ህወሓት ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ ኣልዒ.ላ ተካቲዓ ኣይትፈልጥን፣ ኤርትራ ልዕሊ ትግራይ ፀኒታ ኢያ፡ ካልኦትን ዝምልከት ምስ ዶ/ር ገብረኣብ ባርናባስ

  Рет қаралды 8,388

Cyber power Tigray Media

Cyber power Tigray Media

Күн бұрын

Пікірлер: 162
@GEB301
@GEB301 3 ай бұрын
ትግራይ ብኒ በዓል እዚኦም እናተመርሐት እያ ኣብዚ ሐዚ ዘላትሉ ኣዝዩ መሰከፊ ብርኪ ዝበፅሐት።
@user-dl4dr4nb9t
@user-dl4dr4nb9t 3 ай бұрын
ቃለ-መሕትትኩም መስመር ዝፈለየ ይኹን፣ ሕውስውስ ኣይተብልዎ፣
@naliru6096
@naliru6096 3 ай бұрын
ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ መዝሙር ናይ ተጋሩ ኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝ
@avielavi990
@avielavi990 3 ай бұрын
Brilliant analyst Dr long life Aya 👏 God bless the people of Tigray 🙏
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 3 ай бұрын
የቅንየልና ዶ/ር።
@zerayyohannes2562
@zerayyohannes2562 3 ай бұрын
ትግራይ ዓደይ 😢
@mass-media6445
@mass-media6445 3 ай бұрын
ህወሓት ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ ኣልዒላ ተካቲዓ ኣይትፈልጥን፣ እዚ ጥራይ ዘይኮነስ ህወሓት ካብ መፈለምቱኡ አብ ትግራይ ራኢን ትልምን ብሱሩ አይነበሮን፣ አብ አዲስ አበባ ኮፍ ኢልካ ሃብቲ ምድላብ፣ አብ ስልጣን ዕድሜኻ ምንዋሕን ብሽም ህዝቢ ትግራይ ጌርጋ ንነዊሕ ጊዜ ምሽቃጥ ዝግበር ዝነበረ ሽርሒ እዩ። ከምቲ ዝሓሰቡዎ አይኮኖሎምን ከም ከልቢ ተባሪሮም። እዚአ ኢያ እታ ሓቂ!!
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 ай бұрын
እንቋ ደሓን መፃእካ ዶኩተረይ ወዲ ህዝቢ !!🤝👌✊👏
@haileseged1124
@haileseged1124 3 ай бұрын
እዚ ሰብ ዝኮነ መምህርና ዝነበረ አዘኻኺሩኒ : አብ ደብተሩ ጥራሕ ርእሲ ርእሲ ሒዙ ይመጽእ ይጽሕፍ ይዛረብ ትሕዝትኡን ውሽጡን ትርጉሙን አፈጻጽምኡን እንተሐቲትካዮ መልሱ ጽናሕ ስቅ በል ገለ ገለ ኢሉ ናብ ናይ ባዕሉ ካሊእ ርእሲ ይወስደካ ይጠፍፍእ ። እዚ ሰብ ድማ ጸገም ወድዓዊ ህዝብና ከይዳህሰሰ ከይረአየ አብ ዝማዓበላ ሀገራት ጽሒፉ መጽዩ " ራስ ሳይጠና ጎተና " ይብሉ አምሐሩ !!!!!!!
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 ай бұрын
ዓንደ ኩርናዕን መሰረት ዕብየትን ኢትዮጵያ ዝኮነ ህዝባዊ ወያናይ ቃልስና አዝዩ ዘሐብንን እንኮርዐሉን ምቅላስና ድማ ብወርቂ ቀለም እተፅሓፈ ታሪካዊ ኩርዓትናን ህዝቢ መፍለይናን እዩ እሞ ተሓበን ብወያናይነትካ !!🤝👌✊👏✍️💪✌️
@Maykomola
@Maykomola 3 ай бұрын
Kidmo teqales hasawi kndey gzie knmot elama zeyblu mot kabhji zebet antum deqalu lahasti kalsi ertrea
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 ай бұрын
እዚ ፀማም ክዛረብ እምበር ክፈልጥ ዘይደልን ንህወሓት ምሒር ፅልኢ ዘለዎ ዘይሩ ዘይሩ ከምቶም ኸሰስትን መንፀርፀርትን መርገም ስንቆምን ስሱዓትን መሰልን ግዴታን ዘይርድኦም ሃንጀሮሞታት ሓደ እዩሞ ክመሃሩ ዘይደልዩ ተበለፅቲ ዃኹቶታት ተማሂርና በሃልቲ ግን ድማ ደንቆሮ ሓደ ስለ ዝኮነ ብአሉታ ዝሃጠረ ፀረ ህዝቢ ከዳዕ መደናጋሪ ወዲ ኒዮ ሊብራሊዝም ጊላን ንኸብዱ ዝሓድር ተባዕታይ አንጭዋ እዩ !🤣🤣🤣
@user-of7wt6nw5e
@user-of7wt6nw5e 3 ай бұрын
ድምፂ ፅቡቕ አይስማዕን
@destagggg9435
@destagggg9435 3 ай бұрын
ዘርኣይ ሎምስ ገዲዱካ ዕውር መጎት ኣይትማጎት።ኝኝኝኝኝኝ ኣይትበል ኣወንታዊ ነገር ክዝረብ የብሉን??
