ሕጂ ውን ስምዑ!

  Рет қаралды 16,712

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Күн бұрын

Пікірлер: 210
@NatnaelMehari-sr3rn
@NatnaelMehari-sr3rn Ай бұрын
መምህር ስልጣን ሓውና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ❤❤❤🎉 ክንደይ ጸርፊ እየ ዝሰምዕ ከም ማይ ክረምቲ ኣባኻ ክዘንም እዚ ከኣ ሓቂ ስለ ዝሓዝካ እዩ ኣጆኻ ንበረኸትካ እዩ ❤🥰🥰
@okubugebrekidan491
@okubugebrekidan491 Ай бұрын
ሓቂ ትወጽእ ስለዝላ እቶም ትጻረፉ የሕዋት ንሓቂ ብልዕዎ ጥራይ ኣጀኻ ሰልጠነ ሓወይ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዘሕልካ ❤❤❤
@edomtube5521
@edomtube5521 Ай бұрын
ኣጆካ ዝሐወይ ፈጣሪ ምሳካ ዩ ::ንኣምላክ እካ ሕቂ እዳነገሮም ዘይተቀበልዎስ ንሕና ደኣ ዱኩማት ሰባት ኣጆካ ዝሐወይ ኣዲናቂትካ የ
@asmeretdawit7711
@asmeretdawit7711 Ай бұрын
ስልጣን ሓወይ ከምቲ ዕድሜኻ ከይ ነኣስካ አብዚ ናይ መዓልትን ከይተሓለልካ ቃልሲ ንህዝቢ ትምግቦ ዘለኻ መንፈሳዊ ትምህርቲ አግዝሓበሄር መመሊሱ ይባርክኻ 🙏🙏🙏 ትምህርትኻ ጥራይ ቀጽል. አቲ ሓቂ መሪር ስለ ዝኾነ eyu:: ኣምላኽ ሰግሁ የብዝሓልካ 🙏❤️🙏
@TiTiYou-r5j
@TiTiYou-r5j Ай бұрын
ስልጣነይ ወታደር ከርስቶስ ዛሓቂ እማ ተዛረብ ዳኣ ኣባካ ኹይኑ ኣምላከ እዩ ዘታሓላለፍ ዘሎ ዝሓቂ
@ዕባይ-ዓጋመ
@ዕባይ-ዓጋመ Ай бұрын
መንገዲ ሰላም ትደሊ ኣለካ መምህረይ እግዚአብሔር የሓግዝኻ😢
@بسمالله-ظ3ص8ف
@بسمالله-ظ3ص8ف Ай бұрын
እግዚኣቢሄር ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህር ስልጣን ሓውና🙏🙏🙏❤
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 Ай бұрын
ዘሕምቖ ኣለኒ በትረይ ሃቡኒ እዮም ዝገብርዎ ዘለዉ ሥልጣን ሓወይ ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ሰላምን ዕረፍትን የምጻኣልና
@BlueRevolution0
@BlueRevolution0 Ай бұрын
አጇካ አይትጃጁ ክውድቅኻ እዯም ዝፅዕሩ ዘለዉ ካብ አቦታትካ ተማህር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ 🙏🙏🙏
@slamsalme6124
@slamsalme6124 Ай бұрын
ተባዕ ወታደር ክርስቶስ ሓቀኛ መምህረይ
@BergedNhameduFthawi
@BergedNhameduFthawi Ай бұрын
ሰላም ሰላም ነዓካ ስልጣን ሓውና! እቲ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ንሰናይን ፍቅርን ነዛ ናይ ጥንቲ ቤተ-ክንትያና ክትምስገን ይግበኣካ እዩ ኣጆካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ!!!
