ህዝቢ ናብ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ንጥርዓን ምምፅኡ ፀረ ዴሞክራሲያዊ እዩ

  Рет қаралды 36,269

Awramba Times

Awramba Times

4 жыл бұрын

#TPLF #Ethiopianews #GetachewReda
ህዝቢ ናብ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ንጥርዓን ምምፅኡ ፀረ ዴሞክራሲያዊ እዩ

Пікірлер: 150
@thomastewelde4917
@thomastewelde4917 4 жыл бұрын
Nice one m/ mahari jegna Hager ajoka King support you aprshit you
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 4 жыл бұрын
ኣነ ቅዋመይ ሓንቲ ኢያ።መንእሰይ ትግራይ ካብ ዝሓለፈ ዝተኸፈለ መስዋእቲ ክመሃር ኣለዎ። ንኢትዮጵያ ኢሉ ሓንቲ ንጣብ ደም ይኹን ረሃፅ ከፍስስ የብሉን።ንምዃኑ እንታይ ተኣምር ስለዝተረኸበ ኢዩ ናይ ህወሓት መራሕቲ ናብ ኣዲስኣበባ ገፅ ከቕንዑ ዝሓስቡ ዘለዉ?
@muluftwi6962
@muluftwi6962 4 жыл бұрын
Tkkel
@kikikuku7568
@kikikuku7568 4 жыл бұрын
Nsukum key ttemyu
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 4 жыл бұрын
@@kikikuku7568 ኣንታ ተረዋኢ ሉጢ ፣ሻዕብያ፣ኣብ ባሕሪ ጠሓል፣ዕድመኹም ሙሉእ ኣብ መግዛእቲ፣፣ብዛዕባ ትግራይ ኣይትዛረብ ድሁል
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 4 жыл бұрын
ኣይትፃረፍዎ ሓቂ መራር እያ ኣነ ሕጉስቲ የ መሓሪ ልክዕ ልክዖም ክህቦም ከሎ ምክንያቱ እንድሕር ዘይተነቀፍካ ናብ ሕማቅ መንገዲ ስለትከይድ ።
@muosame4987
@muosame4987 4 жыл бұрын
ናይ ፋራ ዘረባ ከይትሰምዕ ኢትዮጵያ ዝብለኒ ፋራ ጥራሕ እዩ ምኽንያቱም ስሕተቱ ዝደግም ፋራ ጥራሕ እዩ
@KS-zn8ch
@KS-zn8ch 4 жыл бұрын
ፍራ ጥራሕ ኣይኮነን ኢትዮጵያ ዝብሉ እቶም ደቃሉ እዮም ከምኡ ዝብሉ ጌታቸው ረዳ እውን ዲቃላ ወዲ ጎጃም እዩ ፍርቂ ገፁ !
@user-eq5mb3nu3q
@user-eq5mb3nu3q 4 жыл бұрын
@@KS-zn8ch ትግራዋይ ንሰብ ሰብ ብምዃኑ ዘኽብር ህዝቢ እምባር ዓሌተኛ ኣይኮነን።
@ethiopiahsjsjsj9507
@ethiopiahsjsjsj9507 4 жыл бұрын
@@user-eq5mb3nu3q ዋይ ህነኡያ ዘይፈዲይስ ወዲ እድጊ
@KS-zn8ch
@KS-zn8ch 4 жыл бұрын
@@user-eq5mb3nu3q ኣነ ዝበልኩ ትግራይ ትበሃል ሃገር ይስሩሑልና እሞ ዋላ እቶም ብሄረብሄረሰብ እንተ ደልዮም ኣብ ሃገረ ትግራይ ብሰላም ይንበሩ እየ ዝብል ዘለኹ ኢትዮጵያ ግን ገደል ትእቶ ኢትዮጵያ ትበሃል ናይ ባራዩ ዓዲ ኣይተስምዑና !
@hayelomhagosby250
@hayelomhagosby250 4 жыл бұрын
wow Memhrey btaemi jigna eti haki haki gelixcayo
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 4 жыл бұрын
መሓሪ ጅግና ናይ መጻኢ መራሒ ኢኻ
@shambelharegeweyny2718
@shambelharegeweyny2718 4 жыл бұрын
ዓድኻ ከይሃነፅካ ዓድማትኻ ምህናፅ ጌጋ ከምዝኾነ እናተፈልጠ....ሓደ ወለዶ ክልተ ሳዕ ጌጋ ክገብር እንተርኢኻስ እንታይ ትብል?
@ethiopiahsjsjsj9507
@ethiopiahsjsjsj9507 4 жыл бұрын
ምብራረ ካብ ስራሁ ኣነ ጌታቸው ዝብሃል ዝናገሮም ኩሎም ምንም መስመሩ ዝስሃተ እዩ ብስሩለ እዚ ሰብ እዚ ልበይ ሀሚመልኩም ዋይ እንኤካ ውርድታም
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 жыл бұрын
ምግንፃልስ ምተገንፀልና እቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፍንፍኔ ዘለው ብኣሽሓት ኣሕዋትናኸ ኸመይ ይግበሩ??????????ተጋሩ መምህር መሓሪ ነዛ ሕቶ መልሲ ምስኣምፃእኹም ካብኡ ንበይንና ምባል ይሕሽ ።ነቲ ተበንጪሩ ዘሎ ህዝብና ከመይ ጌርና ንእክቦ ዝብል መጀመሪያ ?????
