Faytinga - Live before Brigade Nhamedu Germany meeting (ቃልሲ ብሓድነት ንሓርነት)

  Рет қаралды 15,886

Faytinga

Faytinga

Күн бұрын

Пікірлер: 443
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 9 ай бұрын
ፋቲንጋ ዓርኪ በዓል ትግራይ ትዕወት እዋይ ተሓጺብካ አብጭቃ 😢
@DaniStinor
@DaniStinor 5 ай бұрын
ንስካ ድማ ትሐይሽ ዓርኪ ኣድጊ ወዲ ሽዋ
@fevenjacobs8356
@fevenjacobs8356 9 ай бұрын
ዋይ ንከባበር ያበለ,ባዕልኺ ከብረትኪ ብምልዮናት ሼጥክስ ንከባበር ክንደየናይ ካብሕጂ ንነዉ።
@medhanyeghiorghis7540
@medhanyeghiorghis7540 9 ай бұрын
እዋይ ውርደት ካብ ጅግና ናብ ወኻርያ! ታሪኽኪ ኣብ ጉሓፍ ደርቢኽዮ!
@selam7863
@selam7863 9 ай бұрын
እዋይ አይጸይቀልካ አብእርጋንካ .ምስ መሳቱኪ ብክብረት ጀሚርኪ ቡውርደት ምስ ደቂ ደቅኪ ክትውድእዬ ብጣዖሚ ይሕዝን::
@waairogina1598
@waairogina1598 9 ай бұрын
አብ እርጋንኪ ዝጸየቀልከ ከዳዕ ጠላም
@godisgood6498
@godisgood6498 9 ай бұрын
ጎሓፍ፤ ተላም፤ ሕድሪ ስውአት፤ ጻያቂት ዓሌታ፤ ነዞም ቆልዑት አይትለክምዮም። እንተ ንስኪ ምስቲ አረጊድ ዝቆንቀነ ጻዕዳ ስብአይኪ ጥፍእላ ነዛ ኤርትራና ሰላም ክንረክብ።
@ahferom7780
@ahferom7780 9 ай бұрын
ደሃብ ከም ስምኪ፡ወትሩ ክብርቲ፡ወትሩ ድምቕቲ፡እና ክሓስማ ትደምቕ፡እና ክትነብዕ ትጽብቕ፡ክጥዕመኪ ከኣ'ሞ ንፈልጥ እንዲና ኪኖ ኤረና ንኣፍሪቃና ከተብልያ ኩልዕ፡ኣመልክዕ ኣኹርዕ። እዚ'ዩ ባህሪ ደሃብ ንዝኣመንክሉ ኣጆኺ ንሞት'ኳ ኣሚንኪ ዝተፋለምክዮ። ቆራዲድ ቀጭ ከብሉኺ ከኣ ውሕጥ ኣብልዮ ኣጆኺ።ኣይትንብዒ ኣባይኪ ይንባዕ። በርትዒ ጥራይ ዕምርና ሓጺር'ዩ ኣብ'ዚ ኣብ'ቲ እታ መዓልቲ ምምጽኣ ግድን'ዩ። ክሳብ ሽዑ ግን ኣብ ዝኣመንክሉ ጽንሕልና ነቶም ንፈልጠክን ንፈትወክን። ወዮ ደኣ "ላምሲ ሓዊ ወሊዳ ከይትልሕሶ የንድዳ ከይትገድፎ ውላዳ" ኮይኑ'ምበር ዘለናዮዶ ጠፊኡና። በዚኣቶም ዝወግሕ ለይቲ ኣይግድን፡ ንመርሆ ዓቕሊ ጽበትኪ ትገብርዮም ፈተነታት ግን ንማንም ኣይምልከቱን'ዮም። ኣጆኺ ኪድዮም ፈትንዮም ክሳብ ዝኣመንክሎም። ዋላ'ኳ ኣብ ትማልኽን ብትማልኽን ዝኾርዓልኪ ምልእቲ ጥበባዊት ጓል ሃገረይን ኣድናቒኽን እንተኾንኩ ብሎሚ ተሰኪፈ ትማልኺ ዝድምስስ ካሕዳን ግን ኣይኮንኩን። ኣብ'ቲ ደምበታት ጯቕሙሯቕ ኣትየ ከዐሪ ይኽእል'የ ኢልኪ ካብ'ቲ ዝሓለፈ ንዝኸበደ ብድሆ ኢደይ ኣይህብን'የ ኢልኪ ንትገብርዮም ዘለኺ ፈተነታት ፎርሳ ዓወት ይስዓብኪ፡፡ ዕድመን ጥዕናን የሰንኺ። ግን ከኣ'ኮ ከምኣ ኢኺ ፋቱ ቦቕቧቕ ከም'ተን ኣዴታትኪ። እንተ ነባዕኪ እንተሕነቕነቕኪ ልቢ ጎበዝ ኢኺ ተረስርሲ። ክንዲ ክብረት ክንዲ ዕረፍትኺ'ንድዩ ግን ደሓን እዚ'ውን ክወግሕ'ዩ ኣጆኺ።