@elsamahari7574
@elsamahari7574 Ай бұрын
ልቦናና ዳኣ ይክፍተልና እምበር😢ፅባሕ ታይ ኢና ዘይንፍልጥ ግድንዩ ምስክር እግዚአብሔር ፀላኢ ሰናይ ከም ዝውዕለካ ።ኣጆካ ሰልጣነይ ሓቂያ ሓራ ተውፀካ ይብ ቃል እግዚአብሔር
@BerhanGebra-tx8xf
@BerhanGebra-tx8xf Ай бұрын
ኣሜንንንን ቃል ህይወት ቃል በረከት ያስመዐልና ስልጣን ሓወይ🙏🌾
@tesfabrhanhagos7899
@tesfabrhanhagos7899 Ай бұрын
ጽቡቅ ትምህርቲ ብሮ ፣ናይ ባክ ግራውንድ ክላሲካል ውን ብጣዕሚ ጽቡቅ ፣እቶም ኣብ ወዲ መዲን በራድ ማለት ኢሰያስ ዘምልኹ ኣይቅበሉዋን እዮም, ንኺድ ጥራይ ኣብታ መንገዲ ሓቒ፣ ቐጽሎ ቃል ሂወት የስምዓልና
@AfeworkiZemichiel-e5r
@AfeworkiZemichiel-e5r Ай бұрын
ሰላም ስልጣን ሃወይ ከመይ ኣምሲኻ ኣጆካ ኣምላክ ይሓልካ
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 Ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ናይ ብሓቂ ኩሉ እቲ ሓቂ ህዝቢ ክፈልጦ ኣለዎ ። ኣሜን ኢሉ ዝከይድ ህዝቢ ረኪቦም ። ህዝበ ክርስቲያን ነቲ ሓቂ ሓቂ ንበል ነቲ ጌጋ ዓገብ ንበል ።
@BerhanGebra-tx8xf
@BerhanGebra-tx8xf Ай бұрын
ደምርን❤
@Muler_Tigraweti
@Muler_Tigraweti Ай бұрын
*_መምህረይ ጸግኡ የብዘሐልካ ኣቦ ሓቂ በርትዕ ዕንቁ ናይ ተዋህደና ወታደር🦋😇💜 እዝ መዝሙር ኣብ ማእከል ዘሎ ተትቅንሶ ሕልናና ወስደናሎ መምህረይ🎉_*
@እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ
@እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ Ай бұрын
ቃለህወት ያስመዐልና ስልጣነይ❤ እግዚአብሔር ሓደ ይግበረና🎉
@Makepeacenow
@Makepeacenow Ай бұрын
ኣብ ዓመት እዩ ክልተ ሰለስተ ዓመት ኣይትበል ። እቲ ምኽንያት ከኣ ኣባ እዝራ ተሓሪዶም እቲ ገዳም ናጻ እዩ ዘሎ ኣብ ምኔት የብሉን ከማን ። እቲ ኣሽመላሽ ውን መዓልቲ እዩ ዝጽበ ዘሎ ፡ ናብኣ ከጹ እዩ። ቀደም ዝሓጸያ ሓንቲ ጓል ነይራ ብኸመይ ገዲፍዋ ርግጸኛ ኣይኮንኩን ። ኣብ ዓመት ጰጲሱ ክመጸና እዩ ።
@BrhanTemesgen
@BrhanTemesgen Ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmana sltan hawey amlak xega ab liali xega yhabeka fetari ❤
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 Ай бұрын
ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዘሓልካ ኣጀካ ቀጽሎ 🙏🏻⛪️🙏🏻🙏👌👌👌💯💯💯💯
@NebyatSemere-r2p
@NebyatSemere-r2p Ай бұрын
Buruk nay Egziabiher emebrhan texllelka zemenka ybark ❤💒🙏
@ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ
@ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ Ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤
@WaI-w6m
@WaI-w6m Ай бұрын
ከመይ እግዚኣብሔር ሓቂ ምሳኻ ተዋሃሂዳ ከም እትነብር ይግበራ ኣብ ሓቂ ስለዘየለዉ ጸርፊ ድፍረት ናቶም ኢዩ ፊት ንፊት ኣብ ጣውላ ክራዳደኡ ኣይኽእሉን ምክያቱ በቲ ስጋ ለበሰ ስርዓት ዝምእዘኑ ስለዝኾኑ ንሓቂ ኣይፈልጡዋን ኢዮም ዓይነልበን ኦም ይክፈተሎም ኣምላኽ እንተ ንስኻ ግን ኣጆኻ ንሓቂ ሕቅቐላ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ
@simretkesete9505