@DestaYbrah-tj5kf
@DestaYbrah-tj5kf 3 ай бұрын
Really this amateurish journalistic is very -, becouse doctor is Great nationalist,he had more than whom ever
@mulugetasiyoum6671
@mulugetasiyoum6671 3 ай бұрын
ዘርኣይ ኣፍካ ኣንድብ ስሚዒትካ ተቆፃፀር ጋሻ ዓዲምካ ብኸምዚ ክታተኣናግዶ ኣይግባእን! አቦኻ እዩ መራሒኻ እዩ ዝግባእ ክብሪ ሃቦ!! አጠቃላሊ ወግዕኹም ፅቡቅ እናሃለወ ኣብ መወዳእታ ኣበላሺኻዮ። እዚ ንቀፃሊ ምእራም ፅቡቅ ይመስለኒ❤🙏❤
@gebreslasagidey
@gebreslasagidey 2 ай бұрын
ንባዕልካ ዝጭበጥ ነገር ዘይሓዝካስ ንወለዶ ከትምህሩ ኣቦይ ዓብዪ
@fana-ng3lj
@fana-ng3lj 3 ай бұрын
፦ እቲጠያቂ ሻዕብያ እዩ ዝመስለኒ ከመይ ገይሩ ምስ ኢ ያ የዋዳድራሎ ወይስ ዕውር እዩ? ካሓዲ ጠያቂ እታ ሐዚይ ዝጥየቃ ዘሎ አብ ኤርትራ ትጥየቅ ማለት ድዩ?
@hadushteklehaimanot-mi7fo
@hadushteklehaimanot-mi7fo 3 ай бұрын
"ጎልጎል ራያንሳርትን ብሰንኪ ሕፅረት በጀት እዩ ተዓፅዩ " ሃመይሞ ......ትግራይ ከይትለምዕ እባ ኾነ ተባሂሉ ሓቂ ሓቂ እባ ንዛረብ የይ ።
@hadushteklehaimanot-mi7fo
@hadushteklehaimanot-mi7fo 3 ай бұрын
"ትግራይን ለሚዓ እያከም ሃገራ " ይርአየልኹም ።
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 3 ай бұрын
This guy is he learn journalism 😊😊
@alemdesta4923
@alemdesta4923 3 ай бұрын
እቲ ኣብ 1977/78 ዝተገብረ ናይ መሪሕነት ውድብ ህወሓት ምክፍፋል ፣ ብኣልባኒያዊ ኮሚኒዝም : ዝተማኻነየ ፣ ናይ ስልጣን ህርፋንን ፡ ስሰዐን ፡ ዘመልክት ፡ መፈንቅለ መሪሕነት ውድብ’ምበር ፣ ንረብሓ ብሄረትግራይ ፡ ኣድላይነት ስለዝነበሮ ኣይኮነን!!! እቲ ብ1993 ዝተገብረ ፡ ኽፍፍል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት’ውን ፣ ኣብ ጉዳይ ኣኻይዳን ኣፈፃፅማን : ኹይናት ፡ ኢትዮ-ኤርትራ : ዘተኮረ እዩ ዝነበረ ። ነገርግን ፡ ብትኽክለኛ ግምገማ : ከምዝስኮኑ ዝኣመኑ ፡ በዓል መለስ ዜናዊ ፣ ብሸፈጥ ፡ ናብ ጉዳይ ቦናፓርቲዝምን : ኮራፕሽንን/ክራይኣካብነትን ኣዚሮም : ብምክታዕ ፣ ንደገፍቶምን ኣባላት ውድብን ፡ ብምድንጋር ፣ ዘይግቡእ ደገፍ ንኽረኽቡን ፣ ንተኻታዕቶም ንምርታዕን ተጠቒሞምሉ ። ስለ’ዚ ፡ ደማ እዩ ፣ ጉዳይ ኩይናት ኢትዮ-ኤርትራ ፡ ብግቡእ እንተይተዛዘመ ፡ ዝፀንሐ’ሞ ፣ ዳሕራይ ድማ ፡ ንጥቕዓት ጀኖሳይድ ዘቃልዐና!!! መሪር ዋጋ ድማ ኣኽፊሉና’ሎ!!!!!!!