@EriCoralo24
@EriCoralo24 9 ай бұрын
ድሃብ ፋይቲንጋ ብሳንታ ኣና ገጽኪ መጺእኪ ኣብ ባር ተሪኖ ዘላ መስቀላዊት መንገዲ ክትሳገሪ ክሪኤኪ ከለኹ ሕጂ ናይዚ ኹሉ ምድረ ፋራ ጁጅማጁጅ ርእሱ ዘይሓስበሉ ኣድጊ ንሓመዱ መራሒት ክትኮኒ ሓሲበዬ ኣይፈልጥን። ይገርመኒ ድማ። ዓወትን ሰላምን ንህዝቢ ኤረና🌿🕊🌿 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfa6273
@tesfa6273 9 ай бұрын
ካብ ቀደምኪ ጅግና አደ ዉጹዓ ፋቴንጋ ።አጃኪ አብጎንኪ አለና🌿🌿🌿🌿
@nebyatnegassi1515
@nebyatnegassi1515 9 ай бұрын
Great lesson to all of us, there is great responsibility in a mother and seen your children equally, even when they are fighting. We appreciate you for standing strong. 💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🌿🌿🌿🌿🌿🌿
@akberettewelde7800
@akberettewelde7800 9 ай бұрын
አጆኺ አባይኪ ውሑድ አይነባዕናን ውሽጥኺ ጥራሕ ስምዒ❤❤❤
@andomgebrekristos3821
@andomgebrekristos3821 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መርገጺ ኢኺ ሒዝኪ ማማ ዳሃብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ። ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ውሳኔ እንቃዕ ኣይፈላለኽዮም❤❤❤❤❤❤
@Hager330
@Hager330 9 ай бұрын
Aba qahhh zbelki kidi wela gedfiyiom qahh tlik mrchaki natiku kbrti aden memhimrn we will love no matter what ??👍👍🇪🇷💙💚💙🇪🇷
@angesomyosief1775
@angesomyosief1775 9 ай бұрын
ዕይኒ ከዳዕ ነባዕ
@Abi-hero
@Abi-hero 9 ай бұрын
ፋቲንጋ ኤርትራዊት ከኾብ ። አጆኺ ኩሉ ግዜ አብ ጎኒኺ አለና። 🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙💙
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 9 ай бұрын
ደሓን ኣደ እምበኣር ደቃ ፍቐዶ ማእሰርቲ ጸዓዱ ክኣትዉ እምኒ ክድርብዩ ተተባብዕ እያ ኣደስ ግደፉ ብሰላም ንቃለስ እያ ትብል።ስለዚ ኣደ እየ ኣይትበሊ ብኣፍኪ ብግብሪ ኩኒ
@keseteteclemichael8719
@keseteteclemichael8719 9 ай бұрын
ኣጆኺ ፋቲንጋ ሓፍትና፡ ጥጡሕ ቃልሲ የለን ፡ ቃልሲ ሓርጎጽጎጽ አዩ ፡ አዚ ከኣ ክስገር ግድንዩ፡ ታሪኻዊ ስራሕ ኢኺ ትሰርሒ ዘለኺ፡ ክንዕወት ኢና !
