KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ናብ ኤርትራ ዝሸጦ ወርቂ የብለይን ጌታቸው ረዳ፣
56:47
ኦሮማይ ዘይተርፍ ኩናት ኣብ ቅድሜና
1:00:21
Synyptas 4 | Заявщиктер көбейіп кетті ! | 2 Bolim
19:04
感觉要去见太奶了!!有同款宝爸宝妈吗? #看一遍笑一遍 #宝爸带娃 #人类幼崽 #亲子日常 #露兮粑粑
00:22
Dad took her, blood pressure soared 180 directly.😡When she came back from the bath, she saw this s
00:12
Spongebob ate Patrick 😱 #meme #spongebob #gmod
00:15
ጉዳይ ጸለምቲ ናብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ በጺሑ ፣
Рет қаралды 17,900
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 80 М.
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Күн бұрын
ጉዳይ ጸለምቲ ናብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ በጺሑ ፣
Пікірлер: 37
@AssefuTesfahunGebru
3 ай бұрын
አታ ቡርኽ ሕምአፋካ ይግበረልና ዝሐወይ ጀግናናናናና
@danielwoldu1855
3 ай бұрын
ብርሀነ ክቡር ሰብ ኢኻ በርትእ
@HaileGirmay-w1r
3 ай бұрын
ሓሳባትካ ኣይቃወምን ግን ጀነራላት ትግራይ ንቤት ፍርዲ ዘፈራርሑ ዘለው ምኻኖም እንተረጋገፅካ የሓይሽ:: ምኽንያቱ ጀነራላት ትግራይ ብቑፅሪ ብዙሓት እዮም : ኩሎም ኣብከምዙይ ዝበለ ወንጀል ኣለው ዝብል ነገር ስለዘምስል:: ብዙሓት ጭዋታት ጀነራላት ከምዘለው ስለዝፍለጥ::
@petrossolomon8760
3 ай бұрын
Good news 👍
@wskn.2119
3 ай бұрын
ስላም ስላም ስላም❤❤❤❤❤
@askaltesfa8383
3 ай бұрын
Getachew Reda, equwoo ane, nay Hiwahat abalone eye, gn nTigray wekile eye zfrm elu eu, ab tu Pritoriaya smmeenet
@wewe4481
3 ай бұрын
ሐሳዊ ቱስቱስ ዊ
@zbansas8686
3 ай бұрын
ጋሬጣ ፣እንኳንስ ተከዘ አዲአርቃይም፣አትረግጣትም፣
@UseurtimeNow
3 ай бұрын
ኣይተ ብርሃነ ኣብ ትግራይሲእንታይ ኣሎ ግደፍ ሰብ ኣይ ጥሪት ከይተረፋ እንድየን ካብ ክልል ዓጸቦ ትግራይ ዝሃድማ ዘለዋ በይዛኻ ብሱሩ ለይኸውን ኣይተውጊዕ ትግራይ ላብ ገሃነም እሳት እላ ተቐየረት ኢያ ለላ ስለዚ ሰብ ይሰምዓኒ ኢልካ ግዘኻ ኣይተባክን ኪድ ልድራርካ ልኸውን 4 ወይ 5 ገዛውቲ ኣልሽ ስለ ኣል ዛርቓዊ ገበል ኢልካ ለምን እቱ ካብ ትግራይ ለምጸኤካዮ ሎቖታ ንመለመኒ ኢልካ ካብ ትግራይ ዘምጸኣካዮ ኣሎ ዶ ኣብ በተመዘክር ኣቐምጦ ኢኻ ልዝክርያት ንክኾነልካ ማለተይ ኢየ !!!!!!
