Jstudio 1ይ ክፋል ኪሮስ ኣስፍሃ ካብ ሳዋ ክሳብ ስደትን ግፍዕታት ህግደፍን

  Рет қаралды 229,314

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

Пікірлер: 1 200
@ሃብቲናይገዛና
@ሃብቲናይገዛና 4 жыл бұрын
ፋርስ በዓል መትከል እንኻዕ ብሰላም ምጻካና ወዲ ህዝቢ ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልካ
@ዘመንተቀይርካኒወዲጾርየ
@ዘመንተቀይርካኒወዲጾርየ 4 жыл бұрын
Kiros ambesa edmen tenan yehabka fetari
@matthewelliot9024
@matthewelliot9024 3 жыл бұрын
Amennnn
@lemigaultigray6335
@lemigaultigray6335 3 жыл бұрын
Amen amen amen keirosy 1000 amet yenberkih
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
ኪሮስ ጅግና ጸረ ህግደፍ ተቃውሞ ባዕሉ እዩ ነዚ ኩሉ ህዝቢ ካብ ዕብዳን ህግደፍ ናብ ደለይቲ ፍትሒ ኣምጺኢዎ ሕጂ ሓደ ሓደ ደለይቲ ፍትሒ ኢና ብሃልቲ ኪሮስ ዓጋመ ክብሉ እንከለዉስ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ።ኪሮስ በል ክትድረር
@natinamedya6957
@natinamedya6957 4 жыл бұрын
Keros asfha as atom nigerena
@BETESEB1972
@BETESEB1972 4 жыл бұрын
@@natinamedya6957 ስቅ በል ሎቅማጽ ሰነፍ ።
@Teklino249
@Teklino249 4 жыл бұрын
Viva Kiros
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
@@asmarina8019 ቀዳማይ ነገር ንስካ ህግደፍ ኢካ ብዛዕባ ኪሮስ ክትሓትት ንቅድም ነቲ ኣሸባሪ ስርዓት ፎእ በሎ።ኪሮስ ሓደ ካብቶም ቀደምቲ ኣብ ኤረትራ ዓብዩ ኣበርክቶ ዝገበረሉ ንህዝቢ እዩ ብረት ሒዙ ናብ በረኻ ዝወጸ እዩ ከምኡ እውን በቲ ስሑል ጎረረኡ ጌሩ መንእሰያት ዘንቀሳቀሰ እዩ።ኤረትራ ግን ዝተጋደለ ዘይኮነ ዘውደልደለ እዩ ዝኸስበላ ማለት ከም ብዓል ቲፋንይ ሓድሽ ንስኩም ክዓ ኣብ ስደት ኮይንኩም 2% እንዳከፈልኩም ኣድጊ ኣጥፊእና ኢልኩም ሃዲምኩም ዝመጻኩም ልዕሊ እቶም ጀጋኑ ክትኮኑ ምፍታንኩም ምስ ድንቁሩና ድዩ ዝግለጽ ወይስ ምስ ዕሽነት ብዛዕባ ኪሮስ ጅግንነት ክትፈልጥ ልብካ ኣንጽሃዮ ንቅድም።ስለ ዝሃደመ ድዩ ጅግና ትብል ዘለካ ኢልካኒ ንሱስ ኣገልጊሉ ግን ፍትሒ ሲኢኑ ከምቲ ኩሉ ህዝቢ ኤረትራ ዝወጾ ወጽዩ ንስካ ከ ጠሚካ ዲካ ሃዲምካ ወይስ ኣድጊ ኣጥፊእካ?
@Barc869
@Barc869 4 жыл бұрын
Ya ane kab nay kiros interview eye smait hager khzeni jemiru nay bhaqi wedi hager EU kiros jgna
@hdritzerezgi9055
@hdritzerezgi9055 4 жыл бұрын
ጸፊዕኒ ተገምጢለ ጸፊዕዮ። ኪሮሰይ like ገርኩም ኢስከ ጹፉዕኒ ንሱኩም
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
Good job brother u did good
@tesfayrusom5429
@tesfayrusom5429 4 жыл бұрын
xefiaka aleku zarkay
@Agheb123
@Agheb123 4 жыл бұрын
izi mushmush izis ktsefih, mushmush haraai!
@hdritzerezgi9055
@hdritzerezgi9055 4 жыл бұрын
@@Agheb123 men eyu ata mushmush seb tegagika aleka
@Agheb123
@Agheb123 4 жыл бұрын
@@hdritzerezgi9055 esu izi ghesret, hamemaa, deynusu kkown zdeli haarai kem hade Jigna koinu krye zdeli. Bejjiakm TESETER BELWO! MUSHMUSH ewe KEDDAH!
@whyalwaysme4990
@whyalwaysme4990 4 жыл бұрын
ቢንጎ እታ ዝጽበያ ዝነበርኩ ዕልል ምስ ኪሮስ ክምዚ ክማይ ህንጡይነት ዝነበረኩም ሃየ ብላክ ጽፍዑኒ
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 4 жыл бұрын
ብገዛእ ኪሮሰይ ላይክ ትልምን ኣለኻ ኣታ ሰነፍ
@whyalwaysme4990
@whyalwaysme4990 4 жыл бұрын
@@mikikeshi9315 ሞሊቅካ ጥፋእ
@nathretkddjmdujsuejisujjfj6984
@nathretkddjmdujsuejisujjfj6984 4 жыл бұрын
K%(
@nathretkddjmdujsuejisujjfj6984
@nathretkddjmdujsuejisujjfj6984 4 жыл бұрын
Poiuytrewqasdfghjkl?!mnbvcxzWtf ghujumkmjj?!h!j!kill?k!i?n jmgcnffm e?roifkjujfutjemidlnukn!k Loj at nbnnj ? !plmjjo ok ojuijjjujjjjjjkoop
@whyalwaysme4990
@whyalwaysme4990 4 жыл бұрын
@@nathretkddjmdujsuejisujjfj6984 ብቋንቋኹም ዲዩ እዚ ጽሕፈት
@bereberha
@bereberha 4 жыл бұрын
ካብ ኣንበሳ ንላዕሊ መግለጺ ኪርስ ዘለዎ ግጨወኒ like ጅግና ክብለካ
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
J Studio ን ኪሮስ ጅግና ምዕዳምካ ክትምስገን ይግብኣካ viva ደለይቲ ፍትሒ ዓወት ን ህዝቢ ውድቀት ን ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ።ኣብ ቀጻሊ ን ወዲ ትካቦ ን ኣቦና ኣብራር ዑስማን ክትዕድመልና ተስፋ ንገብር።
@dahlakshumdehan1530
@dahlakshumdehan1530 4 жыл бұрын
Abrar Osman abzi aymexien eyu aslamay kixerief ziwel jstudio elu hji ayqishishenan eyu.