@beriye7916
@beriye7916 9 ай бұрын
ብድሓን ምጺ ማሚተይ ብታሚ ኢና ንፈትወኪ ከምቲ ዝበልክዮ ኣብ ሓጺር ግዜ ክንዕረቅ ተስፋ ይገብር❤❤❤❤
@eritrean_forever
@eritrean_forever 9 ай бұрын
ማሚተይ? 😅 ኩልኹም ትሕቲ 5ይ ክፍሊ ብስለት የለ ውዳበ የለ ዳኣ ኣበይ ክትዕረቑ።
@eritrean_forever
@eritrean_forever 9 ай бұрын
ማሚተይ? 😅 ኩልኹም ትሕቲ 5ይ ክፍሊ ብስለት የለ ውዳበ የለ ዳኣ ኣበይ ክትዕረቑ።
@eritrean_forever
@eritrean_forever 9 ай бұрын
ማሚተይ? 😅 ኩልኹም ትሕቲ 5ይ ክፍሊ ብስለት የለ ውዳበ የለ ዳኣ ኣበይ ክትዕረቑ።
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 9 ай бұрын
Ajoki Mama dehab💚💚💚💚💙💙💙💙🥰🥰🥰🥰🥰
@genetmehari8120
@genetmehari8120 9 ай бұрын
Bitaemi des zibili zereba ajoki keribna ena 💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🏿🥰💐💐💐💐
@genetmehari8120
@genetmehari8120 9 ай бұрын
Ezi tigebriyo zeleki Nay amilaki zifotiwo eki tigebri zelaki afi wixuati sila zikoniki 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@MFish7980
@MFish7980 9 ай бұрын
Thank you 🙏 sister. It is a wise advice! Hope the two divided groups take your advice!!
@MatewosTesfamichael
@MatewosTesfamichael 9 ай бұрын
ከይ ሓፈርኪ ማማ ኮይነ ትብሊ ከይ ሓፈርኪ ናይበሓቂ መንገድኺ ስሒትኪ
@nigusseghebre8112
@nigusseghebre8112 9 ай бұрын
ክብርቲ ሓፍቲ ፋቲጋ ኣብይኪ ይንባዕ ኣይትንቢዒ እቲ ዝበልኪዮ ናይብሓቂ ኣደ እትብሎ ዕርቂ ውሉዳ ስለዝኾነ ክትነብዕሉ ዘይኮነ ክትኮርዕሉዩ ዝግባአኪ🎉🎉
@steffenriemer9158
@steffenriemer9158 9 ай бұрын
Abshriy habibity inshallah jzk ker Rebiy yhagzike❤
@gebeyalebu1644
@gebeyalebu1644 9 ай бұрын
Mashallah, you look beautiful Yoma Fatinga ❤
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 9 ай бұрын
Haqiki iki. Negeru btami iyu zebki. Hrrr ina ilna zelena. Izi zeleki idl teteqimki iti hayal, lebam mkriki legslom, lbi yihabom. ADE FQRI idmen teinan hibu AWET yihabki. ❤❤❤
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 9 ай бұрын
ህዝባዊ ግንባር አዚ ሰራሕ ቕያ ንኽአምዚ ኸማኺ ደናቑር ከይተረፈ ሓንጊሩ አዩ ነጻነት ኣምጺኡ።አምኒ ምድርባይ በየናይ ተኣምራት አዩ ደላይ ፍትሒ ዝኸውን።
@DemandChange771
@DemandChange771 9 ай бұрын
You should have to go all are Eritrean my dear fatinga we love u.
@selam-291.