@weditigray3513
@weditigray3513 4 жыл бұрын
ንኢትዮጵያ ምድሓን ማለት ንፀላኢትካን ሓራዲትኻን ቐታሊትኻን ዓዲ ምድሓንን ዳግም ክትቐትለካን ክትኣስረካን ካልኣይ ዕድል ምውሃብ ማለት እዩ። ተጋሩ ኣይንዓሹ ካብ ታሪኽ ንመሃር።
@birhanezemichael2678
@birhanezemichael2678 4 жыл бұрын
mehari jgna is one of the key advocates for tigray at this very critical time. we need more important people like mahri and dawit.
@hagoshaile8942
@hagoshaile8942 4 жыл бұрын
ሓው መሓሪ ንሓቅነት ዝተወፈካ ሓው
@arayagared
@arayagared 4 жыл бұрын
ንዚ ናይ ሓሳብካ ብነፃነት ምግላፅ ፉትሕን ስብአዊ መስልልን ካልእን ኢና ቀያሕትን ፀለምትን ዝኸፈልናሉ እዚ ክምዕብል አለዎ :: ደስ ዝብል ቃል ምሕተት መሓሪ ሓውና እውን እስካብ ሕዚ አብ መስመርካ አለኻ ትግራይ ፈረስት አብኡ ርገፅ ::
@embafrashbrhane5037
@embafrashbrhane5037 4 жыл бұрын
ትግራይ ትቅደም
@amanawet5301
@amanawet5301 4 жыл бұрын
tigray i would like to advise you to stand as a nation, don't spend your time to think about the failed nation(Ethio). Mehari yohanse work hard to achieve your dream, i hope to see you as a leader of tigray nation soon. Your lovely brother from Eritrea.
@yoramteddy5407
@yoramteddy5407 4 жыл бұрын
Don’t forget getachw is a political leader he has to address it in the way that he did
@user-ct5wt1hi8p
@user-ct5wt1hi8p 4 жыл бұрын
ዳዊት ድዩ ዝብሃል እቲ ዝጥይቅ ሱቅ ኢሉ ዘይረብህ እዩ እንተ መሃሪ ግን ንፋዕ እዩ ቀፅለሉ
@weyzendroagertefa1178
@weyzendroagertefa1178 4 жыл бұрын
ንስኻኸ ትረብሕ ዲኻ ስርሑ ይሰርሐሎ, ዳዊት ካብቶም አብ ኢትዮጵያ አለው ዝበሃሉ ኾይኑ ብዓለምለኸ ዝፍለጥ ጋዜጠኛ እዩ
@wedihaleka4045
@wedihaleka4045 2 жыл бұрын
Mehari nugus tigray
@weyzendroagertefa1178
@weyzendroagertefa1178 4 жыл бұрын
መራሕቲ ሕውሐት ካብ ጌጋኹም ተማሂርኩም ህዝብኹም አኽብሩ በትሕትና አገልግሉ... ንረብሐ ኢትዮጵያ ዘይኮነስ ንረብሐ ህዝቢ ትግራይ ስርሑ, ብቅንዕና አመሐድሩ በቃ አይተሰልችውና እተዘይኮነ ህዝቢ ትግራይ ክድርብየኩም እዩ!!!
@SH-mu4ci
@SH-mu4ci 4 жыл бұрын
MEHARI IS RIGHT WE MUST WORK FOR TIGERAY ETHIOPIA IS ITS A SECOND CHOICE
@tmeharenna4866
@tmeharenna4866 4 жыл бұрын
As Mahari had said Ethiopia cannot guaranty you your right as free Tigrinya speaking Nationalist
@AS-px4ku
@AS-px4ku 4 жыл бұрын
Mahari, you are amazing keep going Tigray love’s you.
@isayasteages8791
@isayasteages8791 3 жыл бұрын
Btaimi hayal seb intay alo intay ymexi axebiku zfelt Btaimi adnikeka u r smart
@MotnaMotNatsnet
@MotnaMotNatsnet 4 жыл бұрын
ልዕሊ 60 ሽሕ መናእሰይ ንትግራይ ሐርነት ሂወቶም ሰዊኦም፥ ንትግራይ ዓዶም ሐርነት ኢሎም ሂወቶም መስዋእቲ ዝኸፈሉ ነውራማት ዶ ተባሂሎም? ህወሐት እኮ ፊደል "ሐ" አላታ አቶ ጌታቸው ፥ ሐርነት ካብ መዓስ እያ ትርጉማ ቀዪራ?
