Hagerey TV ቃል ዮሴፍ ገ/ሂወት J-Studio ኣብ ዋዕላ ብ/ን/ዱ ጀርመን

  Рет қаралды 5,678

HAGEREY TV ሃገረይ TV

HAGEREY TV ሃገረይ TV

Күн бұрын

#Hagereytv #EritreanNews

Пікірлер: 50
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 2 ай бұрын
ጆሲ ኬፍ ኣለዎ ጆክ ዉስኽ የብለላ ኢዩ👍Kkkk
@0mohammed703
@0mohammed703 2 ай бұрын
Tigray tisEer!
@ሳራጓልራያ
@ሳራጓልራያ 2 ай бұрын
ጆሲ ለባም፣ተባዕ፣በሊሕ መናእሰይ ተቓላሳይ ራኢኻ ተሳኺዑ ፍረ ፃማኹም የርኢኹም ብሓቂ አዝየ ዘድንቖ ሰብ
@diborakingofkings3234
@diborakingofkings3234 2 ай бұрын
ጆሲ ጅግና ጽቡቕ መልእኽቲ!
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 2 ай бұрын
Thank you 🙏🏿 clear message 💙💙💙💙💙💙 Blue movement 🗝️
@biki201
@biki201 2 ай бұрын
Ata resah weldo wedi gebrehiwet hadgu kab sebaya nhaftu ztewelde
@jerosalem2022
@jerosalem2022 2 ай бұрын
ጆሲ ጅግና ዘብሄረ ትግርኛ❤❤❤❤
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 2 ай бұрын
Josi the Great Person well sead that!!✌✌💙💙
@blessed5653
@blessed5653 2 ай бұрын
am starting to believe 'Awrajawnet' is happening, but it would be good if you worked for something better
@akiyor3615
@akiyor3615 2 ай бұрын
ኣርእስቲ ናይ ዋዕላኩም ብደረጃ ኤይሮጳ ኢዩ ዝብል ነይሩ ብከመይ ደኣ በርገድ ንሓመዱ ጀርመን ክበሃል ተካኢሉ።
@geneteymedia8864
@geneteymedia8864 2 ай бұрын
Joci jigna ♥️
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 2 ай бұрын
ኤሪትራውያን ወነንቲ መድያታት ደለይቲ ደሞክራስን ፍትሕን ኣብ ክንዲ ኣብ ኣውራጅነትን ወገንን ተሞርኪሶም ነዚኣቶም ኣይትቕረቡዎም ንየው በሉዎም እከለ ከምዚ ኢዩ እከለ ከምዚ ኢሉ ወይ ኢላ እንዳበሉ ኣብዘይ ጉዳዮም እንዳኣተዉ ንሰባት እንዳሓመዩ ብቓላት ከላኽዑ ዝውዕሉ ካብ ኩሉ ናጻ ኮይኖም ብዘይ ፍልልይ እዚ ቃልሲ ንኽዕወት ብተገዳስነትን ብትብዓትን ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ዝጥርንፍን ዝሓቁፍን ሃናጺ ዝኾነ ሓሳብን ምኽርን ኢዮም ክህቡን ከቕርቡን ዝግቦኦም :: ንውልቀ ረብሓኻ ወይ ጥቕምኻ ገንዘብ ንኽትእክብ ኢልካ ደላይ ፍትሒ መሲልካ ቁምነገር ዘይብሉ ቪድዮታት ካብዝን ካብትን ቆራሪጽካ ሓደ ሳዓትን ፈረቓን ዝወስድ ወይ ክንዩኡ ግዜ ዝወስድ ቪድዮ ሰሪሕካ ንደቂ ሃገር ከተላኽዕ ምውዓል ቁቡል ኣይኮነን ክተርፍ ኣለዎ :: እቶም ከምኡ ትገብሩ ነዚ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ንደሞክራስን