@selam-291. 9 ай бұрын
ማማ ፋቲንጋ ንፈተዊኪ ኢና ኣደ ሓቂ ኣደ ውጹዓት ኣጆኪ ኣይትሕረቂ።ሓሳውን ቆርበትን እንዳሓደረ እዩ ዝፈኩስ
@Titi-g2h
@Titi-g2h 9 ай бұрын
Great message Mama Dahab ❤️😘you said it all.thank you 🙏🏽😘
@elsaogbamikael6857
@elsaogbamikael6857 9 ай бұрын
Bselam temelesi 🎉🎉🎉🎉❤❤❤ abta nay irki dass knracheb ina Nay gdn agochi zhaftey Berged nhamedu ysir ❤
@akberettewelde7800
@akberettewelde7800 9 ай бұрын
ዋው ፋይቲንጋ ከማኽስ የለን❤❤❤❤❤
@fretachannel
@fretachannel 9 ай бұрын
ቤተክርስትያን ኪዲ ከም ኣዴታትኪ ምስ ኣምላኽ ተዓረቂ ንስሓን ፍቕርን ተማልኢ መሳቱኺ ይግዕዙ ኣለዉ ። ነዚ ወለዶ ደም ኣይትዝርእሉ ኣብዛ ስደት። ኢድ ፈጣሪ ሓያል እያ ንሱ ምስ ወቀዔ ዝፍውስ የልቦን ንኣምላኽ ፍርህዮ።😢
@petroszerit3451
@petroszerit3451 9 ай бұрын
Fatinga the great mamma we love you ❤❤❤❤❤❤
@asterisayas8522
@asterisayas8522 9 ай бұрын
ዓይኒ ነባዕ ከዳዕ አንቲ መዳናገሪት😂😂😂
@Realistic87-zb2nw
@Realistic87-zb2nw 9 ай бұрын
You make history my dear hero please those who are not understanding the politics in reality listening the message of our sister
@shewitabreham1893
@shewitabreham1893 9 ай бұрын
Anes kfetweki nkihti ade zbenki ybareke 💕💕💕💕😘
@1115asmara
@1115asmara 9 ай бұрын
Dear Dahab. How are you my sister. I just wanted to send you my Salaams. InchaaAllah this shall pass too. Ajona!
@jerryjerry4050
@jerryjerry4050 9 ай бұрын
ማማ ፋቲንጋ ጅግና ተጋዳሊት ቀደምን ህጂን ኣጆኪ ኣይትብከይ
@tesfuberhe438
@tesfuberhe438 9 ай бұрын
Ajoku❤ hanitey Gina eki ❤❤❤❤❤❤❤yfetweku🥰💐💐💐💐🙏🙏💝💝💝💝💙💙💙💙💙👌👍
@HavenBeni
@HavenBeni 9 ай бұрын
My favorite apple 🍎 dehab fatinga sweet mum we love you ኣጆኺ እዚ ውን ኣብ ወሽጢ ቃልሲ ዘሎ ቃልሲ እዩ ።ቆልዑ ነዲኦም ርእዮም ይነብዑ እዪ እሞ ከም ቀደምኪ ኣብ ቲ ባሕሪ ልብኺ ንብዕዮ 💙💙💙💙💙
@koala10ish
@koala10ish 9 ай бұрын
ኪዲ አባዓርጌን አመንዝራ ቡታና፦ ፈጊኦም ድንክል ተዘቡሉኺ እባ አብታ አፍደገ። አድጊ ንሓመዱ ከም ቀርነሊዮስ ዘመድኪ ተቐንጺላ እያ። ክ ክ ክ
@rahmaidris4296
@rahmaidris4296 8 ай бұрын
Zedefenkyo jeganu bxetki eritrean zekri❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yordanosabraham1829
@yordanosabraham1829 9 ай бұрын
ኣደ ዉጽዓት ኢኺ ኣጆኺ በርትዒ ዋዕሮ ❤❤❤
@berhanehagos25
@berhanehagos25 9 ай бұрын
Long live gual Fatinga this is my first time to see you ,and i love your song.thanks a lot.
