ህሉው ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ኣብ ኤርትራ ዝህልዎ ጽልዋን - ዘተ ምስ ዓብዱራሕማን ሰይድ ቦሃሽም

  Рет қаралды 8,936

RADIO ERENA

RADIO ERENA

Күн бұрын

Пікірлер: 55
@agadi4517
@agadi4517 Ай бұрын
Excellent analysis Mr .Abu Hashim it is unfortunate the Ethiopian ambition to acquisition and access of Somalia port could ignite big regional war ...
@abrahamrussom8960
@abrahamrussom8960 Ай бұрын
You 1000 percent right thank you
@binyamyemane7644
@binyamyemane7644 Ай бұрын
Excllent analysis thanks
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay Ай бұрын
Fantastic analysis! Yes, the main problem in the HORN is Ethiopia indeed! Thank you....
@zeromgebrekidan7610
@zeromgebrekidan7610 Ай бұрын
Very talented person Abu Hashim keep it up
@binyamyemane7644
@binyamyemane7644 Ай бұрын
እቲ ሕማም ካብ ቀደም ካብቶም መስፍንቲ ኣብ ኣበሲና ዝነበሩ እዞም ካብ ኢትዮጲያ ከም ሃገር ድሕሪ ኤርትራ ዝቆመት ዝመጹ ገዛእቲ ብምልኦምን ከምኡውን እዚ ዓብላሊ ናይ ኦርቶዶኩስ ሃይማኖ ኣብ ኢትዮጲያ ዘሎው ገና እቲ ናይቶም መሳፍንቲ ውረር ሓሱው ስረቅ ገና ኣብታ 4 ኪሎ ኣሎ ።
@wedzixc
@wedzixc Ай бұрын
Good job radio Erina
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 Ай бұрын
Thank you so much Clear message 💙💙💙💙💙💙🌿🌿🗝️🌿
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b Ай бұрын
ክቡራት ኣሕዋት ፡ ካብ ዘልዓልኩምዎም ዛዕባታት ፡ ኣብ ሓደ ጋዜጣ ጀርመን ሰፊሩ ዘንበብክዎ ኣብ ሶማሊያ እተፈጸመ ኣዝዩ ወሳኒ ክስተት ኣዘኪሩኒ ። እቲ ኣብ ሶማሊያ ብኣካል ተረኺቡ ጸብጻቡ ዘስፈረ ጋዜጠኛ ፡ " ምሸት ምድሪ ብጸልማት ፡ ኣብ መንገዲ እኩባት ኣንስቲ ወኻዕካዕ እናበላ ዘወር ክብላ ምስ ረኣኹ ፡ እቲ ነጻ ኮይነን ዘይምስግአን ገሪሙንስ ፡ ንዘቕረብኩለን ሕቶ እናተዛነያ ብምቕሉልነት ክምልሻለይ እንከለዋ " ፡ " ሳላ'ዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓትን ምሕደራኡን ፡ እቲ ዚነበረ ዘስካሕክሕ ኵነታት ጸጥታን ዚፍጸም ዚነበረ ዓመጻትን ወንጀላት ፡ ኣምላኽ ይመስገን ነበረያ ነበረ ስለዚኾነ ፡ ይትረፍዶ ከምዚ ተኣኪብናስ ፡ ወላ ንውልቃ ጓለንስተይቲ ለይቲ ብጸልማት ኣብ መገዲ ዝትንክፋ የሎን " ኢለን መሊሸናለይ ይብል ። ኣስዕብ ኣቢሉ ፡ " እንተኾነ ግን ዘሕዝን ኣጋጣሚ ኮይኑ ፡ እዛ ሰላም'ዚኣ ንስርዓታት ኣሜሪካን ኢትዮጵያን ስለዘየቕሰነቶም ፡ ብናይ ስርዓት ኣሜሪካ ተልእኾ ፡ ነቲ ዝነበረ ስርዓት ፡ በቲ ካብ ወጻኢ ሃገራት ተጠራቒሙ ኣብ ናይሮቢ እተቐናበረ ሓዲሽ መንግስቲ ተክእዎ'ሞ ፡ በዚ እተቖጥዑ ሶማላውያን ንዚጀመርዎ ደባይ ኲናት ንምምካት ድማ ፡ ኣብ 2006 ስርዓት ኣሜሪካ ንመለስ ዜናዊ ብዚሃቦ ተልእኾ መሰረት ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ሶማሊያ ካብ ዝኣቱ ንደሓር ፡ ኣብ ታሪኽ ኵነታት ሶማሊያ ዚበኣሰ ሕንፍሽፍሽ ተፈጢሩ ይርከብ " ይብል ።
@abduadem8106
@abduadem8106 Ай бұрын
إثيوبيا ماتقدر تعيشي بدون عدو خارجي او يتفكك كل اقاليم إثيوبيا
@efremsamuel2500
@efremsamuel2500 Ай бұрын
America bizneza teatsewla alekum eritrea ethiopia sumal sudan selam entekoynu america ab egirgir profit teblan abey kitsheto atsiwara
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay Ай бұрын
Any world power can go against the interest of Eritrea only using divisions inside the Eritreans (for example politicians or military, individuals or groups)....