@simretkesete9505 Ай бұрын
እግዚኣቢሄር ኣእዚዙ ጸግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓወይ ሓቂ ኣብዝረሓቀሉ ግዜ ሓቀኛ ምካን ብዙሕ ፈተነ ኣለዎ❤🙏🙏🙏
@elsamahari7574
@elsamahari7574 Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኸይ ባዕሉ ይሓልወለይ ካብ ክሉ ኩፍእ ዘበለ ይሓልውካ ፀሎት ቅዱሳን ፀሎት እመብርሃነይ ምሳካ ይኩን ክብር ፍቁር ምቁር ላዛ ሰልጣነይ
@DawitKuburom
@DawitKuburom Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና ሓቂ አዩ❤❤❤
@sababk9662
@sababk9662 Ай бұрын
Kulgeze naye mesef kudus kal Amlan tezareb. Ajoka haky eka tezareb zeleka..Amlak yebareka tsegeu yebzehalka. Amen...amen
@Channel-xl1mf
@Channel-xl1mf Ай бұрын
ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ብሩኽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BerhanGebra-tx8xf
@BerhanGebra-tx8xf Ай бұрын
ደምርን❤
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ Ай бұрын
ጽቡቅ ኢኻ ዘለኻ መምህር ሰልጣን ናሓቂ ክሳብ ምት እውን እንተኾነ ሓላል ዩ እሞ ነዚ ስቃይን መከራን ህዝብና ዓገብብምባልካ ስኽፍ ኣይብልካ ኣምላክ ካኣ ይባርካን ሓይሊ ይሃብካን
@asmeromshimendi-n9c
@asmeromshimendi-n9c Ай бұрын
ሰላም ኩቡር ሃወይ ሒጂ ግብጺ ንማርያም ጥንቲ ኣብሶ ኣለዋ ኢሎም ዲዮም ዝኣምኑ ኣነ ብወገነይ ካብታ ዝሰማዓኩካ ኣቲሒዘ ከመኡ ኢለ የ ኣሚነ እምበር ከማና ኢዮም ዝመስሉኒ ነይሮም ሒጂስ ከመይ ከመይ ዩ ቃል ሂወት የስማዕልና ❤❤❤ ምስ ሰናይ የቅሪትኡ🎉🎉🎉
@mazafrezghi7329
@mazafrezghi7329 Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስማዓልና
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡስ መምህረይይ 🙏🙏🙏🤲✝️
@BerhanGebra-tx8xf
@BerhanGebra-tx8xf Ай бұрын
ደምርን❤
@yakobtsegayhaile9096
@yakobtsegayhaile9096 Ай бұрын
Nay hawey ika slezi iye kxhfelka tegedide negzabihier dika ttabeqelu zeleka weys ms egzabihier ika tserh zeleka melsi ngereni tegediska hawariya Paulo's bqnaet tebegisu negzabihier ktabeqelu kolo lke ayneberen natu wxiet Ka ab MOT qudus estifanos tesatifu entay da ms egzabihier kserh kolo iu lke mexiu slezi hawey bejaka ileka nebska abey ale temelket plz ❤
@AhmedAhmed-kz9st
@AhmedAhmed-kz9st Ай бұрын
ፀጋ ያብዝሕልካ ስሉጣነይ አጅካ ጥራሕ መፈፅምታካ ያስመረልካ እግዝአብሔር አምላክ ሓቃ ድፅላአሉ ግዝይ በፅሕና❤😢
@SeluBehabelom
@SeluBehabelom Ай бұрын
ህዝቢ ክነቅሕ ይግባእ ስልጣን ሓወይ እንበር እዞም መራሕቲ ሃይማኖት እንተበደሉ ህዝቢ ልቡ ዘይተቐበሎ ኣሜን እንዳበልካ ምኻድ ደኣ እቲ ቅጽዓት ፈጣሪ ንዓና ኢና ንስሕኖ ዘለና እሞ ህዝቢ ልቦና ይሃቦ እሞ ንፉዕ ቀጽሎ 🙏🦻
@filimontewelde-z3l
@filimontewelde-z3l Ай бұрын