@tekleyemanegash8739
@tekleyemanegash8739 4 жыл бұрын
ኣቶ መሓሪ ክትዛረብ ዘለካ ብስነስርዓት ኮፍ ኢልካ ተዛረብ ነቲ ጋዜጠኛ ጥራይ ዘይኮነ ንሰማዕቲ ውን ስሕበት ኣይህብን እዩ rspect ይሃልካ ንፉዕ ከለካ ትዕቢት ከይትቅድመካ የቀንየለይ።
@user-gg2lw9bb9f
@user-gg2lw9bb9f 4 жыл бұрын
ክክክክክ እንታይ ኢዩ እዚ ጌታቸው ዚበሃል ሰብኣይ እምበር ከ ትግራዋይ ዲዩ ወላ ኣምሓራይ። እዚ ትግራዋይ ኣይኮነን ኣምሓራይ ኪከዊን ኣለዎ ጌታቻው ዚበሃል ሽም ውን ብቀደሙ ናይ ኣምሓራይ ኢዩ ።
@gebrmeskeldesta1060
@gebrmeskeldesta1060 4 жыл бұрын
tkkl neh gn mndnew yemitfelgew
@mulugetaembaye2151
@mulugetaembaye2151 4 жыл бұрын
The mistake woyane made was when we mess up with Eritreans
@user-rz3rn7km7f
@user-rz3rn7km7f 4 жыл бұрын
Kemzi ka reie ayefeltn kabe hezbi jegna tebae ajka
@genetgrbremichal3942
@genetgrbremichal3942 4 жыл бұрын
Bravo mahari be tikklgna ni zey himamu medahanit midlay👍👍mahari Hero
@ethiopiahsjsjsj9507
@ethiopiahsjsjsj9507 4 жыл бұрын
ብስሩለ እነ ገታቾዉ ቡዝሃት ናይ ህወሃት ኣባል ዝብሃሉ ናይ ዝሃለፍ ሃልፍ እዩ ነገር ግን ሃዝውን ንሶም ካብ በቶኦም ዘይወርዱ ነግር ምብልሻዩ ኣተርፍን በቶም ህወሃት ቀዳሙን ህወሃት ዘሎ ንሃዱሽ ወለዶ ክንድይ ንቁህት ብልህታትን ልህለው ስልታኖም ድብርዮም እንድገና ትግራይ ንከይትልወት ይህምስለዎ እድመን ትእናን ይብካ ምሃሪ ይውሃንስ ከማካ 100.000 ይወለድ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 жыл бұрын
መንግስቲ ትግራይ ዘይተአደነ university ስለዝኸፈቱ ተአዘብ መስተንከር ዝኾኑ ሙሑራት ፈጢራ።
@tmeharenna4866
@tmeharenna4866 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሓር ዮሃንስ ብሉጽ ተንታኒ'ኢኻ ኣይትሓዘይ እምበር ጌታቸው ኣሰፋ ዘሕፍር ሰብ'ዩ። እዞም ኩሎም መእሰያትን ደቂ ሕዝቢ ዝሞትሉ እሞኸኣ በሸሓት ዘሰንከሉሉ ከም 'ጆክ' ገሩ ሱቕ ኢሎም'ዮም ብዝመሰል ኣዘራርባ ናይ ብሓቂ ቻርሊ ብራውን ከብሃል ይግቦ ብሓቂ ተናዝዙ ይቕረታ ኣተዘይሓቲቱ ክሕደት ኣሎ ማለት'ዩ
@kibromkahsay5403
@kibromkahsay5403 4 жыл бұрын
መሓሪ ቐጽለሉ የቐንየልና።
@alemgeze7766
@alemgeze7766 4 жыл бұрын
Ab tigray hedhed tadya wey mehdra werdatat mesti lealewey merihnet hade ayenet nay musuna wey alet group koynom nesedraom nealetom neseb genzeb eyom zemerhu zelewe ente neakemi zeybelu wey degafi zeybelu dekem zebel deka zekone gedidu nab dekenet yeserhu alewe kem isayas entay eyu zebele hezebna wey teweldti adi yetifue ka ab Sina behari yemta yeketlu alewe mes tebhal mendo kidu tefue eluwem eyu elu aserete gezye yezareb nerio gn merihnet tigray ewen teridiueo dyu welas nameresey nealiyetey yetamni eyu zeserh zelo wey yearyu wey nab zezetemna fah kenebla ena seb kab shger kenagef keserhu entadeleyu mesefahfhi bota tesaenu menaesey tigray ab Bari libya Yemen yemtu alweeeeeeer
@tesfabest1344
@tesfabest1344 4 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ናይ ክሪቲክ ፕሮግራም ክቕፅልን ክባራታዕን ክሰፍሕን ክምዕብልን ዘለዎ ኢዩ ቕፅልሉ!! የቐንየልና!!))))))
@amanuealgebere522
@amanuealgebere522 4 жыл бұрын
gazetegna.....you have more negative attitude about TPLF or getachew rega and most of the time you agreed with Mehari 's idea or what mehari says......pleased be neutral
@alemohailemariam6053
@alemohailemariam6053 4 жыл бұрын
እሞ ንገረና እንታይ እዩ መፍቲሒኡ ስቅ ይልካ ሀተው ተው ኮይኑ ዘረባ እቲ ጭቡጥ ነገር አምፅእ ደብረፅዮን እንተመፀ ምፅራፍ ጌታቸው እንተመፀ ምፅራፍ ቲፒኤልኤፍ እንተመፀ ምፅራፍ አነብወገነይ ብዛዕባ አቶ መሐሪ መርገፂኡ አይተረደአንን ሲለዚህ በጃኹም ንህዝቢ ሐደኹኑ አይተዳናጉርና ዐላማኹም ክትበታቱኑና ድልየት ድዩ
@tesfabest1344
@tesfabest1344 4 жыл бұрын
ዳዊት ቀፅሎ!! በርትዑ ጀጋኑ
@kibromalula3274
@kibromalula3274 4 жыл бұрын
anbessa mehari hawina
@asternegasi7594
@asternegasi7594 4 жыл бұрын
tegaru anabs Memhr mehari jigna tebarek Amlak msakum ykun
@mussiegebrezgi3182
@mussiegebrezgi3182 4 жыл бұрын
ብታዕሚ ሓቂ መ/ር መሓሪ ብትክክል ኢልካ ኩሉ ሓቂ ኢልካ ክጥዕሞም ብኢድካ ክሓስሞም ብማንካ ዩ ናይ ሕ ወ ሓ ት ዘይርዱኡካ ኣየኩም ናይና ኢልና ሓቢኢናዮምስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክከዱ ህልም ይበሉ መርገም ናይ ትግራይ ሒዞም ይተዓዘሩ ሌባ ሌባ ተባሂሎም እዮም ሃዲሞም መጺኦም ድሕሪ 27 ዓመት ግልብጥ ግልብጥ ሓንሳብ ሃገር ክንገብር ክንግንጠል ሓንሳብ ኢትዮፕያዉን ኢትዮፕያ ሃገሬ ምንድነዉ ምስጢሩ
@user-br7vl7xl1v
@user-br7vl7xl1v 4 жыл бұрын
ኣታ ሃላይ ኢንታዩ ሽግርካ ምስ ሑዉሓት?
