KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
#ዴስኣ ጥቓ #ዓፋር ሞት ልዕሊ መሬት ኢልዮ ይቕሬታ ነቲ ቓሉ ኸማኡ ኾይኑ ረኺበዮ
27:58
ስብ ዝፈንፈነና ሰባት ኢና ከይትቐርቡና ዞም ደቀይ ጋለይ መርዓት እያ ነይራ 6ተ ዓመት እይ ሓዚለያ
31:19
How Many Balloons To Make A Store Fly?
00:22
Deadpool family by Tsuriki Show
00:12
☝️☝️☝️МАЛЫШ-СИЛАЧ 14 лет притворился НОВИЧКОМ | Школьник сделал то, чего не смог качок
00:50
Миллионер | 3 - серия
36:09
#እንዳቦይ
Рет қаралды 61,476
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 41 М.
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Күн бұрын
Пікірлер: 377
@smerhsoso7490
6 ай бұрын
ኣይ ታዓዲልኩም ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦይ ፅቡቅ ስራሕ ክሰርሕ ደገፉኒ 😢😢😢
@Shwati308
6 ай бұрын
ፀግሸይ ብከመይ ክገልፀካ ማርያም ኣክሱም ብዝከድካዮ ብዝኣተካዮ ትከተልካ ትከተልኩም ዞምሓተይይይ😢😢😢
@ፃፀ
4 ай бұрын
አንታ ሓጥየት አብ ተጋሩ አትዩ አሎ ወሊድካስ ከምዘይ ወለድካ ፈጣሪ ልቦና ይሃበና
@ኢማንይመር
6 ай бұрын
ፍቅር ሰላም ለአማራ እና ትግራይ❤ሁሉ ነገር ልብይሰብራል❤
@samsamsun367
6 ай бұрын
አሚን🙏💞 ያሳዝናሉ የጎሮቤት ልጅ ነው እንደራሳቸው ሲጠብቁ ሩህሩህ ህዝብ😢💔 የእናቴ አክስት ናት ያሳደገች ከእናቴ አብልጬ ነው ምወዳት በልተን የጠገብ አይመስላት ተኝተን ምንነሳ አይመስላት ❤ትግራይን ማያት እንደ እማ 💎ነው እንዳትጨነቅ ጦርነት እንደነበረ አልነገርናትም ሰው ሲመጣ በጥንቃቄ ቲቪ ቁርአን ብቻ ምን ከፍትላት ከሰማች ትጎዳብናለች ብለን
@M2Meriem
5 ай бұрын
😢❤
@M2Meriem
5 ай бұрын
@@samsamsun367❤❤🎉
@kindeyaberhe
6 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ምሥ ኩሎም መሣርሕትኻን ተሓባርትኻን እግዚኣብሄር ጎይታ ድኻምኩም ይርኣየልኩም።
@netsanettdf9263
6 ай бұрын
ተዓዲልኹም እግዝኣብሄርኹም ዝመረቐኩም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ❤️🙏መግለፂ ቃል የብለይን ስራሕኹም ልዕሊ ቃላት እዩ ❤️🙏🙏🙏
@edenge-ge9tm
6 ай бұрын
አቱም ንኡሳት አሕዋተይ ነዚ ሕማቕ ዘበን እዙይ ሐሊፍኩም ዘበን ተማሕይሹ ዕድመ ሂቡ ታይ ከምዝነበረ ትትርኹሉ እዋን የምፅአልኩም። ፈጣሪ ይባርኩም
@ShahadSaad-lh4fs
5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😢😢
@GiorgisFshaye
6 ай бұрын
መምህር ጉልበትካ ሓጺን ዉልድካ ን ዓለም ይምልእዋ ኪዳንካ ከም ኣብርሃም /ሳራይ አንጀራኻ ዘይዉዳእ ይሃብካ ወላዲት ኣምላኽ ወትሩ የዒንታ ካባኻ ኣይፈለያ ኣሰይ ደስ ኢሉኒ
@arielasgedom3242
6 ай бұрын
Amen Amen Amen
@abebahabte8469
6 ай бұрын
