# ኣብ ገዛና ኣጥፊኦም ኣብ ገዘኦም የብርህዋ።ንብዓት ፈለው ንምንታይ? ዘስሕቕን ዘሕዝንን ፃንሒት ምስ ህፃን ኣክስማዊት ፈለው።

  Рет қаралды 102,418

Lwa Tube

Lwa Tube

4 ай бұрын

share..like..subscribe ብምግባር ቤተሰብና ይኹኑ መደባትና ይከታተሉ።

Пікірлер: 896
@Seni732
@Seni732 3 ай бұрын
ህፃን ሳራ ስዑድ ዓረብ ዝነበረት ዓዲ ዝኣተወት ብዙሕ ፈታዊ ዘለዋ ትቅረበልና ትብሉ like ግበሩ ጋል ዓደይ እያ ብቀረባ ይፈልጣ እየ 🎉🎉🎉ብዝተረፈ ደስ ዝብል መደብ ይቀፅል
@gunatimes9121
@gunatimes9121 3 ай бұрын
Adrashea abeyance u wey slki
@alutigraweti6819
@alutigraweti6819 3 ай бұрын
እሞ ለይንፈለጣ ታይ ትናገር
@Fryat691
@Fryat691 3 ай бұрын
ኣብ ገርዓልታ እያ ትነብር ምሉእ ኣድራሻ ብዉሽጢ ሓወይ
@tggaltewahdo
@tggaltewahdo 3 ай бұрын
እወ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ኣነ ለ ኣብዚ እየ ዝፈልጣ ትግራወይቲ ድያ እም?
@Seni732
@Seni732 3 ай бұрын
@@tggaltewahdo ewe ትግራወይቲ እያ ጋል ገርዓልታ
@samerhaa7965
@samerhaa7965 3 ай бұрын
ፅቡቅ እዩ ቀፅለሉ ግን ኣብቲ ተቅርቦ መደብ እቶም ህፃውንቲ መንፈሳዊ ነገር ተተዘውትረሎም ደስ ይብሉ ካብ ድረፎ ዘምሮ ተተብሎም ናተይ ሓሳብ ትድግፊ ላይክ 😊❤
@Sameera-fk3ho
@Sameera-fk3ho 3 ай бұрын
ብሓቂ
@TrehsGelase
@TrehsGelase 3 ай бұрын
ብሓቂ ❤
@haftumenberu9667
@haftumenberu9667 3 ай бұрын
በላሕ ህፃንአክስማዊት አቦይስለዘየለ ዘብል ቃ ልብዝትንክፍ ቃላትእዮም 😭😭😭😭😭
@Kanal0809
@Kanal0809 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@hanit726
@hanit726 3 ай бұрын
አሕ ምግዳል አይገደፈልናን😭ማዓረይ ዕድመ ይሃብኪ አጆኪ ከዓ❤
@robir0ket489
@robir0ket489 3 ай бұрын
ስጋ ማርያም ከብደይ ገማጢላቶ እዛ ቆልዓ😢ኣምላክ ኣቦይ ነዞም ህጻናት ክትብል ሰላም ኣውርደልና
@user-gr2qw4tt8z
@user-gr2qw4tt8z 3 ай бұрын
Amen❤
@FthawitNamn
@FthawitNamn 3 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤
@leteyletey3923
@leteyletey3923 3 ай бұрын
አሜን😭😭😭
@user-tn9yu7pv3b
@user-tn9yu7pv3b 3 ай бұрын
ስጋ ኣማርያም ኣይብሃልን 😢
@user-dn2ve5no2v
@user-dn2ve5no2v 6 күн бұрын
Amen 😢😢😢
@mneeram5273
@mneeram5273 3 ай бұрын
ማርያምን ከም ለሚ ተሰሚዒኒ ኣይፈልጥን ዋይ ምቅርቲ ነቢዓ ኣኒ ቢዓትኒ ዕድምን ጤና ይሃብኪ ሓላለይ 😢😢
@Samri16
@Samri16 3 ай бұрын
እፉፉፉፉፉ ነቢዓ ኣንቢዓትኒ ማዓረይ😢😢😢😢😢
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 3 ай бұрын
ብሓቂ ነቢዓ ተንብዐካ😢
@xoxo6191
@xoxo6191 3 ай бұрын
ቀፅሉሉ ዳኒ ብጣዕሚ ደስዝብል እዩ
@user-pp3tq6co4p
@user-pp3tq6co4p 3 ай бұрын
😢😢😢 ነዊሕ ዕድመ ይሃብኪ, ነደኺ ክንዲ ሽሕ ኩንላ ምቅርቲ. ኣጆኺ ኣምላኽ ምሳኺ'ዩ.