@alenawaltaeritrean1367
@alenawaltaeritrean1367 4 жыл бұрын
@@dahlakshumdehan1530 what
@samri_king_off_lovesam5593
@samri_king_off_lovesam5593 4 жыл бұрын
@@dahlakshumdehan1530 jebha enidu nesu dea
@johnkidane5066
@johnkidane5066 4 жыл бұрын
ኪሮስ ሓቂ ኪሮስ ኣቦ መንእሰይ ኪሮስ ለሳን ህዝቢ ታንክስ ጆሲ ወዲ ህዝቢ
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 жыл бұрын
ኣዝማሪኖ ኤርትራ kzbin.info/www/bejne/mKGnonx9pLKGpq8 ምትሕግጋዝ ሰብኣይን ሰበይትን ኣብ ሓዳር pls subscribe
@johnkidane5066
@johnkidane5066 4 жыл бұрын
@@GoodmorningEritrea33 ዋው ደስ ዝብል ቻነል ክካታትለኪ ኢየ ከኣ ሓፍተይ ኣጆኪ በርትዒፕ
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 жыл бұрын
ኣዝማሪኖ ኤርትራ ኣዝየ እየ ዘመስግን 🙏ይቐንየለይ ሓወይ ናተይ !!
@ጨዓሎሃዳድምዓደይ
@ጨዓሎሃዳድምዓደይ 4 жыл бұрын
ኪሮሰይ ጅግና ኣቦ ሓቂ ንኪሮስ ዝፈቱ like ከይጸቀጠ ከይሓልፍ ያላ እስከ ፎርሳ ደቂ ኤረ
@semerekelit5183
@semerekelit5183 4 жыл бұрын
ሳልሳይ ክፋል ቃለመጠይቕ ናይ ኪሮስ ኣይትደንጉየና ትብሉ በዚ ላይክ መልእኽቲ ኣሕልፉ
@ክኾነለይአዩወዲትግሪኛ
@ክኾነለይአዩወዲትግሪኛ 4 жыл бұрын
ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ።
@amantsfu8169
@amantsfu8169 4 жыл бұрын
never down hegdafe wedi zae kadae ked abe Europe ketabaly ake kobone andae habue bae kofekae kaergkae ayome hanty mhalty kay rakaye amelke abe sedate yebelake hanty aye tegaberune akome abe weshtykome alnae nakome maselnae nekayede Deki zae kondafet
@semerehaile5728
@semerehaile5728 3 жыл бұрын
Yes bro
@amankok135
@amankok135 4 жыл бұрын
ካብ በሱል ጥረ ዝባሃል እዚ እዩ ኣንታ ኤርትራዊ መዓስ እዩ ዝርዳኣካ ፡ እዚ ንታሪኽ ክጻሓፍ ኣለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኪሮሳ ጸሓፍቲ ብርዖም ከልዕሉ ኣለዎም።
@ጣዓመጡዑምቢሉ
@ጣዓመጡዑምቢሉ 4 жыл бұрын
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ንበረልና ንህዝቢ ኤሪትራ ካኣ መግዛእትና ዘብቃዓሉ ሓወይ ሓፍተይ ንባሃሃለሉ ኡዋን ይግበረልና 👍 ❤❤❤
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 4 жыл бұрын
ኣንታ እዚ ሓቂ ክትሰምዖስ ክጥዕም ንበር ክበር ኪሮሰይ ፋርሳይ
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 4 жыл бұрын
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ ናይብሓቂ ተባዕታይ እዩ
@oneloveonelove3929
@oneloveonelove3929 4 жыл бұрын
ስቕ ዶ ክብል ሎምስ ቐሺ አየ ሑሱራት ፍኑፍናት ታሪክ ክፈርደኩም እዪ:: ኢድ ህዝባዊ ግንባር ሕጂ እውን ሐጺር አይኮነን: አብ ዘዘለክንኦ ከነረክበልክን ኢና.. ሳሕሳሐት ዓጋመ
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 4 жыл бұрын
@@oneloveonelove3929 ሐራይ
@selamnaybzih1373
@selamnaybzih1373 4 жыл бұрын
@@oneloveonelove3929 1+1 ? ውይ መዋል ህጻናት ተመዝገብ
@nk-mh4yi
@nk-mh4yi 4 жыл бұрын
@@oneloveonelove3929 kemey edka timentel wedey abey kemzeleka zeytfeltsi keterekakib kea tumzuh eleka aleku dehar kea eza agame tibehal neakan wedi kemakan eya tigibae deki medhin berad😂😛
@Justice-101
@Justice-101 4 жыл бұрын
ኪሮስ ጅግና ፈታው ሕዝቡ። ኣጆካ ንፈትወካ ኢና ከምቲ ትፈትወና። Kiros you are our hero! We love you as always and forever. ♥️
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ 4 жыл бұрын
ኪሮሰይ ኣቦ ጥበብ ተባዕ ተቓላሳይ ነበረልና እግዚኣብሄር ይሓልኻ ኣቦ መንእሰይ 👍👍👍👍👏👏👏👏🙏🙏🙏
@erilove4639
@erilove4639 4 жыл бұрын
መቸም ሕቶ ንስነ. ጥበበኛ ጥራይ ኮይኑ እንበሪ ኣብ ንኡስ ዕድሜና ውን ሕማቕ ህወት ዝሓለፍና ኔርና ግን መን ይግለጾ ብዝኾነ ሓቂ ዝኾነ ተዛሪብሎ ኪሮስ ????? ምሳይ ውን ተኣሲሩ ኔሩ ኪሮስ ዝወደይ ጽቡቕ ኣጃኻ ጽባሕ ክትወጽእ ኢኻ ይብለኒ ኔሩ?