@shambelharegeweyny2718
@shambelharegeweyny2718 4 жыл бұрын
ህወሓት ባ እንታይ 'ዩ ሽግራ ምስ ትግራይ? ኢልካ ዘይትሓትት ካድር!መን ይበልፅ ትግራይ ዶ ህወሓት
@eri-binit6226
@eri-binit6226 4 жыл бұрын
Zeramug Hwahat dea ktgahaf tray eyu zelewa
@genatgenat9946
@genatgenat9946 4 жыл бұрын
ሕዋሕት እብ እንታይ እዬም ካይኖም ህዝብ ትግራይ ፀገም ዘይፈትሑ
@user-br7vl7xl1v
@user-br7vl7xl1v 4 жыл бұрын
መሓሪ ሃላይ ትግራይ ናይ ባሕሪ ኣፍደገ ደይብላ ኢንታኡ ዕይነት ትግራይ ኢኻ ደሊኻ?
@mussieteklay9318
@mussieteklay9318 4 жыл бұрын
Zeramug ኪድ ባሕርኹም ጊመል አስትይሉ!! እንትውሕጠኩም እምበር ክጠቅመኩም አይረናን!!!እንታይ አዲኻ አእትይካ ናይ ታ ሓሶት ዓድኻ ግበር!!!
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 4 жыл бұрын
ባሕሪ ዘለዋ ሃገርከ ኣይናይ ብልፅግና ሪእናላ ?
@user-ij3le9ou4w
@user-ij3le9ou4w 4 жыл бұрын
@@user-ie4hn4br4c 3 amet kab hiji tesebe BAHRI trgum kemzelowo ktfel ertra eko weyanen mesarhtun n Ertra akbibom kregtuwa enkelewu Sala BAHRI znebera ekaya n 20 amet seniha ember kem hasabom dea kemti Meles mesilwo ertra ጥምየት ናይ 2008 እንተ ወጽያታ ብደሕሪኡ ኣይትወድቅንያ ዝበለ ትግራይ ግን ረኣያ 1 ዓመት ኣብ ከበባ ካብ ትኣቱ ዓን ዎጋ ኣስቤዛ ብዕጽፉ ወሲኹ ኣሎ እንድሕሪ ን 20 ዓመት ከምዚ ናትና ኣብ ከበባ እንተ ጸንሕኩም እንታይ. መጋጠመኩም ኔሩ እልካ ትግምት?
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 4 жыл бұрын
ኣታ ደንቆሮ እንስሳ ኣራዊት :ሃላይ ድኣ ንስኻ ኢኻ :ኣፍደገ ባሕሪ ምህላውን ዘይምህላውን እንታይ ክትብል ስለዝደለካ ኢኻ? ባሕሪ እኮ ናይ ንግዲ መመላለሲ ከምኡውን ናይ ባዕሉ ሃብቲ ስለዘለዎ እዩ ::ናይ ባሕሪ ኣፍደገ ክኣ ካብ ጅቡቲ ወይ ክኣ ካብ ኤርትራ ክጥቀሙ ይኽእሉ እዮም ::
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 4 жыл бұрын
መሓሪ ጅግና ናይ መጻኢ መራሒ ኢኻ ::
@sisaygebretsadik5586
@sisaygebretsadik5586 4 жыл бұрын
መሓሪ ጅግና ናይ መጻኢ መራሒ ኢኻ Yes
@weditigray3513
@weditigray3513 4 жыл бұрын
ንመሰል ዓርሰ ውሳነን ንሓርነቱን ንልኣላውነቱን ኢሉ ትግራዋይ ኣንፃር ኢትዮጵያ ተቓሊሱ ልዕሊ 60000 ሂወት ገቢሩ ዘምፅኦ መሰሉስ ሕጂ ትግራይ ሃገር ንግበራ እንተበለ ህዝብናስ ነውረኛ ኢልካ ትፀርፎ? ኣቶ ጌትታቸው ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘለዎ ንዕቐት እዩ ዘርኢ። ሓዚነ!