Selam Sltan hawey kemay aleka, btgebro zeleka xlwatat abe kne hymanotka hezka tkales zeleka, kem hxan kudus Quyerkos amlak msaka yekun⛪⛪🙏⛪❤🙏
@እድቭቲ
@እድቭቲ Ай бұрын
❤#ደምርኒ#ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ😘😘😘
@soligualagame
@soligualagame Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣነይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BerhanGebra-tx8xf
@BerhanGebra-tx8xf Ай бұрын
ደምርን
@haimanotabraham6186
@haimanotabraham6186 Ай бұрын
Qal hiwet yesmealna xegueu yenzhalka amen
@yorsyosief6807
@yorsyosief6807 8 күн бұрын
Amen Amen Amen🙏🏽
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 Ай бұрын
Qale hiwet yesmealna egziabher sltan hawna. Ezi yqreta zeykonu sienom. Jeho b bsga mis mengsti eyom weginom kab nay semay nayza alem merixom.
@LetenkielTeklebrhan
@LetenkielTeklebrhan Ай бұрын
Egzabiher ab hiwetka yeye xega bereket wetru ab betka ykun sltan hawey egzabiher zeben agelglotka ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen ❤❤❤
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ Ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ😘😘😘
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z Ай бұрын
እንካዕ ዳሕን መፃእኻ መምህረይ ኣምላኸ ቅዲሳን ምሳኻ ዩኹን❤
@عليا-ظ2ح
@عليا-ظ2ح Ай бұрын
ብሓቂ ስሊጣነይ ቀጸለሉ
@zeraytsegay7511
@zeraytsegay7511 Ай бұрын
ዋላ'ካ ንስኻ ተተዛረብካዮ ሓሳብ ብዙሕ ኤርትራዊ ኦርቶዶክሳዊ'ዩ። ጸግኡ የብዘሓልካ ፈጥሪ🙏🏿🙏🏿🥰🥰
@Nebai.solomon
@Nebai.solomon Ай бұрын
❤❤❤ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ እኻ ዘለኻ
@yarusimon1936
@yarusimon1936 Ай бұрын
N’haqn fqrn zesteweal ayne lbona yhabena Egziabiher Amlakna 🙏🙏🙏kulu kemak n’fqri entezsebk kndey toum mken ❤❤❤
@senaitnugusse9440
@senaitnugusse9440 Ай бұрын
እዝስ እምበኣር ንፍቅሪ እዩ ዝሰብኽ!!!!! አግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና 🙏🏻
@oneday1472
@oneday1472 Ай бұрын
ኩቡር ሓው ሰልጠነ ሓቂ መራር ያ ቀጽሎ ሓደ መዓልቲ ክርድኦም ዩ
@nati8121
@nati8121 Ай бұрын
Nay b Haqi qal hiwet yesmiana buruk hawey💙🙏🏽💙 👆
@mebrhitmelas8611
@mebrhitmelas8611 Ай бұрын
ኣምላኽ መገድን ሓቅን ይምርሓና ❤🙏🙏🙏
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je Ай бұрын
kalehwet yesmealna kubur memhr❤❤
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 Ай бұрын
Kale hiwet yesmalna 🙏 ♥️ 😋 👌 ❤️ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@rahwaMehari-u3n