@user-pf8mi8ke4q
@user-pf8mi8ke4q 3 ай бұрын
ንስኻስ ዶ/ር ብጣዕም ዘሕዝን ዝዓወረ ሰብ ትግራይ ለምዓ ይብል አሎ
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 3 ай бұрын
፡በትሪ ዝቐረዮ ቃለ መሕተት ኣይበሃልን።ርሱን ክትዕ ኣብ መንጎ ጋዜጠኛን ኣቶ እከለን ብምባል ግለፆ።ካልኣይ ኣይትኽለፎን ኣይትሓዋውሶን።
@naliru6096
@naliru6096 3 ай бұрын
እቲ ጸገም ናይ ተጋሩኮ ብኣምሓርኛ እንዳሓሰቡ ስለዝዛረቡን ዝጽሕፉንዩ ሸዋ ከመይ ድዮም ተጋሲሶሞም ዱላ ቀረሽ ንግግር ካብ ዝብል ኣብኣ ኸላ ዝወረደት እያ ንኣብነት ደነገጠ ዝብል ደንጊጹ ተጸጸተ ዝብል ተጸጺቱ የቀረው ካብ ዝብል ዝተረፎ ኣብ ክንዲ ምባል ዝቐረዮ ይመችህ ካብ ዝብል ይሞችውካ ክክክክ ወዘተ ዝተላሕጸጸት ካሴት እዩ ዝጥዕም ትግርኛኹም
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 ай бұрын
እዚ ሓታታይ ካብቶም ፀረ ህወሓት ሓቂ ረጊፅም ሓሶትን ናይ ህወሓት ብዕራይ ወለደ ፀለመ ዘቃልሑ ፍልጦን ዓላማን አልበቦታትን ዃኹቶታትን ሓደ እዩ እሞ አይተሓዘሉ ዶክተረይ !!🤣🤣🤣
@DestaYbrah-tj5kf
@DestaYbrah-tj5kf 3 ай бұрын
Really d,/r you are teach this dormant amateurish journalist, thanks d/r gebreabe Great nationalist,
@alemdesta4923
@alemdesta4923 3 ай бұрын
እምበር’ከ ፡ ኣንታ ሓታታይ ፡ ትግራዋይ ዲኻ? ወይስ ኤርትራዊ?!!! እቲ ትግራዋይ ፡ ኣንፃር ጀኖሳይዳዊ ኹይናትን ወራርን : ዘርአዮ ስምረት ፡ ናይ ፈራሓት ባህረ’ዩ ማለትካስ : እንታይ’ዩ ዘመልክት?!!!!!!!
@freedomismypriority.
@freedomismypriority. 3 ай бұрын
ዘርኣይ ከም ጋዜጠኛ 1. ዘረባኻ ሓፂር ግበሮ 2. ኣብ መንጎ እናእተኻ ዘረበኦም ኣይታቋርፆም። 3. ብገፅኻን ርእስኻን ናይ አካል ምንቅስቃስ እናገበርኻ ናይ መዳመፅቲኻ ምልከታ ኣይተረብሾም። 4. ግን እቶም ዝጥየቁ ስብኣይ እውን ኣብዚ ዕድመኦም ናይ ግለ ሰባት ስም እናልዐሉ ይዝንጥልዎም ነይሮም። እዚይ ጠጠው ከብሉ ነይርዎም። ኣብ ሚድያ ከመዚ ዓይነት ኢንተርቪው ብዓብዪኡ ከምህር ኣይኽእልን። ሰባት እንተሓመቁ ዋላ ንሱ ከምዚ እዩ እከለ ከምዚ ክብል ባየናይ መዐቀኒ ክዛረብ ይኽእል። ይገርም!
@zenebehailu2675
@zenebehailu2675 3 ай бұрын
Zeray cyper power of Tigray I don't think he is a professional journalist. journalists are the light of peoples, so is not the light he is more negative ,his words are more negative. please focus on the constructive idea with respect and if you can read more about journalism
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 3 ай бұрын
ዶ/ር ገብረኣብ ብዙሕን ኩለመዳያዊን ዝኾነ ፍልጠትን ተሞክሮን ዘለዎም ሠብ እዮም። ዶ/ር ናይ ታሪኽ መፅሓፍ እዮም። ልዕሊ ኩሉ ናይ ምዝካር ክእለቶም ዝድነቅ እዩ። ቅድሚ 30ን 40ን ዓመታት ዝተሠርሐ ኩሉ ከይተደናገሩ ይዝክሩ። እዚ ታሪኽ ኣብ መፅሓፍ ንኸሥፍርዎ ተሥፋ እገብር።
@SH-ly7rt2
@SH-ly7rt2 3 ай бұрын
ዘርኣይ ድምጽካ ብዙሕ አይስማዕን ፣ ኣብኩሉ ፕሮግራምካ፣ ኣማሓይሽ😮
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 ай бұрын
ዶር እዚ ፈሊጡ ዝደቀሰ ፀሊም እእምኒ ክማሃር ዘይደሊ ስለ ዘተጋደለ ተፀባይን ፈታዊ ነብስን ንብሽሽቅ እተዓጠቀ ካብዞም ፈሊጠ ባሃሊ ግን ዘይፈልጥን ደንቆሮ እዩሞ አይምጥነካን ካልኣ ግዘ ከይትደግም ምስ እዚ ክብሪ አልቦ መባጨዊ 😂😂😂
@Berekettesfaye05
@Berekettesfaye05 3 ай бұрын
ታይ ዝዓይነቱ ጋዜጠኛ እዩ እዙይከ? እቲ ንሰምዖ ዝዓቕሙስ ፣ ንጋሻኡ ዘየኽብር። እቲ ሜድያውን ስርዓት ድምፂ ቐረፃ ድኹም እዩ። ዶር ኣብ ካልእ ቻነል ተዝቐርቡልና።
@awashmichael
@awashmichael 3 ай бұрын