@askalutesfagaber2281
@askalutesfagaber2281 4 жыл бұрын
ተጋሩ ብመሰረቱ ኣብ ሃዋሁ ኢኹም ትዕንድሩ ዘሎኹም ዝኾነ እትውስንዎ ውሳኔ ሂወት ክህልዎ ተኾይኑ ኣብ ልዕሊ ንህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸምክሞ ህልቂት በደልን ተናሲሕኩም ይቅረታ ሓቲትኩም ንህዝቢ ኤርትራ ክሒስኩም ልዕልና ኣህጉራዊ ሕጊ ኣኽቢርኩም ካብ ሉዑላዊ ኤርትራ መሬት ወጺእኩም ናይ ተጋሩ ሰፈራ ኣብ ልዕላዊ መሬት ኤርትራ ደምሲስኩም ኣንጻር መንነት ታሪኽን ክብርታትን ህዝቢ ኤርትራ እተካይድዎ ዘልኹም ብደልኩም ት ኣሚንኩም ን 100000 ኤርትራውያን ንብረቶም ራሲኹም ብግፍዒ ዝሰጎግኹም ግቡእ ካሕሳ ኪሒስኩም እዩ ሰላምኩምን ድልየትኩምን ውሳኔኹምን ዝወሓስ። ተዘየሎ እቲ ሕጂ ተካይድዎ ዘሎኹም ውግእ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መጨረሽኡ ንጥፍ ኣትኩም ዝዕድም ከም ምኻኒ ኣቀዲምና ንመኽረኩም ኣሎና። ምኸሮ ምኸሮ እንቢ ተበለ ነከራ ይምከሮ።
@hailayabraha2543
@hailayabraha2543 4 жыл бұрын
ንሕና ደጊም ብዛዕባ ኢትዮጵያ ክንሓስብ የብልናን ናይ ህወሓት መራሕቲ ከረሳሱዑና እና ፈተኑ እዮም አብ ዝሓለፈ ዓመታት አብ ልዐሊ ህዝቢ ተግራይ ዝበፅሐ በሰላ አይረሳዕናዮን ተመሊሶም ሽዋ ክኸዱ አነተደሊዮም ይኺዱ ንሕና ድማ ምሰ ባይቶናን ሳልሳይ ወያነን ኮይና ሀገረ ትግራይ ንምስርት ዳዊትን መሓሪን ቀፅልሉ ኩርዓት ተግራይ!!
@eritreaasmara6901
@eritreaasmara6901 4 жыл бұрын
Agame
@eritrawiarha4282
@eritrawiarha4282 4 жыл бұрын
ህውተታ ይኣኽለና እንታይ ዝገበርና ህዝቢ ኢና ብ ንዓና ዘይውክሉ ደናቁር ከማኻ ደኣ መሰሉ መናእሰይ ሓንሳብ ትግንጽሉና ሓንሳብ ተሕብሩና ኣብ ሰድያ ኮፍ ኢልኩም ንስኻ ኮነ ካልኦት ንምስኪን ህዝቢ ትግራይ ኣይትውክሉን
@eritrawiarha4282
@eritrawiarha4282 4 жыл бұрын
@love is a winer spread love ሓደ ካብ ደናቁር ብምዃንካ ኣይተሓዘካን ሻዕብያ ጀጋኑ እዮም ንልእላውነቶም ተቃሊሶም ናህና ዝብልዋ ሃገር ናህና ዝብልዎ ፓስፖርት ኤምባሲ ዝወነኑ መስዋእቶም ትርጉም ዘለዎ። ንስኻን ከማኻ ድኣ መሰሉን ድማ ኣብ መላእ ሜድያ ትግራይ ኤርትራዶ ኣሕዋት ኢና ዶ ክንሓብር ኣለና ወይዶ ወይዶስ ክትብሉ ክትልምኑ ትውዕሉን ትሓድሩን ኣለኹም መዋረድቲ ሕዚ እውን ክትፈልጥ ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን
@megamega673
@megamega673 4 жыл бұрын
His facial expression tho.😂🤣😂🤣😂
@formafireck3833
@formafireck3833 4 жыл бұрын
Dewit jegena Mahari aynet ka betami eya zefetawek ketselulu betami ena nefetawekum menesey tigerey tenkekehu ekum zelkum ab tigerey zelo ney heti betseb gujula geza kenfersa yegeba mereheti hewehet ney tigerey fikir yebelomen ney shewa ebar
@etgm5769
@etgm5769 4 жыл бұрын
ኢትዮጰያ ክትቕፅል ኣይትኽእልን ዝብል ዘሎ መሓሪስ መሓሪ ንነብሱ ነብይ ገይሩ እዩ ዝቖፅር።
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl 4 жыл бұрын
EthioGeezMedia suk bel wedi dikala
@bhbh5322
@bhbh5322 4 жыл бұрын
Chd anta resah medanageri
@bhbh5322
@bhbh5322 4 жыл бұрын
ማሓሪ ጅግና ፅቡቅ ኣጋላልፃ እዩ ኣይዘካ በርትዕ
@abelg4627
@abelg4627 4 жыл бұрын
XULUL 👎👎👎
@user-mp2sj4rc6f
@user-mp2sj4rc6f 4 жыл бұрын
ኣሙሓሩ ህጂ ኣብ ማያ ዝአተወ ኣንጭዋ ከያኖም አለው ሰለ ምንታያ ተጋሩ ጀጋኑ ሰለ ዝኵና አመበረ ከጥፈኡና ተላዓሎም ኔሮም።
@alemabadi9107
@alemabadi9107 4 жыл бұрын
እነ ወሬ ሱሱ ጭብጨባ ትራሱም አምነውት ነበር።
@musiearegay765
@musiearegay765 4 жыл бұрын
Mahari & Dawit busulat deki hzbi GBU ❤
@mohaberhan8731
@mohaberhan8731 4 жыл бұрын
Tebitegna tplf hasewti kulu geze propoganda
@user-dj1fi8sv3k
@user-dj1fi8sv3k 4 жыл бұрын
ኢትየጲያ ዝተባሃል ሃገር ኣየትደልየናይ
@rayatube7547
@rayatube7547 4 жыл бұрын
mn tibelaleh
@user-br7vl7xl1v
@user-br7vl7xl1v 4 жыл бұрын
መሓሪ ጨኒኻ በጃኻ ስቅ በል ሃላይ
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl 4 жыл бұрын
Zeramug resah wedi shermuta
@michielteklezghi3641
@michielteklezghi3641 4 жыл бұрын
አንበሳ ንፉዕ ተንታኒ ኢኻ እሞ ቐጽሎ ቡሱልን ለባምን አጋላልጻ