እግዚአብሐር , ይወዳችሇል❤ እናንተ የምትሰጡ የተመረጣችሁ ናችሁ 🙏❤ በረከታችሁ ይደርብን አሜን፫ ቤተሰቦቼ , እናንተንም እግዚአብሔር ጽናቱን እና ብርታቱን ይሰጣችሁ ❤🙏❤
@felegbelay888
6 ай бұрын
ኣምላኽ የሓግዝኩም ብርክኹም የጽነዓዮ ብውላድኩም ተሓጎሱ።
@ssyy4032
6 ай бұрын
ተባረኹ ዞምሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ
@degneshkidanu355
6 ай бұрын
ዓስብካ አብ ሂወት መፅሓፍ ሕፅሓፈልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህርና ፅቡቅ መርአያና ብጉልበትን ብገንዘብን ዝትሕግዙ በረከተ ስጋ በረከተ ነብሲ ይግበረልኩም አምላክ
@yoditsahle2046
6 ай бұрын
ፈጣሪ ሰላም የዉርድ ተጋሩዋኒ ንሰላም ዘምሩ ነዞም መሳኪን ረአዩ ተንኮል ክትአልሙ ጥሜትን ዕርቃንን በሉ እስኪ ፈጣሪ ይታዓረቀኩም እዞም ወለዲ ጸሎቶም የስማአልና ነብሶም ሐጺብኩም ጽሩይ ዝኸደንኩሞም ጽሩይ ማሙቅ ሒወት ይሐብኩም ከማሑም ይብዝሑ ተጋሩዋኒ ንሰላም ዘምሩ ፈጣሪ እዚዩ ዝደሊ
@amitdesta4439
6 ай бұрын
18:22 18:24 አምላክ እድመን ጢኢናን ሃብካ ተባረክ መ ምሕር ፀጋይ
@ganoush3003
4 ай бұрын
ብዝወፀ ይተከአልኩም ወገናተይ መ ም ፀጋይ መድህናኣለም አፍሱሱ ይሃብካ ንእሰነትካ የምንካ ብሓቂ ተባረክ
@ጓልሃገረሰብ-ዀ6ኘ
6 ай бұрын
ንዝሃብክም እግዚኣብሔር ይሃብክም❤❤
@swswiy9610
6 ай бұрын
እግዚአብሔር ሓይልኩም ሓይሊ ሓፂን ይግበሮ ነቶም ተውፅእ የሕዋትና ብዝወፀ ይተከአልኩም ብጣዓሚ ዘሐጎስን ዘቅንእን ስራሕ እዩ በርቱዑ እግዚአብሔር ያሓግዝኩም ኣሕዋተይ❤
@tesgeg6055
6 ай бұрын
አምላክ አቦይ ምሕረት ይውረደልኩም አታ ክንደይ ይጫክና ዘን ዝተረፍ ውላዶም ጨካናት
@azmeraamen6989
6 ай бұрын
እግዚኡብሔረ አምላክ ዕድመን ጥዕና ያሃብኩም❤
@merrymerry9926
6 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሓወይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓስቢ ሰማይ ይሃብካ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአልካ ፈጣሪ ከምዚኣ ጌረ ሰብ እንዳረዳእኩ እንተዘሕልፎ ዕድመይ እንታይ ኔርዎ ኣብ ፀሎትኩም ዘክሩኒ ንንሓዋሩ ኣምላክ ረዲኡኒ ከምዚ ክገብር እየ ዝምነ ትምኒትኪ የስምረልኪ በሉኒ❤
@kibreabesey9582
6 ай бұрын
❤❤❤Wowwww እግዚአብሄር መመሊሱ ይባርኽኩም! ዓቢ ስራሕ ሰሪሕኩም ዞም አሕዋተይ!! እግዚአብሄር ንህዝቢ ትግራይ ይባርኽ❤❤❤
@MeryamGEREZIHER
6 ай бұрын
አሜን ❤❤❤
@tgze2435
6 ай бұрын
እድሜ እና ጤና ይስጣቹሁ ተባረኩ
@kindeyaberhe
6 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ዝተባረኽካ ሠብ። ልኡኽ ህዝቢ። ገባሪ ሠናይ። በርትዕ። ኣይተዓደሎን እምበር ከምቲ ሠናይ ተግባርካ ንክሠርሕ ብዙሕ ሠብ'ዩ ዝምነዮን ዝምርቀካን። ቀፅለሉ።
@Akezaabrha
5 ай бұрын
መምህር ፀጋይ እግዛብሄር ይሃብካ ልዕሉ ክብሪ ንዓኻ መድሂን ዓለም ባዕሉ ይሓግዝኻ❤❤❤❤❤❤❤
@bettyboo7783
6 ай бұрын
እግዚአብሄር እድመን ጢኢናን ይሀብኩም ድካምኩምን ፃእርኩምን ኣምላክ ይልኩም ተባረኩ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ghch5195