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ባዲመ ኒውጊኢ 1984ሓዊ ተደጉላ።።ኒጀቢሃ 1981ሚሲ ወያነ አፋኒኻ።።።
@abduadem8106
@abduadem8106 Ай бұрын
إثيوبيا ماتقدر تعيش بدون عدو خارجي
@filmontecle4294
@filmontecle4294 Ай бұрын
Journalist hasabtu awdayo tekorso aleka improve it abu hashim xebuk tentane good job
@efremsamuel2500
@efremsamuel2500 Ай бұрын
Aytihawko olz
@netsawalta9078
@netsawalta9078 Ай бұрын
ጋዘጠኛ ብትዕግስቲ ኣወድኣዮ።
@SelamShalom419
@SelamShalom419 Ай бұрын
ክቡር ሓው ሹሻይ እዛ ኣብ መንጎ ምእታው ዘይትገድፋ፣ ሓሳቦም ቆራሪጽካዮ። ንኣብነት ንምንታይ እያ ጅቡቲ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ክትህብ ድልውቲ ኮይና ንዝብል 3ተ ነጥብታት ጀሚሩ 2ተ ጠቒሱ ከይወደአ ኮሊፍካዮ። ስለዝስ መስዚ ኹሉ ልቦናኻ እዛ ምውዳእ ቁሩብ ልመዳ ዝሓወይ። ምስ ናይ ኣኽብሮት። ብዝተረፈ ሰፊሕን ንጹርን ምብህሃል ምስ ክቡር ሓው ዓብዱራሕማን።
@AndayGebreyohannes
@AndayGebreyohannes Ай бұрын
Ata wedi nimintay eka tikolfa zeleka buzuh gizye?
@tesfayetiffo623
@tesfayetiffo623 Ай бұрын
ምስ መለስ ኮይንኩም ስሪቅካ ወሲዲካ ፡ ከይደቀስካ ምህዳር ፡ ክምአሽዋ ተበቲንኩም ምንባር ምትረኩም!
@jemalabdelrehem6637
@jemalabdelrehem6637 Ай бұрын
eritrea should allways be on allert for every possibity that is in wth in the sinario.
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 Ай бұрын
አዚ አቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሽገር ክርኣዮ ዘይከኣለ ብምንታይ መልክአ ናይ ቀረኒ ኣፍርካ ትንተና ይገብር ከምዘሎ ዝርድኦ ኣይመስልን።
@aklilua950
@aklilua950 Ай бұрын
eway tintenaaaaa
@RussomTsegai
@RussomTsegai Ай бұрын
ንኢትዮጵያ ዝሓሊ ስርዓት የለን ወያነ ይኹን ብልጽግና ኣቢ ኣሕመድ ኣብ መሬት ሶማል ወደብ ምድላዩ ብኢትዮጵያ ስለ ዝተገደሰ ኣይኮነን
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 Ай бұрын
ኣንቱም ሰባት ብስደት ዝጸነት ዓዲ አናሃለወት ኣብ ጋል መገዲ ሃለውለው ትብሉ። ንአርትራ አርትራውያን የፍርሱዋ ከምዘለው ብምንታይ ከነረዳኣኩም። አርትራዊ ሃገር ገዲፍ ኣብ ትግራይ ኣብ አትዮፕያ ኣብ ከንያ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ጁባ ኣብ ኣንጎላ ኣብ ኢስራአል ንምንታይ ክምዝነብር ይስቆሮኩም ዶ? አዚ ዓቢ ኣርአስቲ ገዲፍኩም ኣብ ጋል መገዲ ትህውቱቱ። ናይ ብሓቂ ናይ ማአከላይ አርትራዊ ንቅሓት ትሕቲ ዘሮ ምካኑ ዘጠራጥር የለን።ጸርፊ ጥራይ ኢዮም ተማሂሮም።
@jemalabdelrehem6637
@jemalabdelrehem6637 Ай бұрын
in case of war in the region that involves ethiopia dgibouti is trying to avoid any targetting of the center capital so is trying to provide ethiopia tradiing port away from the centre as weapons can inter and bonbing happens where there is weapons received. not any more.