ፍትሕን ንንግድኩም (For your own business ) ኣይትጠቐሙሉ :: ተቓለስቲ ኮይንኩም ብቕንዕና ተቓለሱ ወይ ድማ ኣብኡ ዘፍለጠ ገንዘብ ኢዩ ዝግድሰና ኢልኩም ኣግሂድኩም ቪድዮታት እንዳርኣኹም ገንዘብኩም ትገብሩ ግን ካብዚ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ኢድኩምን እግርኹምን ትእኩቡ :: ንገንዘብኩም ክትብሉ በለካ ለኻዓካ እንዳበልኩም ንሰባት ኣይተቃያይሙ ኣይተራሓሕቑ :: እንተክኢልኩም ንሰላምን ፍቕርን ጎስጉሱ :: ኣብ ቃልሲ ዘቃራርቡ እምበር ዘራሓሕቑ ሰባት ኣየድልዩን ኢዮም :: ክተት ስመር መክት ክትዕወት :: ከይከተትካ ከይሰመርካ ከይመከትካ ዓወት የለን ::
@komi-kl9ry
@komi-kl9ry 2 ай бұрын
Ane hanti mealti zeyrsa Amanil ab kalemehttu yosyef joy studio hgdef u kbl semieyo abti gzie btami tselieyo neyre hiji endaberehaley emex alo josi btami senf seb eka
@mossest.giorgis9589
@mossest.giorgis9589 2 ай бұрын
Yes Josi. Meninetka mikbar aletinet akonen. Beal metkel
@henoschannel8820
@henoschannel8820 2 ай бұрын
Bitsmi xbuk meglexi Josi jigna.
@alexkahsay3997
@alexkahsay3997 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
@raheltesfamichel399
@raheltesfamichel399 2 ай бұрын
Tekkel Josi
@WediTigrigna
@WediTigrigna 2 ай бұрын
ትግርኛ ትግርኛ ምዃኑ ኣሚና ክንከይድ ኣለና ።
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 2 ай бұрын
ትኽክል ኢልካ ኣለኻ ጆሲ፡ ኩሉኹም እኳ እንተዘይበልኩ፡ ዩቱበራት ወነንቲ ማሕበራዊ ሚድያታት፡ ንስኻትኩም ትድብይዎም ቃላትን፡ ንስኻትኩም፡ ትጓጥይዎ ኣካይዳን፡ ንክንደይሰብ ይሽልብብ ኣሎ ይመስለካ።
@fenkilghebreyesus8499
@fenkilghebreyesus8499 2 ай бұрын
❤❤❤
@danielkidane3572
@danielkidane3572 2 ай бұрын
ንጹር ራኢ ዘይብሎም ኣብ ቅድሚት ስለዘለዉ እዩ እዚ ኩሉ ኮለል። እዚ ብዓሌትን ኣውራጃን ምጉስጓስ ቀንዲ ሽግርና እዩ።
@DanielOkbazgi
@DanielOkbazgi 2 ай бұрын
ንብራዋሕድ፡ጃሱስ ህወሓት ምዃንካ፡መርትዖ ኣሎ፡፡j ስትድዮ፡
@tomorrowisgift7723
@tomorrowisgift7723 2 ай бұрын
Anchewa
@SabuTedi-dl6du
@SabuTedi-dl6du 2 ай бұрын
Josi jigna esmart man
@tesfalemgebretnsae7503
@tesfalemgebretnsae7503 2 ай бұрын
ጆሲ ባዓል ዕብይ ራኢ❤
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 2 ай бұрын
ወፍሪ ሰላም ዘይመጹ ኢልካ ጥቅሚ ጎዲልካ ሃለወለዉ ዝበልካዮ. ንዉሽጥኻ ዘርኢ ኢዩ.