@militenegasi172
@militenegasi172 4 жыл бұрын
Enqa beselam eaxka kabe azabe
@alemsegedabraham9298
@alemsegedabraham9298 4 жыл бұрын
ባዕልካ ግለጾ ኣጆካ ፡ በብቅሩብ ጸሓፎ ግዜ ይውሰድ ብዘየገድስ ኩሉ ምስነገርካና ብጽሑፍ ን ጽሑፍካን ታሪክ ካን ኣለልዮም ክመጽካ ኢዮም፡ ስቅ ምባል ነቲ ሓቂ ምቅባር ኢዩ ዝከውን ዘሎ፡ ዘጋጠመካ ንገረና ናይግድን ክትሕተት ኣለካ ማለት ኣይኮነን በዚ ሎሚ መራከቢ ብዙሃን ተጠቂምካ ታሪክካ ክንገር ቀሊል ኢዩ ሞ ጃይ ጀምሮ
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 4 жыл бұрын
ስነጥበበኛ መግለጺ ናይ ህዝቢ ዩ ክባሃል ዶ ኣይሰማዕኻን ኢኻ ! ናትና ሽግር ኮ ኣይዉዳእን ዩ ! ግብ ንገልጸሉ ማዓልቲ ትመጽእ ትኸዉን !
@youtube2719
@youtube2719 4 жыл бұрын
Kkkkkkk men kzkreka
@freytesfay3487
@freytesfay3487 4 жыл бұрын
Ajoka wgeney
@amanataklti3012
@amanataklti3012 4 жыл бұрын
ኪሮሰይይይ : ሓላል : ለዋህ : ፈቃር : ፈታዊ ህዝቡ : መክበሪ ሰብ ,,,,,,, መግለጺ ኣልቦ ኢካ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🙏🙏🙏
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 4 жыл бұрын
ብመጀምርያ ኪሮስ እንቋዕ ብሰላም ከምዚ ኢልካ ቃለመጠይቕ ክትገብር ኣብቅዓካ ኪሮስ ቅኑዕን ፈቃርን ኢኻ ሓቅና ኢና ክንፈትወካ ፈተውቲ ኪሮስ ክኣ እንቋዕ ሓጎሰና ኪኪ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ !!!
@Kidu2022fish
@Kidu2022fish 4 жыл бұрын
ሳዋ ነዓይ መጻኢ ሂወተይ ዘጸልመተት ሲኦል አያ ፡ኣብ ሳዋ ዘይትገብረ ነገር የለን መዓልቱን ሰዓቱን ምስ ኣከለ ክኣ አቲ ሓቂ ክወጽአ አዩ።ኪሮስ ጅግና ኣቦ ዉጹዕ መንአሰይ ኢካ አሞ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@BhHb32
@BhHb32 4 жыл бұрын
ኪሮስ ጅግና ኣጆኹምባ በለና ተስፋ ንቖርጽ ኣለናመስለኒ
@ፍሽኽታአመለይ-ጠ5ደ
@ፍሽኽታአመለይ-ጠ5ደ 4 жыл бұрын
BH ኩቡር ሓው አጀኻ ተስፋ ከይትቀርጽ ጸላአይኩም ተስፋ ይቅረጽ አጀኹም ኩሉ ሓላፋይ እዩ በጀካ ሞት አጀኻ ተስፋ ሙቅራጽ ካብ አፍካ ሻሕ አብላ ጸላአይካ አጀጀጀጀኻ
@awetwedkeshi7605
@awetwedkeshi7605 4 жыл бұрын
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ ብትኽክል ዓርኩ ኣነ ከማን ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ።
@saridc7182
@saridc7182 4 жыл бұрын
ኪሮሰይ ናተይ i love u ነብስካ ተመሊሱ እኮ ሕጅስ መልሓሶም የሕይኽካዮም ነዞም ሓሳዳት ህግደፍ
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 жыл бұрын
I love you aytblyo Wana alto Terakiki
@tigrinyatube3156
@tigrinyatube3156 4 жыл бұрын
@@Peace-zf1br ክክክክክ እዋ ብዙሕ ዓይነት ፍቕሪ ኮ ዮ ዘሎ
@saridc7182
@saridc7182 4 жыл бұрын
@@Peace-zf1br hhhhhhh imo afkireyo ane kea
@semereabhabtom9163
@semereabhabtom9163 4 жыл бұрын
@@Peace-zf1br men eya waneu ngerna eba nay kiros jgna 👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷🇪🇷👑🇪🇷
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 жыл бұрын
@@semereabhabtom9163 ani winta ballyy
@goytomtewelde6749
@goytomtewelde6749 4 жыл бұрын
ዋውውው ክልተ ተባዓት እንቃዕ ብሰላም ተራከብኩም ነዚ መንእሰይ ናይ ሎሚ ዘይንፈልጦ ከተፍሉጡና ትገብርዎ ዘለኩም ጻዕሪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም
@meradedeart9949
@meradedeart9949 4 жыл бұрын
ወርሒ 3/2015 ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ብሓደ ኔርና ኪሮስ በኣካልን ብማስሜዳን ወትሩ ዘይልወጥ ጅግና ፍጡር እዩ ኣጆካ ዝወደይ ኣጆካ ወደደይ ጥራዩ ዝብለኒ ኔሩ ኪሮሰይ
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 4 жыл бұрын
ኒ ሰይጣን መስቀል ኒ ህግደፍ ኪሮስ ኣርእዮም ዝባሃል ምስላ ኣሎ !!!!
@kibromtekleab4257
@kibromtekleab4257 4 жыл бұрын
Nay behaki habibi
@mussaosman6331
@mussaosman6331 4 жыл бұрын
iti.abkurkuji.zemte.usur.aykone.abal.serat.eyu.neru
@kirostsehainesh8243
@kirostsehainesh8243 4 жыл бұрын
እዚ ኩሉ ጸገም ማእሰርቲ ክሳብ ሕልናኦም ዝዓርብ ስራሕ ዝግበር መታን ከይሓስቡ ከይሓብሩ ኡሞ ኣንጻሩ ከይትስኡ ዝገብሮ ስልቲ ኣዩ ኣጆኻ ኪሮስ ጅግና ፈጣሪ ኣብ ቀረባ ግዜ ከርህወልና ኣዩ ኣቲ ዘሕለፍኩሞ ኣብኦም ክምለስ ኣዩ ኢዶም ክፍደዩዋ ኢዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰላም ናዓኻ ይኹን
@tedros8953
@tedros8953 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ገልዓሎ ኔረዮ አየ ምስ እንዳ 35 ክፍለሰራዊት ኔረ ብታሃድሶ ዝተሃንጸ መውዓሊ ኳኽ ዝኾነ ሆቴላት ኣየኣየ ሂወት መንእሰይ ምሕረትካ ኣምላኽ ኣቦይ ብዓል በረኸት ሂወቶም ዝሓለፍሉ ኣነ ኣለኹ ምስክር፨፨፨.