@g.michaeltzerai7764
@g.michaeltzerai7764 Ай бұрын
ሁሉው ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘርእስቱ መደብ ሽግር ናይ ኣራት ኪሎ ናይ ኣቢ ኣሕመድ ጥራሕዩ ምባል ጊደ ዓዲ ሃሎ ኣብቲ ምግዳድ ሽግር ደይምቕራብ ነጸላ ወይ simplistic ትንተና ይመስል።
@efremsamuel2500
@efremsamuel2500 Ай бұрын
Hawna aytehawko bejaka
@Yosef_Selam
@Yosef_Selam Ай бұрын
ሓደ ወዲ ሶማሊላንድ ንሞቓዲሾ ዝድግፍ የለን !
@weldesilasileuntrasibhat5114
@weldesilasileuntrasibhat5114 Ай бұрын
ኣቢ ኣሕመድ ኣሊ 7ይ ክፍሊ ዶክቶር ካባኻ እንታይ ሞ ኪትጽበ ኢያ ኣለምና ኩለንትናኻ ፌክ ዩ ካብ ሓደ ፌክ PM ሞ እንታይ ኪንጽበ ንኽእል እንተ ዛ ኢትዮጵያ ሞ ከምዚ ኣይነት ፌክ ኪመርሓ ሲ ከመይ ኣይነት ውድቕቲ ሃገር ያ ኮይና ማራ ተደንግጽ
@adikeyh7770
@adikeyh7770 Ай бұрын
ንስኻስ ፖሎቲከኛ ዲኻ ክትበሃል ናይ ለማኒት ኢትዮጵያ ተንኮል ተፈሊጥካ ደኣ ንምንታይ ቲ ብልሽውና ዘይብሉ መንግስቲ ኤርትራ ትቋመሮ ኣለኻ::
@sabahaile4297
@sabahaile4297 Ай бұрын
ራድዮ ኤረና ሕቶ ኣዋጺእኩም ኣዳልውሉ ነዚ ሽሻይ ዝበሃል ፡ ናይ ጋዜጠኛ ካረዝማ የብሉ። ንኣቡ ሃሽም ትግራይ ክትብሎ ብዙሕ ፈቲንካ ። ኣከማኻ ዛመስሉ ህግደፍ በደል ኢዩ ፈጺምልኩ ኢዩ። ህግደፍ 20ዓመታት ወያነ ትግራይ እናበል ዘተጻወቶ ጸወታ !!!ኣይወጻልካን ዘሎ ሲሳይ ጌና ርእሲ ኣስርሓዮ
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
Bla bla bla of course weyane tigray zigebrwo yu zidegim zelo
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ Ай бұрын
😂 42:47 ደቒቕ ፣ እዚ ኩሉ ሃተፍተፍ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘለዎ ጽልእን ምኽንያት መንቐዲ ጽልኡን ሕስድናኡን ፡ ኩሉ ሙሉ ታሪኽ ኢትዮጵያ ካብ ግዜ መሳፍንቲ ዝበሎን ።
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
Ni Ethiopian politicians intexele imo intay gega alewo , intay xibuk alewom
@stevebebyene
@stevebebyene Ай бұрын
Somaliland not 😅djublouti😮
@adikeyh7770
@adikeyh7770 Ай бұрын
ኣቱም ከዳዓት ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣኸዳሚትኩም ኣሜሪካ ተሳዒራ ኢያ ኣብ ደገ ኣሪግኩም ክትሞቱ ኢኹም:: ድሕሪ ሕጂ ንኤርትራ ዝትንክፍ የለን ኢትዮጵያ ከኣ ዝኾነ ነገር ክትገብር ዓቅሚ የብላን::
@kokikoki8862
@kokikoki8862 Ай бұрын
አቱም ዓጋመ ን ኤርትራ ናብ ሓምኹሽቲ ቀይርኩማ ርጉማት ህግደፍ።
@adikeyh7770
@adikeyh7770 Ай бұрын
ከዳዓት ውሉድ ወለዶኹም ገጽ ኤርትራ ኣይትሪኡን ኢኹም
@SomariSomari-y1u
@SomariSomari-y1u Ай бұрын
ንስኹም ትገዱ
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 Ай бұрын
ደናቑር ናይ አርትራ ሽግር ኢሳያስን ሰዓብቱን ምካኖም ብከመይ ከነረደኣኩም ንክአል ? ዶብ ክሕንጸጽ ዘይደሊ ኢሳያስ ምካኑ ይስቆሮኩም ዶ
@yemanetesfay0721
@yemanetesfay0721 Ай бұрын
ኣቦ ሃሽም ለባም እዩ ሓንሳብ ግን ሸተት ትብሎ እዩ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ Ай бұрын
😂 ኢትዮጵያ ክርስትያድ ሃገር ስለዝኾነት ክትፈርስ ኣለዋ ኢሉ 42:47
@sabahaile4297
@sabahaile4297 Ай бұрын