ኣቀራርባ ሕቶ ፕሮፍሽናል ኣይኮነን:: እቲ መልእክቲ smothly ከይወርድ ኣንቃፉይ ነይሩ: : ወፍ ዘራሽ ሕቶ ጣልቃ ምፀት ውርዝነት ኣይኮነን:: ጋዛጤነት ባህሪ ኣይረኩን:: እንተ ዶር ግን ነመስግን👍
@gualtigrinya8208
@gualtigrinya8208 3 ай бұрын
Sinesrat zigolo Gazetegna gez seb enarea zey hatit kem Kola Manieren zey bilu sorry
@fana-ng3lj
@fana-ng3lj 3 ай бұрын
፦ የርሕካ ከመይንኡ ዝበለ ወዲ ስዲ ዝኾነ አጭበርባሪ እዩ። ውድብ ሰሪቃ አሊልኻ ንመራሕቲ ተፀልም አበይዲኢ ዝነበረ ግስሩጥ ወዲ ግስሩጥ እዪ።
@user-oi4jc4fc2j
@user-oi4jc4fc2j 3 ай бұрын
ብሰንክኩም እዩ ግን ኤርትራ ናይ ሰላም ደሴት እያ
@Alphacentric1
@Alphacentric1 3 ай бұрын
Such rubbish claims emanate out of Tigray enemies. The aged Eritrean tyrant, Aregawi Berhe, Hermela’s mother and Andargachew Tigies all make the same claims. The galant TPLF is the making of the people of Tigray and its sole objective was predicated on the interest of Tigary and Tegarus. There were many shortcomings and strategic mistakes but I would not dare to specify them. Any Tigraway who wants to see Tigray betterment gives priority to reclaim the occupied Tigray territories and resettle back the displaced Tegarus. The notion to try to benefit out of the weaknesses of TPLF by concocting adages or by amplifying the ones we all know helps not the people of Tigray but its enemies. Tegarus must always know many eyes are ossified on them and as the vile HGDF stated, they want to lure some disgruntled Tegarus and use them to disseminate all sorts of propogandas to confuse and divide the people. TPLF leaders should reach out to the capable Tegaru erudites and solicit ideas and policies to better the people. Once circumstances allow, TPLF will respect the will of the people. Until then, forming iron clad unity is the quest of the time. Eternal Glory to our martyrs
@aregaiw
@aregaiw 3 ай бұрын
እዚ ጋዜጠኛ ነዚ ሚዲያ ዘይምጥን፥ ከስተኻኽል ይግባእ እንተዝይኮይኑ ዳግም ክቐርብ ኣይግባእን።
@aleferej7014
@aleferej7014 3 ай бұрын
ኣታ እዛ ዱክትርና ኣብ ትግራይ ከመይ ኢላ እያ ሓሲራ ኩሉ ኣብ ትግራይ ዘሎ ዶክተር ኮብኻቢ ኣድጊ እዩ😁😁😁😁😁😁
@destagggg9435
@destagggg9435 3 ай бұрын
ኣባኹም ማ ዶክተር ኣበይ ክምረት? ሳዋ?????
@luelabay833
@luelabay833 3 ай бұрын
Hasawi eka
@MebreLab
@MebreLab 3 ай бұрын
ኢሃፓ ኢና ኔርና ምስ በሎስ (3:54) እቲ ጋዜጠኛ በቲ ወግዒ ማራ ተሳሒቡ!
@MatiasLegesse-ou4sx
@MatiasLegesse-ou4sx 3 ай бұрын
ዞም ዶክተር አይተማሀሪይ... ዋይ ትግራይ ዓደይ እሊ እዚኦም እላመርሑና ኢና ለውዚ ተዳሪግና....ሐሰማ
@woldegebrielgebregziabher9251
@woldegebrielgebregziabher9251 3 ай бұрын
ቁልዕነት ቅልነት ቀጠምጠም ቁም ነገሩ እዝኒ ሓታታይ ዝወሓዶ ዝርዝር ታሪኽ
@birhanegebre9740
@birhanegebre9740 3 ай бұрын
ሕቶ እቲ ጋዜጠኛ ክሓቶ ዝነበሮ: ንምንታይ ክሳብ ሕጂ እቲ ዝፈሸለ ኣመራርሓ ተሓታትነት ዘይረኸበ?