6 ай бұрын
abet tedlti fetari edmen tenan yHabkum fr ekum tblu Tegay Hawna tebarek waHabti dma bzweTe ytekaslkum 🙏🙏🙏
@fryat.mewcha
6 ай бұрын
እግዚአብሔረ ዕድመን ጥዕና ያሃብካ ተባረክ 🙏🙏🙏🙏
@NaxiElm
5 ай бұрын
ብጣዕሚ ልብ፡ካዝነክእ የሕዝኑካ ዕደመን፡ጥዕና ይሃብኩም መምህር ምስ መሳርሕትካ ግን እታ ጋሎም ረኪብካ እናሓገዝካ ክታልዮም ምካኣለት መሳኪን የሕዝኑካ ኣይከኣልኩን በዞም ወለዲ🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@ኣማኒኤልመንግስቱ
5 ай бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏
@biruktadesse4712
6 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ላደረጋችሁት ሁሉ ጨምሮ ጨምሮ ያድርግላችሁ
@abjtabjt3859
Ай бұрын
አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር ንዋሃብቲ ብዝወፀ ይተከአልኩም❤
@ፃፀ
4 ай бұрын
መዲሂናአለም አቦና ንመ/ር ፀጋይ ዕድመና ጢዒና ይሃብካ ዘይሓሰብካዬ ፈጣሪ ይሃብካ
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
6 ай бұрын
ፅጋበይ ማዓረይ ተባረኹ ነዞም ወለዲ ድማ እግዚአብሔር ብርተዐ ይሃቦም 🙏🕊 ነዚ ሰናይ ስራሕ እትሰርሑ አሕዋት ከመይ ዝተመረቅኹም ኢኹም 🙏🕊🥰
@tesfaydesta6215
6 ай бұрын
እግዛብሄር ዓስቡክም ፍረጻሙኹም የሃብኩም !!!
@ፃፀ
4 ай бұрын
ብናተይ አታሓሳስባ ግዜ ዘይኮነስ ተጋሩ ሕማቅ አታሓሳስባ ፍራህ እግዛቢሄር ዘይብልና ስለ ዝኮንና ኢና
@kindeyaberhe
6 ай бұрын
ኣኽሡም ዓደይ ውቅሮ ማራይ፣ ዛና ዓዴት ማይጨው ላዕላይ፣ መደባይ ዓደይ ማይጨው ታሕታይ፣ ናዕዴር ዓደይ ማእኸል ትግራይ፣
@hanayemaryam12
5 ай бұрын
ገብርቲ ቅዱስ ተገባር አምላክ አብ ትወፅዎ ትኣትዎ የሰከተልኩም ብዝወፀ ይተክኣልኩም ገዳም ሜድያ ዝበለፀ ዕድመ ማቱስላም ይዓድልኩም ወፊርኩም እተዉ አቤት ቅዱስ ተግባር ክንደይ ምዕዳል እዩ ዝፀለመቱ ዝፀበቦ መዋፅኦ ይሃቦ ሰላም ፍቅርን ይሃበና አምላክ አቦይ አሜን ❤❤❤❤
@BerhanaBayraoma
6 ай бұрын
ኣቦዋይኣብነኣረጋዊ ሓደራኩምፅብቅልምስራሕ ኣብቅዕኒሓደራኩምኣቦዋይመዓረይ❤❤❤❤ክብራትኣሕዋተይፈጣሪዕድመንጥዕናን ይሃብኩም ዘበንኩምይባረክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@smerhsoso7490
6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣባታችን ኣቡነ ኣብነ ኣረጋዊ ፅቡቅ ክንሰርሕ ይሓግዙና ቡኡነት
@FevenFebu-mh9sp
6 ай бұрын
ጰግሽ ንነብሲ ትሰርሕ አለካ ፈጣሪ ዝሕጎሰሉ ተግባር በርትዕ ❤❤❤
@FithanegestGidena
5 ай бұрын
ሕማቅ ኣትርከቡ እሕዋተይ ንዓናለ ንዚ ፃድቅ ስራሕ ንክንስርሕ ፈጣሪ ልቦና ይሃበና 🙏🙏🙏
@TeddyOkubagerges-jb7ey
4 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣብ ትገብሮ ይሓግዝካ ከምዚ ናትካ ክንገብር ይሓግዘና
@BellaG-h9d