@saze1177
@saze1177 2 ай бұрын
Poor speech
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 2 ай бұрын
ደቂ ሰረየ ብሩኽት እዚ ውኻርያ ኢዩ ተጠንቐቑ እዚ ሕብዕ ተልእኾ ዘለዉ ሰብ ኢዩ። ኣግእዚያን፣ መንነት ሕጂ ከኣ ኣውራጃዊ ናት ኣብ ጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፍልልያት ህዝቢ ኤርትራ ዝነበረ ኢዩ። ኩሉ ኤርትራዊ ምስትውዓል የድሊ ኣሎ።
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
Nmdiae ay telagb xegam nskan betasbkan ekum mealtkum texbu ktwegh eu
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 2 ай бұрын
Kab awraja nexa kun ilka ikua aytkewinin iya lomis awrajawi koyninkas seb zeymiblai
@SamsomSemere
@SamsomSemere 2 ай бұрын
ኢንዚኦም ረሳሓት ብረብሖኦም ክጻወቱልካ ኢኮ ክልተ ሞት ኢዩ
@elsatewolde3652
@elsatewolde3652 2 ай бұрын
ንሕና ሰራዊት ትግራይ (TDF) ኢና። ትግራይ ትስዕር እዩ ጭርሖና። ሰራዊት ኤርትራ ክሰዓር ኣለዎ። ብኣካልን ስምዒትን ተጋሩ ኢና። ኤርትራውያን ከይትእከቡ። ስምና ኣእዱግ ንሓመዶም እዩ
@matiwostumzghi9770
@matiwostumzghi9770 2 ай бұрын
ዓይነታ እንታይ ኮይና ኣውራጃ ሰራየ ትንጸል ኣላ ብኣውራጃ? ብዙሕ ሰብ ዓገብ ይብለኩም ኣሎ።ሕጂ ንጠቅሚ መን ኢኹም ካብቶም ናይ መድያ ሰባት ኣትሒዝኩም ኣብ ጸቢብነት ኣቲኹም።
@ghebreyesushaile680
@ghebreyesushaile680 2 ай бұрын
ኩሎም ቦሎኽ ቦሎኽ ኢሎም።
@BerakiKidane
@BerakiKidane 2 ай бұрын
ጆሲ ትብዓቱ ኪፍ ህበኒ
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
OTI fahla hlmaka eu xbuk zey tmne zarti zelka seb eka
@mkbrom
@mkbrom 2 ай бұрын
ብመጀመርያ፣ንስካ ካብ አውራጃውነት ንጻህ።
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
Hewka du xelaina tblo zelaka zgerm eu
@mube9591
@mube9591 2 ай бұрын
ንኩሉ ብሄራት ዘየሳትፍ ቃልሲ ክዕወት ኣይክእልን'ዩ ።
@alembrhane4488
@alembrhane4488 2 ай бұрын
Mo men kelkilukum, seb wetitu do kab gezakum kemexeakum u
@akiyor3615
@akiyor3615 2 ай бұрын
ዓይነታ ሓሪፍ ኣብ ዝሓገካ ሓጊካስ ብ ኣውራጃ ምትፍናን ምስ ኮነስ ካብ ዝጸናሕካዮ ጎድጋድ ወጺካ ዝገርም😂
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 2 ай бұрын
ኤእ ኣይፋልካን ዝሓወይ/ሓውተይ። ቅድሚ ክልተ ወርሒ ኣቢሉ ዘጥፍኦ ምኽንያት ውን ገሊጹ፡ ተቐልቂሉና ወሪሑ ኢዩ። ብዘይቃልዓለም ከኣ ኣዚዪ ሚዛናዊ ሰብ ሚዛናዊ ኣርቲስት፡ ኣብ ከባቢኡ ዝነበሩ ኣርቲስትታት ሸርደፍ ክብሉ ኣብ መትከሉ ዘትከለ ሰብ። ሰውድ ዓይነታ።
@akiyor3615
@akiyor3615 2 ай бұрын
@@asefawasmeromtekli8017 ስለምንታይ ደኣ ኣብ ናይ ኢንግላንድ ዘይ ከደ?