@sabela7451
@sabela7451 9 ай бұрын
Halay kindi sister tigter! Agameno more eritrea mikiad! :: akele:: awet n hafash widget n fesfashat!
@melakeabraham1280
@melakeabraham1280 9 ай бұрын
ማማየይ ጸላኢኪ ይንባዕ ኣደ ዲካታት። ኣደ ደቂ ስዊኣት ኣለናኪ ኣብ ጎንኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@arongebremical3136
@arongebremical3136 9 ай бұрын
Fatinga Queen kulu geza belxtei nay buluxat 💙 ✅️
@naomiyemane3145
@naomiyemane3145 9 ай бұрын
Fatenga i am so proud of u please please don’t cry every thing it will be okay.victory is around the corner. keep shining my queen.God blessed u 💗💗💗
@gebeyalebu1644
@gebeyalebu1644 9 ай бұрын
It’s very kind of you. I just want t o tell this Banda hgedef and their surrogate Yeduog n’hamedu teref-meref hand off. I implore Fantega to stay away from this Agames cowards.
@lomintmalin4716
@lomintmalin4716 9 ай бұрын
ጸግዒ ናይቶም፡እምኒ ዝድርብዩ ኮይንኪስ ፍቅሪ እየ ዝምህር ትብሊ ኣይግድን።
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ 9 ай бұрын
❤❤❤❤ኣጀኺ ዳሓበይ ኩሉ ከምትደልዮ ክኸውን ዩ እንታይ ግድኺ❤❤❤ ሓልል ኣደ
@koala10ish
@koala10ish 9 ай бұрын
ኪዲ አባዓርጌን አመንዝራ ቡታና፦ ፈጊኦም ድንክል ተዘቡሉኺ እባ አብታ አፍደገ። አድጊ ንሓመዱ ከም ቀርነሊዮስ ዘመድኪ ተቐንጺላ እያ። ክ ክ ክ
@Sgahe-c2z
@Sgahe-c2z 9 ай бұрын
ደሃብ ፉቲንጋ; እስኺ ዘየስተብሃልኪሉ ብሕጂውን አብዚ ደምቢ ዕንክሊል ቡዙሕ ክኽሰት ምዃኑ ክትአምኒ ይግባእ።።። ምናልባት ከቢድ ክመስለኪ ይኽእል። እንተኾነ ግን እቅረታ ሓቲትኪ ናብቲ ዝተጋደልክሉ ናይ መላእ ህዝቢ ኤርተራ መትከል ተመለሲ።።። እዛ ምኽረይ ሸለል ከይትብልያ ይምሕጸነኪ። ድፍረት ጥራይያ ትሓትት ዘይጋገ ሰብ ስለ ዘየለ❤
@5star241
@5star241 9 ай бұрын
መነኣሰያት አባ ይህውቲትክዮም ህላላ ።
@berea.5579
@berea.5579 9 ай бұрын
ክብረት ይሃብኪ ዓቢ ዘይሻራዊን ዓራቒ መልእኽቲ
@tsigewainiengman5131
@tsigewainiengman5131 9 ай бұрын
Thank you Fantiga. Good said!