@rahwaMehari-u3n Ай бұрын
Amen qal hiwet yesmalna🙏❤🙏
@tititukue1408
@tititukue1408 Ай бұрын
Amen amen❤❤❤
@BerakiHadush-ks7kh
@BerakiHadush-ks7kh Ай бұрын
ናይ ዘመና ኣገልጋሊ
@Biemnet-e8t
@Biemnet-e8t Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣብ ቅዱስ ስኖዶስ ምሕደራ ዘሎ ስጋ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ንበልዕ እንተእሉ ተዋህዶዩ ብ ቅዱስ ሰማእተ እንጦንስ ዝመሓደር ከምኡ እንተእሉ ግን መናፍቅዩ ሬስኡ ኣብ ሃገር ክቅበር ኣይፍቀደሉን ዘበነ ግርምቢት ማይ ንዓቀብ ዝበሃል ከምዚዩ
@hss5966
@hss5966 Ай бұрын
ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤
@NegasiAsfaha
@NegasiAsfaha Ай бұрын
ኣጆኻ ጥራይ ናይ ዞም መድናገርቲ በቲ ስርዓት ተጎቲቶም ዝኸዱ ዘለዉ ኣይትስማዕ ንስኻ ጽቡቕ ኣለኻ ቀጽሎ ጥራይ።እቲ ዝሰምዕ ክሰምዕ ዩ እቲ ዘይሰምዐ ካኣ ቀስብቐስ ክመጽእ ዩ። ንስኻ ተስፋ ኣይትቑረጽ ንቤተ ክርስትያና ሰላም ይሃባ።
@kidanemesgen8357
@kidanemesgen8357 Ай бұрын
egzabihier ab hade nknkewn xlalu ynbrelna
@sahayabray5699
@sahayabray5699 Ай бұрын
AMEN 🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤
@Lemlem1305
@Lemlem1305 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ሓቂ ኩሉ ግዜ ሓቂ እዩ
@robielGebreluul
@robielGebreluul Ай бұрын
መርጌታ መሃሪ መንኪሳም ኢዮ ጳጳስ ግን ኣይኮኑን
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Ай бұрын
መን ከ ጳጳስ ኮይኑ ኢልካ ገሌኩም ሲ እቲ ትግርኛ የሸግረኩም እዩ መስለኒ , እምበር ምርጌታ መሓሪ ካብቶም ዝፈትወ ሓደ እየ ዓዉ ኢሉ ክሰብክ ከሎ ደስክብለካ ጌጋ ትምህርቲ ሚሂሩ ደኣ ይብልዎ ኣለዉ ካሳሁን ፈንቶ ኣበዉ እዩ ጀሚርዋ እታ ጉዳይ ይዝከረኒ
@senaitnugusse9440
@senaitnugusse9440 Ай бұрын
ካሳሁን ባዕሉ እዩ ጌጋ ትምህርቲ ምሂሩ
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Ай бұрын
@@senaitnugusse9440 kemeu ybhal dyu eaybhaln ember eab KZbin ealo endo kemeu eilu namehare kelo kemeu wun Sltan hawna n Meregiata Aman Amxieu hatitwo niaru kolol dea ybl niaru ember. Kasahun entay giaga tmhrti mihiaru dea eske beli
@Giyorgis23Giyorgis23-uf1dn
@Giyorgis23Giyorgis23-uf1dn Ай бұрын
ሕጅ ጳጳስ ክከውን እዩ
@ዲልተይብፃዕር
@ዲልተይብፃዕር Ай бұрын
ጂግና ኹርዓትና እኻ 🙏
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx Ай бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።ናይዞም ደገፍቲ ህግደፍ ወይ ብኢሰያስ ዝተባረኹ ጳጳሳት ትርጉም መስቀል ኣይፈልጡን እዮም።
@king_04160
@king_04160 Ай бұрын
ሰላም ስልጣን ሓውይን ኩላትኩምን፣ ዝሓለፈ ሓቲተያ ኔረ ኣብ ሃይማኖት 2 ሓቂ ኣሎ ድዩ፧ ኣብታ ናይ ስልሴ ኣብ ቤተ ኣብርሃም ግብጺ ዝብልዎን ንሕና ንቕበሎን በቤኑ ከም ዝኾነ እየ ተረዲኣ። የቐኔለይ!