@user-bd1ou9cl9t
@user-bd1ou9cl9t 3 ай бұрын
ምዓረይ በዚ ኩንያት እዚ ክንደይ ተስፋ ዝነበሮም ህፃና ሃስዩልና 😢
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d 3 ай бұрын
ምቅርተይ መጨረሽኡ ኣንቢዓትኒ😢
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie 3 ай бұрын
😢😢😢በክያ ኣብክያትና ዓሕ ምቅርተይ ሉኡል ግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ggdhdbfhamenamenamen6583
@ggdhdbfhamenamenamen6583 3 ай бұрын
ዳኒ ሓወይ ንተይ ትገቡረ ዘለካ አምላክ ያሓግዝካ ኣክስማዊት እወን እግዛብሄር ባዕሉ ይእብኪ ❤❤
@asteryeadwalj627
@asteryeadwalj627 3 ай бұрын
ልእሎም ብጣዕሚ ዝፈትወካ ሓወይ ማዓረይ ስለ እትገብሮ ኩሉ ብጣዕሚ ጎቦዝ ቀፅለሉ🙏
@gix9374
@gix9374 3 ай бұрын
እፍፍፍፍ ኣብ መወዳእታ ግን ዘይሓሰብክሉ ነቢዓ ኣንቢዓትኒ እህ ዘይበሊ ስቃይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-kz3ov3ju4w
@user-kz3ov3ju4w 3 ай бұрын
ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ፈጣሪ ነብዓ ኣንብዓትኒ😢😢 ንዞን ካምዝኣ ዝበሉ ደክታማት ከየስታመስሉ ተተባብዕዎም ኣጆኩም ኣለና ክንደ ኣቦ ክንዲ ኣደኩም ትብልዎም ዘለኩም ካዓ ዓስብኩም ካብ ልዑል ፍጣሪ ክትረክብዎ እኩም ❤
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 3 ай бұрын
ኣጆኪ ህፃነይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤😢😢
@slam4790
@slam4790 3 ай бұрын
ዓበይቲ ከይኮነናስ ህፃውንቲ ቆሉዕ እውን ኣብ ውሽጥኩም ቆስሊ ፀይርኩም ትጋዓዙ ኣለኩም ልበይ ነኪእክኒ😢😢ልሎመይ ጅግና ሓባሲ ንባዓት የቀንየልና ከሙዘይ ገይሩኩም ልቦም ምልስ ኣቡልልና ህፃውንቲ ተጎዲኦም እዮም ኣክክክ😢😢
@user-dj1ge7in9z
@user-dj1ge7in9z Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ህፃን በላሕ ቆልዓ እግዚአቤሄር የበርትዒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-hy4yk8iq8j
@user-hy4yk8iq8j 3 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ ነቢዓ ኣንብዓትኒ 😭😭😭😭😭😭ኣጆኺ ምዓረይ
@hamelmalkahsay1535
@hamelmalkahsay1535 3 ай бұрын
ያዕብኺ ልዑል ኃያል ጎይታና መድሐኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ ወልደ ማርያም ድንግል መዓረይ
@gual70enderta17
@gual70enderta17 3 ай бұрын
ናይና ታሪክ ተደጊሙ ብለይ ኣቦ ምዕባይ ከቢድ እዩ 💔💔💔😭😭😭 ኣዮኺ ምቅርተይ ኣብ ዓብይ ደረጃ የብፅሕኺ ❤💛❤🙏
@user-fn7vd5lx8d
@user-fn7vd5lx8d 3 ай бұрын
ዉይ ቃደማኺ ነቢዓ ኣንቢዓትኒ 😢😢❤
@user-mn4wv9km9t
@user-mn4wv9km9t 3 ай бұрын
ጸላኢኪ ይንባዕ ዝሓፍተይ መዓረይ ብሓቂ ከብደይ በሊዓትኒ አአአአአፍፍፍፍፍፍ
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ቀፅለሉ ፅቡቅ ስራሕ❤ አትሐፅርው እፍ ወለላይ 😢😢
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 3 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@menkemegziabihar8699
@menkemegziabihar8699 3 ай бұрын
እፍፍፍ ዓኽኽኽኽኽ ምስ ወፁ እባ ዘይተመለስ ኣሕዋተና ዓኽኽኽ ነብዓ ተንብዐካ እፍፍፍ ኣጀኪ ምቅርተይ
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
ኣየ እወ ክንደይ እባ😢ብዘይ ወላዲ ብዘይጠዋሪ ተሪፎም ኩናት የጥፈአልና😢🙏
@titinotitino2910
@titinotitino2910 3 ай бұрын
አሜን 😢
@user-ln2oh2fd2f
@user-ln2oh2fd2f 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መዓረይ ነቢዕኪ ኣንቢዕክኒ ዝያዳይ ኣጆኪ❤❤❤.