@yafetmulu
@yafetmulu 3 ай бұрын
the cost of Tekeze is not $4 Billion, it is $ 360 million
@GetahunGebru-n4p
@GetahunGebru-n4p 3 ай бұрын
CWGS was contracted to build the Tekezé Dam. The hydroelectric project was completed in February 2009. Its final cost was $360 million, which was $136 million over budget. The dam was Ethiopia's largest public works project.[2] The dam helped to reduce power shortages as Ethiopia's power demand increases
@user-pz1dw3xc1y
@user-pz1dw3xc1y 3 ай бұрын
ጋዜጠኛ ኮንካስ ድምፅካ ኣይስማዕን ንቀፃሊ ሕሰበሉ ካልኣይ ነገር መስመር ዘይብሉ ቃለ መሕተት እዩ ዝኾን ዘሎ ናነጠርኩም ኢኹም ትዛረቡ ዘለኩም
@kiflaysiyum
@kiflaysiyum 3 ай бұрын
ዘርአይ ሰብአይ እንተኮይንካ ሚድያ ገዲፍካ ናይ ባዕልካ ፓርቲ መስርትካ ህዝብካ ናብቲ ትደልዮ ትግራይ ክትኮኖ ትደልያ አብፀሓያ ህወሓትኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝ ኣይትበል ኩሉ ጊዜ ባይዚድ ዝኮነ ሓሳብ ንህዝብና ዝብትን ሓሳብ ኢካ ኩሉ ጊዜ ተሕልፍ አለካ ተአረም ድምፂ ምድያኩም ድማ ብደንቢ አይስምዓን አስተካክል በጃካ ምስማዕ ልመድ ተዛራቢ ጥራሕ አይትኩን
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 ай бұрын
አታ ደንቆሮ ህዝባዊ ትካላት ሰራሕተኛታት ይቆፅራን ቴክኒኦሎጂ አስፋሕፊሐን ቀረብን አገልግሎትን ክህባን ተወሰክቲ ትካላት ከፍርያን እዩ ተዘራቢ ተባዕታይ አንጭዋ ? ስለዙይ ሳፔር ትግራይ እዚ ጋዜጠኛ ከይኮነስ አብ እንዳ ስዋ ክውዕል ዘለዎ አሉተኛን ሕዱር ፅልኢ ህወሓት ዘለዎ ፀሊም ተዛራቢ እምኒ እዩሞ ስብ ትካል ናይዚ ሚዲያ አወግድዎ ናይ ጋዜጠኛ ስነምግባር ዘየብሉ ብፅልኢ ህወሓት አእምእሮኡ ዝደስከለ እዩ !👺🤬💀👹🤮🤮🤮
@alemzebib1375
@alemzebib1375 3 ай бұрын
እንጣጢዕ ንቆሉ አለና'ዩ ዘረባ ናይዞም ሰብአይ።እቲ አብ ባይታ ዘሎ ዓጸቦ አካይዳ ሕጊ አልቦነት ስርቂ ክትራን ቅትለት ጥሜት ከይተዛረቡስ ብዛዕባ ዘይጭበጥ ሃለውለው ይብሉ።
@tewoldetikuetikue9159
@tewoldetikuetikue9159 3 ай бұрын
ስነ ስርዓት ዘየብሉ ጋዘጤኛ!
@hintsahalfom3342
@hintsahalfom3342 3 ай бұрын
ብደው ዝሞተ ጋዜጠኛ ምሕታት ዘይኽእል ጋዜጠኛ ምኻን ዝደለየ ምምራሕ ዝይኽእል ምምራሕ ምድላይ ከም ደብረፅዮን ማለት እዩ
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 3 ай бұрын
እዞም ኣያና SART ንምታይ ሥርሑ ጠጠው ከምዘበለ ዘቅረብዎ ሓበሬታ ዘእምንን ነቲ እገለ'ዩ ጠጠው ከብል ኣዚዙ እናተባህለ ዝተነገረና ጌጋ ምዃኑ ዘረጋግፅ'ዩ።
@TdaTda-rq5lm
@TdaTda-rq5lm 3 ай бұрын
ኩሎም ጋዜጠኛታት ትግራይ ክመሃርሉ ዝግባእ መድረኽ ይመስለኒ።እንተ ኣነ ግን ጋዜጤኛ ዘርኣይ መራሒ መንገዲ ኢለዮ ኣለኹ
@geezgeez-up9dk
@geezgeez-up9dk 3 ай бұрын
አቦይ ዓጀውጀው።
@tsegaga4353
@tsegaga4353 3 ай бұрын
Hard talk 👍
@teagesabay4209
@teagesabay4209 3 ай бұрын
ቕርሺ ካበይ መፂኡ ተይኾነስ ታይ ረብሓ ዘለዎ ስራሕ ተሰሪሑ ኢልኹም ቁምነገር አውግዑ ዶር ?