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 4 жыл бұрын
I’m Eritrea sanef good man
@roozroooz7979
@roozroooz7979 4 жыл бұрын
ማሓሪ የውሃንስ በርትዕ ጀግና
@bornagain1770
@bornagain1770 4 жыл бұрын
እስከ ፈትንዋ ። ተገንጸሉ።
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 4 жыл бұрын
እንታይ ይምልከተካ ህግደፍ መንደፍ ናትካ ግበር
@getawbelku262
@getawbelku262 4 жыл бұрын
I told you several times Queen Sheba gave you the whole Ethiopia but you want village like administration by the way Addis Ababa is for Eritreaiean too because during the time of Emperor and Derge tax’s collected from Eritrea and its ports, oil refinery was sent to build Addis Ababa and the whole Ethiopia road network but you Mehari you still talk narrow ideas while Aby is making you busy talk with your Amhara brother about border issues. Now I see Amhara and Tigre way back of intellectual long term thinking. When church is burned down Tigray do not condemn the act had it been prime Minister Melse he would say this is gangerin let’s cut but you are waiting until they come to Axum. Shame Tigrain politicians
@user-oq6xx8vs1d
@user-oq6xx8vs1d 4 жыл бұрын
ማሓሪ በጠጥ ጀሚርካ አለኻ ትዕቢትካ ሰማይ ዓሪጉ አሎ ትሕት ክትብል ፈትን ።
@haffhaff4931
@haffhaff4931 4 жыл бұрын
መ/ር ማሓሪ ማንጮሎት ኢካ
@teferigebremedhin9969
@teferigebremedhin9969 4 жыл бұрын
መ/ር መሓሪ ፅቡቅ አለካ፤ ህወሓት ብክልስ ሓሳብ እምበር አብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ክትርኢ አይተዓደለትን (ዓይንን እዝንን የብላን)፡፡ ካብ ናይ ህወሓት ሌባ ናይ ብአዴን/ኦሆዴድ ሌባ ይሐሽና አብ ዝብሃለሉ ግዜ፡ ድሌት ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ አምሓራ/ኦሮሞን ሓደ እዩ ክትብል መሕፈሪ እዩ፡፡
@biniamwerede8241
@biniamwerede8241 4 жыл бұрын
ሙህር የለን አንዲኡ ኣብት ትግራይ
@tesfayhawna679
@tesfayhawna679 4 жыл бұрын
ባቃ ብዝዳንት ትግራይ ክትከውን ምርጫይ እዩ ማሓሪ
@wedigafre5467
@wedigafre5467 4 жыл бұрын
ጌታቸው ኣድጊ'ድኣ ኣምሓራይ እንድዩ... ንኽድ ጥራሕ !
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 4 жыл бұрын
መን ኢሉ ኩሎም ናይና እዮም ኣብ ክንዲ ፀርፉ ነቀፌታ ኢና ክነቅርብ ዝግበኣና ክቡር ሓው እንበር ኣቶ ኣለምስ ታይድዮም ዝበሉ ? ግን ከም በዓል መ/ር መሓሪ ዓገብ ዝብል መንእሰይ የድልየና እዩ ።
@benyamasgdom9182
@benyamasgdom9182 4 жыл бұрын
ብእልግና ካብ ቤተሰብካ እዩ፣አጃካ ናቶም😎
@wedigafre5467
@wedigafre5467 4 жыл бұрын
@love is a winer spread love such you guys donkey's only none represent TIGRAY.ባዓል ንሱኹም ኣእዱክ ካድረ ድማ ገና ክንፃረ ኢና።
@arayagared
@arayagared 4 жыл бұрын
Danial Gafre ክብሪ ስብ ፉለጥ ዒዋላ አይትኹን እምነቱ እዩ ገሊፁ አይፀረፈካን ::
@wedigafre5467
@wedigafre5467 4 жыл бұрын
@@benyamasgdom9182 እወ ኣምሓራይ ኣድጊ ከምዝኾነ እናተነገረኒ'የ ዓብየ። ናይ ባሓቂ አእዱግ ከምዝኾንኩም ድማ ምስዓበኹ ኣረጋጊፀ😎
@user-vv9pc4ld7j
@user-vv9pc4ld7j 4 жыл бұрын
እዋይይ ክትሕንጭጭ ኮ መሓሪ
@ntehalaleyehwat2654
@ntehalaleyehwat2654 4 жыл бұрын
Selam msaka ykun hawey hanti rito alatni isa ka ab kulu ngebro ntfetatna iti kendi memzenina thtna isu ka kab kof abahalaka malet ab masmedia ika zeleka kumneger medeb u kulu akawma kof abahlaka kmehaysh zhashe ymesleni kali mhchach tsbuk aykone thankss
@alemabadi9107
@alemabadi9107 4 жыл бұрын
ayi Amara
@eagleeye4914
@eagleeye4914 4 жыл бұрын
ጌታቸው ዝግንፍል ዘሎ ስለምን ታይ ?