@weldayyohannes-p7o
3 ай бұрын
በዓል ዓብይ ሞራልን ተስፋን ሰብ ቀንየልና ተስፋና ውን ።
@MikealAsefa-xn7wu
3 ай бұрын
ብርሃነ ሐውና ፅቡቅ ኢኻ ገሊፅካዮ ምኽንያቱውን ናይ ሕወሓት ጉባኤ ይኹን ናይ ማ ኮ አኼባ ትሕቲ ህዝቢ ትግራይ እዩስለዝኾነ ድማ ረዳኢ ዝበሎ ትኽክል እዩ
@Haylemaryam-br4yp
3 ай бұрын
፦ ብርሃነ ብጣዕሚ ናይ ፖሎቲካ ደካማ ትንታኔ አለካ። ፍልጥት አዐርዩ ይጎድለካ እዩ። ሕብረተሰብ ናይግድን ጠካራ መራሒ የድልዮ ክድሕንን ክጠፍእን። ህውሓት ፓርትን መግስትን እዩ። ናይ ህውሓት ጉባኤ ንህዝቢ ትግራይ ወሳኒ እዩ።ንስኻ ግን አይርድአካን። ፦ ኢሳያስ አፈወርቂ ንህዝቢ ኤርትራ አፅኒትዎ አድኪይዎ ጨፍጪፍዎ ኤርትራ የላን። መራሒ የጥፍእን የልምዕን እዩ። ህውሓት ትርጉም ከምዘይብሉ ምትንታንኻ አብ ህዝብን ውድብን ዘሎ ምትእስሳር አይተረደአካን። ወይ ትንታነኻ ናይፅሊኢት እዩ።
@Bereket-k7c
3 ай бұрын
Anta Kondaf Komal Sahsah Ab kelel Axebo Sherok Tigray Zelo Temeyet, Ketlet, Serki. Kehdet, Chewya, Amex Wegro, Aids, Jegel, Fentata, Dewye Guzaee Muzaee Zeytehaseb? Terr ilka Bezaeba Eritrea Tehewtet. Aytehaferen Dika? 🤓🤓🤓🤓🤓🤓
@Fekadualene-f3f
3 ай бұрын
Hizbi Tigray Akal hizbi Eyu Amlak ziredoo Hizbi Eyu ...Mihretin tsegan bezihulna teklilina kab mitfaE TERIFNA Enamo Temesgen...
@feredenegash7976
3 ай бұрын
አንተ ባንዳ ጠለምት ምን ሥራ አለህ በሰው ሐገር ግባና ትቀምሣት አለህ አትምጣ እኛ ተከዜ ተሻግረን እንመጣለን
@EsayasTeshome-o4u
3 ай бұрын
እላማጣ መጠኑብዝኺዝበለ ናይብልፅግና ኩማንዶ ቅድምኽዝብተደጋጋም ዛውድምዎ ራያግራንድ ዝባሃል ሆትየል እትዮምእለው
@WendenehGirmayMengesha
3 ай бұрын
ጉባኤ ህወሓት ከምቶም ካልኦት ውድባት ኣይኮነን ኣብ ህዝቢ ትግራይን ኣብ ግምትን ልዑል ተራ ኣለዎ፣ኣብ ግምት 50%+1 ኢድ ኣለዎ እቶም ዝጠቐስካዮም ውልቀሰባት ድማ ኣብ ግምት ዘለው ንህወሓት ወኪሎም እዮም ጉባኤ እንተተኻይዱን እንተዘይተመሪፆምን ድማ ህወሓት ዳግም ይውክል እምበር ህወሓት ዘይብሉ ግምት ስለዘየለ እዩ።ሌባ ባዓል ስልጣን ኣብ ህወሓት ኣይሕተትን ዝበልካዮ ጌጋ እዩ።ጭብጢ እንተዘይሃልዩ ወረ ኮይኑ እዩ ዝተርፍ።ንስኻ ድማ ዝበዝሕ ግዜኻ ህወሓት ኣብ ምቅዋም ኢኻ ተሕልፎ፣ህወሓት ሰብ ዋናታት ኣለውዋ ንዕዖም ግደፎ ናይባዕልኻ ስራሕ ንሕና ባዕልትና ኣለናሉ።ኣይንጠፋፋኣን ኣይንባላላዓን ኩሎም ነገራትና ብጥበብን ውሕሉልን ኢና ንፈትሖ ከምስርዓት ኢሳያስ ውልቀሰብ ገባሪ ሓደጊ ኣይንገብሮን።እዝውን ተጋሩ ኮይና ኢና ተፃዊርናዮ ክንፈትሖ ኢና ድማ።ረዳእ ድማ ከምቶም ካልኦት ሰቀስልጣን ኣፍቲ ኣኼባ ገምጋምን ተገምጋምን እንድዩ እዚ ለበዋ ኣብኡ ዘይገበሮ ንፌስቡክ ንምንታይ ደልዩ??