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 3 ай бұрын
እቲ ኤርትራ ን30 ዓመታት ዝገበረቶ መሪር ኩይናት ሃገርነት ሥለዘፍረየ ዕዉት'ዩ። ሓራ ምውፃእ ዘይምውፃእ ካልእ ነገር ይመሥለኒ። ዶ/ር ይቅረታ ግበሩለይ ካብ ኩሉ እቲ ዝዓበየ ሃገር ምዃና እዩ ዝመሥለኒ። ሓርነት ተወሣኺን ንኽተምፅኦ ቀሊልን ይመሥለኒ።
@hadushteklehaimanot-mi7fo
@hadushteklehaimanot-mi7fo 3 ай бұрын
ካብታ ቃለ መሕትት ምንም ተምክሮ ኣይረኸብኹላን ።
@abezgiasgedom5895
@abezgiasgedom5895 3 ай бұрын
ኣታ ከመይ ዝበለ ሃላይ ዶክተር ፣አንቢቡ፣ አድሚፁ ፣ ሚድያ ተከታቲሉ ዝፈለጥ ሰብ አይመስልን። በዚ ታራ ፍልጠትን ርእስን አብ ትግራይ ለውጢ ክመፅእ አይኽእልን።
@gebregziabheraregawi7571
@gebregziabheraregawi7571 3 ай бұрын
ተራ ናይ ሰፈር ወግዒ መሲሉ።ካብ ክልቲኣአኩም ዝወሰድክዎ ትምህርቲ የለን።ኣታ ጋዜጠኛ እውን ናይ ጋዜተኛ ስነምግባር የብልካን እንቱም ዶ/ር እውን ብዙሕ ኣይኮንኩምን።
@gebregiorgishagos1143
@gebregiorgishagos1143 3 ай бұрын
እዚ ሰብ'ዚ ካብ ናይ ተራ ካድረ ዓዘር ቆዘር ዝዘለለ ፍልጠት የብሉን ።
@kahsayaregay9856
@kahsayaregay9856 3 ай бұрын
እንታይ እያ እታ ፀላም ዝናር ናይ ጥዕና ፀገም ኣጋጢምዎ ድዩ?
@KIWEYNI71
@KIWEYNI71 3 ай бұрын
He is not journalist he is anti Woyane period He didn’t even listen what he has to say dormant journalist
@semeregebre2835
@semeregebre2835 3 ай бұрын
Cyber power Tigrai ምስ ደ/ር ገብረኣብ ባርናባስ ዝገበረቶ details ቃለመሕተት ካብ elite ወይ ድማ ምሁራን ተጋሩ ዘይሰማዕኹዎ ሃገር ሙዃን ዘይሙዃን ምስ ብሄራዊ ረብሓ depends National Interest ፈትፊቱ እዩ ገሊፅዋ። እዞም ትግራይ ሃገር ክትኮውን ኣለዋ እንዳበሉ ለይትን ቀትሪን ዘጉርዑ ቃለመሕተት ደ/ር ገብረኣብ refer ይግበሩ።
@gebrehiwotn.5946
@gebrehiwotn.5946 3 ай бұрын
ደርጊ ግን ተደምሲሱ ድዩ? መን ዳኣ የጥፈአና ኣሎ? ትግራይ ክልተሻዕ ከሲራ እያ።
@thm-21zh
@thm-21zh 3 ай бұрын
go a head let our peoples know the truth or untrue to give judgemental on what is going on Tigrai regarding the leadership cases. Our wise peoples know well who is who in the political spheres
@user-hf5qh8ci3j
@user-hf5qh8ci3j 3 ай бұрын
ሁሉንም አገራት ፌልድ ስቴትስ ብሉ ጨረስችው
@lanteTV1
@lanteTV1 3 ай бұрын
ብድከት ድኽነታ ዝተፈልጠት ድኻ መደኽደኽ ውዳቕ ሃገርካ 🇪🇷❌ failed state እያ። 😄
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 ай бұрын
ሓታቲ ድዩ እዚ ደንቆሮ ፀሊም እምኒ ወይስ አብዘይፈልጦን ዘይክእሎን ተኸራራኻሪ ?? ናይ ጋዘጠኝነት ሞያን ፍልጠትን መጀመሪያ ፍለጥ ደንቆሮ ፀሊም እምኒ እሞ ዓቅምካ ፍለጥ ምስ ደቂ ህወሓት ክትካታዕ ማንጅሰይ? 🤣🤣🤣🤣
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia 3 ай бұрын
Anta eza Tigray seb yeblan diya!
@NatkaBlae
@NatkaBlae 3 ай бұрын
ዶ/ር መዛርብቲ ዲኩም ሲኢኑኩ ምስዞም ባንዳታት ትዛረቡ
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 3 ай бұрын
ካብያ ምሁሮስ አዕምሮ ዶ በሉ ወለድና፤ እዞም ዶክተር ሸምዳዳይ ተምሀሪ ኦራይት እዬም እምበር ምሕሳብ ዝተኣደሎ ብሱል አዕምሮ አይተኣደሉን፤ ማለትሲ ድህሪ እዚ ውድቐት እዚይስ አቦ ውድቀት ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ወዲ አለማሽ(መለስ) የድንቑ እማድማ ማዕኸል ድንቁርንኡ ዘኾነ አልባንያ ሶሻሊዝም ይኽተል ከምዝነበረ ይነግሩና ።
@zinabuabadi6865
@zinabuabadi6865 3 ай бұрын
Gazetegna zeriay kab smi-et kimerhaka filtet kemerhaka alewo.