@Tsrhadesta
@Tsrhadesta 3 ай бұрын
ፅሪቲ ማዓረይ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 3 ай бұрын
የዕቢኺ ዛጓለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ምቅርተይ 🥰🥰🥰🥰🥰
@aasaas7284
@aasaas7284 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ኣብኽያትኒ ቖልዓዶ ኣይኾነትንእያ ህያበይ ብዛዕባ ኣቦኣ ይዛረባሎስ ሸረብረብ ንብዓትህፃን ቖልዓ ብሓደግዜ ኣብስሚዒት ኣትያ ምቑፅፃር ኣብዩኒ😢😢😢😢😢😢😢
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r 3 ай бұрын
ከብደይ በሊዓትኒ 😢😢ማዓረይ አጆኪ መፃእኪ ብሩህ እዩ🌅🥰🥰🥰
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 3 ай бұрын
ማዓረይ ነቢዓ እምበር ኣንቢዓትና እፍ😢😢😢😢😢
@Geeztube21
@Geeztube21 3 ай бұрын
ብጣዓሚ ፅቡቅ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ካብ ኩሉ ትግራይ ለለው ህፃናት አምፅእወም❤😢
@ngatngat2286
@ngatngat2286 3 ай бұрын
ዛናተይ
@Geeztube21
@Geeztube21 3 ай бұрын
@@ngatngat2286 ♥♥♥
@user-ot2vb9im1h
@user-ot2vb9im1h Ай бұрын
እህህህህህህህ ነቢዓ ተንብዐካ ኣክስማዉተይ
@user-lh8xc7bz7n
@user-lh8xc7bz7n 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ነገር እዩ ቀፅለሉ
@dgvh7060
@dgvh7060 3 ай бұрын
ዋይ ምቅርተይ ፀላኢኪ ልቡ ይሰበር ዘጋለይ 😢 ዳኑየይ ለባም ቀፅለሉ❤❤
@asteryeadwalj627
@asteryeadwalj627 3 ай бұрын
ኣቦ ማለት እኮ😭 ኣጆኪ ምቅርተይ ዓሕ 💔
@user-qm3yv6ds8r
@user-qm3yv6ds8r 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ፅሪቲ❤❤❤
@YoDaha
@YoDaha 2 ай бұрын
😢 ውይ ፅሪተይ ኣብክያትኒ ኡፍ ኣምላክ የዕቢኪ ዛሓፍተይ ንቅሕቲ ኦኦምርኣ❤
@SalamaSewa
@SalamaSewa 3 ай бұрын
ከብደይ በሊዓትኒ😢😢😢😢
@brhaneye9521
@brhaneye9521 3 ай бұрын
ዝጠዓሞስ ይፈልጦዩ ስቃይኪ 😢 ኣክሱማዊተይ ዕድመ ይሃብኪ 😍🙏❤
@kffgetrr5571
@kffgetrr5571 3 ай бұрын
በላሕ ቆልዓ ፈጣሪ የዕቢኪ ኣብ ፁቡቅ ደረጃ የብፅሕኪ❤
@onething_2024
@onething_2024 3 ай бұрын
ዚ መደብ ኣዝዩ ወሳኒ እዩ...ብፍላይ ኣብ ዕቤት ህጻውንቲ ኣዝዩ ጠቓሚ ስለዝኾነ ኣበርቲዕኻ ቀጽለሉ❤
@hdhud9018
@hdhud9018 3 ай бұрын
ኣበይ ማአረይ ደክትምና🖤 አጀኪ ማአረይ😭
@afewerkikeshi9943
@afewerkikeshi9943 3 ай бұрын
እዚ መደብ ህፃናት ብጣዕሚ ደስ ይብል ። ቀፅለሉ ፡ እዚ ኲናት ካብ ዓበይቲ ሓሊፍ ቅልዑትና ስነ ልቦናኦም ሃስይዎም እዩ ብሓጎስ ክድበሱ ኣለዎም ።እቲ ንብዓታ ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ
@user-bh4nd7tc3z
@user-bh4nd7tc3z 3 ай бұрын
ተጋርዋይ ማዓረይይ😢😢😢❤️❤️❤️🧡🧡🧡🧡💛💛💛
@selamwegahta21
@selamwegahta21 3 ай бұрын
ኡፍፍ ነቢዓ ኣንቢዓትና መዓረይ ፈጣሪ የዕቢኪ ኣኩሱማዊተይ❤
@goasd5760
@goasd5760 3 ай бұрын
ልሎም ገቦዝ ቀፅለሉ ጅግና ፅቡቅ ስራሕ እዩ❤❤❤
@JjJj-qh2wd
@JjJj-qh2wd 3 ай бұрын
ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤
@TsritiHaftu
@TsritiHaftu 3 ай бұрын
ኣብ ቲክቶክ ሪኡ ዝመፀ ላይክ😊
@KalayGebreslase-fl8xu
@KalayGebreslase-fl8xu 3 ай бұрын
ብሓቂ ንፍዕቲ ነቢዓ ኣንቢዓትኒ ኣጆኺ
@LiliAregawi
@LiliAregawi 3 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርታይ የዕብኪ ❤❤❤ ከምዚኦም ዝበሉ ቆልዑ ኣምፅእልና❤❤