@gebremaryammasho4081
@gebremaryammasho4081 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ገርኩም ጆስትድዮ ኽሮስ ኣስፋሃ ጅግና
@alleyesonme303
@alleyesonme303 4 жыл бұрын
ን ኤርትራ ከም ኪሮስ ዝፈልጣን ዝሓመላን የለን። ነጥቢ
@mendfrachanelterdros4297
@mendfrachanelterdros4297 4 жыл бұрын
Ane
@alexanderalexander3795
@alexanderalexander3795 4 жыл бұрын
ኪሮስ ባሓቂ ኣብሂወተይ ካብዝራክዎም ሰባት ሓደ ጅግና እዩ ታሪካዊ ጅግንነት ድሰርሕ ዘሎ ኣጆካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ
@nolawi30com88
@nolawi30com88 4 жыл бұрын
የዋሃ ኢኻ ከም ሪግቢ ሰለም ዘይተብል ብስቃይ ህዝቢ እንትርፊ ክትብደል ዘይትብል ሕነ ፈዳይ ኪሮስ ኣንታ ጅግና ምስ ንኡስ ጎያይ ሳንትም ከይሓዝካ ንህዝቢ ኣባዲ ወጽዓ ዚነግርካ ኣብ ደገ ኣብ ውሽጢ ፍጹም ዘይእግሞ ክገጥም ክቃኒ። ታርኽካ ብዙሕ ዩ ክንጽበ ብወግዕ።
@justicefreedom6832
@justicefreedom6832 4 жыл бұрын
👉🎤🎤🎤🎤Kiros hero my king one love big brother ☝️☝️☝️☝️💯💯💯💯❤❤❤❤🎧🎧🎧🎧🎧
@Aman-dk1ko
@Aman-dk1ko 4 жыл бұрын
ኪሮስ በዓል መትከል ኣጆካ 2020 ኣብ ኡስርቤት ዝሞቱ ንቡር ዝረክብሉ ኡሱራት ዝፍትሑሉ ስደተና ዓዱ ዝምለሰሉ ዘመን ትግበረልና
@ichvermissemeinemutter7266
@ichvermissemeinemutter7266 4 жыл бұрын
Amien bro natey
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ 4 жыл бұрын
Kiros jigna. Fetawi hizbun hagerun🇪🇷♥️♥️♥️♥️💪🏾💪🏾
@asmaraeritrea7560
@asmaraeritrea7560 4 жыл бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷 ነመስግንኻ ኪሮስ ሓውና ነመስግንኻ J. Stdio
@ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል
@ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል 4 жыл бұрын
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ ሓቒዃ ኢዃ ኣይነፋዕናን ህግደፍ ክሳብ ዝግብል ጊዜ ሂብናዮ
@nasserahmed8775
@nasserahmed8775 4 жыл бұрын
ኪሮስ ጂግና ኣጆኻ ዳሕዳሓዮ ወዲ ሰብ ሓንሳብ ዩ ዝውለድ።ምስ ምተ ውን ኣይትስ አን ።ኣጆኻ ታሪኽ ሰሪሕካ ምሕላፍዮ ።የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@mxamedaxmad2374
@mxamedaxmad2374 4 жыл бұрын
Tay koynu zeytesee waee Seb yeweled yemewet yetesee........aytegage
@merhawi.G9
@merhawi.G9 4 жыл бұрын
ብዛዕባ ደርፍታቱ ኣብ ናይ ጥበብ ሂወቱ ሕተቶልና please ! ኣብዚኣ ትሳማማዕ እስከ ኣብዚ ርገጽ
@merhawi.G9
@merhawi.G9 4 жыл бұрын
ምስጢር ፍቅሪ ያ ጽቡቅ ኣለካ ዝዓርከይ እዚውን ኣገዳሲ ዘረባ እንድዩ ግን ቅድሚ ሕጂ ስለ ተዛረበሉስ እዛ ናይ ሕጂስ ብዛዕባ ስራሓቶ ክትከውን እየ ተጸብየ ነረ ; ሓደ ግዜ ያሲን ከምጸልኩም እየ ኢልና ነሮ ግን ኣይምጽኦን እንበር
@eskiasbayru2831
@eskiasbayru2831 4 жыл бұрын
@@merhawi.G9 kilea yesin kicha kemey geru kemtsiom feliyu kem komidere enduyu interview zegibr..bro
@merhawi.G9
@merhawi.G9 4 жыл бұрын
Eskias Bayru ነይ ሓደ ግዜ ድኣ ክነምጽኦ ኢና ኢለምና ነሮም እታ ናቶም መደብ ብዛዕባ ናይ ጥባብ ሂወቶም ኢና ንሓትት እዩም ዝብሎ መስለኒ ግን
@habtaitesfagaber6905
@habtaitesfagaber6905 4 жыл бұрын
@@merhawi.G9 ዓርከይ ያሲን ድኣ ህግደፍ አንድያ ከመይ ጌራ
@habtaitesfagaber6905
@habtaitesfagaber6905 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣስሚረላ ኣለኹ
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 4 жыл бұрын
Kiros shikor jegna wedi hzbi Long life my dear bro we love you ♥️ Thank you josi haway, for Bering the most important person, hawna kiros 👍
@aminechannel263
@aminechannel263 4 жыл бұрын
ይገርም እዩ ናይ ብሓቂ ዘሕዝን ከብድኻ ዝበልዕ ኣጆኻ ኪሮስ ጅግና ድምጺ ህዝቢ
@asmaitkefle7643
@asmaitkefle7643 4 жыл бұрын
Ezom bynom eyom
@aminechannel263
@aminechannel263 4 жыл бұрын
@@asmaitkefle7643 ናይ ብሓቂ እንታይ ይብሃል ኮይኑ እንበር እዚ ድኣ ኣብ ኤርትራ ምዓስ ሓዱሽ ኮይኑ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ዝነብሮ ዘሎ ጭፍጨፋን ውርደትን እዩ
@ቢቶወደድአብርሃብዓልመትከ
@ቢቶወደድአብርሃብዓልመትከ 4 жыл бұрын
ኪሮስ ጅግና ወዲ ኤሬይ ንህግደፍ ከማካ ገይሩ ብትብዓት ዝገልጾም አይረአኩ አይሰማዕኩን!!!