@tesfalembirhe5904
@tesfalembirhe5904 4 жыл бұрын
ዋጧት ወረግ ኢልኩም ጌተቾዉ ረዳኣ ዓንጃል
@merhawitewelde3117
@merhawitewelde3117 4 жыл бұрын
Kedemti donakur
@user-br7vl7xl1v
@user-br7vl7xl1v 4 жыл бұрын
አዋይ ተጋሩ ሃላያት ምኻንኩም ሒ ጂ ፡ተረዲ ኡኒ ፡ ኢንድሕር ሑዉሓት ኣዲሳበባ ኸይዳ ኢንታዩ ሽግርካ ብስብስ ዋሒድ
@abrahakhasay4639
@abrahakhasay4639 4 жыл бұрын
Mtserf mfthiey du kaynu gann amrtsiy hasab enthalka aberket gan temhar wey ka anbeb ktefalet
@yrgalemgtr1355
@yrgalemgtr1355 4 жыл бұрын
በዚሕና ይኣክለኩም
@tsehaygebru9680
@tsehaygebru9680 4 жыл бұрын
Mahari to Shem.pecos this .man.techer.or.activist.
@tsehaygebru9680
@tsehaygebru9680 4 жыл бұрын
Olwayes.you.are.when.you.have.postion.you.vere.dictator.person.you.are.arena.ander.caver.aregawi.berhe.wageit.beber..white.dawit Flack.of
@tsehaygebru9680
@tsehaygebru9680 4 жыл бұрын
Haw.you.now..look.meles.look.weyane.vere.strong Way.you.persenale.go.addiss.sbaaba.do.it.enterviw.like.getchw Reds Like.rate.st Home asso
@hagoshaile8942
@hagoshaile8942 4 жыл бұрын
ካብ ሓውካ ትግራዋይ ሰምየን
@berhanebbairu1730
@berhanebbairu1730 4 жыл бұрын
Mahari totally false, one party means one party is a subset of national parties, no, no , no. Just like Bo Soviet Union.
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl 4 жыл бұрын
Adgi
@leilee6960
@leilee6960 4 жыл бұрын
መምህር መሐሪ ብጣዕሚ አየ ዘኽብረካ ብሕልፊ ናይ ፖለቲካኻ አተናትናን ፍልጠትን ግን አብዛ እዚአ ዝገበርካያ እንተሪቪው ግን ሐደ ሐደ ደስ ዘይብሉ ዘረባታት ሽንድው አቢልካ እዚ ሽንድው ምባል ሐዱሽ አይኮነን ኩሉ ግዜ ትገገብሮ ኢኻ ግን ሐደ ነገር ክ ሐተካ መሐሪ ሐወይ ንምንታይ ኢኻ ኩሉ ነገር ናይ ሕዋሕት ነገር ብነገቲቭ ትሪኦ ሐደ ሐደ ዝሰርሁዎ ፁቡቕ ነገር እኳ ንምንታይ ዘይትዛረቦ ኩሉ ግዜ ነጌቲቭ ምስማዕ ናይ ፅልዒ ይመስል እሞ በይዛኻ እቱ ሕዋሓት ዝገበሮቱ ፁቡቕ ነገርው እንትነግረናውን ብዝበልፅ ንኽተለካ ሰለዚ በይዛኻ ኩሉ ነገር ብልሽው እዪ እናበልካ አብ ትዕዝብቲ አይትዕተው ኮነይ መነይ ንኽብረካን ተሰፋ ነገብረካ ሐውና ሙኻንካ ክነግረካ ደስ ይብለኒ።
@user-vv9pc4ld7j
@user-vv9pc4ld7j 4 жыл бұрын
ሓደ ክትፈልጦ ዘለካ ብዛዕባኻ ንስኻ ውን አምሓራይ ተትኸውን ኔርካ ቀንዲ ፋኖ ክትከውን ኔርካ ኢኻ ምኽንያቱ ናይ ባዕልኻ ቋንቋ ጥራሕ ኢኻ ትግደስ
@eri-binit6226
@eri-binit6226 4 жыл бұрын
Miesho Miesho haqu Nay baelu qanqa khasb eyu enber. Nay men dea khasb
@user-vv9pc4ld7j
@user-vv9pc4ld7j 4 жыл бұрын
@@eri-binit6226 እሞ ክግደስ ከሎ ኮ ንኻልኦት ንምንታይ ተገደሱ ክብል የብሉን ብርግፅ ናይ አምሓሮ አታሓሳስባ ልዕልነት ኣነ ውን ብወገነይ ተቃዋሚት የ ናይ ማሓሪ ዓላማ ውን ግልፂ ጌርዋ ሃገረ ትግራ ብቋንቋ ትግርኛ ዝተመስረተት ሀገር ዩ ዝደሊ ንአብነት ንኤርትራውያን ናባና ታሓወሱ ናትና ኢኹም ክብለኩም ከሎ ንትግርኛ ተዛረብቲ ጥራሕ ዩ ምበር ካለአትኩም ከ ወየ ቋንቋ እንዳባኣሰና ምስ ኣምሓሩስ
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 4 жыл бұрын
mechem entay eu zekelalwekum zelo agame ybezih alo bmaakorkum keytigberu tirah teazebti ygberena
@koala10ish
@koala10ish 4 жыл бұрын
ገና ኣጋሜዎች (ወያኔዎች) መንገዶች ዘግተን በርሃብ እንጨርሳቹሃለን። ክክክ
@yosiefgebremeskel5162
@yosiefgebremeskel5162 4 жыл бұрын
ጌታቸው ረዳ ስለ ውልቃዊ እንጀርኡ እምበር ስለ ህዝቢ ትግራይ ኣይሓስብን ክንነቅሓሉ ኣለና እንተ መሓሪ ዮውሃንስን ዳዊት ከበደን ግን ኩርዓትና ኢኹም ቀፅልሉ ኣብጎንኹም ኣለና
@muller6951
@muller6951 4 жыл бұрын
TPLF thugs are going to kill Mehari Yohannes, they do not want smart and intellectual person. The youth in Tigray should fellow Mehari and other young vibrant visionary leaders to independent Tigray from Ethiopia.