@mizan206
@mizan206 3 ай бұрын
ክፅበዮ ዝፀናሕኩ መደብ💚
@SdDd-bk7xq
@SdDd-bk7xq 3 ай бұрын
ቀፅሎ ዳኒ
@meere3323
@meere3323 3 ай бұрын
ኣጀኪ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@SamsungA-xe4sq
@SamsungA-xe4sq 3 ай бұрын
ኣፍፍፍ ማዓረይ 😢😢❤❤🎉
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r 3 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ነብዓ አንብዓትን ምቅርተይ አጆኺ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
እንቋዕ ሰላም መፃእኩም ኣክሱማዊተይ የዕብኪ ዛጓለይ❤🙏
@richochewa1640
@richochewa1640 3 ай бұрын
Wel-come Axumawit Smart ❤❤❤❤❤❤❤
@Aksum881
@Aksum881 3 ай бұрын
ምቅርተይ ኣምላኽ የዕብኺ❤😢😢
@user-qm8pr5uw7w
@user-qm8pr5uw7w Ай бұрын
አፋፋፋፋ ነቢዓ አንቢዓትኒ የኔ ማር😢😢😢😢😢
@Taemetube-bo5xo
@Taemetube-bo5xo 3 ай бұрын
ዳኒ ዓብዪ ሰብ ቀፅለሉ ❤❤❤
@berhanalami806
@berhanalami806 3 ай бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤ ❤❤❤❤❤
@user-hw1zn9jx6i
@user-hw1zn9jx6i 3 ай бұрын
ቃደማኪ ምቃለይ ነብዕኪ አንብዕክኒ😭😭
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 3 ай бұрын
ኣሕሕሕ😢😢በሰላ ተሪፍዎም ኣብ ልቦም ህፃውንቲ ቆልዑ እህህ ኣጆኺ😢😢😢😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ብጣዓሚ ፅብቅ መደብ እዩ ❤❤ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ ማዓረይ ንታሓባበር ከይትሓልፉኒ ደምሩኒ😢❤❤
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w 3 ай бұрын
ኣክሰማዊተይ ፅሪተይ አብ መጨርሰቱኡ ኣንበዓትኒ ኣቦ 😢💔 አብ ፅቡቅ ደረጃ ይብፀሕኪ የዕቢኪ ምቅርተይ❤
@AzeAxum
@AzeAxum 3 ай бұрын
ኣይትጥፋኣና🎉❤
@TitiTiti-vq3fk
@TitiTiti-vq3fk 4 күн бұрын
አሰይዕድመን ጥዕናን ይሃብለይ ፈጣሪ አሰይዕድመንጥዕናንይሃብለይፈጣሪ ❤❤
@brhanmauz6065
@brhanmauz6065 3 ай бұрын
ፅሪቲ ዘከነተ ቆለዓ ኣጀኪ ኣይ ዘዋገእ ኡዙይ😥ክንደይ ህፅዋንቲ እም ልቢም ዘይትተንከፉ ኡይም እና መምህርይ ለ ቅፅለሉ❤
@user-pz8cb3vy4w
@user-pz8cb3vy4w 3 ай бұрын
😢😢😢nay bhaki edmen tinan yhabekum Fetari 🙏🙏🙏Dani hawey qexluw ❤❤❤❤❤
@user-ss5ml4zo6o
@user-ss5ml4zo6o 3 ай бұрын
ኣጆኪ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 😢😢😢
@user-rj5ez1hy2m
@user-rj5ez1hy2m 3 ай бұрын
አየኺ ዛጋለይ ነቢዕኪ እካ አንቢዕክኒ ብቅፅበት ሰሓቃ ናብ ንብዓት ተቀይሩ ኩናት ክፉእ በሰላ ገዲፉለና
@adug-nj3gp
@adug-nj3gp 3 ай бұрын
የኔ ቆንጅ❤❤❤❤❤❤
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 3 ай бұрын
ምቅርቲ❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ🙏🙏🙏
@rahwa141
@rahwa141 3 ай бұрын
Ajoki shikorina ❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 3 ай бұрын
Good show Daniel continue your show please
@Tigraweyti612
@Tigraweyti612 3 ай бұрын
ኣባይኪ ምቅርተይ 😢 ተጋሩ ንብሃልስ ዝዓበናን ዝንኣስናን ውሽጥና ቆሲሉ ኣኽ ክኸፍእ ዝሓለፈ ግዜ ንነብሮሎም ዝነብርልናን ስድራና ስኢና ኣርተፍሻል ኑሮ ኾይኑ ናብራና 😭