@Haylemaryam-br4yp
3 ай бұрын
፦ ብግምት ተንቲንኻ ገምጋም አይተቅምጥ። ቤት ፍርዲ ትግራይ ደካማ ምንም ዘይሰረሐ ዘረጋገፆ ፍትሒ ዘየለ ደካማታት መራሕቲ አይነበሩን። ምውራዶም ትኽክል እዩ። ፀቅጢ ይፍጠረሎም ነይሩ ብጀነራላት ዝብል ሓሲኻ ኢኻ። መራዳእታ አቅርብ ወይንሶም የቅርቡ። መን ዝገምገሞ ኢኻ ተቅርብ ዘላኻ? መዓስ ዝተገምገመ እዩ ትትንትን ዘላኻ?
@HaileHiluf-yo1mc
3 ай бұрын
ሰላም ዝሓወይ ብጣእሚ ደስይብል ሞናይዓዲግራት ኢንበስርቲ ባጀት የብለይን ኢሉ ትምህቲ ኣቃርፁ ስለዝተብሃሉ ናይዓዲግራት ኢንበርስቲ ተምሃር ናይምራል ውድቀት በጺሕዎም ኣሎ ሞ እስኪ ንዝምልከቶም ጠይቀልና
@HailekirosDesta
3 ай бұрын
ሓቂ ይሃብካ ። ህወሓት ብዘይካ ንረብሓኡ ንህዝቢ ዋላ ሓንቲ ማዕልቲ ውን ተጨንቁ ኣይፈልጥን ። ንዚ እዩ ነቶም ንህዝቢ ዝጭነቁ መናእሰያት ዘበሳብሶም ዘሎ
@weditesfay4852
3 ай бұрын
Welcome birhin
@avielavi990
3 ай бұрын
Welcome back 🙏 Bire and thank you for your effort 👌 have my 👍always
@Bereket-k7c
3 ай бұрын
Berhane Angual Wedi Rekus Keshi Kebreab Agame, Ne Eritrea Kemey Gerka ika Mess Rekesti Kelel Axebo Sherok, Kelel Lemena, Kehdet, Serki, Chewya, Ketlet, Aids, Fentata, Dewye, Jegel, Shermutena, Sedemawinet Guzaee Muzaee Tewedadera? Tembar, Aff Meakor Gawna.
@wskn.2119
3 ай бұрын
❤❤❤❤
@sami85berhe18
3 ай бұрын
Bra
@hweldegebriel3792
3 ай бұрын
Tack berhin för allt
@HayelomAraya-o5g
3 ай бұрын
ደሀይ በርታልንወዲ አግአዝያን
@gebrekristosgebreselassie2155
3 ай бұрын
ሰላምታኻ ይጥዓም
@denaytgoytom6294
3 ай бұрын
Thanks Brhane 💟💟🍀🍀
@WediHaftam-yn7ts
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@atsedemulubrhan8770
3 ай бұрын
❤❤❤❤
@blendesalegn1310
3 ай бұрын
ሀሳዊ ኢኻ ፈላላዪ ኢኻ ዝሰምኣካ የለን ።
@MikhaZemedne_il3xl
3 ай бұрын
Brie lebam
@brhanetewold9843
3 ай бұрын
Gana hjiwn ntsbe
@bereketkiflu8825
3 ай бұрын
ካባካ ጀሚሩ እኩል ጸለመ አብ ሕዉሐት ጌርኩም ኢኩም አክለኩም
@AsghedomWeldegiorgis
3 ай бұрын
Please cut your beard
56:47
ናብ ኤርትራ ዝሸጦ ወርቂ የብለይን ጌታቸው ረዳ፣
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 4,2 М.