@sabatsehaye8482
@sabatsehaye8482 9 ай бұрын
Ajoki aytebekeye leb yehabom nehagerna selam yehaba fetari
@fofoabdella5639
@fofoabdella5639 9 ай бұрын
I love you mum, God
@yordag9538
@yordag9538 9 ай бұрын
ኣጆኪ ድሃቢና ኣባይኪ ይንባዕ ንዝነብዑ እንዳደረዝኪ መቕነትኪ ሽጥ ኣብሊ እዛ ሓፍተይ ኣጆኪ ሕጂ ትብዓት ዪሓትት 💙💙💙💙💙💙💙💙
@asterisayas8522
@asterisayas8522 9 ай бұрын
እምቢ የሰምዕን እየ😜 ትግራይ ትግዕር👻👻😂😂😂😂
@shewasium1294
@shewasium1294 9 ай бұрын
ብሰላም ምጺ ድሃበይ ብሰላም የራኽበና። ብሓቂ ምኽሪ ናይ ኣደን ናይ ተቓላሲትን ኣምሓላልፍኪ።
@goitommeles4000
@goitommeles4000 9 ай бұрын
Kiedki bselam aytmelesi, Kibretki zeytihlwi gida
@Berekesenayt
@Berekesenayt 9 ай бұрын
አምኒ ዘድርብዩ ክትቃወምዮም ኔርኪ
@tesfalemhaile5354
@tesfalemhaile5354 9 ай бұрын
ኣጆኪ ክብርቲ ኣደ ጸላኢኪ ይንባዕ
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ 9 ай бұрын
ንኣኪ ኣይምልከተክን ዩ አዚ ሽግሮም ከም ኣደ ኣብ ጎኖም ኩኒ ጥራይ ብሓደክኮኑ ዩም ንስላም ንጎስጎስ ማማፋቲካ❤❤❤❤❤❤
@koala10ish
@koala10ish 9 ай бұрын
ኪዲ አባዓርጌን አመንዝራ ቡታና፦ ፈጊኦም ድንክል ተዘቡሉኺ እባ አብታ አፍደገ። አድጊ ንሓመዱ ከም ቀርነሊዮስ ዘመድኪ ተቐንጺላ እያ። ክ ክ ክ
@wearo46
@wearo46 9 ай бұрын
Ati hasawit kedae entay qalsi aleki . Megedi rebi tibliyo ab gehanem eki tiatwi mis kedaat tetaqie deleki Haqi enteleki kidi nab eritrea emo teqalesi newram God Bless eritrea and Isayas🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏
@Asmir914
@Asmir914 9 ай бұрын
Ajoki mama you are strong and you working for freedom of your people and you are voice to the voice less may God bless you ❤❤❤
@BB-vj4tt
@BB-vj4tt 9 ай бұрын
How old are u son??? You sound like a child
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 9 ай бұрын
ማንም ሰብ ንዝኾነ ሰብ እዚ ግበር እዚ ኣይትግበር ኢሉ ትእዛዝ ከማሓላልፈሉ ዓቕሚ የብሉን :: መን ኢዩ ንሱ :: መን ይብሉዎ ትእዛዝ ከማሓላልፍ :: ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዝግቦኦ ዝኾነ ኣባል ናይ ብሪገይድ ንሓመዱ ብድልየቱ ዝቃለስ ናጻ ዝኾነ መንእሰይ ኢዩ :: ተጽዕኖ ጸሊኡ ንሓርነቱ ዝቃለስ ዘሎ መንእሰይ ዘይደልዮ ዘይድግፎ ትእዛዝ እዚ ግበር ኢሉ ዝእዝዞ የለን ክህሉ ውን ኣይክእልን ኢዩ :: ጸበብቲ ኣታሓሳስባ ጸብለልነት ዘለዎም ወይ ከርእዩ ዝፍትኑ እንተ ኣልዮም ኮይኖም ናብ ጓሓፍ ክጓሓፉ ኣለዎም :: ድልየቶም ከተግብሩ ዕድል ክረኽቡ የብሎምን ::
@abrahamabraham3942
@abrahamabraham3942 9 ай бұрын
Hisirti nai husirat
@sabazeru2153
@sabazeru2153 9 ай бұрын
ደቅ ዘይብልኪ ትረፊ ጉሃፍ
@ranirani3899
@ranirani3899 9 ай бұрын
ፀላኢኺ ይምባዕ ለባም አደ ሐፍቲ ተስፍ ውፁዕ ህዝቢ ❤❤❤