6 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሃወይ ኣምልክ ሃጥያትኩም ይህፀበልኩም እድመን ጥ እናን ይሃብኪም
@YhmYalfal
6 ай бұрын
ልበረከት ይግበረልኩም አሕዋት ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም
@MNn-z2y
5 ай бұрын
ኣቱም ተጋሩዋይ ሚዳና እንዶ ነዐቢ በጃኹም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@wubeshetkassaye3254
6 ай бұрын
የወላድ መሐን የሆኑ አሳዛኝ አባት እና እናቶች። በዚህ ሁሉ ግን እግዚአብሔርን የሚያመሰግኑ ፅኑ ወላጆች።
@jghgffggduy3843
5 ай бұрын
አዚ በረከት እዙይ ኣበይ ይርከብ ተባረኩ 😢🙏🙏🙏
@kindeyaberhe
6 ай бұрын
Gedam media እግዚአኣብሄር ይሓግዝኩም። ልኡኻት እግዚኣብሄር ኢኹም። ሠናይ ዘሕጉሥ ሥራሕ ሠሪሕኩም። እዞም ወለዲ ብጣዕሚ እዮም ዘሕዝኑ። ኣድራሻኹም ኣበዚ 'ዩቲዩብኩም' እንትልጥፉ ፅቡቅ እዩ ።
@gedamtube
6 ай бұрын
ኣድራሻ ኣብ screen ኣሎ እዩ
@lemigereziher8177
6 ай бұрын
አመነ አረጋዊ ግርማ ይክደንኩም አሕዋተይ መንገድኩም የቅነዐልኩም🙏
@arielasgedom3242
6 ай бұрын
The Lord God has to be worship than human.
@AbrahaleGebreyonas
5 ай бұрын
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መም
@DfFf-h3u
6 ай бұрын
ተባረክ ተልኣኪ ውን ወሃብለቲ እግዛብሄር ኣምላክ በብዘለክምዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤
@melataskal9201
5 ай бұрын
ፀግሸይ ብፈጣሪ ርኸቦኦ የኔ ጅግናኣ❤❤❤❤
@abebaviard60
6 ай бұрын
እግዚአብሕሔር ይሐኹም ቡሩኻት ኩኑ
@hhb98ndndn58
6 ай бұрын
ክብረት ይሀብኩም ግርማ ተኸደኑ ዕድመ ይሀብኩም
@SemiraHaftu
5 ай бұрын
ፀለትኩም ኣይፈለየና ወለድና በረኸትካ ይሕረና ዝሓወይ በሩክ ናዘውፃእኩም ኣሕዋትና ኣብ ማህደረ ህወት ይፃሓፈልኩም👏👏
@Eyerusalem-k6o
2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ናይ ሕልና ዕረፍቲ አለካ ሐወይ ናተይ ❤❤❤
@hfgsdfhdhh9922
4 ай бұрын
ተባረክ ዝሐወይ ዕድመ ጥዕና ይሀብኩም ዝሀብኩም ክአ ገዘብኩም የብዝሐልኩም
@familia4674
5 ай бұрын
ይህን መልካም ስራ የምትሰሩ ጌታ እየሱስ ይባርካችሁ በበረከት ተትረፍረፉ
@ጓል_ቀይሕ_ባሕሪ
5 ай бұрын
Edmen tenan yhabkum ahwat
@ጓልትግራይ-መ5ቸ
4 ай бұрын
እግዝኣብሔር ሓይልኹምን ርሃፅኹም ይርአየልኹም ኣሕዋተይ እዞም ብገንዘብኹም ተሕጉዙ ዘለኹም ኣሕዋትናለ ብድወፀ ይተክአልኹም🤲♥️♥️
@samiraahmed1322
5 ай бұрын
ክቡራት ወለድና ፀሎትኩም ኣይፈለየና
@Wunesh
6 ай бұрын
ግርማ ተደከኑ ክቡር ሓዉና መምህር ፀጋይ
@arielasgedom3242
6 ай бұрын
Thank you for your service, you guys. May the Lord God bless you and shine upon you, in Jesus' precious name l pray.