@merrytsigab5505
@merrytsigab5505 3 ай бұрын
😢😢🥺ajona
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 3 ай бұрын
😢😭
@bege8567
@bege8567 3 ай бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኽ እዛጓለ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 3 ай бұрын
ኣቦ እኮ ኣጆኺ ማዓረይ ከብደይ በሊዓትኒ😢❤
@ssrr969
@ssrr969 Ай бұрын
አጀኪ ውይ ከብድካ ክትበልዕ 😢😢😢ዕድመ ይሃብኪ ❤
@zedigidey-qm8xu
@zedigidey-qm8xu 3 ай бұрын
እሰይ ምቅርቲ የዕቢኪ በክያ ኣብክያትኒ😢❤❤❤
@user-ns9ks4pk2d
@user-ns9ks4pk2d 3 ай бұрын
ኣሰይ ዛጋለይ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብኪ🙏🙏🙏
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 ай бұрын
ዲኑየይ ቀፀለል ዝሓወይ ብጣዕሚ ደሰ ዝበሊ መደብ እዩ።
@user-il9xi9hf2o
@user-il9xi9hf2o 3 ай бұрын
እበተዋይ😢💔
@dfhf8186
@dfhf8186 3 ай бұрын
ምቅርትይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብክ ፈጣሪ ኣምላክ ማዓረይ😢😢😢💕🙏💕
@user-of7dy7hs3t
@user-of7dy7hs3t 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢ኣይይይይይ ኻብደይ በላዓትን 😢😢😢😢😢😢
@solomentsegay4788
@solomentsegay4788 3 ай бұрын
Betami kaftom zeftwom seb hade eika neay bro ketslelu kytekaretso ❤❤
@EradaErada-cs9jy
@EradaErada-cs9jy 3 ай бұрын
እፍፍፍፍ ናባዒካ ይንባዕ ምቅረይ❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 3 ай бұрын
ምቅርቲ ፍጥረት😢😢😢❤❤❤❤
@user-tf2mx2ro6t
@user-tf2mx2ro6t 3 ай бұрын
ናሰሓቅኩ ደስ ኢሉኒ ናረአኽዋስ አጋ መጨረሻ አብኪኽኒ
@freweyenimehari5460
@freweyenimehari5460 3 ай бұрын
Ashe Ashe Ashe Arimoshish jeganona 💪 💪 💪 💪 💪 💪 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@KirosAndom-jh6qn
@KirosAndom-jh6qn 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እያ ተሐዝን ኣንቢዓትኒ😢😢😢😢😢😢
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 3 ай бұрын
ፅሪቲ ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን የሃብኪ❤
@user-fw6bz8sq3v
@user-fw6bz8sq3v 3 ай бұрын
እፉፉፉፉፉ ህያበይ ኣጆክ😢😢😢
@user-nc4fh6jo7j
@user-nc4fh6jo7j 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🎉🎉🎉
@user-ln4vg6bp8o
@user-ln4vg6bp8o 3 ай бұрын
ማዓረይ ነብዓ ኣንብዓትን😢❤
@alefumekele3184
@alefumekele3184 3 ай бұрын
ዋይይይ ክንደይይ በሰላ እባ ሓዲጉልና 😢😢😢😢አባይኪ ይንባዕ ማዓረይ
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 9 МЛН
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 10 МЛН
ኣብ ቀረባ እዋን ብሓዱሽ ስራሕ ተፀበዩኒ! ቲክቶኸር ኤሞን ፌክ
30:27
HARAMBEE SHOW WITH MULE | ሓራምቤ ሾው ምስ ሙሌ
Рет қаралды 7 М.
"ካብ ማቻ ድሬዳዋ - ናብ ፈታኒ ገድሊ ትግራይ!"
30:45
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 16 М.
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 9 МЛН