@Habrom1988
@Habrom1988 Ай бұрын
ትግርኛ እንድዩ ብሄርና ኣታ ስልጣን ሓውና።
@tesfahanes1235
@tesfahanes1235 Ай бұрын
አጆካ ስልጣን ወደይ
@YorsalemMebrahtom
@YorsalemMebrahtom Ай бұрын
Memhrey nay lbey abo haki Qahiwet yesmalna 💙🫶✝️💙
@አነዘ-ክርስቶስ
@አነዘ-ክርስቶስ Ай бұрын
አቦ ሓቂ ረቡኒ በርትዕ🥰😋😍
@hermongere6243
@hermongere6243 Ай бұрын
ዮሃንስ 8 32: ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ። ጎይታ ይባርኽካ ቆጽሎ
@afarisafari2833
@afarisafari2833 Ай бұрын
🙏🙏🙏👏👏👏
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 Ай бұрын
ናይ በሓቂ ተባዕ .መረገይታ መሓሪ ኣብ ኢጋንዳ ዝሰበኾ .መምህር ካሳሁን ዓረብ ኢልዎ ኔሩ .
@SgHu-y8t
@SgHu-y8t Ай бұрын
እግዚኣቢሀር ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ኣመን
@bisratdmiana8778
@bisratdmiana8778 Ай бұрын
Eritrawi aykonkun tbl bzaieba writra ka tzareb men ika kalie dma nska qeshi aykonkan dyaqon wn aytemaharkan slemntay nabeyti tzntl zeytfelto wn tzareb qdm thtna u zedli
@nebyatberhane9290
@nebyatberhane9290 Ай бұрын
Kale hiwet yesmealna kubur hawna ❤
@bereketbere4809
@bereketbere4809 Ай бұрын
Selam Sltan hawey ab hade nmxa tbl aleka xbuk.ab hade kmesA ante koynu azi hzbi gn xgei nay hade koynka zey kones ab ab mongo ab haqi dew elka eyu.meknyatu ati nay adi kemzi zbelkayo giga alewo ati nay dege kea zgedede slezi lelan gulealan gdef.fetari balu qnua merahi yhabena amen 🙏🏼
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ Ай бұрын
😊
@habteabtesfa3275
@habteabtesfa3275 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ንሰናይ ትምህርቲኹም
@asmeromtekeste3255
@asmeromtekeste3255 Ай бұрын
ጌጋታት ናይ ሰባት ክንጽብጽብ ከምተን ሓሙሽተ ደናግል ቀንዴለን ከየዳለዋ ዝጸንሓ ሞ ኣይፈልጠክን ዝተባሕላ ከመን ከይንከውን ።
@HabenAbraham-f8g
@HabenAbraham-f8g Ай бұрын
Ajoka seltan hawey Nsu eyu eti haqi ❤❤
@ebabakahsay3417
@ebabakahsay3417 Ай бұрын
Nsu eyu eti haki kaki ktzareb nber sltan hawey 🙏🙏🙏♥️👌
@semharhabteab9456
@semharhabteab9456 Ай бұрын
Ezgo hmk aelka egzabhir ykre ybelka ab anka zelo beser zyreaeka ab ayni hawka 😢😢😢😢 aekilka poltka
@MeronIseyas
@MeronIseyas Ай бұрын
nska ke bkemey eka komu tbl zeleka. Malet nska kem felat eti hzbi ka hanti zeyfelt gierka tzareb zeleka.