@dejenteklkiel957
@dejenteklkiel957 4 жыл бұрын
Kiroseyy ኣቦ ሓቂ ኣቦ መንእሰይ ኣቦ ፍትሒ ኣቦ ግጥሚ ኣቦ ዜማ ንስኻስ ንበር ድኣ ክትምስክር ሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@dontgiveup8043
@dontgiveup8043 4 жыл бұрын
"ንሰይጣን መስቀል ንህግደፍ ከኣ ኪሮስ ጂግና ኣርእዮም" ኪኪኪኪ!!!!!! ናይ ብሓቂ ጂግና ኩቡር ሓው ኪሮስ ፡ብጣዕሚ የድንቐካን የኽብረካን።you are the daimond of eritreans!!!!! ጆሲ ስቲዲዮ ድማ ስለ' ቲትገብሪ ዘለኻ ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ሙሉእ ኣድናቆተይ ይገልጸልካ፡ቀጽሎ ድማ ይብለካ።ክልተኹም ኣብ ኤርትራ ፍሉያት ሚሳይላት ኣንጻር ዕሉል ህግደፍ ኮንኩም፡ቀጥቀጥ ተብልዎ ኣለኹም እሞ ኩሉ ዉጺዕ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጎንኹም ኣለና።እግዚኣብሔር ድማ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም።again I appreciate you sooooooooo muchchchchchchchch
@ክላመዶእየቶሚ
@ክላመዶእየቶሚ 4 жыл бұрын
ኪሮሰይ 💪👈👉🇪🇷🎤🎵 ከምዚ ከማይ ብወዲ ኣስፍሃ ዝኮርዕ እስከ ብላይክ ግለጹለይ ክፍለጠኒ መእታን!!!
@almazmehari4321
@almazmehari4321 4 жыл бұрын
GBU ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኩቡራት የሕዋት ጽቡቅ ዕድል ዘመንኩም ይባርኸልኩም ከብደይ ትበልዑኒ እዝስ እንታይ ይብሃል ሚስኪን ኤርትራዊ ሓወይ ሓፍተይ እዚ ኩሉ ሽግር ዘጋጠሞ ክትሰምዖ ዘገም ሕጅስ 2020 ናይ ውጽዓት ባና ሒዛ ተቀልቂላ ኣላ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ሃበና ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@robeleritrea4448
@robeleritrea4448 4 жыл бұрын
Temesgenka Fetari Kiros Enkea kemzia Elka Ranaka I am so Happy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️ Alena Do fan Kiross love you guys
@salihasile324
@salihasile324 4 жыл бұрын
Alena uwe robi kemzi kamaydo tehaguska ane niamlak ziliminateliya bikiros kaymetseni tiray
@robeleritrea4448
@robeleritrea4448 4 жыл бұрын
@@salihasile324 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HZEntertainment3961
@HZEntertainment3961 4 жыл бұрын
J Studio ን ኪሮስ ጅግና ምዕዳምካ ክትምስገን ይግብኣካ viva ደለይቲ ፍትሒ ዓወት ን ህዝቢ ውድቀት ን ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ።ኣብ ቀጻሊ ን ወዲ ትካቦ ን ኣቦና ኣብራር ዑስማን ክትዕድመልና ተስፋ ንገብር። J Studio ን ኪሮስ ጅግና ምዕዳምካ ክትምስገን ይግብኣካ viva ደለይቲ ፍትሒ ዓወት ን ህዝቢ ውድቀት ን ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ።ኣብ ቀጻሊ ን ወዲ ትካቦ ን ኣቦና ኣብራር ዑስማን ክትዕድመልና ተስፋ ንገብር። J Studio ን ኪሮስ ጅግና ምዕዳምካ ክትምስገን ይግብኣካ viva ደለይቲ ፍትሒ ዓወት ን ህዝቢ ውድቀት ን ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ።ኣብ ቀጻሊ ን ወዲ ትካቦ ን ኣቦና ኣብራር ዑስማን ክትዕድመልና ተስፋ ንገብር። J Studio ን ኪሮስ ጅግና ምዕዳምካ ክትምስገን ይግብኣካ viva ደለይቲ ፍትሒ ዓወት ን ህዝቢ ውድቀት ን ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ።ኣብ ቀጻሊ ን ወዲ ትካቦ ን ኣቦና ኣብራር ዑስማን ክትዕድመልና ተስፋ ንገብር። J Studio ን ኪሮስ ጅግና ምዕዳምካ ክትምስገን ይግብኣካ viva ደለይቲ ፍትሒ ዓወት ን ህዝቢ ውድቀት ን ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ።ኣብ ቀጻሊ ን ወዲ ትካቦ ን ኣቦና ኣብራር ዑስማን ክትዕድመልና ተስፋ ንገብር። J Studio ን ኪሮስ ጅግና ምዕዳምካ ክትምስገን ይግብኣካ viva ደለይቲ ፍትሒ ዓወት ን ህዝቢ ውድቀት ን ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ።ኣብ ቀጻሊ ን ወዲ ትካቦ ን ኣቦና ኣብራር ዑስማን ክትዕድመልና ተስፋ ንገብር። J Studio ን ኪሮስ ጅግና ምዕዳምካ ክትምስገን ይግብኣካ viva ደለይቲ ፍትሒ ዓወት ን ህዝቢ ውድቀት ን ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ።ኣብ ቀጻሊ ን ወዲ ትካቦ ን ኣቦና ኣብራር ዑስማን ክትዕድመልና ተስፋ ንገብር። J Studio ን ኪሮስ ጅግና ምዕዳምካ ክትምስገን ይግብኣካ viva ደለይቲ ፍትሒ ዓወት ን ህዝቢ ውድቀት ን ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ።ኣብ ቀጻሊ ን ወዲ ትካቦ ን ኣቦና ኣብራር ዑስማን ክትዕድመልና ተስፋ ንገብር። J Studio ን ኪሮስ ጅግና ምዕዳምካ ክትምስገን ይግብኣካ viva ደለይቲ ፍትሒ ዓወት ን ህዝቢ ውድቀት ን ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ።ኣብ ቀጻሊ ን ወዲ ትካቦ ን ኣቦና ኣብራር ዑስማን ክትዕድመልና ተስፋ ንገብር።
@mhreteabhabteab4143
@mhreteabhabteab4143 4 жыл бұрын
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ከማካስ የለን ኩሎም ስነ ጥበባውያን ካባኻ ክምሃሩ እቲ ሓቂ ክዛረቡ ተስፋ ንገብር ኣጆኻ ቀጽሎ።
@yasinkeyboard3378
@yasinkeyboard3378 4 жыл бұрын
Kirosay Natey I love u ma man ur the man. Eska Nekirosye Zefatu like Yehabalay please please
@nahomtesfayewhans7518
@nahomtesfayewhans7518 4 жыл бұрын
ሰብ ካብ ህግደፍ ይሓድም ህግደፍ ከኣ ካብ ኪሮስ ይሓድም ::
@nkulugziyelowo2973
@nkulugziyelowo2973 4 жыл бұрын
Nay behaqi nshetan ariyo mesqel nhgdef ariyom kiros ajona tray qeribna ena kiros jigna nberelna
@ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ
@ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ 4 жыл бұрын
Kkkkkk nay bhaki brozer.