@haileseged1124
@haileseged1124 3 ай бұрын
ወድዓዊ ጸገም ትግራይ ታይ እዩ ? ከመይ ኢልና ወዲቅና ? ሐዚ ከ ከመይ አለና ? ታይ ንግበር ? ንምንታይ ሕኹትኹት ንብል አለና ? ጉዳጉዲ ራያ ብገብሩ አስራት ዝተጀመረ ደሐር ተደፊኑ ተሪፉ ?? ተከዘ ቁ/2 ከይተጀመረ ግልገል እስካብ ቀ/6 ተሰሪሑን ተተሊሙን ?? ትግራይ ዝቆራረጸ ሕገ መንግስቲ ከመይ ይኾርዓሉ እየ ኢሉ ?? መለስን ሙሉ ዘርኢ ስብሐት እስካብ ሐዚ ናጎጀሉ ናረአየ ንመለስ ጸሪፎም ብከመይ ጅለታት ክብል ክኢሉ ??? ብጠቅላላ እዚ ሰብ እዚ ብጋዘጠኛ ድልየትን መደብን ድዩ ቀሪቡ ዘሎ ወይስ ንሱን መደቡን ናይ ግሉን ጉጅልኡን መልእኽቲ ከመሐላልፍ እዩ ቀሪቡ ዘሎ ???????????????????
@moseskiplangat5930
@moseskiplangat5930 3 ай бұрын
Very knowledgeable journalist , could not tolerate propaganda & empty bravado of the failed Tplf exceptionality
@amanuelweldemichael2129
@amanuelweldemichael2129 3 ай бұрын
the voice was bad, i couldn't hear you properly, but the dialogue was good.
@user-fl1xo3ut7f
@user-fl1xo3ut7f 3 ай бұрын
Tigiraway ferah diyu tegaruway ? Ayikonen .Zeriay zibehal seb ke ? FERAH
@felegeselsm5969
@felegeselsm5969 3 ай бұрын
እንታይሞ ኮላፍን ስርዓት ዘይብሉን ጠያቓይ ኣበላሺዩልና እምበር ንስኹም ዝበሰለን ዘይንፈልጦን ፍልጠት ኣካፊልኩምና ኢኹም። ናብ በዓል ብራኸ ሾውን ዛራን ኬድኩም ፍልጠትኩም ኣካፍሉና። ሙሉእ ቃለ መሕትት ክሰምዖ ይደልይ እየ ግና እቲ ሓታታይ ዓጻዊ ሸውሃት እዩ።
@searegebrekidan
@searegebrekidan 3 ай бұрын
ውድብ ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ሓደ ክብል ከሎ ከመይ ማለቱ እዩ
@fana-ng3lj
@fana-ng3lj 3 ай бұрын
፦ ወረ ሰብሳቢ ዝኾነ ጠያቂ ንነገሩ አባል ፓርቲ እዩ
@hagosberhe5492
@hagosberhe5492 3 ай бұрын
ኣየ ገብረአብ እቲ ናይ መንእሰይነቱ ሸለውለውስ ኣብ እርጋኑ ኣማሓይሽዎ። እኔኤኻ ሸላዕበጣዕ። ሓዲኡ ወዲእኻንዶ ናብ ኻሊእ ኺድ። እንተ እቲ ናይ 93 ዓም ካልእ ውልቃዊ ጉድኻ ከይወፀካ ስኽ ይሐሸካ። ኣባል እቲ ሰራቂ ጉጅለ ስለዝኾንካ። ዘይተምሃረ ተማሂረ ዝብል ደንበኛ ናይ መለስ ብሂወት ዘሎ ጊይላ ማለት ሓዲኡ እዙይ እዩ።
@meshnet9106
@meshnet9106 3 ай бұрын
Organization is a reflection of its members!
@kidane6417
@kidane6417 3 ай бұрын
Hesadat basnkukum ab kami wadikqna
@awashmichael
@awashmichael 3 ай бұрын
ምዳያም ሙያ ድሑር እይ
@aregaiw
@aregaiw 3 ай бұрын
እቲ ሓቂ ካብ ዶር ገብር ኣብ ባርናባስ ንርከቦ
@tewisaak9248
@tewisaak9248 3 ай бұрын
ትግራዋይ ምኻን ዘሕዝን ኣብ ሽከና ርእሶም ከስዔ ከብዲ ፈጥርሎም፡ብዘይካ ን ከብዶም ካልእ ሓሳብ የብሎምን፡ብዛዕባ ኤርትራ ችውድቅቲ ዶ ኢልካ እዛ ሓሪጭ ትግራይካ።ብላሽ
@aregaiw
@aregaiw 3 ай бұрын
መሕዘኒ ስርዓት ዘየብሉ ጋዜጠኛ።
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 3 ай бұрын
Ezi sbeay nay glawi amlkot lelewo eyu .meles labele ldenkore .bnzi temeriha eya labzi betsihna .wdbawi hin sreatn tethli neyru .amba Genenawi mhdera aybetsehenan
@danaitadam3107
@danaitadam3107 3 ай бұрын
ከዳዕ ጉጅለ ማሌሊት ብህዝቢ ትግራይ ሸቀጥ
@kirosgebretsadkanmeles3075
@kirosgebretsadkanmeles3075 3 ай бұрын
ንፍዕ ጋዜጠኛ ውጥር ኣቢልካዮ ንሱ ብናይ ቀደም ኣመለኻኽታ እዮ ገሊፁ ንዙይ እውን እያ ውድብ ሓዱሽ ኣታሓሳስባ ከይተታኣታቱ ዕንቅፋት ኮይኑዋ ዘሎ ንኹሉ ፈራዲ ግና ህዝቢ እዩ 1:52:13
@abezgiasgedom5895
@abezgiasgedom5895 3 ай бұрын
ዝረብሕን ዝተረደኦን ሰብ አይኮነን።
@MullerH.