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 ай бұрын
ይጽበያ ዩ ኔሩ መስለኒ ሓቂ ዘይሓዘ ሰብ ኣብ ኢንግላንድ ዝነበረ ኣኼባ ዘይከድካስ ናብ ጀርመን ክክክክክ ናይ ደቂ ዓድና ጉዳማት ዮም ኣነስ ካኣ ክፈትዎ መዓት የ ንዓይነታ።
@akiyor3615
@akiyor3615 2 ай бұрын
@@gabigunners8073 ክገርመካ ኣነ ውን ብዙሕ ኢየ ዝድንቆ ነይረ ብፍላይ ክሓትት ከሎ ዘይ ወግርናዊ ኮይኑ ኢዩ ዝሓትት ብከምዚ ከኣ የፍንቆ የ ግና ኣብታ ናይ ጸበብቲ ኣርዑት ኣቲዩዋ😍
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 2 ай бұрын
ራኢ ዘብሉ ሰብ ራኢ እሉ ክዛረብ ከሎ እዚ ቃልሲ እሎም ዝገልጽዎ ዘለዉ ማዕረ ክንደይ ከም ዝጠፈሸ ምኳኑ ዘርኢ እዩ ፡ እቲ ዝገም ነዚ ቃልሲ ሓደ ጸረ ዝኮነ ሰብ እዚ ሰብ እዩ ። ሕጂ ድማ ኣብ ኣብ ወረዳ ወሪዶም ዝገደደ ኣፍሪሶሞ ።
@arayakidane2102
@arayakidane2102 2 ай бұрын
Yesyef hqar naytu kab uk zsegoguka chibti aleni kekrbo eye zbelkayo daa abey alo
@alexkahsay3997
@alexkahsay3997 2 ай бұрын
Qalsna hgi mftar eu,bhgi knebr eu,kabuo etom xebebti alietawuyan bota yeblomn!
@yonathannegase
@yonathannegase 2 ай бұрын
እዚ ናትካ ራኢ ትብሎ እንተሊኻ ራኢ ዝበሃል የለን። ንስኻ ራኢ ኣለካ ኣይብልን እየ። ራኢ ዘለዎ ሰብ ኮረሻ ወያነ ኣይውጣሕን እዩ። ራኢ ዘለዎ ናይ ዩትዩብ ሰናቲም ክኣሪ ኢሉ ኣይሕሱን ሰብ ኣየጋግን እዩ። ራኢ ዘለዎ ሰብ ከምዚ ንስኻ ንሕና ተጋሩ ኢና ኣይብልን እዩ። ንስኻ ንዓይ ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ከተንውሕ ዝካኣለካ ዝገበርካ ኢኻ። ብተውሳኺ ውን ስቓይ ህዝቢ ትግራይ ዘናዋሕካ ሰብ ኢኻ። እዚ ትዛረቦ ዘለኻ ሕጂ ዝብኢ ቆርበት በጊዕ ተኸዲንካ ጥዑይ ሰላማዊ ክትመስል ትፍትን ኣለኻ። ግዲ የብልካን ኩሉ ዝገበርካዮ ዝተዛረብካዮ ይኹን ዝጸሓፍካዮ ስኑድ ምዝጉብ እዩ።
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
Nska zfetrkaio hgrna hrgoxgon bsnkka weslata eka telako nay hewka aleka denguna Kay teradanka
She's very CREATIVE💡💦 #camping #survival #bushcraft #outdoors #lifehack
00:26
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 36 МЛН
The selfish The Joker was taught a lesson by Officer Rabbit. #funny #supersiblings
00:12
Funny superhero siblings
Рет қаралды 11 МЛН
Hagerey TV ዝርርብ ምስ ዮሴፍ ገ/ሂወት J-Studio
1:50:57
HAGEREY TV ሃገረይ TV
Рет қаралды 17 М.
ቅድሚ ሕዚ ዘይተሰምዐ ቃል ወዲ ዜናዊ
8:13
Rara Media - ራራ ሚድያ
Рет қаралды 76 М.
Poem by Ayneta Mihreteab 'gdefu'  እዋናዊ ግጥሚ "ግደፉዎ እዚ ህዝቢ"
14:42