1:00:21
ኦሮማይ ዘይተርፍ ኩናት ኣብ ቅድሜና
ADMAS FORUM
Рет қаралды 26 М.
19:04
Synyptas 4 | Заявщиктер көбейіп кетті ! | 2 Bolim
kak budto
Рет қаралды 514 М.
00:22
感觉要去见太奶了!!有同款宝爸宝妈吗? #看一遍笑一遍 #宝爸带娃 #人类幼崽 #亲子日常 #露兮粑粑
露兮粑粑
Рет қаралды 12 МЛН
00:12
Dad took her, blood pressure soared 180 directly.😡When she came back from the bath, she saw this s
开心baby
Рет қаралды 19 МЛН
00:15
Spongebob ate Patrick 😱 #meme #spongebob #gmod
Mr. LoLo
Рет қаралды 18 МЛН
18:43
Ethiopia - ‹‹ፋኖ 2 ግብ አስቀምጧል›› ፊልድ ማርሻሉ፣ የጠቅላይ ሚኒስትሩ ግድያከሸፈ፣ አልቡርሀን ድል በድል ሆኑ፣ ሊባኖስን እየለቀቁ ነው
Feta Daily News
Рет қаралды 170 М.
58:24
ህውሓት ይሕይል ዶ ኣሎ ዋላስ ይፈርስ? ኣብይ ዘለዎ ብዶሆታት ክሰግሮ ድዩ?
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 8 М.
15:30
ዐቢይን ከስብሰባ ያስቀራቸው ጉዳይ...''ጠቅላይሚኒስትሩ ዓይናፋር ናቸው'' ቢልለኔ|ETHIO FORUM
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 121 М.
20:10
ኣርጀንቲና ስለምንታይ ጸለምቲ ተጻወቲ ዘይብላ?
Fnan App Infotech
Рет қаралды 23 М.
39:55
ሰበር! ደመቀ ዘውዱ ንመቐለ// ጌታቸው ንኢሳያስ ነፂጉ/ሞዕባለ ናይ TDF
Tigray Broadcast Service
Рет қаралды 5 М.
1:29:20
ያልተረዳሁት የጸሎት ምስጢር | ቀሲስ አሸናፊ ገ/ማርያም #እምነት #ፀሎት #ethiopianpodcast @agapezeortodox
ALIVE
Рет қаралды 46 М.
44:20
ኣብ መንጎ ክንኮኖ ዝግብኣናን ኮይናዪ ዘለናን እዩ መስዋእቲ። | ናይ እስራኤል ጉዳይ ብ ዕርቂ ዘይኮነ ብ ሕጊ | ናስር ዑመር
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 13 М.
15:22
🛑ሉል ቴድሮስ ናብ ትግራይ መልእኽቲ ||ሓጎስ ሱዚኒኖ ተመሪቑ || ተቋውሞ ንደርፊ ብርጌድ ንሓመዱ
ANGE Up
Рет қаралды 18 М.
1:03:52
ጀነራል ምግበይ ዳግማይ ታሪኽ ሰሪሑ ኣብ ሽረ መካይን ነዳዲ ይመላኣ ኣለዋ
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 39 М.
21:10
መከራ ተሸኪሙ ዘሎ ህዝብና ክነድሕኖ ናብ ሓደ ንዕሰል! @FnoteBirhanMediaNetwork
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 3,1 М.
19:04
Synyptas 4 | Заявщиктер көбейіп кетті ! | 2 Bolim
kak budto
Рет қаралды 514 М.