@koala10ish
@koala10ish 9 ай бұрын
ኪዲ አባዓርጌን አመንዝራ ቡታና፦ ፈጊኦም ድንክል ተዘቡሉኺ እባ አብታ አፍደገ። አድጊ ንሓመዱ ከም ቀርነሊዮስ ዘመድኪ ተቐንጺላ እያ። ክ ክ ክ
@AnbesDc
@AnbesDc 9 ай бұрын
Love you Mom
@araiafamily5328
@araiafamily5328 9 ай бұрын
መላም ገባሪት እከይ።
@ezgomarefe1132
@ezgomarefe1132 9 ай бұрын
Great job 👏 💙💙💙💙💙💙💙💙👍
@yordakaleab8193
@yordakaleab8193 9 ай бұрын
Ayeeee seb si deqey ewayy xeiqi
@Tsgereda-b6d
@Tsgereda-b6d 9 ай бұрын
Ajoku,kulu gizie ewti eki ,wala abhiwetki wesanit eki nay zkone zereba ayejibekin eyu,ajoki Nfeto Ade eki,Dehab❤
@Hager330
@Hager330 9 ай бұрын
Fatinga Z Queen🇪🇷 💙💚💙🇪🇷👍👍👍
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 9 ай бұрын
ምግርጫው ንቡር ኢዩ ምስ ደቒ ሰባት እቲ ዘስግኣካ ሓዊ ዘሳውሩ ብዓይንኻ ዘይርኣዩ ይኣትውና ከይህልዉ የስግኣካ እምበር ብሰላም ከድኪ ተመለሲ ወይዘሮ ፋቲንጋ ::💙
@peacetheworld78
@peacetheworld78 9 ай бұрын
Ageb Fatinga,azom koluai hizkumom ttefaui alekum,gdefu nab lbkum temelesu,Bflay nski dem swat aytrgexi,mengsti srat halafay u ,hzbn hagern gn nzelalem u .
@hagostesfay1889
@hagostesfay1889 9 ай бұрын
ጽቡቕ ዘረባ ማማ ደሃብ ከማኺ ዝበላ ንኹሉ ዘማእዝና ምስ ወሓዳና እዩ መንእሰይ ዝመቓቐል ዘሎ እሞ ምኻድኪ ጽቡቕ እዩ ገለ ዘቀራርብ ሰሪሕኩም ክትመጹ ኸኣ ትጽቢትና እዩ።
@SundayTesfe
@SundayTesfe 9 ай бұрын
Good job mama we love 😘 you 💓
@bdal4966
@bdal4966 9 ай бұрын
Ajoki hzbi eti muz zerebaki wn drar u ❤❤❤❤❤
@May-yv2kq
@May-yv2kq 9 ай бұрын
Ati lokmatx hasaweit. Dehan Dehan esekes sek trha beli gena gena Ketnebei eki Hasaweit
@Tekie-tt9rn
@Tekie-tt9rn 9 ай бұрын
Nski abzi aynet tseweta ktatwi btaemi eyu zhzn temeliski zhalefe zeytreyi
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 9 ай бұрын
ጅግና መጋድልቱይ ካብ ብሌቓት ኣትሒዘ ዝፈልጠኪ 1ይቲ እንተ ሓመቐ ድማ 2ይ ኣብ ተሰራዕ ናይ ወጋሕታ ዘይሓልፈኪ ሎሚ ክትነብዒ ርእየኪ ብጣዕሚ ሓዚነ።
@grsemaichew-ek6hc
@grsemaichew-ek6hc 9 ай бұрын
Kilte agame tebasom
@TT-ky6rz
@TT-ky6rz 9 ай бұрын
Komal Astak Amselu kehadit hizba inshallah getsiki tikewel
@wedi_hizbi
@wedi_hizbi 9 ай бұрын
We love you mamitey🥰
@helentsegay3458
@helentsegay3458 9 ай бұрын
Love you Mom you’re on the right spot be strong ❤
@koala10ish
@koala10ish 9 ай бұрын
ኪዲ አባዓርጌን አመንዝራ ቡታና፦ ፈጊኦም ድንክል ተዘቡሉኺ እባ አብታ አፍደገ። አድጊ ንሓመዱ ከም ቀርነሊዮስ ዘመድኪ ተቐንጺላ እያ። ክ ክ ክ
@eritrean_forever