@michaelandemichael9183
6 ай бұрын
ኩልኹም ዝተሳተፍኩም እግዚአብሔር ይባርኽኩም፣ ዘርእኹም ይባረኽ::
@UdduFi
5 ай бұрын
ዕድመካ ይበረክ ፈጣሪ ሓሳብልብካ የስምረልካ ዝሓዎይ
@sabayohanes7309
6 ай бұрын
አይ እዛ ዓለም መግለፂ ዘይብላ ነቲ ሓደ አምብዛም ትርኦ ነቲ ሓደ ድማ አምብዛም ትደፍኦ ነቲ ፀጋም መግለፂ ትሰእነሉ እሞ ነብዒካ 😰ታሓልፎ ዓለም ጠላም እያ መገለፂ የብላን ኩሉኩም አብዛ ፁቢቅ ሥራሕ ዝተካፈልኩ ዕድመን ጥዕናን ያዓድልኩም አሜን
@AbiGaltigray-ce3yt
6 ай бұрын
ንወሃብቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕፅፊ ጌሩ ይመልሰልኩም ኣሰርኩም ክንክተል እግዚአብሔር ርህሩህ ልቢ ይዓድለና ሓዱሽ ዓመት ንዝተፀገሙ ወገናተይ ክሕግዝ ይሓስብለኩሞ ክሰምረለይ ኣብ ፆሎትኩም ዘኩሩኒ ኣሕዋተይ ንሰብ ኢልካ ዘይኮነ ንእግዚኣብሔር ኢልካ እዩ ዝግበርሞ እግዚአብሔር ይሓግዘና 😢❤💛🙏 ገዳም ሚዲያ ኣሕዋትና ከዓ እግዚአብሔር ብርክኩም ብርኪ ሓጭን ይኩን እግዚአብሔር ይባርኩም ደቅኖ😢❤💛🙏
@ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
6 ай бұрын
እግዝኣቢሔር አምላክ ክብሪ ይሃብኩም ግርማ ተከደኑ ክቡራት ኣሕዋትና 👏👏👏👏❤❤❤❤
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ
6 ай бұрын
ተባረኩ ዞምሕዋተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@rahwanebu1359
6 ай бұрын
Egziabher. yemasgen. Amlak. Mehaeret. Aurdelena. Uaye ✝️😢🙏😢🙏😢🙏
@Lily-zo6jd
6 ай бұрын
😢😢😢ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ
@haimanotwoldegebriel3978
6 ай бұрын
ምስ መምህር ጸጋይ ምስኡ ዘለኩም ኩላትኩም ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም።
@JbbfhhFhd-ee9wj
4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይባርኹምም
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
5 ай бұрын
አንስ መግለፅ ቃላታ የብለይዋ አምላክ ባዑሉ ደኻሙኩም ይርኣየለኩም
@HbxBbbx
4 ай бұрын
ዛሐወይ ድካምካ ከብ ፈጣር ርከቦ❤❤❤❤
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
6 ай бұрын
ዝሃብክሙ ኣምላክ ብዝወፀ ይተከአልኩም ቶም ናይ ቀደም ወለድናስ ፍቅሮም ደስ ክብል ❤❤
@selamgebrehiwet
5 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም ማሙቅ ዝኮነ ሂወት ይፍተረልኩም
@salem4086
5 ай бұрын
ተባረክ ጌታ ይባርክ
@letushletay2903
27 күн бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤
@ametezghiteklsenbet3274
6 ай бұрын
እዝጋቢሀር ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልኩም❤❤
@mbbmbbb7519
6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩሞ ኣሕዋተይ
@BenjaminSolomon-vw5tj
6 ай бұрын
መ/ር ፀጋይ ከምኡውን መሳርሕትካን ላኣክትካን ፈጣሪ ምሳኩምን ምስ ቤተሰብኩምን ይኩን ኣሜን ።
@n.g.7977
6 ай бұрын
Kbri bsemayn bmdrn AMLAK yhabkum nkulkum✝️
@SamrawitKahsay-b8z
4 ай бұрын
ወይ ፈጣሪ ብዘይ ምኽንያት እባ ኣይኾነ ዛሕማቅ ግዜ መፂኣ ሳላ ግዜ.......