@tigrayalulaabanega85
@tigrayalulaabanega85 4 жыл бұрын
ኪሮስ ጅግና ያ ነዕካ ዘወለደት ማህጸን ትባርክ ብሮ
@tigrinya531docduccomentary
@tigrinya531docduccomentary 4 жыл бұрын
Welcome wedi hezbi ur real most Heroic man kiros!keep going .
@muuzmulue7703
@muuzmulue7703 4 жыл бұрын
እታ መስቀል ፈቴያ፡ ኤንድ ኪሮስ ሄሮ ተባዕ ተቃላሳይ ንበረልና።
@wedigere1549
@wedigere1549 4 жыл бұрын
ኪሮስ ኣስፋሃ በዓል መትከል። ንስምካ ክብልሉ ብዙሓት'ዮም ዝተዋፈሩ። ለሓስቲ ህግደፍ እቲ ቀንዲ መርዘን ኮንካዮም ኣለካ።
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
J studio TY brother..for your dedication unflinching determination and sacrifice for the sake of beloved nation...there will definitely for sure be a time of reconing and this criminals have to come to justice tomorrow..we the people have to be principled, uncompromising, and steadfast and unyielding to anyone who support this devilish dictatorship, no more appeasement my people...
@adhanetzerehannes6937
@adhanetzerehannes6937 2 жыл бұрын
Amen! I can’t wait to that day
@awetwediadigeble.1957
@awetwediadigeble.1957 4 жыл бұрын
ኪሮስ ሕልናኻ ዝዓግበሉ ስራሕ ትሰርሕ ኣለኻ ናይ ባሓቂ ሓቐኛ ሰብኣይ ።
@Tewelde-k1n
@Tewelde-k1n 4 жыл бұрын
ተባዕ ኪሮስ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ገለ ካኣ በለና በታ ክራርካ ዳግማይ ኣባራብሮ ነቲ ዉሉድ መንእሰይካ ንስኻ ኢኻ ዘለኻ ሓደ ኡሙን ኣቦ ሓቂ ኣቦ መንእሰያት ኤርትራ በዞም ላሓስቲ ትፍኦም ዝዛረብዎ ዘይፈልጦ ተስፋ ከይትቆርጽ መንእሰይ ምሳኻ ኢዩ ዘሎ ጸግዒ ኩኖ ድኻምካ ከይጸብጸብካ
@eritreaeritrea9955
@eritreaeritrea9955 4 жыл бұрын
መርሓባእ ወዲ ህዝቢ ተሃንጥየ ክጽበየካ ጸኒሐ ኪሮስ ዝፈቱ ላይክ ሃብዎም ጀይ ስቲድዮ።👉👍
@መናዝል
@መናዝል 4 жыл бұрын
ዕላሉ ዘይምኖ ጅግና ወዲ ህዝቢ ፣ካልኣይ ክፋል ከይ ደንጎኻ ኣቕርበልና ብጣዕሚ ኢዩ ዝስሕበኒ ዕላሉ ኪሮስ ወዲ።
@alemsegedabraham9298
@alemsegedabraham9298 4 жыл бұрын
ኣጆካ ኪሮስ ብዜማ ጌርካ ኣደራዕ ሳዋ ግለጸልና
@hagosminia6431
@hagosminia6431 4 жыл бұрын
Thanks j studio. Nezi mahder tarik zekone kiros asfha bedamka ketmesgn ygbaka hadera sendwo bkulu josi hawey mes mesarhtka amlak yhlkum 😍kerosy ka Amlak yhlka abti zelkayo 😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@besratgebrehiwot121
@besratgebrehiwot121 4 жыл бұрын
dislikers እንታይ ኢኹም ሓቒ ከትጸምዑ ከለኹም ርእስኹም ዘሕምመኩም???