@MullerH. 3 ай бұрын
This is how they spend their meetings.
@gebresilassiegidey6579
@gebresilassiegidey6579 3 ай бұрын
ርእስኻ እና ሓዝካን እና ሓኸኽካን ምጥያቕን ምድማፅን ብድስፕሊን ኣንፃር ስሕተት እዩ።
@gebresilassiegidey6579
@gebresilassiegidey6579 3 ай бұрын
ዶ/ር ፅቡቕ መልሲ እዩ ሂቡ።
@SelamAk-mn5pj
@SelamAk-mn5pj 3 ай бұрын
AtA senf melhaskum xbuk gerund awdikkum temahr sle zmederka gigna koxirkay nenbska nayseb ktmneyu kabalem tgray wdkti xbuk temahar
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 3 ай бұрын
እዚ ዶር ኣብ 2000 ዓም ናይ ክ ትግ ጥ ቢ ሓላፊ ናይ ቢሮ መኪና ንግሉ ተጠቒሙ ተባሂሉ ዝሕመ ዝነበረ ጦልቃም እዩ። ሐዚ ጨዋ መሲሉ ዝወራዘ። አቱም ናይ 1960ታት ሙሁራትና በሃልቲ ተጋሩ ታሪኽ ዓድኹም ታሪኽ አክሱም ከይፈለጥኩም ማርክስባ ፡ ሌኒንባ ማኦ ዓዘርቆዞር ናበልኩም ዎለዶ ዘፅነትኩም ብታሪኽ ተሓተቲ እኹም።
@moseskiplangat5930
@moseskiplangat5930 3 ай бұрын
He want the journalist to echo his propaganda
@fana-ng3lj
@fana-ng3lj 3 ай бұрын
፦ ዶ /ር ገብርአብ ሓደ ግስሩጥ እዩ እኮ ዝጥይቀካ ዘሎ እዚ ወዲ ሕማቅ ድሑሩን ዓቅሚ ዘይብሉ ሓሳዊ እዪ እዚ ወዲ እዚ እቲ ናይ 17 ዓመት ቃልሲ ዘቃልል ብመስዋእቲ ዝመፀ ምዃኑ አናሽው ዝነብር ሓደ ሃዳሚ እዩ። እቲ ቃለምልል አቋርፅኻዮ ትኸይድ ነይር ካ ደኩተር። እቲ ዝስረቃ ዘለዋ ዝሰርቀወን ዘሐው ትጋሩን አሕዋትና እዮም እነስተኻኽሎም ደማ ባዕልና ኢና። እዚይ እናፈለጠ እዩ ዓጀውጀው እናበለ ዝጥይቀካ ዘሎ። ከምዚኦም ዝበሉ ድስፕሊን ዘይብሎም ጠየቅቲ ዘወር በል እዮም ክብሃሉ ዘለዎም ዒዋላ ዒዋላ እዩ።
@alemzebib1375
@alemzebib1375 3 ай бұрын
ሓሰናን ማሌሊት ሾውስ ሃገራዊ ረብሓ አለወን ክትብል አይትሓንኽን ባዕላ ማሌሊት ዝዓሰበተን መናፍሕ ጉጅለ ማሌሊት'ዬን።ሰብአይ ተኾንካ ብዛዕባ አብዚ ውድቀት ንህዝቢ ትግራይ ዘውደቀቶ ጉጅለ ማሌሊት ዘይተዛረብካስ ብዛዕባ ቆሎ ጥጥቆ ትዛረብ።
@Gahdi-ig6hb
@Gahdi-ig6hb 3 ай бұрын
ደ/ገብረአብ ሓሶት ዝዓሰሎ ቃለመሕተት ናይማን ንወለዶ ዘምህር ድዩ?ብወገነይ እቲ ዘሕልፎ ዘሎ ሓሶትን ንወለዶ አየምህርን።
@michaelgebregziabiher5553
@michaelgebregziabiher5553 3 ай бұрын
Is this normal to give non sense speech in tigray?
ቅሰን ዘበለ ሓድሸ ዓመት ይግበረልና
1:08:34
Cyber power Tigray Media
Рет қаралды 347
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 36 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,3 МЛН
ፕረዝደነት ጌታቸዉ ረዳ ምሰ ቴወድሮሰ ዝገበሮ ዘተ
1:31:13
ዳህሳስ ሚዲያትና!!
2:08:19
Zelenayo Show
Рет қаралды 1,8 М.