@NebeytGere
5 ай бұрын
Egzia bher edmen tenan yhabka❤ xego ybzhalka
@smerhsoso7490
6 ай бұрын
ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦይ ግርማ ይኽደንኩም ኩቡራት ኣሕዋትና እንካዕ ልኣቡነ ኣረጋዊ ኣባቴ ወርሓዊ ባዓሎም ኣብፀሐኩም
@ftsumbrhanalemngus9052
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@arielasgedom3242
6 ай бұрын
I want to say something in here. The Lord God has to be worship than human beings. May the Lord God open your eyes to know Him.
@fgchffhfh9256
5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤
@NgiasNgias
5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ክቡር አቦና🎉🎉🎉
@fishakiros
3 күн бұрын
መምህረይ ፀጋይ 10000 ንብረለይ
@MeriGalAshegoda
6 ай бұрын
ኣምላክ ይሓግዝኩም ኣሕዋተይ👏😢
@lealemalemamen9029
5 ай бұрын
እቲ ዝተለአካዮ ገንዘብ ምብጻሕ ከይኮነ ቃልካ ባዕሉ ካብቲ ህያብ ዘይነአአስ ፈውሲ እዩ ዝህብ፣ መግለጺ የብለይን። እሞ ገዳም ሚድያ አብ ኩሉ ሚድያ ወጺካ ኩሉ ትግራዋይ ሳብስክራይብ ላይክ ክገብር ናብ ኩሉ ክባጻሕ ምግባር ጽቡቅ ይመስለኒ። አኽብሮተይ ወሰን የብሉን ዝሓወይ በረኸቱ የብዝሓልካ።
@AwetLove-mu9kk
6 күн бұрын
ኣምላክ ይባርኩም፡የሕዋተይ ❤❤❤❤
@fioriselihom6506
6 ай бұрын
Newih Edmni tienan yihabkum Tbarekue 🙏❤❤ Niakume ka xamakum yirayelkum zemnkum kulu Goyta yikbrelue 🙏🙏🙏
@lchirusom9612
5 ай бұрын
እወይመከራ እዞም ስድራና ምስናፈቀትካ ጌተየ በጀኻ ሓግዛና
@themehadehe8970
6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብዘውፃክምዎ ይተክኣልኩም ንዓኩም እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏❤❤❤❤❤
@Yrgghhjnbvgg
6 ай бұрын
አሜን አሜን እድሜ እና ጤና ይስጣቹሁ ተባረኩ ❤❤❤❤❤
@letebrhantewelde8642
6 ай бұрын
ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩ መዓልትኩ የጸብቆ ፈጣሪ
@NigstWelde
6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይስጥህ ወንይሜ የረዳችሁ ሁሉ መድሐኒያለም ይርዳቹ ተባረኩ❤❤❤
@MeryamGEREZIHER
6 ай бұрын
God bless you ahwatey ንፀጋን ንዕድመን ይግበረልኩም ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ሰሪሕኩም ንወለድናለ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦን 🙏❤
@mebrehetbenian3784
6 ай бұрын
Egzabher aboye edil habeni eski senay kgebir
@fuch9239
6 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዓስብኩም ይሃብኩም
@kindeyaberhe
6 ай бұрын
"Gedam Media ናብዛ ሎሚ ኬድኩማ ዘለኹም ቁሽት ቅድሜኹም ዝኸደ ዋላ ሓደ ሚድያ ኣይረኣኹን። እንተዘይ-ተጋግየ ገዳም ሚድያ ናይ ፈለማ 'ሚድያ' ይመሥለኒ። ንዝተረሥዐ ህዝቢ ድምፂ ሥለኾንኩሞ ድማ እግዚኣብሄር ኣብ ጎንኹም ይኹን። እቲ ልብኹም ዝሓሥቦ ኩሉ (ሓሣብ ልብኹም) ይሥመረልኩም ኣሜን።
27:58
#ዴስኣ ጥቓ #ዓፋር ሞት ልዕሊ መሬት ኢልዮ ይቕሬታ ነቲ ቓሉ ኸማኡ ኾይኑ ረኺበዮ
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 58 М.
