባት ብድፍረት ኣይምልስዋን ኢዮም ብፍላይ ድማ ኣብ ደንበ ፍትሒ ዘለዉ ሰባት ኢዮም ዝዳጋግምዋ ንብዙሓት ሰባት ውን ላንጋ ላንጋ ትገብር ኢያ ንሒና ተጋሩ ኢና ምባል ዘረባ ኣነ ኤርትራዊ ኮይነ ኢየ ዝቃወም በጃካ ካይትሓልፋ ተገዲስካ ኣንብባ ንስካ ብድፍረ ስለ ትዛረብ ኢየ ዝሓተካ ዘለኩ ሰሰናዩ❤
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun 27 күн бұрын
ኤህ ደኣ ኢሰያስ ሲ- መርቆ ዝተብሃልካ ከምትምርቅ ርገሞ ዝተብሃልካ ከምትረግም ሑሱር ሰብ ገሩ ሰሪሕካ - ትማሊ ሎምን ን ኣቢ። ካብ ኣብያችን ንጉሳችን ናብ ምክሽማሽ - ቃል ብግብሪ፡ ጎይታካ ንምሑጋስ። ኢትዮጵያ - ሰብ ገንዘቡ ተከቲሩ፡ ኤርትራ - ሰብ ሂወቱ ንልዕሊ 20 -30 ዓመት ተጨውዩ ብዘይ ፍርዲ ኣብ ጎዳጉዲ ተደብዩ ንብለካ ኣለና። ** እታ ቅዋም፡ ባይቶ፡ ምርጫ ዘይብላ ሃገርና ብቃንቃካ ቻነላት ክትከታተልን፡ ክትጽሕፍን ኣፍካ ክትከፍት ዘይፍቀዳ ዓድና - ክትሓፍር እንበር ክትዋራዘ ኣይግድን።
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
GERE EMUN PART 214 | ገሬ እሙን ክፋል 214
50:17
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 297 М.
خبرهای ۶ عصر، دوشنبه ۲۲ دلو ۱۴۰۳
42:44
Afghanistan International
Рет қаралды 18 М.