@eritrean_forever 9 ай бұрын
It's creepy the way you call here "mom". She's just some confused woman with no direction just like you all adgi nhamedu
@azzyland65002
@azzyland65002 9 ай бұрын
Beautiful God bless you
@tigstiweldemicheal3288
@tigstiweldemicheal3288 9 ай бұрын
Dehab fatinka Anbesa❤❤❤❤❤❤❤
@Berekesenayt
@Berekesenayt 9 ай бұрын
ዓይኒ ከዳዖ ነባዖ ኣምሰሉ
@semerearaya7302
@semerearaya7302 9 ай бұрын
ኣባይኪ ይንባዕ ደሃብ ኣደ ፍቅሪ ኣጆኪ
@KahasaiArefe
@KahasaiArefe 9 ай бұрын
Ajiki ade ftihi🙏💙👍
@tekakesete964
@tekakesete964 9 ай бұрын
❤Amelk yedgfkum 👍🙏🙏🙏💔💔💔
@LsanAde
@LsanAde 9 ай бұрын
ኣደ ኩሉ ኢኺ ኣጆኺ ኣይትብዒ ጸላኢኺ ይንባዕ ፡ ብክብሪ ንበሪ ።
@meni691
@meni691 9 ай бұрын
God bless you ❤❤❤❤
@eriasmera6939
@eriasmera6939 9 ай бұрын
Lekbatttt hasawittttt lokmaxxxxx Gena gena hasawittttt
@merhawimt7956
@merhawimt7956 9 ай бұрын
ኣጆኺ ማማ ደሃብ💙 ኩሉ ምስ ለበምና ክዕረ ኢዩ።
@koala10ish
@koala10ish 9 ай бұрын
ኪዲ አባዓርጌን አመንዝራ ቡታና፦ ፈጊኦም ድንክል ተዘቡሉኺ እባ አብታ አፍደገ። አድጊ ንሓመዱ ከም ቀርነሊዮስ ዘመድኪ ተቐንጺላ እያ። ክ ክ ክ
@asterisayas8522
@asterisayas8522 9 ай бұрын
@@koala10ish ፈቲንጋ ዕደ ወሻሽማ ተበታቲኖም ትበኽይ አላ ጽንዓት ይሃብኪ በልዋ😭😭😭😭
@asterisayas8522
@asterisayas8522 9 ай бұрын
ፋቲጋ ጓሓፍ መጻወቲት ደቃ😂 ታሪክ አልቦ
@kidaneabraham
@kidaneabraham 9 ай бұрын
ሰኽራን በላዒት ሐሺሽ።
@eliaskeleta1342
@eliaskeleta1342 9 ай бұрын
ግርም መራቂ መወዳእታኻ ይጽብቅ ኢሉ ይምርቀኻ አዳይ ፋቲጋ ክኣ ኣብ ስሉጡን ሃገር ብእምን ካራን መንእሰያት ከቃትላ ይዉዕላ :
@erinatey2165
@erinatey2165 9 ай бұрын
Gemel seriqka gumbih gumbih, gena neza qidsti hager Eritrea 🇪🇷 defirkum tigray tuwet kitblu kermkum gena ,biemni nehdhidkum kitiwadue ekum, atum kedeat,
Faytinga - Kidan Atina (Eritrean Live Music)
6:38
Faytinga
Рет қаралды 56 М.
Faytinga - Ciao, Ciao (Official Video)
7:01
Faytinga
Рет қаралды 932 М.
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 4,7 МЛН
Faytinga - Celebrating my 60th birthday!
12:10
Faytinga
Рет қаралды 3,2 М.
ATV Asena Live with John Black Brged Nhamedu
1:25:19
ATV asena
Рет қаралды 50 М.
Faytinga - On my way back home thank you message
10:00
Faytinga
Рет қаралды 733
ዕንቁ (ክፍል 17)
36:44
Birabiro Tube ቢራቢሮ
Рет қаралды 76 М.
ጉድ ስማዕ
16:11
Divora Show
Рет қаралды 52 М.
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47