@muller6951
@muller6951 4 жыл бұрын
@@Mame ትግራዋይ,ትግራዋይነት You should understand what I am saying Amahara´s slave. Make Tigray free from Ethiopia!! TPLF corrupted elites are going to kill every Tigrayan youth who wants democracy change in Tigray. They will call you , you are Arena, Amharay, PFDJ, will fabricated leies about you to silent you like HGDEF did for Eritreans. If that is not working they will kill you and arrest you for life.
@313_Secret
@313_Secret 4 жыл бұрын
መዓስ ኢኹም ትስልጥኑ፣ ወያነ ኣብ ዘበኑ ብሓሳብ ስለዝተፈለየ ቐቲሉ ኣይፈልጥን፣ ኣይኮነን ሕጂ ዋላ ኣብ በረኻ እውን ቐቲሉ ኣይፈልጥን፣ እዙይ ናትኩም ባህሪ እዩ። ዝቐትል ዝፈርሕ እዩ።
@muller6951
@muller6951 4 жыл бұрын
@ሕንጊዱ ቅሱን they aren’t going to give the youth & their equal opportunity. They are going to push everyone out of the country, there will be exodus like Eritrean youth. Some intellectuals are going to be killed & arrested for life.
@muller6951
@muller6951 4 жыл бұрын
@Mame ትግራዋይ,ትግራዋይነት ኣታማ ሕዚምዚ ሕዚድማ 😂😂😂 መንገደጃ ባርያ ናይ ኤርትራውያን ተረፍ ናይ ሽዋ ናይ ኦሮሞሞሞሞ 😂😂😂 ኣቶዮ ዉዒጊን ከመይማ ንኤካ😂😢 What are you going to do now? Everyone TPLF elites are in Mekele 😂😂😂 begging 🥺 to get support from the Eritreans like they did before. What’s your reaction DR Abbiy arresting TPLF elites? Save your people from get killed by Amhara, Oromia, Afar & Somalia 🇸🇴😂😂😂. ሕጂዶ ይሓይሽ ውይውይ 😂😂
@313_Secret
@313_Secret 4 жыл бұрын
@@muller6951 Noway, your problem begins you under estimate the ppl of tigray. Ppl knows why they fought and sacrified so many young ppl, no one dare to cross that.
@koala10ish
@koala10ish 4 жыл бұрын
የኤርትራ ባሕር ሃይል 35 ኣጋሜዎች ኣሰለጠነ። kzbin.info/www/bejne/maaag2BrdsZoqqM
@SM-lu6ly
@SM-lu6ly 4 жыл бұрын
ይግደፋ: ሞይታ: እያ: ትም: ኢልካ: ጫውጫው: እንተበልካ: ዝስምእካ: ይልን::
@koala10ish
@koala10ish 4 жыл бұрын
@@SM-lu6ly No Navy for Agames! kkk
@dawittesfamariyam8570
@dawittesfamariyam8570 4 жыл бұрын
ተጋሩ ንብስክን ከማን ኣይተድህናኣን ሃሰውቲ
@rayatube7547
@rayatube7547 4 жыл бұрын
እናንተ ውሾች ቅማላሞች ኣማራ ስባል ዳይፐር ዳይፐር ነው ኣይደል የምያደርጋችሁት
@ethiopiahsjsjsj9507
@ethiopiahsjsjsj9507 4 жыл бұрын
አንቺ ዲቃላ ፊሳም ምድረ ዶንቆሮ እፍ ላይ ኣፉሽ ኣትችይም ያህልናሽ ፊርማስ ህደሽ ኣሳትብው ውሽ ለመሆኑ ኣማራ ማለትኮ ምንም የሶው ፊቱር ሞሆናቹ ርስተናችዋል ::
@ethiopiahsjsjsj9507
@ethiopiahsjsjsj9507 4 жыл бұрын
ህልናቹ ክማንም ያነስ ኣማራዎች ኣሁን ድስ ኣላላችውም እንዴ ክክክክክክክ ድጉተር ኣብይ መድሃንት ተገንልቹ ክቸለማ ወድ ብርሃን ለውት ያመትላቹ ሙሴ ብላቹ ስትስይሙ ክክክክክ ውይ እናንተ ማፍርያዎች ድምበራዎች
@rayatube7547
@rayatube7547 4 жыл бұрын
@@ethiopiahsjsjsj9507 Kimalam aydelehum eyalkegn endayhon Tigrew
@amanuealgebere522
@amanuealgebere522 4 жыл бұрын
gazetegna.....you have more negative attitude about TPLF or getachew rega and most of the time you agreed with Mehari 's idea or what mehari says......pleased be neutral
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 8 МЛН
НЫСАНА КОНЦЕРТ 2024
2:26:34
Нысана театры
Рет қаралды 1,5 МЛН
Tigray Media Network ቀንዲ ነጥብታት ጌታቸው ረዳ Jul 30, 2024
46:25
Ethiopia | የኤችአይቪ ኤድስ (HIV/AIDS) በሽታ ምልክቶች እና መፍትሄዎች
17:15
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 8 МЛН