31:19
ስብ ዝፈንፈነና ሰባት ኢና ከይትቐርቡና ዞም ደቀይ ጋለይ መርዓት እያ ነይራ 6ተ ዓመት እይ ሓዚለያ
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 92 М.
00:22
How Many Balloons To Make A Store Fly?
MrBeast
Рет қаралды 169 МЛН
00:12
Deadpool family by Tsuriki Show
Tsuriki Show
Рет қаралды 4,5 МЛН
00:50
☝️☝️☝️МАЛЫШ-СИЛАЧ 14 лет притворился НОВИЧКОМ | Школьник сделал то, чего не смог качок
Nikita Zdradovskiy
Рет қаралды 4,5 МЛН
36:09
Миллионер | 3 - серия
Million Show
Рет қаралды 2,2 МЛН
30:13
ድምጺ ፖሊስ ኤርትራ: ኣብ ምኽታር ተዋፊሩ ዝጸንሐ ጥርጡር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Рет қаралды 49 М.
17:39
#ሓዉዜን #ኤርትራዊት ወላዲትና ምስ 8ተ ስድራይ ብጥምየት ይሳቐይ ኣለኩ ደቀይ ብሰንኪ ጸገም ትምህርተን ሓዲገነኦ
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 77 М.
26:29
/የቤተሰብ መገናኘት/ "እናትህን አሳየኝ የምትለኝ ልጄ ነች... የልጄ አምላክ እናቴን በአካል አሳየኝ" //ቅዳሜን ከሰአት//
ebstv worldwide
Рет қаралды 353 М.
55:35
የተወዳጁ ተዋናይ ናታይ የታገቢኛለሽ ጥያቄ … "ጥቁር አደይ" ፊልሟን ልታስተዋውቅ የመጣችውን ፍቅረኛውን ሰርፕራይዝ አደረጋት | Seifu on EBS
Seifu ON EBS
Рет қаралды 1,1 МЛН
30:55
#ጭላ ኣብ ዑና ዝነብራ ዝነበራ ኣደታት ዝተሓጎስኩሉን ዝሓዘንኩሉን መዓልቲ
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 4,5 М.
31:34
" ንሰብ ኳ ዓው ኢልካ ይፅዋዕ " ...ሰይጣን ለ እዩ ልፎትየካ 10 ሚልየን ?
Unique Show
Рет қаралды 133 М.
25:29
#ትርፊ እዩ #ሽመይ #በይነይ#ተሪፈ 8ተ ደቅና ናብ ምግዳል ወፊሮም ቶም 4ተ ተሰዊኦም ሎሚ ኣብ መረባ በይንትና ተሪፍና
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 24 М.
1:06:52
25 ዓመት ዝተኣሰርኩሉ ምክንያት ፡ ምስ ሰራዊት ኤርትራችኮይነ እየ ተዋጊአ ፡ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ልዑል ፍቅሪ ኣለኒ | ተጋዳላይ ሓዱሽ ግርማይ
Aura ኦራ multimedia
Рет қаралды 153 М.
45:05
"ኣቦ ጓሉ ይደፍር - ዘይፈስስ ንብዓት ራሄል!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 122 М.
00:22
How Many Balloons To Make A Store Fly?
MrBeast
Рет қаралды 169 МЛН