ሽሻይ ዝብልካ ጽልኣት ናይ ትግራይ ኣለካ ተጋሩ ወይ ሕውሓት ዝመራሕ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ገጹ ናብ ጅቡቲ ከምዝጥምቲ ጌሩ መንገዲ ባቡር ጌሮምሉ ዓስርተ ግዜ ትግራይ ናይ ምንታይ ኢዩ! ሓደ ክልተ ተጋሩ ተዛሪቦም ጀነራል ላይዝ ኣይትግበር ሕጂ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣለዉ ኤርትራውያን ኣንድነት ዝብሉ ሕጂ ነዚኦም ኢርኻ ህዝቢ ኤርትራ ኣንድነት ይደሊ ማለት ኢዩ። በዚ ኣዛረርባኻ ተጋሩ እትብል ኣብ ኣፍካ ዕንፍሩር ወጺኣትካ ኣላ! መለስ ኮ ባሕሮ ገመል የስቲይሉ ኢልካ ኢዩ።
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
Tigray intay silezigebrkum ina kinfetwekum ? Ahwat ina ilkum dergi aygebero hailesilase 100k hzbina do aysegogkumn . Ab hawi dia itwu imber # hasdat Tegaru ay hager konkum, ay ni Ethiopia hizkum biselam misana serihkum .... biseri xibabkum kulu riikum siinkumo .budatat
@adikeyh7770
@adikeyh7770 Ай бұрын
ትግራዋይ ሓሶት ሃይማኖቱ ኣኸዳሚትካ ኣሜሪካ ተሳዒራ
@adikeyh7770
@adikeyh7770 Ай бұрын
ከዳዓት ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣኸዳሚትኩም ፈረንሳ ካብ ማሊ: ነገርን: ቡርኪ ናፋሶን ተሶጒጋ::
@kokikoki8862
@kokikoki8862 Ай бұрын
​​@@Shigutቀንዲ ጸላዒ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ዓጋመ ኢስያስ እዩ።ንዚ ንምፍላጥ ደቅባት ኤርትራዊ ክትኸውን አለካ።
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
@@kokikoki8862 do ? Halayka dle nefat ,,,,
@luckydad7339
@luckydad7339 Ай бұрын
Journalist I don’t know if you’re real journalist if you invite a guest you need to wait patiently to answer the question. Why do you interject him in the middle of his sentence?? You’re a horrible interviewer you need to learn to be patient with your guest.
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ Ай бұрын
ኢትዮጽያ ተወሪራ እምበር ወሪራ ኣድትፈልጥን ፡ እንተላይ እቶም መሳፍንቲ ኢትዮጵያ ዝበልካዮም ነቶም ተጎንባሕቲ ኣቦታትካ ረስሓት በራዩ የዕራብ ዘሳጎጉ ዘባረሩን እዮም ። ረሳሕ
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
Kab meas dia Ethiopia konka? Tigray hager ya tibilu zeyneberkumn ? Mitrusat zikonu kilil
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ Ай бұрын
😂 እሞ ታሪኽ ኣይትፈልጥን ኢኻ ። እዚ ረሳሕ እንታይ ክብል ከምዝደለየ ኣብ 42:47 ዝበላ ስምዓያ ​@@Shigut
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
@@ሓኔታ-ጸረህግደፍsiagades weldu, Wube Hailemariam 18th Cen, Yohannes IV, Alula Abanega 19th Cen, Hailesilase, Derg , TPLF weyane 20thbCen ....all of them occupied Eritrean territorial claim in different times in History. Ni zeyfelta kemu belo . Guhaf agame
兔子姐姐最终逃走了吗?#小丑#兔子警官#家庭
00:58
小蚂蚁和小宇宙
Рет қаралды 16 МЛН
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,9 МЛН
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 88 МЛН
兔子姐姐最终逃走了吗?#小丑#兔子警官#家庭
00:58
小蚂蚁和小宇宙
Рет қаралды 16 МЛН