@heri2068
@heri2068 4 жыл бұрын
*ጆሲ ሓወይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ከምዚ ጌርካ ምስ ንፈትዎን ነኽብሮን ኪሮስ ኣስፋሃ ዘራኸብካና። ሰፊሕ ቃለመሕተት ከምዝኸውን ከኣ ኣይጠራጠርን'የ። ተስፋ ይገብር ከኣ ህዝብን መንእሰይን ዝጠልቦ ሕቶታት ሓቲትካዮ ክትከውን ። ብዛዕባ ስነጥበባት ስራሓቱ ከኣ ክሳብ ሕጂ ዝሃቦምን ዘፍረዮም ፍርያትን ቁሩብ ተናኽፈልና ኢኻ።*
@artentertainment2536
@artentertainment2536 4 жыл бұрын
ኪሮስ ጅግና ወዲ ህዝቢ , በሉ የሕዋት እዋናዊት ሓዳሽ ደርፊ ክጋብዘኩም ,ኣብዛ ቻነል ኣላትኩም ናብ ኩሉ ክትበጽሕ ሸር ,ላይክ ሳብስክራብ ኣይንረስዕ ደቂ ኤረይ ,
@ariyameru4335
@ariyameru4335 4 жыл бұрын
Kiros abo Eritrea I love you so much ❤️❤️🇪🇷😍💕
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 4 жыл бұрын
ኪሮስ ወድ ህዝቢ ወድ ኤሬ God bless you👍
@g.btigre9092
@g.btigre9092 4 жыл бұрын
Good speech kiros {J.studio your also contetu good program i appreciated => =>
@ፍሽኽታአመለይ-ጠ5ደ
@ፍሽኽታአመለይ-ጠ5ደ 4 жыл бұрын
ጀሲ ኩቡር ሓው ደሃይኩም እይጸሙ እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ምስ ኪሮስ ሓውና ዓቢሰብ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ
@teklkfl6024
@teklkfl6024 4 жыл бұрын
Eza wxieti kusht hagerna kulugzie kabfetari eu mhret emo fetari mhret yewrdela.esurat zfthulun kalien ygberelna.
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ 4 жыл бұрын
ኪሮስ ኣቦ ፍቅሪ ኪሮስ ኣቦ ህዝቢ ኪሮስ ኣቦ መንእሰይ ኪሮስ ኣቦ ሃገር ኪሮስ ኣብ ሓቂ ኪሮስ ኣብ ኤርትራ ኪሮስ ምንኣስ ባርያ & ኣብርሸይ ንበር ክበር ንዘልኣለም
@mehrtesfamicheal318
@mehrtesfamicheal318 4 жыл бұрын
እዞም ጸረ ህዝቢ ኤርትራ እንቋዕ ኣይበልዑካ ኪሮስ ከምቶም ዝተበልዑ ንጹሃት ኤርትራውያ የሕዋትና ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ዳሓን ውድቀቶም ኣብ ሓጺር ግዜ ክፍጸም ኢዪ ኣጆኩም መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ብስምረትን ጥምረትን ንዕየ ጥራሕ እምበር ናይዚኦም ግፍዕን ገበንን ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን jstudio ንእትገብርዎ ጻዕርን ኣበርክቶን ኣዚየ እና ኣመስገንኩ ኣጆኩም ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
@gebreamlakgidey6042
@gebreamlakgidey6042 4 жыл бұрын
ሳዋ ማለት ማንነትካ ተገሲስካ ሓዱሽ ኤርትራዊ መንነት ትጥመቐሉ ዝፈሸለ ማሕዩር እዩ። ኣይ ኢሳያስ'ሲ!
@elizamichael93
@elizamichael93 4 жыл бұрын
First of all thanks Jossi, and then the king of kings our beloved and honest brother God bless him. " Heroes never give up"
@meronyonas563
@meronyonas563 4 жыл бұрын
Kiros farsey nebsey love you 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷😀😀🇪🇷😍😍😍 anbesa Josi nfue gazetena .
@freedompeace3359
@freedompeace3359 4 жыл бұрын
🙏ሰላም j studio ሰላም ኪሮስ🙏 j studio አነ ከም ኤርትራዊ ይከታተለካ እየ! ብህዝበይ ዝሐምም ሰብ እየ!!! ስቃይን መከራን ቅትለትን ደሃይ ናይ ኤርትራውያን ዘይፈልጥ ስለተቅርቦ ኩሉ ክጻወሮ አይካአልኩን!!! በቃ ከቢድ እዩ ክትሰምዖ ኮለካ!!! ጸላኢና ግን ፍሉጥ እዩ!!! አብ ገሃነብ ይእተው ናይ ህዝበይ ስቃይ ዘውሮዶ አምላክ ይፍረዶ!!!
@teklitrussom
@teklitrussom 4 жыл бұрын
welcome kiros jgna 👍⭐️⭐️⭐️⭐️🇪🇷👍👍👍👍👍
@kesetekibrom1984
@kesetekibrom1984 4 жыл бұрын
ኪሮስ ባዓል መትከል ጅግና ጽዕራም ኣቦ ውጽዓት ምሳካ ኣብ መትከል live long !
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 4 жыл бұрын
ኪሮስ ደላይ ፍትሒ ደላይ ጹቡቅ ንበር ክበር ::
@asternahlbi8341
@asternahlbi8341 4 жыл бұрын
I love you wedi Aedi seheale wedi gezawty maerye gegena wedi gegnue 💋💋
@dhriwdketaloawet6161
@dhriwdketaloawet6161 4 жыл бұрын
@@asternahlbi8341 wa halefta wala haberieta?
@godblesseritrea6062
@godblesseritrea6062 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትኽኽል ዘረባ ገበን ጌሩ ዝእሰር ብጣዕሚ ዉሑድ ኢዩ ። ብገበን ዝተጠላቕዩ ሃገር ይመርሑ ኣለው እልፊ ሰረቕቲ ። ማስኪን መንእሰይ ከኣ ፈቖዶ ቤት ማእሰርቲ ተጠላቒዩ ኣሎ ። እዛ ናይ ግንባር ቡሬ ብትኽኽል ብ ኢሳያስ ዝተቐናበረ ኢዩ 100% ትኽኽል ኪሮስ ።
@HabtemariamFikre
@HabtemariamFikre 4 жыл бұрын
Josi ትረር እንታይ ደኣ ካሜራ ናባካ እንተ ቢላ ቀልባዕባዕ ትብል፧ ኪሮስ ጅግና ከሎ ምሳካ ።
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 жыл бұрын
Josi Men Eyu Abey Abu Eritreawi Diyu? Ezi Gize Mara Eyu Zesekifeka. Bihaqi Hizbi Eritrea Zitirinif Hasab Diyu Zelewom Mikniyatu Propaganda Bitami Yedimie Eyu Silezi Bial Josi Kiani Kesimu Kilet Zelewom Yimesilu. Silezi Nihina Erireawan Meninetom Alameom Alelina Kinsibom Alen. Bihar Haymanot Adi Kayfeley Hizbina Haqafi Eritrea Hagerina Aqabi Zikone Hasabat kihliwom Tesefa Egebir
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 4 жыл бұрын
Agazian do aykonen chenfer Norwey(Oslo)
@erenasweet7936
@erenasweet7936 4 жыл бұрын
Josi thank you so much shicrina..... Super reader 😊👍🇪🇷🇪🇷
@wedihailewedihaile7809
@wedihailewedihaile7809 4 жыл бұрын
ኣምላክ ጡዑም ነብስካ ተመሊሱ ኪሮስ ወገነይ ✌️
@eskiasbayru2831
@eskiasbayru2831 4 жыл бұрын
Metehazi ember tesaniwa eza chanel higi kea nezi abo haki amtsiekumuluna thank you so much Jstudio.......