@AskaluEyasu
@AskaluEyasu Ай бұрын
Kale hiwet yesmaelna kbur memhrna aegoka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@milenbahregasi
@milenbahregasi Ай бұрын
እዝአቢሃር ምሳካ ይኩን ዝሓወይ
@EldanaSyum
@EldanaSyum Ай бұрын
Qual hiwet yesmealna sltan hawna egziabhier xegeu yebzhalka ❤
@EfremTasfum
@EfremTasfum Ай бұрын
🙏❤️🙏❤️🙏❤️
@Hagerqedamnet2
@Hagerqedamnet2 Ай бұрын
Xegem yelen kulu seb zbele ybel Egziabher Amlak ms haqena eyu you just continue
@kuflomhabtemaryam526
@kuflomhabtemaryam526 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 Ай бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ ቀጽሎ ጥራሕ ግደፎም ዞም ብጎድኒ ዝጎጥዩ
@sabasaba7207
@sabasaba7207 Ай бұрын
Amen amen amen 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉memhreyyy
@Temesgenfetar
@Temesgenfetar Ай бұрын
Xegau yebzhalka sltan hawey ❤
@betelihembetaboyeya.9366
@betelihembetaboyeya.9366 Ай бұрын
ህዝቢ ምምርማር ኣብዩ ። እሺ እሺ ኮይኑ ። ሓቂ ከም ሲኦል ፈሪሑ ። መጻኢ ገዝኦም ግና ሲኦል እዩ ። ኣጆካ ሓወይ።
@AntikoKini
@AntikoKini Ай бұрын
ከማኻ ተባዓ ሰብ የድልየና ኣሎ መትኮሉን ዓላማኡን ዘይስሕት 🙏🙏🙏
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@alemdesta454
@alemdesta454 Ай бұрын
Welcome ክቡር መምህረይ🎉🥰✝️ሓድነቱ ይሃበና አምላከ ቅዱሳን😢😮ዳሓን ንባዕልና ዝጠፋእና ኢና ተጥፍእለካ ንብል😒
@BerhanGebra-tx8xf
@BerhanGebra-tx8xf Ай бұрын
ደምርን❤
@Bereketghidetesfazghi
@Bereketghidetesfazghi Ай бұрын
Sultan hawey yeqenyelna...Ab lbi bzuhat zelo qal eyu b Abiau kea eti haqecha qal eka mhirka. Bhaqi gn tebae hawna eka....degagime eye zbleka Bhaqi Tebae eka...,,,Asbika kem twesd aminka ezi mgbarka...,Ane zeykonkus Amlak ab qdmieka alo....Amlak semay ms kulatna ykun!Kemzelekayo qexl eqa dea bertie...Ajoka...Ajoka...Haqi merar eya.Kab Amlak eka teqebilkayo....kab seb entetrekbo si kemana sk mbelka nieka.Dngl nweda tlemnelka.
@widasegirmay8113
@widasegirmay8113 Ай бұрын
🙏🙏🙏✅✅✅✅✅
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 Ай бұрын
🙏🙏🏻🙏🙏🏻⛪️💯💯
ርእይቶታት ሕዝቢ
31:06
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 6 М.
ሓሶት ክፈሽል ከሎ
23:54
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 10 М.
ССЫЛКА НА ИГРУ В КОММЕНТАХ #shorts
0:36
Паша Осадчий
Рет қаралды 8 МЛН
ወዲ ሓምቢር
19:17
Wedi mergem
Рет қаралды 41 М.
ናብ ኣስመራ ዶ ናብ ማይ ጨው ​፧፧፧
12:24
SAMI K STUDIO
Рет қаралды 1 М.
ተሓጒስኩም ዶ፧  በሉ ሕጂ ኸኣ ስምዑ
25:46
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 17 М.
ማህፀንይ ወሪዳትኒ😭😭😭@beletsetchanel
12:36
ዜዱ ጓል ትግራይ
Рет қаралды 22 М.