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 4 жыл бұрын
ኪሮስ አቦ ፍትሕን ሕልናን : ዘይርስዖ አብ ከባቢ ቲራቮሎ ንሓደ ኮብሊሉ ኢሎም ዝሓዝዎ መንእሰይ ብበትሪ ክስሃልዎ ኮሎው ነቶም ብረትን በትርን ሒዞም ዝድግድግዎ ዝነበሩ ክትጠማጠሞም ማዕረ ንላዕሊ ክትኩሱ ክወጣደጡ : ሳላኻ ግን እቲ ዝህረም ዝነበረ ቁሩብ ትንፋስ ረኺቡ ደሙ ግን ንኹሉ ሰብነቱ መሊእዎ መርኣይ አይነበሮን : ብዝኾነ ኪሮስ ናይ ሕልና ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ።
@michaelhabte8086
@michaelhabte8086 4 жыл бұрын
ዋው ኪኪ ነብስኻ ካኣ ዳሓን ኮይንካ ተሰማሚዕካ ዓዲ ሃምበርገር ቺስበርገር ጠቒማ ክክክክክክክ ኪኪ ኣቦ መንእሰይይ ንበር እስከ ፋርሰይይይ ይግባኣካ እዩ እርሲ ኩሎም ሕደር።
@seareandemeskel553
@seareandemeskel553 4 жыл бұрын
ኪሮሰይ ዕንባባ ሃገር ዓይኒ ጸላኢካ ይደፈን።
@thanksgod3186
@thanksgod3186 4 жыл бұрын
Kirosey Jegna Miss You♥️🇪🇷
@NeymarJr-xe2bu
@NeymarJr-xe2bu 4 жыл бұрын
dhar etom tegadelti mexom temaqilomni 🤣🤣🤣😂😂😂 God bless you kirosey
@abrhimoebayhigen5984
@abrhimoebayhigen5984 4 жыл бұрын
Kkkk tmql abilomo zom schefatu ahhh kiri mqur
@wedieri2301
@wedieri2301 4 жыл бұрын
😂😂😂😂
@maharitsegai7362
@maharitsegai7362 4 жыл бұрын
Ahhh kiroseyyyyy shkor yeake 😁😁😁moyte diye gele
@tesfaihagos4760
@tesfaihagos4760 3 жыл бұрын
A mr. Kross you ire axlent or good friend you are well and I wish you the best #
@believeyourself1903
@believeyourself1903 4 жыл бұрын
JSTUDIO IS GREAT PROGRAM. YOU ARE IN THE RIGHT PLACE. KIROS YOUR WORDS IS POWERFUL.
@berie6325
@berie6325 4 жыл бұрын
Powwww Anta#Kiros bro. Bmaserti ba Asekhomuka eyom :: Eway ane hawey 🙏 gin mara mara adnkeka. Tebatay kemey tehabine adnakika zeykonelu mknyat yelen. Hayet Nebri🐆👈🐆❤❤
@ሽመይኣይነግርንእምቢ
@ሽመይኣይነግርንእምቢ 4 жыл бұрын
*ሓቅኻ እወ ሳዋ* *ሰፈር ተመን* *ዕንቅርቢት* *እምበር ሰፈር* *ሰብ ኣይኮነን*
@tesfahiwetgebregzabher996
@tesfahiwetgebregzabher996 4 жыл бұрын
Kiros biali hamot Abo hzibe
@raskeisar4049
@raskeisar4049 4 жыл бұрын
ዱሮ ዓዲ ፈረንጂ አቲኽን ሳዋ መደበር ታዕሊም ምዃኑ ረሲዕኩሞ?
@robelgebretinsa5598
@robelgebretinsa5598 4 жыл бұрын
Kiose Jegna Teba 😍❤👍👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 4 жыл бұрын
*ኪሮስ ዓርኪ መንእሰይ*
@tesfomhabte4749
@tesfomhabte4749 4 жыл бұрын
Arki haqi enkolay eyu Berie asli
@aklilukesete2431
@aklilukesete2431 4 жыл бұрын
Kiros eti bkulu ztefetene meniesey. Fetari Edmen Tienan Yhabka.💞💞💞💞
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 4 жыл бұрын
ኣንታ ጅግና ዘይሕለል ሰብኣይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ። ንፉዕ ጆሲ ድማ ቀጽለሉ።
@dawit7956
@dawit7956 4 жыл бұрын
ኩሉ ኤርትራዊ ከም ኪሮስ ተዝከውን ሃገር ኣብ ከምዚ ኣይምወደቀትን።
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 4 жыл бұрын
እንታይ ዮም ደሌም ነዚ መንእሰይ ዓባይ ዘይተመለሰት ሕቶ ያ ኽሳብ ሕጂ? ኬሩ ጅግና
@robelhaileab7018
@robelhaileab7018 4 жыл бұрын
Kirosye jegna welcome bro.
@flower-mu9qm
@flower-mu9qm 4 жыл бұрын
kiros wed hezbi abo haki 💪💪💪👍
@tesfalemfkadu7182
@tesfalemfkadu7182 4 жыл бұрын
Wellcome kiroseyy wdi hzbi Taqalesay nhzbi nay bhaqi haqi ezi kulu eti haqi eu ane keman bayney zreakwo alo 80%🇪🇷😍🌹❣⚘
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 39 МЛН
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 27 МЛН
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
መደብ ሓቂ ጥራይ ቁጽሪ 2
13:20
Kiros Asfaha
Рет қаралды 117 М.
ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ራብዓይ ክፋል
15:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 90 М.
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 39 МЛН